New Eritrean Orthodox mezmur "ፍቕሪ ኣምላኽ ንስበኽ" By D. Teame Segid. (FQRI AMLAK NSBEK)

  Рет қаралды 676,447

KABATRANOS TV

KABATRANOS TV

Күн бұрын

Пікірлер: 512
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 4 жыл бұрын
ፍልጠት ተጠቒሙ ካብ ዚሰብኽ ፍቕሪ.1ይ ቆሮ 8፥1 ፍቅሪ ተጠቒሙ ዚሰብኽ ቃል ግብሪ.(አፌ. 3፥19) ይህሉ ዶ ለባም ቃል ሓቂ ነጋሪ.(ያሳ,3፥13) መን'ዩ ኽም ጎይታኡ ፆር ሓዉ ፀዋሪ.(ገላ.6፥3) >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ኣብ ሓቀኛ ጉንዲ ጨንፈሩ ዘይጸንዐ.(ዮሓ.15፥6) ብንፋስ ጸላኢ 'ተሎ ዚተስለዕ ናብ ጥንታዊት ጉንዱ እትመልሶ ልሕጺ.(ዮሓ.15፥1) ፍቕራዊት ጸሎት'ያ 'ታ እንኮ ኣማራጺ ጎይታ'ዃ ብፍቕሩ ነቶም ዘይኣምንዎ ምሕረት ለሚንሎም እና ሰቐልዎ.(ሉቃ.23፥34) >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ጥስምቲ ዓይኒ ማይ ማይ ጨው ተፈልፍል ድያ ሓረግ ተኽሊ ወይኒ በለስ ተፍሪ ድያ.(ያሰ.3፥12) ሰባኺት ልሳን'ውን ቃል ቄሳር ክትደግም(ማር12፥17) ከመይ'ሉ ይኾነላ መሪቓ ኽትረግም.(ያስ.3፥8-9) >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ነዛ ሓንቲ ልሳን ተጸድቕ ተዀንን.(ማቴ.12፥36) ቃል ፍቕር ንልምዳ ኪሰምዓና መድኅን >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ሓቂኛ ሰባኺስ፡መጽሓፍ ተጠቂሙ ቃል ፍቕር ብልሳን ዚሰብኽ ዘይኮነስ ኣምሳል ጐይታኡ'ዩ፡ፍቕሪ ተጠቂሙ ቃል መጽሓፍ ዚሰብኽ ብግብሪ ብመንፈስ፡ (1ይ ዮሓ,3፥18) >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ፍልጠት ተጠቒሙ ካብ ዚሰብኽ ፍቕሪ ፍቅሪ ተጠቒሙ ዚሰብኽ ቃል ግብሪ ይህሉ ዶ ለባም ቃል ሓቂ ነጋሪ መን'ዩ ኽም ጎይታኡ ፆር ሓዉ ፀዋሪ >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ከም ኣካል ብዘይ ዓይኒ ጸልማት ዚዐሓያ(ሉቃ11፥34) ጽድቂ ውን ብዘይ ፍቕሪ ናይ ከንቱ ከንቱ'ያ (1ይ.ቆረ.13፥1-3) ቤት ኣብ ንሓድሕዳ እንተ ተኽፋፈለት ከመይ ኢላ ትቐውም ከተጽልላ ሕይወት(ማቴ12፥25 ግደን ርስትን 'ዛ ቤት ክንምቀል ኣምሳያ ቀጽሪ ሓድነት ንንደቅ ከም ነህምያ(ነሀ.2፥20) >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ብሰሪ'ዚ ፌራ ሞት ምስ ተቓጸወን(2ይ.ዜና.7፥31) ምስ ምዕጻው ቤት ኣእላፍ ልቢ እእላፍ ተራሕየን(ኢሳ.26፥21)(ሚክ.7፥17) ሃንቀው ይብላ ኣለዋ ቃል ድኅነት ጸማእት(ማቴ.4፥4) ዕጹም ምህሮ ኣጽኒሕና ጸባ ፍቅሩ ነስቲ(ሰብ.5፥12 >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ኣርዑት ዚኸበዶ ኪቐለሉ ሰኸም(ማቴ.11፥28) ንስሓ ንስበኮ ብቑርባን ኪሕተም(2ይ ጴጥ.3፥9) >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ብርግጽ ንእምነትና ፍልጠትና'ያ ተዕብያ (ምሳ.9፥9)ሮሜ.10፥17) ተስፋ ኣምላኽና ውን ምሥጢር ጻዕርና'ያ (1ይ ጢሞ.4፥10) ልዕሊ ኩለን ግና ማእስር ሕጊ'ያ'ሞ(ቆሎ.3፥14) ንቓላት ልሳንና ፍቕሪ ንስልማልሞ(ይሁዳ,1፥24) ክመይ'ዛ ንፍልጠት ሕልፍ ትብላ ፍቕሪ(ኤፊ,3፥19) ዚዳርጋ የልቦን ኣብ ሰማይ ኣብምድሪ(1ይቆሮ13፥13 >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ሰንደቕ ዕላማኡ ፍቕሪ'ዩ ኣብ ልዕሊና(መጏ.2፥4) ንፍቕሩ የቐድም ስብከትና መዝሙርና (1ይ,ጢሞ.4፥18)1ይ ዮሓ.4፥8) ኣብ ፍቕሪ ዚነብር ኣብ ኣምላኽ ይነብር 1ይ ዮሓ.4፥16) ኩኖ ሰቡ ምፍቃር ጸላእቱ የፍቅር።(ሉቃ.6፥35) >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ምዃን ኣሎና'ኮ ናይ ክርስቶኣ ኣምሳል(1ይ.ቆረ.11፥1 'ቲ ምንታይ'ዛ ፍቕሪስ ክንዲ ሞት'ያ ጏያል(መጋ.8፥6) >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ነዛ ሓንቲ ልሳን ተጽድቅ ትዀንን(ማቴ.12፥36) ቃል ፍቕሩ ነልምዳ ኪሰምዓና መድኅን። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ዝማሪ ምልእኽቲ ይስምዓልና በደል ይሕዋትና ክንሓድግ ኣምላኽ ትሕትና የውርሰና ሓወይ ሓፍተይ ዓቅሊ ጊርካ ክሳብ ትውድእ ስለ ነቲ ክቡር ቃሉ ዝኽበርካዮ ኣምላኽ ኣብ ምድሪ ዘይኮነሲ ኣብ ሰማያት ኣብ ናይ መዝገብ ሂወት ይስፍርካ/ኪ። ስብሃት,ልእግዚኣብሔር ወልወላዲቱ ድንገል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን።
@febenandemeskel8301
@febenandemeskel8301 4 жыл бұрын
Amen zmare melaekti yesmialina
@febenandemeskel8301
@febenandemeskel8301 4 жыл бұрын
Amen zmare melaekti yesmialina ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 4 жыл бұрын
@@febenandemeskel8301 ኣሜን ፊቡ ሓፍተይ።
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 4 жыл бұрын
Qal hiwet yesmalna
@rehase6531
@rehase6531 4 жыл бұрын
ልቢ ዘረስርስ ናብ ንስሓ ዝመልስን ዝሰብኽን ኢዩ መዝሙራትካ ድያቆን ሓወይ፡ ካብቶም ኣለዉና ኢልና እንምከሓሎም ኦርቶክሳውያን መዘምራን፡ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ ኣዕዚዙ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤️❤️❤️።
@sahletesfay921
@sahletesfay921 2 ай бұрын
ኣሜን ❤❤❤ ዝማሬ ❤❤❤ መላእክት ❤❤❤ የስምዓልና
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 ай бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
@autikoszsmu
@autikoszsmu 4 жыл бұрын
ኣቤት ቃላት ሓቂ ሎሚ ሰሚዐ ዲያቆን ሓወይ ኣነ መዝሙርካ ኩሉ ግዜ እየ ክድቅስን ከዕርፍን ዝሰምዖ እንተ እዛ መዝሙር እዚኣ እሞ ከጽንዓ ባዕለይ ክዝምራ ኽሕዛ ኢየ ኣብ ልበይ ብጣዕሚ መሲጣትኒ
@mhretka145
@mhretka145 4 жыл бұрын
Amen, Amlak ybarka
@LOL-et3bl
@LOL-et3bl 3 ай бұрын
Liana❤😂😢😊
@محمح-ن1ر
@محمح-ن1ر 3 жыл бұрын
ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ኣቱም ድስላይክ ትገብሩ ግን እግዝኣብሔር ልቦና ይሃብኩም ኣብ ዘይምልከተኩም ኣቲኹም ሕማቕ ትፅሑፉን ድስላይ ትገብሩን ግን ፈረ ፡ዓስብኹም ካም እትረኽቡ ዝማሬመልኣክትየስመዐልክቡርሓውናኣቱምድስላይክትገብሩግንእግዝኣብሔርልቦናይሃብኩምኣብዘይምልከተኩምኣቲኹምሕማቕትፅሑፉንድስላይትገብሩንግንፈረ፡ዓስብኹምካምእትረኽቡኣትዘንጉዑ።
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 ай бұрын
God Bless You Amen Amen Amen.
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 4 жыл бұрын
ብሩኻተይ ሰሚዕና ጥራይ ስቅ አይንበል subscribe ንግበሮ በጃኹም መንፈሳዊ ቻነላት ነማዕብሎ ብዙሕ ዓስቢ አለና ዩቱብ እዩ ዝኸፍሎም ተባረኹ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 жыл бұрын
🤙🍀
@frehiwetkiros544
@frehiwetkiros544 4 жыл бұрын
nay bhaki
@bereketbereket437
@bereketbereket437 4 жыл бұрын
Ew
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 3 жыл бұрын
Ewe hakki mearey ab menfesawi chanelats btami ena dkumat follower whudat ena
@luwamhagos206
@luwamhagos206 3 жыл бұрын
Oke zehawey
@kudusangebrehiwet9588
@kudusangebrehiwet9588 3 жыл бұрын
Zmare melakty yesmalna
@teklemaryambereketeab8582
@teklemaryambereketeab8582 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ድያቆን ሓውና
@Eritrea-First177
@Eritrea-First177 4 жыл бұрын
መን'ዩ ከም ጎይታ ጸዋር ንሓዉ ብጣዕም ደስ ትብል መዝሙር እያ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽት የስመዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓውና እግዛብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ።
@kebromweldegebreal1461
@kebromweldegebreal1461 4 жыл бұрын
ከመይ'ዛ ንፍልጠት ሕልፍ ትብላ ፍቕሪ ዝዳረጋ የልቦን ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ። ድያቆን ጥዓመ ክብረት ይሃበልና ቃለ ሂወት የስምዕካ። ነፍሰ ወከፍ ነግሒ ግጥምታትካ ርእሶም ዝኽኣሉ ኣርእስቲ ዛንታታት ኢዮም ብጣዕሚ ድማ ይስሕቡኻ ናብ ሰማየ ሰማያት ድማ ብሕልና ሒዞምዃ ይጉዓዞ ምስ ነብስካ ኣዘራሪቦም ብህድኣት መጽሓፍ ቅዱስ ንክተንንብብን ኩሉ ንገብሮ ብፍቅሪ ዶ ትገብሮ ኣሎኻ ኢሎም ድማ ብሕቶ ይምጉቱኻ። ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሕ ኢዩ ትጽቢትና ኣምላኽ ይሓግዝካ። ክንረክበካ ምስ ንደሊ ብምንታይ ክንረክበካ ንክእል ድማ ጽሕፍ ኣብለለይ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 жыл бұрын
Kbret yhabeley, ab xelotkum dima zekuruni. (kabatranos@gmail.com) bezia ktrekbuni ykeal eu. Amlak Ms kulatna ykun.
@milenmeles5901
@milenmeles5901 4 жыл бұрын
@@KABATRANOSTV EGZIABHER tsegeuu yebzehalika bihaki dyakon hawey. Endanebaeku ye zisemeoo mezmureka.. bihaki EGZIABHER ab kulu zemen hiwetika msaka ykun.. asbi kidusan ykifelika .. EGZIABHER redieuni entemexie asmara kirekibeka mideleku.. zikeal entekoynu numberka tsehafeley.. maitemenay gal gezawitka ye..
@rehase6531
@rehase6531 4 жыл бұрын
እዛ መዝሙር ሎሚ ንግሆ ጥራይ ሕጂ ንሓምሻይ ግዝየይ ይሰምዓ ኣለኹ፡ ኣቤት ኣገላልጻ፡ ኣቤት ግጥሚ ፡ ኣቤት ዜማ፡ ዓባይ ስብከት ኢያ፣ እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና።
@kabakamlakmdhan8062
@kabakamlakmdhan8062 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare meantime yesmalna .ezgabiher amlakna zmare meantime ztekebele zemarekum yekebelelkum.xomna yebarkelena.xome lugamna beselam yeftahalna.nakum mezamuran ahwatna ka ezgabiher amlakna xegu yebzahalkum.Amen Amen Amen.Ezgabihet amlak weturu ab zuryana yekun.Amen Amen Amen.zmare melaktie yesmalna .Amen Amen Amen.
@semeremesfun5449
@semeremesfun5449 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኸልካ ፈጣሪ እመ ብርሃን ተጽልልካ ናይ ብሓቂ ሙኡዝ ዜማ ድንቂ ትምህርቲ ዝሓዘለ
@Hopeisvisson
@Hopeisvisson 4 жыл бұрын
ወለዶ 1900-1950 ዝነበሩ ዝተወልድን አዮም ዝዝክሮም ኣብ ወልዶና ግን ውሑዳት አዮም ነዚኣ ዝፈልጣን ዝገብራን! ኣምላክ ይባርክካ ሓወይ ናተይ ኣብ ትዝታ ዝፈትዋ ዘዕበየትኒ ወላዲት ኣዘኪርካኒ።
@freemnet
@freemnet 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስማዓልና ድያቆን ጠዓመ ! መናእሰያት ሰሚዕና ጥራይ ኣይንኺድ ሳብስክራይብ ንግበረሉ ክሳብ ሕጂ 13k ኣብቲ ሓላፊ ነገር ጥራይ ኣይንከታተል !
@luwammuluebrhan8697
@luwammuluebrhan8697 4 жыл бұрын
ዝማረ መላአክቲ የስማልና
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 жыл бұрын
Eshi
@SaddsCZx
@SaddsCZx 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመልና ክቡር ሓዉና ኡሺ ሳይስራይብ ንግበረሉ
@yasmenkahen9431
@yasmenkahen9431 4 жыл бұрын
ባይገባኝም ስሰማው ደስይላል ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን አሜን
@mebgeb4740
@mebgeb4740 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፤ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር ።
@MullerTesfie92
@MullerTesfie92 4 жыл бұрын
ከም ኣካል ብዘይ ዓይኒ ጸልማት ዝጻሓያ ጽድቂ'ዉን ብዘይ ፍቅሪ ናይ ከንቱ ከንቱ'ያ ቤት ኣብ ነሕድሕዳ እንተተከፋፈለት ከመይ ኢላ ትቀዉም ከተጽልል ህይወት ግደን ርስትን ዛቤት ክንምቀል ኣምሳያ ቀጽሪ ሓድነታ ንንደቕ ከም ንህምያ.......... እቲ ኣቦ ፍቅሪ ክርስቶስ ኣምላክና ጸጋ መንፈስ ቅዱሱ ሰዲዱ የበርትዓካ ንበረኸት ኩን ድያቆን ሓወይ።
@akberetkidane6542
@akberetkidane6542 4 жыл бұрын
Dyakon hawey bruk egziabher memelisu ybarka, ንተዋህዶና ከኣ ከማኻ የብዝሓላ ኩሉ ዘይሳኖ ጎይታ ጎይቶት!!!
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 жыл бұрын
Amen amen amen behaki kale zmare ysemealna diakon hawey egziabher amlak xegau yebzhalka edmen tenan yhabka buruk hawey
@habtomwediande438
@habtomwediande438 4 жыл бұрын
መን'ዩ ኸም ጐይታኡ ጾር ሓዉ ጸዋሪ! ድያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ፡ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ጸሎት እመብርሃን ምሳኻ ይኹን።
@Erilove-z7s
@Erilove-z7s 3 жыл бұрын
Zmarie melaikti yesmialna kubur hawna 🙏 🙏 🙏
@danielyemane1304
@danielyemane1304 4 жыл бұрын
Dyakon hawna lbka ztnkf mezmur zmare melaekt yesmealna💒💒💒❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ጣዓመ ሓውና ብጣዕሚ ፅቡቅ መዝሙር እግዛቢሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መን እሞ ከም ጎይታና ክብርን ምስገናን ንጎይታናን መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኩን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@meronkibrom2523
@meronkibrom2523 3 жыл бұрын
ኣሜን🙏🏾 ጎይታ ሰዓብትኡ ክንከዉን ብጸግኡ ይደግፈና!
@natnaelmahari5843
@natnaelmahari5843 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና እግዚኣቢሄር ጸጋኡ የብዝሕ
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 4 жыл бұрын
Aeseyyyy tum Zimare melekti yesmelna amen amen amen 🙏🤲🙏
@tesfalemmusgun4160
@tesfalemmusgun4160 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmealna dyaqon hawey egziabher amlak nay agolgulot zemenka ybark yqeds
@natsnettsegay1909
@natsnettsegay1909 4 жыл бұрын
ካል ሂወት የስመኣልና ንሃውና ናያገልግሎት ዘመንካ ይባርክ
@edenkahsay6057
@edenkahsay6057 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ነብስካ ክትፍትሽ ብፍቅሪ ክትመላለስ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ዝማረ መላክቲ የስምዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓውና ኣዕዚዙ ይባርኻ ፍልጠት ተጠቒሙ ካብ ዚሰብኽ ፍቅሪ ፍቅሪ ተጠቒሙ ዚሰብኽ ቃል ግብሪ ይህሉ ዶ ለባም ቃል ሓቂ ነጋሪ መን'ዩ ኸም ጎይታኡ ጾር ሓው ጸዋሪ
@ሚክሎልናኢኺ
@ሚክሎልናኢኺ 3 жыл бұрын
ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር ድያቆን ሃወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የድመዓልና
@zelibarbarzeli2656
@zelibarbarzeli2656 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆን ዘማሪ ጠዓመ ልኡልሰገድ እግዚኣብሄር ጥበብ ይዓድልካ እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mulenegasi6230
@mulenegasi6230 4 жыл бұрын
ኩብራት ቅዱሳን ናይ እግዚኣብሄር ጎይታ,የሱስ ዝማረኹም ይቀበል ጸግኡ የብዝሓልኩም
@teberhtesfay5468
@teberhtesfay5468 3 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmeana bruk diyacon hawuna ezi zelenayo zeben knlbmelu zgbae eyu mezmur gerka kal rezin kal wengel ahlifkalna aleka emo kem libi Lidya lbna nkal amlak ykefet tsegeu yebzhalka 😍
@yonastesfasilasie8352
@yonastesfasilasie8352 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna Egzabiher amlakna zegu yebzehalkum Diyaqon hawuna
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Zemare Mlakatene yesmalna Diyakon hawna 🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒🙏🙏
@wedi_estif6331
@wedi_estif6331 3 жыл бұрын
I'm in love with this mezmur i can't stop listening to it. Kal hiwet yesmalna dyakon 💒💒💒
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 жыл бұрын
🙏🏻
@matyasyosiyas5092
@matyasyosiyas5092 4 жыл бұрын
አስይ እልልልልልልልልልልልል ብሓቂ ልብካ ዘረስርስ መዝሙር ሂወትካ ነብስካ ትፍትሸሉ ናይ ብሓቂ ድያቆን ሓወይ አምላክ ጸጋ ይዓድልካ
@yordanosghirmay8300
@yordanosghirmay8300 3 жыл бұрын
በረከት ኣብ ልዕሌካ ብዕጽፍን ድርብን ይውረድ ብሩኽ ሓውናን መምህርናን ድያቆን ጠዓመ
@tsegahaile7185
@tsegahaile7185 3 жыл бұрын
Thank decon hewey.amen amen amen.
@meronkibrom2523
@meronkibrom2523 3 жыл бұрын
የሕዋተየ ልብና ኣይንትርሮ፡ ኣምላክ ይኩሕኩሓና አዩ ዘሎ አሞ ማዕጾ ልብና ነርህወሉ፡ መታን ኣብ ግዜ ሓጢያትና ከርሕወና ናይ ዘላለም ሂወት ክህበና። ኣምላክ ምሳና አዩ ዘሎ ነስተውዕል አንተሎና፡ ንመንፈስና ነፍቕራ ልክዕ ከም መንፈስ ብጻይና፡ መታን ጽባሕ ንግሆ ከይረፍደና። ኣምላክ ምስትዉዓሉ፡ ጥበቡ ይዓድለና! ኣሜን! ፈጣሪና ኩሉ አዩ ዝከኣሎ። የፍቕረኩም አየ💕. ፍቅሪ ኣምላክ ምስ ኩላትና ህዚቢ ይኩን።✝💟☮
@Hermela.
@Hermela. 3 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 tebarekh hawuna Behaqi libikha titinkif mezmur 😍
@miniatesfa2317
@miniatesfa2317 3 жыл бұрын
አሜን ቃለሃወት የስማዓለና ዲያቆን
@futurreda3035
@futurreda3035 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ድያቆን ሓውና::
@اساس-ص2خ
@اساس-ص2خ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜንኣሜንኣሜንኣሜንኣሜንኣሜን ዝማሬ ምላኣክት የሰመዐልና
@tewentesfaldet7285
@tewentesfaldet7285 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmarie melkti yesmealna 🙏🙏🙏
@azekriydngl201
@azekriydngl201 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማሬ መላኽቲይ የስመዓልና ድያቆን ሓውና ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልካ ልቢይ ዚትንክፍ መዝሙር ኣየ እወ ጎይታ ኩሉ ነገር እና በደልና ጾርና ይጸረልና ክብሪይ ንዑኡ ይኩን ኣዕዚዙ ይባርኻ
@tirhasgrmay6669
@tirhasgrmay6669 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ድያቆን ሓውና እግዚአብሄር እምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካኣ ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ እግዚአብሄር እምላኽ ትሕትናን ጥበብን ምስትውዓልን ይዓድለና፣🏫🏫🏫💒💒👏👏
@metkel471
@metkel471 Жыл бұрын
❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘማሪ ድያቆን ሓዉና ኣምላክ ናይ ምስትዉዓል ጥበቡ ይግለጸልና
@genetasefa4694
@genetasefa4694 3 жыл бұрын
ዝማሬ መለእክቲ የስመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@חוריטוולדה
@חוריטוולדה 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና
@biniambeyan7620
@biniambeyan7620 4 жыл бұрын
Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen zmare melakt yesmalna hawuna diyakon xegu yebzhalka egzabher 💒💒💒🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤❤❤
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 жыл бұрын
ኩላትና ክንጥቀም ሳብስክራይብ ንግበሮ ህዝበ ክርስትያን ኣድነቕቲ ጥራሕ ኣይንኹን
@senaitaraya8111
@senaitaraya8111 4 жыл бұрын
amen amen amen 🙏 Amlak tseguau ybzahalkum
@temesgenfetari6586
@temesgenfetari6586 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸጉ የብዝሓልካ
@abalibanostube
@abalibanostube 3 жыл бұрын
ዲያቆን ጠዓመ ሓውና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ መድሃኔ ኣለም ዪባርኸልካ፡
@fithawigebreyesus7274
@fithawigebreyesus7274 3 жыл бұрын
Amen 🙏amen 🙏amen 🙏kal hiwet yesmaelna.
@bietmezmurtewahdo3838
@bietmezmurtewahdo3838 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘማሪ ድያቆን ጠዓመ ሓውና ከማኻ ይብዛሓላ ቤተክርስቲያና እዚ ቃል ግዚያውን ብሃቂ ልብኻ ዝትንክፍ ቃል ኢዩ ኣነ ቅሩብ ኣብ ዜማ ግን ስግኣት ኣሎኒ ፍኹስ ኢሉ ኮይኑ ይስምዓኒ።
@teklye12
@teklye12 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና ዲ/ጠዓመ!
@behappy2421
@behappy2421 4 жыл бұрын
Btaemi xbktii mezmur. Zmarie melakt yesmealna. 🙏🙏🙏
@ablelorthodoxsawi6705
@ablelorthodoxsawi6705 Жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዓልና ዲ ጠዓመ ሓዉና
@semhartesfamichael7884
@semhartesfamichael7884 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen lbi zsebr mesmur zmare mlakt yesmaelna dyaqon hawey
@tsyonadey5739
@tsyonadey5739 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen!!! Zmare Meleakt yesmalna!!! Aye we aza fkri naa zwnn yesmr fetari
@tiedrosqeshiyewhans8345
@tiedrosqeshiyewhans8345 3 жыл бұрын
ዲያቆን ሓውና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
@selamamenamenamenberketab3599
@selamamenamenamenberketab3599 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏
@tesfamariam250
@tesfamariam250 3 жыл бұрын
ኣሜንን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና
@hawa-hawatube1923
@hawa-hawatube1923 4 жыл бұрын
Heart Touching ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓና እግዚኣቢሄር ይባርካ ኣብዚ ሕጂ ተስፋ ቀሪጽናን፡ ፈሪሕናን ዘለናሉ ግዜ ነዚ ጥዑም ዝማሬ ዘስማዕካና
@gtgrowtogether8096
@gtgrowtogether8096 3 жыл бұрын
Amen zmare melaekti yesmealna xega ybzah
@bietieleyob9222
@bietieleyob9222 4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN 🙏🙏🙏ZMARIE MELAEKT YESMEALNA 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️❤️❤️❤️
@mlat9280
@mlat9280 4 жыл бұрын
Amen amen amen zmarye melaekti yesmeelna kburat ahwatey bhaki semieka zeytmno kal asimiekumna
@samsomalem5221
@samsomalem5221 3 жыл бұрын
Amen Amen Diakon hawey zmare melakti ysmalna semati tray zeykona ategberti knkewun egzaibiher bxegu ydegfena
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ጸጋ የብዝሓልና ሓዉና ዲያቆን ዘስተዉዕል ልቦና ይሃብና ኣምላኽ
@Bai7509
@Bai7509 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና 🙏🏽😍🙏🏽😍🙏🏽😍🙏🏽😍🙏🏽
@beti7996
@beti7996 3 жыл бұрын
Amen zmare melaekti yesmealna Ezgabhere xegu ybzhalkom yhwat
@temesgenamlakey2695
@temesgenamlakey2695 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmari melaekti yesmalna Amlak bereketu yebzhalka
@lookfnhome6029
@lookfnhome6029 4 жыл бұрын
zimare mwlaekity yesimealina nay Agoligulet zemenikum Egziabher yibariki
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Zimare melakite yisimaalena tsega abi riise tsega yahabika igiziabiheri amilaki aidimeni tsianani yohabika 🙏🏽💒🇪🇷🍇🇪🇷🍇💒🇪🇷💒🇪🇷💒🍇🌽🍇🍇🍇🍇🍇🌽🍇🌽🍇🌽🍇🌽🌽🍇🍇🍇🌽🌽🌽🌽🌽
@tesfatsbah2123
@tesfatsbah2123 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምኣልና
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት ዲያቆን ሓውና መምህርና
@biniamkesete9404
@biniamkesete9404 4 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጸግኡ ይብዝሓልኩም እግዚኣብሄር ብሓቂ ድንቂ ዝኮነ መዝሙር።
@omegabookstore-6914
@omegabookstore-6914 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና፣ ኣኅዋተይ ።
@ruthalinda8358
@ruthalinda8358 Жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መልኽቲ የስማዓልና ድያቆን ጣዓመ ጸጉኡ የብዛሓልካ
@mebrahtubeyene9623
@mebrahtubeyene9623 4 жыл бұрын
Aman zmare melakti yesmalna dyakon hawna egziabhier xega yebzhalka nay agelglot admeka ybarkelka bereket rediet nay adeina kdste kudusan weladit Amlakna ms kulna deki tewhado haymanotey tkun 💒💒💒💒⛪⛪⛪💓💓💓💓💓💙💙💜🧡💗💛💚🙏🙏🙏🙏
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 4 жыл бұрын
አሜን አምን አሜን ዲያቆን ሐውና ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 4 жыл бұрын
Diakon Teame zmare melakty yesmalna, walta mezmur tewhado eka bhaki egzbher ymesgen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌺⚘⚘⚘
@ushuxdugdutdydhdh2933
@ushuxdugdutdydhdh2933 3 жыл бұрын
Amen(3 zemare melekti yesmalna yhwatey ezgabher amlak xega ab leli xega yebzhalkum
@yitebarekgebrehans
@yitebarekgebrehans 4 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmealna
@abrahamkiros9446
@abrahamkiros9446 4 жыл бұрын
Abet nay Amlaknas welet 😭😭😭😭 😭😭 Mehret yewrdelina deki ema brhan. Diakon hawey kea sega ab lili sega yebzhalka Egzabher.. Kbri, wedase, amlukot n -Egzabher abona ykuno n-zelalem alem amen(3)
@ozilYagunnersYa1011
@ozilYagunnersYa1011 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዘሓወይ
@selamgebray4536
@selamgebray4536 4 жыл бұрын
Amen amen amen diyaqon hawey nay agolgulot zemenka ybark tebarek
@Eritreaforeritreans_4131.
@Eritreaforeritreans_4131. 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ጠዓመ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይሃብካ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@rhawamhretab3678
@rhawamhretab3678 3 жыл бұрын
amen amen amen
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሔር ጽግኡ የብዝሓልካ እመ ኣምላክ ጽላላ ተንብረልካ
@awetteame2816
@awetteame2816 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare Melakti yesmealna, kale hiwet yesemealna
@tewelde9778
@tewelde9778 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መዘምራኒሃ ለቤተክርስቲያን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ዝማሬ
@SoSo-bg5mf
@SoSo-bg5mf 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መልኣክቲ የስመዓና ኩቡር ሓው
@aynhd1913
@aynhd1913 4 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmalna nat agelglot zemenka ybarek diyaqon hawey ነተባብዓዮም yehwatey berket khadrena
@letinayebiyo5185
@letinayebiyo5185 3 жыл бұрын
zimare meliakti yesmialina edmen tienan yhabka bruk hawey ortodox ni zelealem timber⛪️⛪️⛪️💒💒💒💒❤️❤️❤️❤️
ኣደ ሩፍታይ|| ምሉእ ኣልበም. ADE RUFTAY WHOLE ALBUM.
1:19:22
KABATRANOS TV
Рет қаралды 1,2 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 7 МЛН
У вас там какие таланты ?😂
00:19
Карина Хафизова
Рет қаралды 21 МЛН
小路飞还不知道他把路飞给擦没有了 #路飞#海贼王
00:32
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 72 МЛН
Triple kill😹
00:18
GG Animation
Рет қаралды 18 МЛН
3.ወዳጅ//Wedaj//Hanna Tekle//Nov'2024
6:57
Hanna Tekle Official
Рет қаралды 75 М.
Asbi alo #ዝጽግዓላ #zxgeala - ዲ.ብርሃነ ፍስሃየ- New Eritrean Orthodox #Mezmur 2020
7:23
Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ
Рет қаралды 1,4 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 7 МЛН