ቆልዓ ሓልው ደገ ክንሓድር ኢና || አሸንዳ prank ሰብኡትና አፀሊልናዬም

  Рет қаралды 116,648

Abel's family

Abel's family

Жыл бұрын

እንኳዕ ናብ #Abel'sFamily #Ezanaentertainment ብሰላም መፃኹም።
ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን መምሃርትን ዝዝርጋሕ ቪድዮታት ትረኽቡ Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ።
ዝናፈቐ ኣዲኡ ❤️ ኣብዙይ ኣለው ⮕ bit.ly/3GR4YsY
ብሉፃት ቲሸርት ፣ ጎልፎ ፣ ብርጭቆ ..ብ Mama Dezign ተሰርሐ ዓድጉ ኣበረታትዑ
👉👉 / @abelsfamily
ብተወሳኪ እዘን ቪድዮታት እውን ክትርእይዎን ጋቢዝና ኩም ኣለና
Tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እንታይ ንብል? E01
• ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እን...
ሕቶን መልስን ትግርኛሓፈሻዊፍልጠት ናይ ኤሜሪካፕሬዝዳንት ትራምፕ ናይ ኣፍሪካ ኸ E02?
• ጓል ብወዲ መዓዝ ትፅዋዕ ? new...
tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት
ብጣዕሚ ዘስሕቕ ሕቶታትን መልስታትን ኣብ ኣኬባ ጥራጥ ተዝሞልቆካ እንታይ ምበልካ ? E03
• funny tigray and Eritr...
#HenyEmu

Пікірлер: 566
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ኣታ ዞም ክልተ ስድራ ዘለዎም መዓርግ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን ፍቅርኩም ብእግዚአብሔር ይባረክ መክሰባተይ💛❤💛❤💛❤👏👏👏👏✊✊✊✊✊
@abduabdu7934
@abduabdu7934 Жыл бұрын
💕❣️🧡💛
@user-mk5qy2xk1r
@user-mk5qy2xk1r 2 ай бұрын
Amen
@user-wt3yc1ko7g
@user-wt3yc1ko7g 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አሰይይይ❤❤❤❤❤❤❤
@user-vh2bc2sm7q
@user-vh2bc2sm7q Жыл бұрын
ኣታ ብስሩ ፍቅርኩም እኮ ከቅንኣካ ቅዱስ ቅንኢ እዩ ግን ፃላኢ ዓይንኩም ይደፈን ሙቁራተይ♥💚ግን ኣንሽቲ ይፀግብለዎ ሄኒ&ኣቤል 😁😁😁😁
@ksaksa9236
@ksaksa9236 Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኹም "ይባርኮ ኩላትና "ከምዚ ዝበለ ፍቅሪ ይዓድለና ፍቅር ትድልዪ "ላይክ💐💐💐
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 Жыл бұрын
ኣነ ከኣ ኣሸንዳ ምስ መዳመይ ኣብ ስራሕ እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐክን ደቂ ኣሽንዳ ንዓመታ ብሱላም የፅንሐና ❤❤💝💘❤🏖🌹💛❤💛
@user-uu1gp7mh8y
@user-uu1gp7mh8y Жыл бұрын
ኩላትና ኢና ኣጆና
@AsAs-rk1ou
@AsAs-rk1ou Жыл бұрын
ኩላትና እና ግን ኣጆና ኩሉ ክሓልፍ እዩ
@user-zn5zh3bc2i
@user-zn5zh3bc2i Жыл бұрын
ኣዮና ኩለና ኢና ኣብ ዘለናዮ ሰላም ኣውድኣመት ይግበረልና ሰላም ንዓድና ይግበረልና ❤❤
@finfinie
@finfinie Жыл бұрын
አጀኺ ምቅርተይ🤔😥😥😥
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 Жыл бұрын
@@finfinie እሺሓወኒ የቀንይለይ 😥❤💛❤
@user-js7dx7dh1k
@user-js7dx7dh1k Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ንመላእ ህዝበ ክርስትያን ናይ እመቤት ቅድስት ድንግል ማርያም ፆሎታን በረከታን ኣይፈለየና አሜን አሜን አሜን
@titihabeshawit4792
@titihabeshawit4792 Жыл бұрын
ኣረ ብሳሓቅ ሞትኩ ማርያምን ኣይ ሄኒ🤣🤣🤣🤣 ሰሓቅ ናይ ትግራይና ይመልሰልና♥️♥️👏
@-4587
@-4587 Жыл бұрын
ክንዲ ኣሸንዳይ ምስ መደም ማዓለይ ተጋርዋኒ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ቤተሰብ ኩኑ💖💖💖🙏🙏🙏🙏
@GhGh-ou5cf
@GhGh-ou5cf Жыл бұрын
Girlkey maarey💟❤💛😍♥️💋
@tarhslove4629
@tarhslove4629 Жыл бұрын
ንሕናውን ደጊምና እንኳዕ ኣብፀሐኩም ከምዚ ንዓመታ ብሰላም ይዕቖርኩም ሓዳርኩም ይባረኽ🙏❤❤❤
@timnittekle3422
@timnittekle3422 Жыл бұрын
Neu
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen Жыл бұрын
ያዕዉይ😂😂 የትሳኣኑ ማርያምን ብጣዕሚ ደብርኒ ነይሩ ኣስሒቅክሙኒ😂
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 Жыл бұрын
መዓዝባ ትፅሕፍዎ ዝኾሜንት ጉድ እንዃዕ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ መዓራት ንዓመታስ ዓድና ነክብሮ ኢና
@Axumawit844
@Axumawit844 Жыл бұрын
ብዙይ ለ መፂኩም ዶ ብርክ ብዓል ኣሸንዳ ይግበረልና ድምፂ ወለድና ሰላም ናይ ዓድና እንሰምዐሉ ይግበረልና ስደት ዘለና ለ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓድና ይምለሰና ኣሜን ለቱ ስብሓት እግዚአብሔር🙏🌹😍😍😍
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Жыл бұрын
እሰይ ዞምናተይ እንካዕ አብፅሐኩም/ና ፍቱዋተይ ናዓመታ ኸምዚ ኸዚ አብታ ቅድስቲ ሃገርና እናኽብሮ ይግበረና አምላኽ ስደትና ያሕፅሮ 👏👏👏❤❤❤
@user-vt8mj4wp1j
@user-vt8mj4wp1j 10 ай бұрын
እግዛቢሄር ኣምላክ ሓዳርኩምን ፍቅርኩም ይባርከልኩ አሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@maerggebrihans1328
@maerggebrihans1328 Жыл бұрын
ድስ ክትብሉ ፀሩያት ፍቅሩኹም የብዝሓዮ ዘምናተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም
@user-pz2oz8yi4e
@user-pz2oz8yi4e Жыл бұрын
ፅብቃተይ ኩሉ ዝጥመልክን ዓመተ ካዓመት ያዒቅሪኽን ዝፈቲወክን ምቅራታ
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 Жыл бұрын
ደግምና እንካዕ ኣብፅሔኩም 🥰🥰ኣነ ሓፍትክን ኣብ እንዳ ዓረብ ባዕለይ ቆንነ ይውዕልለኩ ድዓመታ ግን ብዓልት ምልእ ተስፋ እየ ምስ በተሰብና ክንውዕል 🙏🥰🥰🥰
@user-qd8ee8zt2g
@user-qd8ee8zt2g Жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኹም ደቂ ዓነይቲ. ዋይ ሂኒ. 🤗መን ክርኤክን ዲክን ደሊክን😁😁❤💛ዋይ አብ መወዳእታ ረኪበምኩን ትዕግስቶም ደስ ክብሉ
@user-fd2et8wz4x
@user-fd2et8wz4x 5 ай бұрын
✊✊✊esey esey deki adey✊✊✊emu heny ahegsikumine
@egziabhereregnayenewtemesi7846
@egziabhereregnayenewtemesi7846 Жыл бұрын
እሰይ ሽካራት ክትፅብቃ ዝከንክን እንካዕ ኣብፀሐኩም ደቅ ኣሸንዳ ምዓራት ኣየ እሙ ሽኮር ምስኣኹም እንተ ኸይንና ሞ መን ክርእየና ያ😅😅😅😂😂😂💘💘💘💘💐💐💐💐💊💊💊💊
@user-wn7fs3gc2i
@user-wn7fs3gc2i Жыл бұрын
ኣይፈላልኩም ፍጣሪ ብሕብርኩም የንብርኩም💖💊
@user-cv2rq6on8q
@user-cv2rq6on8q Жыл бұрын
ለይ ለማዓንቲ ኣይሰሓቅኩን😂🤣🤣 ብዝኮነ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለልይ❤️❤❤️❤
@user-iq9gt9zh4j
@user-iq9gt9zh4j Жыл бұрын
ደቂ ኣሸንዳ ሽኮራት ከጥዕመልክን ከምዚ ንዓመታ ዓድና ሰላም ኮይኑ ኣብ መቀለ ክክበር ተስፋ ይገብር🙏❤💛😍
@betimodel6712
@betimodel6712 Жыл бұрын
ኣረ ደስ ዝብሉ family 💛❤️😘😘
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እሰይ ከመይ ደኽን ሙዑሩጋት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኽን ሩሑስ ብዓል ኣሸንዳ ይግበረልና አሜን፫
@Mebrahtey
@Mebrahtey Жыл бұрын
አሜን ፫ እንኳዕ ኣቡሩ ኣብጸሕና ናይ እኖና ቅድስት ድንግል ማርያም ጽሎት በረከታን ኣይፈልነና ንዓድና እውን ሰላም ይዉረደልና አሜን እሰይይይ ፍቁሩኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባሩከልኩም ፍቁራተይ🌹💔
@Brlemedia
@Brlemedia Жыл бұрын
ውይ ኣንታ ንስኹም ጽቡቅ ኣለኹም ፍቅርኹም ደስ ክብል እንቃዕእ ኣብጻሓኩም❤❤❤
@user-tk6zl9ol8y
@user-tk6zl9ol8y Жыл бұрын
ካሜራክን ተረኪቡ እዩ እሙ ሜሪ ፍትውትው እየ ከኣ ዘብለኩም ሙቁራተይ ብሩክ ኣውድኣመት
@tubechannal8457
@tubechannal8457 Жыл бұрын
ውይይ ቀቲልኩሙኒ ሄኒ ካኣ ንምንታይ ዲና ቅርሺ ሂብናክን ዋላ ክንውስክን 😂😂😂
@user-yt9us4qj6o
@user-yt9us4qj6o Жыл бұрын
አሰይየይየይይ መቅርተይ ደስ ትብል ፍቅርኩም የብዘሕ እዩ ፍቅርተይ ሓድርኩም አብርሃምን ሰራን ይግበረልኩም ፈጣሪ
@user-ht1le5mv7e
@user-ht1le5mv7e Жыл бұрын
ኣሰይ ፁሩያት እንኳዕ ኣብፀሐክኩም/ና 😘😘😍😍❤❤🙏🙏🙏
@user-yf7zd7ts4o
@user-yf7zd7ts4o Жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራተይይ እሰይይ ክንደይ ደሰ ክትብሉ ኢኩም ሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ 💖💖😘😘😘🌹❤❤❤
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Жыл бұрын
እሰይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፍቁራተይ እንኳዕ ኣብፀሐኹም ኣብፀሐና ፍቱዋተይ❤️❤️❤️
@FRETUBE-oz4pm
@FRETUBE-oz4pm Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@mdsudan6485
@mdsudan6485 Жыл бұрын
ተነቂሕኽን ኢኽን ዋ ድራርክን ብልዓ 💘💘💘🤣🤣
@user-cg2um2cn9e
@user-cg2um2cn9e Жыл бұрын
እሞ ከምዚ ኢልናስ ሰብ ከይረኣይና ስቅ ክብል ኣየ እሙየ ምቅርቲ ዝፈትወክን ሓፍትኽን ካብ ስደት ሰላምክን ይብዛሕ ምቅራተይ ዘበና ሰላም የምፅኣልና
@user-lt6zo7mu6o
@user-lt6zo7mu6o Жыл бұрын
ዋውው ክንደይ ደስ ትብሉ እግዚአብሄር ኣምላክ ፍቅርኹም የብዘሐዮ ምቅራተይ🥰🥰🥰
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
ንሕና እውን ደግምና እንካዕ ኣብፀሐኩም ደስ ባሃልቲ ሽኮራት
@aximtube6963
@aximtube6963 Жыл бұрын
ያኡኡኡኡ ስረሐምለን 🤣🤣🤣እንካዕ ኣብፀሐኹም ደቅት ተዋህደየ ምቁራት
@user-sr8wc1vg7t
@user-sr8wc1vg7t Жыл бұрын
እንኳዕ ሓብሩ አብፅሓና ምቅራተይ😍😍
@user-hu9ff9om3b
@user-hu9ff9om3b Жыл бұрын
ንሕናውን በደጋሜ እንኳዓ አብፀሐኩም ትፍትውት ንዓመት ሰብ የበልና ደቂ አሽንዳ ንኩልኩን እንኳዓ አበፀሐክን አብ ስድት ዘልና ስድትና የሕፅረና 👏
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Жыл бұрын
ኣይፈላሊኩም ፈጣሪ ብምቅፃል ሙቁራተይ እንኳዕ ንባዓል ኣሸንዳ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ሰላምን ፍቅርን ዝዓስለሉ ቅነ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ❤️❤️❤️
@abdulhashibassamindia7038
@abdulhashibassamindia7038 2 ай бұрын
ዋይ ሞትኹ 😂😂ምስ ሓለፈ ሐዚ ርእየዮ አብ ዓመቱ ሰባት ኩሩኡዩናያ😂
@medhin8187
@medhin8187 Жыл бұрын
ተበሊዕኽን ምቁራተይ ደስ ይብል ብሓቂ 🥰🥰🥰
@user-js7dx7dh1k
@user-js7dx7dh1k Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ፍቁራተይ ኣሰይይይይይ ፅሩያት እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም ይብዛሕ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-pi8jz9hr8p
@user-pi8jz9hr8p Жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኣኩም ❤❤❤
@salamab6019
@salamab6019 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ቆናጅ ዕድመንጥዕናን ይሃበለይ ፈጣር❤❤❤
@meriytgraweyti4577
@meriytgraweyti4577 Жыл бұрын
ኣሰይ እንካዕ ኣብፅሐክን ሜርየይ እሙየይ ደስ ክትብላ ኣቤል ሄኒ ግን ፕራንክ ኣትብዝሓለም ንዓመታ ድማ ኣብታ ቅድስቲ ሃገርና ትግራይ የራክበና ፈጣሪ❤🧡🧡🧡❤❤❤
@galwejerat7052
@galwejerat7052 Жыл бұрын
እሰይ ሙቁራተይ ከመይ ድየ ዝፎትወክን ደቅ ሓላል መሬት💊💊💊💖💖💖
@alemgere2033
@alemgere2033 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ኩቡራት ሰድራ❤❤❤❤
@Hada5lf
@Hada5lf Ай бұрын
ብጣዕማ ደሰ ባሃልቲ family ekum ena ketslulu ፍቅርኩም የብዛሓዮ ግን ጥያቄ ኒሀኒ ንተመልከቲ ፕራንክ ተገብሩ ከይትህልዉ ሕቶይ ተረዲኢኩም የኮን ኢለ ይግምት
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፀሓኪን ምቀርትይ 🤲🤲🤲❤❤❤
@gghj3321
@gghj3321 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን🙏 ደስ ክትብላ 🥰🥰🥰
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Жыл бұрын
ደስ ትላላችሁ እንኳን አደረሳችሁ
@ssll7812
@ssll7812 Жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም ሙቁራተይ ኣይፈላሊኩም ክልተ ስድራ ፍቅርኩም ይባረክ ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም
@hayaqamar9539
@hayaqamar9539 Жыл бұрын
ሜሪይ እሙይ ዕድምን ጥዕናን ያሃብክን ሽኮራት ፍተዋት ፅብቅ እሽንዳ
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын
ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ሙቁራተይ ዓመት ልዓመት ይዕቆረና ከምዚ ንዓመታ ምስ ወለድና ምስ ቤተ ሰብና ክነብዕሎ ፈጣሪ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን🤲❤🌾💐
@user-ne3kz6sz5l
@user-ne3kz6sz5l Жыл бұрын
እኮዕ አብፃሓክም ምቅራተይ ደስ ብኣልትይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክም
@wswi822
@wswi822 Жыл бұрын
ኣሰይ ምቁራት እንኳዕ ኣብፅሐኩም 🌺🌺🌺
@user-zq1kp6id4n
@user-zq1kp6id4n Жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፅሕክን አሕዋተይ ማዓረይ
@salama9542
@salama9542 Жыл бұрын
እንኳዕ አብፀሐኩም ዞም ናተይ ❤️❤️👏👏👏
@destaarkebe9258
@destaarkebe9258 Жыл бұрын
ዋይ ድስ ባሃልቲ ከይትሰድወን ሄኒ
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d Жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም አንፃሓክን ደቂ አሻንዳ ሺኮራት ፈጣሪ ንትግራይና ስላም የውርደልና ❤💛😍🙏
@zhraazhraa1794
@zhraazhraa1794 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም አንፃሓክን 😍😍😍😍
@kokobeasfaw1504
@kokobeasfaw1504 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንቋዕ ኣሕቢሩ አብፀሕና ደቂ ሓላል መሬት ሽኳራት
@ttyy7566
@ttyy7566 Жыл бұрын
አንኳዕ አብፀሓና ምቁራተይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ💥🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌸🌸🌸🌸🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@loveschool383
@loveschool383 Жыл бұрын
I love it 😂. Common Tegaru family. Thank you for making me laugh! Omg he said I will give you more money. Hahahah
@user-sb5se7qd3l
@user-sb5se7qd3l Жыл бұрын
አሰይይይ ክንደይ ደስ ትብሉ❤❤❤❤❤❤
@user-fz6db7hb4u
@user-fz6db7hb4u Жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐክን ሓላላተይ
@user-qd9ri4ww2d
@user-qd9ri4ww2d Жыл бұрын
እሰይ ደስ ባሃሎ ፊቕርኹም ይባርከልኹም ፈጣር ክቡራተይ💖💛💖💛😘😘😘
@hdhhd6525
@hdhhd6525 Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ኣሕዋተይ ናተይ ፁሩያት እንዃዕ ኣብፀሓና ኣብፀሐክን🙏🙏🙏💝💝💝❤️❤️😍😍😍
@samrwetzeru4336
@samrwetzeru4336 Жыл бұрын
አሸንዳ አሸንዳ አምሲልክንኦ ፅሩያት ደቂ ዓደይ
@genetgidey7731
@genetgidey7731 Жыл бұрын
እንኳዕ አብፀሐኩም አቱም ደስ ባሃልቲ ስድራ
@user-oo4mj5nj9c
@user-oo4mj5nj9c 10 ай бұрын
ካብ ዓይኒ ያዉፅእኹም ክንደይ ከጥዕመልኩም
@letish3773
@letish3773 Жыл бұрын
በላ ሞ ታናትካ 😁😁ኣቤል😁😍
@samerhsamerh9977
@samerhsamerh9977 Жыл бұрын
ሰሓቅ ሜትና ይመቸኹም🙏❤❤❤😂😂😂
@user-kg7se4qf5c
@user-kg7se4qf5c Жыл бұрын
ደቂ መዳመይ እንካዕ አብፀሐክን ንዓመታ አብ ዓድና የውዕለና እግዚአብሔር አምላክ 🤲❤❤❤ ሰላም ይመልሰልና እግዚአብሔር ሰናይ ቅንያት አሸንዳ ክብራተይ🤲❤❤❤❤❤❤
@tgstger8255
@tgstger8255 Жыл бұрын
አሜን(3)ማዓረይ
@user-vw4bh2xz1d
@user-vw4bh2xz1d Жыл бұрын
አሜን፫ እረ ኣነስ ልበይ ተዘረጉ እፋፋፋፋ ስደት 😥😥😥💔
@merimeri4983
@merimeri4983 Жыл бұрын
ኣሜን(3)
@SK-ix3vu
@SK-ix3vu Жыл бұрын
Beautiful couples, love you guys.
@user-su8by1vd9s
@user-su8by1vd9s Жыл бұрын
አብ ዓድ መዳም ዘለና ኽፍእ እሉና እዩ ዘሎ ዋ ተሎ ተሎ ንቀቁልና🥺🥺🥺🥺💔💔💔💔
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q Жыл бұрын
እንካዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐክን ኣብፀሐኩም ተጋሩዋኒ ብሓበራ ምቁራተይ ደስ ብሃሎ ደቅ ኣሸንዳ ሓቢርክን ስለዝወዓልክን ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ🥰🥰🥰🥰
@senguaregawi6075
@senguaregawi6075 Жыл бұрын
ሽኮራት እንካዕ ኣብፀሐክን ግን እሙ ንምንታይ መስቀልኪ ዘየለ
@salama317
@salama317 Жыл бұрын
አንካዕ አብፀሕኩም ሙቁራተይይይ ደቃ ትግራይ ሽኮርት ሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🥰🥰🥰
@gansam2093
@gansam2093 Жыл бұрын
እንዃዕ ኣብፀሐክን ቆናጁ🥰🥰
@ftggtt1969
@ftggtt1969 Жыл бұрын
አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፀሐና ወይዝራዘር ተጋርዋ
@daifallhaasss4452
@daifallhaasss4452 Жыл бұрын
ኣሰይ ፍትዋተይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ዓመት ልዓመይ ይዕቆረና 🍫❤️🥰💛🍫🥰
@SaraH-kz1mv
@SaraH-kz1mv Жыл бұрын
ኣይይይይ እንዃዕ አሕቢሩ አብፀሐና 💖💖💖🙄
@user-mp9bc3mz9x
@user-mp9bc3mz9x Жыл бұрын
Way heny sehak ketiluni betri hizu metu 😂😂😂🤣🤣aufey aytseanu halalatey 😍😍😘😘
@hiwoetgerezgbher4924
@hiwoetgerezgbher4924 Жыл бұрын
እሰይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️🌺🌺🌺🌺🙏🙏🙏🙏🙏
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ዝፎትወኽን ውርዙያት love you more🥰
@MaMa-kp1sj
@MaMa-kp1sj Жыл бұрын
ሂኒ በትሪ አታሓሕዛ አስሕቅኒ ሙቁራት 😘😘😘
@konjosultan4086
@konjosultan4086 Жыл бұрын
ዋይ ከርና ኣይታቃንእናባ ኣብ ስደት እና ኣሕዋተይ ነዋሕ ዕድመ ጥዕናን ይሃብክም ኣየፍለክም ፍቅርክም ምድረ ክስብ ድመሽ ይግበረሎክም።💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@genetgenet5864
@genetgenet5864 Жыл бұрын
ደስ ባሃልት ፍቅርኩም ይብዛሕ ሽኮርናታት
@aximtube6963
@aximtube6963 Жыл бұрын
ፍቁራት ደቂ ተዋህዶየ መንፍሳዊ ት/ትን ሕቶን መልስን ዝሓዘት እያ እዛ ቻናል ንዑታ
@rahwafufu5713
@rahwafufu5713 Жыл бұрын
Geyreki
@aximtube6963
@aximtube6963 Жыл бұрын
@@rahwafufu5713 እሺ thank you ክብርተይ ኣትና ካዓ ንስማዓዬ ርኢቶኹም ካዓ ኣይፈለየና ብፀሎት ንበርትዕ ፍቁራት ተጋሩየ ፍታሕ ካብ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክና እዩ ዝመፅእ እና ናይ ስላም ኣምላክ ስላሙ ይላኣከልና
@brhanelove3340
@brhanelove3340 Жыл бұрын
ምቅራት ክንደይ ደሰ ክብሉ♥️♥️♥️♥️♥️♥️ ፍቅርኹም የብዘሐዮ እግዛብሔር ኣምላክ🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️
@user-cz2vy1yn2p
@user-cz2vy1yn2p Жыл бұрын
እሰይ ቅድመኽን ስጥሕ የብለኒ ወይዘራዝር ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ክቡራተይ
@medhin8187
@medhin8187 Жыл бұрын
ምጩዋት 🥰🥰🥰እንኳዕ አሕቢሩ አብፅሐና ዓመት ይዕቖረና🥰🥰🥰 ከጥዕመልክን 🥰🥰
@user-xd6bt3eh9r
@user-xd6bt3eh9r Жыл бұрын
እንካዕ አብፀሐና ኣሕዋተይ መዓረይ እግዝኣብሄር ሰላም ይምለሰልና እግዝኣብሄር ከዓ ይሃልኹም ዞም ኣሕዋትና ❤️❤️✝️
@salamhathubi1685
@salamhathubi1685 Жыл бұрын
አሜን አሜን አንኳዕ አብሩኣብፅሕና🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞
@ksdrf313
@ksdrf313 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኮዕ ኣሒቢሩ አብጸሐና ጹሩያት ዓለም❤❤❤❤❤❤ፉቁሩኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባሩከሉኩም ፉትዋተይ😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e Жыл бұрын
እዋይ ሞይተ ሳሓቕ እሙ ይወቓዓኒ ኣሎ ሜሪየይ ኣይትሳኣኑ
@xaddhaxg8363
@xaddhaxg8363 Жыл бұрын
ፅሩያት ፍቅረኩም የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ❤️❤️❤️❤️😁😁🥰🥰🥰😘😘😘
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ዞም ደቂ ሓላል መሬት ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ሰላም ንህዝብና ኣብ ሃገርና ልዓመታ ❤💋
@Gigi-hi9ix
@Gigi-hi9ix Жыл бұрын
ጽርያት እንካዕ ክአ አብፀሓኩን💋💋💋💐💐💐
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 6 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 35 МЛН
Pleased the disabled person! #shorts
00:43
Dimon Markov
Рет қаралды 27 МЛН
ን ሄኒ ፕራንክ ጌርናዮ | ተባኢሶም | Tebarek Amigo
12:57
ሓቢእኪ ኣጠምቕዮ ኢዮም ኢሎማ Josias denden
25:43
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 47 М.
ሓሪርና ከምዚኣ ኣይትውዓል 😡 እምቧእ
21:36
A young mother couldn't calm down her baby at the lesson #shorts
0:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 12 МЛН
Finger Heart - Fancy Refill (Inside Out Animation)
0:30
FASH
Рет қаралды 25 МЛН
Вилка для консервов 🥒
0:51
Сан Тан
Рет қаралды 2,5 МЛН
My wife said she wants to show me her true skills
0:27
昕昕一家人
Рет қаралды 62 МЛН
Matt Kills Dexter's Deer | Dexter: New Blood S1E1 | #Shorts
0:51
Clashed PR
Рет қаралды 12 МЛН
貓咪 小鬼當家🎮🔫🚑 #aicat #shorts #cute
0:41
Cat Cat Cat
Рет қаралды 23 МЛН