lisan tewahdo web TV: ኣብ ጸቢብ ቦታ ሰፊሕ ኣገልግሎት

  Рет қаралды 206,422

Lisan Tewahdo

Lisan Tewahdo

Күн бұрын

Пікірлер: 1 200
@yosiami6441
@yosiami6441 Жыл бұрын
ብሓቂ፡ ኣዴታትና ጻመአን እግዚኣብሔር ይሃበን፡ ብሓቂ ዓቢ ዝኾነ ኣገልግሎት እየን ዝፍጽማ ዘለዋ፡ ንነነብሰን፡ብንጽሕናን፡ ቅድስናን ዓቂበን፡ ኣብ ሕብረተሰብ ዘሎ ጸገማት ናይ ሓዳርን፡ ካልእን ውን ከም ኣዴታት ኮይነን ዝገብርኦ ዘለዋ ዕዮ ብሓቂ ዓቢ እዩ ። ቃለ ሕይወት የስምዓልና ጥራይ ኢልና ምሕላፍ፡ እኹል ኣይኮነን እሞ፡ ነዚ ተዋሂብወን ዘሎ ቦታ ኣብ ፍጻሜኡ ክበጽሕን፡ ብዝበለጸ ድማ ኣገልግሎተን መታን ክፍጽማ፡ ኩልና ዓዓቅምና ክንሕግዝ ይግበኣና እዩ። ከም ሓሳበይ ሓላፍነት ዝስከም ሰብ ወይ ቤተ ክርስቲያን ተገይሩ gofund me ክግበር ዝሓሸ ፡ ኮይኑ ይስመዓኒ። ብዝተረፈ ኣዴታትና፡ዕድመን ጥዕናን ይህበልና።
@michaeletesfai4300
@michaeletesfai4300 Жыл бұрын
Xbuq hasab emo bkemey gefund me twexie tkiel
@elsayemane6729
@elsayemane6729 Жыл бұрын
Nay bhaki xubuk hasab eyu gn ka wal hder zeyblu btami eyen texegimen zelewa yehwatey.
@maryameymezmureykerstosaml3497
@maryameymezmureykerstosaml3497 Жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ወላ ኣነ ዉን ከሙኡ ኢለ
@adiammengisteab6284
@adiammengisteab6284 Жыл бұрын
Ya you are right
@adiammengisteab6284
@adiammengisteab6284 Жыл бұрын
Ab haxir gzie gofundme knxbe ena
@Mulue844
@Mulue844 Жыл бұрын
ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንክን ይባርከልክን ካብ በረኸትክን የካፍለና ፈጣሪ ኩቡራት ኣደታት 🙏😇✝️
@danydan6662
@danydan6662 Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gaWnnnqKpZlseqM
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ክርስትና ተወሃዶ ሃይማኖተይ መንነተይ ስርዓተይ ስለዝኾነ እኾርዓሉ እየ። ንኣይ ዝገርመኒ ግን እዚ ናይ ሎሚ ምንኵስናን ምናነን እዩ። ኣብ ስርዓትና ከምዚ ናይዞም ዓረብን ግብጽን ጸሊም ጀለብያ ክዳን ተኸዲነን ዝምንኩሳ ርእየን ሰሚዔን ኣይፈልጥን። እተን ቀደም የሩሳሌም ብእግረን ዝኸዳ ፈለስትን እማሆያትን ውን ጸሊም ጀለብያ ናይ ዓረበ ግብጺ ተኸዲነን ንዓድና ኣይምለሳን እየን ኔረን። ናይ ሎሚ ግና ኩሉ ናቱ ገዲፉ ፡ ናብ ለቃሕን ክራይን መንነት እዩ ዝጎዪ።
@asmakifle2627
@asmakifle2627 Жыл бұрын
Bhki edlntt ekn nzen ab sdet zlna ka bla xlot gbrlna
@ሕልና-አ8የ
@ሕልና-አ8የ Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንሃገራ በረከት ክኮና ኢየን። ብዉፍያት ደቂ ቤተክርስትያን ጎ ፋዉንድ ወጽዩለን ክሕገዛ ተስፋ ኣሎኒ።
@abrahamyafet1415
@abrahamyafet1415 Жыл бұрын
ፅብቅ ሓሳብ ዝትግብራ ኣካል እንተ ረኪባ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ Жыл бұрын
ጽቡቅ ሐሳብ ኢዩ
@ሰደተይኮይኑንፅቡቀይ
@ሰደተይኮይኑንፅቡቀይ Жыл бұрын
በረከትክን ይሕደረኒ ኣዴታተይ ብሓቂ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ ሰደተይ ኣሕፂሩ ንዓካትክን የምስለኒ ንዓይ ሓጥዕ ውልድክን ፆሎትክን ኣይፈለየኒ በረከት ቅድስቲ ድምያና ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን
@Nahit_media
@Nahit_media Жыл бұрын
Amlak ykealo eyu xelot azewtri kdsti kudusan msaki tkun haftey
@ኤረይወይሞት
@ኤረይወይሞት Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ን ሃገርና ኤርትራ ንጎረባብትና ን ዓለምና ሰላም ፍቅሪ ይሃበና ኣሜን
@سميرهعسيري-ب1ر
@سميرهعسيري-ب1ر Жыл бұрын
አሜን ፫ ብሩከይ❤👆🕯
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሩክ ሓውና
@titirezene9592
@titirezene9592 Жыл бұрын
Amen🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ መፈጸምታ የብጽሕኽን ኩብራት ኣደታትና ኣብ ጸሎትክን ዘክራና🙏🙏🙏❤️
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 Жыл бұрын
አሜን 🙏አሜን🙏አሜን🙏ዘክራና
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ክርስትና ተወሃዶ ሃይማኖተይ መንነተይ ስርዓተይ ስለዝኾነ እኾርዓሉ እየ። ንኣይ ዝገርመኒ ግን እዚ ናይ ሎሚ ምንኵስናን ምናነን እዩ። ኣብ ስርዓትና ከምዚ ናይዞም ዓረብን ግብጽን ጸሊም ጀለብያ ክዳን ተኸዲነን ዝምንኩሳ ርእየን ሰሚዔን ኣይፈልጥን። እተን ቀደም የሩሳሌም ብእግረን ዝኸዳ ፈለስትን እማሆያትን ውን ጸሊም ጀለብያ ናይ ዓረበ ግብጺ ተኸዲነን ንዓድና ኣይምለሳን እየን ኔረን። ናይ ሎሚ ግና ኩሉ ናቱ ገዲፉ ፡ ናብ ለቃሕን ክራይን መንነት እዩ ዝጎዪ።
@lordmercy4539
@lordmercy4539 Жыл бұрын
I’m really emotional when I saw this video , I’m in relationship and have been four years, but we hadn’t a baby yet, we where waiting to God to give us one day, Suddenly I do check and I get positive pregnant, at the same time when I open my phone I got this video at the beginning, I’m so surprised its happen at the same time, I promise with ma self when I have a girl I will be named her Dimanya, thanks God for blessing us.🙏⛪️
@elk5824
@elk5824 Жыл бұрын
May Saint Dimiana bless your baby.
@edeng.kesete3747
@edeng.kesete3747 Жыл бұрын
I am really happy for you.. May the blessing of Saint Dimiyana be upon your baby...
@fkrimskulu6338
@fkrimskulu6338 Жыл бұрын
Congratulations im so happy for you🎉May saint dimanya bless your family 🙏🏽
@lordmercy4539
@lordmercy4539 Жыл бұрын
Thank you so much guys, God is good
@sapotube3747
@sapotube3747 10 ай бұрын
❤❤❤
@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ Жыл бұрын
ጽቡቅ ሕርያ ኢክን ሓሪክን እሞ ኣምላክ መፈጸምትኡ የርእክን ፍቁራት ኣዴታትን ኣሕዋትን ፡ ኣምላክ ብምሕረቱ ቅድስት ድምያና ብጸሎታ ይደግፉክን ፡ ንዓና ድኩማት ደቅክንን ኣሕዋትክንን ድማ ኣብ ጸሎትክን ዘክራና ❤💚🏩
@abrhalehabte2434
@abrhalehabte2434 Жыл бұрын
እግዝኣብሄር ንኩሉ ራኢኪንን ድሌትኪንን ይፈጽመልኪን በረከትኪን ከኣ ይካፍለና ኣሜን
@Habenzerierzghi1
@Habenzerierzghi1 Жыл бұрын
ኩሉ ዝከኣሎ ኣምላኽ ይሓግዝክን!!! ሕሳብ ልብኽንን ጸሎትክንን የስምረልክን!!! ኣጆኽን ዓዓቅምና ክንሕግዝ ኢና፡ ጥራይ ኣብ ጸሎትክን ዘክራና!!! ኣምላኽ ህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ!!! ኣሜን!!!!
@efiefitesfatsbah871
@efiefitesfatsbah871 Жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ኣቦይ ነዚ ሰናይ ነገር ክሰምዕ ዘብቀዓኻኒ ክብሪ ነቲ ቅዱስ ስምካ ከሙዉን ነታ ለዋህ ወላዲት ኣምላኽ ይኹን ኣሜን ክቡራት ኣዲታይይን ኣሕዋተይን እግዜኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድመኺን ይባረኽ❤️🙏
@ytub8615
@ytub8615 Жыл бұрын
ዓኽኽኽኽ ኣታ አነ ናበይ እዩ ገጸይ ትዓድልክን ነዛ ጸልማት ዓለም ገድፍክን ነታ ዘልዓለም ብርሃን ዘኾነት ህይወት ምምራጽክን ብሓቂ መንፈሳዊ ቅኒእ ቀንአልክን
@sabanugusephonetastic8432
@sabanugusephonetastic8432 Жыл бұрын
እግዚአብሄር ናይ አጎልጉለት ዘመንክን ይባርከልክን ቃለ ሂወት የስምዓና🕯️🤲🕯️🤲🌿❤️⛪♥️✝️♥️🍇አብጾሎትኩን ዘክራኒ ❤️❤️❤️❤️
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@sabanugusephonetastic8432
@sabanugusephonetastic8432 Жыл бұрын
@@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ ሰላም ሰላም ከመይ
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 Жыл бұрын
አብ ጸሎትክን ዘክራኒ አሜን ልብና ተተኪፉ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ክርስትና ተወሃዶ ሃይማኖተይ መንነተይ ስርዓተይ ስለዝኾነ እኾርዓሉ እየ። ንኣይ ዝገርመኒ ግን እዚ ናይ ሎሚ ምንኵስናን ምናነን እዩ። ኣብ ስርዓትና ከምዚ ናይዞም ዓረብን ግብጽን ጸሊም ጀለብያ ክዳን ተኸዲነን ዝምንኩሳ ርእየን ሰሚዔን ኣይፈልጥን። እተን ቀደም የሩሳሌም ብእግረን ዝኸዳ ፈለስትን እማሆያትን ውን ጸሊም ጀለብያ ናይ ዓረበ ግብጺ ተኸዲነን ንዓድና ኣይምለሳን እየን ኔረን። ናይ ሎሚ ግና ኩሉ ናቱ ገዲፉ ፡ ናብ ለቃሕን ክራይን መንነት እዩ ዝጎዪ።
@ndjs6045
@ndjs6045 Жыл бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏
@titigaltigray7118
@titigaltigray7118 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ብሓቂ ከንደን ደስ ከብለካ ኣብዮት ትዕድልቲ🥺 እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንክን ይባረክ ጀመርቲ ዘይከንክን ፈፀምቲ ይግበረልክን መፈፀምቲኩን የፀበቀልክን ✝️❤✝️❤️
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 Жыл бұрын
ብሓቂ ከደት ዓይነይ😘❤😢
@titigaltigray7118
@titigaltigray7118 Жыл бұрын
@@musearayagaltigray8682 🥺❤🥰
@fkriuemnetey9115
@fkriuemnetey9115 Жыл бұрын
ቃለሂወት የስመዓልክን ክቡራት የሕዋተይ ጸሎትክን ኣይፈለየና ኣብ ጸሎትክን ዘክራና ሰላም ክገብረልና
@ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ
@ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ Жыл бұрын
ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከትክን ረዲእትክን ናይ ቅድስት ድማንያ ኣይፈለየና ከሙ ውን ኣቦታትና ኣደታትና እግዚኣብሔር ይሓግዘና 🙏 👑🙏👑🙏👑
@danydan6662
@danydan6662 Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gaWnnnqKpZlseqM
@asmarashikor6200
@asmarashikor6200 Жыл бұрын
ቀል ሂወት የሰምዓና እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንክን ይባረክ 🙏🙏🙏
@tesfagergshabraha9035
@tesfagergshabraha9035 Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል እዪ ተማሂረን ወዲአን ብሞያና ክንሰርሕ ክንምዕብል ከይበላ ናይ ዓለም ነገር ከየሰስዐን ነዚ ምብቅዐን ከምቲ መጽሓፍ ቁዱስና ዝብሎ ሰብ ብኹሉ ቃል ኣምላክ እምበር ብእጌራ ጥራይ ኣይነብርን ዝብል ቃል ዘኪረን ነዚ ምብቅዐን ካብ ናይ ምድሪ ረብሓ ነቲ ናይዘላኣለም ሂወት ስለዘማዕደዋ እዩ፣ሞ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ካብ ኩሉ ናይ ዓለም ፈተና ሰዊሩ መፈጸምትኡ የርእየን።
@Fisha.yemane-27
@Fisha.yemane-27 Жыл бұрын
ኣሜን(3) እቲ ኩሉ ዝክእል እግዝኣብሄር ኣምላክና ይሓግዝ! ናይ በረኸት ስራሕ ክንሰርሕ ከኣ ይደግፈና🙏💒🙏
@danydan6662
@danydan6662 Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gaWnnnqKpZlseqM
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ Жыл бұрын
ኣባይክን ኣዴታተይ ጸላኢኽን ይንባዕ ኣምላኽ ይደግፈና ኢድና ክፍታሕ!
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንክን ይባርከልክን 🙏
@hreithret9989
@hreithret9989 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና
@muluberhane13
@muluberhane13 Жыл бұрын
እናቴ መዓረይ እሰይ እሰይ እሰይ ኩልኽን ኣዴታትና ኣህዋትና እንቋዕ ሓጎሰና ደስ ይሉና ደስ ይበልክን እናቴዋ ኣነ ሙሉ ካብ ኣሜሪካ እየ እናቴዋ ❤ ኣዴና ድምያና ❤ ፀሎትናን ልማኖናን ተቀቢላቶ እናቴዋ እልልልልል ❤እልልልል ❤ማቐቀዓረይእሰይ እስይ እሰይ እልልልልል እልልልል 🙏❤️🙏 እልልልልል እልልልል 🙏❤️🙏 እልልልልል 🙏❤️🙏 እልልልልል 🙏❤️🙏 እልልልልል ተመስገን እልልልልልልል🙏❤️🙏 እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልል 🙏❤️🙏 እልልልልል 🙏❤️ተመስገን🙏 እልልልልል 🙏❤️🙏
@danydan6662
@danydan6662 Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gaWnnnqKpZlseqM
@raheildagnew3357
@raheildagnew3357 Жыл бұрын
እረ ብእምላክ ሕዝብይ ናበይ እና ንክይድ ዘለና እዚ ጌጋ እዬ ክብ መቃብር ዝመጵሕ በረክት የለን መጽሐፍ ቅዱስ ነንብብ እዚ ሐጥያት እንምበር ጵድቄ አይኮነን መጽሐፍ ቅዱስ ነንብብ በጆኩም ሕዝብይ ብዘይ ምፍላጥ ይጠፍእ አሎ እዚ ነገር ብእየሱስ ስም ይገልበጥ ምድሐን ብእየሱስ እንብር ብዐጵሜ ሙዉት እይርክብን እዮ እምላክይ ዝገብርዎ እይፈልጡን እዮም አ ይቅረ በለሎም ምሕረት እግዚአብሔር አምላክ አብ ምድሬ ኤርትራን ሕዝብን ይኲን።
@KisanetTklit
@KisanetTklit Жыл бұрын
​@@raheildagnew3357ኣይ መንፍቃን
@wintakidane9453
@wintakidane9453 Жыл бұрын
ብመጅመርታ ነዚ ብሩህ ገጽግን ዘርኣረየና ልዑል አግዝኣብሄር ይመስገን ኣጆከን ኣብ ጎንክን ኣለና ኣብ ጸሎትክን ዘክራኒ ንዓይ ንሓጤቴና ጋልክን ሓፍተክ ወለተማርያም ኣምላክ ኣብ አምነተክን የጽንዕክን ዕደመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይብዝሓልክን ኣምላክ ኣብ ዝፍቀዶ ዓደና ተመሊስና ኣብ ቅድስቲ ቤት ንሳለመሉ ግዜ የመጽኣልና ኣሜን
@michaelkuhsay9809
@michaelkuhsay9809 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል እዩ ኣምላኸ መፈጹሙ የርእየና ኣደታትናኸ ዕድመን ጥዕና ይሃበልና። 🙏🙏🙏
@ER-xp9th
@ER-xp9th Жыл бұрын
ፈጣሪ አምለክ እድሜን ጥእናን ይሐብኩም ፀጉኡ ያብዛሐልኩም ቃላት የብለይን ተመሰገን 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤ ሰቅ አይንብልን ምሰ አምላክ ሬድኤት🙏!
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 Жыл бұрын
❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤ አሜን (3) አጆክን ክቡራት አዴታትና አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፅላል ትኩንክን . አዴና ሰማዕት ቅድስት ድምያና ምስ 40 ደቃ ክብር ምስጋና ይብጻሓያ 🙏❤🙏🙏
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣዴታተይ በሓቂ ዝነኣድ ኢዩ እግዚኣብሔር ይመስገን!
@nabukeshikifle2675
@nabukeshikifle2675 Жыл бұрын
ተመስገንካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ነዚ ቅዱስ ስፍራ ዝሃብካና፡ መጺና ጸጋ ንሓፍሰሉ ግዜ ይሃበና፡ ነዴታትና መነኮሳያት ዕድመን ጥዕናን ኣበልና ንዓና ክሕሸና፡ ድንግል ማርያም ምሳኽን ትኹን።
@danit3250
@danit3250 Жыл бұрын
Amen
@danitfanus926
@danitfanus926 Жыл бұрын
ልዑል እግዛእብሄር መፈጸምታ ይሃብኪን።ኣዝየ ቐኒኤ ካብ ልበይ ቁዱስ ቅንኢ።መማህረተይ ማሓዛይ መታዓቢተይ ዮርዳ ናይ ሎሚ ወለተ ጊዮርጊስ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ብዓይነይ ሪኤያ።ኣብ ጸሎትኪን ኣዴታትይ ንሕናስ ነደንግጽ ን ዓለም ንግዛአ ሰባት ኢና
@aynom4661
@aynom4661 Жыл бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ኣብ መፈጸምታ የብጽሕክን ❤
@edenabraha4065
@edenabraha4065 Жыл бұрын
Egzabher mulieu bereket ygeberlna ab meftsemta DMA ybtsihikin
@edenabraha4065
@edenabraha4065 Жыл бұрын
Telefon kwehabena ykal du fkadkum ente koynu
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
nnnn ክርስትና ተወሃዶ ሃይማኖተይ መንነተይ ስርዓተይ ስለዝኾነ እኾርዓሉ እየ። እዛ ተወሃዶ ኦርቶዶክስ እምነትና ጥራይ ዘይኮነት ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ትጓስየና ናብራናን ማሕበራዊ ንጥፈታትና እትመርሓና ሰናይ ስነምግባር እትምህረና ውን እያ። ካብዚ ንላዕሊ እዛ እምነትና ታሪኽ ፣ ባህሊ ፣ ቋንቋ ፣ ልምዲ ፣ ስርዓት ፣ ዜማ ፣ ሙዚቃ ፣ ቅብኣን ስእልን እንዕቅበላን እንመሃረላን ደብርናን ቤት ትምህርትናን ውን እያ። ንኣይ ዝገርመኒ ግን እዚ ኮይኑ እናተፈልጠ ፡ እሞ ኸኣ ኣምላኽ ዝሃበና ግሩም ምስሊ ጌጽ መሸከልን ቅርጺ እናሃለውና ፡ ኣብ ፈቐዶ ቤትናን ኣብያተ መቕደስናን ናይ ባዕዳውያን ፈረንጂ ምስልታትን ኣሳእልን ናይ የሱስ ፣ ድንግል ማርያም ፣ መላእኽቲ ያኢ ተባሂሎም ፈቐድኡ ተጠቂዖም እንርኢ። እዚ ከምዚ ዓይነት ድኹም ልምዲ ነቶም ምእመናን ህጻናትን ዝሰዶ መልእኽቲ እንታይ ይመስለኩም : - "ኣምላኽ ፣ የሱስ ፣ ድንግል ማርያም ቅዱሳት መላእኽቲ ንኣኹም ኣይመስሉን ፤ ነዚ ዝበቅዕ ምስሊ የብልኩምን ፤ ጽባቐን ሰናይን የብልኩምን" ፡ እዩ ዘመለክት እሞ ፡ እዛ ቅድስቲ ቤተክርስትያን መኣረምታ ክትገብረሉ ብትሕትና እሓትት።
@temesgen2182
@temesgen2182 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ajokn adietatna
@kibromrezene8275
@kibromrezene8275 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡ እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ክብሩ ዕላማ ዘኺዳ ኣዴታት ዘርእየና ንቤተክርትያና ኤርትራ ድማ ዓንዲ ሕቖ ክኾና እዮ እሞ በረኸት ቀዳሞት ኣዴታትና ኣብኽን ይፍሰስ፡ ጸሎትክን ድማ መቑረሪ ማዓትና ይኹን ኣሰር ኣሰር ቁዱሳን ኣቦው ኣዴታትና ዘቕናዕክን ኢኺን እሞ ኣብ ቅድሚ ንጉስ ክርስቶስ ኣምላኽና ሞጎስ ይኹንክን። ጸሎትክን ኣይፈለየና
@24Reem
@24Reem Жыл бұрын
ናይ አጎልግሎት ዘመንክን ይባርከልክን አዴታትና ለተማርያም ኢልክን አብ ጸሎትክን ዘክራኒ
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ Жыл бұрын
(Gofuwondme ) ይከፈተለን ኩሉ ሰብ ዓቅሙ ክዋጻእ (ኢቲ ናብኣን ዝድውል ብውልቂ ኣዝዩ ዉሑድ ኢዩ ወላውን ንዐኤን ኣሸጋሪ ኢዩ ክንደይ ሰብ ደዊሉለን ክከዳ!! ጎፋውንድሚ ይቀልል። ሓደ ብሩክ ይተዓወተላ።ኣነ ስለዘይክእል ኢየ።
@waslagebremeskel5485
@waslagebremeskel5485 Жыл бұрын
Xubuk hasab u akimina abu mewefena nerna
@yoelfshaye5965
@yoelfshaye5965 Жыл бұрын
@@waslagebremeskel5485 ኢግዝአብሄር ምሳክን ይኩን ከምቲ መጅመርትኡ ዝረአየክን አብ መፍጽምቱኡ የብጽሕክ፡ኦርቶድክስ ተዋህዶና ንዝልአለም ትንበር
@kiflaygebreslasie3719
@kiflaygebreslasie3719 Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንክን ይባርኸልክን ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ ስለ ኩሉ ውዕለታቱ እግዚኣብሐር ይመስገን
@ghenetghile3642
@ghenetghile3642 Жыл бұрын
አግዚአብሄር አምላክ አብ መፈጸምትኡ የብጽህክን አዴታት አብ ጸሎትክን ዘክራና
@minatesfay8604
@minatesfay8604 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኪን ይባርኽ።
@alemtesfai525
@alemtesfai525 Жыл бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 edmen thena yehbkene kale hewit yesmalna adetatna
@arbeitgeben7065
@arbeitgeben7065 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna abotatna and adietatna
@brktibeki1741
@brktibeki1741 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡራት ኣዴታተይ እንግዚኣብሄር ኣምላክ መፈጸምታክ መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልክን፡ ጸሎትክን ይርደኣና።ብሓቂ ልብካ ዘሕጉስን ዝትንክፍንዩ ፡ ነዚ መደብ ክውን ክኸውን ዝገበርኩም ከኣ ዓስብኹም ይሃብኩም ፈጣሪ።
@tesfahiwethabtemriam1412
@tesfahiwethabtemriam1412 Жыл бұрын
Ortedexs tewahdo nuzelaelem tunber zeywdae hiwet yuhabukun abuta bieid zeyteserehet semayawit yorsalem nuzelalem yenburukun ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yonasteklay1491
@yonasteklay1491 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓቢ ሓላፍነት ዘሰክም ነዞም ኣብ ወጻኢ ንነብር። እንዳ ነብዓ እምበር ዶ ኣሎኹም ይብላና ኣሎዋ እሞ፡ ሓደራ ኣብዚ ተኻፈልቲ ዓቢ ጸጋ ንኹን? እግዚኣብሔር ኣብዚ ህንጻ ዘሳትፍ ጸጋ ይሃበና።
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪✝️💒✝️💒✝️👈
@hermonna99andat24
@hermonna99andat24 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ መፈጸምቱኡ የብጽሕክን ኣዴታት ፡ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትክም ወዲ ድንግል ይባርኽ።
@biekimati7428
@biekimati7428 Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ አልልልልልል ተመስገን ነዚ ኪንሪ ዘብቃና ኣምላክ ኪብርን ሚስጋናን ዪኩኖ በረክታን ረዴታን ናይ ቂዲስቲ ድምያና ሚስ ኩሉና ዪኩን ኣደታትና ካ ኣምልክ አድመን ቴናን ዪህብኪን።
@samelsolomun9250
@samelsolomun9250 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ውጥን እግዚአብሔር መፈፀምትኡ የርእየክን ኣዴታትና
@robielmbrahtom2250
@robielmbrahtom2250 Жыл бұрын
ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልክን ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እዛ እምነትና ኦርተደክስ ዕድለኛ እያ ነዚኤን ኣዴታትና ዝሃበና ፈጣሪ።እዚ ናይ ሓገዝ ከኣ ንዓና በረከት እዩ ክሕገዛ ዘለወን ኣዴታትናን የሕዋትንን እየን።
@ghebrehiwetbekuretsion3942
@ghebrehiwetbekuretsion3942 Жыл бұрын
እግዚአብሄር ጸግኡ የብዝሓልክ ዘበንክን ይባርኸልክን ዕድመ ማቱሳላ ይሃብክን ናይ ብሓቂ ዘመን ንጹህ ልቢ አቦታትና ይምለሰልና አሎ ቴሌፎን ግን ሸር በሉለን ሂወት ዝደሊ አብ ኢደን ክሰድድ ዝደሊ
@fanuelamare2116
@fanuelamare2116 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንክን ይባርኽ ናይ እድስቲ ድንግል ድምያና የጽልለልክን ከም ኣነ ቀሺ ኣማረ ዝብሎ እንተሃልዩ ኸኣ ብቐዳምነት ንህዝብና ብጸሎት ክትድግፋና ብትሕትና ይላቦ !!! ካብዚ ብምቅጻል ከኣ ከምፍቓድ ኣምላኽ ንቡሩኻት ንምመናንና ሒዝና እንሓስቦን እንደልዮን ኣይክንሓፍርን ኢናሞ ኣጆኽን ካብ ሕጂ ኣይክነውሕን እዩ ከምቲ ድልየትክን ንምእመናንና እተገልግላሉ ቤት ክስራሕ እዩ ጸሎትክን ኣብ ርእሲ ኩላትና ምእመናነ እግዚኣብሄር ይኹን !!!፨፨፨
@danydan6662
@danydan6662 Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gaWnnnqKpZlseqM
@rahelfssehation8913
@rahelfssehation8913 Жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣታ ክንደይ ተኣዊትክን ነዛ ጸላም ዓለም ገዲፍክን ኣብዚ ቅዱስ ሂወት ክትህልዋ ዝመርጽክን ኣምላክ መሪጽክን ተኣዊትክን ዘልኣለም ዕድሜክን ይባርክ ፈጣሪ ጸሎትክን ኣይፈለየና።
@emuna6511
@emuna6511 Жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ይመስገን ቃሌ ሂወት የስመዓልና ብሓቂ ናይ ኣገልግሎት ዘመንክን እግዚኣቢሄር ይባርከልን ብሓቂ ክዛረብ ውን ዓቅሚ የብለይን ጾሎት ቅድስት ድምያና ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን !!!!
@hanaghebremichael9734
@hanaghebremichael9734 Жыл бұрын
እዋይ ትኣዊትክን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ ብጸሎትክ ልኡል እግዚኣቤሂር ይቅረይብለልና❤❤❤❤❤
@wizmdb4102
@wizmdb4102 Жыл бұрын
Egziabher nay agolgulet zemenkn ybark ❤🙏🏾☦️
@weinekassa3875
@weinekassa3875 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓና አደታትና ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ምስ ኹልኽን ይኹን🙏 እወ ብሐቂ አደታትና አዝዩ ደስ ዘብል እዩ እሞ አጆክን ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ቅድስቲ ቁድሳን ድንግል ማርያም ቅድስቲ ዶምያና ብጸጋኦምን ብበረከተምን የሐግዝክን አደታትና አብ ጸሎትክን ዘክራና 🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹💐💐💐
@danydan6662
@danydan6662 Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gaWnnnqKpZlseqM
@goodday558
@goodday558 Жыл бұрын
Amelak mesakn ykun ✝️💒🙏
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ቃል አዝጋብሄር የስማዓልና ።
@Samsunga14-r2h
@Samsunga14-r2h 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@mizlalisaac6369
@mizlalisaac6369 5 ай бұрын
ተመስገን አምላከ ይሐግዝክን::
@Enbokye
@Enbokye Жыл бұрын
ኣዴታተይ ብዓቢኡ ንሕይወትክን፡ንዓለም መኒንክንስ፡ነታ ብሒትክን ትጽልያላ ስኢንኽን🙏እግዚኣብሔር ይርዳኣየን ንሕና ድማ ንሓግዘን ቀቅሩብና ኢዩ።
@semirazekaryas5790
@semirazekaryas5790 Жыл бұрын
Amen kal hiwet yesmealna egzabier yhagzkna🙏🙏🙏
@robelbrhane9491
@robelbrhane9491 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ይመስገን
@gaema9673
@gaema9673 Жыл бұрын
Orthodox Tewahedo eko Eti mearg des keblka 👏👏👏😍🍇⛪📖💒✝️🐏🙏👍👍👍
@aklesiazegiorgis5510
@aklesiazegiorgis5510 Жыл бұрын
Thank you for sharing with us. Please 🙏 let's help our mothers let's get the blessing. This world is going chaos . They are prying for us for the world.
@Heri-fw7of
@Heri-fw7of 9 күн бұрын
ብሐቂ አዴታትና ጸመአን እግዚአብሔር የሃበን ዓቢ አግለግልት የሃበነን
@MercyEritrea17
@MercyEritrea17 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ጸሎትክን ኣይፈለየና ብሩኻት ኣዴታትና 🙏🏽💒🙏🏽🇪🇷
@ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ
@ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ Жыл бұрын
አዝግአብሄር ናይ አጎልግለትክን ዘመንክን ይባርኸልና ቃል ሂወት የስምዓልና። ናይ ባንኪ ቁጽሪ አይረኸብክዎን አሞ አበይ ሞባአ ክሰዶ።
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾ኣነስ ነዘን ደቂ ማርያም ክርእየን ከለኹስ ነዛ ነብሰይ መንቺትኪ ኣጥፍእያ ኳሉ ዝመጸኒ ከመይ በዲንንንን ዝኾነት ነብሲ ሒዘ ይጓዓዝ ከም ዘለኹስ ነዛ ነብሰይ ሲ ታይ ሞ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔ኣምላክ ጥራይ ሰስናለይ በቃ ነዛ ደካማ ነብሰይ ሓደራኺን ብጸሎትክን ዘክራና ኣየ ትዕድልቲ ኣየ ጸጋ ኣየ በረከት 🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🙏🏽ሕሩያታተይ ኣዴታተየ *ኣብዚ ገዳም እዚ ካብ ስደት ከይደ ኣብ ዓመታዊ በዓላ ተሳቲፈ ታቦታ ናይ ቅድስቲ ድምያና ኣውጺኤ ኮሊለ ነቢዕ ተማህጺነያ ናብ ዓደይ ተመሊሰ ኣይጸናሕኩን ከኣ ኣብ ሓጺር ኣዋርሕ ሚምላሰይ መጋቢት ተመሊሰ ከባቢ ሰነ ኣቢሉ ይኸውን ልክዕ ፍልሰታ ማርያም ጾም እዋን ምሸት ሰዓት 10፥00 ነብሰጾር ምዃነይ ዘርኢ ምልክት ብዓይነይ ረኣኹ ድሕሪ 6ዓመታት ከኣ ማናቱ ኣወዳት ተቦኪረ እዚ ሓቂ እዚ ካባይ ካብ ልሳነይ መታን ክምስክር መዓልቲ ይሃበኒ ከይደ ደቀይ ሒዘ ከመስግን ጸሎትኩም ደግፉኒ ሓደራ 🙏🏽🙏🏽💐💐💐💐💐❤💠 ዓስቢ ቅዱሳን ይሃብኪን ኣዴታተይ ኣቲን ሕሩያት ኣኽኽኽ እዋይ ዛበዲን ነብሰይ እባ ነዓኽን ረሲዓ ትበልዕ ትሰቲ ኣላ 😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔
@biekimati7428
@biekimati7428 Жыл бұрын
ኣሰይይይይደ ተመስገን ፈትሪ አንቃ ዊሉድኪ ሃቆፍኪ መኣረይ ነኣይ ሃፍቲኪ ካ ከምዚ ናትኪ ዪፍተረለይ። ኣጆኪ ቢሂጂ ዘሎ ጊዘ ዪበዝህ ኣምላክ አድመን ቴናን ዪሃበና አምበር ነዜን ዝይ ኮነ ኒመን በሃቂ።
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Жыл бұрын
@@biekimati7428 ኣሜንንንንንንንንንንንን ዝሓፍተይ ኣሜን ሳላ ጸሎትኪ ሓፍተየ ኣጆኺ ነዓይ እኳ ዝሃበትኒ ነዓኺስ ከመይ ዝይትህበኪ ኣጆኺ ወላ ክትከዲ ተዘይ ጥዒምኪ ሓፍቲ ወይ ኣደ ተለዋ ኣብ ዓዲ ልኣኽየን ሽም ክርስትናኺ ነጊርኪ እግዚኣብሄር ቦታን ግዜን ዝይግድቦ ለጋስ ኣቦ እዩ ዘሎና ኣጆኺ ዕጽፍን ድርብን ከም ናተይ ከም ትህበኪ ርግጸኛ እየ መዓልቲ ትሃበኪ ክትከዲ ኢልኪ ጸሎት ግበርለይ ሓደራኺ🙏🏽🙏🏽🙏🏽😭❤💐🌿🌿🌿🕊
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 Жыл бұрын
እሰይይይይይ እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኹን እንኳዕ ዝተመነኪዮ ሃበኪ ሓፍተይ ከይድኪ ክትምስኪር ድማ ናይ እግዚአብሔር ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልኪ
@waslagebremeskel5485
@waslagebremeskel5485 Жыл бұрын
Temesgen amlak entay yiseano, behaki kem mihretu ember kem hatiyatina zeykeyid .
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Жыл бұрын
@@waslagebremeskel5485 ናይ ብሓቂ ናይ ብሓቂ ኣዝማደይ ወረ ነዓይሲ ኣይግባኒንን እዩ ካብ ሑጻ ባሕሪ ዝበዝሕ ኣበሰኛን ሕማቅ ሰብን እየ ዓይኒ ፈጣሪ ደኣ ነባዕ ኮይኑ 😭😭😭😭😭🤲🏾🤲🏾🕊💠💐⛪
@TesfamichaelTewolde-hc4re
@TesfamichaelTewolde-hc4re 7 ай бұрын
🙏 Mahbere denageL Tewahdo 🙏 Asey Yehwat Hberomu Knebrus Kndey SenayN Tomun Eu🙏
@yrgalembarankel6293
@yrgalembarankel6293 Жыл бұрын
አግዝአብሒር ጸጋ የብዝሓልኪን ቃል ህወት የስማዓልና ኢሚን(3)
@asterghebrehiwot7197
@asterghebrehiwot7197 Жыл бұрын
temesgen egzabher ezi kudus tegbar nay adena kidist dyameyana keberkt yehagzena amen
@abrahamamanail7236
@abrahamamanail7236 Жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN Amelake yhaguzkume
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 Жыл бұрын
ኣጆኽን ኣዴታትና፡ ብሩኽ ህዝብኽን ልክዕ ከምቲ ትደልይኦ ክሃንጸልክን'ዩ፡ ብምሕረት እግዚኣብሄር።
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 Жыл бұрын
ብሓቂ ድንቂ ዝኮነ ስራሕ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዝሓልክን መፈፀምትኡ የፀብቀልክን አዴታትና በረከትክን ይሕደረና
@elsayemane6729
@elsayemane6729 Жыл бұрын
Egzabiher ymesgen enqa abzi abxahakn. Yehwatey ezom ab dege nkmet nhagzen kemzi bkub awaxina genzeb tewhlalay eu eden edka nbel Yehwatey 🙏
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣዲታትና በሓቂ በረኸትክን ይሕደረና፡ ኩልና መእመናን ኣሕዋት ወይ ብማሕበር ወይ ብቤተክርስትያን ወይ ብውልቂ ኩልና ዓዓቅምና ከነበርክት ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልን!
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ክርስትና ተወሃዶ ሃይማኖተይ መንነተይ ስርዓተይ ስለዝኾነ እኾርዓሉ እየ። ንኣይ ዝገርመኒ ግን እዚ ናይ ሎሚ ምንኵስናን ምናነን እዩ። ኣብ ስርዓትና ከምዚ ናይዞም ዓረብን ግብጽን ጸሊም ጀለብያ ክዳን ተኸዲነን ዝምንኩሳ ርእየን ሰሚዔን ኣይፈልጥን። እተን ቀደም የሩሳሌም ብእግረን ዝኸዳ ፈለስትን እማሆያትን ውን ጸሊም ጀለብያ ናይ ዓረበ ግብጺ ተኸዲነን ንዓድና ኣይምለሳን እየን ኔረን። ናይ ሎሚ ግና ኩሉ ናቱ ገዲፉ ፡ ናብ ለቃሕን ክራይን መንነት እዩ ዝጎዪ።
@bettykahsaz1276
@bettykahsaz1276 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩሉ ዝከኣሎ ኣምላኽ ሰናይ ገይርልና ኢዩ እሞ ሐየ ደቂ ኤረይ ዝተኻለና እንዳሐግዝና ነዛ ቅድስቲ ገዛ ንወድኣ, ቅድስት ዲሜንያ ጸሎትኪ ኣይፈለየና ኣሜን🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 Жыл бұрын
"ኢየሱስ ስዱድ ተስፋሆሙ ለስዱዳን ኢየሱስ ግፉዕ ምስካዮሙ ለግፉዓን" "ይትባረክ እግዚኣብሄር ኣምላከ ኣበዊነ ቀዳሴ ቅዱሳን ወቅድሳት"።
@missieafewerki4387
@missieafewerki4387 Жыл бұрын
እቶም ፍኖተብርሃን ዝነበሩ ሊቃውንት ኣበይ ኣለዉ
@piterosamare3058
@piterosamare3058 Жыл бұрын
Amen Amen Amen egzabiher Amlak yefxmken ab xltkum zkruna adttna egzabiher Amlak ysana yeku
@arondemsas6474
@arondemsas6474 Жыл бұрын
እግዚአብሄር አምላኽ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንክን ይባርኽ ኣዴታትና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልክን ኣብ መፈጸምትኡ የብጽሕክን፡ ኣብ ጸሎትክን ዘክራና
@eregreat2038
@eregreat2038 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልክን: እዚ ዝራአየ ከአ እዱ ክዝርግሕ አምላኽ ይሐግዘና ።
@abelgere2144
@abelgere2144 Жыл бұрын
ወለተ መሰቀል ሓድጉ ኣበይ ኮን ትህሉ ኢለ ኩሉ ግዜ ይሓትት ኔረ ሕጂ ግን ቀሲነ ።ኣደይ ዓባይ ሓፍተይ ኔራ ብጣዕሚ እይ ዝናፈቓ በቃ ብኸየት እነዳ ሰዓረኒ እየ ዝፅሕፎ ዘለኩ ናይ ሃይማኖት ሰብ አይኮንኩን እንታይ ከም ዝብል ብልክዕ እይፈልጥን እየ ። ፅሎትኪ አይጋደፈኒ ክብርን ምሰጋናን ንዑኡ ይኩኖ
@TesfamichaelTewolde-hc4re
@TesfamichaelTewolde-hc4re 7 ай бұрын
Mahbere denagel 🙏 Asey yehwat haberom knebrus kndey Senayn tomun Eu 🙏
@tmlmyora1943
@tmlmyora1943 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ክብርን ምስጋናን ይብጻሕዮ! ንዓኽን ዝሃበና ኣዴታትና ንሕና ድማ በረኸት ክንሳተፍ እግዚኣብሄር ናይ ምሃብ ጻጋ ይኣድለና.
@bereketbeyene5654
@bereketbeyene5654 Жыл бұрын
ቅለሂወት የስማዓልና ቁዱሳት አዴታትና ተሳተፍቲ እቅዱስ በረከት ይበለና እንቃዕ እዚ አርአየና እግዚአቢሄር አምላክና በረከት ሬዲኤት ናይ ቅድስቲ ሰምአቲ ድምያና ምስ አርባዓ ደቃ ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኩን ።
@grrjhfr2209
@grrjhfr2209 Жыл бұрын
ፆሎቱኩም በረከትክን ይሕደረና አሜን፫
@teklithabtai4433
@teklithabtai4433 Жыл бұрын
Bgahdi zerieka kdus tewahdo haymanotna bkemzi eyu bhaki hakegna zeblo bflay kulom kdusan ab thti fetari bzuh teamrat slezgebru bhaki egziabiher tsegiu yebzhalkn neana dkumat alemawyan dma ab xelotkn zekrana ❤❤❤
@eritreaalemey4853
@eritreaalemey4853 Жыл бұрын
Enqua nezi arayekin Adetatna Enqua hagosena. Xelotkin mis kuluna ykun Amen 🙏. Ajokin alena dequkin up gonkin.
@ተእግሰትያሰፈልጋል
@ተእግሰትያሰፈልጋል Жыл бұрын
አለ መታደል እግዝአብሄር አምላክ ናይ አጎሉጉሎት ዘመንክን ይባርኸ 🙏🙏🙏🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀💗💗💗💗💗💗
@trhas1237
@trhas1237 Жыл бұрын
ኣሜን ኩብራት የሕዋተይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልክን ሰላሳ ሱሳ ምእቲ ክትፍርያልና እዝጋቢሔሪ ኣምላክ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ኣብ ጸሎትክን ዘክራና ኩቡራት የሕዋተይ ንአምላክ ለሚኑ ዝሓፈረ የለን እሞ ኣምላክ ከምቲ ብሰላም ተጀሚሩ ዘሎ ብሰላም ከፈጽመክን ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምንኩሳንክ ይባርክ አይይይይይይይ እሊ አነ እውን መፅሓፍ ቅዱስ አቅምጥና አብ ቲክቶክን አብ ምድያን ክንሳራሰር ንውዕል አለና አምላክ ልቦናና ክፈተልና
@tsehayeandom2816
@tsehayeandom2816 Жыл бұрын
ኣዴታትና ኣባይክን ይንባዕ ፡ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብርሃን ናይ ቤተ ክርስቲያና ገይሩ ሂብና ኣሎ እሞ ፡ ኣብ ዝሰፍሐ ቦታ መፈጸምትኡ ከርእየና ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን።
@zufantesfai9270
@zufantesfai9270 Жыл бұрын
Azabiher admen tanan yhebkum xolkn. Ayfelena Amen
@hagostesfa2416
@hagostesfa2416 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣዴታትና። ዘመንክን ኣምላኽ ይባርኽ።
@tesfayafworki8750
@tesfayafworki8750 Жыл бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ዓስቢ ጻማኽን ይሃብክን ነዛ ሓጥያት ዓለም ብምፍንፋንክን መገዲ ኣምላኽ ብምሕዝክንን ትሩፍ ነፍሰይ ረሲዔያ ኣምላኽ ዓይኒ ልበይ ይክፈተለይ
@muluebrhanhaile5468
@muluebrhanhaile5468 Жыл бұрын
ብስራሕክን ንሕበን ፡ ኣብ ጸገምክን ዘይምስታፍና ከኣ ንብዓትክን ውሑጅ ኮይኑ ከይወስደና ንፈርሕ ። ቅድስቲ ጸሎትክን ትርደኣና ።
@egziabiherztemesgeneykun643
@egziabiherztemesgeneykun643 Жыл бұрын
Nay bahaki hawey .gedamat gbxi nay deki anstyo bkemzi habirom enda awaxue eyom abzi dereja bexihom . Eske ntahababer haderaa
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 Жыл бұрын
አሜን🙏
@bereketasgedom8381
@bereketasgedom8381 Жыл бұрын
Fetari nay agelglot zemenkn ybarkh, xelotknn lmanoknn nmelae amani ybxhayo amen amem🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏mahberkn yedabro🙏
@bisratkefela3109
@bisratkefela3109 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና እግዝአብሔር ጸጉኡ የብዘሓልክን ዘበንክን ይባርከልክን ጥዕናን ዕድመን ይሃብክን: እግዝአብሔር ነዚ ተጀሚሩ ዘሎ እምነ መሰረት ከኣ መፈጸምትኡ የርየና ኣሜን::
@tsyonadey1461
@tsyonadey1461 Жыл бұрын
Amen! Kele hiwet yesmapna Abaykn ynbea ! Amahoy !!!! Ahwat/ahet nezy kdus alama bereket nmkfal beta zelatna ajamna neberkt hedera!
@Zionist-e8v
@Zionist-e8v Жыл бұрын
ድንግል ማርያም ትሓግዝክን ዕድለኛታት አዴታት.
@EseyasAbraham9187
@EseyasAbraham9187 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንክን ይባርኸልክን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩኻን ኣዴታትና ናብ ሃገርና ተመሊስና በርኸትክን በረኸት ናይ ኣዴና ቅድስት ድምያና ንካፈለሉ ዘመን ይሃበና ኣብጸሎትክን ዘክራና ወስብሃት ለእግዚአብሔር አሜን ።
🛑 || ኦርቶዶክሳዊ መንፈሳዊነት || እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ  Aba Gebrekidan New Sibket  2024
1:42:09
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 183 М.
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 32 МЛН
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 2,8 МЛН
啊?就这么水灵灵的穿上了?
00:18
一航1
Рет қаралды 65 МЛН
1ይ ክፋል "Documentary film" ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ Eritrea Orthodox Tewahdo
35:43
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 55 М.
ካባና ዘይውሰድ ጽብቅ ዕድል ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:08:59
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 21 М.