ሳሚ ትግራይ ኣብ ቀዛሕታ ሸው - Kezahta Show

  Рет қаралды 20,583

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

Пікірлер: 663
@netsi2127
@netsi2127 6 күн бұрын
ብማርያምኩም እቲ ጅግና በርሀ ሳዶር ሚድያ ይቅረበልና ትብሉ 1000 👍 ግጨዩኒ 👏 ኣቅርበልና በረከት
@GanaaatSlam
@GanaaatSlam 5 күн бұрын
ደሚረኪ ዉዴ ንስኪ እዉን ግጨዊ❤
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 6 күн бұрын
ቀፃሊ ሳዶር ሚድያ በኪ አብረታትዕልና 🙏👍
@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ
@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ 6 күн бұрын
ደምርኒ❤
@Oppoa18-g6p
@Oppoa18-g6p 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 6 күн бұрын
ቀፃሊ ሳዶር ሚድያ ይቅርብለና ትቦሎ ብላይክ ተጋሩዋይ👍👌❤
@Oppoa18-g6p
@Oppoa18-g6p 6 күн бұрын
ሳዶር ሚዲያ ይቅርብ ትብሉ ብላይክ
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 6 күн бұрын
_እወ ሳዶር ሚዲያ ኣቅርበና በረከት ሓወይ💞_
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 6 күн бұрын
❤❤ብሓቂ ጀግና ሰብ እዩ አቅርበልና በረከተይ ለባም።❤❤
@KhanKhan-ip6ur
@KhanKhan-ip6ur 6 күн бұрын
እወ ሳዶር ሚድያ ኣቅርበልና በረከት ሓዉና🎉🎉🎉❤
@AzmeraGebremeskel
@AzmeraGebremeskel 6 күн бұрын
❤❤❤ በትክክል ተዝቀርበልና ብዙሕ ዘባራታዖዘየለ
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 6 күн бұрын
@@Oppoa18-g6p ሕቅኺ ኣቅርቡልና መርኣያ ብዙሓት እዪ 🌹💚💚
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 6 күн бұрын
ጓል ራያ ( ኣትራን )ትባሃል ኣብ ስደት ዝነበረት ዉን ኣቕርበልና በረከት ሓወይ
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ወለላይ 🎉🎉
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 6 күн бұрын
ሳሚየ ናይ ስደት ሓዉና በረከት በጀኻ ንበርሀ ሳዶር ሚድያ አቅርበልና ፈተና በዝሕዎ አሎ አጀኻ በልዎ አበረታትዑዎ
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ወለላይ 🎉🎉🎉
@ለቱሸ
@ለቱሸ 6 күн бұрын
ሳዶር ሚድያ አቅሪበልና❤❤❤
@ኣስድኣስድ
@ኣስድኣስድ 5 күн бұрын
መን እዩ ሳዶር ከ ኩሉ ሰብ ኣቅረበልና ይብሉ ኣለዋ❤
@SarahAbirahim
@SarahAbirahim 5 күн бұрын
ሓደ ጅግና እንኦ​@@ኣስድኣስድ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 6 күн бұрын
በረከት ሳዶር ሚዲያ ኣቅርበልና የኔጂግና❤❤❤
@Shewit-k5h
@Shewit-k5h 6 күн бұрын
ሳምዋይ ናስደት ሓዉና ኣቦ ሓቂ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🥰🙏🙏🙏 ደቂ መዳም ኣበይ ኣለኽን ካም ሳሚ ዝበሉ ትርጉም ስደት ዝፈልጡ ይቕረቡ ምኽንያቱ ናይና ከይኣክል ኣሕዋትና ፈቐዶ በራኻን ባሕርን ሸፋቱን ይቐርዩ እለዉ😢😢 ፈጣሪ ይኣኽለኩም ይበለና ስደትና የሕፅረልና ብሰላም መርየት ዓድናን ኣዴናን ዉላድናን የሪአና 🙏🙏🙏
@abebechmulaw8995
@abebechmulaw8995 6 күн бұрын
ዓወት ወዲ ሽረ ሓላል ይቅረበልና ንኡሱን ንፉዑን ብጣዓሚ ኢና ንፈቶ❤❤
@Dgdewgsg
@Dgdewgsg 6 күн бұрын
ዓወት ማ መጀመሪያ ደፍሪካ ዘረባ ይላማመድ ድፊረት ዘይብሉስ ስቁ አሉ አዩ ተብ ተብ ዝብሎ ሶ መጀመሪያ ዘረባ ይላማመድ 🥹🤣🤣🤣🤣
@GenetGeberaneny
@GenetGeberaneny 6 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ዝባራታትዖ ንፍዓት ቆልዑ ኢዮም ይቅረብና🙏🙏🙏
@Albaadallbadr
@Albaadallbadr 6 күн бұрын
እረ ምንጋር ኣይክእሊ ብፅሑፍ እንበይ😂😂😂
@ግርማነሽ
@ግርማነሽ 6 күн бұрын
😂😂😂😂​@@Albaadallbadr
@Shawy-us4hv
@Shawy-us4hv 5 күн бұрын
​@@Albaadallbadr😂
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 6 күн бұрын
Sami ትግራይ ለባም ፈታዊ ህዝቡ 🙏❤️❤️ቀፅለሉ
@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ
@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ 6 күн бұрын
ደምርኒ❤
@Selu-g6n
@Selu-g6n 6 күн бұрын
ቀፃሊ ሳዶር ሚደያ ኣቅርበልና❤❤❤
@selamselam7608
@selamselam7608 6 күн бұрын
ሳሚ ብዓል ማዕተብ ሰናይ መልእኽቲ ኢኻ ኣሕሊፍካ ብሩኸይ!!🤩
@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ
@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ 6 күн бұрын
ደምርኒ❤❤
@BRETUBE1ብሬ
@BRETUBE1ብሬ 6 күн бұрын
ዋ ማርያምን ኣነ እዉን እኮ ብርሃነ ገረዝጊሄር ኢየ ዝባሃል😂❤ከመይ ዝበለ ኣጋጣሚ ኢዩ😂
@ኣቤጓልውቅሮ
@ኣቤጓልውቅሮ 5 күн бұрын
❤❤😂
@ኣቤጓልውቅሮ
@ኣቤጓልውቅሮ 5 күн бұрын
ሓደ እዩ አበኩም ብሬዋ ሰባኣየይ😂
@SdKn-z2b
@SdKn-z2b 5 күн бұрын
😂
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 5 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@سمسمكعبي
@سمسمكعبي 5 күн бұрын
ሞክሺ ኣኮውተይ😊
@tsadikantsadikan9434
@tsadikantsadikan9434 6 күн бұрын
ሳዶር ሚድያ ❤❤❤🎉🎉ታቅርበልና ተስፋ ንገብር በረከት ሓወይ❤❤
@Sane-pk5df
@Sane-pk5df 6 күн бұрын
ጓል ራያ ትቕረብ ትብሉ ላይክ ❤
@marym9462
@marym9462 3 күн бұрын
ብመዳሃኒኣለም ኹም እቲ ጅግና በርሀ ሓዉና ሳዶር ሚድያ አጆኻ በልዎ ኣበራታትዑዎ 🙏💔🙏
@smkle7079
@smkle7079 5 күн бұрын
የቅንይለና ሳሚየ ሓወይ ብጣዓሚ ክብር ይወሃበካ እዩ 🙏❤❤
@Yordi-t
@Yordi-t 6 күн бұрын
ልገርም መልአኽቲ ካብልተፀበኹዎ ብላዕሊ ሳሚ ሓወይ❤
@ጓልተንቤን
@ጓልተንቤን 6 күн бұрын
ሳሚየይ የቀንየልና ሰለ ሰደት ተናጊረካ ጎቦዘ ደለለቲ እንደዮም እማ ዝገበር ዘለዉ ቅርሺ ሓዎም ኮይኑ ዘሎ😢😢😢😢
@samidrgh565
@samidrgh565 6 күн бұрын
ሳሚይ ናይ ስደት መምህር ገብዝ ዛሓወይ እንኳዓ ናትና ከንኳ ውዲይ ትግራይ ሓለል ❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ወለላይ 🎉🎉🎉
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 6 күн бұрын
ሳሚዋይ ክብር ሰብ ኣቦ ዉፃዓት ዕድሜን ጥዕናን የሃብካ ዝሓወይ❤
@Amena-t5n
@Amena-t5n 6 күн бұрын
ሳምዋይ አቦ ናይ ስደት❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ
@Haregte
@Haregte 6 күн бұрын
ፅቡቅ መልእክቲ እዩ ሰማዒ ተልዩስ🥰 መናእሰይና ይጠፍኡ ኣለው ካብ ቀደም ዝገደደ😢 ክብረት ይሃበልና ሳሚ🥰🙏
@إبراهيم-ص4ل8م
@إبراهيم-ص4ل8م 6 күн бұрын
ኣቤት ኣገላልፃ የቀንየልና ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 5 күн бұрын
ሳሚ ሓወይ ፁብቅ አጋላለፃ በረክት ሓወይ ንሳዶር ሚድያ አቅረበልና ብጣዒሚ ንፉዕ አዩሞ ንባራታታዓዮ 🙏🥺🥺🥰🥰🥰
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን 6 күн бұрын
ባሓቂ ሳሚይ ሐወይ ግልፂካያ ናይ ሰደት ኑሮ😢😢
@ጓልተምቤንንግስቲሳባ
@ጓልተምቤንንግስቲሳባ 6 күн бұрын
ዓወት ወዲ ሽረ ይቅረብ ትብሉ ላይኽ ግበሩ እስቲ❤❤🎉
@GenetBrhaneYoutubeG.B
@GenetBrhaneYoutubeG.B 6 күн бұрын
ዕፍራ ወዲ ነይ መልሰይ ዓክክክክ 😢😢😢 ስደት ጉማማ ኣሕዋትና ወድኣትልና😢😢😢😢
@Slamh-qv4gm
@Slamh-qv4gm 6 күн бұрын
ሳሚ ለባም ናይ ስደት ሓወይ ኣታ ጀግና❤❤
@UfYd-g9c
@UfYd-g9c 6 күн бұрын
ዓወት ወዲ ሽረ ሓላልን ሳዶር ሚድያ ኣቅርበልና ኬቢዋይ ንፈትወካ ኢና ወድነይ ሳሚዋይ ናይ ስደት መምህርና
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ወለላይ 🎉🎉🎉
@rroshan6975
@rroshan6975 6 күн бұрын
ሳሚ ትግራይ ካብ ሰደት አትካ እንኮዕ ናቢዚ ኣብቀዐካደምፂ ንህዚብካየቀንየልና ❤❤❤❤
@mommommommom9907
@mommommommom9907 6 күн бұрын
ሐዚ ክኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ትስርሑ ደሊኩም ተጋሩ ሕደጉ እንዶ ለብሙ ዝሓለፈ ኣይትምሃሩን ኣብ ትግራይ ዘይ ትገብርዎ
@ተመስገንኣምላከይ-ቘ9አ
@ተመስገንኣምላከይ-ቘ9አ 6 күн бұрын
ይገርም ኮአዮ
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 6 күн бұрын
ይገርመናሎ ሃፍቶም ኣብ ዓደም ዘይጥቀምሉ ካብ ሕልፍ ዘይማሃሩ
@مريم-غ1م4ظ
@مريم-غ1م4ظ 6 күн бұрын
ዋላ ኣነ ገሪምኒ ተደናጊረ መቀለ ዳኣም ብሎ ከይኮን ኢለስ ደጊመ ሪኤዮ ኣየ ሃፍታማት ቃንዛ ህዝቢ ዘይርድኦም ብገንዘቦም ታኣማሚኖም በቃ እቱ ቃንዛ ህዝብና ተረሲዑ 😢😢😢
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 5 күн бұрын
ሃፍታም ማኣዘ ዓዱ ይፈቱ ኮይኑ
@fderfeet7866
@fderfeet7866 5 күн бұрын
ይገርም እዩ😔
@salamsalam1464
@salamsalam1464 6 күн бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሳምየ እንኳዕ መሬት ዓድካ አርገፀካ❤ ሳዶር ሚዲ ያ አቅርበልና በረከት ሓወይ❤❤❤
@thshdesta1221
@thshdesta1221 6 күн бұрын
ሳሚ እንኳዕ መጻእካ ጽቡቅ መልእክቲ ከዓ ቀጺልካ ጓል ራያ ኣቅርበና በረከት
@Alulabrhane1
@Alulabrhane1 5 күн бұрын
Mrt gual adey
@HshshShsh-e1o
@HshshShsh-e1o 6 күн бұрын
ሳሚየ ናይ ስደት ሓዉና🥰🥰🥰
@tebebehareya
@tebebehareya 6 күн бұрын
ብሓቂ ሳሚየ ስደት ዝፎልጦ እየ ዝርድኦ ገሊፅካዮ ኢካ😢💔
@aedf4837
@aedf4837 6 күн бұрын
ሳሚ ሓወይ ናይ ስደት ኦቦና ብሙንቶማ ክገልፀካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ👏❤❤❤❤❤
@hggvbffh1665
@hggvbffh1665 6 күн бұрын
ብደንቢ ኢካ ገልፅካዮ ሳሚ ሓወይ አቦ ሰደተኛታት❤🙏🙏🙏ብሉፅይ❤
@Sndusndu-f9u
@Sndusndu-f9u 5 күн бұрын
ትሩጉም ሰደት ዝረአዮን ዝተረዶኦን እየለ ዝፈልጦ ደሞ የቀኒየልና ሳሚ ሓወይ ናይ ሰደት ሓቂ ሰለ ዝተናገረካልና❤❤
@Atsbe-dera
@Atsbe-dera 6 күн бұрын
ዝሓወይ የቐንየልና ካብ ስደት ተመሊስካ ድምጺ ስደተኛታት ልኾንካ 🥹
@gfhfherfjdndguh9335
@gfhfherfjdndguh9335 4 күн бұрын
ንሳሚ ዝከውን ቃል የብለይን 😢😢 ናይ ባሓቂ ዘረባካ ኩሉ ደስስስ ይብል ትዘሎ ኩሉ ገሊፅካዮ 😢 ስደት ሕማቅ እዩ ስምዑ አቱም ህዝቢ
@TijiTiji-gp4gs
@TijiTiji-gp4gs 6 күн бұрын
ሳሚ ለባመይ ናይ ስደት ሓውና❤❤❤
@lilitylility4864
@lilitylility4864 6 күн бұрын
ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ የሕዚን እግዚአብሔር ኣምላክ ስላም ያውሪደልና😢😢😢
@igtf4667
@igtf4667 6 күн бұрын
ብመጀመርታ እንካዕ ብሰላም መሬት ዓድካ ረገፅካ ሳሚየይ ጅግና ሓውና ትርጉም ስደት ስደት ካብዝተረዶኦን ብዓዱን ብህዝቡን ዘይደራደር ጀግና ሓወና ምንም ዝገደፍካሉ የሎን ብዛዕባ ስደት ዝደት ዝረኣያ ብቻ እዩ ዝፈልጣ ዛናትካ መልአክቲ ኩሉ ሰብ ተሪኡዋ በቃ ኣብ ስደት ዘለና ፅቡቅ ከም ዘየለና ክፈልጡ እዮም የቀንየልና ናይ ስደት ኣቦና እካ ነይርካ ብሓፂሩ ሐዚ ውን ኣብ ትግራይ ኮይንካ ከምትሕግዘና ኣይጠራጠርን
@abebaSiyum-sv7dj
@abebaSiyum-sv7dj 4 күн бұрын
ሳምዋ ቃል የብለይይ እት ናይ ስደት ስቃይ it is perfect😢😢😢😢😢😢
@ትግራይዓደይከመይኣላ
@ትግራይዓደይከመይኣላ 5 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ መልአክቲ ኢካ ኣማሓላሊፍካ ሳሚ❤❤❤
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 6 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ገሊጽካዮ ሳሚየ ብቻ የመን እሙን ሰብ ወይ ሓውካ ተሉዩካ ኣይትዕመፅን ግን እቲ ተፋልጥዎ ዘለኩም ገዛ በዚ ከዚ ግዘ ኣብ ኣዲስ አበባ ዝገዝእ ትግራዋይ ተልዩ ርእሱ ዝሰሓተ እዩ ካብ ሕሉፍባ ንመሃር 😢 ዋእ ላብኡ ገፀይ ከማን ኣይሸንን ኣነስ
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉🎉🎉
@ggcf1371
@ggcf1371 5 күн бұрын
በጃኹም ተጋሩ ተለመኑ ብእግዚኣብሔር ተለመኑ መንገዲ ሃምልዕፀ ግበሩ😢😢😢
@user-pw4le8ru5m
@user-pw4le8ru5m 5 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ጀጋኑና❤❤❤
@Albaadallbadr
@Albaadallbadr 6 күн бұрын
ሳሚ ሓሳዊ ደስ ዝበለካ ኣማሊእካ ከይድካስ ንስደት ክተማርር ሻላ ስደት ኢና ወለድና ንሕግዝ ዘለና
@user-fx2cq2
@user-fx2cq2 6 күн бұрын
😢😢
@GgGg-jh2xk
@GgGg-jh2xk 6 күн бұрын
ሳሚ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ በደንቢ ገሊፅካዮ🙏🙏🙏
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 6 күн бұрын
❤❤❤❤ክብራት እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ሳሚይ ጀግና። ሳዶር ሚዲያ ቀፃላይ ጀግና ሰብ እዩ።❤❤❤❤
@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ
@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ 6 күн бұрын
ደምርኒ❤❤
@HdtCjh-w3n
@HdtCjh-w3n 6 күн бұрын
ብርሃነዋይ 😂😂😂 ሳሚ ናበልካ ኣታሊልካና 😂😂😂❤❤
@ጋልትግራይጋልትግራይ
@ጋልትግራይጋልትግራይ 6 күн бұрын
ምሽጥር ሞሊቁኪ😅😅😅
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h 4 күн бұрын
😂🤣
@lilitylility4864
@lilitylility4864 6 күн бұрын
ሳሚ ፍታዊ ህዚቡ❤❤❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 6 күн бұрын
ሳሚየ አምላከ ቅዱሳን ካብ ክፉእ ዘበለ ይሓልወልና ዝሓወይ🤲🥰 ፅቡቅ ገሊፅካዮ መንሞ ሰማዒ😢😢😢
@AZebTAMR
@AZebTAMR 6 күн бұрын
😢❤❤ኣሜን
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 6 күн бұрын
ሳዊ ሓወይ ጅግና ብጣዕሚ ንፈትወካ ሓውና ናይ ስደት ኣቦና💝👉👏😘
@KhanKhan-vn5md
@KhanKhan-vn5md 3 күн бұрын
የቀንየለይ ሳም ሓወይ ናይ ስደት መምህረይ❤❤❤
@سميره123
@سميره123 5 күн бұрын
የቀንየልና ሳሚ ናይ ሰደት ሓውና ❤❤🙏🙏
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 4 күн бұрын
ዓስብካ ካብ አምላክ ርከቦ ሳምየ እቲ ዝበሎ ኩሉ ሐቂ እዩ እቲ ዝረአየ እምበር ዘይረአዮ አይአምንን ንምታይ ግን ክስካብ አብ ባዓልና ዝበፅሕ ዘይናአምን😢 ካብ ብዝሕ ብውሑዱ አፅፊፉ እዩ ገሊፅዎ ንኩሉኩም ሰናይ ሰራሕ ትሰርሑ ካብ አምላክ ርከብዎ ንዓኩም የምስለና ኩልና❤
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 6 күн бұрын
ኣይይይይ ናይ ራጓዶ ፅዋ እኒሄዎ ጎቢዙለይ እናበልኹባ ህልም ኣበልኽኒ😢😢😭😭😭 መንግስተ ሰማይ ይኹን ዕጫኹም ኣሕዋተይ 😢😢😢
@HgehgUgeyhe
@HgehgUgeyhe 6 күн бұрын
ሳሚየይ ናይ ልበይ ተዘርብካ ደቂ እነይ ራጎ ኣሕዋትይ መለስለይ😢😢😢
@salamaaa905
@salamaaa905 4 күн бұрын
የቐንየልና ሳሚየ ኩሉ ገሊፅካዮ እቲ ናይ ስደት ነገር ❤ ጠንቒ ናይ ስደት ደላሎ እዮም ኣነ ንባዕለይ ክልተ ኣሕዋተይ ብነፃ ኣሽጊሮምወን የመን ኣትየን 7ሽሕ ክፈሊ ኢሎሙኒ ሞራለይ ስብርብር ኢሉ ዕላማይ ንክፈፅም ኣብ ዝቐረብክሉ ንድሕሪት ተመሊሰ ጭንቐት ክሞት ኢለ ህኮት😢😢
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 5 күн бұрын
ሳምየይ ፅሩይይይ ባዓል ፁኑዕ መትከል ❤❤❤🎉🎉🎉
@esayastv7095
@esayastv7095 6 күн бұрын
@sami tigray ብጣዕሚ ፅቡቅ ተዛሪብካ ወዲኖ ኩሉ ገሊፅካዮ😢
@FhgfFhhf-f5j
@FhgfFhhf-f5j 5 күн бұрын
ሳምየ ጅግና ትግራዋይ ኣቦ ዉፅዓት❤❤❤❤❤ይሞችካ መምህር ደቂ ተዋዕቱዮ ጠንካራ ኢካ
@wwoowwoo2529
@wwoowwoo2529 6 күн бұрын
ሳዶር ምድያ አቅረበልና❤
@Mlash-p9i
@Mlash-p9i 5 күн бұрын
ብትኽክል ሳሚየ ብሰኪ ደላሎ ወለዲ ግዳይ እዳን ሞትን መከራን ይገብርዎለው እሞ ስራሕ ጠፊኡ ብዓዲ ተተሓዊሉ ልሎ ንብረት ሸይጡ ብስዑዲ ተተሓዊሉውን ብክደይ መከራ ለጠራቀሞ ገፅ ዓረብ እናለብለብካ ኸፊልኻ ካውኡውን ክሰርሕድዩ ክምለስ ድዩ የፍለጥኻይ ከምዙ ልብለሎ ሳሚ ሓውና ካብ የመን እስካዕ ውሽጢ ስዑዲ ካብ ሰለስተ ሽሕ ርያል እስካዕ ዓሰርተ ሽሕ ርያል እዩእና ልቢ ለለዎ ይስማዕ ❤
@aishaais8070
@aishaais8070 6 күн бұрын
ሰናይ ስራሕ ቐጽልሉ ፈጣሪ የሓሊኹም
@kerysss-tt1ue
@kerysss-tt1ue 5 күн бұрын
በኪየ ሳዶር ምድያ ኣቕረበልና👏❤
@HauHah-dp2fd
@HauHah-dp2fd 5 күн бұрын
ቀፃሊ ለ ኣነ ክቀርብ እየ እና ተፀበዩና
@FdsFff-ge2kh
@FdsFff-ge2kh 6 күн бұрын
ሳሚየይ ለባም ፈታዊ ህዝቡ❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 6 күн бұрын
ናይ ራጎ ፅዋ የቡሉይ😢😢 ሳሚ ሓወይ ብትክክል ገሊፅካዮ❤
@علياحمد-د2خ3ع
@علياحمد-د2خ3ع 6 күн бұрын
ብሓቂ ሳሚ ሓወይ ዞም ካሕዳማት በላፅቲ ናማቶም ኣሕ ልብና ሓሪሩ ናይ ስደትና ከይኣክለናስ💔😢😢
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 5 күн бұрын
ጅግና በረከት አብረሃ አቀረበልና ትብሊ ላይክ ወቁጡ 👍👑🥰🥰🥰🥰❤❤❤🙏🙏🙏🇻🇳
@ኪዳንጋልድንግልማርያምሰላ
@ኪዳንጋልድንግልማርያምሰላ 5 күн бұрын
ል ሳዶር ሚድያ ኣርበልና በጀካ በረከት ሓዉና
@destagood1479
@destagood1479 5 күн бұрын
ስደት ፀዊካ ዝውዳአ ነገር አይኸነን 😢 ሳሚየይ ከመካ ዬግበረልና መርየት ዓድና የርገፀና ዝፈትወካ ወዲ ህዝቢ❤❤
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 4 күн бұрын
የቀናየልና ሳሚ ሓወይ ብደንቢ ገይርካ ገሉፅካዮ ኢካ❤❤❤
@MerryHaogos
@MerryHaogos 6 күн бұрын
ብጣዕሚ ፁቡቅ ሓሳብ ኣል ዒልካ ሳሚየይ
@ፅላልወይኒወጀረተይቲ
@ፅላልወይኒወጀረተይቲ 6 күн бұрын
ሳዶር ሚድያ ኣቅርበልና በርከት ሓዉና ንፀበይካ አና ❤️
@fderfeet7866
@fderfeet7866 5 күн бұрын
ብሓቂ ሳሚ ሓወይ ኩሉ ገልፅኻዮ እኻ👌 ቅርሽና መለገፅ ኻብዶማት ኾይኑ ብሕጊ ታማፃልና ኣይብልኺን ኣናወሉ ህወትና ክነጥፍእ ዝሓስብለና በዙሓት እና😭😭😭
@የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
@የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ 5 күн бұрын
የቀንየልና ሳሚ ሓወይ ሰብ ብጣዕሚ እዩ ዝመፅእ ዘሎ ናብ ስደት
@ኣስድኣስድ
@ኣስድኣስድ 5 күн бұрын
ሳሚየይ የኔ ጀግና ቤኽየ ለ የቅነልና ንዙም ጀግና ሰላ ትቅረበልና❤
@BRETUBE1ብሬ
@BRETUBE1ብሬ 6 күн бұрын
ዝገርም ኣጋላልፃ ወድኖ
@ShewitTsegay-f3e
@ShewitTsegay-f3e 6 күн бұрын
ሳሚየ ናይ ልበይ ተዘርብካ ❤ ናይ ሰደት መወዳእታ የብሉን 😥😥😥 ስቃይ እዩ እረ ስደትና ኣሕፅረልና ፈጣሪ ኣቦይ 🙏🙏🙏
@Albaadallbadr
@Albaadallbadr 6 күн бұрын
ስቃይ ተኮይኑ ዓድኩም ዘይትኣቲዩ
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 6 күн бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን ሳሚ ሓውና
@SarahAbirahim
@SarahAbirahim 5 күн бұрын
የቐንየልና ሳሚ ሓወይ ሳዶር ሚድያ እውን ኣቕርውልና❤
@mጓልዓድጉደም
@mጓልዓድጉደም 6 күн бұрын
ጓል ራየ አቅረበና ብሓቂ ሳሚ ሓወይ የቀንየና ቅፅል ሸምና ኾይኑ ሰደተኛ እፉፍ😢😢
@destakonjo2505
@destakonjo2505 6 күн бұрын
ብሓቂ ተንቲንኻዮ ሳሚ ሓወይ ኽንደይ እሞ ናይ ስደት ነገር😢
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 6 күн бұрын
ሳሚተይ ጅግና ❤ እዛ ኮሞቲ ትንብቡ ዘልኩም ሓሳብ ልበና ስሚሩ ዓድና እናኣተወሉ ዓመት ይግብርልና # ደምሩኒ ዓድይ ኣተየ ናይ ፍቅሪ መደባት ክስራሓሉ ድሌትን ሓሳብን ኣሎኒ❤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 6 күн бұрын
እሺ ንስኪ ውን ደምረኒ
@መብራህተወለተመድህን
@መብራህተወለተመድህን 6 күн бұрын
ኣሜን እሺ ደምሪክ
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 6 күн бұрын
@@chf-cv4ix እሺኒ ዛናተይ
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 6 күн бұрын
@@መብራህተወለተመድህን ይክብርልይ መቢየይ
@ፀግሽጋልተዋህዶ
@ፀግሽጋልተዋህዶ 6 күн бұрын
​@@መብራህተወለተመድህንደምርኒ ዝያዳይ
@SmerhM-uz1he
@SmerhM-uz1he 6 күн бұрын
ብርሃኑ እንካዕ ብዳሕና መጻእካ ደምርኒ ጋይስ❤
@dfhf8186
@dfhf8186 6 күн бұрын
ሳሚ ትግራይ ብሓቂ ድስትብል ዛንታ እዬ🤲😢😢👌
@SamerahSss
@SamerahSss 5 күн бұрын
ስደት ዝፈልጦ ዩ ዝፈልጦ ዘለናዮ😢
@CvVb-ts4fm
@CvVb-ts4fm 5 күн бұрын
ሳሚየይ ናይ ስደት ሓወይ መምህረይ
@Senayt-ti4ol
@Senayt-ti4ol 6 күн бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃኩም❤❤❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 6 күн бұрын
ሳሚየይ ለባም ፈታዊ ዓዱ ደስ ልብል መልእክቲ ኣሕሊፍኻ ብሩኸይ❤
@MerryHaogos
@MerryHaogos 6 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ቀዛሕታ❤❤❤❤❤❤
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 6 күн бұрын
ጀግናይ ዛሓወይ ብሬዋይ ካብ ቅድምካ ኢካ ጎቦዝ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣር❤❤❤🎉🎉🎉
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉🎉
@dawttigrawy6582
@dawttigrawy6582 4 күн бұрын
ሳዳር ምድያ ይቅረብ ብጣዕሚ ኑፊዕ ኡዩ ብሞተር ገጠር አናኸዴ ኡዩ ዝሕግዝ 2 ጋል ራያ አብ ሰዴት ሰለዝፀነሔት አቲ ሸግር ይርዴኣ ኡዩ❤😢
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 6 күн бұрын
ሳምየ የቀንየልና ስለ መሪር ስደት ስለ ዝተናገርካ ብሓቂ መንእሰይና ፈቀዶ ስደት ይቀሪ ኣሎ ዝርደኣልና ድማ የለይ 🥺
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 49 МЛН
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 19 МЛН
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 151 МЛН
Tom TDF  - ተጋዳላይ ጠዓመ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
31:10
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 26 М.
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 49 МЛН