New Eritrean Orthodox Mezmur (አቡነ ዮናስ ጻድቅ) By D.Teame Segid.

  Рет қаралды 367,221

KABATRANOS TV

KABATRANOS TV

Күн бұрын

Пікірлер: 441
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r Жыл бұрын
ኣሜንንን ዘማሪ ዲያቆን ጠዓመ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ናይ ኩሎም ገዳማት ኤርትራ ሓንቲ ሓንቲ መዝሙር ክትሰርሓሎም እግዚኣብሔር ጸጋታቱ ከብዝሓልካ ንደሊ
@kebromweldegebreal1461
@kebromweldegebreal1461 5 жыл бұрын
ድያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባርክ። በዚ ቅዱስ መዝሙር ድማ ንህና ክንባረክ ዝደገፍካና ነመስግን። መብዛሕትኦም መዝሙራትካ ቪድዮ ስለዘይነበሮም ኣይፈልጠካን ነይረ ኩሎም መዛሙርካ ግን ይፈልጦምየ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ኢየ ንስካ ምኳንካ ፈሊጠ። ንኩሉ መሪር ሂወት ጥሒስኩም ናብራን ሂወትን ነብሰይ ይጥዓመኒ ከይበልኩም ብብዙሕ ጻዕሪ ከምትሰርሑ ንፈልጥ ኢና ንዓና ነሕዋትኩም ብፍላይ ኣብ ስደት ዘሎና ምቁር መግቢ ኢኩም ከሽንኩም ደኪምኩም ትቅርቡልና ዘለኩም እሞ ጻማ ጻዕርኩም ብኣምላክ ርከብዎ እብል። ብተወሳኪ ኣብ ውሽጢ ሃገር እንተሊኩም ናይ ብዙሓት ገዳማት ሃገርና ታሪከን ኣብዛ ቻነል እንተተመሓላልፍልና ብቪድዮ ቀሪጽኩም ከምኡ ውን ካብቲ ገዳማት ምክሪ ኣቦታት ምደለና። ብዝተረፈ እግዚኣብሄር ሰላሙ ይሃበና
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen, kem fkad Amlak ykun.
@fanielsamsom6828
@fanielsamsom6828 5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓው
@eseyasabraha3776
@eseyasabraha3776 4 жыл бұрын
@kebrom hawey nay bhaki kale hiwet yesmiAley sle eti ab libey zelon kblo zdeln sle zbelka, bhaki EgziAbhier ydegfon beAl deacon Teame hawna nabra nay adina tetsawirom bhaki bereket ymgbuna alewu, azyom kbrtiU kea knhgizomn kenetebabiOmn halafinet kulatna eyu. Deacon Teame hawey EgziAbhier yihabelna nay bhaki abi srah. TsegiU yebzihalka EgziAbhier Amlak. Nay bhaki Abi srah, ms kiednayon, riEnayon Zeynifelit kudus botatat telaliyena zeleka.
@abeltessfamariam4468
@abeltessfamariam4468 2 жыл бұрын
@@KABATRANOSTV nay diyakon teame segid tell eba telekum pls
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 2 жыл бұрын
@@abeltessfamariam4468 selam, bezia rkebens. Kabatranos@gmail.com
@fiyorihabte2637
@fiyorihabte2637 5 жыл бұрын
ኢዛ መዝሙሪ ከማ ልቡ ዘተንከፎቶ ኣሎዶ ንዓዪ አብኪያትን ኢንኮላዪ ናፉቆት ዓደዪ ኪኣ ኣለኒ ብዝኮኒ ስደትና የሕጽሩ ዝዎለድና ደቅና ሕዝና ዘየተመሪዓኩም ኪኣ አብ አረትራ ከነመሪዕዎኩም ኢና አጀኩም
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@Admasissak454
@Admasissak454 4 жыл бұрын
Amen amen
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@Mariam-ha1239
@Mariam-ha1239 4 жыл бұрын
ኣሜን (3) ክገርመካ ዳርጋ መዓልታዊ የ ዝሰምዓ ግዜ ኣብዝረከብኩሉ ። እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሓሉ ንሓውና ንዓና ድማ ብሰላም ናብ ዓድና ይምለሰና
@freybela464
@freybela464 4 жыл бұрын
Beyen halifatni ele hiji semiatni , i cried a lot😭
@gebrieley
@gebrieley Жыл бұрын
ኣቡነ ዮናስ ጻድቅ ጾሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና❤❤❤
@ሕልሚኣለኒክርስቶስሳምራ
@ሕልሚኣለኒክርስቶስሳምራ 4 жыл бұрын
ብስም ስላሴ ይቀጥቀጥ ከይሲ ዮናስ ጻድቂ ኢካ መስቀል ሞቱ ጸይሩ ንጎይታ ዝተወፈየ/2/ ካብ መጓስ ኣቦኡ መጓስ ኣምላክ ዝሓረየ/2/ ዮናስ ጻድቅ ኢካ ኣብ ክንዲ 30.60 ሰናይ ፍረ 100.ዝፈረየ/2/ 100 .ዝፈረየ ኣርባዕተ ወለዶ ቅድሚ ዕለት ልደትካ ከም ገነት ንኣዳም ተዳልያ ገዳምካ ኣብቲ ግዜ.ቲ .ዪ.ጻድቅ ኤዎስጣቴዎስ ኣርማንያ .ና.ገሸ ኣማዕድዩ ብመንፈስ ብራኢይ ኣብሳዲ ክትሰግድ ርእዩዋ ግንባ ልዕል ኢሉ ብፍሉይ ሰምዩዋ ለካ ጥበብ ጎይታ ብዙሕ ምሥጢር ኣለዋ ካብ ጓሳ እንስሳ ጓሳ ሰብ ክትከውን ካብ ኣብራኸ ስድራኻ ሓርዩካ .ወ.መድኋን ስለ ሓጎስ ሰማይ መርዓ ዘንትእለት ብጽድቅ ክትህብትም መሪጽካ ድኽነት ዓለምን ፍትወታን መኒንካ ንጣዕማ በኣባ ድምያኖስ ደፍእካ ኣስኬማ ለካ እግዛኣብሄር ዕጽብ ,ዩ,ንሰብ ዕላማ ንጉሥ ድሌን ሰገድ ብብርሃን መዓልቲ ኣብ ጸድፊ መንጠጦ ርእዩካ ኣብ በዓቲ ገዳም ክህበካ ፍቓድካ እንከሓትት መስቀል ቀራንዮኻ ሂብካዮ ምልክት ኣብታ ዝወደቐቶ ምስ ረኣየ ጽገ ሓጋይ ኩሉ ተጋህደሉ ዝበልካዮ ራኢይ ለካ ንባሮቱስ ዘደንቕ ,ዩ, ኣዶናይ ንግምባ ልዕል ኣደ ናይ ገዳማት ደገ ደብረ ጽገ ኢልካያ ምስ ተረኻባ ጽገ ገዳም ደብረ ሣህል ወደብረ ደኈጛን ገዳም ደብረ ጸሪቅ ወገዳም ደብረ ጽዮን ሓሙሽተ ገዳማት መስሪትካ ብታራ ንሓሽኽት ደቅኻ ኮይኑን ቅዱሳን ስፍራ ኣማን ብኣማን ብሩኽ ,ዩ,መሬት ኤርትራ ደው ኢልካ እንክትጽሊ ኣብቲ ማእከል ቀላይ ኣጸብዕቲ ኢድካ ይበርህ ከም ጸሓይ ካብ መቓብርካ ውን ዘይቲ ምስ ፈልፈሎ ኣምሳለ ስሊሆም መድጛኒት ኮይኑ .ሎ. ነዚ ኩሉ ተኣምር ብራናካ ኣጽኒሑለይ ንዘይተጸሕፈ ውን. ደቅካ .ዘንትዮምለይ ለካ ኣብ ልዕሊ ደቁ መስተክር .ዩ. ኣምላከይ ኣሜን /3/ ስለ መዝሙሩ እግዛኣብሄር ኣምላክ ጎይታ ሰራዊት ስሙ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ዲ.ጠዓመ ሓወይ ኣጀካ ኣምላክ ንኩሉ ዓስብኣሎዎ ከምኡ ውን ኣናይ ኣቦና ዮናስ ጾሎቱ ኣይፍለየና ከሙኡ ወን ናይ ኣዴና ክርስቶስ ሳምራ ጾሎታን በረከታን ምስ ኩሉና ደቂ ተዋሃዶ ጸዓዳ ይኩን ኣሜን /3/ ። ,,,,,,, ,,,,,, ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,, ,,,,,,, ,,,,,,,, ..
@sesensesen8025
@sesensesen8025 4 жыл бұрын
በ እውነት ድንቅ መዝሙር ነው ወንድሜ በርታ ኣባ ዮናስ ካንተ ጋር ይሁን ( ናይ ብሓቂ ጥዑም መዝሙር ሎሚ ጥራይ ኣብ ሓጺር ሰዓት ልዕሊ ሽዱሽተ ጊዜ ሰሚዐያ ደስ ኢሉኒ እሞ ዕድመ ዘበንካ ብዓይኒ እግዚአብሔር ዝተርኣየ ይኩነልካ ድያቆን ሓወይ
@fddyyyyygg2017
@fddyyyyygg2017 2 жыл бұрын
Lgbbcfhfbfbfdjhjdbfjfjf
@abellllllllllllll
@abellllllllllllll Жыл бұрын
ኣሰይ ዲያቆነይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኸማኻ የብዛሓልና ።
@michaelteklay2105
@michaelteklay2105 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸት ኣቦና ጻድቕ ዮናስ ይክፈለና፡ ዲ/ን ጠዓመ ሓወይ ኣምላከ ኣቦና ዮናስ ጸጉኡ የብዝሕ። እዚ ኣብ ገዳማት ትገብርዎ ዘሎኹም ኣምላክ ይኽፈል።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@abevahananya607
@abevahananya607 4 жыл бұрын
ቋንቋውን የማያውቅ እንደኔ ክርስቲያን ያይደል ሲወደው በቃ ዘማሪውን በርታ በሉልኝ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 жыл бұрын
Thanks brother
@KuWr-t7h
@KuWr-t7h Ай бұрын
😂❤❤❤❤❤❤
@yaredgrmay9972
@yaredgrmay9972 5 жыл бұрын
ድያቆነይ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ናይ ባሓቂ መዝሙር ዛጊድ ኣብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶኩስ ተዋህዶ መዝሙር ኣሳራርሓ መዝሙር ክሊብ ከምዚኣ የለን ናይ ባሓቂ ናይ ኣቦታት ንዋያቶምን መጻሓፍቶምን ኩሉ በዛ ሓንቲ ክሊብ መዝሙር ፈሊጠዮ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣርእሲ ጸጋ ኣብዚሑ የዕዚዙ ይሃብካ ድያቆነይ እስኪ ዝፈተኹማ ነዛ ክሊብ በጃኹም ብሽር ንኹሎም ነቶም ዘይፈልጡ ታሪኽ ሃገርና ብሸር ነፍልጦም
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@akliluhagos381
@akliluhagos381 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ብሓቅ ጸጉኡ የብዝሕ መዝሙር እዝኣስ ናብ ዝኸድኽዎ ቦታ ኾይነ ክሰምዓ ከለኹ አብታ መጀመርያ ዝሰማዕኹላ ቦታ ትዝከረኒ ብጣዕሚ እያ ዶሞ ደስስ ትብለኒ ለካ ንባረቱ ዘደንቕ'ዩ አዶናይ ጸጉኡ የብዝሕ
@samiigrmay4349
@samiigrmay4349 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘማሪ ዲ ጠዓመ ሓውና ሓውና ኣምላከ ዮናስ ጸጋ ዲበ ጸጋ የዓድልኩም
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@shewitabraham864
@shewitabraham864 4 жыл бұрын
KabAtranos ኣትራኖስ Amen Amen Amen zemara malakit yemsgen ❤️
@solomonaraya5720
@solomonaraya5720 2 ай бұрын
አዚ.ቃል አመላክ መዝሙር ልብካ ዝትንክፉ አምላክ ይባርከካ ገዳማትና ዘላልይ አሜን ኣሜን ኣሜን
@asnakukebede7673
@asnakukebede7673 4 ай бұрын
የአቡነ ዮናስ አምላክ ይቅር በለን❤🙏🙏🙏🙏 ይኼንን መዝሙር ስወደው❤❤❤❤❤ ከኢትዮጵያ
@teametube8509
@teametube8509 5 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ዲ ጠዓመ ሓውና ብጣዕም ልብካ ዘረስርስ መዝሙር ናይ ኣቡነ ዮናስ በረኸት ረድኤት ምስ ኩላትና ይኩን ።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩላትና ይኩን ቀጽሎ ጎበዝ ክብሪ ይሃብካ እንተተካኢሉ ናይ ኩለን ገዳማት ኤርትራ ሓሓንቲ መዝሙር ንበረኸት እንተትሰትሓልና ሰናይ ኔይሩ
@RoziRozina-pl5lz
@RoziRozina-pl5lz 7 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓዉና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባርክ❤❤❤
@TesfamariamKidane-v7f
@TesfamariamKidane-v7f 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ልበይ ዝተንከፈትኒ መዝሙር ኢያ
@SamuelBahta-i1t
@SamuelBahta-i1t Ай бұрын
ናይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባረኽ ድያቆን ሓውና ❤ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@HermonShimendi
@HermonShimendi 2 ай бұрын
I Am Hearing in 19/11/2024 2:23 Zemarie Melakiti Yesemealna 🙏🙏🙏❤❤❤
@Zemenmisgna-m6k
@Zemenmisgna-m6k 7 ай бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 2 жыл бұрын
ዝማረ መላኢኽት የስምዓልና በረኸት ኣቦና ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@MabelAbrham
@MabelAbrham 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ እልልልልልልል እልልልል እልልልልል እቶም ንዓለምን ፍትወታን ገዲፎም ዝስዕቡካ ኣቤት ትዓዲሎም ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና ጸጋ ናብ ጸጋ የሳጋግርካ ድያቆን ሓወይ
@Redae.Kesete
@Redae.Kesete 4 жыл бұрын
አምላከ ዮናስ ጸጋኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ኃወይ፤ ብጣዕሚ ንኽትሰምዖን ንኽትርእዮን ልቢ ዘረስርስ መዝሙር። በረከት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ምስ ኵልና ሕዝበ ክርስቲያን ይኹን። ንኡድ ግጥሚ ንኡድ ዜማ ንኡድ ትረኻ ንኡድ ቪድዮ ክሊፕ። ..........ወዘተ ናይ ካልኦት ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣደታትናን በረኸት ንምስታፍ ድማ ብዙኅ ክንጽበ ኢና። እግዚአብሔር ይደግፍካ።
@Heri-fw7of
@Heri-fw7of 3 күн бұрын
ደያቆን ጸጋ የብዘሐለከ እግዛቡሄር
@ግርማነሽጋልእመብርሃን
@ግርማነሽጋልእመብርሃን 2 жыл бұрын
ብእውነት ድንቅነሽ መዝሙር ነው ውንድሜ በርታኣባ ዮናሰ ካንተ ጋር ይሁን ነሰብሓቂ ጥዑም መዝሙር ሎሚ ግነረ ድያቆን ሓውና ታይ ይባሃል ገድም
@CbjFgh-s2h
@CbjFgh-s2h Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብራተይ❤🎉🎉
@freybela464
@freybela464 4 жыл бұрын
ዲያቆን ጠዓመ ሓውና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡፡ ናይ በሓቂ ክኸዳ ዝምነያ ዝነበርኩ ገዳም እያ፡ ከይከድክዋ ስደት ኣርኪቡኒ ፡ ብዛዕባ ተኣምር ናይቲ ገዳም ብዙሕ ዕላል ኣሎኒ። ሎሚ እቲ ሓቀኛ ምስሊ ናይቲ ገዳም ኣብ ርእሰይ ኣንቢርካለይ፡ ኣምላከ ጻድቕ ዮናስ ጸግኡ የብዝሃልካ፡ ዓድና ተመሊስና በረኸቱ ንካፈል ይግበረና ኣሜን።
@bietihaylay4312
@bietihaylay4312 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@dr5483
@dr5483 5 жыл бұрын
"ወያጠልል አእፅምተ እምብዛኃ ጣዕሙ" ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። ማኅደር ናይ ቤተ-ክርስቲያና ገንጺልካ-ኣብ ውስጢ 10 ደቂቅ ታሪኽ ናይ ጻድቅ ኣቡነ ዮናስ ምቅራብካ፡ ብግጥሙን ዜምኡን ቪድዮ ክሊፑን ንኡድ ሥራሕ፡ እግዚአብሔር ብርዕኻ የሰስን። ክብር ለጥበብ!!! May God bless you abundantly!!!
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen🙏🙏🙏
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 жыл бұрын
ድያቆን ናይ አጎልግሎት ዘበንካ ይባርከልካ ናይ ጻድቅ አብነ ዮናስ ምስ ኩልና ይኩን፡ናብ ዓድና ብሰላም ክንምለስ በረኮቱ ይዕሰለና
@selamkiflemariam3706
@selamkiflemariam3706 Жыл бұрын
Amenamenamen😂
@SamilKiflmariyam
@SamilKiflmariyam 9 ай бұрын
ጸጋ በረኸትካ ኣይ ፈለየና ቁዱስ ኣቦና
@tsrhaariam2174
@tsrhaariam2174 5 жыл бұрын
ዕልልል ዕልልልል ዕልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓውና፡በረኸት ናይ ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩልና ይኹን
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@eseytekie9222
@eseytekie9222 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ፡ ለካ ናይ ኣምላኽ ነገር ሲ ከምኡ 'ዩ። ዲያቖን ሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ዓስብኻ ካብቲ ልዑል ጎይታ ርኸቦ።
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Zimare melakite yisimaalena dakeni hawina tsega abi riise tsega yebizahalika igiziabiheri amilaki aidimeni tsianani yohabika 🙏🏽🙏🏽💒💒🙏🏽🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷💒💒💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒💒💒💒💒💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@samihawihabye1815
@samihawihabye1815 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habtomwediande438
@habtomwediande438 5 жыл бұрын
ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓወይ፡ አምላኸ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርኸልካ፡ በረኸት ናይ ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን!!!
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@mhretyemane4195
@mhretyemane4195 Жыл бұрын
ዲያቆን ሓውና ዝመረ መላእክቲ ይሰመዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዘሓልካ🙏🙏🙏
@okbitberhe2479
@okbitberhe2479 5 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmalna dyakon teame hawna
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@teweldemedhnbrhane8126
@teweldemedhnbrhane8126 5 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጥበብን ምስትውዓልን ኣዕዚዙ ይዓድልካ እግዚኣብሔር ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen 🙏🙏🙏
@selinaberhe8285
@selinaberhe8285 4 жыл бұрын
መስቀሌ ማቱ ጸይሩ ንጎይታ ዝተወፈየ ዝተወየ ካብ መጋሰ ኣቦኡ መጋሰ ኣምላኽ ዝሓረየ ዝሓረየ ዮናስ ጻድቅ ኢካ አብ ክንዲ 30 60 ሰናይ ፍረ 100 ዝፈረየ 100 ዝፈረየ(2) 🙏ኣርባዕተ ወሎዶ ቅድሚ ዕለት ልደትካ ከም ገነት ንኣዳም ተዳልያ ገዳምካ ኣብቲ ግዜ'ቲ'ዩ ጻድቕ ኤዎሳጣቴዎሰ ኣርማንያ እና ገሸ ኣማዕድዩ ብመንፈስ ብራኣይ ኣብሳዲ ክትሰግድ ርኣዩዋ ግንባ ልዕል ኢሉ ብፉሉይ ሰምዩዋ ለካ ጥበብ ጎይታ ብዙሑ ምስጢር ኣለዋ 🙏ካብ ጋሳ እንስሶ ጋሳ ሰብ ክትከውን ካብ ኣብራኸ ስድራ ሓርዩካ ወ መደሐን ሰለ ሓጎሰ ሰማይመርዓ ዘንትእለት ብጽድቂ ክትህብትም መሪጽካ ድኽነት ዓለምን ፍትወታን መኒንኻ ንጣዕማ ብኣባ ድምያኖሰ ደፊእካ ኣሰኬማ ለካ እግዛኣብሔር ዕጹብ ዩ ንሰብ ዕለማ 🙏ንጉሰ ድሌን ሰገደ ብብርሃን መዓልቲ ኣብ ጸድፊ መንጠጦ ርእዩካ ኣብ በዓቲ ገዳም ክህበካ ፍቓድካ እንክሓትት መስቀል ቀራንዩኻ ሂብካዮ ምልካት ኣብታ ዝወደቐቶ ምሰ ረኣየ ጽገ ሓጋይ ኩሉ ተጋድሉ ዝበልካዮ ራኣይ ለካ ንባሮቱሰ ዘደንቕ ዩ ኣዶናይ 🙏ንግምባ ልዑል ኣደ ናይ ገዳማት ደገ ደብረ ጽገ ኢልካያ ምሰ ተረኻባ ጽገ ገዳም ደብረ ሳህል ወደብረ ድሑሓን ገዳም ደብረ ጸሪቅ ወገዳም ደብረ ጽዩን ሓሙሸተ ገደማት መሰሪትካ ብታራ ንሓሽኸት ደቅኻ ኮይነን ቅዱሳት ስፈራ ኣማን ብኣማን ብሩኸ እዩ ሐሬት ኤርትራ 🙏ደው ኢልካ እንክትጽሊ ኣብቲ ማእከል ቀላይ ኣጻብዕቲ ኢድካ ይበርህ ከም ጸሓይ ካብ መቓብርካ ውን ዘይቲ ምሰ ፈልፈሎ ኣምሳላ ሰሊሆም መድሓኒት ኮይኑ ሎ ነዚ ኩሉ ተኣምር ብራናኻ ኣጽኒሑለይ ንዘይተጻፈ ውን ደቅኻ ዘንትዩምለይ ለካ ኣብ ልዕል ደቁ መስተንክር ዩ ኣምላኽና ስብሃት ለእግዛኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Tsega_birhane
@Tsega_birhane 2 жыл бұрын
Thanks🥰🥰🥰🙏
@mogosaregay
@mogosaregay 8 ай бұрын
✝️⛪️👏✅✅✅
@KewaniAmare
@KewaniAmare 11 ай бұрын
ደያቆን ሓውኗ ዘማሪ መልኣኽቲ የሰማዓልካ
@mebgeb4740
@mebgeb4740 5 жыл бұрын
እልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዝሓልካ ፡ በረከት ረዴኤት ናይ ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለይና ።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@BereketAfewerki-bi3vl
@BereketAfewerki-bi3vl 2 ай бұрын
Kibur memhrna zemari kesis Teame zimarie Melaekti yesmealna Egzabhier Amlak xega dibe xega yweskum Biewnet bizuh seb bezi mezamur hiwetu teqeyru eyu emo Amlake qidusan zemen agelglotkum ybark
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 4 жыл бұрын
Aesyy elllllllllllllllllll elllllllllllllllllll elllllllllllllllllll elllllllllllllllllll semieka zeymno senay mezmur, Zimare melekti yesmelna amen amen amen 🙏🤲🙏
@mhretka145
@mhretka145 5 жыл бұрын
ሕጂ ውን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል፡ ድያቆን ጠዓመ ብሩኽ፡ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@dngleyadefkristpauls5968
@dngleyadefkristpauls5968 5 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakt yesmalna amlak tsegu yebzhalkum yehwat and nay hata haftkum kea ab taelotkum zekurni
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@Fnotebrhan5417
@Fnotebrhan5417 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልካ በረከት ኣቡነ ዮናስ ይሕደረና
@semerefsaha9955
@semerefsaha9955 5 жыл бұрын
Zmare Melakti yesmaelna Dyakon Hawey amlak zemenka Ybark
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@mihretefremand0m773
@mihretefremand0m773 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ን ሓውና ! ጸሎት ቅዱሳን ገዳማውያን ምስ ኩላትና ክርስትያን ይኹን አሜን።
@rahdyosef4627
@rahdyosef4627 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ናይ ኣቦና ዮናስ ጻድቅ በረከቶም ኣይፈለየና ድየቆን ሓውይ ናይ ኣጎልጎሎትካ ዘመንካ ይባረክ
@BereketDawit-k1k
@BereketDawit-k1k 3 ай бұрын
❤❤❤ዝማረ መላእክ የስምዓልና❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💕💕💕❤❤❤❤❤❤
@shewitgaltewahdo5271
@shewitgaltewahdo5271 5 жыл бұрын
እልልልልልልልልልል💓💓👏👏👏👏👏👏💓💓💓👏👏👏👏💓💓💓💐💐💐💐💓💓💓💐💐💐💐💓💓💐💐💐💐ልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት የሕዋተይ እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዛሓልኩም👏👏👏👏👏
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@abrahamrezene555
@abrahamrezene555 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesemealena
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@ንዘፍቅረኒፈቃርኢየ
@ንዘፍቅረኒፈቃርኢየ 5 жыл бұрын
ኣሜን ድያቆን ጠዓመ ሓወይ እንቃዕ ንስካስ ብስጋን ነብስን ሓወይ ኮንካ ወዲ ኣሞይ መዓረይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ፡
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@Nolitey
@Nolitey Жыл бұрын
Zmare melaekti yesmealna.bereketomn tseletomn nay qdus abona yonas ayfeleyena.Amen
@tesfitsolomun9489
@tesfitsolomun9489 5 жыл бұрын
Amen amen amen Ellllllllllllll zmere melaketi yesmaalna diqon hawuna
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@ازمراابرهانس
@ازمراابرهانس 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልል
@filmonmehari9775
@filmonmehari9775 4 жыл бұрын
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ክቡር ሓውና ጸሎትን በረከትን ናይ ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና
@ሳምራ-ገ9ጸ
@ሳምራ-ገ9ጸ Жыл бұрын
Amen zemer milakity yesmalilna🙏🙏🙏
@ለተምካኣልገብሪሄት
@ለተምካኣልገብሪሄት 5 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክትን ያስማልን አሜንአሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@akberetkidane1393
@akberetkidane1393 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና🙏🏾🙏🏾🙏🏾 እግዚአብሔር ጸግኡ የብዛሐልካ ዲያቆን ሐዉና።
@goshertesfamichael161
@goshertesfamichael161 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakt yesmealna dyakon teame hawna bereketomn redeatomn nay abune yenas ms kulatna hzbe kiristyan ykun
@robelzerabruk267
@robelzerabruk267 Жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእቲክቲ የስምዓልና
@luwamaraya6851
@luwamaraya6851 Жыл бұрын
Bereket abune Yonsas ms kulatna ykun. Gedamatna bselam ymlesena.
@maazakiroshagosahned1450
@maazakiroshagosahned1450 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤
@mussieteklit2258
@mussieteklit2258 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሄር በረኸት ናይ ኣቦና ጻድቕ ዮናስ የካፍለኒ .ድይቖን ሓዉና ብልኽዕ ምክሊትኩም ተብዙሑ ኣለኹም ብዙሕ ተስፋ ተስንቁና ኣለኹም ቐጽልዎ .
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@tesfuseum5610
@tesfuseum5610 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zemar melakte yesmalna eda abona awnenas debre xege
@senichigh7781
@senichigh7781 5 жыл бұрын
በረኸቱ ይክፈለና። ቃለ ህይወት የስምዓልና ዲ.ጠዓመ ሓውና ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@tsegukesete4797
@tsegukesete4797 5 жыл бұрын
nay qdusan bereket yhderena kal hiwet yesmealna deacon hawey
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@genetygaultewhdo3954
@genetygaultewhdo3954 5 жыл бұрын
Amen zemra melakti yesmlna deykun hawey xegu yebzhlka kab kulu hedu mezmur menfs egzabiher zelwo eyu emo xegu yezhlka medahni alem mes weladitu meska meskultkum mahber yekun amen
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@S-entertainment-y
@S-entertainment-y 4 жыл бұрын
*እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልካ ድያቆን ሓወይ* ሰሚዕካ ዘይምኖ ጡዑም ቃና በሓቂ እግዛእብሄር ዘመኑ ይመልሰልና ኣሜን
@suzanaselemun4211
@suzanaselemun4211 4 жыл бұрын
ኣሜን 🤲 ኣሜን 🤲 ኣሜን 🤲 ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና 🙏🙏🙏
@ፈቃርእዩልበይ-ሰ1ጘ
@ፈቃርእዩልበይ-ሰ1ጘ 4 жыл бұрын
ደብረ ጽገ ቤተይ ናፊቀኪ ድሮ
@fanielsamsom6828
@fanielsamsom6828 5 жыл бұрын
በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩሉና ይኹን
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@youknowmynamenotmystory6864
@youknowmynamenotmystory6864 5 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲ ጠዓመ ሓወይ ኣምላከ ዮናስ ዓስብካ የሃብካ።እልልልል
@sikosilo7487
@sikosilo7487 Жыл бұрын
Zimare melakti yesmana nhawna kea agziabihar xegau yebzahalka nay agelglot zemenka ybark
@arsiemanegash8210
@arsiemanegash8210 2 жыл бұрын
Zmaremelaet yesmalna Egzabhier edme yhabka 🌹
@YG-hn3ji
@YG-hn3ji 2 жыл бұрын
ኣብ ውሽጠይ ክገልጾ ዘይክእል ናይ ሓጎስን ብክያትን ስምዒት ኣብዛ መዝሙር ብምስማዕ ረኪበዪ 1 ተጋድሎት ጽንዓትን ታሪክን ኣቡነ ዮናስ 3 ኣሰር ኣቡነ ዮናስ ዝሰዓቡ ኣቦታትን ኣዴታትን ሞኖኮሳት ከሙኡ ዉን ኣርድእት 4 ስርዓተ ገዳምን ኣገልጉሎትን 5 ሃገርና ኤርትራ ቅድስቲ ሙካና። 5 ነቲ ሕጂ ዝስራሕ ዘሎ መዝሙራት ክትመዝንን ኣብነታዊት ስራሕ ክተክዉን ብምኻኣላ ኣዝየ ተማሂረላ። ድ/ን ጠዓመ ሓወይ ኣምላክ ኣቡነ ዮናስ ዘመንካ ይባሪክ ብካልእ ከምዚ ዝበለ ነባሪ ስራሕ ክትመጸና መንፈስ ቅዱስ የንቅሓልና።
@weldayzereu7978
@weldayzereu7978 5 жыл бұрын
Amien amien amien zmare melakti yesmalna egziabhier amlak xegiu yebzhalkum
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@mareykiros3371
@mareykiros3371 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኢክቲ ያስመዐልና ፈጣሪ ክቡር ሓዉና ✝️✝️✝️✝️✝️👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@tekleageba9071
@tekleageba9071 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zemari Melakti yesmalena Abune yonas bexolotka degfena &dekea Nafekenayo eta Zebeyetena betika 💒💒💒🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@helmialenikrstossemra4799
@helmialenikrstossemra4799 5 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝሞሬ መላኣክቲ የስምኣልና
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@fithawteokbazge9391
@fithawteokbazge9391 3 жыл бұрын
Amen amen amen qali hewati yesmalna deyqon haweay nay zeman aglgltku yhabku
@salehsaaaleh8557
@salehsaaaleh8557 4 жыл бұрын
ጥዑም ድምጺ ልቢ ዝትንክፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Madenteame-t7h
@Madenteame-t7h 6 ай бұрын
Abune yonas xelotun bereketun ayfeleyena 🙏🙏🙏
@natuabraham612
@natuabraham612 4 жыл бұрын
ናይ ቅዱሳን መላእክት ዝማሬ የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሕ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 жыл бұрын
Amen
@bietihaylay4312
@bietihaylay4312 4 жыл бұрын
Zmarie melaekti yesmealna dyaqon hawna btaemi des zbl mezmur egziabher nay agelglot zebenka ybark
@ሽሻይጓልፅዮንማርያም
@ሽሻይጓልፅዮንማርያም 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርክ በርከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኣቦና ፃድቅ ዮናስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን 🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@TEKILAD-OfficialChannel
@TEKILAD-OfficialChannel 5 жыл бұрын
Egziabhier amlak ybarkkum Brukat Ahwatey!
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@yohanahaile278
@yohanahaile278 2 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN BEREKET NAY ABONA YONAS MSANA YKUN TEAMRATAWI GEDAM
@Admasissak454
@Admasissak454 5 жыл бұрын
Abune yonas adey😍😍😍😊🇪🇷🇪🇷. Nefikhe . Awinas aboy🙏🙏🙏 belka halwena.
@saluokbay4675
@saluokbay4675 3 жыл бұрын
Bereketn xega redietn nay xadq Abune Yonas ms kulna wlude timqet ykun.Amen... diaqon hawna zmare melaekt yesmalna Egziabher bereketu yebzhalka.
@senaymidea
@senaymidea 2 жыл бұрын
Amen 3 zemere melaketi yesmalena
@tesfaigirmay1772
@tesfaigirmay1772 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዳቆን ሓውና ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
@medhanesalva5105
@medhanesalva5105 4 жыл бұрын
ድያቆን ሓውና እግዚኣቢሄር ዘመን ኣጎልግሎትካ እባርኽ
@selinateshome8369
@selinateshome8369 2 жыл бұрын
Kal hiwet ysmalna diyakon hawey menekosyan yehwatey egziabiher ab fsame yebshkum/n bereket abune yonas Ms kulna ykun
@gebrengusgebremeskel9703
@gebrengusgebremeskel9703 22 күн бұрын
Zamer malek yesmen Amen amen amen ❤❤❤❤❤🎉🎉
@selinateshome8369
@selinateshome8369 Жыл бұрын
Eza mezmur ms reaku abti gedam zeleku koynu ysmiani yonas aboy bereketka ms kuluna ykun
@kahsayluel4146
@kahsayluel4146 4 жыл бұрын
Zemari meleakti yesemalen orthodox lezelealem tenur emeberhan kegna tehun amen
@fiyorihabte2637
@fiyorihabte2637 5 жыл бұрын
ዝማረ መላኢኪት ዝተቀበለ ዝማረኪም ዪቀበሊሊኩም ኣጆኩም ከምኣ ገሪኩም ምስገዳማትና ኮነ ምስ ኩሉ አብያተ ኢምነትና ኣላሊዩና ቡዙሕ ሕጽረታት ከምዞሎ ዪሪዳንዩ ግን ነጎዪታ ኢሉ ዝደከመ ዓስቡ ቡዙሕ ኢዩም በተስፋ ቀጽሉ ኣጆኩም
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen, kem fkad amlak ykun
@edtse520
@edtse520 4 жыл бұрын
Amen amen amen ellll, bereket nay abona qdus Yonas yekaflena 💕 Zmarie melakti wn yesmalna diakon hawna
@ኣይገደፍካንንኣምላኸ-ዸ8በ
@ኣይገደፍካንንኣምላኸ-ዸ8በ 5 жыл бұрын
Dyaqon hawey amlak xegiu yebzhalka bereket abune yonas ayfeleyekan ayfeleynan amen
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 5 жыл бұрын
Amen
ኣደ ሩፍታይ|| ምሉእ ኣልበም. ADE RUFTAY WHOLE ALBUM.
1:19:22
KABATRANOS TV
Рет қаралды 1,4 МЛН
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
Orthodox   Mezmur Grmawit Hadish
11:34
HAMERE NOAH TV
Рет қаралды 19 М.
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 5 МЛН