ዕላል ኤሪ አክስፕረስ ምስ ኣባላት 1ይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት 2ይ ክፋል

  Рет қаралды 34,271

EriXpress Media

EriXpress Media

Күн бұрын

Пікірлер: 263
@teshomeredae131
@teshomeredae131 3 жыл бұрын
ኣየ ዙር ቅጭን ዕላሎምን ጅግንነቶምን መወዳእታ ዘየብሉ እስከ ኣብ ዘለኹሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
tkekel
@habtomd7829
@habtomd7829 3 жыл бұрын
ሚኪኤል መሓሪ ናይ በሃቂ ጅግና ኢኻ አምላክ ሙሉእ ምህረት ይሃብኻ። ተኽሊት ድማ ንፉእ አርቲስት ብጥዓሚ እየ ዝፈትወካ። መን ከም ሕዝቢ ኤርትራ ዝበልካዮ ናይ በሃቂ አይተጋገኻን አጽሚ ይሓብኻ። ንኩሉ ሕዝቢ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦን ይሃበናን ፈጣሪ።
@michielhaile3034
@michielhaile3034 3 жыл бұрын
ባቦ ሚኪኤል ( ወዲ ማሓሪ ) ምእንቲ ደቂ ጋንታኻ ሂወትካ ዝወፈኻን ስንክልና ዝመረጽካ ጅግንነትካ ንዉልድ ወሎዶ ተዘካሪ እዩ
@yordanosbeyene4538
@yordanosbeyene4538 3 жыл бұрын
እዋይ ሐወይ ንሕናስ ብሳላ ስዉአትናን ስኑኩላትናን አብ ውሕሲቲ ሀገር ንነብር አለና ምሕረት የውርደልካ Erixpress media if there any foundries for him please share thank you.
@alem2627
@alem2627 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይምንየልኩም!!❤️🇪🇷❤️
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 жыл бұрын
Edemen tenan yehabka Mike hawena jegena warsay. 1 zurya dema bezi zegberkumo yemsgenkum kexelwo🇪🇷❤🇪🇷🙏🇪🇷❤🇪🇷🙏🇪🇷❤🇪🇷🙏
@massawaandassab3223
@massawaandassab3223 3 жыл бұрын
ጀጋኑና ሳላ ስንክልናኹምን መስዋእትኹምን ንነብር ኣለና የቐኔልና ፡ ክብሪ ንዓኹም ! ናይብሓቂ በቲ ሓደ ነቢዐ በቲ ካሊእ ካኣ ኮሪዐ !
@B.R.H-G.z.E.i8246
@B.R.H-G.z.E.i8246 3 жыл бұрын
ኣንታ ዱሁል ተጠሊምኩም ገዲፍካስ ሳላኩም ንነብር ኣለና ትብል። ሓንቲ መዓልቲ ኪንክሕሰኩም ኢና ኪትብል ይግበኣካ።ኣይ ከስርናን ኣይ ሰማዕካን ዲካ።
@massawaandassab3223
@massawaandassab3223 3 жыл бұрын
@@B.R.H-G.z.E.i8246 ኣብቲ ግዜ ' ቲ ንሶም እንተዘይነብሩ ፡ ወዮ ኣስመራ ድራርና ዝብሉ ዝነበሩ ፡ ንዓካ ምቖረሱካ ንዓይ ምተደረሩኒ ፡ ሳላ 'ዞም ጀጋኑ ግን ድሒንካ ኣነ ውን ድሒነ ፡ ስለዚ ሳላኩም እንተበልኩ እንታይ ' ዩ ከብድካ ረጊጽካ ? ኣይከሰርናን ካኣ ጸማም ኮይንካ እምበር ቀቅድሚ እታ "ኣይከሰርናን '' ትብል እንታይ ከምዝበለ ኪድ ተመሊስካ ስምዓዮ ፡ ቆንዳፍ ።
@B.R.H-G.z.E.i8246
@B.R.H-G.z.E.i8246 3 жыл бұрын
መጂራግ ሕጂ ዶ ተመስሖምካ ኢኒሀልካ ጀጋኑካ ፍርቆም ዒራዕሮ ፍርቆም ኢሮፓ ፍርቆም ስንክልና ኮፍ ኢሎም ትሪኦም ኣለካ።ትማሊ ከኣ መገዲ ዓሰብ ኢ/ያ ተከፊቱ ኢነሀልካ ደንጎላ
@massawaandassab3223
@massawaandassab3223 3 жыл бұрын
@@B.R.H-G.z.E.i8246 ሕጅስ ዳሓን መን'ዩ ዘእዊ ዘሎ ንርኢ ኣለና ጀጋኑና መቐለ ይዕንድሩ ኣለዉ ። ቆማል ዋሒድ !
@B.R.H-G.z.E.i8246
@B.R.H-G.z.E.i8246 3 жыл бұрын
ኣንታ ኢንታ ዝበለ ጉድ ኢዩ ዋጋ ከፍሎም ኢዮም ኣትዮም ደንቆሮ ኣበይ ተሪፎም ኪትብል ኢካ።ሃዳሚ ኢነትረ ዘይ ተልዕሎ ዓራት ኢንዳ ደቀስካስ መቀለ ኣትዮም፡ትብል።
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 3 жыл бұрын
Nay bihaqi mekati hizbi Eritrean tunuaet sidra.🙏❤🇪🇷❤🇪🇷🌹💐
@lovegoed5379
@lovegoed5379 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናነን ይሀብኩም አምላኽ 🇪🇷🇪🇷👍
@tsehaihadgu678
@tsehaihadgu678 3 жыл бұрын
ብመንፈስ ሃብታማት ዝኮኑ ስድራ ቤት ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🏼🇪🇷❤️
@amanuelkahsay26
@amanuelkahsay26 3 жыл бұрын
🇪🇷ኤርትራ ዓደይ፥ ዓዲ ሓበን!!!! - ከም ኤርትራዊ ጅግና የለን - ድምብርጽ ዘይብሎ ጅግና!! ሕጂ ውን ኣብ ጎኒ ሃገርናን ህዝብናን! ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ - ጀጋኑና ወትሩ ይኽበሩ። ፈጣሪ ነዛ ውቅብቲ ሃገርና ይሓልወልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@tesfaldetgebru8428
@tesfaldetgebru8428 3 жыл бұрын
መርሕባ ኣሕዋት ተሌፎን ናይ ዝኦም ሰድራ ሰደድልና ብሓቅ ጀግና እዋይ ኤርትራውነት ማለት
@gw4841
@gw4841 3 жыл бұрын
ሐቂዘረባሐበሬታቴሌፍኑምሕባርየድሊ አጆካተባዕተቃላሲ ናይበሐቂሰንናነኪስናመኪትናዩ ናይበሐቂ ሙልዕጥዕናይሀብካ ዕመትዕመትከምቲዝበልካቀጵልዋ ንፍዕትአሕዋትአለዋካ አምላክይባርከን ይመክተኦ ከብታዝዕልዋሰሚዕናያ ጅግናእዩተሐበና። ዘለዓለማዊዝክረንሰማዕታትና
@michielhaile3034
@michielhaile3034 3 жыл бұрын
ባቦ ሚኪኤል ( ወዲ ማሓሪ ) ምእንቲ ደቂ ጋንታኻ ሂወትካ ዝወፈኻን ስንክልና ዝመረጽካ ጅግንነትካ ንዉልድ ወሎዶ ተዘካሪ እዩ
@selfreliance8999
@selfreliance8999 3 жыл бұрын
ዓጋመ የሕዋትና እዮም ትብሉ ኤርትራውያን ገደል እተው ጅግና ሐውና አምላኽ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehariande2966
@mehariande2966 3 жыл бұрын
ኣጆ ኩም ኣብ ጎነኩም ኣለና ኣነዉን ኣብዛ መሕበር ምሳኩም ኡቱዌኤ ጻ ሕፉለይ👍🏾👌🏾🙏🏾🇪🇷❤🌹🇪🇷
@Titi-sx2wx
@Titi-sx2wx 3 жыл бұрын
ERI heroooo🦁💪👸🤴 never forget them always in our heart 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelgrmay2957
@abelgrmay2957 3 жыл бұрын
ERl herooo🦁💪🏽nerver forget them always in our heart🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gmanyem1057
@gmanyem1057 3 жыл бұрын
ኣሕ ወያነ ሲ ኢድኩም ኣይትስ ኣኑ ዳኣ ጀጋኑ ብሰንኩኩም ኣብዘይውደቅ ወዲቁ፡ ናይ ኢድኩኩም ድኣ ረኪብኩም ኣለኩም እምበር፡
@selfreliance8999
@selfreliance8999 3 жыл бұрын
ሕጂ ይስሕንዋ አለው እዞም ሰረቕቲ ዓጋመ
@lemlemwolday2976
@lemlemwolday2976 3 жыл бұрын
ኣጆኹም ጀጋኑና ኣብ ጎንኹም ኣለና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 жыл бұрын
ሚኪኤል ዝተረፈ ዕድሜኻ ኣምላኽ ኢዱ የንብረልካ ሓወይ ነቢዕ ግን ኩሉ ናይ ኣምላኽ ፍቃድ ኢዩ ኣጆኻ በርትዕ.
@yohannesberhe9995
@yohannesberhe9995 3 жыл бұрын
ሚኪኤለ ማሓሪ ጅግና ኤርትራዊ
@loveeritrea3235
@loveeritrea3235 3 жыл бұрын
I love dei Eri❤❤❤ I misss you so much😍 I know the first is first God bless you🙏 brother and sister don't worry brother and sister I stand with you👍❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ 😍
@tesfayokubamaryam7274
@tesfayokubamaryam7274 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ደቂ ኤረይ
@solomonmichael9158
@solomonmichael9158 3 жыл бұрын
1ይ zuria deke asmera tseada ጀጋኑ u are my ሞዳል bless u
@ሀያትሙሀመድ-ሰ9ቐ
@ሀያትሙሀመድ-ሰ9ቐ 3 жыл бұрын
*ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣያታተይ*
@ኤዱሳንዳይ
@ኤዱሳንዳይ 3 жыл бұрын
1st round, My beautiful round brothers & the SUNSHINE OF ASMARINOSSSS ❤️❤️🌹😘 FOREVER
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 жыл бұрын
አዞም ሳሕሳሓት ጽቡቃት ሙሩጻት ኣብዘይደለናዮ ታዓወት ጅግና
@habt8607
@habt8607 3 жыл бұрын
Hager Semaetat Hagerna salakum kabzom Junta lomi dihina ❤️🇪🇷🇪🇷 Zelalmawi Zkri ne Semaetat Eritrea 🇪🇷 .
@habtoomamanyes3121
@habtoomamanyes3121 3 жыл бұрын
kulu nsle eritrea 🇪🇷 we Love you gignana 🇪🇷
@Bocaca49
@Bocaca49 3 жыл бұрын
You guys reminded us Sawa!! Much respect heroes ✌️bless our beloved martyrs and our beautiful Eritrea 🇪🇷✌️Miss all my 5th round badges
@ቅድስቲሃገረኤርትራ
@ቅድስቲሃገረኤርትራ 3 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ተሌፎን ናይ እንንተ ትጽሕፉልና ሰብ ዓቅሙ ምሓገዘ
@Wedi-Eri282
@Wedi-Eri282 3 жыл бұрын
ንመስዋእትን ስንክልናን ከም ጽቡቕ ህያብ ዝቕበል ጅግና ህዝቢ ። ከም ኤርትራውስ ይህሉ'ዶ ይኸውን ፧
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 3 жыл бұрын
ንስዉኣቱን ስንኩላኑን ዝጠልም ከም ኤርትራዊ መሪሕነት ከ ኣሎ ዶ?
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 жыл бұрын
@@bereketweldu2870 neska eske nenbska hetet nsenkulan sedra sewat entay gierklom teflet ezi eko nay kulu eritreawi halafent eyu.
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 3 жыл бұрын
@@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ ከምኡ ኣይኮነን ኣብዝኾነ ሃገር ንሰራዊት ንስንኩላን ንኻልእ ዝተጸገሙን ሓገዝ ዝግብኦምን ህዝቢ ዝሕግዞ የለን። ካልእ ኣብ ኤርትራ ግን ከምቲ ዝተጋደልዎን ዝሰንከሉዎን እቲ ከዳዕ መራሒ ክሒድዎም ኢዩ። ሕጂ ኮለል ኣይትበል፡ ስርዓት ኢሳያስ ከዳዕ ኢዩ።
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 жыл бұрын
@@bereketweldu2870 neska eika kede neti ewer xelka mekenit mexarfi tetkemlu ember abzi interview mengsti akemu yegber kem zelo eyom tezaribom kab xerfi akemka hagezo senfe.
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 3 жыл бұрын
@@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ ተኾሻሚ ንስኻ ሕጂ ኣበራት ህግደፍ ክትክውሎ ትፍትን ኣለኻ ድሑር
@starthegunners7089
@starthegunners7089 3 жыл бұрын
ቀዳማይ ኣብ ኩሉ ቀዳማይ ንመስዋእትን ንመውጋእትን ብዘይ ተጉላብነት ዝተወፈዩ ኣብነታውያን ንዝቐጸሉ ዙርያታት እዮም::
@weinighebrehiwot7718
@weinighebrehiwot7718 3 жыл бұрын
ተለፈኑ ናይ ምኪኤል መሓሪ እባ ስደዱልና :: ንጅግና ኣይብከዮን እዩ : እንድዒ ታሪኩ እንዳ ሰማዕኩ ከለኹ ንብዓት ዓይነይ ጠጠው ምባል ኣብዩኒ :: ብኹሉ ነገሩ ሓያል ዝኾነ ሰብ ::
@ቅድስቲሃገረኤርትራ
@ቅድስቲሃገረኤርትራ 3 жыл бұрын
እወ ንተሓጋገዝ ደኣ ደቂ ኤረ
@weinighebrehiwot7718
@weinighebrehiwot7718 3 жыл бұрын
@@ቅድስቲሃገረኤርትራ ቴሌፎኑ እንተ ንረክብ ጽቡቅ ኔይሩ :: Please if you have it.
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
Wela nay
@michielhaile3034
@michielhaile3034 3 жыл бұрын
ብዝተኻእለኒ ዱልየ ከምጻኣልካ እየ ፣ ባቦ ሚኪኤል ( ወዲ ማሓሪ ) ምእንቲ ደቂ ጋንታኡ ሂወቱ ዝወፈየ ስንክልና ዝመረጸ ጅግንነቱ ንዉልድ ወሎዶ ተዘካሪ እዩ
@delinaerk9219
@delinaerk9219 3 жыл бұрын
Jeganw eidmen tenan yhabkum wedi ziabab arkey
@dmgalves3291
@dmgalves3291 3 жыл бұрын
I am proud of you Mikie hero God bless you 🙏🏾🙏🏾🇪🇷❤️
@iahesthabte1143
@iahesthabte1143 3 жыл бұрын
ጀግና ዋርሳይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmarabella2629
@asmarabella2629 3 жыл бұрын
1St round for life. I love you guys.
@danitenardos2317
@danitenardos2317 Жыл бұрын
Ewayyy lbona tbet! Alena gezakray ney hawuna ekul eyu ... wow 👌 Egziabhier Amlak edu yenbrelka
@loveeritrea3235
@loveeritrea3235 3 жыл бұрын
Thank you guys for interview ❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
@amiroamir5039
@amiroamir5039 3 жыл бұрын
Kedamay zuriya for ever. Best of the best. . azmarinotat
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ምስ ንፈትዎም ጥበብ-ታርኽን ዝውኑኑ ሃገራውያን ኤርትራውያን ሃገርና ትባርኽልና።😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@semharberhe8748
@semharberhe8748 3 жыл бұрын
Deki halal meret edmn tenann yhabkum ftari 🇪🇷💕🇪🇷
@aezibgebrehiwet523
@aezibgebrehiwet523 3 жыл бұрын
Geganuna kulu sel etitra 👍👍👍👍👍👍🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿
@asmeragijiret6756
@asmeragijiret6756 3 жыл бұрын
አዚባ ጽብቅቲ ፍጥረት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohabarustu4137
@yohabarustu4137 3 жыл бұрын
ዙር ብዓል ሓየት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💪💪💪💪💪💪💕💕💕💕💕💕
@salemabdlkader7749
@salemabdlkader7749 3 жыл бұрын
ኣጆኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበግሶ 1 ይዙር ዝፈትዎም ዓለምተይን መምህራነይን ኢኹም ኣነ 3 ዙር እየ
@helwanhoney7371
@helwanhoney7371 3 жыл бұрын
Edmen tenan yehabkum tsbukat
@halal06
@halal06 3 жыл бұрын
Can anyone pls post his cellphone or his sister's number please. I really need to help this hero our icon. Can't stop tear down.
@michielhaile3034
@michielhaile3034 3 жыл бұрын
I will try to forward you his phone number , I know him personally he one of the very brave and famous leader of our team
@michielhaile3034
@michielhaile3034 3 жыл бұрын
Michiel Haile ባቦ ሚኪኤል ( ወዲ ማሓሪ ) ምእንቲ ደቂ ጋንኡ ክብል እዩ ስንክልና መሪጹ ሓደ ካብቶም ካብቶም ታሪኾም ክጽሓፍ ዘሎዎም ዋርሳይ እዩ
@michielhaile3034
@michielhaile3034 3 жыл бұрын
ናይ ሚኪኤል ማሓሪ ባቦ 002917215605
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
Lebamat sdra Mehari Areaya.
@elltaeri3624
@elltaeri3624 3 жыл бұрын
ደጊም አጆኩም ጸላኢና ተቐቢሩ ፡ ድላይና,፡ክንበጾሖ,ኢና አጆኩም,፡ስድራ ቤት፡ ፡ምኪኤል
@eden1364
@eden1364 3 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኹም ኣሎና ኣጆኻ ኣጆኹም ። ጀጋኑ ኣናብስ።
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 жыл бұрын
ጽኖዓት ይሃብኩም ናይ ሓውኹም ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@daniboy9630
@daniboy9630 3 жыл бұрын
ከመይ ጌርና አውጽና ከነሕክሞ ንክእል ? ሰልዲ ክንሰድድ ንክእል ሂወቱ ከነድሕን እንተፈተና ፅቡቅ ይመስለኒ መንግስቲ ከመይ ይተሓበበና? እንድሕር ክወፅእ ዝክእል እንድሕር ኮይኑ ይተኣመንን እየ ሕዝቢ ኤርትራ አነ አነ ከምዝብል
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
Oooooo Amlak yakl belena.ftwat ahwatey egzabher ybarkum
@almazarefe2246
@almazarefe2246 3 жыл бұрын
Eway nay behaki🇪🇷🇪🇷👍 fokorat ❤️❤️🥲🥲
@mislalmaashow2365
@mislalmaashow2365 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊🇪🇷✊ WARSAY gegna CHEFRA kentu Eda rekiba ✊✊✊
@DLETEY291
@DLETEY291 3 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ኤርትራውያን ጀጋኑ ዓወት ንሓፋሽ ።
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
Egzabher ybarkum
@yohabarustu4137
@yohabarustu4137 3 жыл бұрын
ኤውይይይያ ነስ ከም ቀዳመይ ዙር ጌረ ዝፈትዎ ዘይብለይ eti ሂወት ምስኦም ነሩ አላሎም ቱኣኡም አዩ ሓጎስ ዝመላኦ ሂወት አዩ ነርዎ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯
@asmarinabela4237
@asmarinabela4237 3 жыл бұрын
Hawey mearey mihret yewrid 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 жыл бұрын
ሚኪኤለ አዋይ ጀግና
@adhanetadhanet7598
@adhanetadhanet7598 3 жыл бұрын
🇪🇷💪Behaqi men kemzi hezebi 💪🇪🇷🌹❤👌🇪🇷💪👍❤🇪🇷✌
@tesfaldetberhe2034
@tesfaldetberhe2034 3 жыл бұрын
ዋው ብቀዳማይ ከይወዳክዋ ኣብ መንጎ ስራሕ ከለኹ ከም ገለ ክብል ኣብ ዩቱብ ረኺበያ እና ሰማክዋ ከለኹ ብምኽንያት ስራሕ ከይ ወዳክዋ ጠፊኣትኒ ሕጂ ኻኣ ኣጋጣም መጺኹም ሕጂ ተገዲሰ ክሰምዓ ኢየ ማራ ዕላሎም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ዘሕለፍዎ ስሒብኒ ኣነ ሓውኹም ተስፋልደት በርሀ ካብ ኢስራኤል ::
@adhanetadhanet7598
@adhanetadhanet7598 3 жыл бұрын
🇪🇷🌻💪long live eri x perss meda🇪🇷💪🇪🇷❤🌻🌹👌👍🙏
@ጋልኤረይጻዕዳአስመራዊት
@ጋልኤረይጻዕዳአስመራዊት 3 жыл бұрын
ስለኺ እዩ ኤርትራ ተሐበኒ ብደቅኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahawatesfaslasie9291
@rahawatesfaslasie9291 3 жыл бұрын
Nay Michael Gigna 🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🙏🏼🇪🇷🇪🇷
@hiwotghebremichael6321
@hiwotghebremichael6321 3 жыл бұрын
l love you guys🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sahlekidane2618
@sahlekidane2618 3 жыл бұрын
Eritrean people are always heroooo
@loveforall8788
@loveforall8788 3 жыл бұрын
Nay bahaqe HABEN HEZBE ERITREA EKOM AJOKOM
@salemabdlkader7749
@salemabdlkader7749 3 жыл бұрын
ኣጆካ ክቡር ሓወይ ወዲ ህዝቢ
@michielhaile3034
@michielhaile3034 3 жыл бұрын
ባቦ ሚኪኤል ( ወዲ ማሓሪ ) ምእንቲ ደቂ ጋንታኻ ሂወትካ ዝወፈኻን ስንክልና ዝመረጽካ ጅግንነትካ ንዉልድ ወሎዶ ተዘካሪ እዩ
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 3 жыл бұрын
Edmen tienan yihabkum jeganu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷.
@dawitghirmazion3655
@dawitghirmazion3655 3 жыл бұрын
ደቂ ዙረይ ጥዑማት ናፊቐኩም።ኣብ ፍቐሪ ኣለኩም ኣብ ጅግንነት ኣለኩም።
@hiwotghebremichael6321
@hiwotghebremichael6321 3 жыл бұрын
ቴሌፎን ናይ ሚኪኤለ ጻሐፉልና
@youandiarethebest1596
@youandiarethebest1596 3 жыл бұрын
ጀጋኑ, ኤርትራዊ ኩሉ ብንሕን ሓቦን ይነብር ኣሎ
@zufanasmalash8012
@zufanasmalash8012 21 күн бұрын
❤❤❤❤
@dawittekleab9118
@dawittekleab9118 3 жыл бұрын
ደቂ ዙረይ ካብ ብሱል ጥረ ውጻእ መዓት ኩሉክትዝክሮ ንብዓት ይስዕረካ
@asmeragijiret6756
@asmeragijiret6756 3 жыл бұрын
ፍቅሪ እንዲኩም ❤
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
tekekel
@dawittekleab9118
@dawittekleab9118 3 жыл бұрын
@@asmeragijiret6756 ዘብሀረ ገጀረት ጋል ገዛውተይ ቅጭን
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
Ewe Eritreawi mekati eu
@hygytth6tsjtj395
@hygytth6tsjtj395 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ ንኤሪ አክስፕረስ ብልቢ የመስግን በምቅጻል ንስድራቤት አቦይ ማሓሪ ( መካኒክ) ብሓፈሻ ብዛዕባ ሚኪኤለ ማሓሪ ( አባቦ) ብጣዕሚ ደስ ዝብልዩ ብዛዕባ ስድራበቤት አቦይ ማሓሪን አደይ አበባን ወሽጢ ብጣዕሚ ጽቡቕ ፍቕሪ አብምህራም ጭራ ኩሉ ሰብ ዝምስክረሎም ጥዑማት ስድራ እዮም ኔሮም ብፍላይ አደይ አበባ አብ ሓዘን አብ ሓጎስ መጻናኒዒትን መጸበቒትን ምንባራ ዝኾነ ቆልዓ ምህራምጭራ ዝፈተዋን ዘኽብራን ምባራ አጸቢቐ ይዝክር አቦይ ማሓሪውን ናይ ስራሕ ሰብ ከምፕላሴን ካብ ነብሶም ዘየውጽኡ አብ ናይ ስራሕ ሳዓታት ህርኩት አቦ ምባሮምውን ይዝክር ካልእ ብዛዕባ ሚኬኤል ማሓሪ (ባቦ ) ብቀደሙ ሓያል ናይ ስራሕ ሰብ ምስ መዛንኡ ሕውስን ጠባዩ ጥዑምዩ ካብኡ ፍሉይ ዘብሎ ድማ ሞያ መካኒክ ብንእሽትኡዩ ጀሚሩ ሕጂ ድማ ብዛዕባ ጅግንነቱ እዚ ዝሰማዕናዮ እንድዩ ን ባቦ ድማ አምላኽ ጥዕና ሂብዎ ነዊሕ ዕድመ ክህቦ ይምነ
@efemtes9155
@efemtes9155 3 жыл бұрын
ብፍላይ እተን ድምጸን ዘይስማዕ የሕዋቱ'ኸ ናተን እሞ ግርም ኢዩ ዝብለኒ ኩለን ምጭዋት ፍጥረት ኢየን መዋእል ዕድመን ጥዕናን ይሀበን ንማይኮ ከአ ኸሙኡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉ።
@efemtes9155
@efemtes9155 3 жыл бұрын
002917215605 ቴሌፎኑ ዝደሊ ሰብ ከአ
@michealyesmijnbrorusom3029
@michealyesmijnbrorusom3029 3 жыл бұрын
@@efemtes9155 tnxxx
@asmeragijiret6756
@asmeragijiret6756 3 жыл бұрын
አባላት 1ይ ዙርያ ሞዲል ፍቅሪ፥ ሕውንት፥ ጻዕዳ ዝልቦም።
@newyear1949
@newyear1949 3 жыл бұрын
ፍቅሪ ሓድነት ሃገራዊነት ንመሃር ካባኩም ጀጋኑ
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
Agoka Michi hawey
@zeraitesfalase7879
@zeraitesfalase7879 3 жыл бұрын
Biaray
@danielghirmai2098
@danielghirmai2098 3 жыл бұрын
Bhaki kulu tarikum mesati u amlak edimen tienan yhabkum fetari
@hiwotghebremichael6321
@hiwotghebremichael6321 3 жыл бұрын
እንኻዕ ካባኹም ተፈጠርና።
@yonatantekle1867
@yonatantekle1867 3 жыл бұрын
Abzelekumo Edmen Teinan Yehabkum
@sabatekle6948
@sabatekle6948 3 жыл бұрын
Jigna warsay Zur Qicin Niberuluna
@הילבהילה
@הילבהילה 3 жыл бұрын
Ahi weyane nay edikum rekbkum alekum
@asmellashgherinichiel4528
@asmellashgherinichiel4528 3 жыл бұрын
ብሓቒ ንኡድ መደብ ፡እዞም የሕዋት ምስ ኩሎም ቤተ ስብ በዓል ቤታን ልዑል ምስጋና ይግብኦም ።ንዕዑ ውን ምሕረት ይኣዝዘሉ ። ኣብ ምትሕግጋዙ/ዞም እግዚኣቢሄር ይሓግዘና ጽቡቕ ኣብ ምግባር ይጸንብረባ።
@debesaikidane1500
@debesaikidane1500 3 жыл бұрын
ዋርሳይ-ይከኣሎ ጀጋኑ
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
Congratulations
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 2 жыл бұрын
👍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@mhretbeyanmehari6
@mhretbeyanmehari6 3 жыл бұрын
eskumdo trsu GOYTA YESUS edmen tenan yhabkum habena ekum SAWA bota tsnat memhr nay kulu eya
@merrygt1956
@merrygt1956 3 жыл бұрын
ተለፎን ጻሓፉሉንስ ኣብዝ ናዛ ማሕበርን ነዝኦም የሕዋትናን ክንሕግዞም ስደዱልና።
@saymstudiosenafe2158
@saymstudiosenafe2158 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ስዉኣትናን ሱንኩላትናን ህዝብናን ብጉጀለ ህግደፍ ጠላማት ተጠሊሞም ። ኣምላኽ ነዚ ሓቦና ጻዕራም ህዝቢ ሰላምን ቕሳነትን የውርደሉ ፡ስደት ዘለና ዓድና ንምለሰሉ ዘመን የምጸልና። ጉጅለ ሸፋቱ ስርዓት ህግደፍ ከኣ ብሕማቅ ከም ትጠፉኡ ግድን ዩ
@eritrawihagerawi7167
@eritrawihagerawi7167 3 жыл бұрын
ኪድ ነባሓጎኻ ቅበሮ ዊዒግኖ
@merrygt1956
@merrygt1956 3 жыл бұрын
ናሓቅ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 жыл бұрын
Saym men deyu zealyom mengsti eko eyu neska ke entay gierkalum teflet nkulu eritreawi eyom senkilom tesewiom nay kulna halafent eyu.
@gerandediyo8093
@gerandediyo8093 3 жыл бұрын
Zure kechen ✌✌✌
@abrhams9086
@abrhams9086 3 жыл бұрын
Ajekum deki eri hji hine yfdelyelkum alo weyani nhawaru tdmses ala
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 3 жыл бұрын
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
THANKS
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 3 жыл бұрын
Long life our hero 💋💋💋💋💗💗💗💗💗💗
@samiwol2919
@samiwol2919 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk mekito iway gizie love you all
@efemtes9155
@efemtes9155 3 жыл бұрын
ደውለሉ አጆኻ በሎ 002917215605
@FatmaAhmed-pq6vr
@FatmaAhmed-pq6vr 3 жыл бұрын
ربي يشفيكي يارب العالمين
@mokates9604
@mokates9604 3 жыл бұрын
Ati jehad Tigrigna tsehafi
@michealtesfay4899
@michealtesfay4899 3 жыл бұрын
😍❤💗💓
@mehariande2966
@mehariande2966 3 жыл бұрын
Telfon habuna
@efemtes9155
@efemtes9155 3 жыл бұрын
002917215605
@efemtes9155
@efemtes9155 3 жыл бұрын
ምሱኡ ዘላ ቴሊፎን ኢያ
@merrygoelyesus3218
@merrygoelyesus3218 3 жыл бұрын
ተለፎን ዝጻሓፍኩም ክብረት ይሃበልና
How many people are in the changing room? #devil #lilith #funny #shorts
00:39
Миллионер | 3 - серия
36:09
Million Show
Рет қаралды 2,1 МЛН
Sawa & First Round National Service Part 2
47:37
EriXpress Media
Рет қаралды 27 М.
ሓቂ መሪር እዩ እቲ ዝስዕብ ካኣ ይኽተሎ
6:41
mera TV degiean ደጊዐን
Рет қаралды 135
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,1 МЛН