ዕላል ምስ መንግስ ኣርኣያ ሕሉፍን ህሉውን መጻእን ህዝቢ ሎጎ-ጭዋ ከበሳ-ጭዋ።

  Рет қаралды 10,915

Agaiazian.tv

Agaiazian.tv

Күн бұрын

ዕላል ምስ መንግስ ኣርኣያ ሕሉፍን ህሉውን መጻእን ህዝቢ ሎጎ-ጭዋ ከበሳ-ጭዋ።

Пікірлер: 85
@tesfalemtewolde8352
@tesfalemtewolde8352 Жыл бұрын
ስብሓት ኤፍሬም ጴጥሮስ ሰሎመ
@simonkokobe1093
@simonkokobe1093 4 жыл бұрын
ኣብ ባርካ ደኣ ኪንደይ በትሪ ትሪት ኣሎዋኦም ኢካ ቲብል ምኽንያቱ ሓደ በትሪ 100 ኣሓ ማለት ኢዩ
@zeruazerua8751
@zeruazerua8751 4 жыл бұрын
ሰላምኩም የብዛሓልኩም ሰላም ኣዳም ኢዝኩሉ መረት ጋሽ ደቅ ሓማሰን ይቅመጡ ኣለው ዋንነት ናይ መን ኢዩ ናይ ህዝቢይ ትግርኛ ኢዩ ኢልኩም ኢተትገልጹ ማሓሸ ኢበር ተስፋጸን ኢተኮነ ሓማሰን ኣዳም ውን ዳርጋ ኮሙኡ ትከውን ኣለኻ ኢዝይ ቃልሲይ ናይ ሓደ ኣውራጃ ኢዳ ኮነ ይኸይድ ኣሎ ዳግመ ግምት ግበሩሉ ንድሕሪት ከይ መልሰኩም
@kiflittesfay6517
@kiflittesfay6517 4 жыл бұрын
Selam Adam xebuk gierkum aygelexkumon ente tekialu abeyti sebat aqerbluna bejakum maletey neti logo chiwa kebabian xbuk gierom zgelxiwo🙏💪👍
@mosestewelede8362
@mosestewelede8362 4 жыл бұрын
Nay bhaki malet tenakifiwo enber aygeletson
@tesfalemfrezgi2609
@tesfalemfrezgi2609 4 жыл бұрын
ሓማ በል ክትድረር ማለት መሬት ክትማሳሕ /ክትረክብ ማለት እዩ መሬት እቲ እንኮ ናይ ኢኮኖሚ ምንጪ እዩ
@ariamemun9576
@ariamemun9576 4 жыл бұрын
welcom ❤️🌶🏆
@hkkk9664
@hkkk9664 4 жыл бұрын
Fara malet, awrajawi, haimanotawi, tawla, geldam malet eyu ::
@መንነታዊቃልሲ
@መንነታዊቃልሲ 4 жыл бұрын
ኣብ ጎንኹም ኣለና ህዝቢ ጽልማ
@eritreaadey3074
@eritreaadey3074 4 жыл бұрын
Hasewti deqalo deqe xemaqet sewa 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@destadesta1209
@destadesta1209 4 жыл бұрын
Alah woakiber boooooommmmmm
@merryhabtemicheal3089
@merryhabtemicheal3089 4 жыл бұрын
Ata kemey zbelkum halawat ekum abzey tfeltwo atikum thawawswo kebesachiwa ke abey ketetfewo
@free-ly6lv
@free-ly6lv 4 жыл бұрын
ወስለትለት ገዲፍኩም ነቲ ሽፍታ ጥራይ ኣጣቕዕሉ
@user-zv2er9om8i
@user-zv2er9om8i 4 жыл бұрын
መርሓባ ደቂዓበይቲ ሓበን ትግሪኛ !!
@PeaceEritreachannel
@PeaceEritreachannel 4 жыл бұрын
መሪር ኹናት ምስ በደው ኣስላም ጋሽ ባርኻ ብ ደቂ ሎጎ ኢዩ ተሓልዩ ጸኒሑ
@መንነታዊቃልሲ
@መንነታዊቃልሲ 4 жыл бұрын
ኣብ ጎንኹም ኣለና ደቂ ጽልማ
@PeaceEritreachannel
@PeaceEritreachannel 4 жыл бұрын
ሎጎ ደቂ ሎጎይ ኾይኖም ኣብ ምሉእ ኤርትራ ኣሎው ሎጎ ስርዳ ሃዞሞ ኽሳብ ኣብ ትግራይ ዓዲ ኣምሓራ ኢዩ ዝዝርጋሕ ሸውዓተ ሎጎ ዓንሰባ ሓማሴን ኽሳብ ጋሽ ሎጎ ጭዋ ኣብ መንጎ ሰራየን ሓማሴንን ዝርኸብ ኢዩ
@gibniemalesauf2p83
@gibniemalesauf2p83 4 жыл бұрын
ሎጎ ዓንሰባ + ኣርባዕተ ኣስመራ ኪድ ሃዞሞ ኦናዓንዶም ኣሕዋት ዓሳዉርታ እዮም እዞም ሕጂ ቃንቃ ሳሆ ዝዛረቡ ::
@yosiefgebremeskel5162
@yosiefgebremeskel5162 4 жыл бұрын
እንቋዕ ዳሕና መፃኹም ጀጋኑ ደቂ ኣግኣዝያን
@hkkk9664
@hkkk9664 4 жыл бұрын
Kulu fara, awrajawi eyu
@tekilamichael3997
@tekilamichael3997 4 жыл бұрын
ኣውራጃውነትን ኤርትራውነትን ሃደሽደሽ ኣቢሉ ኩላ ብትግርኛ(ተግራዋይነት) ከም ትሕበን ረብሓኣ ከምተለሊ ዝገበረ ageazian ክብሪ ይግብኦ!ዓወትና ቀሪቡዩ ተዳሎ መንእሰይ መራሒ ክትከውን!
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 4 жыл бұрын
TEKILE bragabr EYU WEDI dekishahay EYU.
@bahtakessete7889
@bahtakessete7889 4 жыл бұрын
Entay yu wedey ezi adam zbehal si, wediqu zelo kesha zmesil! Neshtey sport srah ata gawna! Sne seraat zeyblka?
@destadesta1209
@destadesta1209 4 жыл бұрын
Tetsawatay kueso eko aykonen kueso tirie zeleka keymesleka
@samuelredie792
@samuelredie792 4 жыл бұрын
Smejana ab gonika alona✌🏻✌🏻👍🏼
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 4 жыл бұрын
Daniei. KESETE መጀመርያ ኣነ ነቲ ማሕብር የሕዋት ኣግኣዝያን መንእሰያትና ንቓልሲ ንምብርባርን ታሪኾም ንምፍላጥ ኢሎም ንዝገብርዎ ጎስጓስ ሓገዝ ይኾኖ እዩ ኢለ ሓሳበይን ዝፈሎጦን እዬ ዝቕረብኩ እምበር ንማንም ሰብ ኣይደፋእኩ ኣይነውነውኩ ኣበይ ከ ትፈልጠኒ እትጻረፍ ንስኻ ግን ናይ ጸርፊ ወልፊ ዘለካሰብ ኢኻሞ ጸርፊ እንተደሊኻስ ( ኣብቶም ናይ ጸርፊ መደብ ዘካይዱ (ብዓል ፤ኣረጋይ ሓጎስ ፣ ጆን ብላክ፣ ትርሓስ ተወልደ ፣ ይከኣሎን ) ዝኣመሰሉ ኣለዉኻሞ ኣብኡ ከይድካ ተጻረፍ ኣብዚ ናይ ብዓል ኣዳም ዝመጽእ ሰብ ከምሃር እዩ ዝመጽኡ ኣነውን ከምሃር እምበር ክጻረፍ ኣይኮንኩን ወይ ተመሃር ወይ እዛ ወጣም መልሓስካ ኣኸንሽብካያ ምጻእ ውያ ናብቶም ዝበልኩኻ ተጻረፍቲ ኺድ።
@galmedhanialemgalmedhanial7247
@galmedhanialemgalmedhanial7247 3 жыл бұрын
HIMBRTI EYOM ZSFAHFUHU
@awettesfay241
@awettesfay241 4 жыл бұрын
7 welodo si 254 who wese 254 tewlidi eyo
@aemabest1264
@aemabest1264 4 жыл бұрын
ከማኹም ሰፊሕ ኣምሮ ዘለዎ የሕዋት ይፍጠረልና ኩላትና ኣብ ጎኑኩም ኣለና👍❤
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 жыл бұрын
Xilima ab gonikum alena::
@user-ql2nx8hq9t
@user-ql2nx8hq9t 4 жыл бұрын
ጽልማ ጀጋኑ ዳኣ ኩሉ ግዜ ምሳና ንኪድ ጥራሕ
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 жыл бұрын
@@user-or2ul8fg7y wae ata seb nisika baelika zey konkan giez hakey do men mikanka zizengiaka timesli yehwatna do sinchar do tibl sie ane baeley giez ye gin kihgiz aydelin mibal mihasheka dehar kea tehagezka nikbrika enber nikalie aykonen.
@danielkesete9192
@danielkesete9192 4 жыл бұрын
@@user-or2ul8fg7y yes tekekel
@hawiandat3182
@hawiandat3182 4 жыл бұрын
Tareki aytebalshwu
@netsereab6599
@netsereab6599 4 жыл бұрын
ዓወትና ርጉጽ'ዩ ህዝቢ ትግርይና:: ሓው መንግስ ሓው ኣዳም 💙
@dreklimaux8533
@dreklimaux8533 4 жыл бұрын
Hamasien ab meninetn tarikn misrak jitnebru ikum dembya gonder himam dewie
@user-wn7ic5bv7d
@user-wn7ic5bv7d 4 жыл бұрын
Sek bel qomal lemani bhamasien seb kienka si kndezi Aferfer Tebel lemani qomal
@yohannleseyob840
@yohannleseyob840 4 жыл бұрын
Ane awrjay hamasen aykonkun logchwa eye
@kidanebeyn6808
@kidanebeyn6808 3 жыл бұрын
መርሃባ ኣዳም ፍጹም ሰላምን ጥዕናን ንኣኻን ንስድራኻን ካብ ትጠፋኒ ሐደ ነዊሕ ጊዚ ኮይኑኒ ኣሎ አሞ እንታይ ገዲፍካዮ ዲኻ ዋላስ ኣለኻ ኣብ ማሕበር ኣሕዋት ኣግኣዚያን ንመደብካ ዝከታተሉ ሓደ እየ።ብዝኾነ እንተኣለኻ ኮንካ ንኽከታተለካ እንታይ ክገብር ይኽእል ወድሃንካ ኣባጥመር ጂግና ናይ ኣጋዚያን
@atekingrolaatekingrola7455
@atekingrolaatekingrola7455 4 жыл бұрын
mtse endo men ema kklkleka tgrgna edhr tzareb wedi tgirgna
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 4 жыл бұрын
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ስለዘሎን ዝኾነን ቀጽልሉ ኣነ ክምልኣልኩም ዝደሊ እዚ ከበሳ ጭዋ ዝብሃል ወረዳ ካብ ( ዓዲ ጓዕዳድ ክሳብ ሽከቲ . ዓዲ ሸረፈቶን ዓዲጽንዓይን ዓዳ ሃልን ዓዳሰላየት ክሳበሓበለን ዴዳን ዝዝርጋሕ 24። ዓድታት ዘለውኦ ወረዳእዩ ብኣተሓሳስባ እተን ኣካሉ ዝኾና ስፍኣን ጽልማን ጉሕጭዓን ውን ኣብ ሓደ ስነልቦና ዘሎእዩ ዋላ እዚ ሕጂ ዝወርዶ ደሎ ዘይተኣደነ ኣደራዕ ብመንግስቲ ይኹን ብደንበ ኮለል ካል ነዞም ንኣሽቱ ክትርድእዎ ዝደሊ ኣብ ልዕሊ ኩሉ ዝገለጽኩሞ ከምዘለዎ ይቕበሎ ንሰኹም ካይገለጽኩሞ ዝሓለፈ እየ ክምልእ ድሕሪ እቲ ጀብሃ ምስዚ ከባቢ ተባኢስ ምጽንሓ ከበሳ ክትደይብ ምስ ሓሰበት ናብ ለጎጭዋ ንተስፋይ ተኽልዝጊን ብጾቱን እያ ኣምሪሓ ተስፋይ ወዲ ጽልማ ኣማድር እዩ ስለዝኾነ 1975። እቲ ኩሉ ወታሃደሪዊ ታዕሊማት ጀብሃ ብደቂ ለጎጭዋ የዕለቕሊቁ ነይሩ ከምኡውን ናብቲ ዝተረፈ ክፋል ሓማሴን ብዘይካ ካርነሽምን ሰሓርትን ናብ ጀብሃ እዩ ብብዝሒ ተሰሊፉ ነይሩ እንተኾነ እት ወሳኒ ሓንጎል ጀብሃ ብቶም ቀቢላታት ስለ ዝወሰን ዝነበረ ንዝኾነት ንእሽቶይ ሕቶ ተጋዳላይ ንዝኾነ ካልኣዊ ግርጭት ክፈትሕ ዝኽእል ኣመራርሓን ብቕዓት ስለዘየብላ መሪሕነት ጀብሃ ኩሉ ከሲራቶ እዚ ኩሉ። ፋሉል ኢሉ ዝተወቕዐን ብዘይድሌቱ ተገዲዱ ናብ ሻዕብያ ከኸይድ ዝኾነ እቲ ፋሊል ኢሉ ዝተወቕዐ ኣብ ቲከባብን ህዘቢ ተኸባቢውን ብዓይኑ ዝረኣዮን ስለዝኾነ እሞኸኣ ደቁ ብብረት የሕዋቱ ክውቀዑ ምስ ረኣየ ዳርጋ ኩሉ ብሓፈሻ ሎጎጭዋን ደምበዛን ኮታ ኩሉ ህዝቢ ሓማሴን ናብ ጀብሃ ብድሕሪዚ ብሓይልን ኣስገዳድ እንተዘይኮይኑ ንጀብሃ ፋእ ኢልዋዩ ኣብ ርእሲኢ ሐሻዕብያ ካብቶም ናይሽዑኡ ካደራታ ነቲ ስንፍና ጀብሃ ብብዓል ስብሓት ኤፍርዮምን .ጴጥሮስ ሰለሙንን ጌራ ሕርሕራይ ገይራ መዝሚዛቶ ሕጂ ደኣ ንብዓል ጴጥሮስ በላዒቶም ነቲ ህዝቢ ድማ መሬቱን ደቁን እናመንጠለት በቲ ሓደ ድማ ደምበ ዕንክሊል ካርኦምን በትሮምን የዋጣውጥሉ ኮታስ ኩለም የጻብብሉ ኣብዛ ሕጂ ግዝየ እዘሐ ከባቢዚ ልዕሊ ማንም ንሽዕብያ ዝጸልእ ህዝቢ እዩ ከምቶም ካልኦት ዓጀውጀው ስለዘይበለ እምበር። ካብቲ ህጻን ክስብ ወዲ ሰማንያ ቀስ ኢልካ እንተሓቲትካዩ እንታይነት ሻዕብያ ጽቡቕ ገይሩ ይገልጸልካ ንእኡ ዝውክል ሰብ ከምዘየለውን ከምዘየለ ኣጸቢቑ ውን ይፈልጥ እዩ ንደምበ ተቓውሞ ውን ጽቡቕ ገይሩ ፈሊጥዎምስ ብፍላይ እቲ መንእሰይ መስሓቕ እዩ ዝገብሮም ንደምበ ዕንክሊል ንስኻኸ ካብዞም ኣብ ሰማይ ዝሓርሱ ዲኻስ . ዋላ ካብቶም ንሕና ንሱ ዝብሉ ኢኻ ይብሉኻ ጋሻ ምኻንካ እንተፈሊጦም ስለዚ እዚ ሕዝክሞ ዘለኹም ምልዕኣል ቀጽልሉ ህዝቢ ውን ይሰምዖ እዩ ነዘን ሳትላይት ተለቭዥናት ኣሰና በሎም ካለኦት ኣብ መሬት ዘየሎ ሁባብላ ሓሶት ስለዘውርዩ እዚኦም ደኣ ካብ ቲቪ ኤረ ዝኸፍኡ ሓሰውቲ እንደዮም እዩ ዝብሎም ስለዚ በርትዑ።
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 4 жыл бұрын
@@user-or2ul8fg7y መጀመርያ ዕላማ ወይ ጎስጓስ ኣግኣዝያን ነዚ ከባቢዚ ኣበራቢርካ ናብ ቃልሲ ንምስላፍ እምበር መስቲ ካልእ ህዝቢ ትግርኛ ንምውድዳር ወይ ንመዕብላል ኣይኮነን ተረድእዎም ኣብ ርእሲኡውን ዝረብሕ ዘይረብሕ እዛ ከባቢዚ ምስመንግሲቲ ወጊኑ ኣሎ እናበሉ ካራ ዝስሕሉሉ በትሮም ዘዋጣውጡሉ ስለዘለው ካባይ ጀሚርካ ድማ ዋላ በትረን የዋጣውጣስ ኣብዝበጽሖኦ የብለንን እንተንሕና ልዕሊ ኹሉ ብመንግስቲ ዝተበደልና ኢና እዩ ዝብል እዚ ከባብዚ ከምዚ ኢሉ ትም ምባል ኣየዋጽኣካን ድማ ይብልዎ ኣለዉ ኣግኣዝያን እዚ እንተመይ ነውሪ ኣለዎ ካልእ ድባርዋ ዋላ ኣብ ጽልማ ይሃሉ ድባርዋ እቶም ባሕሪ ነገስታት ዝቕመጥሉ ከተማን ናይ ምሉእ ህዝቢ ትግርኛ መራሕቲ ዝነበርዎ ስፍራ እዩ ሎጎ ጭዋ ቅድሚ ጣልያን ንህዝቢ ትግርኛ ኣብ ሰለስተ ኣውራጃታት ምክፍፋሉ እዩ ነይሩ ንሎጎጭዋ ድማ እተን ሰለስተ ወረዳ ናብ ሰራዩ እታ ሓንቲ ድማ ናብ ሓማሴን። ጸንቢርዋ ለጎጭዋ ኣካል ሰራየ ኣይነበረትን ኣካል ሓማሴን። ውን ኣይነበረትን ነብሱ ዝኸኣለ ምምሕዳር እዩ ነይሩ ዝኾነ ወዲ ሎጎ ጭዋ ካብ ሓምሳ ወይ ስሳ ዓመት ንላዕሊ ወዲ ሰላዩ ዲኻ እንተ ኢልካዮ ኣይኮንኩን ሎጎጭዋእየ እዩዝብለካ ሎጎጭዋኮ ናቲ ጋንታ ኩዕሶን ጋንታ ብሽግለታን ብሩትዓት ነይረንኦ እየን ኣብ ኩዕሶ ብዓል ጊልኡ ማርያኖ ዝኣመሰሉ ብርትዓት ተጻወተሐ ብሽግለታውን ብዓል ፍስሓጽዮን ገረሱስን ኣስመላሽ ዕቊባዝግን ።መሓሪ ዕቑባዝጊን ክለተ የሕዋት ስለዚ ምሉእ ኣፍልጦ ብዛዕባ ለጎጭዋ ኣጽንዕ ድባርዋ ንዓይ ዓደቦይን ኣባሓጎታተይን እዩ በፍጹም ምስ ተኸላ ይኹን መራጉዝ ዘራኽብ የብሉን ዋዓላ ሎጎጭዋ ክግበርገከሎ ምናልባት ኣማኸርቲ ካብ መራጉዝ ወይ ካብ ተኸላ ነይሮም ይኾኑ ደይ ኩሉ ህዝቢ ትግርኛ ዝተሓናፍጸ ህዝቢ እዩ ንኣብነት እዞም ላምዛ ዝብሃሉ መሰረቶም እካ ካብ ድባርዋ እንተኾኑ ኣብ ሓማስን ብፍላይ ሰሓርቲ ዳርጋ ኣብ ኩለን ዓድታትን ከምኡውን ኣብ ጉሕጫዓንጽልማ .ሰፍኣ ሓሓሊፍምውን ኣብሰራየ ከምኡውን እቶምገመጀመርያ ንቓላ ወሪዶም ንሃይኮታ ዘጣየሱ ደቂ ሃይኮታዝጊ ዝብሃሉ ካብ ዓዲናህባይ ዘኸዱ ዓሌት ላምዛ እዮመ ስለዚ ኣጸቢቕካ ኣጽንዕ እንተኺኢልካ ድማ ናብ ኣግኣዝያን። ተጸንበርሞ ብዙሕ መበቆል ህዝቢ ትግርኛ ድማ ክትመሃርን ክትምህርን።
@shallomrehovet9029
@shallomrehovet9029 4 жыл бұрын
Kibret yhabka tehadese nkulu tentikayo.40 maltin 40 leytin higi zxahafu ab my laham zawil u.ezi higi ab bit frdi zitkemelu zelo higi higi lego chiwa u entebelku mignan aykon.ab qalsi win abi ejam zineberom ab hafash widbat abi ejam zineberom u
@danielkesete9192
@danielkesete9192 4 жыл бұрын
@@user-or2ul8fg7y jegna elka alku wedi bahri nagestat 😘👍
@danielkesete9192
@danielkesete9192 4 жыл бұрын
@@tadesseissak6297 aytegaga men eka neska nemen eka ka Tharki ketnogro nehna bealna tharki ena weyal
@user-wb8pf6id2u
@user-wb8pf6id2u Жыл бұрын
@@tadesseissak6297ክቡር ሓበሬታ ብዛዕባ ሎግ-ጭዋ ኣብ እስፖርት ኣድሂብካ ክትህበኒ ደልየ ኔረ ብኸመይ ክረኽበካ ይኽእል ዝሓወይ please
@afewerkieyob6732
@afewerkieyob6732 4 жыл бұрын
ሎጎጭዋ ሰራየ ኣይነበረን ሕጂ ውን ኣይኮነን ዞባ ደቡብ እዩ ሓቂ እዚ ማለት ካኣ ምሕደራ መንግስቲ (ፖለቲካ ካርታ ምሕደራ ዩ) ሰራየ ሕጊ ኣድከመልጋእ ዩ ሕኽተል ነብሱ ዝኻኣለ ዓቢ ህዝቢ ዩ ሎጎጭዋ ዳሓር ናብ 3-ዞባታት ተኸፊሉ ናብ ዞባታት ደቡብ (ካብ ሽከቲ - ዓዲ ገብራይ)፡ ማእከል(ሕምብርቲ. ..)፡ ጋሽ ባርካ (ዴዳ. ..) ተኽለ ጊለጋብር ወድ ሰራየ ዩ ወድ ሎጎጭዋ ኣይኮነን። ብሓጺር ኣገላልጻ ህዝቢ ሎጎጭዋ ኣካል ሓማሴን እዩ ብታሪኽ ን ብወለዶ እዚ ዘሎ ካርታ መዋቅረ ምሕደራ ኤርትራ ቅቡልን ሓድነት ህዝቢ ዘደልድልን ስለዝኾነ። ንታሪኽን መንነትካ ምፍላጥን ግን እንተኣልዓልኩሞ ዓገብ ኣይኮነን ንምፍልላይን ምርሕሕቕን ህዝቢ ክጥቀምሉ ዝፍትኑ ግን ዓገብ ይገብሮ ዩ ኣብዚ ኣገላልጻኹም ግን ኩሩብ ፍልጠት ይጎድለኩም ኮይኑ ተሰሚዑኒ፡ ድቕቕ ዝበለ መጽናዕቲ እንተትገብሩ ደጊምኩም ምእራም ዝሓሸ ምኾነ
@dddwww1948
@dddwww1948 4 жыл бұрын
Tsilima is Seraye. You might be Hamasien, but the land is Seraye's land.
@afewerkieyob6732
@afewerkieyob6732 4 жыл бұрын
@@tekleyemanegash8739 መጀምርያ ሕጊ እንዳባ ተሪፉ ዝበለ ሰብ የሎን፡ ይሰርሕ ዩ ዘሎ ምናልባሽ ንስኻ ኤርትራዊ እንተዘይኮይንካ ካኣ ብዛዕባ ስርዓተ ሕገ መንግስት ኤርትራ ከብርሃልካ ንሕጊ እንዳ'ባ ቦታ ዝህብ ንህዝቢ ቅድም ብኮማዊ ቤትፍርዲ ጉዳይ ከምዝፍታሕ እንተዘይ ተፈትሐ ባዓል ጉዳይ እግባይ ብምባል ናብ ላዕሊ ይቅጽል። ኮማዊ ቤትፍርዲ ሕጊ እንዳ'ባ ማእከላይ መዳነዪ መወከስን ብምግባር እየን ዝሰርሓ፡ ሓይለን ካኣ ብዕርቅን ሰላማዊ መገድን ጉዳይ ንምዕራፍ እየን ዝሰርሓ። ናብቲ ካላኣይ ነጥቢ ዝበልካዮ ክንሰግር፡ ኣብ ኤርትራ ሕጊ ናይ ሸፋቱ የለን እዚ ዘረባ ብተዘዋዋሪ ንህዝቢ ኔርትራ ክትጸርፍ ስለዝደልካ ብቐጣ ግን ምድፋር ስለዝሳኣንካ ኢካ፡ ኣርጊጸ ክነግረካ ህዝቢ ኤርትራ ካብዘበናት ቅድሚ ኩሎም ጎረባብቱ ኣዝዩ ብውሕሉልን ፍትሓውን ስርዓታትን ክብርታትን ክነባበር ዝጸነሐን ዘሎን፡ ነቶም ካብ ሕግን ስርዓትን ዘይፈልጥ ህዝቢ ዝተወልዱ ሃጸያውያን ብደቡብ ዝጓራበትዎ (ትግራይን ኣምሓራን) ከከምዝመጽዎ ሕጊ ምሂሩ ምስማዕ ዛኣበዩ ካኣ ብዝሰልጠነ ኣገባብ ናብ ናይ ታሪኽ ጓሓፍ እናኣእተወ ዝምርሽ ህዝቢ 'ዩ ንካልእካ በሎ ናይ ሸፋቱኻ ክሳዕ ትማሊ ብሃጸይነት ክትግዝኡ ዝጸናሕኩም ብቋንቋና እናተዛረብኩም ኣብ መሳርዕና ፎጉፊግኩም ክትኣትዉ ናዓና መሲልኩም ተስፋ ንምቁራጽ ትብልዎ ምልላይ ንስእነኩም እዩ ዝመስለኩም።
@danielkesete9192
@danielkesete9192 4 жыл бұрын
Lachbat haswi dbarwa mendfra Adi qaula My men deki Behri nagestat kulu serya
@afewerkieyob6732
@afewerkieyob6732 4 жыл бұрын
@@danielkesete9192 ኣየናይ ኢልካዮ ክንዲ ትማሃር ክትጻረፍ ትውዕል ዳሓር ካኣ እንታይ ኣለካ ዘዋጥጥ ምስዝኾነ ይኹን ኩሉ ኤርትራ ናትካ እዩ ኤርትራዊ እንተኮይንካ?
@solomontekle5405
@solomontekle5405 4 жыл бұрын
ቦግ በሉ ኣንታ ክንደይ ትሕስው ገጽኩም ትርሓቕ
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 жыл бұрын
Niriesika yigberelka lekbat chenawe
@PeaceEritreachannel
@PeaceEritreachannel 4 жыл бұрын
ኣብዚኣ ኻኣ ብራቮ ጋሽ ባርኻ መሬት ሎጎ ጭዋ ኢዩ መሪር ኹናት ምስ ሱዳን ደቂ ሎጎ ኣኻይዶም ኢዮም ምስ ዞም በደዉ ማለት ኢዩ ንበደው ኢድና ኣይነርእዮምን ኢና ጸላእትና ኢዮም ኻብ ጥንቲ
@sahotenterment8408
@sahotenterment8408 4 жыл бұрын
Hasawti seytan 🖓🖓
@sahotenterment8408
@sahotenterment8408 4 жыл бұрын
@Adi Semere ab gazian xubuk zereba zimih wey zexebe Eritrea wi alo ele ayhasibin
@misghinakidane4097
@misghinakidane4097 4 жыл бұрын
Ewayyy...suk elka zeytesemo Kgelx . Kdmi meglaxus Hto tebzhalu anfetu tekeyro # welfesfes # wey baelka glexo neuu algso kab mas...media
@benwui4321
@benwui4321 4 жыл бұрын
Antum seregti , aslamay eyu sewra gemirewo
@mrodratsion1652
@mrodratsion1652 4 жыл бұрын
ደቂ ጀጋኑ
@deltaforce3308
@deltaforce3308 4 жыл бұрын
በልዎ ኣንጎድጉድዎ ኣጋዝያን ኣሕዋተይ ኣብ ጎንኹም ኣለና
@user-wq8mk2xh7t
@user-wq8mk2xh7t 4 жыл бұрын
ተረውኡ ቆማላት ዓገመ
@nmenalewonmenalewo7868
@nmenalewonmenalewo7868 4 жыл бұрын
ኣታ ሰብ ዲኻ ህግደፍ aqmi reska eyu ajuka kulu khalf eyu tmhrti xubuk eyu temahar
@Bella-se1so
@Bella-se1so 4 жыл бұрын
Hhhh ኣባታ ዶብ ኢካ ፍጥረትካ ንስካ ፍሉጥ ደንቆሮ
@deltaforce3308
@deltaforce3308 4 жыл бұрын
ደንቆሮ ምዃንካ ክትነግረናስ ብጸርፊ ጀሚርካ ተማሃር ትምህርቲ የድልየካ ኣሎ
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 жыл бұрын
Temhar kitneqih denkoro
@destadesta1209
@destadesta1209 4 жыл бұрын
@Adi Semere mis men tizareb kem zeleka terediyuka do alo aslamay eko eyu ni azararba aslam agame malet tezarabay tigrina malet eyu
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 4 жыл бұрын
በራዩ ተስፋጺዮን ረሓቁ ሎቅማጻት።
@bahlbinehasi1257
@bahlbinehasi1257 4 жыл бұрын
መስመር እተኻ ኣታ ብዓለት ዝሓስብ ድራር
@aemabest1264
@aemabest1264 4 жыл бұрын
ንበዓል ከማኻ ድፉን አንጎል ዘለዎ ከመይ ገይርና ንኣምኖ ሓንጎልካ ኣስፋሓዮ ኣብዚ ትነብረሉ ዘለካ ሃገር ሕብረተ ሰብ ከመይ ገይሩ ይነብር ኣሎ ተዓዘቦ.
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 4 жыл бұрын
@Adi Semere ናይ ማንም ሰብ ባርያ ኣይኮንኩን ኣነ፡ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዘምልኮ ፍጡር የብለይን።
@deltaforce3308
@deltaforce3308 4 жыл бұрын
ንስኻ ዳኣ ጌና ኣብ ኣውራጃ እንዲኻ ዘልኻ ተሪፍኪ ኣለኪ ሳሕበይ
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 4 жыл бұрын
@@deltaforce3308 ንስካከ ኣበይ ኣሎካ።ገዛካን ከባቢካን ከየጽረካ ዶ ን ዓዲ ሃገር ተምባሁቅ ኢካ።
@benwui4321
@benwui4321 4 жыл бұрын
Antum seregti , aslamay eyu sewra gemirewo
SCHOOLBOY. Мама флексит 🫣👩🏻
00:41
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 6 МЛН
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 1,4 МЛН
Superhuman 2.0: The AI edge, top productivity hacks, and the future of email | E2002
1:14:23
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН