ኩለን እተን ጭርሖታት ትርጉመን ጌታቸው ረዳ ኪሒድካ ኢኻ ወረድ ማለት እየን ንዚ ህዝባዊ ማዕብል ከዓ ደው ከብል ዝኽእል ምድራዊ ሐይሊ የለን 1/26/2025

  Рет қаралды 12,407

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

Пікірлер: 85
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 9 күн бұрын
By the way, i appreciate and am truly proud of Tigrai online and others' media for your huge efforts to reveal the facts. Viva Tdf!
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 9 күн бұрын
ናይ ባሐቂ ጌታችው ክይወረደ ስላም ኣንረክብን ብቕልጥፍ ክትግበር አለዎ
@almazadamu9175
@almazadamu9175 9 күн бұрын
Thank you 🙏🏾 TOL for your amazing support for Tigray people keep up your great work God bless you and your family❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ghidaydesta5870
@ghidaydesta5870 9 күн бұрын
Thank you TOL 🙏🙏🙏
@michaelnegussie458
@michaelnegussie458 9 күн бұрын
New dawn, new day for TIGRAI. VIVA TEGARRU !!!! TIGRAI TIS'IR !!!!
@azmarenigusse6197
@azmarenigusse6197 9 күн бұрын
Hi I am you're sub.
@yoniyoyo6393
@yoniyoyo6393 8 күн бұрын
ግሩፕ ደ/ፅዮንን ደገፍቱን ዘመናዊ ደርጋዉያን ቐተልቲ ሕዝቦም ምዃንኩም ስለንፈልጠኩም👉ሓሳብኩም ንኸይሰምር ክንቃለሰኩም ኢና💯ደላዪ ሰላም ዝኾንና መንእሰያት ትግራይዉን ክንዕወት ኢና💯👌
@NaemaAhmed-x1p
@NaemaAhmed-x1p 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@MimiMimi-kg8cb
@MimiMimi-kg8cb 9 күн бұрын
Thank you So much God bless you TOL ❤❤❤❤❤
@semirberhe7592
@semirberhe7592 9 күн бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@Tsehaykidane
@Tsehaykidane 9 күн бұрын
Thank you for sharing TOL
@Peaceonearthforall
@Peaceonearthforall 9 күн бұрын
During Getachew Reda's time in power, Tigray has been paralyzed and voiceless 😭😭😭
@mebaleberhane5280
@mebaleberhane5280 9 күн бұрын
VIVA VIVA TOL 💪💪💪 Keep up the hard work!!! We're so proud of you!!!💪💪💪
@AregawiArgawi-s5o
@AregawiArgawi-s5o 8 күн бұрын
አባላሸዩዋ ባ
@HaroguDesta
@HaroguDesta 9 күн бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 9 күн бұрын
ኣየ ደቂ-ዓደይ ዓዶም ብየማን፣ብፀጋም፣ ብቅድሚትን ብድሕሪትን ብፀላእቲ ተኸቢባ እናሃለወት " ትግራይ ብዘይካ ድኽነት ካልእ ፀላኢ የብላን" እናበሉ ህዝብና ዕጥቁ ፈቲሑ ኣደዳ ወረርቲ ገይረሙዎ እዮም። ሥለዚ እዞም ሠባት ትማሊ ንህልውና ህዝብና ዝጠቅም ሥራሕ ኣይሠርሑን፣ ሎሚ ይኹን ፅቫሕ'ውን ክሠርሑ ኣይከኣሉን።ሥለዚ ክልቲኦም ልሙሣትን መደናገርቲን ሥለዝኾኑ ይኣኽሎም።
@skylimit1423
@skylimit1423 9 күн бұрын
በሰለጠነው አለም ;እንኳን ይሔ ሁሉ ሰው ተቃውሞ የመተማመኛ ድምጽ ካጡ መሪዎች Resign ያደርጋሉ እነ ቮድካቸው ምነው ህዝብ ላይ ተጣበቁ? እነ ስዩምንና እነ አባይን ያስገደለው ማን እንደሆነ ግልጽ እየወጣ ነው
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 7 күн бұрын
እቶም አእላፋት ደገፍቲ ምምሕዳርን ኩናት ዝሰልቸዎ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግራይን ከ ዝወፀዎ ሰልፊ እቲ ረባሺ ጉጅለ ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ዘኽእሉ ድምፅታት ዶ አይኮኑን…!? እኒ ጉጅለ ደብርጭ በቃ ባሮት ናይ ሻዕብያ ንምኻን ወሲንኩም….ውይ ደ.ም.ህ.ት. ክትክኡ ሳሕል ክትወርዱ ኢኹም…መሕፈርቲ…!
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 9 күн бұрын
ክቡር ሓውና(TOL) ንሓደ ጉጅለ ደጊፍካ ነቲ ካልእ ክትወቅሥ ጌጋ እዩ። ክልቲኦም ካብ ሓደ ውዱብ ዝተፈናጨሉ ክልተ ኣካላት እዮም። ነታ ሓንቲ እግረኻ ፈቲኻዶ ነታ ካልአይቲ እግርኻ ትፀልኣ ኢኻ? ጌታቸው ይኹን ደብረፅዮን ክለቲኦም ትማሊ ኣብ ሓደ ዝነበሩ ሎሚ ናብ ክልተ ጉጅለታት ዝተፈናጨሉ ንህላወ ህዝብና ዋሕሥ ዘይገበሩሉ ንዕሥራታት ዓመታት ኣብ ድቃሥ ዝነበሩ ደቂ ህወሓት እዮም።
@ghch5195
@ghch5195 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@solomonabera9091
@solomonabera9091 9 күн бұрын
Good job TOL I support your views God bless you, Tigrai we prevail, and our land will be restored and our People will live in peace. We are at the finish line and we will finish it strong❤️❤️❤️👍👍👍✌️
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 9 күн бұрын
He was saying Gichit between the war ofTigray and so-called Ethiopia. I like it Mr getachew is Gega...
@skylimit1423
@skylimit1423 9 күн бұрын
DV , TIG TV በፍጥነት በአዲስ አመራር ይተዳደሩ ።ህዝቡን እየከፋፈሉት ነው TDF take action on media .Put media under new leadership
@Hmm-c8v
@Hmm-c8v 9 күн бұрын
❤❤❤🥰🥰🙏👌💊
@ninaabay2140
@ninaabay2140 9 күн бұрын
Thank you TOL
@kidaneberhe7911
@kidaneberhe7911 9 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ብከምዚ ዝአመሰላ ፍሉጥ ሰካራም ባንዳ ትግራይ ትሕመስ አይፍቀድን። ትማሊ ትማሊ ንትግራይ ዘመርክ ምድሬዋ ሐይሊ የለን እንዳበለ ዝጭድር ዝነበረ ሕጂ ምስ ጻድቃን ኮይኑ ትግራይ ከመርክክ ላዕሊ ታሕቲ ይብል አሎ። እቲ ዘሕዝን ከአ ምስ ንመላእ ኢትዮጵያ ዝሐመሰን ዝወድቅ ዘሎ ናይ አብይ መንግስቲ ኮይኑ ትግራይ ንምምርካ ብገንዘብ ቱገዚኡ ምፍታን ኢዩ
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 7 күн бұрын
እቶም አእላፋት ደገፍቲ ምምሕዳርን ኩናት ዝሰልቸዎ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግራይን ከ ዝወፀዎ ሰልፊ እቲ ረባሺ ጉጅለ ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ዘኽእሉ ድምፅታት ዶ አይኮኑን…!? እኒ ጉጅለ ደብርጭ በቃ ባሮት ናይ ሻዕብያ ንምኻን ወሲንኩም….ውይ ደ.ም.ህ.ት. ክትክኡ ሳሕል ክትወርዱ ኢኹም…መሕፈርቲ…!
@ninaabay2140
@ninaabay2140 9 күн бұрын
The women are too strong and they know what they are capable of
@frewoinigore1782
@frewoinigore1782 9 күн бұрын
Viva TDF viva Tplf viva they people of Tigrai❤❤❤❤❤❤
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 7 күн бұрын
እቶም አእላፋት ደገፍቲ ምምሕዳርን ኩናት ዝሰልቸዎ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግራይን ከ ዝወፀዎ ሰልፊ እቲ ረባሺ ጉጅለ ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ዘኽእሉ ድምፅታት ዶ አይኮኑን…!? እኒ ጉጅለ ደብርጭ በቃ ባሮት ናይ ሻዕብያ ንምኻን ወሲንኩም….ውይ ደ.ም.ህ.ት. ክትክኡ ሳሕል ክትወርዱ ኢኹም…መሕፈርቲ…!
@weldayberhe3114
@weldayberhe3114 9 күн бұрын
ወርቅ ህዝብ
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 9 күн бұрын
ክቡር ሓውና ክልቲኦም ኣካል ህወሓት ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ እዮም። እቲ እሥካዕ ሎሚ ዝፈጸምዎ በደል ከይኣኽሎም ነቲ ህዝቢ ኣብ ክልተ መቂሎም ከዋግእዎ እዩ እቲ ዕላምኦም። ሥለዚ ክልቲኦም ጸላእቲ ህዝቢ እዮም።
@marmaream9986
@marmaream9986 8 күн бұрын
ተክክል
@Niceertube-h3v
@Niceertube-h3v 9 күн бұрын
ግመት ሓገዝ ናይ ፈደራል ሓቲቱ አሎ ዚ ማለት ንሰራዊትና ይበሎ ድዮ?
@nigussebitew7507
@nigussebitew7507 9 күн бұрын
ኣይተ ጌታቸው ኣይተቐልድ ጉጅለታት ዝባሃል የለን:: ሓደ ውድብ ህወሓትን ኣብ ድሮ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ሸታሕ ኢሉ ዝወፀ ኣይተ ጌታቸው ዝርከቦ ጉጅለ ኣሎ:: √ ብሄራዊ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣሀጊርካ ጥልመት ፈፂምካ ሓድነትና ክብተን ለይትን ቀትርን ሰሪሒኻ ምልኪ ኣንጊስካ √ ኣመራርሓ ሰራዊት ልዕሌኻን ጉጅለኻን ፖለቲካዊ ማሕበራዊ ኢኮኖሚያዊ ትግራይ ቀርኒ ኣፍሪካ ዓለም ዝፈልጡ እዮም √ ሳልሳይ ወገን ክትፅውዕ ብኣሽሙር ተዛሪብካ √.ሕዚ ብጭቡጥ ኣባል ውድብ ህወሓት ኣይኮንካን ብዘዓባ አባልነት ማእኸላይ ኮሚቴ ምዝራብ ሕልሚ እዩ √ውሳነ ምቕባልን በዓልኻ ተዓራረይ √ ዝተጨንደሐ ውድብ የለን ትደልይኦ እሞ ይዝንገዐክን
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 7 күн бұрын
እቶም አእላፋት ደገፍቲ ምምሕዳርን ኩናት ዝሰልቸዎ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግራይን ከ ዝወፀዎ ሰልፊ እቲ ረባሺ ጉጅለ ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ዘኽእሉ ድምፅታት ዶ አይኮኑን…!? እኒ ጉጅለ ደብርጭ በቃ ባሮት ናይ ሻዕብያ ንምኻን ወሲንኩም….ውይ ደ.ም.ህ.ት. ክትክኡ ሳሕል ክትወርዱ ኢኹም…መሕፈርቲ…!
@BackFoot2023
@BackFoot2023 8 күн бұрын
Ajoka Getcho
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 9 күн бұрын
MR. GETACHEW The most Ewayala, medenagari...person everseen in Tigray. I was very mad and irritated after he released from the heart of criminals 447 criminals, genociders of Tegaru.
@frewoinigore1782
@frewoinigore1782 9 күн бұрын
Getachaw need to go now
@alguyonas3312
@alguyonas3312 9 күн бұрын
❤❤
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 7 күн бұрын
እቲ ሓደ ተአማኒ እቲ ካልእ ከሓዲ የለን ኩሎም ደቂ ትግራይ ፣ኩሎመ ንትግራይ ዝተቓለሱ እዮም ውታፍ ፀግዒ ውግንና ጉጅለ ደብርጽዮን ኢኻ፡፡ ጌታቸው ልዕሊ ደብረፅን መዓንጥኡ ሸጥ አቢሉ አብ ናይ ዓለም መድረኽ ሰለ ትግራይን ህዝባን ዝተቓለሰ ጅግናን ናይ ተንኮልን ሴራን ልቦና ዘይብሉ ብናይ ባዕሉን መሳርሕቱን ውሳነ ሓሳብ ዓዱ ክመርሕ ዝሞኮረ ዕስለ አመራርሓታትን ካድረታትን እታ ዝአረገት ህወሓት መሓውር ጊዚያዊ ምምሕዳር ከይጥንክርን እግሪ ከይተክልን ኮነ ተባሂሉ ሰሪሖም፡፡ ካብዚ ዝሓለፈ ሃተፍተፍ ዝተለመደ ምጭብርባርን ካባና ንላዕሊ ንሓሳር ዝብል ባህሊ ማሊሊት እዩ፡፡ እምቢ ንኹናት ፣ ግዝያዊ መንግሰቲ ትግራይ ንድግፍ ….! ዕረፉ ህዝብና ናብ ዝበአሰ ጥፍአትን ሕድሕዳዊ ጎንፅን አይተእትውዎ…!
@AzabAbay
@AzabAbay 8 күн бұрын
እቱም አሕዋት ሕዝብ ትግራይስ ድልየቱ ግልጽ እዩ እት ሽግሪ ድልየቱ ዝፍጽሙሉ ሓይል እዩ ስእኑ ዘሎ እት ውልዱ ዝኮነ ሽራውት ትግራይ እውን መግለጽ ታብ ምውጻእን ንሕዝብ ዘይፍጾሞ ተስፋ እናሐበ ስንፍለል የብሎ አሎ እት መግለጽ ታውዝወጽእ ዓሪባዒተ መዓልት ገሩ አሎ ምንም ዝተራአየ ለውጥ የለን ዓሪባዒተ መዓርት ንአጸበባ ዘሎ ሕዝብ ብጣዒም ብዙሕ እዩ
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 7 күн бұрын
እቶም አእላፋት ደገፍቲ ምምሕዳርን ኩናት ዝሰልቸዎ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግራይን ከ ዝወፀዎ ሰልፊ እቲ ረባሺ ጉጅለ ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ዘኽእሉ ድምፅታት ዶ አይኮኑን…!? እኒ ጉጅለ ደብርጭ በቃ ባሮት ናይ ሻዕብያ ንምኻን ወሲንኩም….ውይ ደ.ም.ህ.ት. ክትክኡ ሳሕል ክትወርዱ ኢኹም…መሕፈርቲ…!
@leonkahssai1637
@leonkahssai1637 9 күн бұрын
Tigrai online please ask your followers to protest one million people in the street
@تاتاتت
@تاتاتت 9 күн бұрын
ፈጣሪ ይታሓሶ❤👍👍
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 9 күн бұрын
Howcome on earth this kind of sekaram.. leads Tigray, very genuine of Tigrayans
@LetayGidey-zg6nu
@LetayGidey-zg6nu 9 күн бұрын
ናይ ዓንዛር ሚድያ
@ghidaydesta5870
@ghidaydesta5870 9 күн бұрын
Donkoro you’re talking about yourself
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 9 күн бұрын
ኣንዛር ባዕልኺ ጎሓፍ
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 9 күн бұрын
ዓንዛር እማ ከማኺ ዝበለ ዕሱብ ኢዩ
@PurposeDriven4U
@PurposeDriven4U 9 күн бұрын
How much more when Jesus says ENOUGH when He comes back to judge humanity? ‼️
@PurposeDriven4U
@PurposeDriven4U 9 күн бұрын
Are you READY? Yes, you, you and you❗️
@gezuyeson
@gezuyeson 9 күн бұрын
Fast action please
@Weldemariam-l9w
@Weldemariam-l9w 8 күн бұрын
መዕገርገርቲ ስለዝፀልመቶም ኸዕግርግሩ እዮም
@ስዒድሳልሕ
@ስዒድሳልሕ 9 күн бұрын
መስጣ 30 ዓመት ንኤሪትራዊ ደም ዘንባዕክሞ ኢድኩም ኢዩ ፈጣሪ ካብዚ ዘለኩሞ የግድደልኩም ኣንቱም ሩጉማት ህዝብን ኣማሓደርቲ ክልል ትግራይን መን ዝፈትወኩም ህዝቢ ኣለኩም ዘደይ ብተግባርኩም ረሳሓት ሓንጓል ጋዕጋዓት ቆማላት ሓንጓል
@alemkidane7964
@alemkidane7964 9 күн бұрын
እቱ ዓቢዪ ፀገም ኮይኑ ዝኒሀ እዞም አካላት እዚኣቶም ክልቲኦም አጥፊኹም ኢኹም ዝብል ሓላፍነት ተኸቲሉ ናይ ሂወቶም ወይ ህልውናኦም ዋሕነት ከየስእኖም ዝሰግኡ ይመስለኒ ንዓይ እዙይ እዩ እምበኣር እቱ ሓደገኛ መረግሕ ኮይኑ ዘሎ።
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 9 күн бұрын
ናይ ክልቲኦም ጉጅለ ህወሓት ባእሲ ናይ ክልተ ሓራምዝ ባእሢ እዩ።
@Nureaney
@Nureaney 8 күн бұрын
EBS እዩ ሰሚዐዮ እዬ መሬት ምንቅጥ አነ ናብ ኤርፖርት እዬ ዝኸይድ ንምንታይ ምስ በልዋ ናብ ትግራይ ክኸይድ ኢላቶም
@mebri1822
@mebri1822 9 күн бұрын
እሞ ዓገብ ኢልና እኮ አቢካና ጌጋ አየነይጌጋ ከ
@MikalTsegay-lg4me
@MikalTsegay-lg4me 8 күн бұрын
Ebs
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 9 күн бұрын
Kahdam banda, mr getachew.
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 9 күн бұрын
Hemaksabeka
@zemenfes62
@zemenfes62 9 күн бұрын
Bangladesh
@Weldemariam-l9w
@Weldemariam-l9w 8 күн бұрын
ቀይሕ መስመር ኣይንመሓላለፍን ዝበለ ህዝብን ሰራዊትን በቱ ሓደ ሓሶትን ቀልድን ውስልትና ኸምመሸጋገሪ ዝጥቀሙ ኣብ ምፍጣጥ ኣለዉ በቃ መንገዲ ህዝቢ ኽዕንቀፍ የብሉን ንግሊ ኽብሮም ህዝብናን መሬትናን ኣይንርክስን በቃና
@alishotekie2278
@alishotekie2278 9 күн бұрын
🎉🎉🎉
@Nureaney
@Nureaney 8 күн бұрын
ebs
@alemkidane7964
@alemkidane7964 9 күн бұрын
እዙ ውጥጥ እዙይ መወዳእትኡ ናበይ እዩ ኽወስደና ? ነቱ እምብለይ አይለቅቅን ተሾይመ እየ ኢሉ ናይ ባዕሉ መገዲ ቀይሱ ምስ ሾዮምቱ ተሓዚሉ ከም ቁርዲድ ጠቢቁ ዝኒሄ ሓይሊ በየናይ ጥበብ ገርካ እዩ ኽእለ?? እቱ ዝድለ ነቱ ጊዚያዊ ምምሕዳር አብ ትግራይ ብማእላይ መንግስቲ ተቐሚጡ ዘሎ በቱ ናይቱ ህዝቢ ሕቶታትን ጠለባትን ቅጭጭ ዝበሎ አይመስልን ነዙይ ዝፈትሕ ስጉምቲታውን ክሰርሕ አይረአን ዘሎ እቱ ምምሕዳር ትእዛዛት ፒፒ ካብ ምስሳይ ካልእ ተግዳስ አየርኣየን እሞ ስለዚ ህዝብን ሀገርን ብዘይጎድእ መገዲ ዝእለየሉ ሜላ ክትለም ይግባእ።
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 7 күн бұрын
እቶም አእላፋት ደገፍቲ ምምሕዳርን ኩናት ዝሰልቸዎ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግራይን ከ ዝወፀዎ ሰልፊ እቲ ረባሺ ጉጅለ ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ዘኽእሉ ድምፅታት ዶ አይኮኑን…!? እኒ ጉጅለ ደብርጭ በቃ ባሮት ናይ ሻዕብያ ንምኻን ወሲንኩም….ውይ ደ.ም.ህ.ት. ክትክኡ ሳሕል ክትወርዱ ኢኹም…መሕፈርቲ…!
@gezuyeson
@gezuyeson 9 күн бұрын
Add photo please the Media & journalists working Anti-Tigrian's
@marmaream9986
@marmaream9986 8 күн бұрын
ሐሾወሶቀበለነአተቀለሰ
@habteabtekest7412
@habteabtekest7412 9 күн бұрын
ከባብያዊነት ለፀናወተካ ዕሙት ከባብያዊ ኢኻ እስኻ። አነ እኳ ብግለይ ግምት ልድግፍ ሰብ አይኾንኹይ ግን ኹሉ ግዜ ንሰምዓካ እሞ አብ ናይ እቲኦም ትኾን ተላ ደፋፊንኻ ኢኻ ትሐልፍ። ሐሳዊ ኢኻ።
@Peaceonearthforall
@Peaceonearthforall 9 күн бұрын
The so-called Tigray Interim Administration must go now::
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 9 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ እንተይተዋረደ ይቕሬታ ኢሉ እንተወረደ የሕይሽ
@ፈዳይሕነ-ፈ6ኈ
@ፈዳይሕነ-ፈ6ኈ 9 күн бұрын
ውረድ ቦድካ ሓተላ
@gebremedhinwolduteklu7283
@gebremedhinwolduteklu7283 9 күн бұрын
ቕኑዕ ውሳነ ውድብና ህወሓትን ዝዘንገዐ ውሳነ ሠራዊት ትግራይን ብህፁፅ ይተግበር። ጠላማት ፀረ-ህዝብ ትግራይ ዝኾኑ ኹሎም ባንዳታት ብዘይ ወዓል ሕደር ናብ ሕጊ ይቕረቡ።
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 7 күн бұрын
እቶም አእላፋት ደገፍቲ ምምሕዳርን ኩናት ዝሰልቸዎ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግራይን ከ ዝወፀዎ ሰልፊ እቲ ረባሺ ጉጅለ ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ዘኽእሉ ድምፅታት ዶ አይኮኑን…!? እኒ ጉጅለ ደብርጭ በቃ ባሮት ናይ ሻዕብያ ንምኻን ወሲንኩም….ውይ ደ.ም.ህ.ት. ክትክኡ ሳሕል ክትወርዱ ኢኹም…መሕፈርቲ…!
@nigussebitew7507
@nigussebitew7507 9 күн бұрын
ፍንጫል ጉጅለ √ ኣብ ድሮ ጉባኤ ዘጫሀየ √ ሰራዊት ትግራይ በቓኻ ዝበሎ √. ህዝቢ ትግራይ ዘውገዞ ጉጅለ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ዝርከብ እዩ እዚ እዩ ሓቂ:: √ በቃ ወረድ ኣይትኸውንን ጉጅለ ብሄራዊ ክሕደት ምልኪን ብተናን √ ኣብ ሽዋ እዩ ቦታኻን ማሕበራዊ መሰረትካን √ ኣብ ሽዋ ኮይንካ 'ዶ ትግራይ ትሕለው?? √ብኽያትን ንብዓት ሓርገፅ የብቕዕ' ኣብ ወረዳታት 1. ኦፍላ 2.ኮረም 3.ራያ ኣላማጣ 4.ኣላማጣ 5 ዛታ ዝርከብ ህዝብና √ ካብ ወረርቲ ሓይልታት ሓራ ይውፃእ √.ብቋንቋ ትግርኛ ይመሃር √.ብዝመረፆም ይመሓደር √. ግዛኣታዊን መሬት ትግራይ ናብ ንቡር ይመለስ # እዩ ውሳነ ሰራዊት ትግራይ# ሰራዊትና ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ኣየእትዎን ማለት ንምንታይ ?? 1 ኣብዚ እዋን ፖለቲካ ትግራይ ብሄራዊ ድሕንነትን ረብሓን ትግራይ ምርግጋጽ 'ዶ ኣይኮነን እዩ?? ሰላምን ድሕንነትን ትግራይ ምርግጋፅ ማለትከ 2. ዝተመዛበለ ዝተሰደደን ህዝብና ናብ መረበቱ ምምላስ ኣብ ውሽጢ ፀላኢ ኮይኑ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብና ሓራ ክወፅእ ምስራሕ ማለት ኣይኮነን ድዩ? 3. ብገበትን ሓይልታት ፅንተት ዝተወረረ መረበት ትግራይ ምምላስ ማለት ኣይኮነን ድዩ? 4. ውዕሊ ፕሪቶሪያ ከይተሸራረፈ ክትግበር ምስራሕ ማለት ኣይኮነን ድዩ? 5 .ሕውየትን ዳግመ ህንፀት ክጅመር ምስራሕ ማለት ኣይኮነን ድዩ? 6.ኣብ ፅንተት ዝተሳተፉ ሓይልታት ተሓታትነት ክረጋገፅ ምስራሕ ማለት ኣይኮነን ድዩ?እዚ ክረጋገፅ ብዋናነት ፖለቲካዊ ሓድነት ክፍጠር ይግባእ እዚ ንምምፃእ 7. ልኡላዊ ስልጣን ህዝቢ ትግራይ ክረጋገፅ ምስራሕ 8. ሕገ መንግስቲ ትግራይ ምኽባርን ክኽበር ምስራሕ 9. ውሳነታት ኣብያተ ምኽርታት ምኽባርን ክትግበር ምስራሕን 10. ፖለቲካ ትግራይ ካብ ኢድ ኣታውነት ናይ ደገ ሓይልታት ሓራ ክኸውን ምስራሕን ምሕላውን ምሕደራ ትግራይ ብተጋሩን ኣብ ትግራይን ብዝካየድ ሰላማዊ ፖለታካዊ ቃልሲ ዝፍታሕ ምዃኑ ንምርግጋፅ ሰራዊትና ዝሰርሕ ዘሎ እዩ:: ሰራዊት ትግራይ ከም ትካል ኣባል ሓደ ውድብ ኣይኮነን'በር ፖለቲካ ትግራይ ምዕሩይ ክኸውን መሰል ዓርሰ ውሳነን ምሕደራን ትግራይን ውሑስ ክኸውን መስዋእቲ ከፊሉን ይኸፋልን ኣሎ:: መን እዩ ዳኣ ንሰራዊትና ከሸቑርር ዝፍትን ዘሎ እንተይልና ኣብ ግምት ዘሎ ጉጅለ ብሄራዊ ክሕደትን ምልክን ብተናን እዩ::
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 7 күн бұрын
እቶም አእላፋት ደገፍቲ ምምሕዳርን ኩናት ዝሰልቸዎ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግራይን ከ ዝወፀዎ ሰልፊ እቲ ረባሺ ጉጅለ ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ዘኽእሉ ድምፅታት ዶ አይኮኑን…!? እኒ ጉጅለ ደብርጭ በቃ ባሮት ናይ ሻዕብያ ንምኻን ወሲንኩም….ውይ ደ.ም.ህ.ት. ክትክኡ ሳሕል ክትወርዱ ኢኹም…መሕፈርቲ…!
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 9 күн бұрын
Hasawi
@solomonabera9091
@solomonabera9091 9 күн бұрын
Good job TOL I support your views God bless you, Tigrai we prevail, and our land will be restored and our People will live in peace. We are at the finish line and we will finish it strong❤️❤️❤️👍👍👍✌️
@SelamGery-b6f
@SelamGery-b6f 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@alishotekie2278
@alishotekie2278 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@alishotekie2278
@alishotekie2278 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@genetkebede3379
@genetkebede3379 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН