New Eritrean Orthodox Mezmur By D. Teame Segid. "እመ ፍረ ሕይወት"

  Рет қаралды 2,431,374

KABATRANOS TV

KABATRANOS TV

Күн бұрын

Пікірлер: 1 100
@temesgendesbele1419
@temesgendesbele1419 4 жыл бұрын
+++አኣትብ ገጽየ ወኩልንትናየ በትእምርቲ መስቀል ኣሜን። +++ ክብርን ምስጋናን ነቲ ካብ ሞት ናብ ሕይወት ዝጸውዓና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን። ድ/ጠዓመ ሰጊድ ምድግጋም ወይ ድማ ከንቱ ውዳሴ ከይከውን እምበር መዝሙራትካ ኣዝዮም ቅኔ ናይ ዘማራይ ዳዊት ከምኡ'ውን ናይ ማሕሌታይ ያሬድ ዝሓለፎም እዮም። ኣጆኻ ጽናዕ ትባዕ ኣብታ መሰረት ነብያት ሃዋርያት ኩሎም ቅድሳንን ብዓቢኡ ድማ ኣብታ ብደሙ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝሰረታ ቤትክርስትያን ክንጸንዕ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን። እመብርሃን ወላዲት ኣምላኽ ጽላላ ተንብረልካ።+++
@ኣይኮነለይንዩብዘይካኺድን
@ኣይኮነለይንዩብዘይካኺድን 4 жыл бұрын
Amen 🙏
@whsti_adarash
@whsti_adarash 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኮንቱ ውዳሴ ኮይኮኖ እንበር ብዙሕ ምበልና ኔርና
@ተዋህዶእምነተይ
@ተዋህዶእምነተይ 4 жыл бұрын
አሜን,አሜን አሜ፡ን
@jfjjcj1078
@jfjjcj1078 4 жыл бұрын
Amen 👐 Amen 👐 Amrn 👐 Amen 👐 💛❤💚🌾💒💒💒🌾💛❤💚🌾💒💒💒🌾💛❤💚🌾👏👏👏👏
@تببووربت
@تببووربت 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ Жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚከማይ እዛመዝሙር ክሰምዕ ከሎ ልቡ ሰማይ ዝስቀል❤❤❤❤
@fthawitnuwaye3418
@fthawitnuwaye3418 Жыл бұрын
ane aleku egziabher ymesgen
@Yariedey23
@Yariedey23 9 ай бұрын
Ksab hji ane aleku
@ARHADTUBE
@ARHADTUBE 4 жыл бұрын
አታ ኽንድይ ይጥዕም። አሰይይይይይይይ ኤሪትራውያን አሕዋትና ንፈትወኩም ኢና ። ንዘማሪ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Жыл бұрын
ሰሚዔ ምጽጋብ ዝሳንክዋ መዝሙር😢😢😢ኣቤት ተዕድልቲ ኣቤት መዝሙር እግዚኣብሄር ይመስገን ስለ ኩሉ❤❤❤🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@woineteklea275
@woineteklea275 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ kale hiwet yesmalna bereketu miskulina yekin Amen God bless Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 🙌 👏 Thanks
@fthawitnuwaye3418
@fthawitnuwaye3418 Жыл бұрын
dakoney semie zeyxegba mezmur egziabher amlak edmen tinan yhabka metan nana ktimena❤❤❤🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Жыл бұрын
Maryamey mezmurey ente belkus ywhdeki do Egziabher amlak ztemesgeme ykun naki zhabena❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@sababerhe
@sababerhe 10 ай бұрын
ኣሜን
@aminetsegai660
@aminetsegai660 4 жыл бұрын
ኣንታ'ዚ ኣምላክናስ ምስተንክር'ዩ ግብሩ ምእንቲ ክትወልድዮስ ንዓኺ ፈጢሩ ኣደ መብልዕ ሓቂ ኣደ መስተ ሓቂ ካልኣይቲ ሰማይ ኣደ ጸሓይ ጽድቂ ንመዓዛ ሕይወተይ ምዑዝ ዕጣን ናርዶስ ካባኺ ረኺብናዮ ኢየሱስ ክርስቶስ !!!!!!!!!! ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ።
@sababerhe
@sababerhe 10 ай бұрын
ኣሜን
@omegabookstore-6914
@omegabookstore-6914 4 жыл бұрын
ብስም ስላሴ *እመ ፍሬ ሕይወት* ዘሙሴ ዘሙሴ ጽላት፡ ዘሙሴ ጽላት (2) እግዝእትየ እመ ፍሬ ሕይወት (2) ኣቦ ኃጢኣት ሰይጣን ንኣዳም ምስ ሄዋን ፡ ኣብ ከይሲ ሓደሩ ከርሕቖም ካብ ብርሃን፤ ማር ወለላ ገነት ያም እንጌራ ሕይወት፡ ተስፋ መድኃኒቶም ኔርክዮም በረኸት። ካብ ንጹሕ ግራት ማሕፀንኪ ዝተረኸበ ፍረ፡ እንጌራ ሕይወተይ'ዩ ካብ ኲሉ ዝሕረ፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ካብ ማዕጠንት ንጓህሪ እሣቱ ክትጾሪ፡ ንከርሥኺ ኃርዩ መለኮት ፈጣሪ፤ ብዘደንቕ ጥበብ ቃል ሥጋ ክኸውን፡ ብፍጹም ተዋሕዶ ወሊድክልና መድኅን። ኣደ እንጌራ ሕይወት መሶብ ወርቂ መና፡ ንስኺ'ኺ ድንግል ትርኢት ቈጥቋጥ ሲና፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ሕትምቲ ዒላ ማይ ንጽሙእ ተጥልል፡ ትንቢት ኢሳይያስ ኣደ ከላ ድንግል፤ ኣፍደገ ሕዝቅኤል ዘይተራሕወት ማዕጾ፡ ንንጹሕ ውህበትኪ መን ኣሎ ዝገልጾ። ኣምሳል ጽላት ሙሴ ታቦት ሓድሽ ኪዳን፡ ኣይንስኺ'ንዲኺ ማርያም ኣደ ብርሃን፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ኣንታ'ዚ ኣምላኽናስ መስተንክር'ዩ ግብሩ፡ ምእንቲ ክትወልድዮስ ንዓኺ ፈጢሩ፤ ኣደ መብልዕ ሓቂ ኣደ መስተ ሓቂ፡ ካልኣይቲ ሰማይ ኣደ ጸሓይ ጽድቂ። ንመዓዛ ሕይወተይ ምዑዝ ዕጣን ናርዶስ፡ ካባኺ ረኺበዮ ኢየሱስ ክርስቶስ፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ስብሐት ለእግዚብሄር ልዑል፡ ወለወላዲቱ ማርያም ድንግል፤ ወለመስቀሉ ክቡር ወኃያል። ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና፡ ህዝበ ክርስትያ ኣኅዋተይ። kzbin.info/door/rPxfFE1zUdO1OTFuOFrFVQ ኣሜን !!!
@Mariam-ha1239
@Mariam-ha1239 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሓልኩም ።
@alekrespo4694
@alekrespo4694 4 жыл бұрын
E.O.T.C amlak xegu yebzehalkom bekeltuf lyric xehefkomelna ena amesgenku eya....thank you.
@mhretka145
@mhretka145 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩኻት።
@goblelteklemichael6530
@goblelteklemichael6530 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ሓው
@elensemere4255
@elensemere4255 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna qei adom nqdusan
@fanielsamsom6828
@fanielsamsom6828 4 жыл бұрын
can't say any word. Glad to be Eritrean orthodox. this is hymn of the Angels seriously; I get electric shocks hearing to this song. how blessed are we to have the holy Virgin Mary as a gift from Jesus. may the almighty God bless your service D. Teame. Please keep up being blessed and dear all brothers and sisters, lets pray for all of our singers for God to keep them in this blessed religion and all of us too. Amen!!!!!!!!!!!!!!!
@mhretka145
@mhretka145 4 жыл бұрын
Amen Dear!
@hskksjsksksgsbbaznvx6958
@hskksjsksksgsbbaznvx6958 4 жыл бұрын
Amen!.
@aschalechderbe8971
@aschalechderbe8971 3 жыл бұрын
A
@bezagebremedhine5102
@bezagebremedhine5102 3 жыл бұрын
Amen❤✝️
@ngstiweldegiorgis7357
@ngstiweldegiorgis7357 3 жыл бұрын
Q
@adugnagetachew5894
@adugnagetachew5894 4 жыл бұрын
በኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ መዝሙር ነፍሴ ሐሴትን አደረገች🙏 ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን!
@biniyamwolday2677
@biniyamwolday2677 4 жыл бұрын
l don't speak amharic but l love mezmur amaharic aba yohanes
@rigatalem996
@rigatalem996 4 жыл бұрын
Z J
@amteyesusgebre475
@amteyesusgebre475 4 жыл бұрын
Oøopp5
@tecleweiniasghedom9393
@tecleweiniasghedom9393 4 жыл бұрын
ⁿ0000
@berekethabtemichael729
@berekethabtemichael729 4 жыл бұрын
@@amteyesusgebre475 a hsgdfdrughc
@ኣምላኬሆይማረኝስለድንግል
@ኣምላኬሆይማረኝስለድንግል 4 жыл бұрын
ኣነስ በዛ መዝሙር ነብሰይ መጊበያ እግዚአብሔር እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ዘመርቲ ድንግል ማርያም ትሓልኹም ካብ ፈተና ካብ ፀበባ ካብ ኩሉ ክፉእ ትሓልኹም ! ሓፈትኹም ካብ ኢትዮጵያ ፀሎትኩም ኣይፈለየና ካብቲ ዘለናዮ ፈተና ንኽንወፅእ ፀቢቡዋ ጨኒቕዋ እዩ ዙሎ ኢትዮጵያ ሃገረይ 😭😭😭😭😭😭
@dawitaman7203
@dawitaman7203 2 жыл бұрын
ዝማሪ መላእኽቲ የስመዓልና ዲ/ጡዑም ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ዜማ ልሳን ቅ/ ህርያቆስ ቅ/ ኤፍሬም ዝኸፈተት እመብርሃን ልሳንካ ትኽፈተልካ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሐልካ ።
@herangualagame7447
@herangualagame7447 3 жыл бұрын
ኣሰይይይ ሰሚዕኻ ዘይትምኖ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓና ፀግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓዉና ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ኣማላድነታን ረድኤታን ኣይፈለየና ❤️
@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ 3 жыл бұрын
ባሓቂ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@yorsalamberaki
@yorsalamberaki 8 ай бұрын
Amen Amen Amen zmare melak yesmalna❤❤❤
@ممنن-ص6خ
@ممنن-ص6خ Ай бұрын
አሰይ ክንደይ ደስ ክብል እዩ 🎉🎉🎉🎉🎉ዝማሬ መላአክቲ የስመዓና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤አመታችን ድንግል ማርያም ትሓልየና🎉🎉🎉🎉🎉
@biniamkesete9404
@biniamkesete9404 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ መዝሙር ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ዲ ጠዓመ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን።
@sabiyasook4203
@sabiyasook4203 4 жыл бұрын
ኣሰይይ ስሚዕካያ ዘይትምኖ መዝሙር
@elsatesfagergs5618
@elsatesfagergs5618 4 жыл бұрын
Asey Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll
@mindgrows8709
@mindgrows8709 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የመዓልና፡ማሕበር ቤ/ት ሰንበት ኣባ ጋብር ሓጋዝ ፡ዝዓበናላ ቤት ኣሕዋተይ ንፍዓት እጀኩም።ድያቆን ጠዓመ ካባካ ብዝሕ እና ንጽበ እሞ እጀካ ፡ጸጋካ ተጠቀመሉ ዝሓወይ።
@Galenba
@Galenba 4 жыл бұрын
Zimare melakti yesmalna yizgabher amlak ab zuryak yihalu D.teame hawey amen amen amen
@samuelteklu8683
@samuelteklu8683 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር።
@yosinatey939
@yosinatey939 4 жыл бұрын
Jjmkl0
@ዓጋመእየትግራወይቲ
@ዓጋመእየትግራወይቲ 3 жыл бұрын
ማኣዝ ዝተለቀቀት ሞዝሙር እያ ግን አነስ ክሳብ ሕጂ ሰሚዐ ኣይሞንዋን ! እግዚእትየ እመ ፍረ ህይወት ድንግለይ ርህርህተ ህሊና ኣዶ ኩሉ ፍጥረት 👏❤ መመሊሳ እያ መንፈሰይ ተሐድሰለይ 👏 እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍትዋት ኣሕዋተይ🙏
@million2784
@million2784 4 жыл бұрын
ልቢ ዘረስርስ , ን ኣዕጽምቲ ውን ዘጥልል ፡ ክቡርን ምኡዝን ቃል ቲ ህያው ኣምላኽና ምስ ጥዑም ዝማሬ ወላዲተ ኣምላክ ክምቲ ን ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊን፡ ን ኣባ ጊዮርጊስ ዘጋስጫን ዝባረኸት ውዳሴ ዝተቀበለት ትቀበለልካ ፡ ጽነሎታ ፍቅራን ጣዕማን ንዘልኣለም ምሳና ይኹን ኣሜን።
@arontsegai
@arontsegai 4 жыл бұрын
ዲያቆን ጥዓመ ሓወይ ብሓቂ ጥዑመ ልሳን ከም ሽምኻ። ኣጆካ ቀጽል፡ ምሳኻ ኣለና! ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
@TekilaWedidermas
@TekilaWedidermas 3 жыл бұрын
ይሰምዓ ሞ ይደግማ መልሸ ውን ይዳጓግማ ሰምዕኻ ዘይትምኖ መዝሙር ድያቆን ሓወይ ጸግኡ የብዘሓልኻ!
@gshgdudg2013
@gshgdudg2013 3 жыл бұрын
ኣሰይ፡ ዕልልልልል ዝማሬ ማላእክቲ የስመዐልና ክንደይ ደስ ይብል እዩ ድንግለይ
@danielkifle7173
@danielkifle7173 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ድያቆን ሓውና። ናይ በሓቂ ነታ ክብሪ ዝግበኣ ኣደ ጎይታ እቲ ናታ ክብሪ ክትዝምር ክንደይ ጸጋ በዝሓልካ።
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 3 жыл бұрын
Kindey yitim zimare amlak selamu yewetdelna Eritrea hagerna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ያሰማለን ነፍስ የምያለመልም ደስስስ የሚል መዝሙር ተባረክ ወንድም.
@ተመስገንአምላከይ-ቈ2ዘ
@ተመስገንአምላከይ-ቈ2ዘ 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልል ዝማሪ መልእክቲ የስምዕልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አምላክ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏💐💐💐🌿🌿🌿🌿አሜንንንን አሜንንን አሜንንን አሜንንን አሜንን አሜንንን አሜንንን አሜንንን አሜንንንን አሜንንንን አሜንንንን አሜንንን👏👏👏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤👏👏👏🙏🙏🙏❤❤❤
@dolichebela4437
@dolichebela4437 4 жыл бұрын
I watch this video 5 times a day I will never ennui it, will hear 👂 again and again, God bless 🙏 you deacon, and God bless orthodox tewahdo.
@zemenfeszemenfes4068
@zemenfeszemenfes4068 4 жыл бұрын
Me too
@mhretka145
@mhretka145 4 жыл бұрын
Eti elama wun nsuyu, kulu seb bkal Amlak kmarek. Ms bzuh fkri selam yblekum zemari Deacon Teame.
@bereketalem9133
@bereketalem9133 4 жыл бұрын
ጣዕመ ዝማሬ ምስ ብሱል ግጥሚ : ዕድመን ጥዕናን ነዊሕ ናይ አገልግሎት ዘመን ይሃብካ ሓውና ዲ/ን ጣዓመ
@Messiisbetter102
@Messiisbetter102 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምኣልና🙌
@semhargebrihiewet1292
@semhargebrihiewet1292 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና እመ ብርሃነይ ማዓረይ ንጽህቲ ንጹሃን ኣደ ብርሃን ብሓቂ ገሊጽና ኣይ ንውድኦን እና ድያቆን ሓውና ድማ እመ ርሃነይ ምሳካ ትኩን
@sabadaniel3019
@sabadaniel3019 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣኽቲ የስማኣልና
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 4 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ አምላከ እስራኤል 🌿🌿💐💐🍀🍀🌱🌱🍀🍀💐💐🌿🌿🌾🌾🌾🌺🌺🌺🌻🌻🌻🌻
@yohannesmedin7825
@yohannesmedin7825 3 жыл бұрын
I can't have enough of this beautiful mezmur. It became part of my daily routine. Thank you Deacon Teame, I am so proud of, you are my follower Hagazian. God bless you and our beautiful country Eritrea land of many Saints and Holiness.
@ተመስገንዩቱብቻናል
@ተመስገንዩቱብቻናል Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብርክቲ ዛናተይ🤲🤲🤲🤲🤲🤲እመብርሃነይ ኣትፈለኪ ህያበይ
@DaneTv5317
@DaneTv5317 3 жыл бұрын
ዝሜሬ፡መላእክት፡የሥማዓልና፡እግዚያብሄር ፀጉኡ፡የብዝሓልካ።
@azmeraazmera8222
@azmeraazmera8222 3 жыл бұрын
8
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 4 жыл бұрын
ኣሜን(3) ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፉቑራት ይሕዋይተይ። እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም። ከም መዝሙር ዝጥዕም በፍጹም ዮሎን። መዝሙር ክትሰምዒ ከለኻ ኩሉ ጊዜ ሑጉስ ትኸውን። ልብኻ የረስርስ። ቤረኸት ናይ እመ ብርሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣዴና ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።
@rotes3106
@rotes3106 4 жыл бұрын
ኣዕጽምቲ ኣጋንንቲ ዝሰብር: ንልቢ ኣፍቀርቲ ወላዲተ ኣምላኽ ዘረስርስ ዝማሬ። ቃለ ህይወት የስምዓልና!
@harristheo
@harristheo 4 жыл бұрын
Greetings to the Orthodox Erithrea from the Orthodox Greece.Beuctiful chanting
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 жыл бұрын
Thanks🙏
@teklit3568
@teklit3568 3 жыл бұрын
ኣሜብ ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሕዋተይ ጻማኹ ፈጣሪ ይሃብኩም ፡እግዝኣቢሄር ሰላም ፍቅርን የውርደልና ፡ስደትና ይሕጽረልና ውፈር ወፋራይ ንገድ ነጋዳይ ሕረስ ሓረስታይ ንበለሉ ዘመን የምጻኣልና ።
@adiamfre7628
@adiamfre7628 4 жыл бұрын
Elllllllllll elllllllll amen amen amen zemari melakt yesmalna 👏👏👏👏👏💒💒💒🙏🙏❤❤
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓውና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ። ስም (ጠዓመ) ምስ ግብሪ ክሳነ እንከሎ ኣዝዩ እዩ ደስ ዝብለካ።
@ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
@ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የሰመዕልና ድያቆን ሓወይ ስምኩም ጡዑሙ መዙመሩኩም ጡዐሙ እግዝእብሔር ኣምላካ ፀገአ የብዘሐልኩም
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 жыл бұрын
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️💒💖🤲🙏ኣሰይይይእልልልልልል 💖💖💖💖 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏እልልልልል 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም ✝️💒💖🤲🙏
@robelmtrd
@robelmtrd Жыл бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@unknown-wr1lj
@unknown-wr1lj 4 жыл бұрын
I love this I’m glad to be an Eritrean 💖💖💕😍😍
@evenbiniam7085
@evenbiniam7085 3 жыл бұрын
55555455ioo90900
@millinarussom1842
@millinarussom1842 Жыл бұрын
Fått ❤35cm ta geclu0h8j n nkko889888
@SamiSami-i2d
@SamiSami-i2d 13 күн бұрын
ክጥም ቃል ሂወት የስማኣልና ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@semeregebreslasie5477
@semeregebreslasie5477 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይታ ለዋህ ኣደ ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረኸታ ጣዕማ ፍቕራ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን!
@robelberhe5756
@robelberhe5756 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሰሚዒካ ዘይትምኖ መዝሙር እግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓወና🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪⛪
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 жыл бұрын
እልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏
@AronGebrhiwet-ni5sq
@AronGebrhiwet-ni5sq 5 ай бұрын
ብጣዓሚ ልብካ ዘረስርስ ሓንጎል ዘርግእ መዝሙር ደስ ደብል ❤❤❤❤ ቀጽልወ ዘም ይሕዋተይ
@FurtunaGebreyesus
@FurtunaGebreyesus 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FurtunaGebreyesus
@FurtunaGebreyesus 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FurtunaGebreyesus
@FurtunaGebreyesus 3 ай бұрын
Diakon teame egzabiher msaka ykun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@zersenaysbhat4524
@zersenaysbhat4524 4 жыл бұрын
ዲያቆን ጠዓመ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና : ብጣዕሚ ጥዑም መዛሙር ኣለካ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣምላኽ ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኽ
@grtesgrtes1660
@grtesgrtes1660 4 жыл бұрын
እግዝትየ እመ ፍረ ህይወት ኣምላክ ጸጋ የብዝሃልኩም። ኣቱም መናፍቃን ሂወትኩም ኣይትኽሰሩ በጃኩም ተምለሱ እንቃዕ ናይ ክርስቶስ። እንቃዕ ናይ ድንግል ማርያም ኮንኩ ኣሰይይይይይይይ ኣደይ ምቅርቲ ፍረሂወት።
@siemabram8734
@siemabram8734 4 жыл бұрын
Kelahiwet ysemalan
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ዝማሬ መላእክት ያዝማዐልና ክቡራት ኣሕዋትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ብጣዕሚ ኣዝያ ደስ ትብል ጥዕምቲ ሰሚዕካ ዘይትፀገብ መዝሙር እግዚእትነ ማርያም ትባርኩም 🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@TekeleweyniAlazar
@TekeleweyniAlazar 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መልእክቲ የስምኣልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኢጊዚኣቢሂኤር ኣምላክ ሃገርና ይባርክ ኢጊዚኣቢሂኤር ኣምላክ❤❤❤🙏🙏
@astukayhdego6537
@astukayhdego6537 4 жыл бұрын
Elllllllllll ኣሜን ክብሪ ንድንግል ማርያም ይኹን ኣንታ ቡሩኽ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ ናይ ብሓቂ መመክሒ ተውሆድ ♥️
@RahwaHadsh-c8v
@RahwaHadsh-c8v 3 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እመ ፍረ ህይወተ
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!! ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና። እመብርሃን መመሊሳ ጸጋ ምስጋናኻ ተብዝሓዮ። ኩቡር ሓውና።
@zebibtomas4782
@zebibtomas4782 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምዓልና።ጸሎታን ልማንኣን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣዴና ምስ ኩላትና ይኩን።
@eyerusalemyacob6710
@eyerusalemyacob6710 4 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልል ዝማሬ፡መላእክት የስምዓልና ዘበናኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር፡በረከታን ጣዕማና ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስኩልና ይሃሉ
@Eritreaforeritreans_4131.
@Eritreaforeritreans_4131. 4 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣገልግሎት ዘመንኩም ዝተባረኸ ይኹን ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ
@ethiopiayebelay9123
@ethiopiayebelay9123 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያሰማልን፡፡ እግዚአብሔር በቤቱ ያጽናልን
@goblelteklemichael6530
@goblelteklemichael6530 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስመዓልና ደቂ እመብርሃን
@dlktre
@dlktre 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ጸግኡ የብዛሕልካ
@Berhanekiflu3065
@Berhanekiflu3065 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ከምቲ ኣምላኽናንን መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝበሎ ብርሃንኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ይብራህ ኢልና ኢዩሞ ደስ ይበልካ ደስ ኢልና እዩ ። ነዚ ክትገብር ዘናቃቅሐ ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
@melatmelat761
@melatmelat761 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 👏👏👏
@biniamtesfay8967
@biniamtesfay8967 5 ай бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 zmarie melakti yesmaana des zbl mezmur ❤️❤️❤️🤗🤗🤗🥰🥰🥰
@እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ
@እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ 3 жыл бұрын
አሰይይይይይይይ ይይይይይይይ ይይይይይ ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ክቡር ሓወይ ፀጋኡ ያብዛሓልካ እግዚአብሔር አምላክ
@anditkibrom4857
@anditkibrom4857 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ሓዉና ድያቆን ናይ ብሓቂ አዚ ዚኣክል ጸጋ ከለናስ ናብ ፈቀዲኡ ደርፊ ኪንከይድ ንዉዕል ናይ ብሓቂ ዓዊርና ኢና ዘለና አግዛብሄር ንዝዓወረ ልብና ይክፈተልና ሓዉና ድያቆን ከኣ አግዛብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ይዓድልካ
@crossisourpowerembrhanmrhn6647
@crossisourpowerembrhanmrhn6647 4 жыл бұрын
ዕልልልልል ዕልልልልል ዕልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣሰይ ሰሚዕካ ዘይትምኖ መዝሙር እግዚኣቢሄር ናይ ኣገልግሎ ዘመንኩም ይባርክ።
@sabaghumbot5485
@sabaghumbot5485 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመአልና።
@mesimesi2169
@mesimesi2169 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክትን ያሠማልን ጸጋውን ያብዛልህ ወንድማችን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏((((
@AlikKfle
@AlikKfle Жыл бұрын
ኣሰይ ዝማረ መላኣክት የስመኣልና ጸሎታ በረከታ አይፈለየና ድንግለይ ኣደ ፍቅር ማርያም ኣደይ ❤❤❤❤❤❤❤
@lidzet1660
@lidzet1660 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!መፍቀሪ ድንግል ወላዲተ ኣምላክ!!!💒🌷❤።
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ብሓቂ ፀጉንኡን በረኹቱን ያብዘልካ ክቡር ሓውና ኣሜን(፫)
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና ዲቁ ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም በረከታን ጣዕማን ፍቅራን ናይ እመብርሃን ምስኩልና ይኹን ኣሜን
@mooomkomm3435
@mooomkomm3435 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ምለካት ይሰምዕልክ
@michaeltadese9691
@michaeltadese9691 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና ብጣዕሚ ዘይትምኖ መዝሙር
@bemnetselemun7009
@bemnetselemun7009 4 жыл бұрын
Bfxum tewahdo welidklna medhin Zimare melaykti yesmealna zemenkum ybark brukatey
@milashmilash3881
@milashmilash3881 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ዕልልልልል ክንደይ ይጥዕም ሰሚዕኻ ዘይምኖ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷🌷❤️❤️❤️🤲🤲🤲
@bayushtube7706
@bayushtube7706 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏እልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏እልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿አጥንት እሚያለመልም ዝማሬ መላእክትን ያሠማልን
@Merhawityowhansabreha
@Merhawityowhansabreha 2 ай бұрын
ኣሰይ ክንደይ ከ ይጥዕም ዕድመን ጥዕናን ንሓዉና ዲ/ን ጠዓመ ❤❤❤❤❤❤
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 4 жыл бұрын
ብስም ስላሴ #እመ_ፍሬ_ሕይወት ዘሙሴ ዘሙሴ ጽላት፡ ዘሙሴ ጽላት (2) እግዝእትየ እመ ፍሬ ሕይወት (2) ማርያም ብጺእቲ ኣቦ ኃጢኣት ሰይጣን ንኣዳም ምስ ሄዋን ፡ ኣብ ከይሲ ሓደሩ ከርሕቖም ካብ ብርሃን፤ ማር ወለላ ገነት ያም እንጌራ ሕይወት፡ ተስፋ መድኃኒቶም ኔርክዮም በረኸት። ካብ ንጹሕ ግራት ማሕፀንኪ ዝተረኸበ ፍረ፡ እንጌራ ሕይወተይ'ዩ ካብ ኲሉ ዝሕረ፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ካብ ማዕጠንት ንጓህሪ እሣቱ ክትጾሪ፡ ንከርሥኺ ኃርዩ መለኮት ፈጣሪ፤ ብዘደንቕ ጥበብ ቃል ሥጋ ክኸውን፡ ብፍጹም ተዋሕዶ ወሊድክልና መድኅን። ኣደ እንጌራ ሕይወት መሶብ ወርቂ መና፡ ንስኺ'ኺ ድንግል ትርኢት ቈጥቋጥ ሲና፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ሕትምቲ ዒላ ማይ ንጽሙእ ተጥልል፡ ትንቢት ኢሳይያስ ኣደ ከላ ድንግል፤ ኣፍደገ ሕዝቅኤል ዘይተራሕወት ማዕጾ፡ ንንጹሕ ውህበትኪ መን ኣሎ ዝገልጾ። ኣምሳል ጽላት ሙሴ ታቦት ሓድሽ ኪዳን፡ ኣይንስኺ'ንዲኺ ማርያም ኣደ ብርሃን፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ኣንታ'ዚ ኣምላኽናስ መስተንክር'ዩ ግብሩ፡ ምእንቲ ክትወልድዮስ ንዓኺ ፈጢሩ፤ ኣደ መብልዕ ሓቂ ኣደ መስተ ሓቂ፡ ካልኣይቲ ሰማይ ኣደ ጸሓይ ጽድቂ። ንመዓዛ ሕይወተይ ምዑዝ ዕጣን ናርዶስ፡ ካባኺ ረኺበዮ ኢየሱስ ክርስቶስ፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ስብሐት ለእግዚብሄር ልዑል፡ ወለወላዲቱ ማርያም ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ወኃያል ኣሜን!!!
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Zimare melakite yisimaalena tsega abi riise tsega yebizahalika igiziabiheri amilaki dakeni hawina aidimeni tsianani yohabika 🙏🏽❤💒💒🙏🏽🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷💒❤🇪🇷💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌻🌻🇪🇷💒💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@Tube-ot2dp
@Tube-ot2dp 4 жыл бұрын
Amen Zemare melakti yesmalna xegeu yebzhalkumi Egzabher amlak dekie eme brhane 💒💗🌺💐🙏🙏🙏
@eldanaqudus7919
@eldanaqudus7919 3 жыл бұрын
Aseyyyyyy Aseyyyyyy kuburat deqi tewahdo 💒💒💒🙏🙏🙏🙏nabti kbrka zeerfelu mrhana amlakey zmarye melektiy yesmalna ♥️♥️♥️♥️♥️💒
@ariammicheal2659
@ariammicheal2659 4 жыл бұрын
eeeeeeelllllllllllllllllllllllllll I haven't any word to explain ths song D,q teame God bless with all worker
@betielyonas7818
@betielyonas7818 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@britesfamaram2513
@britesfamaram2513 4 жыл бұрын
Amen zimare melakt yesmalna Egzbhar amlak xegiu yezhalkum ❤❤⛪⛪⛪⛪
@SemiraHaftu
@SemiraHaftu 4 ай бұрын
ሰሚዕካ ዝይትመነ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና ዳያቆን
@alexandernegusse1478
@alexandernegusse1478 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!!! ጸግኡ የብዘሓልኩም!!!
@AlmazFrezghi
@AlmazFrezghi Жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ምላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ተስፋፅባሕ1214
@ተስፋፅባሕ1214 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና
@weldehiwottesfagergish5625
@weldehiwottesfagergish5625 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen DaqonTeame hawna zmare melakti yesmaelna Nay bhaqi hiwet ethb mezmur Emebetachn dngl Marian nzelealem alem bkubirat deqa tkebira tnber Etiom neaa zeykbru gn Chama egra klhsu eyom
@ጠዓስዴቭ
@ጠዓስዴቭ 4 жыл бұрын
Wawwwwww deacon hawey btaemi des zbl srah Zmare melaekti yesmalna!!! Ajoka kexlo .... luul amlak msaka ykun...
@adhantebelanewintana6739
@adhantebelanewintana6739 4 жыл бұрын
እልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ንግሆ ምድሪ ናይታ ክብርቲ ወላዲት ኣምላኸይ ዉዳሴ ዝማዕካኒ ጎይታ ክብርን ምስጋናን ንዐካ የሕዋት ከኣ ተባረኹ
@MesretBoki
@MesretBoki 10 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕
@kudusangebrehiwet9588
@kudusangebrehiwet9588 3 жыл бұрын
Zemary melakty yesmalna
@nahomkibrom196
@nahomkibrom196 3 жыл бұрын
Zemare melikati yesmalena Hawena dakoyen teame Ney agolugolut zebenka yebark AMN(3)
@taemomeresa3620
@taemomeresa3620 4 жыл бұрын
ክንደይ ይጥዕም እዩ መዝሙርኪ ድንግለይ🌿
@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ 3 жыл бұрын
ባሓቂ ክብረተይ ቃል ሂወት ይስመዐልና
@tsegakeflzghi7224
@tsegakeflzghi7224 2 жыл бұрын
Tbrkhka dngl
@rahelgaly3928
@rahelgaly3928 Жыл бұрын
6sr3
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Жыл бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@zeroto2347
@zeroto2347 4 жыл бұрын
Kalehiwet yasemachu
UFC 287 : Перейра VS Адесанья 2
6:02
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 486 М.
-5+3은 뭔가요? 📚 #shorts
0:19
5 분 Tricks
Рет қаралды 13 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,2 МЛН
ኣደ ሩፍታይ|| ምሉእ ኣልበም. ADE RUFTAY WHOLE ALBUM.
1:19:22
KABATRANOS TV
Рет қаралды 1,4 МЛН
Non Stop Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur By Dn Efream "Bkebur Demu" (ብኽቡር ደሙ)
41:56
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 1,6 МЛН
~ማርያመይ~Mariyamey~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2022 by Zemari Henok Fikadu
7:41
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 1,7 МЛН