"ኪሮስ ኣለኹ ኢሉ ምስ ደረፈ ኣብ ርእስኻ ኣለኹ ኢለዮ"ድምጻዊ መሓሪ ገ/ስላሴ -Interview 2022 With Artist Mehari G/slasie Part 3

  Рет қаралды 226,493

ARARAT Entertainment

ARARAT Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 1 100
@Zerit123
@Zerit123 Жыл бұрын
መልሓሰይ እኮ ኣይኮንኩን ተቆሪጸ ! ሚሒር ያሆ እንኮላይ ተዋስኦ ክፍትን ኣለዎ ፡ ኣዘራርብኦ መስሓቅ'ዩ፡ ማሓሪ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ በጺሑ ምስ ደቁ" ክንርኦ ትደሊ like ጽቀጥ ኣታ ሓላል ህዝቢ።
@fenklnwludwelododiwhuediwh9412
@fenklnwludwelododiwhuediwh9412 Жыл бұрын
10000000 like yregx 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Zerit123
@Zerit123 Жыл бұрын
@@fenklnwludwelododiwhuediwh9412 hawey hawey
@fethiyasaeed7572
@fethiyasaeed7572 Жыл бұрын
Nay bhaki 🤣🤣😍😍🤩
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኑፉዕ ጅግና
@rutatesfagergs5380
@rutatesfagergs5380 Жыл бұрын
Haqka zerebuo des kbleka meshaq
@ፊላተፈቃር
@ፊላተፈቃር Жыл бұрын
ዘረባ ኣዲኡ ምሰማዕኩስ ንብዓተይ ምቁራጽ ሲኢነ በጃኩም ንሓግዞ ደቂ ኤረይ
@syumnelo4525
@syumnelo4525 Жыл бұрын
Dewilka rikebo dewile rekibyo teum dimxawi eyu 100 dolar natey ajoka ab gonka alrna elinayo
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp Жыл бұрын
@@syumnelo4525 Amlak genzebka yebzhayo zhawey
@merhawihaile6426
@merhawihaile6426 Жыл бұрын
@@syumnelo4525 xbuq hasab eyu
@alexkfle3617
@alexkfle3617 Жыл бұрын
መሓሪ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ
@shabaymender9126
@shabaymender9126 Жыл бұрын
ዶ/ር ላይነሽ ገብረሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ ። ሓንቲ ካብ መወከሲ ሆስፒታላት ሃገርና ንኽብራ ብሓፈሻ ድማ ንኽብሪ ጅግና ኤርትራዊት ኣደ ብስማ ክጽዋእ ክንደይ ደስ ዘብል ምስኮነ ።
@meraabiabiygayl5102
@meraabiabiygayl5102 Жыл бұрын
Naybhaki nezom kab meda athizom zserhu zelewu bsmom hanti hospital ktsrah alewa.
@nahomdc9757
@nahomdc9757 Жыл бұрын
Balux haseb keb balux seb
@Fache.
@Fache. Жыл бұрын
Senay haseb u ❤
@issaiasbetsueamlak9528
@issaiasbetsueamlak9528 Жыл бұрын
ጀጋኑና ይግበአን ኢዩ 100%❤❤❤
@nameit2690
@nameit2690 Жыл бұрын
👍👍👍👍
@eritreawiudemey6692
@eritreawiudemey6692 Жыл бұрын
ኣንታ ኣብርሃም በጃኹም ኣብ ዩቲብ እዘን ናይ መሓሪ ደርፍታት ጸዓኑልና በጃኹም።
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
እወ ደልየ ሲኢነየን
@s.t3264
@s.t3264 Жыл бұрын
Natu chanel awtsiu teztsenielna.
@ተመስገንአምላኬ-ቸ3ቐ
@ተመስገንአምላኬ-ቸ3ቐ Жыл бұрын
ድምፁ ከማን ምጥዓሙ
@henokgoitom5297
@henokgoitom5297 Жыл бұрын
ሞት ንመን ተወስድ ኣይትነግርን'ያ ፍቕሪ ናይ ኣደ ግን ግርም ይብላካ ንውላዳ ብርሃን ሂባ ከም ሽምዓ ክትመክኽ ድልውቲ ንውላዳ ሂወት ተመንያ ንገዛእ ርእሳ ክትመውት እምንቲ 🥰🥰🥰🥰🥰
@Naturalism85
@Naturalism85 Жыл бұрын
Men kem ade
@macrobia5195
@macrobia5195 Жыл бұрын
33:59 and his account if you are fun of our brother
@baHriHadgu4733
@baHriHadgu4733 Жыл бұрын
ኣጆኻ ኣንታ ወዲ! ብዝዀነ ዶ/ ር ላይነሽ ገብሪሂወት፣ ታሪኽ ህይወታ አብ፣ መጽሓፍ "ደጀን" ተቐሚጡ ኣሎ። እቶም ሕድሪ ዝበልዋ ጀጋኑ፣ ሕድሮም ተተግብር ምንባራ `ዩ። ሓደ ዝተወግአ ብጻያ እንዳ ሓከመት እንከላ፣ ነፈርቲ ጸላኢ ደብዲበንኦም፣ ዓቕላ ኣጽቢባ ኔዉ _ኔጆ ክትብል ዝረኣያ ውጉእ በጥ በሊ ብምባል፣ አብ ዝባና በጥ ኢሉ ቃንዝኡ ጸይሩ፣ ካብ ነፈርቲ ጸላኢ ከምዘድሐና `ውን ታሪኽ ኣሎ። እሱ ግን፣ ብርቱዕ ማህረምቲ አብ ከባቢ ጎሮርኡ ስለዝነበረ ደም መላእ ነብሳ ሓጸባ! ተወግአት መሰላ፣ እንተ ዀነ ብጥበቡ ስለዘውጽኣ፣ ክልቲኦም ዲሒኖም ብዝነበራ ክእለት ሞያ ካብ ሞት ኣድሒና፣ ዳግም ኲናት ከምዝኸትት ገይራ፣ ድሕሪ ዓመት ንስለሃገር ተሰውአ! ካብ ዓይና ዘይለግስ ገዲም ተጋዳላይ ምንባሩ ድማ፣ ትገልጽ `ያ። ብሓቂ… ………ካብ ወጻኢ ሃገር ናብ ሰውራ ኤርትራ "ሞያይ ክጥቀመሉ ኣሎኒ።" ኢላ። ካብ ምቾት ናብ ሳሕል ዝወረደት ተባዕ ኤርትራዊት `ያ። ገለ ኤርትራውያን፣ ሓካይም አብ ወጻኢ ሃገር ዝነብሩ ድማ፣ ኣብነት ስለዝዀነት ታሪኻ ኣንቢቦም ግቡኦም ክሰርሑ ክብገሱ ኣለዎም!
@awetftisum
@awetftisum Жыл бұрын
ኢርትራዊ እዚ እዪ ብሃልና 🇪🇷❤❤️❤ ኣጆኻ ማሓሪ ሓወና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ሓወይ ኣብዛ ቻነል ፕሊስ
@awetftisum
@awetftisum Жыл бұрын
@@ishowlive408 እሰኪ ከኣ ግበረለይ 🙏 ኣነ ግለኪ ኣለኩ🙏
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
@@awetftisum ኦኬ
@amanmaeruf1474
@amanmaeruf1474 Жыл бұрын
@@ishowlive408 ok if ok if if 553ip3ii5555oidoiiiiiioig555go5
@khaby2738
@khaby2738 Жыл бұрын
💕💕💕
@feqereu1860
@feqereu1860 Жыл бұрын
እቶም ሽም ኣለና ዝብሉ ህቡባት ኣብ መድረኽ ከም ናትካ ድምጺ የብሎምን ኣሕሕ😪❤❤❤
@wedimeryet
@wedimeryet Жыл бұрын
እዋይ እዛ ዓለም መሻረዊት ከም ብዓል ንስካ ድኣ ከም ጻሓይ ምተወላዕኩም እንበር ኣብዚ ደረጃ ዚ ዶ ምወደቁም በል ኣጆካ ፈጣሪ ይሃሉ ምሳካ ❤🇪🇷🙏❤️❤️
@momomerhavi6941
@momomerhavi6941 Жыл бұрын
ዘሎ ይበዝሕ ሓወይ ኣጆካ ጥራይ ንበሎ !!!!
@mulie7510
@mulie7510 Жыл бұрын
ኣብርሽ ሓወይ በጃኻ ባ እዛ ደርፊ በይና ዘርግሑሉ ኣቤት ግጥምን፡ዜማን ምጥዓሙ።
@tesfalemhabtai1284
@tesfalemhabtai1284 Жыл бұрын
Abraham bejaka eta derfi awrdulna
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ሓወይ ኣብዛ ቻነል ፕሊስ
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
@@tesfalemhabtai1284 kemzelat ketzergah alata meshi ጥዕምቲ ኢያ
@yonasgrhmay
@yonasgrhmay Жыл бұрын
ናይ ማሓሪ ድምጽን ናይ ሜሲ እግርን ናዓይ ፍልልይ የብሉን ምሳይ ዝሳማማዕ ተሎ ላይክ
@wedieritrea770
@wedieritrea770 Жыл бұрын
እዚ ድምጺ ሕዝካ መሓሪ ሓወይ ኣጆካ ኩሉ ክብጻሕ እዩ ሂወት ከኣ ከምኡ እዩ ውረድ ደይብ እዩ ግን ክትዕወት ኢካ
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ሓወይ ኣብዛ ቻነል ፕሊስ
@natululi126
@natululi126 Жыл бұрын
ነዞም ጉጅለ ሸዊት ጸላእኩ።ግደፍና እንዶ ከመይ ኣለኻ ዘይበልኩሞ ሕጂ ጉዳዩ ኣብ ህዝቢ በጺሑ ባዕሉ ኣለውዎ ህዝቢ።ለመና ኣይተብዝሑ ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማሓሪ።
@kikilove6751
@kikilove6751 Жыл бұрын
Ya nay bhaki
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl Жыл бұрын
Bitami 👍
@meronberaki93
@meronberaki93 Жыл бұрын
Betami ember yexieluka
@eavenyohannes5176
@eavenyohannes5176 Жыл бұрын
Ya nay bhake abrhame yesbabklou neru ember seb Akonenun
@natululi126
@natululi126 Жыл бұрын
@@eavenyohannes5176 ንሚለኑ ክዝልፋ ፈቲኑ ኔሩ ኣይሰማዕካዮን ዲኻ ቆሪጾሞ ደርፊ ፊቲና ኣይሓለፈትን ደይ ኣብዛ ሚለኑያ ንሳ ክብል ከሎ ቆሪጽዎ።
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 Жыл бұрын
መርሓባ ኣብሪሂሞ ዓቢ ሰብ ማሓሪ ዝኩሉ ሓሊፍካ ተመሪዕካ ውላድካ የሪኤና
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ኣብዛ ቻነል ሓወይ
@rutagebreslase1862
@rutagebreslase1862 Жыл бұрын
ሙሕረይ ሽኮር ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ኣምላኽ ብፍጥራቱ ዘይጋገ ኣምላኽ እዩ መልኩዑን ጽቡቕን ጊሩ እዩ ፍጢሩካ ኣይትሰከፍ :: 2023 ዓመተ እልልታ እያ ቅድስት ትኹነልካ ሙሕረይ ሽኮር 😘😘😘
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ሓወይ ኣብዛ ቻነል ፕሊስ
@Naturalism85
@Naturalism85 Жыл бұрын
Ameen
@meradedeart9949
@meradedeart9949 Жыл бұрын
ሰብ ገግዚኡ ኣለዎ ኣብ ግዜኻ ዓለም ኣዛሪብካ ኢካ መሓሪ መረዋሕ ድምጺ። ሕጂ እውን ኣለኻ ኣጆኻ ጥራይ። ኩሉ ደርፍታትካ የሕዲስካ ኣቕርበልና።
@taz3739
@taz3739 Жыл бұрын
ባሓቒ እዚ ወዲ ቡዙሕ ጊዜ ይሓቱሉ ነይረ ሕጂ ብምርአየይ ከም ዘሎ ፈሊጢ ክሕባእ ዘይግብኦ ድምጻዊ እዩ ዘውጻእክሞ ብሓቂ ጽቡቅ ጌርኩም ክንሕግዞ ድማ ይግባእ🎉🎉👍
@alulihabibi690
@alulihabibi690 Жыл бұрын
ኣብሪሂሞ ጽቡቅ ስራሕ ግን ሙዚቀኛታት ኣምጺካ ናቱ ሾው ተተቅርበሉ ኣዚዩ ምጸብቀ ዓቢ ሚራል ምኮኖ ።
@erihalal3290
@erihalal3290 Жыл бұрын
ኣብራሂሞ ዕድመና ይሃብካ .ዝፈትዎ ደራፊ ኣበይ ኣትዩ ዝብሎ ዝነበርኩ ሓውና ዘምጸእካልና🌿♥🌿♥🌿♥🌿♥
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ሓወይ ኣብዛ ቻነል ፕሊስ
@erihalal3290
@erihalal3290 Жыл бұрын
@@ishowlive408 ቻነልካ ብዛዕባ ምንታይ ትነጥፈሉ መዓረይ
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
@@erihalal3290 ማሃሪ ንገር እየ ክዝርጋሓሉ
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
@@tesfazgihagos9019 እንታይ ዳኣሉ እዚ
@tesfazgihagos9019
@tesfazgihagos9019 Жыл бұрын
Abrham hawey wwwwwaaa
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl Жыл бұрын
አጆኻ ሚሒር ሓወይ ;❤️ ባዕል ኤሬና አፈወርቂ አብዚ ክትበጽሕ ዝገበርካ ክንስኻ ሐንቲ ማዕልቲ ዘይምዝካረን ዘሕዝን እዮ። ግን እግዚአብሔር ዓቢ እዮ ብምኽንያት ጌሩ አውጺኡካ አሎ 🙏🙏🙏
@macrobia5195
@macrobia5195 Жыл бұрын
His bank account is written on screen please
@SHo-le2hr
@SHo-le2hr Жыл бұрын
ይገርመካዩ ምስዘብለጥለጨ ይጎያ ኣለዋ
@tadeseamare9544
@tadeseamare9544 Жыл бұрын
ኣብርህሞ ሓወይ እዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ባኣምላኽ ክትረኽቦ አኻ ኣነ ኣብ ህወተይ ሙሉእ ነቢዐ ኣይፈልጥን ናይ ማሓሪ ህወት ግን ብጣዕሚ ኣብኪኒ ምስዚ ኩሉ ድምጹን ክእለቱን ሳኣን ተስፋ ዝህቦ ፍርቂ ዕድሚኡ ኣብ ገዛ ታኣዓጽዩ ከሕልፎ ብጣዕሚ ማዓንታ ከብድኻ ዝበልዕ ምስ ክነይቲ እታ ወላዲት ካኣ ሞር ተደንግጸካ ኣጆኻ ማሓሪ ሓወይ ካብዛ ሳዓት እዚኣ ኹሉ ሰብ ኣብ ጎድንኻ ኣሎ እግዛኣቤሐር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ሓሳብ ልብኻ ከስምረልካ እዩ ከመይሲ ነቲ ሰብ ዘይብሉ እምላኽ ስለ ዘለዎ ነዞም ኣራራት ኢንተርተይመንት ከማን ከምዝታት መታን ዝተፉኡ ስነጥበበጛታት ሃገርና ከምጹልና ሳብስክራይብ እዳ ገበርና ነተባባዓዮም ኢና የሕዋት
@ksentumuzghi821
@ksentumuzghi821 Жыл бұрын
ኣደ ናይ በሓቂ ኣደ❤🥺
@eri72
@eri72 Жыл бұрын
ጽቡቕ ትንሳኤ ብውሽጣዊ ሕማማትን ጸጋማትን ዝጠፍኤ ድምጻዊ ማሓሪ ክትኸውን እዛ ሓዳሽ ዓመት ክትኸውን ብዓል ምሉእ ተስፋ እየ ግን ማሓሪ ናይ ኣጆኻ ጥራይ ክኸውን የብሉን ወላዲቱ ኣተንቢሃትልና እያ ክትዛረብ ከላ ውን ንብዓት ጀረብረብ ዘየበለ የለን ስለዚ ገንዘባዊ ሓገዝ ብመልክዕ ጊ'ፍንድ'ሚ ተትክፈተሉ ሓገዝ ምኾኖ ፍነን ምተሰምዖ ካብቲ ወሪድዎ ዘሎ ነብሰ ምትሓት ተሲኡ ኣሕዋተይ እባ ኣብ ጎነይ እዮም ዘለዉ ኢሉ ናብቲ ዝደልዮ ስነ-ጥበብ ምተመለሰ ብዙሕ ከኣ መፍረየ ንእስነትና እኮ ኣዘኻኺርና ብዝኾነ ኣራራት ኢንተርተመንት ምዝጋና ይግበኣኩም እዩ እታ ናይ ሓገዝ ግን መሊኢኩም ጽደቑ ጎ'ፍንድ'ሚ ክፈትሉ ሰብ ክሕግዞ ብዙሕ ፍርያት ምሓሪ ከኣ ምኸሰብና ብሰንኪ ሕጽረት ባጀት ከይንከስሮ ዝከኣለኩም ግበሩ ሕሰቡላ እዛ ጎ'ፍንድ'ሚ
@muliemulie9519
@muliemulie9519 Жыл бұрын
Nay bhaki
@danialves7515
@danialves7515 Жыл бұрын
🇪🇷❣️ኤርትራዊ ከመኡ ዩ ምትሕግጋዝ ስኒት ፍቅሪ ዩ ባህሉ ሓጎስይ ወሰን የብሉን ኣብሪሂሞ ጽቡቅ መደብ❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋😍
@michaelkidane3042
@michaelkidane3042 Жыл бұрын
ኣብሪሂሞ ሓወይ ብጣዓሚ እየ ዘመስግነካ ንዝተሸገሩ ህዝብና ከምዚ ገርካ ምሕጋዝካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏ኤርትራዊ ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelkashay5744
@abelkashay5744 Жыл бұрын
ብህንጡይነት ኢና ክንጽበ ጸኒሕና ምሑር ሓዉና we love you bro ❤️
@habtomsweden1807
@habtomsweden1807 Жыл бұрын
ዶክተር ላይነሽ ናይባሓቂ ኣደ እያ ኣብ ኩለን ዞባታት ብሽማን ብምስላን ደለዎ ኣፍደገ ዓቢ ሕክምና ክስራሕ ኣለዎ ደቂ ኤረይ ሓላላት።
@yonastekle5295
@yonastekle5295 Жыл бұрын
ከምቲ ማዕድን ካብ ዕምቆት መሬት ዝወጽእ ንመሓሪ ካብ ውሻታ ናብ ህዝቢ ዘቕረብኩም ምስጋና ይግበኣኩም (ብፍላይ ኣብርሃም ዘሎኻ ልቦናካ ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔️
@salahidris7705
@salahidris7705 Жыл бұрын
ስውእ ኢሳያስ ጸጋይ ብሂወት እንተዝህሉስ ተስፋ ናስነቐ ልዑል ደረጃ መብጽሖ ኔሩ:ከም ዝመስለኒ ሸዊት ድሕሪ ኢሳያስ ጸጋይ ፋሕ ኢላ ኣጆካ መሓሪ I hope ኣዴና ኣብ ቀረባ ተሓጒሳ ክሪኣ
@ገተ
@ገተ Жыл бұрын
ሐንቲ መዝሙር ካአ ናይ ተመስገን ግበር ን አምላክ :መሐሪ ሐወይ!!😘
@tesfomkahsay2223
@tesfomkahsay2223 Жыл бұрын
ኣጆኻ ሕቡእ ኮኾብ !!!ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@merawediteseneymerawedites36
@merawediteseneymerawedites36 Жыл бұрын
ኣጆኻ ኣለና ኣብ ጎንኻ ማሓሪ ሓዊና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ዝሓወይ ፡፡
@biniamgirmayfan4886
@biniamgirmayfan4886 Жыл бұрын
መሓሪ ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኩላትና ምስሊ እግዚኣብሄርን ኢና ስለዚ ብፍጥረትና ክንኮርዕ ኢና ዘለና ሓድሽ ስራሕ ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና ኣብሪሂሞ ምስጋናና ወሰን የብሉን ❤️🙏🏾
@senaykuflu2394
@senaykuflu2394 Жыл бұрын
ኣደዋይ ማዓረይ መድሃኔ ኣለም ምስ ወላዲቱ ምሳኩም ይኹኑ ኣጆኻ ማሓሪ ሓወይ
@filimonweldat4351
@filimonweldat4351 Жыл бұрын
Ajoka mehar hawey kulu wedi erey ab genka alena abrihmo hawey ka ezi kulu tgebro zeleka kab amlak rkebo ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@temesgentecklemical3703
@temesgentecklemical3703 Жыл бұрын
መጀንርያ ኣብርሃም ሓወይ ምስጋና ነዓካ አዩ ዘለኒ ነዚ ኣዚና ንፈትወን ኣብ ቁልዕነትና ንፈትዎ ዝነበርናን ካብ የእምሮና ዘርሳዕ ደርፍታት ዘለዎ ስነጥበቤና መሓሪ ሂዝካልና ምጻካ፡ መሓሪ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ። ኣብተን ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ጉጅለ ባህልታት ዋላ ንክኣቱ እንተዝተሓባንርዎ ኣዝዩ ጽቡቅ ነሩ ሽዑ ካብ ገዛ ምወጸ ምስ ብዙሕ ሰብ ምሰርሐ ኔሩ ካባኡ ከኣ ዶሞዝ ምረከበ ስለዚ እዚኣ ናይ ኩሉኩም ስነጥበበናት ኤርትራ ሓላፍነት አያ።
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx Жыл бұрын
Absolutely important 👏 👌
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ሓወይ ኣብዛ ቻነል ፕሊስ
@Mrfunnyjohn123
@Mrfunnyjohn123 Жыл бұрын
Namlak entay ysano ❤amlak mulua mhret tmneyelka
@thereal1756
@thereal1756 Жыл бұрын
Big respect for ararat 👌🏽👌🏽👌🏽 ፈገረግር በዓል hdmina nebarit ተመሃሩ እስከ ካብ Ararat entertainment.
@afrahsuleiman4880
@afrahsuleiman4880 Жыл бұрын
Ab serha zelo seb beagiea mewsiad terha do koynu serhom beal ezom kelow
@asmaithagos1167
@asmaithagos1167 Жыл бұрын
Gdefoba abagie hizom ember fekedo darukubat snetebebnatat ykedu nmhari hawnaa dea zeybexhwo ,zeyetebabewo reayemo kebdka ybleaka kab mseaann zkefe yelen,Ente Abrsheyn Issayn emo bhaki eye zednkekum🙏🙏🙏
@ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ
@ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ Жыл бұрын
@@asmaithagos1167 Habtamat iyom zfetwu dka gn Amlaku hizu temesgen iyu zbl,,, slezi dma kebdka zbeli zanta nay Mehari ms semaku btami tesemiatni
@ta-sy6up
@ta-sy6up Жыл бұрын
ብዓል ኤሩ ገንዘባን መጥፊኢ ሲኢነናሉ ጨምላቃት
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 Жыл бұрын
ግደፎም እንዶ ናይ ህድሞና ድኣ ኣምላኽ አሎዎ ግን ነቲ ውጺዕ ሰብ
@nahommaherene9898
@nahommaherene9898 Жыл бұрын
Ajoka mahari hawey Egzabiher amlak edmen tenan yehabka Abraham hawena ka kebrt yehabka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AhmedMahmoud-zy9zv
@AhmedMahmoud-zy9zv Жыл бұрын
Abraham hawey mara eina nfetweka ka
@maykiltesfatsion5798
@maykiltesfatsion5798 Жыл бұрын
መሓሪ ሓወይ ሞርካ ሞርካ ሞርካ ኣጆካ ኣለና ኣብጎንኻ 2 ኣፍቀርቲ ከምዘለዋኻ ኢየ ዝፈልጥ ውበትን ኤርትራን ኣዴኻን ዓድኻን ኩራዕ ወዲ ኤረይ
@mearegmihreteab8125
@mearegmihreteab8125 Жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ ኣብሪሂሞ ኮኾብ ኣምጺኻልና ብሓቂ ዝተሓበአ ኮኾብ ን ኣብሪሂሞ ክኣ ርእይቶ ኣለኒ ንመሓሪ ሙሉእ ባንድ ሒዝካ መደብ ክትገብረሉ እልቦ።
@selamzaid8539
@selamzaid8539 Жыл бұрын
Leali sebka eka antahawey ajoka tray💖
@binitube8890
@binitube8890 Жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም ተመለስካ መሓሪ ሓውና፥ ናብ ንቡር ከምትምለስን ልዕሊ ሰብካ ከምእትኸውን እምንቶ ኣለና። ኣጆኻ ኩልና ኣሕዋትካ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ❤️❤️
@alexjohn996
@alexjohn996 Жыл бұрын
ዶክቶር ላይነሽ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ ክብርቲ ሰብ እክሞ ሓበን ይሰምዓኺ...... ድምጻዊ መሃሪ ከኣ ኣዝዩ ስሑል ጎረሮ ሓያል ብርቱዕ ኣተሓሳስባ ስለዘለካ ጌና መንአሰይ ኢኻ ዘለካ ኣብ ሓድሽ መድረክ ክንረኣካ ንጽበ..... ኣጆኻ በርትዕ
@gw4841
@gw4841 Жыл бұрын
በሐቂ ትምስገን ደተር ላይነሸ ክብሪ ምስጋና ይብጳሕኪ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ አጆካ መሐሪ ሐውና ምጳና ክንጵየካኢና ሐሳብ ልብካ ይሃብካ አብ ገዛ ከፍ አትበል ውጰእ ተጰወት ምስህዝብካ አብ ዓለም ከለና ዕድመ ጥዕና ይሃብን ንወላዲትካ ከሙ አብርሃም ነመስግነካ ቀጵሎ አምጳዮም ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹💞💞❤️
@shewhut822
@shewhut822 Жыл бұрын
Doctor linech long life
@ta-sy6up
@ta-sy6up Жыл бұрын
ብሉጽ ደራፋይ ኢካ መሐሪ ሕልና ዘይብሎም ስነ ቀንጠብጣብ ንሰብ አጆካ እዩ ተስፉኡ አቢ ናይ ሕልና አlbo god bless you my brother
@merhawitgebray4540
@merhawitgebray4540 Жыл бұрын
Ajoka mehari hawey nska fuluy jgnaa eka 🙏🙏❤❤💖💖💖👏👏👏👏👏
@asmeromtesfaslasie70
@asmeromtesfaslasie70 Жыл бұрын
ኩቡር ጋዘጠኛ ኣብርሃም ብልቢ ነመስግካ በቲ እንገብሮ ዘለኻ መኽንያቱ ኣበይ ኣለው ዝደኸሙ ወገናትና እልካ ደለኻ ከይ ታሓለልካ እትገብሮ ዘለኻ ሰራሕ ደጋጊመ ደጋጊመ ልባዊ ምስጋናይ የቅርበብ እግዛቢሄር ኣምኣኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረትርይ ♥️♥️♥️👌👌👌🌺🌺🌺🌺
@asmromamare937
@asmromamare937 Жыл бұрын
Btamie lbka ztnkf qalat ajoka mahari hawuna abrihimo ka btamie kubur seb eka qexlo
@tesfalemhabte6814
@tesfalemhabte6814 Жыл бұрын
ክብሪ ይግባኣካ ኣብርሂሞ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ❤️❤️
@anbessa91
@anbessa91 Жыл бұрын
ኣጆኻ መሓሪ ሓውና we all love you. ካባኻ ብተስፋ ኢና ክንጽበ ❤️ 🇪🇷
@rfbhiwot7971
@rfbhiwot7971 Жыл бұрын
ምስጋና ንአብርሀም ይብጻሕካ።ካብ መቃብር አውጺካዮ ንመሐሪ ዘኪርናዮ አምላኽ ዝዓደለካ ምቅባል ዩ ዘድሊ መሪጹ ዝውለድ የለን
@berbereasli6180
@berbereasli6180 Жыл бұрын
ጽባቀ ኣይኮነን መግለጺ ስብ ምሓሪ ብሉጽ ሰብ ኣጆካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ
@fisahayedebessay6876
@fisahayedebessay6876 Жыл бұрын
መስታ ኮኾብ ብልጭ ኢሉ ዝሃሰሰ ድምጹ ጥዑም በዓል ፍሉይ ቅላጸ እንቋዕ ደሓን መጻእካ መሓሪ ብዓል ፍሉይ ቃና በዓል ፍሉይ ሕብሪ We love you.
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 Жыл бұрын
ኣጀኻ መሓሪ ሓወይ ንስኻ ኣዝኻ ብሉጽ ናይ ብልጻት እኻ ዘሓለፈ ሓልፉ እዩ ሕጂ ኩሉ ሰብ ኣብ ጎንኻ ኣሎ ሕጂ ነቲ ኣምላኽ ዘሃበካ ጥራይ ኣሜን እልካ ተቀበሎ ከም'ቲ ተቀቢልካዮ ዘለኻ ኣጀኻ በርትዕ!!!
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 Жыл бұрын
ዶክቶር ላይነሽ ዕድመ ማቱሳላ ይሃብኪ ፈጣሪ🙏♥♥♥♥♥ ኣጆኻ ኩሉ ናይ ፈጣሪ ኢዩ 🙏 በቲ ፈጣሪ ዝሃበካ ጥበብ ተሓጎስን ተጠቐመሉን ♥♥♥
@yftalimtedros2812
@yftalimtedros2812 Жыл бұрын
ሰላም ንሃገርናን ንጓረባብትናን 🇪🇷
@issayasgebreindrias4984
@issayasgebreindrias4984 Жыл бұрын
"ነናህና ኣበር ኣለና" ሓቅኻ ኣብሪህሞ, ጽቡቕ ምትብባዕ ቐጽሎ
@rutaestifanos3359
@rutaestifanos3359 Жыл бұрын
Abrhimo btaemi ena nemesgneka gn hanti neger kblekum zdeli kulukum sne tebawyan hagerna gn zelewo tray tgoyu konkum nkulu ezi gn kkewn yblun hderakum eyu aqalbo kwhabo nerwo bzkon hjiwn dnkl bele ember aytekaewen nbl...Thanks
@medabereket686
@medabereket686 Жыл бұрын
ኬፍ ዘለዎ ወዲ ነተባብዓዮም ንክልቲኦም ኣብርሃም ከኣ ንፍዕ ጸግዒ ውጹዓት ምኻንካ
@Quayside2127
@Quayside2127 Жыл бұрын
His mother is so lovely
@kikilove6751
@kikilove6751 Жыл бұрын
ዓለም ምስ ዘለዎም እያ ኣጆኻ ኣምላክ ምሳኻ እዩ ሰብ ከም ንፋስዩ ዝርሕቀካ
@yordanosokbay3045
@yordanosokbay3045 Жыл бұрын
Ajeka mahre hawey edimen teanan yehbka fetari AMEN
@negasitesfay8558
@negasitesfay8558 Жыл бұрын
ቅድምን ልዕሊ ኩሉን ንዓኻ ኣብራሃም ምስጋና ይግባኣካ ድሕሪኡ መሓሪ ኣጆኻ ክብለካ ይፈቱ ኣምላኽ ይሓግዘካ፡፡
@macrobia5195
@macrobia5195 Жыл бұрын
33:59 and his account if you are fun of our brother
@michelekidane4256
@michelekidane4256 Жыл бұрын
አርትራዊ ከምዚ አዩ መሓሪ ሓወይ ኣጆኻ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወካ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 Жыл бұрын
መሓሪ ሓወይ ኣምላክ ኣሎ ብዓቢኡ ኣብ ጎንካ ኣጂካ ኩሉ ሰሰናዮ ይትምነየልካ ሓብትካ ካብ ስዲት ስዲ
@ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ
@ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ Жыл бұрын
በጃኩም ተሓባበርዎ ስምዐ ክመንዎ ዘካኣልኩ ስብ ብሓቂ ንሕና ሓበሻ እንነብር ዘለና ከምዚኣም ዝኣምስሉ የዋሃት ኢና ንነብር ዘለና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ክሪኤካ ተስፋ ይገብር 🤲❤️🌹 ሓፍትካ ካብ ትግራይ
@mebrahtuabay4339
@mebrahtuabay4339 Жыл бұрын
🇪🇷🙏🏿🙏🏿🇪🇷❤️ ብጣዕሚ ኣበይ ኣሎ ኢለ ዘታሓሳስበኒ ዝነበረ ስነ ጥበባዊ🌺🤝🇪🇷🇪🇷
@bereketzemuy4833
@bereketzemuy4833 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዋላ ኣዛርርብኡ ደስ ይብለካ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክበጽሕ ንሓግዞ
@rayarayumatubeskytube4033
@rayarayumatubeskytube4033 Жыл бұрын
ነቢዐ ። ኣዝዩ ጡዑም ድምጺ ኣለዎ።
@robelmebrahtom1859
@robelmebrahtom1859 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💘💘💘💘💘💘💘ሙሑር ንቅድሚት ካብ ሕጂ ንኒዮዉ ተዉጽኦ ደርፍታትኻ ዝዉሓደ 2 ሚሊዮን ክበጽሕ ዩ ሙሑረይ ንቅድሚትትትትትትትትትትትት
@habentekie1937
@habentekie1937 Жыл бұрын
ኪሮስ ዓመጺኞ ቶንኮሊኞ ደመኛና ሓሳድ
@zereaghirmay9859
@zereaghirmay9859 Жыл бұрын
ኣብርሃም ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ፡ ንኩሉ እትገብሮ እግዚኣቢሄር ምስኩሎም መሳርሕትካ ኣብ ስራሕኩም ዓወት ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይምነ። መሓሪ ብጣዕሚ ሓያል ሰብ ኢካ ኣብ ውሽጥካን ኣኣምሮካ ብዙሕ ዘይተመርመረ ጥበብ ኣለካ። ወዲ ሰብ ብደጋዊ ጽባቒኡ ዘይኮነ ብውሽጣዊ ጸግኡን'ዩ ሃብታም እሞ ኣጆካ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ወዲ'ዛ ሓላል መሬት ኣብ ጎንካን ኣብ ጎኒ ሃገሩን ኣሎ። ሰላምን ቅሳነትን ዝሓዘት ሓዳሽ ዓመትን ርሑስ በዓል ቅዱስ ልደትን ይግበረልና።
@lovemom8098
@lovemom8098 Жыл бұрын
መቸም ኣብርሃም ትበልዖ እንጀራ ኣለካ ብፍላይ ነዞም ዳሃዮም ዘጥፍኡ ተባሃግቲ ሰባት እናምጻኻ ትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ብኣምላኽ ክትረኽቦ ኢኻ። ብፍላይ ኣብ መድረኽ ዘለዎ ዓይነት እናደረፈን ኢንተርቪው እናገበረን ልክዕ ከም ናይ ዳኒኤል ጆፋዕ ማለት'ዩ ብጣዕሚ ምመቀረ ኔሩ። ብዝኾነ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ። Again Thanx ኣብርሂሞ.
@debesayzeray6130
@debesayzeray6130 Жыл бұрын
ክቡር ስነ ጥበባዊ ማሓሪ ምሉእ ጥዕናን ሓጎስ ዝመልኦ ሂወት ይፍጠረልካ we love you so much❤❤❤❤
@Edenmamerhawi1166
@Edenmamerhawi1166 Жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ መሓሪ ሓወይ ብጣዕሚ ጥዑም ደርፊ ኣለካ ጅግና ኢኻ ተስፋ ኸይትቆርጽ
@teklehaimanotyemane7515
@teklehaimanotyemane7515 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ መደብ፡ የቐንየልና ኣብርሂሞ። ስነ ጥበባዊ መሓሪ ድማ ግርማ ሕብረተሰብና ኢኻ፡ ኣጆኻ፡ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
@macrobia5195
@macrobia5195 Жыл бұрын
See it is written on screen at 33:59
@Bocaca49
@Bocaca49 Жыл бұрын
Good to see this boy 🎉very humble and disciplined. 🇪🇷I love the way he speaks.we are on your side don’t worry.
@mussieyemane2386
@mussieyemane2386 Жыл бұрын
Abrihimo you did great…ተኪእላ ግን እዛ ደርፊ ቆሪጽካ በይና የእትዋ ካልኦት ከየእተዉዋ ከለዉ
@jay_youth4118
@jay_youth4118 Жыл бұрын
Ajoka mahari hawena our childhood legend🙌..ente kiros gen neska teray aykonkan ab resu zeleka kulatena hzebi Eritrea ab resu ena zelna
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 Жыл бұрын
Dr.Laynesh always has a big role in our people may almighty God bless your rest of life
@midiyamtekle804
@midiyamtekle804 Жыл бұрын
ካብ ናይ ኪሮስ ኣለኩ ደኣ ናትካ ይሕሸና መሓሪ ሓወይ ኪሮስ ደኣ ነሀለካ ኣለኩ አናበለ ዓቢዱና እዚ ጠይቂ
@semharmussie7431
@semharmussie7431 Жыл бұрын
ኣብርሃም ሕልናዊ ፈትውትው እኮ ኣብ ቀጻሊ እወን ዝጠፍኡ የሕዋትናን ኣቦታትናን ከተመጽኣልና ክንጽበየካ ኢና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hagosteklesenbet9864
@hagosteklesenbet9864 Жыл бұрын
Ajoka mhari kemaka ybzhulna qdmkulu kea ጥዕና yfterelka Please 🙏🙏 🙏 beza nay kbrti weladitka derfi jemrelna btaemi tenkafit derfi eya Emo ab qereba nxbe👍👍👍👍👍👍👍
@anbesanbes7236
@anbesanbes7236 Жыл бұрын
❤❤❤
@hagosteklesenbet9864
@hagosteklesenbet9864 Жыл бұрын
@@anbesanbes7236 👌🥰🥰
@sarughere6145
@sarughere6145 Жыл бұрын
ኣብሪሞ ዓርከይ ደርፍታቱ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ድብለካ ስለዚ ከቦሓድሽ ኣብ ዩቱብ ክጽዕኖ ይላቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👌👍🇪🇷🇪🇷
@suzanabrhane1049
@suzanabrhane1049 Жыл бұрын
Ajoka mehari hawey ab gonka alena admen tana yhabka fetari 🙏😍😍😍😍
@yonasyemane3756
@yonasyemane3756 Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማሐሪ ሃወይ ክርስትያን ተስፋ አይቆርጽን እዩ በርትዕ ።🙏🙏🙏
@tecleberhane5001
@tecleberhane5001 Жыл бұрын
ሚሒር ድምጺ ድርፍኻን ኣተሓሳስባኻን ብልጫ ኣሎዎ፡ ኣጆኻ በርትዕ ንጉስ መድረክ ከምትውንን ሙሉእ እምነቱ ኣለኒ።
@hannagebris9886
@hannagebris9886 Жыл бұрын
Mehari Jgna wedi Eritrea 🇪🇷 ❤ 💯 👍
@yordanosmogos8456
@yordanosmogos8456 Жыл бұрын
Abrihimo hawey edemen teinan yehabka nei mehari hawina kab cheneket awsekayu bei amlk rekebu .
@yordagere4071
@yordagere4071 Жыл бұрын
ሃሳብ ልብካ የስምረልካ መሃሪ ሐወይ 🙏❤️❤️🌹🌹
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
እዛ ዓደይ ትብል ደርፊ ናይ ባዓል ናጽነት ዝደረፋ ጻዓኑልና ኸምዘላታ ምስ ኽሊባ 🇪🇷🇪🇷💯💯🇪🇷🇪🇷
@rehaboth203
@rehaboth203 Жыл бұрын
Dr Lainesh: a great person, educated and so professional. God bless her.
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh Жыл бұрын
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማሓሪ ሓወይይይይይይ ኣጆካ ዛዓርከይ ማዓረይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
@YourWorstNightmare525
@YourWorstNightmare525 Жыл бұрын
What a voice he got it’s a gift, am proud of you Abrimo you’re doing amazing work
@habazama7172
@habazama7172 Жыл бұрын
ክደይ ምስክለታ ተደፊና ከምዘላ ኣብዛ እሳት ዝኮንት ሃገር በዞም ሸፋቱ ውልቀመልኪቲ ዝገርመና ኣይኮነን ።ቃላቱ ነዞም ተጋሪ ይጥዕም ኣጆካ ምሕርየ ሓወይ ❤❤❤☝🙏🙏
@sulemansalih
@sulemansalih Жыл бұрын
ደርፍታቱ ግን ኣብ youtub የለን በጃኹም ከምዚኦም ድምጻውያን ኢዮም ዘድልይዎ ዘለዉ ነዚ ወለዶ ግድን ክኣ ክሕግዙ ኣለዎም ።
@ebu266
@ebu266 Жыл бұрын
ኣብርሂሞ ሓወይ ሓደ ናይዚ ግዜ ዝበለጸ ሰብ ንስኻ ኢኻ 100% i love u so much
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 Жыл бұрын
ምስጋና ንአብርሂሞ ንካናሪ ድምጺ ዘለዎ መሐሪ ደሊካ አብ አራራት ኢንተርተይንመንት አቅሪብካ ዘይምኖ ምቁር ዕላል ዘቅረብካልና🙏🇪🇷🇪🇷❤️💯👍🏾
@kidaneghebrekidan3499
@kidaneghebrekidan3499 Жыл бұрын
I hope mehari hawey kulu senay kikewn ajoka amilak alo abi'u tewekel
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 94 МЛН
Haunted House 😰😨 LeoNata family #shorts
00:37
LeoNata Family
Рет қаралды 16 МЛН
Mesghana Tekeste Shingrwa
6:31
Abashawil75
Рет қаралды 1 МЛН
🛑ለጥያቄዎቻቹ መልስ / መልሲ ንሕቶታትኹም /                                       #work  #lifeexperience #business
37:31
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 94 МЛН