ዕላል ምስ ኣማሓዳሪት ንኡስ ዞባ ኣባሻውል ተጋዳሊት ሳራ ተስፋሚካኤል (ጓል ኮሎኔል) - 1ይ ክፋል - መደብ ሳይዳ - ERi-TV

  Рет қаралды 38,755

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV, Eritrea - መደብ ሳይዳ - ዕላል ምስ ኣማሓዳሪት ንኡስ ዞባ ኣባሻውል ተጋዳሊት ሳራ ተስፋሚካኤል (ጓል ኮሎኔል) - 1ይ ክፋል | Sayda - Interview with administrator of Ab Shawl sub zone Tegadalit Sara Tesfamichael

Пікірлер: 141
@medawediasmera2524
@medawediasmera2524 12 күн бұрын
ጀጋኑ ኣዴታትና ክብሪ ይሃብክን ሳላክንን ሳላ ብጾትክንን ኮሪና ንነብር ኣለና🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@HAREGU1
@HAREGU1 13 күн бұрын
ዋዕሮ ጋል ኤረይ ጅግና ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልክ ዘበንከ ይባረክ 🥰🇪🇷🥰🇪🇷 አብደገ ዘለና ዓሌት ሃማኖት ወዘተ ዝፈላሊይ ሰባት ናይ አምሮ ጸገም ዘለዎ ሰብ እዩ ሕልና ዘይብሎም ሰባት እዮም ♥️♥️♥️♥️ ሰብ ሰብ እዩ ንኩሉ ሰብ ክብረት 👏🙏👏
@temesgenmersha9060
@temesgenmersha9060 12 күн бұрын
Respect Eritrean women 🥰🇪🇷❤️
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 12 күн бұрын
ዋዕሮ ክበሪ ንበሪ ነመስግነኪ ማና ኪዳነ፣ እናሓጸረት ኣንዉሕ እንተተብልያ እዛ ምቕርቲ መደብ ጀጋኑ❤❤❤❤
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 12 күн бұрын
ጀጋኑ ኣዴታተይ ክብን ምስጋናን ንዓኽን ይኹን እንኳዕ ካባኽን ተወለድኩ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌿🍀🍀🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 13 күн бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🙏🙏🙏🙏 The Victory of Awate Continues by Hidri Eritrean Generation of Eritrea 🇪🇷 👏 Thanks for Sharing Deki Eritrean Anbesits of Freedom fighters 👏 ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏
@asmerettesema604
@asmerettesema604 12 күн бұрын
ሳራ መማህርተያ መጋድልተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@user-ll5qp9qd5v
@user-ll5qp9qd5v 12 күн бұрын
ሳራ ክተማሓድሪ ወልሓንቲ ብቅዓት የብልክን ስነምግባር ናይ ተጋዳሊት ይብልክን ንህዝቢ ኣባሻውል ተተልጉሱልና ሰላም ምረኸብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Zebehermede
@Zebehermede 12 күн бұрын
Shawley meley dea sara ka tekielatkum sik tray bel ?
@Aman80770
@Aman80770 12 күн бұрын
ነዞም ደቓሉ ዓጋመ ብባዴራ ኤሪትራ ዝሽቕጡ ፡ ስሞም ኢያ እዛ ጅግና ። ።
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 10 күн бұрын
ወዲ በላዒ ውዳክ ክርዳድ ዕሱብ ጁንታ game over 🇪🇷🇪🇷
@genettekeste3951
@genettekeste3951 12 күн бұрын
ቢጣዕሚ በላሕ ጂግና ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኪን ማና ለባም ከምዚኤን ጀጋኑ አቅርቢልና ጀጋኑ ይአርጉን ኢዮም ዘሎው። 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SaZ-84
@SaZ-84 9 күн бұрын
Thank you deqi Erey Shikorinatat, bless you always 👏🏽🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🐪🐪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@MeleniMeleni
@MeleniMeleni 9 күн бұрын
ሳላም መደብ ሳይዳ ብጣዕሚ ጸቡቅ ዕላል አነ ካአ ከፊሊ ባህሊ አብ ጀርመን ነረ ከምታ ትብላ ደላ ናይ መጀመሪያይ ደርፈይ ካይረፈኩዋ ኩሉ ሰብ አብኡ ግልብጥ እሉ ምስ አተወ ሪእይ አቢለ ደርፉ ገዲፈ እውይ አነ ኢለዮም
@salembeyene6239
@salembeyene6239 10 күн бұрын
ጀጋኑ አዴታት ኤርትራ ንበራ ክበራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@youseftekeste9865
@youseftekeste9865 9 күн бұрын
Very wise words you are my hero.
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 12 күн бұрын
ጀጋኑ ኣሕዋትና ታሪኽክን መመሊሱ ክትሰምዖ ፍናንን ሓበንን ይስመዓካ ! ማና ሓፍትና ንመጻኢ ዕሙቕ ዝበለን ንውሕ ዚበለ ቃለ መሕተቲ ነተን ጀጋኑና ክትገብርለን ንምሕጸነኪ።
@ukubagebremariam5160
@ukubagebremariam5160 12 күн бұрын
Edmen tenan yhabkn Jeganu tegadelti .haben hager ikn 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷 🥰🥰🥰
@user-zc7tl8gj2p
@user-zc7tl8gj2p 13 күн бұрын
አዚዮ ዓሚቁን ብሱል ዘረባ ባዓልቲ ራእይ ንእተማሓድርዮ ሕዝቢ ዘለኪ ክብረት መግለጺ ብቅዓትኪ ስለ ዝኾነ ካቢዚ ዘለኽዮ ንላዕሊ ከምትኽእሊ እምንቶይ እዪ የቀኔልና ስለ ሃገር ስኸፈልክዮ መስዋዕት ን ሕጂውን ንትህብዮ ዘለኺ ሕዝባዊ አገልግሎት ክብርቲ አማሓዳሪት❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@brktirezene5144
@brktirezene5144 9 күн бұрын
እዛ ድጸዓርክናላ ኤርትራ ብቅሳነት ብጸጋጥዕና ንበራላ ጀጋኑ ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤
@ukubagebremariam5160
@ukubagebremariam5160 12 күн бұрын
Egziabher terifu zelo zemenk ybark ❤❤❤
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 11 күн бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ከማኽን ዶኾን ይርከብ ኣብ ዛ ዓለም????? ኣየ ወ ናትክን ጅግንነት ፍጹም መዳርግ ዘይርከቦ፤ ብዙሕ ካብ ዝገበርክነኦ ብመጠኑ ኣንቢበን ተኻታቲለን የ ሞ ብኡ መሰረት ንዓኽን ክቡራት ከም ደብሪ እንተ ዝስገደልክን ኣነ ቀዳማይ ምኾንኩ። ወትሩ ክብሪ ንዓኽን። 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-db4tb5nl3z
@user-db4tb5nl3z 8 күн бұрын
ጀጋኑ አዴታትና ዕድመን ጥዕናን ❤❤
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 12 күн бұрын
ኪቲሚሊኢዮ ቲደሊ ቁዋም ኪቲጊበሪዩ ጊን ኪቲዛረበኪ ከባዲያ ።።።ሓቂኺ ኒወዲ ተኒቢንኪዮ ሸለውያ።ኒዓይን አሪከይ ይሚህራኻ ኢሞ ኪንዱይ አላ ቀደም ሒሪካም ነይራ ባቴኒቲ ቲምሃር።።❤❤❤።
@selamogbazgi151
@selamogbazgi151 12 күн бұрын
Haftey jgna ❤🎉 Manitey Neta tkus zela ena akirbya bejaki Mana❤❤❤
@user-ll5qp9qd5v
@user-ll5qp9qd5v 12 күн бұрын
ሳራ ጓል ኮሎኔል ስዲ ሰብ እያ ንህዝቢ ኣባሻውል ኣባሳጫቶ ዘላ እያ ክብረት ወለዲ ዘይትፈልጥ ኣብ ጉብእ ስዓታ ዘይትርከብ ብፍላይ ሶኒ ኣብ ኦፊሳ ዘየትርከብ ኦፊሳ 9 ንግሆ ትኣቱ 11 ትወጽእ ኔራ ሲልቨር ኣቨንሲስ መኪናኣ ጌራ ክትከይድ ኢካ ትሪኣ ከምዚ ዓይነት ጅግንነት ፈጺምኪ ንምንታይ ህዝቢ ተበሳብሲ ዝምልከቶ ኣካል ቆላሕታ ነቲ ህዝቢ'ቲ ገዛውቲ ም/ን/ዞባ ኣባሻውል ግበረሉ 💪💪🇪🇷🇪🇷🐪☪️🙏✝️🐪🇪🇷🇪🇷💪💪 ወትሩ ሃገረይ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤ ወትሩ ዛ'ዓደይ ❤❤❤❤
@Asmir-yg4jn
@Asmir-yg4jn 12 күн бұрын
Hzbi godayf hji yearifu ms tekeyeret aber kem gele aya
@sere6279
@sere6279 11 күн бұрын
እዚኣ ስዲ እወ
@lulakbrom9508
@lulakbrom9508 10 күн бұрын
ኣባሻውል ህዝቢ ሐያል እዩ ዘዕበይና ቦታ እዩ ንስኺ ግን ንዑኡ ትኮኒ ሰብ ኣይኮንኩን
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 10 күн бұрын
ወዲ ረሳሕ ፍቱሕ ስረ ዓጋመ game over
@Daniel-l5x2c
@Daniel-l5x2c 5 күн бұрын
Kemakatkum resehat ketexri iya abu tetew ila zela resah wahid
@lemlem595
@lemlem595 8 күн бұрын
ክቡራት ተጋደልቲ ዋዕሮታት ደቂ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዕድመን ጥዕናን አሃብክን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 12 күн бұрын
ኢሞ ወላዲኪዶ ቁዋምክ ሚዒሲ ኪቲግበር ቲሓሊሚ።ኢሞ አቢ ቲቪ መጢኺ ኪአሲሩኺ ደሊዮም ከይኮኑ።❤❤❤።።
@HAREGU1
@HAREGU1 12 күн бұрын
@@TewoldeGhebrezghi please go to school denkoro
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 10 күн бұрын
ወዲ ዓጋመ ቅድም ትግርኛ ተምሃር ጽሕፈትካ ይንበብ የለን ወዲ ከርናፍ
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 күн бұрын
ቁዋም ይተግበር መራሒኻ ዓጊመዩ ተኒበን ዓደ ኪምሃ ዩኒቭርሲቲ ክፍት ኤሪቲራ ክልል ኡትዮጲያ ኪቢለኪ ሓጊየ ድር እብ ምርሓና ተኾሊፍና።።ቲጉሪኚሃይለሱሊሰ ዓጺያቶ ተደምረናህ ፍቅር ያሽንፋል ተኾሊፍና።።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 күн бұрын
መርሕኻ እደንቁሪኒከይምሂር መንፈሱ ኢትየጲያዊዩ ጂ15አበይ አለው። ።ሓባል ሓኒጎል ።።።።
@johnbaraki5399
@johnbaraki5399 4 күн бұрын
ዋዕሮ ኤርትራዊ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
@firewoiniseyum6284
@firewoiniseyum6284 13 күн бұрын
Sarina end Mana deki erey idmen tinan jihabkin Amlak 🙏🌻🌺🇪🇷🌹🌹
@AsterTekle-gp9uc
@AsterTekle-gp9uc 11 күн бұрын
❤❤❤ Very touching ❤❤❤
@favfor4455
@favfor4455 10 күн бұрын
Adetatna idmen tenan❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Esunosamsom
@Esunosamsom 13 күн бұрын
ቃለ መሕተት
@semharsemhar-b9m
@semharsemhar-b9m 11 күн бұрын
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ኣዴታትና ኤሬይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hager-k6h
@Hager-k6h 12 күн бұрын
Enda 31 eba aqrblna gele nay suwue aboy tarik zfelto terekebku❤❤❤❤❤
@hanihanbal7272
@hanihanbal7272 11 күн бұрын
Kbren mogsen njegnua ❤❤❤❤
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 13 күн бұрын
ERITREA ERITREA 🇪🇷 HAGERNA NIZELALEM NIBERLNA
@selamogbazgi151
@selamogbazgi151 12 күн бұрын
Zewdi Akirblna eta tekasit ❤ Mana❤
@yaredtekeste7026
@yaredtekeste7026 10 күн бұрын
ጋል ኮረነል በላሕ ንቕሕቲ ተባዕ እያ 1988 ድሕሪ ምፍራስ ናደው ስልጠና ኣልትለሪ ኣጽዋር ብሓንሳብ ተማሂርና ኣብ ማይ ምዖ ናቕፋ ኣዘኻኺራትኒ ጂግና ጋል ኤሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ!!!
@almazg4749
@almazg4749 13 сағат бұрын
Kbrn mogesn Njeganu yehwatna mara mesati tarik hwet Sara waero thanks 🙏💪💪💪💪👏👏👏❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@zowdi810
@zowdi810 13 күн бұрын
Wow you are amazing thanks my haro erterawe you are doing for ertera people they very good jo you are Dr wow 👌 👏 👍 i sade to you thinks
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 13 күн бұрын
❤❤❤❤wow, Amazing Eritrean dish Ever🙏🙏🙏💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 12 күн бұрын
Selam Selam 🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AbrahamOkbit
@AbrahamOkbit 12 күн бұрын
ተዓውቲ ጋል ኮነረል ጅግና ኣባጥረግ ማና የቐኒልና ክምዚኤን ዝ ኣመስላ ሓርብኛታት ድሊኪ ኣምጽል ኢልና ውትሩ ዓትን ሓፍሽ
@K.A.K.M480
@K.A.K.M480 12 күн бұрын
ሰላም ማና አዚ ናይ ኣዴታት ተቕርብዮ ጹቡቕ ኢዩ ግን ረአይቶና ካኣምስዕ ኣገዳሲ ኢዩ ኣነ ን ኣብረሀት ጋል ሃይለ ጀማሂር ነበር ኣብ መረታን ዓላን ህጂ ብሂወት ከላ ንህዝቢ ስነድ ምኾነ አንተተቕርብዋ ብትሕትና ንሓትት
@libanoskidane9764
@libanoskidane9764 10 сағат бұрын
Mana kidane zeytmno journalist❤
@sere6279
@sere6279 11 күн бұрын
ክብረት ኣዴታት ዘይብላ ረሳሕ ዝኾነት ሰበይቲ 😢😢😢
@salinasolomon642
@salinasolomon642 8 күн бұрын
Waw deki 🇪🇷 Eritrea jeganu 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 12 күн бұрын
ዶር ሃይለ ሙሒጹን ከሊሊኪን ቢዲኒሺ ቢኒታይ ኮሊሊኪን ኒደቢረቢዜን አመደበኪን።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።
@zeritsilu6244
@zeritsilu6244 10 күн бұрын
Jeganu edmen tenan selamn yhabkn setary
@aziebngse8197
@aziebngse8197 5 күн бұрын
Eway Sara nice to see you after long time ❤ gal may Fecess
@azebhagos9374
@azebhagos9374 12 күн бұрын
መርሓባ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 12 күн бұрын
ዋዕሮ❤❤❤
@Zemen80
@Zemen80 13 күн бұрын
ካብ ተጋደልቲ ዝጸልኣ ሰብ ስነምግባር ዘይብላ ኪብረት ወለዲ ዘይብላ ስልጣና ተጠቂማ ሰብ ተባሳጩ ዝነበረት ረሳሕ ሰብ ሳራ ኣብ ምምሕዳር ጎዳይፍ እንከላ ኣጸቢቐ የ ዝፈልጣ ክንደይ ሰብ መንእሰያት ይኩን ብዕድመ ዝደፍኡ ሰባኡት ኣንስቲ ትደፍር ተፈራርሕ ኔራ ትሕቲ ኣምሓዳሪ ወዲ ሃይለ እንከላ ኣብዚ መጺኣ ሰብ ትመስል ብጣዕሚ ይገርም ከምዚኣ ረሳሕ ስዲ ሰብ የለን
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 13 күн бұрын
suqbel nbalki eka sdi kibret deyblka kemzi kemaka sdi drbay mrgax kemaney ygbaaka
@UpgradedTita
@UpgradedTita 11 күн бұрын
Zemen80 ya eza Sidi defar abeyti aytibil gele aytbl
@zafugofar9050
@zafugofar9050 3 күн бұрын
❤❤
@B-syi8jj
@B-syi8jj 11 күн бұрын
የት ነበርሽ እስካሁን?በጣም ደስ የሚል ኣቀራረብ።ካሁን ቦሃላ ሁሉም ሜድይያዎች ስራቸው ስለዚህ ጉዳይ መሆን ኣለባቸው
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 13 күн бұрын
Welcome werotat yehwatnan adetatnen❤❤❤🎉🎉
@Daniel-l5x2c
@Daniel-l5x2c 3 күн бұрын
JIGNA AS ALWAYS MY BEAUTIFUL MOM😊
@nezenetukbayAraia-jx9ov
@nezenetukbayAraia-jx9ov 12 күн бұрын
Semihka zeytsgheb iyu zfetsemknho qya. 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@yordanosrezene7141
@yordanosrezene7141 9 күн бұрын
Awetru hagerey❤❤❤❤❤
@Hager-k6h
@Hager-k6h 12 күн бұрын
Anagulu Adna ❤❤❤❤❤
@elsawoldu5507
@elsawoldu5507 12 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐
@user-cq3mv9fs6g
@user-cq3mv9fs6g 12 күн бұрын
@user-ng2gs6zv3b
@user-ng2gs6zv3b 13 күн бұрын
Kbren mogsen njegnuna 💯🇪🇷🌹🇪🇷🐪🇪🇷🌿❤️🙏
@MichaelYonas-id2zw
@MichaelYonas-id2zw 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ waero
@FevenHabtom-x6o
@FevenHabtom-x6o 13 күн бұрын
Kulumla zkefeletlu gedli, yeqenyelna kbrti adena
@mehreteabghenrekidan5357
@mehreteabghenrekidan5357 13 күн бұрын
Nay shire resiekyo
@galaxy7056
@galaxy7056 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@abrishwedi9922
@abrishwedi9922 12 күн бұрын
ዋዕሮ ፡❤
@Aman80770
@Aman80770 12 күн бұрын
🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@amanueltesfamichael5776
@amanueltesfamichael5776 12 күн бұрын
Bitaemi agerami mesati tarik jeganu eritrawian
@סמהטוסיו
@סמהטוסיו 11 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 11 күн бұрын
NAY SARA AB GHEDLY KELA SIILA MANA AKRIBILNA
@sarajoh313
@sarajoh313 6 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏
@lettetecle4258
@lettetecle4258 13 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 12 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@awgaroawgaro9302
@awgaroawgaro9302 13 күн бұрын
Sara megadlti edmen tenan yhabki!
@MetkelHzGn
@MetkelHzGn 12 күн бұрын
ውፉያት ደቂ ህዝቢ ኣርካናት ገድሊ፡ ሃዋርያት ህዝቢ ዝኮንኩም ዘይትትኩኡ ውን ኢኹም። ከማኹም ብምሉእ እንትኑኡ ንስለ ህዝቢ ዘወፈየ የሎን፡ ንስኹም ሕመረት ህላዌናን መንነትናን ኩርዓትናን ኢኹም🇪🇷 ክብርቲ ኣርካን ሓፍተይ ተጋዳሊት ሳራ ተስፋሚካኤል ፡ ከምቲ ዝበልክዮ ኑኡስ ወለዶ ክወርሳን ክወርሱን ብትምርቲ ክብልጽጉን ንስለ ኤርትራ ጥራይ ክንውፈ ውን ይግባእ፡ ንስኹም ኣርካናት ግን ካብ ብምዕባለ ትምህርትን ቴክኖሎጅን ዝበለጸን ኣዝዩ ሱር ዝኾነ ንሃገርን ሕድሪ ስውኣትናን ዘተግብር ስለ ትውንኑ ፡ ንተማሂርና ዝብሉን ውልቃዊ ዕብየቶም ጥራይ ዘገድሶም፡ ኣይትግደፍዋ እዛ ሃገር ሓደራ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና❤️🇪🇷👍 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷👌
@taddessegmichael367
@taddessegmichael367 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 7 күн бұрын
አመሐዳሪት አባ ሻዉል ( ሺ አዉል) ብትግርኛ ሺሕ አዉዕል ሳራ መሠረት ድዩ ጓል ኮሎኔል ምዃና ቍንጅንአ ነተን ናይ ሕርካም ተዘካክረኒ::
@afomrede9153
@afomrede9153 9 күн бұрын
ሳራ ገድልን ተጋዳሊትን ሓላፍነትን ሕዝብን ብሓቂ ዓቢ ተመክሮ ግሉጽነት ዘለዎ ትንታነ ንመጻኢ ወለዶ ታሪክ ክዕቀብ ዘለዎ ጉዳይ እዩ ከምመረዳእታ ሽመት ማለት ሽሕ ሞት ማለት እዩ እሞ ድማ ክሉ ዝርከቦ ገዛውቲ ኣባሻውል ሳራ ገሊጻቶ እያ ኣብ ኣባሻውል ዓለታውነት ኣውራጃነት ጸቢብነት በፍጽም የለን ክሉ ሓውካ እዩ ክላ ሓፍትካ እያ ኣኦታይካን ኣዴታትካን ምክባር እያ ምስቲ ክሉ ማሕነራዊ ናብራ ኣባሻውል ባዕሉ መምህር እያ ምቅሉል ሰብ ይሓትት ከም ሳራ እንካዕ ኣማሓዳሪት ገዛውተይ ኮንኪ ኣነ ኮሪዓልኪ ፍትሒ ኣብ ውሽጢ ደምኪ ኣሎ ጎል ሕዝቢ ስለዝኮንኪ ንሕዝቢ ተገልግሊ ዝኮነ ይኩን ዓይነት ስራሕ ጹቡቅ የለን ባዕልካ ጽቡቅ ትገብሮ ሓላፍነትካ ጥራሕ ይሓትት እንዳሰራሕካ ምግጋይ ንቡር እዩ ካብ ጌጋክ ዘይምእራም እዩ እቲ ስ ሽገር ሳራ በርትዒ ኣጆኪ ሻውል ምሳኪ ኢና
@hadishyemane-rt5os
@hadishyemane-rt5os 12 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿♥️♥️
@hannagebris9886
@hannagebris9886 12 күн бұрын
🇪🇷⛪️❤️🕌🇪🇷💪💪💪👍👍👍🌹🌹💐💐
@user-nz7qe7ju3t
@user-nz7qe7ju3t 13 күн бұрын
❤🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@AliAios
@AliAios 13 күн бұрын
ካብ ሓሰወት ዓዲ ኢታይ ትጺበ
@lulakbrom9508
@lulakbrom9508 11 күн бұрын
ሕጂውን ንዓኪ ፎርማክ ወታሃደር እዩ ነቲ ህዝቢ ኣባሻውል ምሳኺ ኣይከይድን እዩ ባዓል ሃይለ መለስ ከለዉ እዩ ጥዑም ኔሩ ምስ ናይ ይቕረታ
@akberetabraha4950
@akberetabraha4950 12 күн бұрын
Good job😂
@user-vm1bg5cj7s
@user-vm1bg5cj7s 7 күн бұрын
ካብ ገድልኹም ዋላ ሓንቲ ኢይረባሕናን :: ሓቂቅኩም ተትኾኑ ኣብ ዓድን መሃለምና ውግእ ውን ኣይምሃለወን ነውራማት
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 11 күн бұрын
JEGANU AHWATNA KEMZI ILE KIRIEKIN KELOKU HAKI KOYNU AY SIMEANIN TIZ ILE KIZIKIR KELOKU GHI.MENINETNAT KURATIN HAGHER TEREKIBKUMAN NATSINET AL BISKUMA..AWET NI HAFASH
@MehariYohannes-ws8tq
@MehariYohannes-ws8tq 8 күн бұрын
ኣባሻውል ኣደ ፍቅርን ሓድነትን ነዞም መሃይማን ኣውራጃውነትን ዘሎዎም ንክመሃሩ ንላዕሎዋይ ትምህርቲ ሃገራውነት ክመሃሩ ስደድዎም ።ነብሶም ክፈልጥዋነዞም ብኣውራጃ ዝዛረቡ ዘለዉ ሕማም ጎሮቤትና ዝተለክፉ ክሓውዩ፡፡
@Zebehermede
@Zebehermede 12 күн бұрын
Complain nay mmhdar gberu aytebhalkumn this her story
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 13 күн бұрын
Gail konerel tsbuk aleki enberi cnbodia da get abilknao ekn neti wdb Kulu gze ab enda kebid Bret erfiti zbhal Lyon 1984 eu kfleserawitat koymu
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 13 күн бұрын
Hakki ganeri blhatawi toksi ybehal neru
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 13 күн бұрын
JIGNA TEGADALIT HABTINA EDMEN TENAN YHABKI
@SamiSaseSami
@SamiSaseSami 10 күн бұрын
ሰላምታይ ብምቕዳም ማና ነዚ ተቅርብዮ ዘለኺ ስራሕ ኣዝየ እየ ዘድንቖ። እዛ ኣቕሪብኩማ ዘለኹም ሰብ ግን ካብ ኣብነታዊት ሙኻን ኣዝያ ዝረሓቐት አያ። ክብሪ ናይ ሕብረተ ሰብ ይኹን ናይ ዓበይቲ ዘይብላ፤ ዋላ ዉን ሓላፍነት ወሲዳ ንህዝቢ ከተገልግል ዝተመዘዘት ሙካና ቂር ዘይብላ ከብቲ አያ። ኣብ ምም ጎዳይፍ ከላ እየ ዝፈልጣ፣ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታዊ ኣሰራርሓ ክንደይ ዘንብዐት አያ። ዝኾነ ስምዕታ ዘቕረበ ሰብ ዕድመ ብዘየገድስ ኣዝዩ ብዘሕፍር ኣገባብ ከተዋርድን ከተፈራርሕን ኢኻ ትርእያ። ዓገብ!
@Eden.Amlesom
@Eden.Amlesom 13 күн бұрын
❤❤❤❤🫶🫶🫶🫶
@user-jy2ov7zv6r
@user-jy2ov7zv6r 11 күн бұрын
Klae nio belwa gual gezawtna ya ane nkeytayes mnin dabelet mhkaf keli atni neyra amlak mesgen tetaysna tesedidna serihna dekna yebina amlak mesgen
@Daniel-l5x2c
@Daniel-l5x2c 5 күн бұрын
Abey diyu gezawtka hasawi
@redwoodkdskhd6059
@redwoodkdskhd6059 9 күн бұрын
Hafty mussie tesfamichael dya?
@Daniel-l5x2c
@Daniel-l5x2c 5 күн бұрын
Ewe swue mussie tesfamichael
@hayleabberhe4774
@hayleabberhe4774 13 күн бұрын
Habty muse Tesfamichael eya, gn hawa abey alo
@Zebehermede
@Zebehermede 12 күн бұрын
She lost
@Daniel-l5x2c
@Daniel-l5x2c 5 күн бұрын
2004 tesewiu
@mulugeta481
@mulugeta481 4 күн бұрын
No gega habti mussie aykoneten
@Daniel-l5x2c
@Daniel-l5x2c 4 күн бұрын
@mulugeta481 trust me I know
@fatherey9977
@fatherey9977 13 күн бұрын
Seyti haweboy neber😂😂😂
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 13 күн бұрын
😂😂😂???
@Daniel-l5x2c
@Daniel-l5x2c 5 күн бұрын
Men haweboka
@Daniel-l5x2c
@Daniel-l5x2c 5 күн бұрын
Akilukum tzarebuwo tefiukum
@user-gi5vz7wz4t
@user-gi5vz7wz4t 7 күн бұрын
እዛ ሰብ እዜኣ ናይ ጀጋኑ ሲወኣት ገዛ ብ ሃይሊ ገቢታ ዘላ ኣለታዊት ሰብ አያ
@Daniel-l5x2c
@Daniel-l5x2c 5 күн бұрын
Kkkk haftin seyti swuen iya kea resah
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan 13 күн бұрын
well come
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 13 күн бұрын
ERITREA ERITREA 🇪🇷 HAGERNA NIZELALEM NIBERLNA
Самое неинтересное видео
00:32
Miracle
Рет қаралды 2,5 МЛН
Bend The Impossible Bar Win $1,000
00:57
Stokes Twins
Рет қаралды 47 МЛН
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 94 М.
ጓልኩም ሃቡና/ወኪ-ዱባ 🇪🇷
6:08
Quazen Carneshim
Рет қаралды 2,3 М.
ጅንጅብል ኩሉ ዝበሃል ዘሎ ሓቂ ድዩ?
17:16
Aklilu H.michael
Рет қаралды 47 М.