እዋናዊ መልእኽቲ ዲበ ኩሉ ብጹዕ ኣቡነ መቃርዮስ ዕለት 17/ሓምለ/ 2019

  Рет қаралды 43,615

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)

Күн бұрын

Пікірлер: 165
@meharikfle4087
@meharikfle4087 5 жыл бұрын
ኦ ጎይታይ እዚ ቅዱስ ቃል ክሰምዕ ሰለ ዝፈቐድካለይ የመስግነካ ኣሎኹ።
@tesfudrar7235
@tesfudrar7235 5 жыл бұрын
ይረግመኩም ኣይኮንኩን ዘለኹ እንታይ ደኣ የጠንቕቐኩም ቃል ኣቡነ መቃርዮስ እዋናዊት ግዲ ብምኻና ደስ ኢላትኒ ።
@waldemard1816
@waldemard1816 5 жыл бұрын
አቡና ጽ ልኦ ትኩም ኣይፍልይኛ
@Bizen8258
@Bizen8258 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ህዝቡ ንኸጸናንዕ ንዓኹም ኣቦናን ፡ ንደቅኹም መምሃራንናን ዝሃበና ይባረኽ ። ነዊሕ ዘመን ጽንሑልና ንዓና ክሕሸና ቅዱስ ኣቦና ።
@blenb6171
@blenb6171 5 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ዕድመን ኣትዕናን ንዓኩምን ኣ ኣቦና ኣቦኣንጠንዮስን፡ኣምላክ ካብዚ መዓት እዚ ይኣክል ይበሎ፡
@selamawitbokre233
@selamawitbokre233 5 жыл бұрын
Amen abona kala hewat yasmalna Neana keble edmeom yanwahayo
@sabasimon4736
@sabasimon4736 5 жыл бұрын
እዝጋብሄር ዝኸብረን ዝተመስገነን ይኩን ነዚ ቃል ሐቅን ሂወትን ዘስምዓና ኣቦና ዘመነ ኣገልግሎትኩም እዝጋብሄር ይባርኽ ንዓና ንህዝቢ ኤርትርያን ነዛ ብርኽቲ ሃገርና ኤርትርያን ቤተክርስትያን ንኣቦና እንጦንዮስ ድማ ኣብቲ ግቡእ ቦቶኦም ክምለሱ ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኣሜን
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣቦና ብጹዕ ኣቡነ መቃርዮስ ከይፈለጥና ብስሕተት ዳፈለጥና ብድፍረት ንጻረፍ ኔርና ኢና ሞ ይቅረ በሉልና ' ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና "! ናይቶም ሓሰውቲ ውጉዛት ሰሚዕና ሓያለ ዓመታት ምስ ሓጥእና ተጓዕዝና ኢና " ኣብ ቤተክርስትያን ኬድና ክናሳሕ ኢና እሞ ጸሎትኩም ጸሎት ኣቡነ እንጦንዮስ ኣይፈለየና ኣሜን
@amthe55
@amthe55 5 жыл бұрын
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።አቲ ዘሕዝነኒ ግና ከመይ ዝበልኩም ኣቦ ከይተጠከምናልኩም ንሕና ውልድኩም ግዜ ብከንቱ ይሓልፍ ኣሎ።ዘይተዕደልና ወለዶ ብሰንኪ ርጉማት ጸረ ሃይማኖት ህግደፍ።ሕጂ ውን እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ ፡ዓይኒ ዘላቶ ይርኣይ
@heriwedi5857
@heriwedi5857 4 жыл бұрын
ኣቦና ብጹዕ ኣብነ መቃርዮስ ብስሕተት ሕማቅ ወጺና ነይሩ እዪ ከብ ልሳና ይቅረ በልሉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@hareguwoldu1704
@hareguwoldu1704 5 жыл бұрын
አቦና ቃል ሕይወት የስመዓልና ጸሎትኩም አይጋደፈና እግዚአብሔር ሽግርና ይአክል ይበለና
@fitsumabedefisseha9314
@fitsumabedefisseha9314 5 жыл бұрын
ይፍቲ ኣቦና ? ? ? ኣቦና ሽኮር ናፊቕናኩም ቀኒና ። ንልቢ ዘለዎ ካብዚኣ ንላዕሊ ለበዋ የላን። ጽባሕ ንግሆ ዘይንረኽበኩም ወርቂ ዝኾንኩም ኣቦ። ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ንሕና ክንጥቀም ፡ እዛ ሽግርና ፈቲሕኩምልና ክትከዱ ፡ ብኣ ጌርና ፋሕ ኢልና ከይንጠፍእ !!!
@essayasberhane7698
@essayasberhane7698 5 жыл бұрын
ኦ አቦይ ታእምራትካ አርእየና ኩሉ ካባካ ኢና ክርስትናናን ቤተክርስትያና ሰላም አውርደልና ነዞም ጋሐላሉ ቅጽዓልና ብዓይንና ነቲ ወጽዓ አቡነ አንጠንዬስ አርእየና ንልምነካ አለና።
@gezakaiyumamuq3928
@gezakaiyumamuq3928 4 жыл бұрын
ኣምላክ ይቅረ ይግበረልና። ኣቦና ጸልልዩልና በጃክም። ጽቡቅ ንርእሱ ክፉእ ንርእሱ ኢዩ አሞ። ንሕና ጥራይ ጽቡቅ ንግበር። ናይ ምድሪ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ።
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yegbrlna kdus abona
@teshawialmaz8283
@teshawialmaz8283 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ሳማዕቲ ጥራይ ዛኮናስ ተግበርቲ ይግበረና ኣምላኽ ኣቦና
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 4 жыл бұрын
ፅሎትኩም አይጋደፈና አቦና መቃርዮስ:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም:: ፅኑዕ አብ እምነትኩም ኢኹም እሞ ከማኹም ዝበለ አቦ ኩልጊዜ ይፍጠረልና:: ኩሎም እንተዝፅንዑ ኔሮም እዚ ኹሉ አደራዕ ቤተከርስቲያን አይምወረደዳን::ህዝብን ሃገርን ከዕ ፍህ ጭንግራህ አይምበለን::
@berekethadgu828
@berekethadgu828 5 жыл бұрын
እግዛብሄር ይመስገን ቀስ ብቀስ ኩሉ አቲ ሓቂ ይመጽእ ኣሎ ኣቦና ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@eyasuyonas9042
@eyasuyonas9042 5 жыл бұрын
ስላም ኣባና ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ንዓና ምንታን ኽሕሽና ሓንጉልኹም ኽንጥቅመሉ ምንታን።
@estifanosmassias1612
@estifanosmassias1612 5 жыл бұрын
Thanks 🙏 abona Abune menkeryos for being trustworthy for your religion for the real preaching of the gospel and standing for the voiceless Eritreans
@fasikafasika1729
@fasikafasika1729 5 жыл бұрын
ቃል ኣምላክ ደፋራት ኣይትኹኑ ኢዩ ዝብል ። እዞም ሎሚ ህግደፍ ኣጋግዩና ናኣቦታትና ብድፍረት ንጻረፍ ዘሎና ጽባሕ ንግሆ ኣብ ቕድሚ ኣምላክ ክንሕተት ኢና ዋዛ የሎን ። ገለ ገሌናስ ወረ ኣብ ዝሙትን ዕብዳንን ተጠላቒና እንከሎና መጽሓፍ ቁስ ውን ኣንቢብና ዘይንፈልጥ መጽሓፍ ቅዱስ ውን ኣብ ቤትና ዘየብልና ብስም ተዋህዶ ንኽካሎት ክንጻረፍን ክነነሽውን መናፍቓን እናበላክ ሰባት ክንፈርድን ኢና ንውዕል። ብዝሙት ብዘይቃልኪዳን ተኣኻኺብና እናነበርና። ብሓጥያት ጠስጢስና ከሎና ኢድና ናብ ካልኦት ነመልክት ናብ ልብና ንመለስ ናብቲ ሕቀኛ መንገዲ ኣምልኽ ንመለስ። ነዛ መጻወቲት መራሕቲ ኮይና ዘሎ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ በኢ ሓቀኛ መንገዲ ክርስቶስ ንምርሓያ ። ሻቡ ሰላምን ደሓንን ክኾነልና ኢዩ። እምበር ሎሚ መልሓስና ኣንዊሕና ንጻረፍን ንራገምን ዘሎና ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ቅድሚ ኣምልኻ ጸብጻብ ክንህበሉ ኢና ኣይነምልጥን ኢና። ሰብ ነቲ ዝዘራኦ ኢዩ ዝዓጽድ።
@kiflomberaki3006
@kiflomberaki3006 5 жыл бұрын
ኣቦ ሓቂ፡ ቃለ ህወት ኣቦና። ኦ እግዛብሄር ኣምላክ ኢድካ ዘርግሓልና ኣድሕነና ርዳእ። ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ። ካብ ሕጂ ብውገናይ ዝቅበሎ ፓፓስ ይኩን ፓትርያሪክ የለን ካብ ሕጂ ናይ ቅድም ዝተጋግናዮ ዪኣክል። ኣቱም ስባት ዓገብ ዓገብ ይግበር ኣሎ
@nimordberhe7635
@nimordberhe7635 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ስለ ቲ ኩሉ ምክርኩም ድማ እግዚኣብሄር ኣብ ልብና የሕድረልና
@yemanegebru806
@yemanegebru806 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስማዕልና ዳሓን እግዛብሂር ኣምላክ ኣሎ ምሳና መስልዎም እምበር ምስ ጽላለቶም ይጉዪ ኣለው ዳሓን ቀርብና እና።
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ቡጹእ ኣቦና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረኽ
@efremghebretinsae7404
@efremghebretinsae7404 5 жыл бұрын
Glux melakti Abona Egziabher edmen tienan yeadlkum, kabti luel fetari selamu lieku kabzi zelenayo hiwket yewxana, Nebona dma kabzi nay xelmat hiwet Amlak brhanu yebrehalom. Bereketum knkafefelu zemen ygberelna Egziabher, 🙏
@hadishhagos6364
@hadishhagos6364 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኩም ኣቦና።ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩን!!!
@dighe7737
@dighe7737 5 жыл бұрын
Eritrean people must listen it and send it through Assena and Eri Sat. God bless our fathers
@eritreaeyakibrtey2129
@eritreaeyakibrtey2129 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna nay behaki hjis nie kulu kem xehay ketri berhlna eyu dehan Abona sileti kulu tgebrwo zelekum kea amlak asbi yehabkum
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና እቶም ንሰምዕ ሲ ሰሚናኩም እቲኦም ዝኣበዩ ኻኣ ዳሓር ዩ ዝዝኩሩኹም።
@Firstlikes
@Firstlikes 5 жыл бұрын
I love you so muchHis grace Abuna mekarios. I want see you I'm in Cleveland, Ohio. Please pray for me beloved!!!
@ኢወንሓርነትሰልምኣብኩሉ
@ኢወንሓርነትሰልምኣብኩሉ 5 жыл бұрын
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምልኽ ናዓና ጽላል ክትኮንና
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 5 жыл бұрын
ጸሎትኩም ኣይጋደፈና ብጹእ ኣቦና።
@habtomsium612
@habtomsium612 5 жыл бұрын
Amenn Amen Amen kale hiwet yesmalna Abona n hagernan hzbnan Amlak ybarkelna edmen tenan yahbkum abona ezzie kall ezie zeysemie Fraht Amlak zeyblu tray eu Netom nekey tegbar zfxmu zelewu ab Lielie Betekrstyan Tewahdo Leul Ezgabher Amlak Merirr kxatt ab nebsomn deqomn yewrdelom Nebona kudus Patriyark kea edmen tenan yahabom Meqxatom zwerdena zelo kea nreo alona Amlak n Hagerna ybarkelna
@teklut1548
@teklut1548 5 жыл бұрын
አቦ ሐቂ እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም እዞም ኩሎም ሕልንኦም ዝሸጡ ካአ አምላኽ ልቦም ይተንክፎም ሕማም እቲ ሩኹስ ስርዓት ክወጻሎም እዝግዬዬ.አምላክ ንህዝብና ብጽሐዬ. ኩሉኻ ቡጹእ ወቁዱስ አቡነ አንጤ ኖስ በል
@tirhasyebio3625
@tirhasyebio3625 5 жыл бұрын
አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉ በቢእዋኑ እቲ ሓቒ ትነግሩና አለኣኩም
@selamnkulu3644
@selamnkulu3644 5 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna.kubur abona buxue abune Mekarios edmen tenan yhabkum.N kudus Patraric abune Anthonios edmen tenan yhabom amlak
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 5 жыл бұрын
አቦና እንቃዕ ድሐን መጻእኩም ኩሉ ይፈልጦ እዩ መንግስቲ ኢድ ከም ዘለዎ ሐቅነትኩም ከም ጻሐይ እንዳ ደመቀ ከይዱ እዩ አቦና እቲ ማዕዳ ትህብና ዘለኩም ጠቃሚና እዩ ነመስግነኩም።
@YYG023
@YYG023 5 жыл бұрын
It is factual speech. True remain for ever. Let's hear the warning. God bless you, your Holiness
@terhasberhe7316
@terhasberhe7316 5 жыл бұрын
Egzabeher Amlaka idimen tinan yihabikum ni kudus AbonaAntonos mewaswo yifiter
@senaitgereziher8978
@senaitgereziher8978 5 жыл бұрын
ኣሜንን ኣቦና ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነዓና ክሕሸና በቲ ቁዱስ ጸሎትኩም ይሓልወና
@zewdibeyene4712
@zewdibeyene4712 5 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna Abuna god bless you Abuna & god bless my Eritrean people 🙏🙏🙏 Amen Amen Amen
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 5 жыл бұрын
Amen (3) Egziybhar Yemesgen ! kale hiwet yasemalna . I wish you a long life. May God bless you Abona.
@lwamabrham4658
@lwamabrham4658 5 жыл бұрын
Btaemi zegerm melekti eyu egzabher ybarekum
@mulyemalet9777
@mulyemalet9777 5 жыл бұрын
ኣሜን""" ቃል ህይወት የስምዓልና "" ብጹእ ዘድበ ኩሉ አቡነ መቃርዬስ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም እግዝኣብሄር አምላኽ
@tesfalemghrmawi7252
@tesfalemghrmawi7252 5 жыл бұрын
ኣምላክ ይመስገን ከማኩም ንዓኩም ዝሃበና።
@filmonsamuel3621
@filmonsamuel3621 5 жыл бұрын
Kale hewet yesmalena Egzabher Xegu yebzehalkum Abona abxoltekum Zekurna 🙏🙏🙏
@eritrea-sbketieritreabeaut2094
@eritrea-sbketieritreabeaut2094 5 жыл бұрын
ኣፍልጦን ልቦናን ናይ ሙሁርን መንፈሳውን ኣቦ ሰሚዕና ልቦና ንግበር። ካብ ሃገር ስጋብ እምነት ሰብ-ምኾን ጭውነት ሓርነት! ክብሩልና ዕድመ ይሃብኩም፡ ኣብ ሓራ አርትራ ምስ ክብራ ይብጽሓና!
@yehdegoyosephe1196
@yehdegoyosephe1196 5 жыл бұрын
THANKS FATHER ALL ERITREANS. PRAY FOR AS TO PAY OUR LIFE FOR FREEDOM. WE KNOW NOW WE ARE READY TO FIGHT THE RONG REAGIM ESAYAS AFEWEK GAVREMENT. GOD BLESS OUR COUNTRY ERITREA..WE LOVE YOU FATHER
@natnaelmerhawi4306
@natnaelmerhawi4306 5 жыл бұрын
Temesgen amlak ntifatina dhnet zawejka Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@hdmona8809
@hdmona8809 5 жыл бұрын
ኣቦና እግዚአብሄር ምሳኹም ይኹን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ::ህዝቢ ኦርዶክስ እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ ?
@atobrhankbrab4698
@atobrhankbrab4698 4 жыл бұрын
ዕድምመን ጥዕናን ያሃብኹም ኣቦና እቲ ምንታይ ሲ ናአና ክሕሸና
@dendenmalet2633
@dendenmalet2633 5 жыл бұрын
Kubur abona abne mekares egzabiher edmen tienan yihabkum kemzi natkum haki zizreb yifterlna
@Habteabgremay2023
@Habteabgremay2023 5 жыл бұрын
Amien amien amien qal hiwet yesmalna egziabhier xegu yebzhalku
@nysebnegereko9239
@nysebnegereko9239 5 жыл бұрын
ወትሩ ሓቄኛን :ተባዕን ኣቦ ኣጆኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 5 жыл бұрын
Qale hiwet yesmaelna kubur abona dma edmen tienan yhabkum egziabher nay ageliglot zemenkum ybark edmekum edme matusula ykunelkum Nebona anitoniyos dma egziabher mewaxo yhabom mhret yewurdelina nhagerna
@tesfaldetbocure4254
@tesfaldetbocure4254 5 жыл бұрын
Great speech Abona. May God give you long and happy life.
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 5 жыл бұрын
ብጹአ ኣቡነ መንቆርዮስ ድምጽኹምን መላአኽቱኹም ዝሰማዕኹ ሰናይ ምዓልቲ
@herihermon7274
@herihermon7274 4 жыл бұрын
Abona edmen tenan yhabkum nabona abne antanyon kea mewaxo yfterelom 🙏🙏🙏
@samisamuel6782
@samisamuel6782 5 жыл бұрын
ብፍሬኹም ኣለሊናኩም ኣቦና ንኣምናኽ ስብሓት ይኹኖ።
@yonathanberaki266
@yonathanberaki266 5 жыл бұрын
ክቡር ኣቦና ጸሎትኩም ኣይፈለየና።እዛ ቭድዮ ግን ዋላ እቶም ኣብ ሃገርና ዘለው ዉን ክካፈልዋ ናብ ኣሰና ለኣኽዋ።ነቦና ነዊሕ ዕድመ ንምነየሎም መታን ነዓና ክሕሸና።ንቅዱስ ኣቦና እንጠንዮስ ከኣ መዋጽኦ ይፍጠረሎም።
@teklezegergish
@teklezegergish 5 жыл бұрын
ኣቦና ንዓኩም ዚሃብና ኣምላክ ይመስገን። ታሪክ ኣቦታትኩም ኢኩም ዝገበርኩም፡ ማእሰርቲ፡ ስደት፡ ትብዓት፡ ንሓቂ ደው ምባል እዚ እዩ ታሪክ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ኣርኣያ ኢኩም ኮንኩምና። እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድመኩም ዪባርክ፡ ምስቶም ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ሆኖም ደው ዚበልኩም ኣቦና ኣንጦንዮስ እግዚኣብሄር ኣብ ዓድና ከራክበኩም ንልምንን ንምነንን።
@kesetekibrom1984
@kesetekibrom1984 5 жыл бұрын
Abona kale hiwet yesmalna nsu u eti haki
@ምስጽጌናይ
@ምስጽጌናይ 5 жыл бұрын
Abona Mekaros edmen tnan yhabeley ab hara Eritrea kireyekum ! Nay bahaki abona Antontoniyos kem Sahay kiberhu eyom hakeja abo !!!
@j4l472
@j4l472 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መታን ቤተክርስትያና ክጥዕማ ሓቀኛ ኣቦ
@berhanehadish1319
@berhanehadish1319 5 жыл бұрын
Absolutely right message abuna 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@MusieAsmerom
@MusieAsmerom 5 жыл бұрын
Nay behaki abona abi mikri sile hizbinum ezi melikti misdadkum ezgeabher amlak edmen teinan yihabkum
@freweinimesfun2118
@freweinimesfun2118 5 жыл бұрын
Amen Abona kuluom yfeltu eyom. Khswo sele zdelyu. Edmen Tenan yhabkum.
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 5 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ቅዱስ ኣቦና
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 5 жыл бұрын
Entay kngeber Egziabher da baelu fthi ymxalna ember Abottat nbsom fetyom nbetkrstiana AB eid guahalalu, serektin awdikoma
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 5 жыл бұрын
Abona edmen tinan yhabkum ezni zelwo ysmae
@MedhanieJesus
@MedhanieJesus 5 жыл бұрын
አምላክ ይባሩም አቦና ሐላልና አብ ጸሎትኩም ዝኩሩና
@mikealnegasi2172
@mikealnegasi2172 5 жыл бұрын
Edmen teinan yhabkum abona nobona antienos ka mwaxo yfterlom
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣቦና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣሜን
@istandwithabuneantonioseri3005
@istandwithabuneantonioseri3005 5 жыл бұрын
ኣቦና ኣቡነ መንቆርዩስ ንበሩልና፡ ቅዱስ ፓትርያሪክ ኣቡነ ኣንጦንዩስ ፈጣሪ ምስኦም ይኹን. Shame on the so Called “Kudus Synods Eritrea” and the church leaders outside Eritrea supporting the evil agenda of DIA/PFDJ. They don’t care about The followers.
@yosigarden4357
@yosigarden4357 5 жыл бұрын
ክቡር ኣቦ ንዓኹም ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ንመልእኽትኹምን ምኽሪኹምን ኢ/ቢሄር ኣብ ልቢ ኩልና ህዝቢኹም ከስርጽ ንልምኖ፡
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 5 жыл бұрын
አቦና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍🇪🇷
@samites2073
@samites2073 5 жыл бұрын
Dahan abona aythrequ ayenay elemo neana dea kewedna enber nusoms arigom Nerom edmen tinana yhabkum buxu wequds abone mekaryos 🙏
@fishfishawi8901
@fishfishawi8901 5 жыл бұрын
Abona kale hiwet yesmealna zehzin tarik yfxem alo ab eritrea
@muluitekile9814
@muluitekile9814 5 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብኩም ፍጢሪ
@geregebrekidan682
@geregebrekidan682 5 жыл бұрын
Wal hiwet yesmaelna abona
@ሰላምኪተጨውዩዓደይ
@ሰላምኪተጨውዩዓደይ 5 жыл бұрын
ንሓቂ ዝምስክሩ ደው ዝበሉ ቅኑዕ ኣባ ማቃርዮስ ኢዮም ቃለ ሂይወት የስማዓልና ሲኖዶስ ልእክ ህ.ግ ኢዮም ኣከለ
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 5 жыл бұрын
ቅዱስ ኣቦና ኣንጦንዮስ ከ?
@ሰላምኪተጨውዩዓደይ
@ሰላምኪተጨውዩዓደይ 5 жыл бұрын
@@Ayla-Gundetብዛዕባ መን ድዮም ዝዛረቡ ዘለዉ ቅኑዕ ንሶም ዋላ።
@ፍትሒይንገስ-ቈ7መ
@ፍትሒይንገስ-ቈ7መ 5 жыл бұрын
amien (3) qalhiwet yesmealna abona amlak aedmen teanan yhabkum neti haqi sele zefletkumna amlak nay agolgulot zemenkum yebzhalkum
@dinner7309
@dinner7309 5 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna
@tesfudrar7235
@tesfudrar7235 5 жыл бұрын
ክንደይ ይበሃል ተባሂልናን እሞ ንምሸቱ ሓቀኛታት ንስኹም ኮንኩም ጸኒሕኩም ። ሰላም ይሃበና እምበር ርኢናዮ ነገራት ሲ
@awetmekonen571
@awetmekonen571 5 жыл бұрын
Bekemey hekena elkayom teredani tkl
@tesfudrar7235
@tesfudrar7235 5 жыл бұрын
@@awetmekonen571 ኣነ ዝተረደኣኒ በዚ ናይ ኣቦና እነጠኖስ ነቕ ከይ በሉ ሓንቲ ዕላማ ሒዞም ብምኻዶም ። ሓቐና ኣይኮኑን ዘስምዕ ዩ ርኢቶኻ! ኣረደኣኒ ክቡር ሓዉ።
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 жыл бұрын
ስደተኛ ኮይነ ዶ ከይነብር nay behaqi👌
@tesfudrar7235
@tesfudrar7235 5 жыл бұрын
@@mhaymanot1290 ሓንቲ ነገር ኣላ ግን ዘይትርደኣኒ ወላ ኣብ ርኡይን ንጹርን ነገር ክንራዳዳእ ዘይንክእል ከመይ ዩ?
@tesfaabasmelash
@tesfaabasmelash 5 жыл бұрын
Awet Mekonen ኣብ ውሽጢ ቤተክርስትያን ኣትዮም ሃገራዊ ድሕነት መምርሒ እንዳሃብዎም ኣይረኣኻን ዲኻ:: ካብዚ ንላዕሊ መረዳእታ እንድሕር ደሊኻ ከምቲ ኣቦታት ዝምስልዎ " ፈሊጡ ዝደቀሰስ ሓርማዝ ነይንቅንቆ" እዩ::
@senedvigano1068
@senedvigano1068 5 жыл бұрын
Can someone explain what he is saying? Please...
@senaithadish9105
@senaithadish9105 4 жыл бұрын
Amen amen ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
@kibromaraya178
@kibromaraya178 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen Abona kalhwet yesmalna
@መደብባህልንጥበባትን
@መደብባህልንጥበባትን 5 жыл бұрын
ኣንቱም ድስልላይክ ዝበልኩም ኢድኩም ተሰበሩ ኢለኩም ኣሎኹ። ነቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣባ ቐሺ ማርቆስ መግለጺ ሲኢነልኩም ኢየ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 5 жыл бұрын
Abona Kal Hewet. Yesemalna sedeke kemlalebela. Edeme. Kem matosala yadelkom. Neana. Kehshena
@henok1882
@henok1882 5 жыл бұрын
አቦናን ኲኡኹም ካህናት ምስ አባ መቃርስ ዘለኹም ከይፈጥና ብድፍርት ዝጸረፍናኩም ይቅረ በሉልና ን አቦና ነዊሕ እድመ ይምነ ነዓና ክጥእመና፡፡
@fasikafasika1729
@fasikafasika1729 5 жыл бұрын
ቃል ኣምላክ ደፋራት ኣይትኹኑ ኢዩ ዝብል ። እዞም ሎሚ ህግደፍ ኣጋግዩና ናኣቦታትና ብድፍረት ንጻረፍ ዘሎና ጽባሕ ንግሆ ኣብ ቕድሚ ኣምላክ ክንሕተት ኢና ዋዛ የሎን ። ገለ ገሌናስ ወረ ኣብ ዝሙትን ዕብዳንን ተጠላቒና እንከሎና መጽሓፍ ቁስ ውን ኣንቢብና ዘይንፈልጥ መጽሓፍ ቅዱስ ውን ኣብ ቤትና ዘየብልና ብስም ተዋህዶ ንኽካሎት ክንጻረፍን ክነነሽውን መናፍቓን እናበላክ ሰባት ክንፈርድን ኢና ንውዕል። ብዝሙት ብዘይቃልኪዳን ተኣኻኺብና እናነበርና። ብሓጥያት ጠስጢስና ከሎና ኢድና ናብ ካልኦት ነመልክት ናብ ልብና ንመለስ ናብቲ ሕቀኛ መንገዲ ኣምልኽ ንመለስ። ነዛ መጻወቲት መራሕቲ ኮይና ዘሎ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ በኢ ሓቀኛ መንገዲ ክርስቶስ ንምርሓያ ። ሻቡ ሰላምን ደሓንን ክኾነልና ኢዩ። እምበር ሎሚ መልሓስና ኣንዊሕና ንጻረፍን ንራገምን ዘሎና ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ቅድሚ ኣምልኻ ጸብጻብ ክንህበሉ ኢና ኣይነምልጥን ኢና። ሰብ ነቲ ዝዘራኦ ኢዩ ዝዓጽድ።
@jgnaade6335
@jgnaade6335 5 жыл бұрын
Abona edmen tienann yhabkum keyfeletna nxerfekum nerna ykre belulna neaom kea amlak mhret yewrdelom nebona kea nab menberom ymleselna
@God-db9vp
@God-db9vp 5 жыл бұрын
ከምዚ ናትኪ ካብ ጌግኡ ኣሚኑ ዝምለስ ሰብ ቅኑዕ ሰብ ኢዩ፡ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ።
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
እዞም ሓሰውቲ ብዓል ኣባ ሉቃስ ውጉዛት ኣጋግዮምና ኣምላክ ይቅረ ይበለልና ኣሜን
@God-db9vp
@God-db9vp 5 жыл бұрын
ሕጂ ውን ንስካ ንዕኦም ናብ ልቦም ክምለሱ ክትጽልየሎም ንስካ ድማ በቲ ዝተጋገካዮ ኣሚንካ ምንሳሕ ኢዩ ዝሕሸካ።
@jgnaade6335
@jgnaade6335 5 жыл бұрын
Nnebsna khshena bhaki nmelales egziabher amlak beal mlue mhret kea nshgrnann kertetnan yrieayelna nezom abotat kea amlak nab lbom ymlesom ahwatey thank u.
@ኦፍጡነረድኤትጊዮርጊስ
@ኦፍጡነረድኤትጊዮርጊስ 5 жыл бұрын
"እቶም ዘሳግጉኩም ኩሉ አገልገልት ቤተክርስቲያን ክመስሉ እዮም ...ማቴ 24"...ሎሚ እዩ ንቤተክርስትያን ክንነብአላ ዝግብአና....ናይ ብሐቂ ሃዚነ
@Raki1204
@Raki1204 5 жыл бұрын
Egzabiher amilak tina yahabkum abona Xselotkum aygdfna 😭🙏
@gebrugedru9235
@gebrugedru9235 5 жыл бұрын
Amen Abona edmen tsanan yhabkum
@eventesfay1475
@eventesfay1475 5 жыл бұрын
ሰላም ምስኩላትኩም ይኩን ብኩለን ማዕክናት ክፍኖ ጻዕሪ ግበሩ ነቲ ህዝቢ ሓላፍነቱ ክዋጻእ ነዚ ናይ ዞም ብጹእ ኣቦና ከቢድ መጠንቀቅታ ።
@DailyPost2025
@DailyPost2025 5 жыл бұрын
Can you please play this in #ATV
@finankibrom7847
@finankibrom7847 5 жыл бұрын
amen amen amen our father
@fitsumabraha8881
@fitsumabraha8881 5 жыл бұрын
ቅድም ነዓና ነዞም ዱኩማተን ተረርቲ ልብን ክብል ፈጣሪ ነዓኩም ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ብምቅጻል ህዝቢ ተዋህዶ እዞም ኣቦ እዚኦም ብመዓርጎምን ብዕድሜኦምን በዓል ዓቢ ጸጋ እዮም ከም በዓል ኣነ ዱኩማት ግን ዘረቦኦም በቲ ሓደ እዝንና ሰሚዕና በቲ ሓደ ንሰዶ ኣለና ህዝቢ ኤርትራ ሃየ ንዞም ሰብ ጸጋ ሰሚዕና ሃገርናን ቤተክርስትያናን ነድሕን ክብለኩም ይፈቱ ኣበቢ ዘለናዮ ቤተ ክርስትያን ዓገብ ንበል
@terhasgebrhwet7527
@terhasgebrhwet7527 5 жыл бұрын
Ogoytanan medhaninan amlakna neza wxeti hager edo baelka mhret azzela kab af tekalu awexaya ksab mas eka sk elka ktreyena bejak leul fetari mhret gberelna abona ka kalehiwet ysmalna
@gezaygirmay1744
@gezaygirmay1744 5 жыл бұрын
ኣቦና አድመን ጥአናን ይሃብኩም
@teshomeberaki6910
@teshomeberaki6910 5 жыл бұрын
Abona qal hiwet yesimeana
@luulmerhawi6520
@luulmerhawi6520 5 жыл бұрын
ኣሜንንን ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና
"መልእኽቲ ኢትዮጵያዊ መነኮስ ኣባ ሰረቐ ብርሃን፡ ንቤተ ክርስትያን ኤርትራ"
23:06
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 33 М.
ካብ ወልፊ ከመይ ንገላገል፧(1ይ ክፋል)
16:35
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 19 МЛН
Человек паук уже не тот
00:32
Miracle
Рет қаралды 2,4 МЛН
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 164 МЛН
"ጻህያይ"  39 ክፋል  {ኩሉ ክሰምዖ  ዘለዎ  ህንካን ሃባን}  {ከይሓፍለኩ}  [ሎሚ ብወረጦ  ዝውረጥ ኣሎ]
58:51
"መግለጺ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ኣቡነ መቃርዮስን ኣቡነ ሺኖዳን" 8/መስከረም/2023/ፈ
20:28
ውዕሎ ጉባኤ በርጌድ ንሓምዱ ኣብ ቶሮንቶ ከመይ ነበረ
33:46
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 6 М.
መልሲ ነቶም ብሽም ሲኖዶስ ዝነግዱ ነጋዶ/ ብሊቀ ካህናት ገብረ ሚካኤል 17/ግንቦት/2019
56:24
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 50 М.
ካርዲ ህግደፍ /ቅዱስ ሚካኤል ቶሮንቶ/ ቢንያም ግርማይ/መጽሓፍ ኣቡነ መቃርዮስ/
29:35
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 7 М.