ዕላል ምስ ውሩይ ስነጥበባዊ ርእሶም ገብረገርግስ_ወዲ ጋብር Full_Interview_With_Artist_ Russom_Gebregergs_Wedi_Gabr

  Рет қаралды 115,355

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 952
@haileteame7015
@haileteame7015 6 ай бұрын
ኣርቲስት ርእሶም ገ/ገርግሽ ናይ ብሓቂ ኩሉ ኣገላልጻኻ ዝነኣድ ዩ ፡ብፍላይ ከኣ ዘማሪ ሰላም ብምኻንካ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ከመኻ ይኹን።
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 6 ай бұрын
ኣያና ሪእሶም ጎይታ ሰላም ኤርትራን ትግራይን። ሙሉኢ ጥዕና ንምነየልካ።
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 6 ай бұрын
ኩልና ንሰላምን ፍቅርን ንዘምር ኣሕዋት❤❤❤❤💊💊💊💙💙💙💙
@naliru6096
@naliru6096 6 ай бұрын
ውዒጊን
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 6 ай бұрын
​@@naliru6096ሰክት ድቃላ😂
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 6 ай бұрын
​@@naliru6096ባርያ🦓😁
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 6 ай бұрын
አርትራን ትግራይን ኣይትበል አርትራ ብኣኩም ኣይትውከልን ኢያ። መን ኢዩ ውክልና ናይ ህዝቢ አርትራ ሂብኩም ሃመማ ዝኮንኩም ሕብረተሰብ።
@kidumebrahtu-e4k
@kidumebrahtu-e4k 6 ай бұрын
መድህን ሓፍትና ቀፅልሉ ታሪኽ ከምእትሰርሒ 100% ይተኣማመን እየ። ርእሶም ፈጣሪ ዕድመኻ የንወሐልካ ፈጣሪ ይሓልኻ
@naliru6096
@naliru6096 6 ай бұрын
ታሪኽ ከምትሰርሒ? ክክክ
@zeraytsegay7511
@zeraytsegay7511 6 ай бұрын
ኣያና ርእሶም እቲ ዝፈትዎ ስነ-ጥበበኛ ከምዚ ከማይ ፈታዊ ኣቦኡ💙🥰💙 ኣቦኹም ትፈትዉ እስከ like like
@fasielsamielatoy9360
@fasielsamielatoy9360 6 ай бұрын
አኔ ላይክ ጌረ የ ወዲ ጸጋይ ዓርከይ
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 6 ай бұрын
ወለድና ጥዑማት
@naliru6096
@naliru6096 6 ай бұрын
ኣቦኻ ተትፎቱ'ዶ ኣቦታት ካልኦት ብእምኒ ምጨፍጨፍካ ሓሳዊ
@BrhaneKahsay-gc2cf
@BrhaneKahsay-gc2cf 6 ай бұрын
Aboy marey 😍
@amannegus8465
@amannegus8465 6 ай бұрын
ርእሶም በላዒ ! ኤርትራዊ እየ እንዳበልካስ ክብሪ ኤርትራ ሃገርካን ሽግራታን ዘይርደኣካ???? ወድ ትኹል ዘመደይ እዩ ከማን ኣይትበል:: ወዲ ትኹል ጅግና እዩ! ኤርትራ ናጽነት የብላን ክትብለናስ: እቲ ተጋሩ ን18 ዓመት ኣይሰላም ኣይኩናት ኢሎም ኣሲሮምና ዝነበሩስ ቁሩብ ኣይስቆረካን???? ሽለት !!
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 6 ай бұрын
ዋውውውው ክቡር ኣያና ብጣዕሚ ንፈትወካን ነኽብረካን ኢና ክቡር ኣያና ናይ ብሓቂ ንበረልና ንዚ ሓደ እንከሎ ኣብ ክልተ ዝተመቀለ ህዝብታት ትግርኛ ሰላም ጥራሕ እዩ መሰረት ህላዌኡ እሞ ንስኻን በዓል ከማኻን ዝበልኩም ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ዝኮንኩም ክትነብሩልና ንደሊ ኢና❤❤❤❤❤
@HaderaGebremariam-i7p
@HaderaGebremariam-i7p 6 ай бұрын
anta chgr aleka dyu tgray ktgntsel or ms eritrea ktkhewn ayedlyan ms ethiopia Abay hager b Alem abyi ts ento ethdr adi eya slezi temesasilka mkhad eu zedli.kulatna menasey kab weledo ksab weledo wetader koinna knnebr dikha tdeli tgray hanti dekhtam ,kurmam, derqam ,land locked wereda eya slezi temesasilka mkhad eu kab'u b. economically develop mgbar trah eu zedli....
@naliru6096
@naliru6096 6 ай бұрын
ከምኡ ኢልካ ነብስኻ ኣጸናዕ
@habtomalhabtome2166
@habtomalhabtome2166 6 ай бұрын
ርእሶም ዓርከይ እንቋዕ ከምዚ ኣርኣየና ሙሉእ ምሕረት ክገብረልካ ማዓልታዊ ጸሎተይ ኢዩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ በዚ ኣጋጣሚ ውን ኣቦይን ኣቦኻን የዕሩኽቲ ከም ዝነበሩ ትፈልጥ ኢኻ ርእሶም ሓወይ
@AndatAsfaha
@AndatAsfaha 6 ай бұрын
Thanks Medhin habtey
@Brakhe_Show
@Brakhe_Show 6 ай бұрын
Thank you for supporting us!
@Tesfa325
@Tesfa325 6 ай бұрын
Thank you Russom, ዛዓባይ ነፋሪት ሰበይተይ ካብ ስደት መጺአ ተመርዒና ድሕሪመርዓና ምስተመልሰት ደርፍኻ አዚያ ተንኪፋትኒ ድሕሪ ዓመት ግን አነ አስመራይ ገዲፈ 1996 ናብ ሰበይተይ አምሪሔ ሕጂ ብሐንሳብ ንነብር ብፍቅሪ ደርፍኻ አብ ሂወተይ እዚ ትምስል thank you 🙏❤️
@biniam475
@biniam475 6 ай бұрын
His sister Yirgalem was my classmate she was proud of you telling us she have a singer bro and I find out you were my favorite singer, may God bless you baba Russom ❤❤❤
@selam97116
@selam97116 6 ай бұрын
Hizbi Eritrea selam eyu zidely Eritrawiyan ntigray kiatu n mekele kiatu aybelen Hiji win Aene Eritrawiyan selam eina zideli nay tigray ayfeltin eye tetenkina gn 👉🐝 tekababrna gegezana bselam kinebr nkil eika 👌
@danielteclehaimanot2538
@danielteclehaimanot2538 6 ай бұрын
Reisom long live life for you keep it up appreciate viva brged nhamedu ertiraen and tigray people peace for ever thanks.
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 6 ай бұрын
ርእሶም፡እንቓዕ ኣብዚይ እግዚኣብሄር፡ኣብቕዓካ!ምሉእ፡ምሕረት፡ይግበረልካ!!!ወዲ፡ኤረይ!!!
@hementagallula
@hementagallula 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ርእሶም ብሉፅ ስነጥበባዊ/አርቲስት/ እዩ ብዙሕ እዋን ጠፊኡ እንቋዕ ብሰላም መፃእካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ
@mokegirm4590
@mokegirm4590 6 ай бұрын
ስነ-ጥበባዊ ርእሶም ናይ ሰላም መራሒ። ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ።
@hagosteklu8
@hagosteklu8 6 ай бұрын
ርእሶም ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ብዛላበሳ ገይሩ ክሳገር ከሎ ተቀብለ ክሳብ ዓዲግራት አብፀሕዮ አብ ዓድግራት ንዝነበሩ ላዕለወት አመራራሕና አረክበዮ። አብቲ እዋን ብእግሪ ጎዕዞ ብጣዕሚ ተዳኺሙ ነይሩ ኮይኑ ግና ኹሉ ዘረብኦ ብዛዓባ ሰላምን ውፅእት ሰላምን ደጋግሙ የዉጋዓኒ ነይሩ። እንኳዕ ደግመ ብመስኮት ተሌቪዥን ንምርኣይ አብቀዓና። ሰላምን ጥዕናን የሃብካ።ንፕሮግራም ብራኸ ሸዉ ካዓ ዓብይ ምስጋና እሌኒ።
@amareyohannes3730
@amareyohannes3730 4 ай бұрын
ርዕሶም ናይሰላም ሰብ ብምኳንካ ብጣእሚ አህበን እኮርእ እሞ ከአ ወዲ ጀግና ደጃች ባሕታ ሐጎስ ምካንካ ኩራእ ክልቲኡ ሀደ ህዝቢ ቀጻሊ ናይሰላምን ፍቅርን ራሕዋን ይኩነልና።
@elizabethkebede5296
@elizabethkebede5296 5 ай бұрын
He is (ወድ ጋብር )he best singer to me in the world for me i love listing his music. He deserve doctorate. አኔ ብጣእሚ ይምስግንካ ስላም ትብል ደርፍሃ (I love it.
@tesfaalemabadu1241
@tesfaalemabadu1241 6 ай бұрын
ከም ክቡር ሐውእ ርእሶም መዋእሉ ፍቅሪ ን ሰላምን ዝዘመረ የሎን ! ርእሶም አጀኻ ትምኒትካ ክሰምር እዩ !ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላኽ ምስ ምሉእ ስድራበትካን !!!
@naliru6096
@naliru6096 6 ай бұрын
ወፋራይ ትብል ኣብ ግዜ ኲናት ባድመ 1998 ወተሃደራዊ ክዳን ተኸዲኑ ኣብሜዳ ባሕቲ መስከረም ንሰራዊት ኤርትራ ዝደረፋ ኸ ንሰላም ድዩ ስጉስጉስ ኔሩ ንዂናት ሓሳኽ ዋሒድ
@Elli-n2u
@Elli-n2u 6 ай бұрын
Kubur seb aykonen izi. Hade kabtom zi haseri iyu. Kab 1998 zey temahire. Zehizin. Yemaneti mugirtika kidmi hiji tesefias, hiji Kea xegameti tirah keytidigemeka tetenqeq.
@negasimehari2903
@negasimehari2903 6 ай бұрын
ሙሉእ ሰላም ሙሉእ ጥዕናን ይሃብካ አቦ ሰላም አምባሳደር ሰላም ዘይተዓደልና ህዝብታት
@haniokubazghi
@haniokubazghi 6 ай бұрын
ከማካ ይብዝሑ ኩቡር ስነጥበባዊ ባባ ርእሶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እዚ ሰናይ ሓሳብካን ድሌትካን ኪኖ ኣብ ምድሪ ወላ ኣብ ሰማይ ዕረፍቲ ክህበካ እዩ ❤❤❤
@eyobabraha9995
@eyobabraha9995 6 ай бұрын
Waw Rusom ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንቛዕ ድምጽኻ ሰማዕና ። ተዝረኽበካ ደስ ምበለኒ ።
@Assefa2024
@Assefa2024 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንመርኣያ ፍቅርን ሰላምን ሓልዮትን ኣርቲስት ርእሶም
@teametadese3105
@teametadese3105 6 ай бұрын
ዋው ኣዛናዪ ዕላል ብልቢ የመስክግን መድህን ጅግና ሓፍቲ ሰላምን ውሕስ ህይወት ይምነየልኪ❤❤
@Marken-s8j
@Marken-s8j 6 ай бұрын
የቀንየልና መድህን ሓፍትና ነዚ ኩቡር ኣቦና ዘመጸክልና ዕድመ ይሃብካ ጅግና ኣቦና💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@mebrhitm5810
@mebrhitm5810 6 ай бұрын
ዋው ርእሶም ናበይ እዩ ከይዱ ኢለ ይሓስብ ነይረ እዝኩሉ ኹናት እንከሎ ኣብ ትግራይ ዝፈትዎ ስነጥበባዊ ሓውና መድህን ሓፍትና ከምሎሚ ኣየሐጎስክንን ብስሩ ፍትወተይ ለ ንበለል ኣይከደን ኣዝዩ ቡሉፅ ኣዘራርባ ❤🥀
@Eagle1503
@Eagle1503 6 ай бұрын
Legendary ርእሶም ደላይ ሰላም ፣ለባም ንህና ኤርትራውያን ከማካ ይብዙህልና፣ እንካዕ ነዚ ግሩም ገጽካ ኣርኣየና ብጥዕና thank you medhen habetena
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 6 ай бұрын
ሰነ ጥበበኘ ርእሱም ዐዱመን ጥዐናን ይሀብካ ተአካኪብና ንዐድና ንአትዎ ጊዜ አምላከ ብጥበᎅ የህፀረልና ንበረልና🙏🏾💕
@dc8625
@dc8625 6 ай бұрын
ከማካ ኣቦ ክኸውን ኢየ ዝጽዕር ዘለኩ!💙✊🏿✊🏿🤗✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿
@ለምለም-ትግራይ
@ለምለም-ትግራይ 6 ай бұрын
ኣነ ወን ሰበይትኻ ክኾን ክፅዕር የ😃😃💓
@DanielHaile-ww1ez
@DanielHaile-ww1ez 6 ай бұрын
@@ለምለም-ትግራይ 😂😂😂😂
@abrahamyoni989
@abrahamyoni989 6 ай бұрын
ኣነ'ኸኣ ወድኹም ክኽውን ክጽዕር እየ 😂
@dc8625
@dc8625 6 ай бұрын
@@abrahamyoni989 😀😀💙
@dc8625
@dc8625 6 ай бұрын
@@ለምለም-ትግራይ eshi 💙😀
@BiniamAbrham-lc6wp
@BiniamAbrham-lc6wp 6 ай бұрын
Edmen tnan yhabka risom
@kf10skills17
@kf10skills17 6 ай бұрын
ደስ ዘብል ዕላል ንናኣሽቱን ንዓበይትን ንናኣሽቱን ዝምህር ነቶም ዘዕበዩ ወለዲን ሕብረተሰብን ክዝክር ንብዓት እናነብኤ ምኽንያቱ ዘዕበዮ ጭዋ ባህሊ ዘይውዳእ እምነትን ፍቕርን ሓልዮትን ስለ ዝረኣየ ብሃቂ ፍቕሪ ካብ ልቢ ስድራቤት እዩ ዝውለድ ኣብኡ ድማ ይዓቢ ወለድና እምነት ኣጽኒሖምልና ንሕናውን ንደቅና ከነጽንሓሎም ኣምላኽ ይሓግዘና ናይ ጽባሕ ፍርዲ ኣብዚ ሎሚ ንገብሮ ውሳነ እተመርኰሰ ስለ ዝኸውን ሎሚ ንህይወትና እቲ ዝበለጸን ዚጠቅም ስራሕ ከነመሓላልፍ ፅቡቕ እዩ እቲ ስራሕ ስነጥበብ የመሓላልፍ ድምጺ ህዝብታት ይኸውን ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ በቲ ክቡሩን እምነቱን ድማ ዓወት ይሓፍስ ኩሉ ግዜ ሰብ ክቡር ስርሕ ክሳብ ዝገበረ ክኸብር ክነብር ኢዩ ኩሉ ገልጽካዮ ናይ ወለዲ ሕብረተሰብ ህርፋን ፍቕሪ ከምዘለካ ኣርካና ይመልሰልና ንሰላም ዘምር ኣይትረብርብ ብሓቂ ግዜ ከፊኡ ኪናት ወረ ኪናት ጥሜት ዝፈጠሮ ክንደይ ዘፈናቐለ መን ከ ዘይዝክሮ ኣብ ኩሉ ዓለማት ኩናት ዘንጸላሉ፣ ፈጣሪ የርህዎ ስለ ውጹዓት ኢሉ ነቲ ዝሰኣነ ናይ እለት እንጌራ፣ዝተሸገረ አብ ናብራ ከምቲ ዝምነዮ ካብ አምላክ ረኪቡ ኣይስኣን እዝግሄር ይግበረሉ ሰላም ሩፍታ ጽጋብ እዋን፣፣ ካብ ኣድናቕካ
@YonasBerhane2006
@YonasBerhane2006 6 ай бұрын
ኣቦይ ገብረገርግሽ ጅግና እዮም... ንሸፋቱ ሻዕቢያ ብንግሆኡ ቅድሚ 1991 ዘለለይዎም ኣቦ እዮም ። ርእሶም ድማ ከም ስምካ ርእሲ... እንቋዕ ብህይወት ተረፍካልና። መድህን ብራኸ show ክኣ በርኽልና ዝሓፍትና።
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 6 ай бұрын
Well said, brother, Resom,and thank you, Sister Medhin, for bringing this Geat man.🎉🎉🎉🎉🎉
@dahlak3739
@dahlak3739 6 ай бұрын
ድምጺ ርእሶም መግለጺ የብሉን ክቡር ስነ ጥበባዊ ዕድመ ይሃብካ።
@samsontesete5119
@samsontesete5119 6 ай бұрын
ዋዉዉዉዉ መድህን ሓፍትና ክብሪ ይግባኣኪ እዩ ሰራሒት ታሪኽንዘልኣለም ክትዝከሪ ኢኺ ኣንበሲት ኣጆኺ ንኣቦና ርእሶም ካኣ ሽልማት ኖቤል እዩ ዝግቦኦ ኔሩኣብ ልብና ሰፈርኩም💙💙💙💙💙💙💙
@meserethabtegiorgis1435
@meserethabtegiorgis1435 6 ай бұрын
ርእሶም ሐወይ ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካ አቦይ አይፈልጦን እየ በሕጻነይ እዪ ንናጽነት ኤርትራ እዪ ተሰዊኡ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 6 ай бұрын
Respect baba ruesom ደርፍኻ ቀደም ብ ሬድዮ ወጋሕታ ተሓቢእና ንሰምዓ ኔርና ኩቡር ኣቦናንን ኣያናንን ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ
@User56-14q
@User56-14q 6 ай бұрын
He explains peace in the way I wanted to say. Appreciate that. Please let’s have such mindset.
@mohammedseidnegash1894
@mohammedseidnegash1894 6 ай бұрын
ኣያና ሪእሶም ጎይታ ሰላም ኤርትራን ትግራይን። ሙሉኢ ጥዕና ንምነየልካ
@Mary-hb2ty
@Mary-hb2ty 6 ай бұрын
Resom zfetwo artist abey tnebr azina nifetweki,+ hasabka azerarbka kea 💯💯💯
@tgrawayyy
@tgrawayyy 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡሩ ኣያና ሁብብ ደምፃዊ
@berhaneteklegiorgis1384
@berhaneteklegiorgis1384 6 ай бұрын
ሰላም መድሂን ኣብዛ ምስ ስነጥበበኛ ዝርርብ ጽቡቕ ናይ ሰላም ጸዋዒት ኢዩ ዝድገፍ ኢዩ።ኣብ ዘረባኹም ተደጋጊማ ከይንሰማማዕ ተስማሚዕና ትብል ዘረባ ኣቦይ ወልደኣብ እንተኾነ ብሂወት ከለዉ መሊሶሙላ ኢዮም መልሶም ከምዚ ይብል ነይሩ።ኣብ ሓደ ኣኼባ ነታግዜ ምስቲዝዋዓለ ኣኬባ ትኸይድ ዝተዛረብዋ ኢያ ነይራ እምበር ጨሪስና ኣይንሰማማዕን ተስምዕ ኣይኮነትን እሞ ትተኣረም።
@teamehaile7097
@teamehaile7097 6 ай бұрын
እንቓዕ ከምዚኣ ኢልካ ረኣናካ ወዲ ጋብር ሓውና ኣምላክ ጡዑም ኢዩ ይትሕመኒ ኣይትብሎን ኢካ መሓረኒ ኢዩ እሞ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ❤❤❤
@zerayacobhabemariam2726
@zerayacobhabemariam2726 6 ай бұрын
ከም ክቡር ሐውእ ርእሶም መዋእሉ ፍቅሪ ን ሰላምን ዝዘመረ የሎን ! ርእሶም አጀኻ ትምኒትካ ክሰምር እዩ !ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላኽ ምስ ምሉእ ስድራበትካን thank you!!!!!!!!!!!!!!!
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 6 ай бұрын
ንሕና ብንሕና ንበርስ ኣለና💔😭😭ዶርኾስያ ብደቃ ኣፍዑት ትፃወት ምስላ ወለዲ 😭😭😭 ንከይንፀንት ሕጂ ውን ንለብም።
@Marken-s8j
@Marken-s8j 6 ай бұрын
💙💙💙
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ስነጥበባዊ ርእሶም መድህን ሓፍትና ደስ ዝብል ነመስግነኪ
@btesfamnbar9528
@btesfamnbar9528 6 ай бұрын
ታዓባይ ነፋሪት ዘይትርሳዕ ደርፊ ርእሶም ጅግና ኣቦ ሰላም
@nakfa8195
@nakfa8195 6 ай бұрын
Ala jigna eka ayana russom gebregergish thank you
@በርጌድንሓመዱ-ሰ1ረ
@በርጌድንሓመዱ-ሰ1ረ 6 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ጥዕናካ ናብ ንቡር ምምላሱ ኣያይይይ ርእሶም ❤❤❤❤
@rhope4166
@rhope4166 6 ай бұрын
ኣያና ርእሶም ንሰላም ዘለካ ጽኑዕ መርገጺ ዝገርም'ዩ 💙💙💙💙💙
@SAMdave183
@SAMdave183 6 ай бұрын
"ኣንደበተ ርዕቱ" ኸምዝብሓል ሓሳቡ ብዘይ ሽግር ብጽፋፍ ዝገልጽ ጥዑም እላል ብኣል ጥዑም ድምጺ ርእሶም ገ/ግስ good to see you.
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 6 ай бұрын
ኣዳሚጽካ ዘይጽገብ ኣዝዩ መሃሪን መሳጥን ስነ ጥበባዊ ታሪኽን ዕላልን ፡ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ይባርኽካ ኣምላኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@geneamha7584
@geneamha7584 6 ай бұрын
Merhaba 👋I enjoy listening you Guys! Very wise! Let’s make this people peace and love. We love you Ruesom. I hope hgdf and Ihadeg go and this people will peacefully! 💙💙💙💙💙💙💙🇪🇷
@gual70enderta17
@gual70enderta17 6 ай бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ኣቦ ትግርኛ ቆልዓ ኮይነ ገዛና ዛ ዓባይ ነፋሪት ትብል ክፈቱለይ ይብል ነይረ ፈጣሪ ሰላም ይግበረልና ኲናት ወረ ኲናት የጥፍኣልና ዝሓለፈ ይኣኽለና ❤❤🙏🙏🙏
@mmkafl6326
@mmkafl6326 6 ай бұрын
ርእሶም ንዓይዉን ንኣቦይ😢😢😢 እንዳዘከርኩ ተንብዓኒ ደርፍካ እያ
@Marken-s8j
@Marken-s8j 6 ай бұрын
💙💙💙
@YemanGrmay
@YemanGrmay 6 ай бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር አቦ መድህን እውን ዋዕሮ ኢኪ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 6 ай бұрын
ኣነስ ኣበይ ኮን ይህሉ ይብል ነረ ብፍላይ ምዚ ናይ ትግራይ እሞ ኣብ ትግራይ ብምባሩ እካዕ ድሓን መጻካ ❤❤❤❤
@estifanos5725
@estifanos5725 6 ай бұрын
ከም ቃልካ ይግበርረልና( ሰላም የውርደልና ፈጣሪ ) ኩቡር አያና ኣርቲስት ርእሶም ካብ ዝውለድ ጀምረይ ሰላም ኣይረኣኹ ከም'ዚ ከማኻ 👌🙏ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካ :: thanks ብራኸ ሸው
@wedibereket
@wedibereket 6 ай бұрын
Thank you so much Medhin ❤️ 💓 💗 💛 💖 ☺️ ❤️ 💓 💗 💛 💖 ☺️
@BETESEB1972
@BETESEB1972 6 ай бұрын
መሬት ሃገርና ናጻ ወጽዩ ህዝብና ብባርነት ተኣሲሩ እዚ ድማ ሕመቅና እዩ።😢😢😢😢😢😢😢😢
@merhabaJoker
@merhabaJoker 6 ай бұрын
ክብር ኣቦና ገጽካ በሪሁ መጺኡ ደስ ኢሉና
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 6 ай бұрын
ኣሜን ሓሳብ ሓሳብ ልብኻ ይስመረልካ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ርእሶም ናይ ሰላም ነፋሪት ጥራይ ኢና ክንርኢ ንደሊ ❤
@samueltesfaldet9307
@samueltesfaldet9307 6 ай бұрын
ኣያና ርእሶም እንቋዕ እግዚኣብሔር መሓረካ ናይ ሰላም ሰብ ኢኻ🎉🎉🎉🎉💚💚💚💚💪
@DaniDani-yn8wy
@DaniDani-yn8wy 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ስነ ጥበበኛ ዝበሃል ኣብዚ እድመን ጥዕናን ዝሃብካ ፈጣሪ
@Rtt34567
@Rtt34567 6 ай бұрын
ዓቢ ኩቡር ሰብ ኣምፂኺ መዲዋ❤❤❤ ፈታውን ሰባኪን ሰላም ድምፀ መረዋሕ ስነጥበበኛ ኣምላኽ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri 6 ай бұрын
ዋው እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓካ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብካ በፈጣሪ ጅግናና
@GeriaAbraham
@GeriaAbraham 6 ай бұрын
ሰላም ኣቦይ ማዓረይ እስኩም መስ ተሰደድኩም ኣይተዓመናን፣ ዕደል ኣይገብርናን ለባም መራሒ ሲእንና😢😢
@abrehetghebrimedhian5691
@abrehetghebrimedhian5691 6 ай бұрын
What a brilliant gentleman He knows the best for both people. I pray to almighty God to give us peace 🙏
@tommygebar1930
@tommygebar1930 6 ай бұрын
Welcome በሃር ስነ ጥበባዊ ርእሶም ።❤
@sarwansarwan3666
@sarwansarwan3666 6 ай бұрын
ርእሶም ኣቦ ባህሊ። ምስኡ ድማ በዓል ንጹህ ሕልና ሙዃንካ ካብ ቃላትካ ምዕዛብ ይክኣል። መድህን ሓፍትና ከም ወትሩ የመስግነኪ ስለቲ ጻዕርኽን ብሉጻት ጋሻ መሪጽካ ተዘናግዕና ብምህላውኪ።
@KbromGeriye
@KbromGeriye 6 ай бұрын
ሩሶም ገብረገርጊስ ሃደ ካብቶም ንፍትሂ ዝቃለስ ዘሎን ዝነበረን ጂግና ዩ respect
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 6 ай бұрын
እቲ ርእስካ ሕሙም ድዩ ወይስ ጸማም ኢካ። ምስ ዝኮነ ውድብ የለኩን ኣብ ፓለቲካ የለኩን ኢሉ እኮ። እዚ ጉዳይ ቅጭኡ እዩ ዝገብር ዘሎ ሓወይ ጌጋ ሓበሬታ ኣይተሐልፍ
@amanuelmehari8928
@amanuelmehari8928 6 ай бұрын
Wedi Gabir Chogar! Great to see you brother and I say you are a legend. Your message for peace and love is well articulated. Peace and prosperity for you and your beloved family members. Great respect for you Great brother
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 6 ай бұрын
Nay behaki enjar alem blea hawey Nay egziabeher amlak edmen tienen Yehabeka, 🙏🙏🙏 egziabeher Amlak mehiret yeweredlena 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 6 ай бұрын
ርእሶም ከምታ ናይ ሰላም ጻዕዳ ርግቢት ኢኻ። ዘረባን ደርፍን ካብ ምልኣት ልቢ ይወጽእ። ንሰላም ጌርካ ዝገለጽካያ ገሪምኒ። ሰላም ጥዑም ኢዩ ንዝጥዓሞ!!
@wolderufael
@wolderufael 6 ай бұрын
የቐንየልና መዲ ንስለ እቲ ዘማሪ ሰላምን ፍቕርን ዝኾነ ዓቢ ሰብ መደብ ዝገበርኪ። "ካብ ሰላም ዝዓቢ ዓወት የለን" ሓቁ ኢዩ ኣቶ ርእሶም።
@Azmarino731
@Azmarino731 6 ай бұрын
ክቡር ኣርቲስቲ ኣቦና ርእሶም ኣብዘለኻዮ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ::
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w 6 ай бұрын
መድሕን ቆንጆ፡ከመይ፡ቀኒኪ ? ውሽጢኪ፡ፅብቅቲ፡ደገኪ፡ፅብቅቲ፡ኩርአት፡ተጋሩ፡አኪ።አነ፡ነዊሕ፡እድመ፡እየ፡ዝመነየልኪ። ነብስኪ፡ከይትርስኢ! ሐለዋ፡ስነ- አካል፡ሐለዋ፡ስነ- አእምሮ፡ከይትዝንግኢ፡ ብስፓርት፡ስጋብ፡ትርሕፂ፡ጭንቀት፡ዘቅልጥ፡ስፓርት፡ረሓፅ፡እዩ። ሞክሪ፡ናይ፡ሩሑቅ፡አድናቃኪ። ፈጣሪ፡ነዊሕ፡ እድመን፡ጥእናን፡ ይሐብኪ። አሜን!!
@senaywedey9339
@senaywedey9339 6 ай бұрын
Eti egra endo mo number 46 koinu 😂
@senbetuguesh8885
@senbetuguesh8885 6 ай бұрын
​@@senaywedey9339 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤
@humhum3511
@humhum3511 6 ай бұрын
​@@senaywedey9339sport egri yehtsr eyu nab qutsri 38
@ሰላምኩሉንህዝበይ
@ሰላምኩሉንህዝበይ 6 ай бұрын
እዋይ ሕጂ ጽቡቅ ኣለካ ባባ ርእሶም ምስ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝረኣክዎ ቃለመጠይቅ ሲ ብጣዕሚ ልበይ ተሰይሩ ጉሀ ሕጂ ግን ናይ ቀደም ነብስካ ተመሊሱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራቤትካ
@teamemerhawi7731
@teamemerhawi7731 6 ай бұрын
ንስኻ ደኣ ካብ ቀደምካ ኣቦ ሰላም። ❤❤❤ ኣቦና ርእሶም ሰላም ይምነየልካ።
@naliru6096
@naliru6096 6 ай бұрын
ወፋራይ ትብል ናይ ኲናት ባድመ ኸ ንሰላም ድዩ ዝጉስጉሰላ ኔሩ?
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 6 ай бұрын
​@@naliru6096🇪🇷🦓🇪🇷🦓😁
@Titi-g2h
@Titi-g2h 6 ай бұрын
The greatest artist Russom, I love the most, it’s great seeing you my dear brother and long life and full health & prosperity🙏🏽❤️
@micheleberhehagos3502
@micheleberhehagos3502 6 ай бұрын
ኣያና ሩሶም እንቃዕ ገጽካ ረኣና ። እግዛእቢሄር እንቃዕ ምሕራት ኣውረደልካ።
@tkh4049
@tkh4049 6 ай бұрын
Such a gentleman! Great analysis and honest advice. Thank you for the insight words as usual!!!!
@angosomhaile9845
@angosomhaile9845 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ድስ ዝብል ጸንሒት መድህን ሓብትና ኣዝዩ ፍቱው ስነ ጥበባዊ ኣምጺኽልና።
@awetbereket3570
@awetbereket3570 6 ай бұрын
"ሰላም ካብቲ ሰላማዊ ኣምላኽ ዝውረስ ጸጋ እዩ"
@walcott_jr
@walcott_jr 6 ай бұрын
በጃኩም ካብ ዝፈላልየና እቲ ዘመሳስልና ዝያዳ ይበዝሕ ዓጀው እናበልኩም ኣይትፈላልዩና። one love
@jhontesfay9349
@jhontesfay9349 6 ай бұрын
በሓቂ ደሐጉስ’ዪ ርእሶም ሓዉና ኣብ ውሽጥና ናይ ሰላምን ጽቡቕ ድልየትን ኣክንዳና ኣክንዲ ኩሉ ሕብረተሰብና ኮንካ፤ ልኡምን ጥዑምን ብሰላምን ፍቅርን ከንብረና ዝክእል ናይ ጽቡቕ ዝምነ ህዝቢ ምግላጽካ፤ ጆባእ ወይ ኣገናዕ ይብለካ። ካብ ደላዪ ስኒት ሓውካ🫵🏽🫵🏽🫵🏽🫵🏽🫵🏽🤝🤝🤝🤝🤝
@ogbazionbeidu1657
@ogbazionbeidu1657 6 ай бұрын
ፖለቲካ አይኮነን እቲ ትዛረቦ ዘለኻ ሰላም ጽቡቕ እንድዩ ትግራይ ዝገበርዎ በደል ከመይ ጌርና ንርስዖ
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 6 ай бұрын
🇪🇷👍
@senbetuguesh8885
@senbetuguesh8885 6 ай бұрын
nay bhaki ❤❤
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 6 ай бұрын
ኣንታ ረሳሕ ባርያ አቲ ትግራይ ዝገበርኩሞ ከ ፅቡቅ ድዩ ኮይኑ🖕🇪🇷🖕
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 6 ай бұрын
በዓል ርእሶም ገብረገግስ ኣብ ግዜኦም ኣዝዮም ህቡባት እዮም ኔሮም ። ንፍትሒ ድማ ቅድሚ ሰቦም፡ደልዮማ ። ሓንቲ መዓልቲ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ምስጋና ፕሮግራም ጌሮም ፍቅሮምን ኣድናቖቶምን ክገልጽሉ ንትስፎ ። Tank's for Medhan
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 6 ай бұрын
Baba riesom kemay zfetwo eske like yhabeni ❤
@tesagaikiday5418
@tesagaikiday5418 6 ай бұрын
ስነጢበባዊ ሪኢሶም ገቢርገሪግስ መምህር ስላም ከምዚ ከማካ የቢዘሕልና ንስላም ዚሙሩ ሺሕ ግዜ ስላም ኢዩ ዘዲል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌷🌿🍀
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w 6 ай бұрын
Medhin you are beautiful internally, you are beautiful externally. You are pride of Tigray.keep it up. Stay modest, smart, intelligent, professional. May God bless you mightily. Amen! 25:14
@TeameHaile-iv1rc
@TeameHaile-iv1rc 6 ай бұрын
መድን ሓፍትና ደስ ዝብል ዕላል ምስ ኣያናን ሓውናን ረሶም ገብረገርግስጽብቅ ዕላል ልቦና ዘሎዎ ሙቁር ዋዛታት መድህን ካኣ ቀልዮ የንየልና
@solomongebrehiwot1325
@solomongebrehiwot1325 6 ай бұрын
"ተዛረብቲ ትግርኛ ንኸይንሰማማዕ ዝተሰማማዕና ህዝቢ ኢና" #ከያኒ ርእሶም🙏
@Halamadr146
@Halamadr146 6 ай бұрын
ወልደኣብ ወልደሚካኤል ኢዩ ኢሉ
@naliru6096
@naliru6096 6 ай бұрын
ተጋሩ ትግርኛ ዲኹም ትዛረቡ ኣብ ስደት ነንሕድሕድኩም ብኣምሓርኛ እንዲኹም ትዛረቡ
@ZemadEkud
@ZemadEkud 6 ай бұрын
Eritreawi Gorebet Ethiopiawi . Akhele !
@Haregte
@Haregte 6 ай бұрын
​@@ZemadEkud😂😂😂😂 ኣነ ዝገርመኒ ትግርኛ እናተዛረብኩም ቋንቋኹም ትፀሕኡ ዑዕዕ😤😤😤😤
@Haregte
@Haregte 6 ай бұрын
@@Elli-n2u ኣይይ ርእሲ ተዛርብካ /ኪ ድኪ ሀዚ ታይ ዶ ክንገብሮም ኢና ምስምዕማዕስ 9+ ይሃሉ 20 ታይ እዩ ፀገሙ? ዘለኣለም ኣብ ኩናት ክንነብር ደስ ይብለኪ?
@aronberhane6179
@aronberhane6179 6 ай бұрын
Thanks mdihen he is grest man Rise wish him the best
@habtomabrha5574
@habtomabrha5574 6 ай бұрын
ኣነ ኤርትራዊየ ግን ኣብ ትግራይ ይሃሉ ኣብ ኤርትራ ዝኮነ መድያ ይኩን ውልቀ ሰብ ንጽቡቅ ጽቡቅ ንሕማቅ ሕማቅ ናይ ምባል ሕልናይ ንኩሉ ብማዕረያ ትእዝዘኒ ኮምኡ ተዘይጌርና ካኣ እቲ ነዊሕ እዋን ተሓሪምናዮ ዘለና ብሓባር ምምባር ብሰላም ምባር ኣይክንረክቦን ኢና። ብራከ ሾው ከም ስማ ቀጽልዮ ብዙ ነገር ኒትራል ኮንኪ ተቅርብዮ መደብ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበዮ።
@Horn_of_Afrika
@Horn_of_Afrika 6 ай бұрын
እዛ እሾኽ ምድሪቤትሲ ዘይሻራዊት (neutral) ኢልካያ? ካብቶም ዒሉ ንሓመዱ ዲኻ? 😂
@Elli-n2u
@Elli-n2u 6 ай бұрын
@@Horn_of_Afrika filut
@baqr4383
@baqr4383 6 ай бұрын
Mushmush
@enkomediatigrigna
@enkomediatigrigna 6 ай бұрын
❤❤❤💚💚💚🌹🌹🌹🚀🚀🚀ሓውና ርእሶም ሓደ እንኮ ዘሎ ኮኸብ በዓል ሕልና እዩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ክቡር ኣያና🌹🌹🌹🌹🌹
@Mhkldhjd
@Mhkldhjd 6 ай бұрын
ባባ ርእሶም 😢😢😢 ዕድመ ይሃብካ ኣነ ክፈትወካ ምስሊ ኣቦታት ኣባካ ኢየ ዝርእዮ ሓቀኛ ተባዕ ትሕት ንፉዕ ክእላ ለባም❤❤❤
@brktihagosgaltigray1027
@brktihagosgaltigray1027 6 ай бұрын
የቐንየልና መድህን ሽኮር ሰሚዐ ዘይፀግቦ ኣርቲስት ኣቕሪብክልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንበረልና ኣርቲስት ርእሶም
@logo967
@logo967 6 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ሙሉኡ ሕልና ዘሎዎ ፍጡር ክትሪኢ ከለካ ደስ ዘብል እዩ። ሩኡሶም ብቀጻሊ ኣብ ሚድያ ክትመጽእ እምሕጸነካ።ኣነስ ናተይ ጠበቃ ድዩ ኢለ ገሪምኒ ኣብ ልበይ ዘሎ ኩሉ ኢልዎ ብቀጻሊ ውን ኣብ ብራከ ሾው ሻዕብያን ወያነን ዝመረረ ይምረር ክዕረቁ ኣሎዎም ዝብል ሪኢቶ እጽሕፍ እየ ።እዞም ናይ ክልተ ጫፍ ኣክረርቲ ወያነ ወይ ሻዕቢያ ክጠፍእ ኣሎዎ ዝብሎ ናይ ደም ነጋዶ እዮም ብፍላይ ሚድያን ዩቱበርስን ከነስተውዕለሎም እግባኣና።ቀጺለ ክብሎ ዝደሉ ጻዕዳ ዘረባ ኣነ ኣካያይዳ መንግስቲ ኤርትራ ስለ ዝነቅፍ ካብቶም ኤርትራ ዘይኣቱው እየ ግን ኣንጻር ዝኮነ ኪናት እየ ዓደይ ክኣቱ ኢለ ብደም ሰብ ኣይነግድን እየ ስለዚ ንፍቶ ንጽላእ ወያነን ህግ ምስ ታዓረቁ ህዝቢ መተንፈሲ ክረክብ እዩ ኩሉና ኤርትራዊያን ኻኣ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ተረኪቡ ዘሎ ናይ መናባብሮ ሕሰም ክንሕግዝ ቁሩባት ኢና እንተዳኣ ዕርቂ ተገይሩ ።እዚ ኤርትራዊነት እዩ ጸላኢና ዝብሃል ብሓደሓደ ተጋሩ ግን ደረት ክግበረሉ ኣሊዎ ናብ ኤርትራ ገጹ ብዓመጽ ዝወርር ብዘየገድስ ምስ መንግስትና ዘለና ሪኢቶ ምስ ሰራዊቱ ህዝቢ ኤርትራ ጦጦው ከምዝብል ማንም ትግራዋይ ክፈልጥ ኣሎዎ ብሰላም ትመጺኩም ግን ዕጽፊ ትጽበዩዎ ህዝቢ ክበኩም ልዕሊ ኹሉ ምሳና ምዕራቅ ብካልኦት ኣይትደፈሩን ኢኹም ኤርትራዊያን ንህዝቢ ትግራይ ከንበርክክ ዝመጽእ ኢድና ኣጣሚርና ኣክንርእን ኢና ስለዚ ዝመረረ ይምረር ክንዕርቅ ጥራሕ እዩ ኣማራጺና።
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 6 ай бұрын
Azi Selam Tiblo Zeleka Kulu Seb Zdelyo u.Atom kab wegen at nay Tigray wn Hneom kifedyu zdelu aydelin Ni Selam Nizemr mibal tsbuk aloka.Ata kitiarmela Zeleka GN Bi wegen Eritrea nzmetsekum hayli ab godnukum Alena zbelkaya GN kitgebrs aytikialn eka.Antetigebra nerga slemntay zeytegebre ele Hawsi hto nabaka kigedfo
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 6 ай бұрын
Medhin is you're absolutely clever & wise from daughter Tigray so God bless you Amen 🙏 🙌 The singer is ver intelligent right person and God bless you. AMEN 🙏 🙌
@ኤሪinfo
@ኤሪinfo 6 ай бұрын
ኣምላኽ ጥዑም ክልተ ግዜ ተራኢካ ብሃር ስነ ጥበባዊ ርእሶም እንቋዕ ነዚ ኣብቀዓካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 6 ай бұрын
ከይፈራሕካ ብሰንኪ ወያነ ኣብ ኣይውግእ ኣይሰላም ከምዝሓለፈ ኣንቅሓያ።
UFC 287 : Перейра VS Адесанья 2
6:02
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 486 М.
Sigma girl VS Sigma Error girl 2  #shorts #sigma
0:27
Jin and Hattie
Рет қаралды 124 МЛН
Jun 16/2024 ክትሰምዖ ዝከብድ ግን ትሕበን ንከይትጋገ ፍለጥ
26:42
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 77 М.