ፖለቲካ ቕልውላው ትግራይ ኸባብያዊነት ፖለቲካዊ ሽርሒ

  Рет қаралды 4,251

Hakfen Media Network / ሓኽፈን ሚድያ ኔትዎርክ

Hakfen Media Network / ሓኽፈን ሚድያ ኔትዎርክ

Күн бұрын

Пікірлер: 91
@Berheize
@Berheize 28 күн бұрын
Very fair and professional discussion and explanation Dr Solomon. We thank you a lot👏👏
@RigatTesfay-nq7wi
@RigatTesfay-nq7wi Ай бұрын
ተመሊስ ምስምዐይ አናዲድኒ ሐሳዊ
@TeweldeGuesh
@TeweldeGuesh Ай бұрын
ብግዲ ስምዕ
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 Ай бұрын
ዋው ዝገርም ኣገላልፃ ናይ ዶ/ር ሰለሞን መዝገቦ:: የቐንየልና!!
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Ай бұрын
ደንቆሮ
@belaweldu7142
@belaweldu7142 Ай бұрын
የቀንየለና ዶ/ር ስለሞን🙏😊
@GatachewYemen
@GatachewYemen Ай бұрын
አንዳዴ መማር እንደዚ ደቆሮ መደናቆርት መደርተኛ የሚያደርግ ጨለምተኝነት የተጠናወታቸው ሰብሰብ ለትግራዋይ ገበሬ አይጠቅም
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 Ай бұрын
That is true!!
@yemanedesta.
@yemanedesta. Ай бұрын
It is good discussion but I find Dr. solomon faced a challenge in responding to the last question.
@RigatTesfay-nq7wi
@RigatTesfay-nq7wi Ай бұрын
በይኑ ደኩተር ደብረፅየን ድዩ ሞ ወሲኑ ኩሎም እኮ ነይሮም ዩም አታ ደነዝ
@haye5696
@haye5696 Ай бұрын
No he knows the culture of TPLF All 9 discuss and vote in this case 7. To fit his argument or to justify his hate to debrethion in educated way
@nebiuaregay62
@nebiuaregay62 Ай бұрын
እዚ ሰብአይ ኩሉ ግዜ አብዘይምልከቶ ጉዳይ አብ 1993 ህወሓት ክፍፍል አኩሪፉ ንወፃኢ ንTDA ራህሪሁ ናብ ወፃኢ ከይድ ህዚ እንታይ ኩኮን እየ ዝብል?
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
ዘሓለፈ እናወቀስና ካብ ክነብር ንቅድሚት ከመይ ንውፃእዶ አይመኸሸን።
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y Ай бұрын
ንቅድሚት ክንከይድ እነተከይኑ አብድህሪት ዘጥፍኡ ከምገበኖም አዓይነት እናተቀጽኡ እንተደዓ ተሰሪህሉ እዩ። ዝሀለፈ ሀሊፉ እዩ እናተብሃለ እዩ አብዚህጂ ዘለናዮ ውርደት ወዲቅና ዘለና።
@semeregebre2835
@semeregebre2835 Ай бұрын
ሕቶ ነዚ Hakefen media Network እዚ መልሓሰኛ በለፀኛ ሰለሙን መዝገቡ። ህዝቢ ትግራይ ብቡዙሓት ፀላእቲ ተኸቢቡ ምስ መራሕቱ ኮይኑ ምስ ፀላእቲ ክረባረብ እንተሎ ሰለሙን መዝገቡ ብዛዕባ ትግራይ እንተደኣ ዝግደስ ኮይኑ ኩናት ክጅምር እንተሎ ንምታይ ሃዲሙ ናብ ኣመሪካ ከይዱ...?!!! ስለዚ እዚ ሸፍጠኛ ተንኮለኛ ንሱ ኣብ ጡንኩር ኩነታት ሃዲሙ ዝኸደ ከዳዕ ውልቀሰብ ብምንታይ መለክዒ እዩ ደ/ር ደብረፅዮን ክኸስስ ዝኽእል....?!
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 Ай бұрын
Recommendation to Dr Solomon instead of designing this dirty formality form your own party.
@haileh494
@haileh494 Ай бұрын
የቐንየልና በርትዑ ሓፍከን
@tedroskidane3179
@tedroskidane3179 Ай бұрын
ትግራይ የሰላም የፍቅር ክልል ትሁን ይህ የሚሆነው የናተ የትግራይ አዋቂ ነን የምትሉ ሰዎች ከውስጥ ችጋራቹሁ ይልቅ ወይ ይብለጥ የጎረቤት ክልልሎችን በአአጠቃላይ ኢትዮጵያን እና ኤርትራን የምታዩበትን እያታ አስተካክሉ ዙራያ ተጣልተህ ውስጥህ ሰላም ቢሆን ትርጉም የለውም
@aregaiw
@aregaiw Ай бұрын
ፅቡቅ ትንተና ሰሚዕና የቀንየልና። ናይ ዶር ደብረፅዮን ህወሓት ንናይ ጌታቸው ህወሓት ክገድፈሉ ኣለዎ ኢኻ ትብል ዘለኻ። ዝገርም ዩ፣ ኣብ ዓለም ተጌሩ ዘይልጥ ሓሳብ ዩ። እዙይ ዝኾነሉ ድማ ምሒር ዝተዛብዐ ፅልኢት ይመስለኒ። ንሐደ መራሒ ብቅዓት አብ 90ምፍላጥ ይካአል ዩ ዝባሃል ነገር አሎ። ንምዃኑ ጌቹ ትኽክለኛ መራሒዩ ኢልካ ዶ ትኣምን? ምስራሕ ከሊአሞ በር እወ ክምትብል ይግምት።
@hirayndahray
@hirayndahray Ай бұрын
እንተወሓደ ስልጣን መንግስቲ ሒዘ ኢሉ ኣብ ጉባኤ ዘይተሳተ ሓይሊ ውድብ ክኸውን ዝክእል አይመስለናን እዋእ እድር ዕቁብ እኮ ሕጊን ደንብን እኮ አለዎ ንምንታይ ናብ ጉባኤ ዘይቀረቡ ኢልና ዘይንመክር ዘይንወቅስ እቲ ዐገም እኮ ህወሓት ገዝጊዝካ ንምጥፋ ይስራሕ ዘሎ እዩ ነዙይ እዩ ዘተሓሳስብ
@negashmem8854
@negashmem8854 Ай бұрын
ንኳናት ምዝግጃው ቀሊል ኣይነበረን ምክንያቱ እቲ መንእሰይ ንቃልሲ ዝተልዓለ ናይ ሕልውና ሐደጋ ስለዘጋጠሞ እዩ! እዙይ ምርዳእ ይግባእ
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Ай бұрын
፦ ሙሁር ድዩ እዚይሰብ እዚይ ሐዚይ? አብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ብልፅግናን ህውሓትን ዘለዎም አፈላላይ ዘይምርድዳእ ናይዓቅሚ ፀገም ድዩ ዘሎ እቲ ዘይምፍታሕ? አይኮነን አይገለፅኻዮን አይትፈልጦን እውን። ፦ እቲ ጅኖሳይድ ኩናት ተዳለወሉ አይትዳለወሉ አይትርፍን ነይሩ። ዓበይቲ ሃገራት ዝመርሐኦ ኩናት እዩ ነይሩ። ብፅንዓት ህዝቢይ ተመኪቱ እበር ዓለም ሙሉእ ዝተሰለፈሉ ኩናት እዩ ነይሩ። ፦ እዚይኹናት ዶ/ር ደበረፅዮን ዝንቅፈሉ ዘይንቅፈሉ አይኮነን። ምድላው ክግበረሉ ነይርዎ ዝብል ሓሶት እዩ።ታይዓይነት ምድላው እዩ ክግበር ነይርዎ? ጅኖሳይድ ክፍፀም እዩ ኢሉ ዝገመተ መራሕን ሙሁሩን ነይሩ? አይነበረን። አይትሓስው። ሙሁራት ኢና ፈላጣት ኢና ንኽትብሃሉ ዘይነበረኩም ግምትን ሓሳብን አይትተንትኑ። GSTS ናይ ስልጣን ስብስብ እዩ። ንዕኡ እዩ አብ ህውሓት ምፍራስ ተሰሊፉ ዘሎ። ድቁርናኹምን ናይሓሶት ስብክነትኹሙን አብጅቧኹም ሸኩዕዎ።
@hirayndahray
@hirayndahray Ай бұрын
Does getachew has continty behavior invhis speech and practice ? What are doing general tsadkan and asefa abrha they exsercise their personal interest that thout back befire 30 year zigerem eyu qimom yiwatsiau alew hiwehat tetebalashiya beabalatan bihizibi tigrayn eya kitiere zelewa: nimintay ena nay tselaeti ajenda nesasi
@hirayndahray
@hirayndahray Ай бұрын
Fiyel wediya qizimzim wediya diyu zibahal ezi zelena tsegem hizibna meretna entay yikun nay widib muhlaw nirebahna yihigizena eyu entay nigiber zibil mefthi habena hizi tehatatinet wereda yibah ayikinen hutona mircha yikayed zibl tikikl eyu
@gebrey2668
@gebrey2668 Ай бұрын
It does matter from where they are as long as they are doing the right job it doesn't matter as long as from tigray you are taking about one district this is absolutely wrong.
@haye5696
@haye5696 Ай бұрын
Your revenge on TPLF could have waited till Tigray and it's population are safe.
@embaydesta3444
@embaydesta3444 28 күн бұрын
Hi ,Shabiya lekekat,yerasachu auru Evry time shabiya.😂 sorry for you weyane.
@alemhailemariam8541
@alemhailemariam8541 Ай бұрын
ሰላም ሓኸፈን ሚድያ ሓንቲት ሐቶ አለትኒ ካብ ዶ/ሰለሙን አገላልፃ ዶ/አብይን ,ኢሣያስን በምንም ምክንያት ካብ ናይ ትግራይ ተሓታትነት አይምልጡን ዝብል ተበጊሰ እየ: ሕቶይ አብይን, ኢሣያስን ካብ ዓለም እንተሓለፋ ኸ መን ተሓታትነት ይኸውን ? እቶም ውልቀ ሰባት ወይስ ብሃገር ደረጃ ክሕተት ይከአል?
@gz3089
@gz3089 Ай бұрын
እዚ ለይባ ብዘበን ኢሃደግ ሃዲሙ ዝመፀ ጠላም ትግርኛ ዝዛራብ ፀረ ትግራይ ኣብ ጊዜ ፀገም ዘጋድድ መፍትሒ ዘይቡሉ ደንቆሮ
@TeweldeGuesh
@TeweldeGuesh Ай бұрын
ሌባ ንስኳ!!ደብረፅዮን
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 Ай бұрын
Now, for me to listen more is enough, Stop no one will hear you.
@TeferMekonen
@TeferMekonen Ай бұрын
ናትካ ደጉተር ከምናይ ኣብይ ኣሕመድ ደጉተር ኢኻ ዞባ ኣይቲበል ፀማም ኢኻ ሊሊላላላላላኽኽኽኽሸ
@hakieye5649
@hakieye5649 Ай бұрын
Ignorance's like you can't analysis things because they are blinded with ignorance's.
@weldekirosmiruts9887
@weldekirosmiruts9887 Ай бұрын
ዶ/ር ሰሎሞን መዝገበ ኣብትግራይ ለውጢ ደላይ መሲሉ ዝቀርብ ብተወካሊኡ ጀ/ል ፃድቃን ኣቢሉ መንግስቲ ዝመርሕ ዘሎ ፖለቲከኛ እምበር ገለልተኛ ሙሁር ኣይኮነን ናይ ትግራይ ገባራት ሕቶ ዝምልስ ኣይኮነን ፀረ ህወሓት ዝሰርሕ ዘሎ አማካሪ ካውንስል ከይምስረት ናይ ህወሓት ቤ/ፅ ኣብዩ ካልኦት ተቐቢሎም እናበለ ውክልና ዘይብሉ ዘይውስን ምክርቤት ንትግራ ዝምነ ዕሉል ኣደርባይ ሙሁር ነው።
@ninaabay2140
@ninaabay2140 Ай бұрын
Victim blaming Tplf was a victim in the genocide
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 Ай бұрын
ስልጣንን ሓላፍነትን ናይ ሀደ ሳንቲም ክልተ ምልክታት እዬም አይፋላለዩን። አብ እንዳ ህወሃት ግን ስልጣን ማኣዝ፣ ከመይን አብ መንን ብሓላፍነት የሕትት ንምፍላጥ ምርምር አየድልዬን፦ 1. ስልጣን ከም ሀደ ሞያ ስራህ ዝቑፀረሎም ዝፍለጡሉ መለለይ አብ ተፈላለየ ቦታ ስልጣን መሐዝ እዩ። እዚኦም ሓላፍነት አይምልከቶምን፤ ጥፍአቶም ከም ናይ ጥንካረ መግለፂ አዩ ዝውሰድ። 2.ስልጣን ከም መመዘንን መማመይን። እዚኦም ብሀንደበት ንስልጣን ተሓርዬም ስልጣኖም በአይኒ እቲ ዘሓረዬም ድሌት ዝምዘንን ካብ ድሌት እቲ ሓራዬ ተወፂኦም ብሓላፊነት ተሓቲቶም ዝግልሁ እዬም። 3.ንዝኾነ ፖለቲካዊ ድሌት ጉጅለ ተባሂሉ ስልጣን ዝወሀቦምን አብ ተወሰነ ከባብታት ትግራይ ንዝርኣ ስምኢት ንምድኻም ስልጣን ዝወሓቦምን ካብ ዝተውሀቦም ስልጣን ንላዕሊ ሐላፍነት ክፀሩ ዝግበሩ እዬም። በዚ መነፅር እዚ ደብረፅዬን፤ዓለም፤ መንጀሪኖ፤ ጌታቸውን ንርአዬም እሞ ናይ ህሊና ፍርዲ ንሀብ።
@RigatTesfay-nq7wi
@RigatTesfay-nq7wi Ай бұрын
ነፃ እኮ ትገብርዋም አለኩ ባዕልኩም ምክንያቱ ንሐደ ስብ ናጣበኩም መራሒ ዋላ ሓላፍነት ይውስድ ቶም ምስኡ ዝነበሩ ከመይ ሎም ኑፁሀት ይመስሉ አለው
@tsigeabreha7538
@tsigeabreha7538 Ай бұрын
ደ/ር ሰለሞን ናይ እኒ ጌታቸው ደጋፊ ምዃኖም ብግልፂ ይዛረቡ አለዉ አብ ሕወሓት ዘለኩም ቂም ንምብቃል ግልፂ እናኾነ ይረአ አሎ።
@gebrielmulugeta2636
@gebrielmulugeta2636 Ай бұрын
Adisu(haweryat) tplf ab enka mekika kkkk
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
እሞ ንድሃኸ አበይ ነይርካ ኩሉኹም ኩላትና ተጋሩ ኢና ንጠየቅ ንስኹም ከምዘይነበርኩም ንመን ኢኹም ክተጣብቁ ኩሉ ትግራዋይ ሓሪሱ እዩ ነይሩ ፀላእትና አሚናዮም ግን ንሳቶም ተአሚኖም አይፈልጡን አይእመነኑን።
@abe.5351
@abe.5351 Ай бұрын
Dr. Solomon is a genius guy❤🎉
@tseggaimehanzel5099
@tseggaimehanzel5099 Ай бұрын
ትግርኛ ተዛረብ
@tsigeabreha7538
@tsigeabreha7538 Ай бұрын
ካብ ዶ/ር ሰሎሞን ዝዐበየ ትምክሕተኛን ጎጠኛን አሎ ዶ አብ ትግራይ?
@Matebkom
@Matebkom Ай бұрын
መኸተ ደብረፂዮን ክልተ ግዜ ንዲያስፖራ አኪቡ ዝልአኽምዋ ሰልዲ አብ ኢድ ኦየፈዲተር እዩ ዝብል መልሲ አይሓበን ነምበር ዋን ትሓታታይ ዝፍረደሉ ዶክተር ደብረፂዮን እዮ
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 Ай бұрын
እናፈለጥና ሸለል ክንብሎ እንተዘይኮይኑ ኩሉ ግዜ እቶም ዋና ወሰንቲ ዝኾኑ ናይ ህወሓት ካብ ሓደ ዞባ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ሓደ ቤተሰብ ኣባል ዝኾኑ ጥራሕ ከምዝኾኑስ ፉሉጥ ኢዩ።እቱ ዋና መሕዘናይ ግን ከምቲ ዝተብሃለ ኡዙ ሌነንስቲ ኣታሓሳስባ ወኒኑ ነቲ ናይ ማሕበረስባ ልምድን ስነልቦናን ሃደሽደሽ ዘበለ ስርቅን ሓሶትን ዘበራተዐ ፍትሒን ርትዕን ዘመንመነ ስለዝኾነ ኢዩ ኩሉ ህዝብ ካብ ልዕሊኡ ክወርደሉ ዝደልዮ ዘሎ።ፈተናን ፀላእናን እታ ኣብ ኤርትራ እትግበር ዘላ ኣብ ትግራይ እዉን ብሰላሕታ ተተግቢሩ ኢዩ።ህወሓት ድሕሪ ሕጅ ተሳኽእሉ ደጊሙ ትግራይ ከማሕድር እንተኺኢሉ ካብናይ ኤርትሪያ ብዝኸፌኤ ደረጃ እናጨፍጨፈን እናንበዐን ክገዝና ከምዝኽእል ክፍለጥ ኣለዎ።
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 Ай бұрын
Don't associate what is not to be associated and the reality also supported but your wrong analysis localism emerges and develops in TPLF only, you conclude this, where do get this objective reflections dirty mind.
@Matebkom
@Matebkom Ай бұрын
አብይ ንተጋሩ ወራር ከምዝገብር ምስ ጀፈደብረፂዮን አብ ሃደ ጠረጴዛ ነይሩ ንምንታይ ውሒጡወን ናብዚ አብፂሑና እንሓለየ ሕዝቢ ትግራይ ንቃሕ
@shanqonaina3558
@shanqonaina3558 23 күн бұрын
I didn't like the interviewr's mention of hibishti and Mount Soloda. It is, in fact, a stereotype, a conscious bias. It is a subtle way of perpetuating the all too familiar stereotype. If he were free of prejudice, his example could have been framed in comparison of likes with likes, say, Mount Enda Eyesus and Mount Soloda, or hibishti with sewa (our local bere.).
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 Ай бұрын
In your knowledge Fighters environment in Tigrai is different, new tactics to dissociate gallant Fighters of TPLF from what you called "New Blood "
@wediofla3230
@wediofla3230 Ай бұрын
Who are the new blood? Getachew Rada Aberham Belay Zadig Aberha Atakaliti (Mekele's PP dictator) Dr. Binyam Dr. Mulu Mickey (Fenkel) Alula Solomon ???
@hirayndahray
@hirayndahray Ай бұрын
even thiugh Getachew Had Stayed More Than 25 With TPlf He Has Tougg but nit has integrity so We need an expreinced person who has an integrity and principle fir tigray
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 Ай бұрын
49% ኢዮም ኣብ ደብረፂዮን ዘለዉ።
@gebrey2668
@gebrey2668 Ай бұрын
You have problem always
@seifegi9987
@seifegi9987 Ай бұрын
ዶክተር ሰለሞን እኔ አውቅልሀለሁ የሚል ትምክህተኛ ነው:: የፕሪቶርያው ውል የ ሙርክኛ ውል ነው እያለ ይከራከር ነበር:: ነገር ግን የጌታቸው እና የፃድቃን ስራ መሆኑን ሲረዳ ዝምታን መርጦዋል:: በሙሁር ስም ማደናገር ይብቃ::
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 Ай бұрын
ስህተት ነው:: ሁሉም ትግራዋይ የፕሪቶሪያው ስምምነት ሲፈሩም ደስተኛ አልነበረም ውሎ አድሮ ግን ትንሽ የሰላም ጭላንጭል አምጥቶ እፎይታን ስለሰጠ ተቀብሎታል ከዚህ ባለፈ ሱለሞንን ከባቢያ ለማስመሰል መሞከር ትክክል አይደለም
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
⁠ትግርኛ አጺርኻ ክትጽሕፍ ጻአር ክቡር ዘሪ?
@solomonalemu6605
@solomonalemu6605 19 күн бұрын
T
@solomonalemu6605
@solomonalemu6605 19 күн бұрын
Solomon is as genuine with the people's interest at heart as u can find
@haileseged1124
@haileseged1124 Ай бұрын
ዶ/ር ሰለሞን ናይ ረኸተ ገንዘብ ናይ አመሪካ ጥራሕ ተይኮነይ ናብ አውሮፓ'ውን ምሳኩም እዩ ዘሎ : አብ አመሪካ ለአኹ ተባሂሉ ። አበይ አሎ ????3 አብ ስዊዝ'ውን ዝተቀመጠ ነይሩ ናይ ሳልሳይ መኸተ እሞ ከመይ እዩ ????? ይነጸር ይጸብጸብ ናብ ህዝብና ክለአኽ ይገበር በቃ ምጭብርባር
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 Ай бұрын
ክምብል በለ ግን ኣይተደፍአን ሕዋሓት ነቒሓትሉ ጉባኤ ኣብ ሳዓቱ ገራቶ ሕቖኣም ተሰሮም ስለዙይ ሕዋሓት ተባራበር
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 Ай бұрын
New design, New strategy of narrow localist, designer man, itlect of ills, disintegrating man to spilt fighters, old from the New Blood, in fact.
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 Ай бұрын
What does free of terrorism and what does its implications to constitutional rights and to act in its extreme f8rm, ut has also temporarily certificate and second has the right to organion discuss, firm associations and any other forums.
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 Ай бұрын
መረፃ ከይግበር እዉን ህወሓት ኣብዙ ሰዓት ኡዙይ ሕጋዊት ኣይኮነትን።ስለዚህ እቲ መረፃ ክካየድ ኣይክእልን ማሌት ኢዩ።የሕዝን!!!
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y Ай бұрын
ጌታቸው ልደብሪጽ ገመድ አብ ክሳዱ አእቲውሉ እዩ እንታይ ዋጋ አለዎ። ደብሪጽ ላህማም ቁማር ተበልአኺ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
@@AyalewAlemu-m5yጎይቶኦም ረዳ ካሕሳይ ሙሑር እዩ university አዲስ university አሜርካ ዝቀጥቀጠ እዩ ባአል ደብረጽዮን ይኹን ተመሳሰልቲ ተጋደልቲ ሐለፍ ግበርሎም ዲግሪ & ሰሪፊፊኬት ዝትወሐቡ ዶ አይኮኑን ሐቂ ዘይትጽሕፍ ግደፍ ዶ ን ተጋሩ ኤርትራውያን ከማን ኩላ ትግራይ ቁንዲ ቁልፊ ብ ሰለልቲ ድዩ ገበርቲ ሐደግቲ ደቂ አድዋ ምዃኖም ግደፍ ዶ ኤርትራውያን ተጋሩ ኢትዮጵያ ሙሉእ ዝፍለጥ እዩ. ስለዚ ትግራይ ን ሰላምን ራሕዋን ዝሰርሐላ ትግራይ እዩ ዘድልያ ተዘይኮነ ርስተይ ሲኢነይ ኢልካ ጎይታይ ኢሳያስ ማሐረኒ አይከሜሕረልኩምን.
@semeregebre2835
@semeregebre2835 Ай бұрын
እቲ ቀዳመይ interview እኳ ኣይሰማዕኹዎን ብዝኾነ ቁፅሪ ሓደ ናይ ዓውራጃዊነት ወይ ድማ ቁሸታዊ ኣተሓሳስብ ፍልፍል ወይ ድማ ምንጪ ዶ/ር ሰለሞን መዝገቡ ዝበሃል ተንኮለኛ ሴረኛ ውልቀሰብ። እዩ። ሰለሞን መዝገቡ ቀደሙ እውን ሕወሓት ንምፍራስ ከም ተመን ውሽጢ ንውሽጢ ተንኮል ዝፍሕስ ዝነበረ ክፉእ ፅግዕተኛ ውልቀሰብ እዩ።
@TeweldeGuesh
@TeweldeGuesh Ай бұрын
ዓድዋ!!ጥራሕ ይሃንፃ ንትግራይ
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 Ай бұрын
Getachew is unfit and alcoholic. He is working for Abyi and should resign immediately form his position.
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 Ай бұрын
@@TeweldeGuesh narrow minded
@TeferMekonen
@TeferMekonen Ай бұрын
ኪድ ትግርኛ ኣስተኻኽል ፀማም
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
አስተኻኽል ትግርኛ ድዩ kkkkk ኢትዮጵያ ግርም ጌራ አምሐሪሒራትኩም እያ ተጋሩ አሓትና እዚ አራት ኪሎ ምስ ኣእተናኩም ኢኹም ተጋግኹም እምበርከ አብ ትግራይ አብ ቤትምሕርቲ፥ አብ ቤተ-ክርስትያን፥ አብ ቤት-ጽሕፈት ብትግርኛ ትምህርቲ ካብ ምግባር አምሐርኛ ኩሉ አብ ቤተ-ክርስትያን ከይተረፈ አምሐራ ምግባር ንእቀት መስዋእቲ መንእሰያት ተጋሩ እዩ. ሕጂ ብናተይ አራኣእያ ደብረጽዮን ከቢድ Genocide አሚጺኡላ ሕጂ ከሳጋግራ ዝኽእል ካብ ማሊላዊት Communist ግጅለ አድዋ ፍምሊ ናብ ቁኑእ Capitalists system መስመር እያ ትኸይድ ዘላ ሳላ Diplomacy president ጎይቶእም ረዳ ካሕሳይ ሕጂ ማለሊት ናፍቂት ሙስመር ማለሊት ን ትግራይ አጢፍኣቶ እምበር ዝኾነ ጣቋ አዩምጸኤትን ሕጂ አቅልጽበት መረብ ራማ ከይዳ ጎይታይ ኢሳያስ ማሐረኒ ኢላ አራት ኪሎ ክትምለስ ማለት ዘይሕሰብ እዩ.
@SesenHadish
@SesenHadish Ай бұрын
እግረ መንገድኻ ንባዕልኻ እዉን ፅቡቖ ኣፍልጦ (ካብቲ ኣዉራጃዊ ኣብ ህወሓት ቂም ዘለዎ) ሕሜታ ሓራ ዘዉፅእ ትንተና እዩ። ተለዊጥኻ ድዩ?ወይስ ካሊእ..ብዝኾነ ተሓጉሸለካ...ተሓጉሽና..
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 Ай бұрын
Are you thinking your new means could dismiss TPLF demolished No, No. NO, NO COUNCIL
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 Ай бұрын
😂😂😂😂😂ዓጋመቂቂቂ the USA vs ክልል ትግራይ መረጻ ???😂😂😂😂😂still on your moon walking
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 Ай бұрын
እዚ ሰብ ወገናውነቱ ዘፍለጠ እዩ ንምስማዕ እውን ዘየድሊ
@haileh494
@haileh494 Ай бұрын
ሓቂ ከምዚ መሪር ድዩ
@TeferMekonen
@TeferMekonen Ай бұрын
ለይ ኾኑ ሊኾኑ ሊበሉ ለይበሉ ሊመፁ ሊኸዱ ሊተመለሱ ዋይ ዘለኻ ደጉተር ዲኻ ፋጉቱር ኪዲ ደንቆሮ ኢኻ ሊሊሊሊሊላ ለኻት
@BIRHANUfisseha
@BIRHANUfisseha Ай бұрын
Who said so. Who are you af ter all. You are expressing your hatred by blaming Dr. Debretsion. He can make mistakes like any other person. However, he was not evaluated like that. People of Tigray kow. You are sitting in a comfort zone out side the country and bragging without contributing anything. Leave us, do not add problems if you couldn't contribute a little.
@dagimbirhan8919
@dagimbirhan8919 Ай бұрын
ብዘይ ደብረጽዮን ካልኦት ገበነኛታት እዮም
@MawuchaTesfay
@MawuchaTesfay Ай бұрын
ዶ/ሰሎሙን ዘይኮነስደርቲ ሠለሙን ተዝብሉኻ የሐይሽ ነይሩ ደደብ ኢኻ
@SesenHadish
@SesenHadish Ай бұрын
ዶር ሰለሙን ሎሟዓንቲ ደማ ክንእደካ ። ምኽንያታዊ ሙሁራዊ ትንተና ...
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 Ай бұрын
መህተፍተፊ ደብረጽየን በይኑ ናይ ክልል ኮይኑ ምስዓለም ተዋጊኡ እንታይ ከምጽእ ትብል ንኢትዮጵያ ዳኣ ሲዒሮማ እኮ ሸቃጢ ሰብ ኢኻ ጽልኣት መጸባረቒ ኢኻ
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 Ай бұрын
All dirty voices against TPLF Tigrai our people are different and one. But emerging please no way to convince us
@abelg7591
@abelg7591 Ай бұрын
Dear @berhanebairu4439 -It seems like you're really frustrated with the speaker's assessment. As I write this comment, I noticed that you’ve made 8 out of 18 comments, which is quite a significant portion. Many of your comments seem to be more about personal attacks rather than specific objections to the points made. If you strongly disagree with the guest’s perspective, perhaps you could suggest that the moderator interview you, so you can share your viewpoints and we can all gain a better understanding of your point of view so we may learn from it.
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 Ай бұрын
Get
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 Ай бұрын
It is not a personal attack, he can write as he wish, Getachew and this Dr are a copy cat of Abyi, just what his did Abyi to EPRDF, Getachew and his co are trying to dismantle Tplf from inside. You can form their own party and run against Teplf. Getachew is unfit to lead Tigray and he is alcoholic. He is paid by Abyi to surrender Tigray’s territories to Amhara. He is dividing us by awraga .
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Feta Daily
Рет қаралды 17 М.
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 48 МЛН
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 147 МЛН
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 36 МЛН
ምስጢር ዋዕላ ህግደፍ - ብኣስመሮም ሃይለ
25:04
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 48 МЛН