ካብ ንፖለቲካ ንሰላም ንዘምር ንኣባ መቃርዮስ tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ

  Рет қаралды 12,029

Tewahdo zebeaman

Tewahdo zebeaman

Күн бұрын

ካህናት ወይሲ ፖለቲከኛታት ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam

Пікірлер: 149
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 4 ай бұрын
❤❤❤ ስላም መርጌታ ሓውና ኣነ 8 ዓመት ኣብ ኢስራኤል ኔረ ኢየ እቲ ጸገም እንታይ ይመስለካ ብቅዱስ ሲኖዶስ ትምራሕ እንተኮንካ ደጋፊ መንግስቲ ኢካ ብካልእ እንተኮንካ ተቃዋሚ ኢካ እቲ ጸገም ኮይኑ ዘሎ ናይ ኣውራጃ ኢዩ ወዲ ኣውራጃካ እንተኮይኑ ትፈትዎ ክልእ እንተኮይኑ ትንጽሎ ኢዩ ዘሎ ስብ ኣብ ደስ ዝበሎ ይእመን ብፍላይ ኣብ ኢስራኤል ዘለዉ ኣቦታት ንሰላም ክዝምሩ ኣለዎም ኢስራኤል ቦታ ቅድስና ዝነበረ ቦታ ደም ኮይኑ ኣምላክ ስላሙ ይምለሰልና ❤❤❤
@yohanaandat8616
@yohanaandat8616 4 ай бұрын
Amen❤
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj 4 ай бұрын
Anes Kedem Neti Mengesti yenekefo Neyere Gen Eti Mengesti Hanti Ayegeberen Ezo Agelegelti Betechresian ina Zebelu Abotat Eyom Zekefeu Eti Mengesti Menafekan Abti Hager Keyesefahfeu U Zekales Zelo Bezi Ka Hegus Ye Ane Kale Hiwet Yesemealena
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 4 ай бұрын
Hahahahahah mehafqan aye dbqurna, seb ab dlayu yamen Mengsti Antay aatewo, metshaf kudus tenbbu ikum walas Suk ilkum ikum tsmddwo. Gotyana bhayli aykonen aaminiwom bfqrn thtnan iyu slezi kemau knkewn dea amber orthodox zeykone kasrn kqetln kndgf aygbeanan iyu pls
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj 4 ай бұрын
@@selteneyohannes6469 Entay Koyenu Zeyetewo Kid Endo Menafekan Ente Koneka Ketatu dika Welas Ketemeles Tereyo
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 4 ай бұрын
Tebarek Haki Meskerka❤❤❤
@MS-to6mv
@MS-to6mv 4 ай бұрын
Abettt 😢😢😢😢 menafikan knbil menfikna mengsti aymlketon eu neru kemey eu krstna beka 🤔🤔🤔
@zigeredagerelase2220
@zigeredagerelase2220 4 ай бұрын
ነፍስና ንመርምር ምስ ኣምላኽና ንሃሉ 😭😭😭
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 4 ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ ቃለ ህይወት የስመዓልና።
@efremrezene5283
@efremrezene5283 4 ай бұрын
ብሰንኪ በዓል ንስኻትኩም ኣብ ጎንደር ተማሂርካ ክንዲ ነብስኻ ነጸላ ጠቕሊልካ ኣብ እስቶ እገለ ክትብል ትውዕል በጀካ ኣነ ኢየ መምህር በሃላይ ይገርም፡ኢዩ ናትካ ነገር ናይ መን ወኪል ኢካ ከ ንስኻ ኣባል ኢትዮጵየ ኢካ
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 4 ай бұрын
ሰላም መምህርናን ጋሳናን ቃል ሂወት የስምዓና🙏❤🙏❤🙏❤
@RussomHabtmicheal-no7ue
@RussomHabtmicheal-no7ue 4 ай бұрын
amen amen amen keber memhiryy amlk xegu yebzalkuom amlk yhaguzkom qxilowo ትምህርትኩም ሀንቀው እለ እየ ዝጽበየኩም ድንግል ማርያም ተጽልለኩም መጋቢ ምስጢር መምህርይይይ
@rahelfesaha942
@rahelfesaha942 4 ай бұрын
I do like abona teach us alot.thank you.
@AlayGere
@AlayGere 4 ай бұрын
እዚኦም ዝኾነ ክህነት የብሎም ገለ የብሎም ኣብ ዝሙት ዝነብሩ እዮም መስቀል ሒዞም ሰብ የቃለዘትሉ ኣለው።ናይ ግብረሶዶም ተኸተልቲ እዮም ከኣ ንኹሉ እዮም ዝኽተልዎ ነቲ ናይ ሰይጣን ግብሪ።
@robielabsadi
@robielabsadi 4 ай бұрын
መምህር ወመገስጽ ዘኢያደሉ ለገጽ ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 4 ай бұрын
Amlake ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤ Amlake ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤ Amlake ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤ Awet nhsbi ERITREA amen Awet nmengsti ERITREA ❤ Edme n Keshi Amanuel Amen ❤❤❤❤Amen
@elk5824
@elk5824 4 ай бұрын
መርሓባ መምህርና ዘኣማኒኤል ዓቃቤ ምስጢር እንቛዕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብጻሓና እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ።ኣሜን ኣሜን ኣሜን ልክዕዩ ከምቲ ዝበልኩሞ ኣብ ምዕራባዊ ሃገራት ኣሽንዃይ ዶ ሰብ ክትቀትል ሲ፡ እንስሳ ውን ክትቐትል ወይ ኣብ ገዛኻ ኣምጺእካ፡ ክትሓርዳ ብሕጊ ኣይፍቀደልካን ዩ ከምኡ ድማ ኣብ ኢስራኤል።እዚ ግና ናይ ነዊሕ ግዜ ዝወሰደ ሰይጣናዊ ሓሳብ ቡዙሕ ገንዘብ ዝወጾ ናይ ምዕራባውያን፡ንተዋህዶ ሃይማኖት ንምጥፋእ ኮነ ኢልካ ዝተመስረተ፡ዩ ኩላትና ክነቅሓሉ ይግባኣና። ተቓዋሚ ደጋፊ ደይ ኮነ ንኤረትራውያን ንምጥፋእ ዩ፡እዚ ድማ ብጟይላን ብዳንኬራን ዘይኮነ ብጸምን ብጸሎትን እግዚአቢሔር ክረድኣናስ በጃኹም መራሕትናን ኣቦታትናን ጾምን ጸሎትን ኣዉጁልና።ኣብ እስራኤል ቤተ ክርስታን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንሰለስተ ግዜ ንኸንድድዋ ፈቲኖም።ሕጂ ውን ኣብ እስራኤል፡ዘለዉ ኤረትራውያ፡ የሕዋትና ኣብ ሽግር ዮም ዘለዉ ከይሰርሑ ከይ ወጹ ከይ ኣትዉ ኣብ ኣፍ ደገ ገዛውቶም ኣድብዮም ካራን ፋስን፡በትርን፡ኢዞም ይጽበይዎም ኣለዉ።እዞም የሕዋትና ቆልዓ ሰበይቲ ሒዞም እንታይ ይብልዑ እዚኣቶም ቆርበት በጊዕ ተኸድኑ ቶኻሉ እምበር ካህናት ኣይኮኑን ብዓድን ብዓልሌትን ንህዝቢ ዘቃትሉ መስቀል ኢዞም፡ኩሉና ክነቅሓሎም ይግባኣና።ቅዱስ ኣቦና ዘኣማኒኤል፡እግዚአቢሔር ብአኹም ጌሩ ዝማሃረናን ዝገስጸና ዝተመስገነን ዝኸበረን ይኹን እሜን ኣሜን ኣሜን።❤❤❤።
@እመእግዚኣብሔርምስሌነ
@እመእግዚኣብሔርምስሌነ 4 ай бұрын
እዚ ቀሺ እስራኤል ዝብልዎ ወዲ ሕንብርቲ ጽሉል እዩ ከምኡ ዝተሃላለክ ሰብ ርኤ ኣይፈልጥን እየ
@rasiykidane1455
@rasiykidane1455 4 ай бұрын
Ezi eu nay Amlak timrti kal hiwet yesmalna
@HabenAsmerom-p9p
@HabenAsmerom-p9p 4 ай бұрын
Haku eyu nazem Aynketelom
@negstiweldemariam4343
@negstiweldemariam4343 4 ай бұрын
Abet ykre ybelelna kabzi zblwo zelewu ysewrena meskel krstos zhezu abotat kemzi kzarebu ageb ageb Egziabher ab lbkum ymleskum nmemhr Amanal gn xegau yebzhelka admen tanan ka yhebka sle ati rezin kal Amlak tmskr aleka amo Egziabher msaka ykun.
@zigeredagerelase2220
@zigeredagerelase2220 4 ай бұрын
ኣቦና ንማዕተብኩም ምፍራድኩም ዓቢ ትምርትዩ እመብርሃን ሰላም ተውርደልና 🙏🙏🙏
@natnealteklebrhan-tl4be
@natnealteklebrhan-tl4be 4 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣቦና❣️🙏፡" ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ" ዝበሎ ኣቦና ሰለሙን ከምዚ እዩ። ዝተፈላለየ ዓይነት ሰናእትነትን ሽግራትን ኣሕሊፋ እያ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያና። ኣብ ሞንጎ ሰማእታት ክሓቲ፡ ኣብ መንጎ ናይ ኣምላኽ ምስክርቲ ሓሰውቲ ነብያት፡ ኣብ ሞንጎ ተባዓት ናይ ኣምላኽ ድማ ናይ ኣረማውያን ሸፈጥ ኣሕሊፋ እያ ኣብ ዘመና በጺሓ ዘላ እዛ ቅድስቲ እምነት። እዚ ዘመን ድማ ጊዚኡ ስለ ዝኣኸለ ብኸምዚኦም ዓይነት ቫይረሳት ቤተ ክርስትያና ትጥቃዕ ኣላ። ንሕና ውን ልክዕ ከምዚ ኣቦና ክብልዎ ዝጸንሑ ክነቕሓሉ ይግባእ። ስለዚ ካብ ጽልኢ ፍቕሪ፡ ካብ ጭካነ ድማ ርህራሄ ይበልጽ እሞ ካብ ፈጸምቲ ትንቢት ሙኻን ሓደራ ንጠንቀቕ❣️🙏። ነዚኣቶም ድማ እግዝኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምቶም፡ ንዝሞተ ሓውና ከኣ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የውርሰልና ❣️🙏። ኣቦና ከኣ ዘመነ ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩም❣️🙏።
@BereketAfewerki-bi3vl
@BereketAfewerki-bi3vl 4 ай бұрын
Egzabhiér Amlak aynelibeni'om ykfetelom Bedelna gedifu yteareqena Azyu,zehazin gizie eyu Mesqel xierka poletics Bicha Memhirna Qale hiwet yesmealna
@alemtesfai525
@alemtesfai525 4 ай бұрын
ቃል ሕወት ይሰመአል አቦና እደመን ጥእና ይሐቡኩሙ
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 4 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደሎም ናይ ምርድዳእ መንፈስ ኣምላክ ይልኣከልና❤❤❤
@AbenAbu
@AbenAbu 4 ай бұрын
ቃለሂወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና። እዚ ዘመን ሕማቅ እዩ ዘሎ'ሞ ዘሎት የድሌና ኣሎ። ኣሕዋት ኣብ ክንዲ ተግባር ክርስቶስ ግብሪ ዲያብሎስ ከነሳሲ ንውዕል ኣለና። ምሕረት የውርደልና።
@kubromteame-318
@kubromteame-318 4 ай бұрын
መርጌታ ኣማኒኤል ካህን ድያቆን ክሓርድ ክቀትል ኣይግበኦን ትብል ኣለካ ካህናት ድያቆናት በሓይሊ ተገፊፎም ቅተሉ ተኩሱ እንዳተባህሉ ዓገብ ኢልካ ትፈልጥ ዶ?
@samsomzerom4988
@samsomzerom4988 4 ай бұрын
ካብ በዓል እዚ እንታይ ክንጽበ ፓትርያርክ ዝኣክል ከዕርፉ ብጩቅ ዘይ በለ ንናይ ኢትዮጵያ ናይ ሓዘን መግለጺ ዝሃበ እንድዩ ናይ ኢትዮጵያ ምሃቡ ኣይ ኮነን እቲ ጸገም ነቶም ነብኡ ዝቀተሉ ድጋፊኦም ምኻኑ ኢዩ እቲ ዘሕዝን ስለዚ ኻብ በዓል እዚ ንጽበዮ ጽቡቅ የለን ኣነ ዝገርመኒ ግን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንበተክርስትያን ይብድላ ኣሎ ኢሎም ናይ ሓዘን ጸሊም ክዳን ክክደኑ ከለዉ ተጋግዮም ኢዮም ይገብሩዎ ነይሮም ማሌት ኢዩ ። ድሕሪሕጂ ፈላጣት ኢና እሞ ብዝደለናዮ ክንዎስዶ ኢና ዝብሉ እንተ ሃሊዮም ንዑኡ መሰልቱን ናብ ልቡኩም ተመለሱ ንህዝቡኩም ረኣዩ ክብል ይፈቱ ኩልካ ኣማኒ ከኣ በዚኦም ከይትዳናገር ነስተውዕል ናጽነት ንምምጻእ ክሳብ ጳጳሳት ተሳቲፎም ዝበሃል እንተ ኮይኑ ኣብ ሎሚ በጺሑ ሓጥያት ዝቁጸረሉ ምክንያት የለን ።
@nigistiberhane9150
@nigistiberhane9150 4 ай бұрын
ኦርቶዶክስ መፃወቲ ኮይኒና መምህር አምላክ ምህረቱ የዉርደልና
@tesfamariamghebremedhin3806
@tesfamariamghebremedhin3806 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ቀጽሎ ብእኻ ተሓጊስና
@ytgr3379
@ytgr3379 4 ай бұрын
ወንሕነሰ ንሰብክ ክርስቶስሃ ዘተሰቅለ እዚኦም ድዮም ሕጂ ጳጳስ ክበሃሉ ብኻ ተሪፍዎም መናፍቕ መኑ የሃድገነ ፍቅሮ ለክርስቶስ
@መለይበሉለይ
@መለይበሉለይ 4 ай бұрын
ንምንታይ ግን ሓቂ ዘይንዛረብ ፡ እቶም ቡንባ ተኾልሳም ፡ዓወት ንሓፋሽ ፡ ዝብሉ፡ፓትራሪክ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክመቱ፡ንኹሉ ማዕረጌርኩም ፡ዘይትግስጡ፡እግዝኣብሄርስ ብሓቂ'ዶ ኣይርእን ሱቕ ይሓይሽ።
@AdhnomHagos
@AdhnomHagos 15 күн бұрын
ኣባ ትብሎም ኣለካ መርጌታ እንታይ ኣቦ ኮይኑ እዩ እሞ እዚ ኣቦ ነቲ ዝግኦ ኢና ንጽውዓሉ
@TFBk-gq5sx
@TFBk-gq5sx 4 ай бұрын
Amen Amen kale hiwot yesmalna..🙏🏾
@fathersawiros9247
@fathersawiros9247 4 ай бұрын
አማኑኤልሲ ልዕሌኻ ፖሎቲከኛን ሓሳውን አሎ: እስኻ ስልጣን አብ ቤተ ክርስቲያን ኢዩ ሕማምካ ድኣ እምበር: ሓልዮት መንእሰይን ክህነትን ሃልዩካ አይፈልጥን::
@tesfitkudus9879
@tesfitkudus9879 2 ай бұрын
ኣልባሳት ካህናት ተጀዲኖም ካድረታት ወይን አዮም
@BerhaneFrezghi-z8v
@BerhaneFrezghi-z8v 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልናጥራይ እኹል አይኮነን ብወገነይ ምግሳፅ ንዝግብአ አተሪርካ ምግሳፅ ሞራል ንዝግብኦ ሃናጺ ተስፋ ምሃብ መቃርስ ጳጳሳት ጥርዓኖም ናብ እግዚአብሄር የቅርቡ ንስኻ ግና ዓለማዊ ምኻንካ ክተፍልጥ ጥርዓንካ ናብ ሰባት ከቅርብ ትብል አሎኻ።መጋቤ ም ዘአማኑኤል ቀጽሎ ወላዲተ አምላኽ ምሳኻ እያ።እንተ ተሃድሶ(መናፍቃን) ከም ዕንባባ መሮር ድሕሪ ቅሩብ እዋን ክቅምስሉ እዮም።ብዙሐት መናፍቃን ተንሲኦም ወዲቆም ከአ።እምነት ተዋህዶ ግን አይክትናወጽን እያ።
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms 4 ай бұрын
አበየናይ ጽሑፍ ኢዩ ከንሽበሞ በኽዩ ስቕስቕስቕ ኢሉ ድማ እንዳበለ ደብሽ መናፍቕ ድማ ይስሕቕ እግዚኦ ነዚኦም ደድሕሪኦም ዝኸዱ
@Biemnet-e8t
@Biemnet-e8t 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዓርቢ ስቅለት ክሰግድ ዝወዓለ ወለድና ንበረኸት ክኸውን መግደፍ እዮም ንቤተክርስትየን ዘምጽኡ ነይሮም እዚ ወለዶ ከበየናይ ሕብረተሰብ መጽዩ ቤተክርስቲያንን ንዝወዓለ ብደንጎላ ክትሃርም ብጣዕሚ ዘደንፅዩ
@rahelfssehation8913
@rahelfssehation8913 4 ай бұрын
Kubuer memhrna abonan kemakuem yebzhalna ❤❤❤❤❤❤
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms 4 ай бұрын
ንጎይታናን መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክኽንሽብዎ ምስ መጹ ተኸንሽቡ ጸንሖም ምኽንያቱ ቕድሚ ዓርቢ ስቕለት ዝፈስስ ደም ስለ ዘየለ
@ይካኣሎመሓሪ
@ይካኣሎመሓሪ 4 ай бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ኩቡር መርጌታ ዘኣማኑኤል ። ብምቅጻል ክትነቅፍ ከለኻ ንኩሉ በሓደ ዓይኒ ክትነቅፍ ኣለካ ፡እንደገና ከኣ ነቲ ቪዶ ቆርጽካ ዘድልየካ ሒዝካ ጨልፍካ ኣይተምጽኣዮ ሰብ ተደናግር ኣለኻ እዞም ኣቅሽቲ ውን ቅተሉ ኢልና ኣይንእዘዝኩም ኣይትቅተሉ ቀተልቲ ሰብ ኣይኮናን ሰብ ከይትቀትሉ ኢዩ ዝብሉ ዝነበሩ እዚ ቆራሪጽካ ኣብጺእካ ዘምስሉ ምሃብ ግን ነዓኻ ውን መንዓቂኻን ንህዝቢ ዘይነብሮ ጽልኢ ምሕዳር ኢዩ ስለ ዚ ንትገብሮ ብጥንቃቀ ግበሮ ፡ኣብ እስራኤል ይኩን ኣብ ኤሮጳ ውን ካብዞም ቤተ ክርስትያኖስ ተጽዩ ትብሎም ዘለኻ ክንደይ ኣለው ግበሩ እንዳ በሉ ሓዊ ዘሳውሩ ንስኻ ግን ብዛዕብኦም ገለ ኢልካ ኣይትፈልጥን ኢኻ ፡ስለ ዚ ሓቀኛ ሰባኺ ነቃፊ ተኮይካ ንኩሉ ነቃፊ ኩን
@AlemMehretab
@AlemMehretab 4 ай бұрын
ትሑታት ንምድር ክወርስዋ ኢዮም ክብል ከሎ ቁጥቁጥ ልቢ ንኣምላኽ ክርእዩዎ ማለቱ ኢዪ በጃኹም ኣቦታት ካብ ዘረባ ምምልላስ ናብ ኣምላኽ ንመለስ ዝበደሉ ይቅረ ክብለሎም ጹቡቕ ንዘለው መልሱ ክመርሖም ንህዝብና ንዓናን ይቅረ ክብለና ምጽላይ የድሊ ኩሉኩም ካህናት መስቀል ሕዞም ምስ ኣምላኽ ክጣበቁ ኢዩ ዘለና ፖለቲካ ንኩሉ ጽቡቅ ኣይኮነን ዋጋ ዝከፈለላ የሱስ ክርስቶስ ንህይወት እምበር ንሃይማኖት ኣይኮነን ሞይቱ ንጸል በጃኩም
@tesfitkudus9879
@tesfitkudus9879 2 ай бұрын
ቀሺ ማሪቆስ ኣይትበል ቀሽነት መላገጺ ኣይኮነን
@Ead77
@Ead77 4 ай бұрын
Don't be confused by these wolves in sheep's clothing. Our Saver and Lord Jesus Christ teaching is used by these evils. They preach in the devil's house, not in the Holy Church of Christ.
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 4 ай бұрын
በስምአብ በወልደ መንፈስ ቁዱስ ወ ገታ ባዕልኻ ፍትሒ አዉርደልና ብሃይማኖትና አቑመና አሜን 🙏❤🙏❤🙏❤
@tekleaster5340
@tekleaster5340 4 ай бұрын
Mihret yewridelom. Kab nay kali firdi natom kimzeabi aytredomin zelo. Ab kindi ne seb nab yeman nab xegam zemerhu merahti. Egzabher gina mis kinu seb iye.
@fitsumesayas6859
@fitsumesayas6859 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ካብ ምዓርን ጠስምን ዝጥዕም ቃል እግዚኣቢሄር ኣስሚዕኩምና ኢኹም ሞ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባረኽ
@gebrebrhantedla339
@gebrebrhantedla339 2 ай бұрын
Mehezenti Amlakom Aynsihu aynashu kununat
@HabenAsmerom-p9p
@HabenAsmerom-p9p 4 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna kubur hawna zehazn eyu egzabiehier ayni lbonoaom ykfetelom ezom Abotatna
@timjacob7470
@timjacob7470 4 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷
@adulissiltaneeritrea3010
@adulissiltaneeritrea3010 4 ай бұрын
Bihaki kale hiwet kale Selam eyu.selamu ybizihalina goytanan amlakinan medihaninan eyesus christos.selam niakatikum ykun kemzibellena selamu ybizihalina
@loveyouforevergod9057
@loveyouforevergod9057 4 ай бұрын
*Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Memhrey ane zgermeni gn kemey gerom Nezom sebat merhati haymanot elom ysabwom btaami eu zgermeni*
@samueleyob862
@samueleyob862 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያስምዓና አቦና
@evenezerhabrom4055
@evenezerhabrom4055 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቃል ማዕዳ፡ቃል ህይወት የስምዓልና መርጌታ ብኣማኑኤል ዘበንኩም ይባርኽ፡ሎሚ ካብቲ ዘደንግጸኒ ግዜ ቤተክህነት መስቀል ኣብ ኢዶም ኣብልቦም ግና ብረት ዘቀመጡ ኮይኖም እዚኦም ግና ካብሱል ጥረ ምኻኑ፡ኢልና ክንሓልፎ ዘይግበና ኢዩ
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 4 ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ መጋቢ ምስጢር ኣባ ኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ። እቲ ዝብልዋ ዝፈልጡ ነይሮም እንተ ዝኮኑ ከምዚ ኢሎም ኣይምስተዛረቡን ነይሮም። እዚኣቶም ግን ዓይኒ ልበኖኦም ተደፊኑ'ዩ ዘሎ'ሞ።ምሕረት የውርደሎም። እዚ ኩሉ መንእሰይ ኣብ ደም ምርሳስ ዝኣቱ ዘሎ፡ንዚኦም ቃላት ሰሚዑ ኢዩ። ስለዚ በዚ ኩሉ ጥፍኣት ናይ ሂወት ወዲ ሰብን፡ንብረትን ተሓተቲ ኢዮም። ምበር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ቤተክርስትያን ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
@afommesfin4669
@afommesfin4669 4 ай бұрын
Politicalegnatat eyom eziom ,dhar ka kidu ngeru zeytblwom kulatom ka kahnat ybhalu, ezi hizbi eqae gud eu rekibu, ab kindi n selam nneger yesawuru
@AbrhamSamuel-mh9se
@AbrhamSamuel-mh9se 4 ай бұрын
መምህርና ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርክ
@Hiwet-z6z
@Hiwet-z6z 4 ай бұрын
Amlak bsay wusuat ykun. Bsue Abona Edmen tenan yhakum🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@tasfalstawled1591
@tasfalstawled1591 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣቦታትና ኣደታትና ጸሎት ገበረሊና በትርዒርቅ ኪወርዳ ቢሰላም ከንምለሲ ናብ ሃገረናረ ወለዲ ኣብ ሃገረ እስራኤሊ ደቒኩም እግዚአብሔር ኣምላኽና ንመላ ዓለምና ምሕረት ሰላም የወርድ እመ ብርሃን ቢኣማላዲነነታ ምስ ኩሊና ህዝቢ ክርስቲያን ትኩን
@samueleyob862
@samueleyob862 4 ай бұрын
አበይ ዘበን ኢና በጺሒና ብጣዕሚ ዝሕዝን አዩ
@helenselama4064
@helenselama4064 4 ай бұрын
ብሓቂ ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና❤❤❤
@arsematv8500
@arsematv8500 4 ай бұрын
አፈወርቂ ቐሺ አይኮነን
@MerhawitemesgenIssic
@MerhawitemesgenIssic 4 ай бұрын
አግዛኣብህር ካብ ሕማቅ ያሓሊኩም ኣቦና ቃል ሂወት ያሃበልና❤❤❤❤
@arregaygebrekidan2790
@arregaygebrekidan2790 4 ай бұрын
መም ቃለ ሕይወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም እቲ ኣልባስ ናይ ቤተ ክርስቲያንና እንተ ምልባስ ገዲፎም ናብ ፖሎቲካ ምምሃር ምሓሾም መስቀል ሒዝካስ ንሰላም ይስበኽ እምበር ንጽልኢ ክዛረቡ ዘሕዝን እዩ
@Rosemary-c2i
@Rosemary-c2i 4 ай бұрын
ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ ቃል ሕይወት የስማዓና መጋቤ ኣማኑኤል 🙏🙏🙏 እዞም ንሰላም ዘይሰብኩ ኣቅሽሽቲ 666 ዝኽተሉ እዮም. እግዚኣብሔር ማይ ጮሎት ይኽዓወሎም🙏
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 4 ай бұрын
Amlak selam ywardalna
@ereyalemey190
@ereyalemey190 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ❤️❤️❤️
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና ነዞም ሰባት ድማ ኢግዜአብሀር ምስትዉዓል ይሃቦም
@gebrebrhantedla339
@gebrebrhantedla339 2 ай бұрын
Abet goyta btmexie mengtka zekireni
@teklitkidane8444
@teklitkidane8444 4 ай бұрын
ክህነት ዘይብሎም መስቀል ዝሓዙ ኣለዉ ስለዚ ንኽንተ ብሑኻ ክወስዱ ዘይ ፈርሑ ውተሉ ምባል ድኣ እንታይ ኮይኑ ንዕኦም ብዝኾነ ምሕርርቱ የውርደልና ኣሜን
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms 4 ай бұрын
እንተ ተኻእሎምስ ነቶም ሕሩያተይ ከማን ከስሕትዎም እዬም እኒ ብዓል መቃርስ ቐሺ ደባስ ንአቦና ንጹህ ፓትሪያሪክ አቡነ አንጠንዬስ አጋግዬሞም ብሰንኮም ንኽንደይ ሰባት አጋግዬም የጋግዩን አለው አምላኽና ናይ ምሕረት አምላኽ ኢዩ ንንስሕ ይጽበየና አሎ
@st.michael12
@st.michael12 4 ай бұрын
ብዛዕባ ሰሜን ኤሜሪካ ጽቡቅ ኣለክን ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ግን ኣይትጋገያ !!! ክሒዶም እንተልክን ከኣ ክሕደት ናይ ኣቡነ እንጠንዮስ እንታይ እዩ? ዋላ እዚ መምህር ከማን ኣይምልሰልክን እዩ፡ መክንያቱ ክሕደት ስለዘይብሎም። ንኩሉ ነስተውዕለሉ ኣይነዳውሶ
@abebagrmay9200
@abebagrmay9200 4 ай бұрын
Amen Amen Amen Kal hwet ysmalna Abona
@tewelde9778
@tewelde9778 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህር መጋቤ ምስጢር ኣማኑኤል።
@ማርያመይእያዋሕሰይ-ጨ6ሐ
@ማርያመይእያዋሕሰይ-ጨ6ሐ 4 ай бұрын
Qale hiwet yesmealna kbur memhrna amlak bmhretu yrayena amen(3)
@Peace-j7x
@Peace-j7x 4 ай бұрын
Abzia rieto alatni memhir,bmejemerata kale hiwet yesmalna sleti tuum zkone kale egziabher slezmeharkana,seb ab kemzi chkane kbexih zgebero men yu elkum hatitkum tfeltu do,kahnatna ab kemzi azyu zwerede sbna telabisom n xlie kigusgusu mray mebegesiu entay eyu bkemey yom ab kemzi zbele wrdet katwu kilom elkum hatitkum tfeltu do,seb b awraja temekakilu nhadhdu nktafae tetefaninu zelo ke astewielkumulu do tkonu,nayzi ke entay eyu eti tenki tblu,just yehxr keblo netom tkawemwom gna zeyestewalkumom abonan memhirnan melake menkrat grma wendmu,egziabher kabzi kfue ewan nemltelu tbeb bom geru xbuk geru mihirunal lo kbri n egziabher ykun,nayti kulu antetyuna zelo tfatn,kalie xegemn mulue zeygudul melsi ab "nku teamrexion"medea alekum tegediskum smwo,egziabher mhretu ylakelna,amen
@ferawinnie4996
@ferawinnie4996 4 ай бұрын
ኣሜነ ኣሜን ኣባና ኣሜን አሜን ቃሂወቱየስመዓና
@sabahabtemariyam2051
@sabahabtemariyam2051 4 ай бұрын
Aye ewe bejakum kulna xelotn mhlelan awjulna hmaq alena 😢😢😢😢😢😢
@tmhgr-d1p
@tmhgr-d1p 4 ай бұрын
hakekum ikum kebur memherna egziabher tsegeoo yebzihalkum eziom merahti haymanot aykonun wey neti meskel gedifom nab poleticaom yekidu eziom chogri begee zetekednu tekaluyom
@kobizefishaye5737
@kobizefishaye5737 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና፡፡ ጎይታ ይቅረ ይበለልና፡፡ ኩሉ ዝበልኩም ሓቂ እዩ፡፡
@FtwiGerezgiheir-zy3kv
@FtwiGerezgiheir-zy3kv 4 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet ysmalna abona nay agolgulot zebenkum ybak egzabihier ❤kulsrb felitwom eiyu
@sinatweldberhan2839
@sinatweldberhan2839 4 ай бұрын
ብሃኪ ኣቦና ቃለ ሂወት የስሟኣና 🙏🙏🙏🙏
@EthopiaEthopia-cc4er
@EthopiaEthopia-cc4er 4 ай бұрын
ብሃቂ ኩቡር መምህርና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ልብካ ዝመልስ ትምህርቲ ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@henokandom194
@henokandom194 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ amen amen amen liqi qal hwet ysmaliena❤❤❤❤
@hailemichaeltsegay3572
@hailemichaeltsegay3572 4 ай бұрын
ሕጂ ንስካ ዉን ወገን ሒዝካ ኢካ ዞሎካ ዓራቂ ኣይኮንካን ግን እቲ ክሉ ዝርኢ ኣምላክ ባዕሉ ስለ ዝፈርድ ድላይካ ተዛረብ ብፍርሒ ላብ ዝለምለመልካ ትጽጋዕ ኣሎካ
@AlayGere
@AlayGere 4 ай бұрын
ፍርሓት እግዚኣብሔር እምበር ንታሃድሶ መናፍቃን ንፈርሓሉ ምኽንያት የለን ናይ ግብረሰዶም ተኸተልቲ እዮም እዞም በዓል መቃርዮስን ሰዓብቶምን።
@MengstabGebri-mb8dm
@MengstabGebri-mb8dm 3 ай бұрын
Qal hiwet yesmaana memhir amaniiel
@Zaguidansty9819
@Zaguidansty9819 4 ай бұрын
ቃል ሒወት የሰመኣልና❤❤❤
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 4 ай бұрын
Amen AMEN AMEN EGZIABHER ymesgen ❤️ Amen AMEN AMEN EGZIABHER ymesgen Kalehiwot yasemaln AMEN ❤❤❤
@Meron1017
@Meron1017 4 ай бұрын
Amen 3 kalihiwet ysmana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና
@AwetAlay
@AwetAlay 4 ай бұрын
Egziabher keal hewit yesemalna kubur abona abzi 1st World kulu seb deabdlos u zexawetelna zelo kemkum fetefetu zekulesena merhi yedelna alo so egziabher mhretu yewerdelna
@1979amanuel
@1979amanuel 4 ай бұрын
ናይዚኦም ዘረባ የብሉን ተገሪምና ሱቕ ኢልና
@B-App
@B-App 4 ай бұрын
ተውሃዶ ምካነይ ሓፊረ
@tewahdozebeaman9147
@tewahdozebeaman9147 4 ай бұрын
ተዋህዶ ምኻን ኣየ ሕፍርን ኢዩ ሓቀኛን ርትዕትን ርእሲ ቤተክርስቲያን ክርስቶስ ስለ ዝኮነ ትፍተን ድማ ኣላ ብደሙ ዝመስረታ ስለ ዝኾነት ከምቲ ክርስቶስ ክሳብ ሞት መከራ ዘብዝሕሉ ካብ ኩለን ንዓዓ ፈልዩ ናይ ሰባት መከራ ይበጽሓ ኣሎ ክርስትና ብመከራ ስለ ዝተመስረተት ክሳዕ መወዳእታ ዝዕገር ክድሕን ኢዩ ቃል ኣምላኽ እዩ እሞ ክሳዕ መወዳእታ ተዓጊስና ኣክሊል ዓወት ንኽንረክብ ብጸግ ኡ ይደግፈና ኣሜን
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 4 ай бұрын
Ajoka kbur hawey kulu Kinder eu
@rahelfesaha942
@rahelfesaha942 4 ай бұрын
Amen Amen Amen. Abona,
@fikadusolomon322
@fikadusolomon322 4 ай бұрын
መምሕረይ ከመይ ጅግና ዲካ ❤❤❤ ጎቦዝዝ❤❤❤❤❤❤
@semayneshfitwi6138
@semayneshfitwi6138 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና
@TsehayNetsereab-zs2xp
@TsehayNetsereab-zs2xp 4 ай бұрын
qale hwetu yesmealna ❤️🙏❤️🙏❤️🙏💯👌🏾
@YONASAHFEROM
@YONASAHFEROM 4 ай бұрын
wengel gda zeytsebk kndeom zeytkewn si boom twal
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj 4 ай бұрын
Etom Hemak Zegeberu Zelewu kehanat K Sek ilka Meray Xebuk Du Koynu Nehaki Geda Zeyteferd
@tewelde9778
@tewelde9778 4 ай бұрын
ዮናስ ኣሕፈሮም @ብሓቂ እምነት ይህልወካ ዶ ይከውን ? ብሓቂ ተሕፍሩ ናይ እምነት መምዘንን መለኽዕን እንታይ እዩ ፡ናይ ሓደ ኣገልጋሊ መምዘንንን መለክዕን እንታይ ምካኑ ስለ ዘይትፈልጥ እዩ እቲ ጸገም።ክንድኦም ዘይትኣክል ክትብል እንከሎካ ፡እንቃዕ ኣይኮነ ፡ናይ፡ሕስረት ፡ናይ ክሕደት ፡ናይ ኣውራጃ መምህር ፡እወ እንቃዕ ከምኦም ኣይኮኑ።ንሱስ ወተሃደር ክርስቶስ እዩ።ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ !!!!!!
@Samrawitkesete-hu3ge
@Samrawitkesete-hu3ge 4 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና
@Rosemary-c2i
@Rosemary-c2i 4 ай бұрын
እስኻ ውን ከምኦም 666 ኢኻ ዮናስ
@asmeromtsegay9918
@asmeromtsegay9918 4 ай бұрын
❤❤❤
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 4 ай бұрын
ዝገርም እዩ፡ዘሕዚን ከኣ እምበር😢😢😢
@alemtesfai525
@alemtesfai525 4 ай бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
@frewinihadush4970
@frewinihadush4970 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tewoldegebrewold2632
@tewoldegebrewold2632 4 ай бұрын
Ezom sebay grm comedian yom kkkkkkk
@tewoldegebrewold2632
@tewoldegebrewold2632 4 ай бұрын
Mergiata hawuna kea kale hiwet
@werkelulwerka
@werkelulwerka 4 ай бұрын
Ere kulu eyu ko emo ab tsgeim bemniet lekie kithilu tkewn eka nseka ke nay men degafi eka nay kirstos seb eko ab tselot eyu zamen hgi tselot tray eyu ember degief aidelen eyu kulu kulu nesiha ateika miweay tray kale menm mefthi yellen kab fetena keytatwu tseliu slezi tefozobegzabher aiedhennn eyu tehutat emo gena zegemernayo nbsena kulatna nesiha neto kalegza miktal kab mekera ainwesenn ena
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 4 ай бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealna egzabher amlak mhretu yleakelna meatu yleakelna egzyo ab mntay zemen ena bexihina zelena abona xegeu yebzhalkum
@tsigegulbet6516
@tsigegulbet6516 4 ай бұрын
Kale hiwet yasmaln ❤🙏
@rasiykidane1455
@rasiykidane1455 4 ай бұрын
Kemzi timrti Amlak zimhrom sinom alewu kal hiwet yesmalna
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 29 МЛН
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 13 МЛН
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Preston
Рет қаралды 137 МЛН
"ሓዱሽ ታሪኻዊ ሓበሬታ ስለ ሰማእቲ ቅዱስ እንጦንዮስ" 1ይ  ክፋል
47:39
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 19 М.
ጋልኩም ሃቡና ምስ ናይጀርያ
14:46
KAP PHILI
Рет қаралды 22 М.
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 29 МЛН