No video

Kal-New series Tigrigna Film By GereEmun part 31 ( ቃል-ሓድሽ ተኸታታሊ ፊልሚ ትግርኛ ክፉል31 (Official Video 2024)

  Рет қаралды 22,492

Flamingo Entertainment

Flamingo Entertainment

7 ай бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ፍላሚንጎ ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Flamingo Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you! Flamingo entertainment

Пікірлер: 183
@user-vb7kq8jt4f
@user-vb7kq8jt4f 7 ай бұрын
ሰማእትዋ አርሴማ ብልመነኣ አምላክ ወፂእካ ካብ ምትራፍ ካብ ክፉእ ኩሉ ይሓልወና ይሰውረና።🙏❤
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ደቂ ዓደይ😊 ወይዘሮ ሓዳሰይ ፍትውው እየ ዘብለክን ❤❤
@shalom5798
@shalom5798 7 ай бұрын
ብሃንቐውታ ዝጽበዩ ጽፉፍ ተዋስኦ❤❤❤ ንኮሎም ተዋሳእቲ የቕንየልና❤❤❤ ኣብ ባህልኩም ጽንዑ!! ወሲከ ዝላወበኩም ኣብቲ ብዙሕ ዋጋ ዝተኸፈሎ ቛንቛና ኣብኡ ኣድህብ !! ንጽሐፎ ንዛረቦ,ሂወት ንሃቦ, ቛንቋና ተሞይትሉ'ዩ!!!
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና እንኳዕ ደሞ ልዓመታዊ ክብረ ባዓል አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ብሰላም አብፀሐኩም ልኩልኹም አመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ነሠይ አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ጸሎትን በረከትን አማላዲነትን አይፈለየና ❤❤❤❤❤❤
@ds3zs9
@ds3zs9 7 ай бұрын
ወይዘሮ ሓዳስ ግን ልክዕ ጋል ዓድና እየን ኩሉ ይክእላኦ
@Abilovetube742
@Abilovetube742 7 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ማዓልትኩም ቁድስን ብሩክን ይኩነልኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ዓድናን ሕዝብናን ፈጣሪ ሰላም ይግበረልና ኣሜን 🙏🙏🌹🌹 ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይ ግበሩለይ ኩቡራት ኣሕዋተይ🙏🙏🌹🌹🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@ggcf1371
@ggcf1371 7 ай бұрын
ኣሜን(3))👏👏👏
@kibromgebresamial3810
@kibromgebresamial3810 7 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏
@user-ju6gr4hv1f
@user-ju6gr4hv1f 7 ай бұрын
ኣሜን
@SaraSara-wn1iz
@SaraSara-wn1iz 7 ай бұрын
ሓድጎ ናፍቀዮ❤
@DheiUu
@DheiUu 7 ай бұрын
ዋይ ሓረጉ ግና ኣበሳ የብላን 😊❤❤
@tigistgirmay939
@tigistgirmay939 7 ай бұрын
ዐጋመ ዐደይ ተሃራፊት ከም ስጋ ሓከለ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛
@shalom5798
@shalom5798 7 ай бұрын
ዝረሳዕኽዎ ትግርኛ ኣዘካኪሮምኒ😊 ሞሮ ጤላ በትሪ ተወንጊኡኒ ባዳይ
@Bahgi_
@Bahgi_ 7 ай бұрын
ትርጉም?
@shalom5798
@shalom5798 7 ай бұрын
@@Bahgi_ ሞሮ- መረባብዕን ሙሑጽን'ዩ። ወይድማ (ውሽጣዊ ክፋል ናይ ናሕሲ'ዩ።) ጤላ በትሪ - ሻፍሻፎ በትሪ'ዩ (በትሪ ኣጓብዝ ዓዲ'ዩ ውይ ድማ በይሪ ኣባጽሕ'ዩ።) ሰቡኡት ኣብ ጉብዝናኦም ዝሕዝዎ በትሪ 'ዩ። ምስ ዓበዩ ድማ በትሪኸዘራ ይሕዙ ማለትዩ ። ተውንጊኡኒ - ማለት ድማ ረሲዔ ንምባል'ዩ( ተሰውሩኒ ገግየ,,ኣይተዘክውረንን) ንምባል'ዩ። ባዳይ - ማለት ድማ እዙስ ንዓይሕደጉለይ ባዕለይ ኣለኸዎ ንምባል'ዩ (ናተይ ዕዩ እዪ,ባዕለይ ክገብሮ'ዩ ) ንምባል'ዩ ክቡር ሐው/ሓፍቲ!!
@tigistgirmay939
@tigistgirmay939 7 ай бұрын
ይበል ትርጉም አገላልፃ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@shalom5798
@shalom5798 7 ай бұрын
@@tigistgirmay939 ክብረት ይሃበለይ እምበይተይ!!!! እው ኣብ ቋንቋና ዳኣ ንሰመር!!! ዋጋተከፊልዎ'ዩ ብዙሕ ዋጋ እኳዳኣ ምእንታን ብቛንቛና ክንዛረብን ክንጽሕፍን ። ሰለዚ ድማ 100% ብቃላት ትግርኛ ጥራሕ ንዛተብ (ንጠቕም) ሕድሪ!! ናይ ባዕዲ ቃላት ግዲፍና ብቃላትና ንዛረብ ንጽሓፍ ሕድሪ!!!
@Bahgi_
@Bahgi_ 7 ай бұрын
@@shalom5798: የቐንየለይ። ሞሮን ተወንጊኡኒን እኳ እፈልጠን ነይረ እየ፤ "ጤዋ በትሪ" ወ "ባዳይ" ግን ንመጀመርታ ግዜ እሰምዐን ኣለኹ። ብዝዀነ፡ ደጊመ ኣመስግን ኣለኹ።
@sooqusabya2047
@sooqusabya2047 7 ай бұрын
ቡእዉነት ሃረጉ እየ ዘደንቅ ጎቦዝ ተዋሳእት ብጣዕሚ እያ ኪእላቶ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@atsbiyoutube
@atsbiyoutube 7 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋኒ❤❤❤
@7576-ሊሊ
@7576-ሊሊ 7 ай бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ❤
@user-op7qp9pi9q
@user-op7qp9pi9q 7 ай бұрын
ቃደመይቲ ባዕለይ😁 እንቃዕ ብሰላም መፀኩም
@habtamugebremichael1800
@habtamugebremichael1800 7 ай бұрын
ጎበዝ😂
@user-rz8wb9rp7k
@user-rz8wb9rp7k 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤
@zainap1258
@zainap1258 7 ай бұрын
እንዃዕ ዳሕና መፃእኹም❤❤❤🥰🥰
@Selam-ib3zu4io1f
@Selam-ib3zu4io1f 7 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤👍
@frtay-is4ho7sl5x
@frtay-is4ho7sl5x 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ቡሉፃተይ♥♥😍❤❤❤
@user-cg2dp6uu5v
@user-cg2dp6uu5v 7 ай бұрын
እንኳ ዳሓን መፃእክም ክብራት🙏🙏🙏🙏🏖🏖❤
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 7 ай бұрын
እንኮዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ዓደይይይ❤❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ጽሩያት❤❤❤❤❤❤
@user-cv4jb7ti6b
@user-cv4jb7ti6b 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ🙏🎚♥♥♥♥♥
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 7 ай бұрын
ኣነ ዛድራማ ክፈትዋ ጅግና ደራሲ መሲሎም ዘይኮኑስ ኮይኖምዮም ዝዋስኡ ተዋሳእቲ ጀጋኑ ምንም ዘይተጋነነት ባህላዊት ናብራ ገጠርና ዘንፀባረቐት ድራማ
@temsgen.fetari
@temsgen.fetari 7 ай бұрын
Betami betami zegrmu zednku tewsati kalat yeblyen kemzi aynet kelet zelwom abey nirom,
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ተጋሩዋ ሙቁራት ❤❤❤❤
@hehhggd
@hehhggd 7 ай бұрын
ሰላም ትግራውያን አንቃዕ ደሓን መፃኩም ደስ ዝብል ስራሕ በርትዑ 👍ሰናይ ሰንበት 🙏
@user-ib7pg1jr1w
@user-ib7pg1jr1w 7 ай бұрын
ገ/ኪኤል ሃይሉ ተድንቅዎ እሰከ❤
@weiniberihu5663
@weiniberihu5663 7 ай бұрын
Adey mearey selamki muluie ygbero
@user-ev2ep2bc5y
@user-ev2ep2bc5y 7 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ብሩኽ ሰንበት ይገበረልና ስላም ይግበረልና
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
ሓድጉ ኣምፁእልና ናፊቅናዮ 😢 💖💖💖💖💖
@agamawit
@agamawit 7 ай бұрын
እዛ ድራማ ክከታተል ከለኹ'ሲ ብሓሳብ ኣብ ዓደይ ኣለኹ😮 ጣብያ ስንዳድያ ዓድና 😊 ናይ ብሓቂ ብሉፃት ተዋሳእቲ ኢኹም መሲልኩም ዘይኮነስ ኮይኑኹም ኢኹም ትሰርሕዎ ዘለኹም !! የቐንየልና ብፍላይ ደራሲ 🥰
@galgrmay6454
@galgrmay6454 7 ай бұрын
wala ane😢
@Bahgi_
@Bahgi_ 7 ай бұрын
ቃል/Kal ❤
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሹም ቃል ሳፕስክራይብ በሉኒ ❤
@dodoz7014
@dodoz7014 7 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@hymiyoutubechanel6651
@hymiyoutubechanel6651 7 ай бұрын
ደቅዓደይ❤❤
@selam-ty9kl
@selam-ty9kl 7 ай бұрын
እንካዕ ዳሓና መፃኩም ደቅዓደይ ማዓረይ 🥰❤️❤️❤️ንኩሉኩም ተጋርዋይ 🌹❤️
@mojohn701
@mojohn701 7 ай бұрын
ጉርዓትና ኩርዓት ትግራይ። We’re so proud of you 👍 well done
@user-bb5so7jc9b
@user-bb5so7jc9b 7 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ❤❤❤❤❤❤
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 7 ай бұрын
እንካዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ገጠረይ ጥዑማት💛❤😍😍😍🙏
@user-hy5jn2eb2b
@user-hy5jn2eb2b 7 ай бұрын
We should not forget to like and share. That is how we can help them at no cost.
@RahelNega-my4em
@RahelNega-my4em 7 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 7 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል
@user-nc6yg7fd1q
@user-nc6yg7fd1q 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ኩቡራት❤❤❤
@th1825
@th1825 7 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ
@FgHf-uj8op
@FgHf-uj8op 7 ай бұрын
ሓድጉ እና መብሪሂት ኣምፅኡልና❤❤❤
@user-qh6el5vt6u
@user-qh6el5vt6u Ай бұрын
ይመቸኹም
@amanmisgane3233
@amanmisgane3233 7 ай бұрын
Willkommen ❤deqi abeyti❤❤❤❤❤🎉
@user-xe9ee6ox4f
@user-xe9ee6ox4f 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤
@user-ri7hn7qr1c
@user-ri7hn7qr1c 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቀ ሪመይ
@InnocentBeachCoast-eb5bt
@InnocentBeachCoast-eb5bt 7 ай бұрын
Selamkum yebzahyo amlak tefiea keniye ykreta
@vhyu3237
@vhyu3237 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-nr4lo7dt1y
@user-nr4lo7dt1y 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ❤❤❤❤
@lianahaileselassiegebremar5226
@lianahaileselassiegebremar5226 7 ай бұрын
the best series ever in tigrinya....proud of you
@Tsegab123-gi1dp
@Tsegab123-gi1dp 7 ай бұрын
Haftish 1ኛ
@user-ep8tv7xl5k
@user-ep8tv7xl5k 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 7 ай бұрын
ጥዕይ ግዜ ኔሩ ዶ በልካ መዝጎቦ ተባዕታ ግዜና ይመልሰልና ኣሕዋተይ ይበል ደራሳይ ምስ ብልፃት ተዋሳኣቲ ኩሉኩም ኣብዛ ፊልሚ ዝተሳተፍኩም ንኣኩም ዝገልፅ ቃላት የብለይን ፅሩያተይ ቀፅሉሉ❤❤❤
@abrehettesfay1799
@abrehettesfay1799 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-kr6se5gl9h
@user-kr6se5gl9h 6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 7 ай бұрын
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ተጋርዋይ ፅርያት💊💊💊🏖🏖🏖🏖
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ❤❤ንመብሪሂት አምፅኡልና
@titisabawit3510
@titisabawit3510 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@Almaz-rd8wg2bx8z
@Almaz-rd8wg2bx8z 7 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zd8sh6yp7s
@user-zd8sh6yp7s 7 ай бұрын
❤❤❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 7 ай бұрын
ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ❤
@user-rp3oy9np9r
@user-rp3oy9np9r 7 ай бұрын
❤❤
@Cjvjg-vy6vn
@Cjvjg-vy6vn 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተናፋቅቲ
@USERAL579
@USERAL579 7 ай бұрын
መብርሂት ድሕሪ ነዊሕ እዋን ሓድጉ እውን ኣርእዩና !
@selamlove3408
@selamlove3408 7 ай бұрын
ኣንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ ኣብዚሐ አየ ዝፈትወኩም❤❤❤
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 7 ай бұрын
❤️❤️❤️🥰🥰
@user-lp1qk3ec3j
@user-lp1qk3ec3j 7 ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት💘
@akberthagis9661
@akberthagis9661 7 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-xg3lt9ev9k
@user-xg3lt9ev9k 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@qatarqat6820
@qatarqat6820 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@akberthagis9661
@akberthagis9661 7 ай бұрын
🥰❤️❤️❤️❤️❤️🥰
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 7 ай бұрын
❤❤❤❤✅
@salamahksaloomm3984
@salamahksaloomm3984 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@user-fz1su3cy6m
@user-fz1su3cy6m 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef 7 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@gfff539
@gfff539 7 ай бұрын
❤❤❤❤ፅቡቅ ሐዚ
@kibromberhe328
@kibromberhe328 7 ай бұрын
እንዃዕ ዳሕና መፃእኹም🎉🎉🎉🎉
@salamsalam1464
@salamsalam1464 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤
@kusulovemami7476
@kusulovemami7476 7 ай бұрын
❤እንካን ዳሕና መፃኩም ሓባይብ ደቂ ሓላል መሬት❤ደቂ ሪመይ መብሪሂት ዛሓሖት ናፊቀያኮ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ምቁራት ቀፁሉሉ
@user-do6zq6fg1s
@user-do6zq6fg1s 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@abiabi-vl6qz
@abiabi-vl6qz 7 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃኹም ብሩኻተይ❤❤❤
@Brey8984
@Brey8984 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤💛
@kadejahqqql
@kadejahqqql 7 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤❤😢😢
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 7 ай бұрын
GOOD JOB!!!1
@Samiking-se6ji
@Samiking-se6ji 7 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ዳ እንድዒ እንድዒ😂😂😂❤❤❤
@berhanalami806
@berhanalami806 7 ай бұрын
ዋውውውው❤❤❤❤
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 7 ай бұрын
እምኳዕ ብዳሓን መፃኩም ❤❤❤
@user-jg3vw3jj5b
@user-jg3vw3jj5b 7 ай бұрын
ኣብቲ ከተማ ስንዳድያ & ዛላ ❤እውን እባ ቅረፁልና ኣየ ዘዓደይ😢
@swswit6568
@swswit6568 7 ай бұрын
እንካዕ ዳሕን መፃእኹም ተጋሩዋይ🎉❤
@mediwukro6662
@mediwukro6662 7 ай бұрын
ሓድጉን መብሪሂትን ማራ ናፊቀዮም❤😢
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 7 ай бұрын
ኣነውን ማርያምን😢😍
@mulurom3315
@mulurom3315 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተናፋቅ😊❤❤❤❤
@user-cl1kd4yp7t
@user-cl1kd4yp7t 7 ай бұрын
ሙቅራተይ❤
@brktitekle801
@brktitekle801 7 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም❤❤❤❤
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 7 ай бұрын
እሻዓ 31ክፋል በፂሓ እንካዕ ዘትውዳእ ቀልጥፋ ❤ቀፅሉሉ
@JdbfcHdbcjc
@JdbfcHdbcjc 6 ай бұрын
ኣየ ወይዞሮ ሓዳስ ኣይትግነን እኮ ኢለንኣ በቃ😂😂😂😂
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 32 МЛН
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 38 МЛН
ማዕተበይ - ሓድሽ ሃገረሰባዊ ትግርኛ ፊልም - New Tigrigna Movie
44:50
ላዛ ሪከርድስ Laza Records
Рет қаралды 215 М.
9ኛው ሺ ምዕራፍ 3 ክፍል 1
23:52
EBC Entertainment
Рет қаралды 230 М.
🛑መንግስቲ ድዩ ኣቅቲልዎ ?
22:05
Maggy Show
Рет қаралды 47 М.
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 32 МЛН