ካብ ናይ ሄኒ ወሽማ ዝተለኣኸ ፍሉይ ውህብቶ || እሙ prank ገይርናያ 😂😂

  Рет қаралды 72,992

Abel's family

Abel's family

Жыл бұрын

እንኳዕ ናብ #Abel'sFamily #Ezanaentertainment ብሰላም መፃኹም።
ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን መምሃርትን ዝዝርጋሕ ቪድዮታት ትረኽቡ Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ።
ዝናፈቐ ኣዲኡ ❤️ ኣብዙይ ኣለው ⮕ bit.ly/3GR4YsY
ብሉፃት ቲሸርት ፣ ጎልፎ ፣ ብርጭቆ ..ብ Mama Dezign ተሰርሐ ዓድጉ ኣበረታትዑ
👉👉 / @abelsfamily
ብተወሳኪ እዘን ቪድዮታት እውን ክትርእይዎን ጋቢዝና ኩም ኣለና
Tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እንታይ ንብል? E01
• ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እን...
ሕቶን መልስን ትግርኛሓፈሻዊፍልጠት ናይ ኤሜሪካፕሬዝዳንት ትራምፕ ናይ ኣፍሪካ ኸ E02?
• ጓል ብወዲ መዓዝ ትፅዋዕ ? new...
tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት
ብጣዕሚ ዘስሕቕ ሕቶታትን መልስታትን ኣብ ኣኬባ ጥራጥ ተዝሞልቆካ እንታይ ምበልካ ? E03
• funny tigray and Eritr...
#HenyEmu

Пікірлер: 468
@user-ni3jh5un6i
@user-ni3jh5un6i Жыл бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ ብሱም እሙየይ like 😁🥰
@user-ni3jh5un6i
@user-ni3jh5un6i Жыл бұрын
@@d.p.5822 እሺ ማዓረይ ገይረ ኣለኩ
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
ጉድ ጌርናያ ን እሙ😁😁
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Жыл бұрын
እንታይ ታግንዩ ሓራሰ ማርያም አይተ ጨንቅዋ ❤️❤️❤️😁😁
@selamabrah6512
@selamabrah6512 Жыл бұрын
ዳሓን እሙየ ጉድ ክትገብረኩም እያ ክትወልዱ ከለኩም ዳሕራይ
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 Жыл бұрын
ክክክክ ዋይ ደሓን ሕነ ክትፈዲ እያ
@user-wb5di3nb7j
@user-wb5di3nb7j Жыл бұрын
ኣይንስኸን ዲኪ መላዓሊትዋ ማኪ ከኣ
@user-hv9yb6pm9z
@user-hv9yb6pm9z Жыл бұрын
አረ እዚ ቆልዓ ኩሉ ምሕቆፍ ጽብቁ ኣይካነን ዓራት ኣልምድዮ🔐👏
@rahwafufu5713
@rahwafufu5713 Жыл бұрын
Gdefyaski aythasdya wa tbeletsilu nay eumu kukfe
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ተናፋቅቲ ❤🥰 ተመስገን ኣብ 3ይ ማዓልቲ ናትኹም ምስ ሰማዕኹ ናዓይ ኻኣ እመብርሃን ኣደይ ኣየሕፈረትንን ደምጺ ዝፈትዎም ስድራይ ሰሚዐ ንፈጣሪ ኣመስጉንለይ ተመስገን ❤🤲
@Abc-bi3yj
@Abc-bi3yj Жыл бұрын
ኣሰይ ማዓረይ እንኳዕ ደስ በለኪ
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e Жыл бұрын
እውይ ሄኒ ግደፍ ምስኦም ኮይካ ክትዕብዳ ብእሙ ዝመጸኒ ኣይፈትን እየ 🤣🤣❤❤❤
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 Жыл бұрын
ዋላ ኣነ
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e Жыл бұрын
@@alutigraweti6819 ❤❤
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 Жыл бұрын
እሙየ ኣሕሪር ኣቢሎምኺ ሒነኽማ ትፈድይ ኣለኪ😁😁ብልተረፈ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኹም😍😍🙏
@shewitmedia
@shewitmedia Жыл бұрын
ተፈተዊቲ ኣሕዋትና ኣሰይይይይይይይይ ኣንታ ክንደይ ደስ ትብሉ ፍቅሪ ስኒት ሓልዮት ሙሉኣት ብኩሉ ❤️❤️💛💛🕊️🕊️🕊️🌹🌹🌹 ብጣዕሚ ንፉዓት ደስ ክብል ሓድነቶም ምንም ዘይርስዑ ናይ ወለዶም ባህሎም ልብካ ዘሐጉስ እቲ ጨዋታኦም ይረአ ብደንቢ ትግራዋይነት ኣብኦም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የንብርኩም ብሓባር ከምዚ ብስሙርኩም ተፈተዉቲ ኣሕዋተይ ካብ ልበይ ፍትውው የብለኩም ❤️❤️💛💛🕊️🕊️🕊️🌹🌹🌹 ተጋሩዋኒ ምቁራት ተፈተዉቲ ጸላምና ይቀንጠጥ ይድመቅ ቲ መብራህቲ ፍቅርኩም ይሰስን ለይቲ ምስ መዓልቲ ❤️❤️💛💛🕊️🕊️🕊️🌹🌹🌹 ፍትውውውውውትውውውው እየ ዘብለኩም ምቁራት ፍጥረት ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለልኩም ሰሰናዩ ንዓኩም ❤️❤️💛💛🕊️🕊️🕊️🌹🌹🌹 ተጋሩዋይይይይ ሽኮራት ሳብስክራይብ ተሓብበሩኒ ዝፈትወኩም ስድራይ imissss you Tegaru my famliyyyyyyy❤️❤️💛💛🕊️🕊️🕊️🌹🌹🌹
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
ሸዊተይ ለባም ሓፍተይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብርዕኪ ይሰስን ኩሉ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💊💊💊😘😘😘😘🕊🕊🕊🕊🌿🌿🌿🌿👍👍👍👌👌👌🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@shewitmedia
@shewitmedia Жыл бұрын
@@kidan5256 አሜን ኪዳነይ ናተይ ጸባየ ሰናይ ለባመይ ድኣ ክብረተይ ዝፈትወኪ ዘክብረኪ ህያበይ
@ebrahitoebrahito7942
@ebrahitoebrahito7942 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰
@ghgg6502
@ghgg6502 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🌹
@mlatataklti4343
@mlatataklti4343 Жыл бұрын
እሙ ሽኮር አይተናድድዋ 💓🥺ብዝኮነ ንኩሉኩም ይፈትዎኩም እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💓🥰
@user-gh4od6lf2r
@user-gh4od6lf2r Жыл бұрын
😘😘😘😘😍😍😘🙏🦋🦋🦋🦋❤️
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k Жыл бұрын
ዋይ እሙየ ማዓረይ ግደፍ ዋ ሓሪስስ ተናዲዲዋ ሙቁራት ደቁ ትግራይ እሕዋተይ🙏🙏❤️❤️
@user-bc7kv4jw9o
@user-bc7kv4jw9o Жыл бұрын
ታይ ገበረትኩን ዳአቤል ፋሚሊ ማዓልትኩም ተፀበዩ😋😁
@user-dy1du2oh9h
@user-dy1du2oh9h Жыл бұрын
ሙቁራተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሕጂ ብራንክ ኣይትግበርዋ ኣሕዋተይ💓💓
@user-jx8qn1vb4h
@user-jx8qn1vb4h Жыл бұрын
ዋይ ታይ ገበረትኩም እሙዋይ አሕዝናትኒ ሓራስስ ክንዲ ግዓት ምብላዓስ ከሙኡ አይግበርን መሪየይ ቁናኖ ቆኒንኪ ጠስሚ ግበርላ
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w Жыл бұрын
ወይ ነዉር እያ ከዚ ብራንካ ዝብልዋ እይትገብሪ እይዲልያ ክሳብ ክርሲትና ዝሓልፍ እሙዋይ ኢምበይተዋይ እጆኪ ሓደ ማዓልቲ ምሲ ሚጣ ኳይንክን ክትሰርሓሎሞ ኢክን ብሺልምትኪ ተዉፂኢኪ ማርያማት የጫዉታኪ ዳሞ ኢንኳዕ ንዓመታዊ ባኢታ ማራያም እብፀሓኩም ናይ ለማዓንታ ብራንኩኩም እይደገፍኩዋን፣
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌✅️
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w Жыл бұрын
ኢሺ ዛምበይተይ
@user-tf7gm8uc4h
@user-tf7gm8uc4h Жыл бұрын
ድምፂ ስድራና ዘይሰማዕናኸ 😥🙏❤❤❤መዓራተይ
@asmeretdaniel9911
@asmeretdaniel9911 Жыл бұрын
Amlak demxi sedrki ysmeki marey 🙏
@FtsumGher
@FtsumGher Жыл бұрын
Yasmaki gal ney
@itamee5226
@itamee5226 Жыл бұрын
ግደፉ ሓራስ ኣይተኾርዩ ጸባ ከይትከንብ ክክክክ❤🇪🇷
@user-vl9cc8bd3n
@user-vl9cc8bd3n Жыл бұрын
*እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ሙቁራተይ* _ሐዚ ብራንክ ኣይትግበርዋ ምጭዋተይ ሓራስ ስለ ዝኮነት_ 🥰🥰🥰❤❤
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌♥️
@yohanahani868
@yohanahani868 Жыл бұрын
Aygbern eyy
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
@@yohanahani868 እንታይ ክትረክብ ወደይ
@user-us3iw8mf6p
@user-us3iw8mf6p Жыл бұрын
@@divoramedia ይሕደጎ ኣነ ገይረልኪይ ዛበይተይ ❤❤
@MamaMama-bz8fc
@MamaMama-bz8fc Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራት ስድራ ብራኪ ኣይትግበርዋ 🥰🥰🥰
@mebrhittigraweyti2109
@mebrhittigraweyti2109 Жыл бұрын
ተጋሩ ፅሩያት😘 ድምፂ ትሒቱ
@user-dx3kl4ph2d
@user-dx3kl4ph2d Жыл бұрын
ዋይ ሜሪ ከመይ ኪኢልክያ ብስሩ አላዕላ ዘረባ ብዝኮነ ይመቸኩም ዞም አሓተይ ደስ ክትብሉ እኮ 😍😍🌹
@selumerye2392
@selumerye2392 Жыл бұрын
እውይይ ሃንየይ ማዓረይ ዓይኑ ናብዛ ቆልዓ ኮይኑ ምቁረይ እንካዕ ናብ ኣቦ ኣብፀሐካ እሙየይ እውን እንካዕ ብሰላም ተገላገልኪ❤❤❤🥰🥰
@vjr7453
@vjr7453 Жыл бұрын
ሃኒ ስ ዓይኑ ምስ ቆልዓ አሰይይይ እንኳዕ ገፅ ውላድካ አርአየካ ሃኒየ🙏❤❤❤🍃 እሙ ሓቃ እያ ካብ ብሰብ ትሰምዖ ብስብአይካ ወይ ብሰበይትኻ ትሰምዖ አለካ አብ ሞንጎ ሓዳር ግልፅነት ክህሉ አለዎ።
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣሕዋተይ ናተይ🙏 ኣሜን እወ ሰሚዕና ድምፂ ስድራና ተመስገን ኣምላኬ ዘይሰማዓኩም ደሞ የስምዕኩም ኣሕዋተይ🙏🙏🙏
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌♥️
@ngstik2kahsu699
@ngstik2kahsu699 Жыл бұрын
ማዓረይ እንካዕ ደስስ በለኪ ንኩልና ደማ ድምፂ ወለድና ብሰላም የስመዐና ግን አበይ ስሪሑ?
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
@@ngstik2kahsu699 ኣሜን ዝያዳይ ኣጆኪ ክድውሉ እዮም ደጊም ናቃረበ እዩ ከባቢ መቀለ እዩ ሰሪሑ🙏ኣጆና ኩሉ ብዓቅሊ ክንበፀሖ ኢና🙏
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
@@divoramedia እሺ ገይረ ኣለኪ👌🙏
@user-gr9pn7mv5j
@user-gr9pn7mv5j Жыл бұрын
@@fanafani2638 ማዓረይ ኣብ መቀለ ስልኪ ሰሪሑ ድዩ
@merigaltgray7771
@merigaltgray7771 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ እሙየይ ፅሪቲ ሚጣ ከደቅስ ያ😂 እንዳ ኣቤል መዓልትኩም ተፀበዩ😁😍😍😍😍😍😍
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w Жыл бұрын
እንኳዕ ደስስስስ በለኩም ኣቱም ገዛ ሜሪየይ ማዓረይ
@tadelumeresu9689
@tadelumeresu9689 Жыл бұрын
ሓቃ እያ ሜሪ እቱ ዕልልልስ ደስ ክብል ዝበለት
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ታጋሩዋይ ሓራሰ ማርያም አይተጨንቅዋ ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም ነክብረኩም እግዚአብሔር አምላክ ላሳሓቅኩም ንበሩልና ሕበሩ ሰመሩ ዓድናን ህዝብናን እውን ሰላሙን ምሕረቱን ይላአኸልና እቲ ልኡል ባህሪ እግዚአብሔር ❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹
@Arontube5887
@Arontube5887 Жыл бұрын
ለባም ርግዕቲ እኪ ክማኪ ተዝክውን ይምነ እየ ትዕግስትኪ ፍትዬዬ
@meserettigraweyt7541
@meserettigraweyt7541 Жыл бұрын
ንእሙ ሓራስ እያ ብራንክ ኣይትገበርዋ ነውሪ እዩ
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
እሰይ ዳርጋ ገዜና ዘለና እዩ ንስኹም ሓብርኹም ትመፅእለኹም ዕድሜን ጥዕናን ያሃብኩም።
@salmevms5847
@salmevms5847 Жыл бұрын
ዋይይይ😂
@ggbghghgd3369
@ggbghghgd3369 Жыл бұрын
እሙየ ንኩሎም ቅፅዕዮም ካብኡ ካዓ ጎቦዝ ኣብ ቅድሚ ሰብ ወላ ዕረ ይጣዓምካ ንሰባኣይካ ኣሕሊፍካ ክትህቦ የብልካን በይንካ ኮይንካ እቲ ዘሎ ነገር ምርድዳእ እዩ ፅቡቅ
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዲ ይኩን ክብረተይ❤👏
@user-hd1fs9je1k
@user-hd1fs9je1k Жыл бұрын
ቃደመይቲ ባዕለይ ኮሞንቲ ብድንግላ😂😂እንካዓ ዳሓን መፃኣኩም ተጋሩዋይ💗💗
@timnitmehari1247
@timnitmehari1247 Жыл бұрын
Abe enda Neshu comment bi dingela Abe kulu eki komu tibli natki yutb emo kifeti be dingela kinxehfelki
@user-or9nf1dz9c
@user-or9nf1dz9c Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ምቁራተይ❤️❤️❤️አጀኺ እሙዋይ ንእሙስ ኣይተናድድሉና❤️😘
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ👏❤️ እሙዋይ ሚስክን ኣይተናድድዋ ግደፉ😢
@user-ve8pm4ky9o
@user-ve8pm4ky9o Жыл бұрын
ብጣዕሚ የ ዝፈትወኹም ሜሪየይ ግን ትፍለዪ ኢኪ እዝውተይ ኣካዳድናኪ ኣዛራርባኪ ኹሉ ነገርኪ ኢኪ ቃሕ ባሃሊት❤️💋💋💋
@user-ek4jc3ty4f
@user-ek4jc3ty4f 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
እሙ ሽኮር 😂😂ብዝኮነ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤
@user-wu9kb7ph6e
@user-wu9kb7ph6e Жыл бұрын
በጃኩም ሓራስ ማርያም ኣይተሰምብድዋ ዋይ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም🥰🥰🥰🥰
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ፍቅራተይ❤❤👏👏
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 Жыл бұрын
አታ ንእሙየይ እማ አይተናድዱለይ ሆሆ 😂😂😂 ደሞ ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ሳብሰኪራብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏
@jjgghh3724
@jjgghh3724 Ай бұрын
❤❤❤❤ታይ እስከ ኣሲሕቅኒ ኣለኩ እየ ትብል ዛላ ይመቸኩም
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b Жыл бұрын
ውይ እሙየይ ምቅርቲ ብጣዕሚ ኣናዲድክምዋ ብያንስ ወርሒ ትግበር🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እና ኣይፈላሊኩም ምቁራተይ
@user-lj1dh5yh9z
@user-lj1dh5yh9z Жыл бұрын
እሕዋትይ ኣት ደምፂ ወለድኩም ደመፂ ሰደረኩም ተበሉዉ ዘለኩም ገደፍዉ መኩንቱ ከንዛነገዒ እለና እና መፀእናኩም ናበ ሸቀልትና ናፍቆትና እኩም ተእተወና ዘለኩም ሐጂ ሐጀ እዩ ግደደና እናሂ ካብ ናይቅደም ምሰ ይቅረታ ሰቅ እለና ንዛናጋዓ ❤
@user-lt6zo7mu6o
@user-lt6zo7mu6o Жыл бұрын
ኡሙየ ኣሕዚናትኒ🥺😂 ሶ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክም🥰🦋🥰
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ፍትዋተይ ኣሜን ፫
@SaraSara-ji6gr
@SaraSara-ji6gr Жыл бұрын
ተጋሩ ፅሩያት😍❤
@yaredkahentemelsan2950
@yaredkahentemelsan2950 Жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃኩም ክብራት ኣሕዋትይ ❤️🥰 ንእሙ ኣትንክኡለይ ኣቱም ስባት። ሃዚ ብራንክ ፅቡቅ ኣይኮነን ፍቱዋተይ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏 ኣይፈላሊኩም ደቂ ታሓላል መሬት ትግራይ 🤲❤️💛💊
@user-uz6pv1ol1q
@user-uz6pv1ol1q Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራተይ 💘 እሙየይ ምስክን ሚጣ ከደቅሳ 😁
@lingofkr7916
@lingofkr7916 Жыл бұрын
@@rufta12. እቢ
@user-ne3kz6sz5l
@user-ne3kz6sz5l Жыл бұрын
ሰላም እኮዕ ብሰላም መፃክም ገዛና ኡሙየ አደግፃትኒይ
@hhgg856
@hhgg856 Жыл бұрын
ግደፉ ግን ኣነይተሕሩዋ 😁ጓሊያቱ ዋዛ ኣይኮነቲኒ ግዜኣ ተፀብያ ኪተዘፋዚፈኩም እያ💝💝💝💝🕊
@selamgerezher2241
@selamgerezher2241 Жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መጻኩም ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍትዋተይ
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ሳብሰኪራብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
@betialteklemariam61
@betialteklemariam61 Жыл бұрын
Heni 😂 gina haras kela &des tbl amlak ybarkum enka hagosekum ❤🙏
@user-gc3ve9ho5t
@user-gc3ve9ho5t Жыл бұрын
ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራት ኣሙዋይ ሕነኪ ፈደይ ❤❤❤
@wegenemekonen4839
@wegenemekonen4839 Жыл бұрын
Congratulations emu haras aythirku
@najesthalu2883
@najesthalu2883 Жыл бұрын
ኣነስ ኣይሰማዕኩንዋ ሰላም ንከስመና ፀልዩልና
@salama9542
@salama9542 Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ
@user-uv3tn6zs7i
@user-uv3tn6zs7i Жыл бұрын
ሙቁራት ደስ ክትብሉ መቅነእቲ ኣይፈላሊኩም ኩቡራተይ♥️♥️
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Жыл бұрын
አስይይይ ዕድመን ጥዓናን ያሃብኩም አሕዋተይ ማዓረይይይ
@Gezawit
@Gezawit Жыл бұрын
ኡሙየ❤ሓራስ እያ አይተናድድዋ አሕዋተይ🥺ብዝተረፈ ፍትዉ እየ ዘብለኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@gdt6wt317
@gdt6wt317 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም ክቡራት ኣሕዋተይ እወይ ኡሙ ሓፍተይ አዴይ ማሪያም ብሽልምትኪ ተውፅእኪ ክንደይከ ደስ ክትቡሉ እግዚአብሔር ኣምላኽ ገፅ እተፈትውወም ስድራቤትኩም የርእኩም አሕዋተይ
@kidugalmesanu9174
@kidugalmesanu9174 Жыл бұрын
አረ ግደፉ ብኤሙ ዝመፀኒ ከብደይ ይቆርፀኒ ኤሙየይ ፍሽክ ትኣመላ ንስክስ ስሓቅለይ ድኣ
@nigstiteklizgi1431
@nigstiteklizgi1431 Жыл бұрын
Aseyyyyy xubuqat egziabher edmen tienan yhabkum 🙏😘😘
@lidyatadele5345
@lidyatadele5345 Жыл бұрын
ሓላላተይ ደስ ትብሉ 🥰🥰🥰
@fggg199
@fggg199 Жыл бұрын
ዎይ ኣታ ክትረገሙ ኡሙየይ ኣዞኪ ንምታይ ተነደድዎ ብዝኮነ ንኩሉኩም የፈትወኩም አየ❤❤❤❤❤😘😘😘😘💊💊💊💊💊
@selamtigray3173
@selamtigray3173 Жыл бұрын
እዊይ እንታይ ገበረትኩም ደቀይ እሙየ ምቅርቲ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ👏❤
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Жыл бұрын
ኩሉ ደስ ትብሉ ግን ንምንታይ ማዘር ፋዘር ትብሉ እነይ አባይ ናበይ ከደ ብናይና ንኩራዕ ❤️💛🙏
@brllabay3842
@brllabay3842 Жыл бұрын
እሙ እንኳዕ ብሰላም ተጋላገልኪ እመብርሃን ብሽልምኪ ተውፀአኪ ዝሓፍተይ አታዮ እንታይ ገበረትኩም ምስክነተይቲ አናዲድክምዋከ🤣🥰
@lemilemi2452
@lemilemi2452 Жыл бұрын
እሙየ ፅብቅቲ ሓፍተይ መሲልኪ ኢኪ ትስምዕኒ እና ክብለኪ ዝደሊ እንታይ ኮይንኪ ሓሚቅኪ ምቅርተይ ገና ከላ ሚጣ ክተሕምቀኪ ኣይዞኪ ኣይትሕመቂ ብጣዕሚ ካብ ዝፀልኦ ኣቦኪ መንዲል ገርኪ ትትመፂ እዛ መንዲል ኣውፂእኪ ፀጉርኪ ተቆነንለይ ዝፈትወኪ ሓፍትኪ😘😘
@user-wn5hl6dc7d
@user-wn5hl6dc7d Жыл бұрын
ኡሙየይ ምስክን አጆኪ🥺❤️❤️
@user-pq9id1ie3u
@user-pq9id1ie3u Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ምቁራተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኹም ይባረኽ BIRE MAK'ውን መርዓኹም ውላድኹም የሪአና🤲❤🥰
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Жыл бұрын
አይ እንታይ ገበረትኩም😁😂ሰላምኩም ይብዘሐልና ደቂ ሓላል መሬት💊💘
@user-wl1oz6nu3d
@user-wl1oz6nu3d Жыл бұрын
እንኳዕ ማርያም ማሓራክ እሙየ ምቅርቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ሙቁራት ስድራ🙏🙏🙏
@geayvms3288
@geayvms3288 Жыл бұрын
ውይ ቅድሜኪ ማዓረይ ታይ ገበርትኩም
@zufanamera8795
@zufanamera8795 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ምቁራተይ ሐዚ ግን ናይ ፕራንክ ግዚኣ ኣይኮነን ንእሙ ሐዝስ ምንክብካብ ዳኣ እምበር ምኔዳድን ፕራንክን ግዚኡ ኣይኮነን
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Жыл бұрын
ፅሩያተይ ኣታ ሕደጉ ሓራሰ ሰበይቲ
@tseganettube5698
@tseganettube5698 Жыл бұрын
ጌጋጋጋጋጋጋጋጋ እንታይ ገበረትኩም ኢሙየ ሓላለይ ብዝኾነ ደስ በሃልቲ ኣሕዋተይ
@hgf6568
@hgf6568 Жыл бұрын
እሙየይ ፅሪተይ ግደፉ አይትደንግፅዋ እና ኩለኩም ፅርያት
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ፅሩያተይ እግዚአብሔር ይሓሊኩም ሰላምኩም የብዝሓለይ 😍😍😍😍😍😍❤💛❤💛❤👏👏👏👏
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Жыл бұрын
አታ ሕደጉ አይተናድድዋ እሙዋይ አጆኪ 🥰
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኣኩም ደቅኖዋይ ሙቁራት ስድራ ዝፈትወኩም 💋💋💕💕💕💖💖💗💗
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ሳብሰኪራብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ👏
@Sham-ct2vn
@Sham-ct2vn Жыл бұрын
Wow good am happy long time I wait emu
@Sham-ct2vn
@Sham-ct2vn Жыл бұрын
She bring baby good
@user-kx3jp3in9w
@user-kx3jp3in9w Жыл бұрын
ውይ እምየ ማዓርይ ኣይታናድለይ ንእሙዩ ከዝ ድማ ሓራስ እያ
@jaharahhill5485
@jaharahhill5485 Жыл бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላክ ብፍቅር ያንብርኹም ድኹልኹም ሙቅራት ደቅ ሓላል መሬት❤️❤️😘😘
@user-ne3dp1cz7q
@user-ne3dp1cz7q Жыл бұрын
እሙዋይ ማዓረይ
@ghideyb7269
@ghideyb7269 Жыл бұрын
Enkae maryam mehatetki Emuye Henewn enkae des beleka Maryam beshelimta tawuseki 🙏🙏🙏❤️
@user-oh2lf6kg5n
@user-oh2lf6kg5n Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ምቅራተይ ናተይ 🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💕💕💕💕💕
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ኣቡየይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏
@milletflane4190
@milletflane4190 Жыл бұрын
ደስ ባሃልቲ ደቂ ዓደይ ማዓረይ 💛❤️💛❤️
@Saudi-mq1dp
@Saudi-mq1dp Жыл бұрын
ፊቱዋተይ ደቅ ዓደይ ማዓረይ 💊♥😘
@salamasa3794
@salamasa3794 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ሙቁራት
@samriguggalmekele1270
@samriguggalmekele1270 Жыл бұрын
Ayoki emuway Abketali heneki tfedi eiku mearey bzkone kulukum yfetwekum 😍😍😍😍😍
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Жыл бұрын
እሙየ ምጭውቲ ኣጆኪ😁 ተጋሩዋይ ይፈትወኩም እየ ንኩለኩም💝😘
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ሜሪዋይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏
@ebrahitoebrahito7942
@ebrahitoebrahito7942 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰😘
@ebrahitoebrahito7942
@ebrahitoebrahito7942 Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v 🥰🥰🥰
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v እሽኒ ዛንቤተዋይ😍💝
@selammekonen8149
@selammekonen8149 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ሙቁራት ስድራቤት
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኹም የብዝሓዮ ❤💛😍😍😍
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ጓል ዓደይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ👏❤
@samrisamri3248
@samrisamri3248 Жыл бұрын
እሙ ኣረ ግደፍዋ 😥ሄኒ ዝገብር ኣይነግርን 😁😁እና ብጣዓምይ እየ ዝፍትወኩም ክላኩም 💛❤️❤️
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 Жыл бұрын
Edme Yhabkum Fetari Adna Selam Ygberelna
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ዘለኽምዎ ምሳኹም ይኹን ክቡራተይ🙏🙏🙏♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇻🇳💛💛💛💛💛💛💛
@uddhdhdjj5084
@uddhdhdjj5084 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም ምፃኩም ክቡራተይ እሙየይ ብራንክ ኣይትግበርዋ ሓራሰ ሰለ ዝኮነትሰ ደሞ ንኩሉኩም ፍትውትውውውውውው ኣብ ዘሎኩምዎ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ👏👏♥♥♥♥♥♥♥🍀🍀♥♥♥♥♥♥🍀🍀🍀🍀🍀🍀
@user-ev5hk1wl2h
@user-ev5hk1wl2h Жыл бұрын
አንኳዕ ብሰላም መቁራትይ 😘😘🌻🌻🌻💘💘
@mnjhtyuh5902
@mnjhtyuh5902 Жыл бұрын
ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ❤❤ብጥበብ የዕብየልኩም ሚጣየለ❤❤
@laylaal7008
@laylaal7008 Жыл бұрын
ስላም ፍቅራተይ ን ሓራስ ግን ፅቡቅ አይከነንን
@goggo5414
@goggo5414 Жыл бұрын
እዘም ናተይ❤❤❤❤❤
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ😘😘
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r Жыл бұрын
@@d.p.5822 ኡሹኒ❤
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 9 МЛН
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 9 МЛН
ናብ ደገ ሒዝኒ ወፅኡ ከይለኽፉኺ እልኒ
19:15
#ኣብ እንዳ ሄኒ እሙ# ኣዝዩ ደስ በሃሊ ኔሩ።
6:34
Axumawit Media አኽሱማዊት ሚድያ
Рет қаралды 5 М.
ከይትሓልፈኩም! ተጠንቀቑ ,ተጠንቀቑ!
18:56
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 22 М.
бим бам бум💥💥 типа..
0:18
Ma1x1
Рет қаралды 7 МЛН
ToRung short film: 🙏save water💦
0:24
ToRung
Рет қаралды 8 МЛН
ПИЩЕВОЙ ВАНДАЛ НАКАЗАН
0:20
МАКАРОН
Рет қаралды 2,6 МЛН