No video

Kal-New series Tigrigna Film By GereEmun part 32 ( ቃል-ሓድሽ ተኸታታሊ ፊልሚ ትግርኛ ክፉል32 (Official Video 2024)

  Рет қаралды 24,837

Flamingo Entertainment

Flamingo Entertainment

7 ай бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ፍላሚንጎ ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Flamingo Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you! Flamingo entertainment

Пікірлер: 203
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 7 ай бұрын
እንካዕ ኣብፀሐኩሙ ንቅዱስ ሚካኤል ዓመታው ክብረ ብዓል ❤❤❤
@user-yh2bi7ch1b
@user-yh2bi7ch1b 6 ай бұрын
እንኾዕ ብስላም መፃኹም መብርሂትን ሓድጉን ዝናፍቅኹም ነይርኹምዶ ከምዝከማ❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
እወ ብጣዕሚ ናፊቀዮም ኔረ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 6 ай бұрын
ገዛናን ስድራናን እንኳዕ ናብ ብርሃነ ጥምቀቱ አብፃሓኩም
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 6 ай бұрын
ከመይ ሰንቢትኩም ናይ ቅዱስ ሚካኤል አማላድነት አይፈለየና ✝️🌺
@USERAL579
@USERAL579 6 ай бұрын
እንቋዕ ኣብፀሓኩም እንዳ ቃል ን ተመልከቶምን! ቡሩኽ ሰንበት!!
@user-el1rx6zm6v
@user-el1rx6zm6v 6 ай бұрын
ሓድጉኒ ናፍቀካ ነረ ❤❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 7 ай бұрын
ወረጃ ሙዕሩይ ቃላት ዘይትርበረዘ ዘይተሐንፈጸ ቛንቛን ባህልን ኣርኢኩሙና ቕጽልሉ❤❤❤
@atsbiyoutube
@atsbiyoutube 6 ай бұрын
ንፉዓት ቀፅሉሉ❤❤❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
ብጣዕሚ 💖💖
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅርያት ቀፅለሉ🥰🥰🥰
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ሊቀ መላእክት ቁዱስ ሚካኤል ካብ ክፍእ ዝበለ ይሓልወና🙏❤❤❤
@hehhggd
@hehhggd 6 ай бұрын
❤❤❤💛💛❤❤❤💛💛❤❤❤💛💛❤❤❤💛💛❤❤❤💛💛❤❤❤💛💛❤❤❤💛💛❤❤❤💛💛❤❤❤💛💛❤❤❤💛💛አንካአ ደሓን መፃኩም ትግራውያን ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና 🙏🙏🙏
@Mnbar6095
@Mnbar6095 7 ай бұрын
እንቃዕ ድሓን መፃኩም ተጋሩዋይ እንቃዕ ኣብፅሐና ንጥምቀት ብዓል ከኣ ❤❤❤❤
@shirealene4436
@shirealene4436 6 ай бұрын
ካብ ኩሉ ንላዕሊ ብጣዕሚ ዝፈትወልኩም ፁሩይ ከም ማይ ንጉሆ ትግርኛኩም 😘😘😘😘
@ds3zs9
@ds3zs9 7 ай бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ ላይክ ረጊፅኩም ሕለፉ ተጋሩዋይ እንቋዕ ደሓን መፃኩም ሓድጉ ናፊቅናዮ ነይርና እንቋዕ ኣምፃክምዎ❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 6 ай бұрын
ሓድጉ ሓቀኛ መንእሰይ ምእንተ ሓቂ ንወላዲኡ ዝሙጉት
@dinkneshasfaw713
@dinkneshasfaw713 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤️❤️❤️ አብ ሰሙን ኽልተ ጊዘ ተትመጽና ደስ መበለኒ!!!!!
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ቡሩካት ዘርኢ❤❤🎉
@FgHf-uj8op
@FgHf-uj8op 6 ай бұрын
እንካዕ ደሓን መፃኩም❤❤❤ ቃል መልሲ መስሓግ ብረይ ብጣዕሚ እየ ልፎትየኩም ካብ ዘቋረፅኩምዎ ትቅፅሉ❤❤ ዳ ገሬ እሙን ኣላ መትሓዚ ልሰኣንኩላ😂😂😂😂
@newuaq1125
@newuaq1125 6 ай бұрын
ሓድጉ ሽኮር እንኳዕ ረእይናካ ናፊቅናካ ነይረና መብርሂትለ ሀሙኡ💛💛❤❤💋💋
@marajsbjsvis5327
@marajsbjsvis5327 6 ай бұрын
ሓድጉ ጅግና ኣጆኻ ቅድመካ ጉድጋድ ኣደይ የእትወኒ😢
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 6 ай бұрын
Please like and share this movie thank you 🙏🏾
@USERAL579
@USERAL579 6 ай бұрын
ን ሓድጉ ትፈትው ፅቡቑ ትምነዩን👍👍👍 ግበሩ!!
@sameeer1228
@sameeer1228 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፅኩም❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@rozaoppo828
@rozaoppo828 6 ай бұрын
ደቃ ዓበይት እንኻዕ ኣብፀሐኩም ንብዓል ጥምቀት ንዓመት ስደትና እሕፃሩ ኣብ ዓድና ንኪብሮ ይበለና ❤❤ንህዝብና ንዓድና ስላምን ራሄዋን ይፍጠረሊና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 6 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃኹም ተጋሩዋይ ዓለመይ❤❤🎉የቅንየልና ሓድጉ እና መብሪሂት ስለ ዘምፃኩሞም ብጣዕሚ የፊቀዮም ነይረ♥♥♥♥♥♥♥♥🌹🌹🌹
@AaBb-tr6hv
@AaBb-tr6hv 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 6 ай бұрын
መብርሂትን ሓድጉን ስለ ዝራክዎም ስለ ዝራክሙዎም ዝታሓጎስኩም❤❤❤😘😘☝️
@InnocentBeachCoast-eb5bt
@InnocentBeachCoast-eb5bt 6 ай бұрын
ብሩክ ሰንበት ሠላም ንኩሉ ይግበረልና አምላክ
@mediwukro6662
@mediwukro6662 6 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መጻእኹም ሓላላተይ ❤ሓድጉዋይ እንኳዕ ዳሓን ተመለስካ ለባመይ😘
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ደቂ ትግራይ ፁሩያት❤❤❤
@user-jn5pu2ob8w
@user-jn5pu2ob8w 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤አጆኩም በርትዑ
@DelightfulFlipFlops-tu7ne
@DelightfulFlipFlops-tu7ne 6 ай бұрын
ቡራካተይ ❤❤❤❤❤❤
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 6 ай бұрын
እንካዕ ሰላም መፃኩምና መርሃዊተይ እና ሓድጉየይ ናፊቀኩም ኔረ ሐዚ ደስ ኢልኒ😊😊😊😘😘😘😘😘😘💛❤💛❤🌹🌹🌹
@abiabi-vl6qz
@abiabi-vl6qz 6 ай бұрын
ብሩኻተይ ኳዕ ሰላም መፃእኹም💛🙏❤️
@RahwaGaldegat-vo8yh
@RahwaGaldegat-vo8yh 6 ай бұрын
አሰይ ምፅባቅኩም ከምሕረልኩም ቀፅሉሉ ንፍቅቅቅቅ ኡኮ ዓድካ ጡዑም
@mulurom3315
@mulurom3315 6 ай бұрын
ሙቁራተይ💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💞💞💞💞
@girmay483
@girmay483 6 ай бұрын
ጽቡቕ'ዩ ቀጽሉሉ።👉👌
@TmnitTesfay-df2yx
@TmnitTesfay-df2yx 7 ай бұрын
#ተጋሩ ኣሕዋተይ እንካዓ ብደሓን መፃኩም ዝተባረኸ ሰንበትን በረከት ናይ ቁዱስ ሚካኤል በረከት ኣይፈለኩም🙏ኣብ ፖሮፋይለይ ኣቲኹም #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ መዓረይ ካብ ኩለን ድርማታት ቃል እና ብረይ ዝፈትወን ከምታ ዝፈትወን ከዓ ኣብ ክልቲአን ቡዙሕ ሳብስክራይብ ይረክብ ካባኩም ዞም ኣሕዋተይ ዝገበርኩሙለይ ከዓ ክብረት የሃበለይ ደቂ ሪመይ ❤️🌹ክፉኡ ኣይንካኩም 🙏
@user-ri7hn7qr1c
@user-ri7hn7qr1c 6 ай бұрын
💖💝💝እንኳዓ ብሰላም መፃኹሙ እንኳዓ አመታዊ ባዓል ቁዱስ ምካኤል ብሰላም አብፀሐና🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 6 ай бұрын
ኣታ ኣበይ ኢኹም ነይርኩም እዚ ኩሉ ዓመታት ክቡራት ተዋሳእቲ ቀፅልሉ ኣዝየ እየ ፈትየኩም ብፍላይ ናይ ናይ ዞባና ዞባ ምብራቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 ай бұрын
ከም ወትሩ ንፉዓት 💖 እዞም ካልኦት ናይ ገጠር ድራማ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ዘየለ ዓዘር ቆዘር ክብሉ ዝውዕሉ ዘለዉ ካባኻትኩም ክመሃሩ ይግባእ። ገጠር ነዚ እዩ ዝመስል! ብፍቓድኩም ሳብስክራይብ በሉኒ ተኸታተልቲ ድራማ ቃል ዞም ኣሕዋተይ ☺
@rgbehargot9952
@rgbehargot9952 6 ай бұрын
እንኻዕ ብስላም መፅእኩም❤❤❤❤
@user-sf9kp7tw3h
@user-sf9kp7tw3h 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ 😍
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 6 ай бұрын
I like this movie ❤
@Samiking-se6ji
@Samiking-se6ji 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋርዋይ እንኳዕ ኣብፀሐኹም ኻዓ ሰላምኹም ይብዛሕ ኩርዓት ዓዲ🇻🇳❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏
@ksanet12147
@ksanet12147 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ደሞ ንዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሚካኤል እንኳዕ ኣብፀሐኩም🙏♥️✝️
@titisabawit3510
@titisabawit3510 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@tigistgirmay939
@tigistgirmay939 6 ай бұрын
አንቃዕ ተመለስኩምና❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kdsan7915
@kdsan7915 6 ай бұрын
❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤❤💛❤💛❤
@user-gf4kg9tt2t
@user-gf4kg9tt2t 6 ай бұрын
እንካዕ ዳሕና መፃእኩም❤🥰
@user-iz5ek6vu5i
@user-iz5ek6vu5i 6 ай бұрын
እንዃእ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
ሓድጉን መብርሂትን ዝናፈቀ ዶ ኔሩ ከምዝኸማይ ሰለ ዝረኣኽዎም ደሰሰሰሰሰ ኢሉኒ 🙏💖💖💖💖
@rahwaabraha9735
@rahwaabraha9735 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤ደስ ባሃሊ ደቂ ዓደይ
@hiwetshmuye9414
@hiwetshmuye9414 6 ай бұрын
Lazana zabenalu bahlna ❤❤❤❤slezerekumna yekenyelna
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ሳፕስክራይብ ግበሩኒ ሩእኩም ከይትሓሉፉኒ ❤
@user-bb5so7jc9b
@user-bb5so7jc9b 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@user-pt9rz5un7b
@user-pt9rz5un7b 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
@birhanegm1080
@birhanegm1080 6 ай бұрын
ንፈትወትወኩም ኢና ቀፅልሉ 🤝🤝🤝🤝
@TDF-Haftom
@TDF-Haftom 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-jg3vw3jj5b
@user-jg3vw3jj5b 7 ай бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤
@user-vt8xp4up7e
@user-vt8xp4up7e 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 6 ай бұрын
❤❤❤❤😘
@Hareg675
@Hareg675 6 ай бұрын
መዝጎቦ ረዳ ብትክክለኛ ዕድመኡ ክሪኦ ዝብህግ ዶ ኣሎ ከማይ😂 ብሓቂ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
ክክክክክክ 😜እወዶ
@Hareg675
@Hareg675 6 ай бұрын
@@user-ox7hd8kh9y እወ ዕድመ ይሃበኒ ስደተይ የሕፅረለይ እምበይ ወዲ ዓደይ ቤተሰበይ ኡ እኮ ብሓቂ ድኣ ንቀልዲ እየ እምበይ ጂጂየ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
@@Hareg675 ዊይ ምቅርተይ ትቅልዲ ዘለኺ ሞሲልኒ በሊ ሰደትኪ ኣሕፂሩ ሓሳብ ልብኺ ኣሰሚሩ ብሓጎሰ ብሰላም ዓድኺ ይምለሰኪ 🙏 ሃረገ ሓፍተይ ናተይ ብሰላም የራኽብኩም 🙏💖💖💖💖💖💖
@Hareg675
@Hareg675 6 ай бұрын
@@user-ox7hd8kh9y ኣሜን ዛናተይ ኣይቀለድኹን ኣብ ገጠር ስዋ ሰንበት ከይተሰፈ ብሓደ እዮም ወለድና ኑሱ ግን ዓዲግራት እዩ ተወሊዱ ዓብዩ ሓቂ ይሓይሽ ብኣካል ኣይንፋለጦን ብወረ እምበይ🙏
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 6 ай бұрын
ኩሉና ኢና መዓረይ ክክክክ😂❤
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 6 ай бұрын
እንኮዕ ዳሓን መፃኩም❤❤❤❤❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 6 ай бұрын
ሰበይቲ ኣቦ ርግምቲይ
@selamlove3408
@selamlove3408 6 ай бұрын
ኣካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 6 ай бұрын
እንቋዕ ሰላም መፃእኹም ደቂ ዓደይይ❤❤❤ እዚ መፋለጢስ ኣይተንውሕዎ ኣሕዋተይ
@ggcf1371
@ggcf1371 6 ай бұрын
ተጋሩዋኒ👏⛪️💊
@user-qq7oj4ln4h
@user-qq7oj4ln4h 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💯💯
@user-zo2yq8xj4y
@user-zo2yq8xj4y 6 ай бұрын
Wawww
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 6 ай бұрын
💞💞💞🙏🙏🙏
@user-wc8tq9qn8w
@user-wc8tq9qn8w 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@atsbiyoutube
@atsbiyoutube 6 ай бұрын
ንፉዓት ቀፅልሉ❤❤❤
@slamh
@slamh 6 ай бұрын
ሓፂራ ሓባይብ❤
@user-ev2ep2bc5y
@user-ev2ep2bc5y 6 ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኹም
@user-gv7dl3fh8h
@user-gv7dl3fh8h 6 ай бұрын
Hadguye ❤
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h 6 ай бұрын
ሰይቶቦ ኮ እፍፍፍ 😭😭 ኣምሰሉ 💔
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 6 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መጸኣኩም ተጋሩዋ❤❤❤
@user-bs5py2ws1z
@user-bs5py2ws1z 6 ай бұрын
እንክዓ ብሰላም መፃእኹምና❤
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 6 ай бұрын
🥀🥀🥀🌻🌻🌺🌻🌺🌺🌻🌺🌻🌺🌻🌺🌻
@habtamugebremichael1800
@habtamugebremichael1800 7 ай бұрын
👌
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f 6 ай бұрын
❤❤❤♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@berhanalami806
@berhanalami806 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-me2xb5jx8w
@user-me2xb5jx8w 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@zed3352
@zed3352 6 ай бұрын
❤❤❤
@user-db7zp9wi7i
@user-db7zp9wi7i 6 ай бұрын
ሓድጉዋይ❤❤
@gfff539
@gfff539 6 ай бұрын
❤❤
@user-el7re9mh7c
@user-el7re9mh7c 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ww5nu7yy9z
@user-ww5nu7yy9z 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@brhnnra5129
@brhnnra5129 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-sm9km3vk6h
@user-sm9km3vk6h 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@Cjvjg-vy6vn
@Cjvjg-vy6vn 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም
@GgG-zr5db
@GgG-zr5db 6 ай бұрын
🌹🥀♥️♥️🥀🌹♥️
@habu207
@habu207 6 ай бұрын
❤️💛😘
@attg2727
@attg2727 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 6 ай бұрын
❤❤❤🥰🥰🥰
@user-hx7ty1ob2d
@user-hx7ty1ob2d 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@gaIWejrat
@gaIWejrat 6 ай бұрын
ባህታ ይሙተይ ደስ ምባላ❤❤❤
@user-fz1su3cy6m
@user-fz1su3cy6m 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Get 10 Mega Boxes OR 60 Starr Drops!!
01:39
Brawl Stars
Рет қаралды 14 МЛН
Lehanga 🤣 #comedy #funny
00:31
Micky Makeover
Рет қаралды 27 МЛН
Get 10 Mega Boxes OR 60 Starr Drops!!
01:39
Brawl Stars
Рет қаралды 14 МЛН