ዕላል ምስ ቲቲ:- ''ብዘቕረብክዎ መደብ ንህዝበይ ይቕሬታ !'' (2ይ ክፋል) (ብሰ/ወ. ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 43,449

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

2 жыл бұрын

Пікірлер: 283
@user-il3lj2yb7x
@user-il3lj2yb7x 2 жыл бұрын
እዚ ዘረባስ ናይ በሓቂ ኣብ ልብኻ ይኣቱ።ኣቱም ሰባት ከማይ ሓጥእ የለን እሞ በጃኹምምምምምም ንመለስ ፎእ ንበሎ እዚ ክፋእ ሓጥያት።ካሳሁን መምህርናን ኣቦናን ክብሪ ይሃብካ።
@genet6293
@genet6293 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ደስ ዝብል እዩ ምምላሳ ግን እቲ ቪድዮ ከ ኣውጺኣቶ ድያ ናይ ግድን ክተውጸኦ ኣለዋ
@nfreefqr9657
@nfreefqr9657 2 жыл бұрын
አወ. ኣውጺኣቶ . ደምስሳቶ. ኢያ. ካልኦት. ግአን. ሼር. ኢሎሞ. ጸኒሖም. አንበር. ደምስሳቶ. ኢያ. አቲ. ሸ ር ድተባሕለውን. በቲ. ይቕረታ. ናታ አምላከ ቁዱሳን. ኣቦታትና. ክድምስሶ. እዩ. ኣብታ. ሓንቲ. ቪድዮ. ኣላትኪ. ከምኡ. ዕላ. ምስ. ሓተትኩዋ. መልሳትለይ. Ala ራያ. አዛ. Haftey
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
Genetey haftey selamki ybzah kulu awxieyo eiye qdmi 3 werhi gn buzuhat sebat share eilom alewu slezi eiyu zmexelum zelo pls 💔😢🙈💕🙏⛪
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 жыл бұрын
@@titihailu058 ካብ ይቅረታ ዝዓቢ የለን ቲቲ ሓፍተይ
@genet6293
@genet6293 2 жыл бұрын
@@titihailu058 ኣሰይይ ምቅርተይ ኣምላክ ሓሳብ ልብኪ ይስመረለኪ ቲቲ ሓፍትና ኣይዘኪ
@23short
@23short 2 жыл бұрын
@@nfreefqr9657 ኗነነነነነነነነነነለነነነነለሀነኗኗኗነነነነነሚነቲ
@user-st2vr1tw6h
@user-st2vr1tw6h 2 жыл бұрын
ላአኪ ልቀየረ አምላክ ላአይም ልቦናይ ይክፈተለይ አምላክ🙏🙏🙏ኦ አምላክ ናብ ንሳሃ አብቀዐኒ
@user-st2vr1tw6h
@user-st2vr1tw6h 2 жыл бұрын
@Filey honey ❤❤❤❤🙏
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 жыл бұрын
ኣጆኺ ዝሓብተይ ንመን ኢሉዎ የማርያም ሊጅ ከብጽሓኪ ዩ ጎይታ ምሳኺ ይኹን
@gfftggt6311
@gfftggt6311 2 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ኣነ ከማን ካብ ልቢ ይቅሬታ በቲ ትገብርዮ ነበርኪ ብጣዕሚ እየ ዝፀልአክን ዝፃረፈክን ነይረ እተን ዝተረፋ እውን ከማኪ ኩሉ ተረዲእወን ናብ ልበን ክምለሳ ተስፋ ንገብር
@user-hc9hr8hk4f
@user-hc9hr8hk4f 2 жыл бұрын
እንዃዓ ብሰላም መጻካ መምህረይ 🙏 ቲቲየይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ኣጆኪ ቀጽልሉ 🙏❤
@user-tx4ex6nj5g
@user-tx4ex6nj5g 2 жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ምምህረይ ክፅበ ፀኒሐ ኣለክምዶ ከማይ ዝተፀበኩም😍
@Jamalalam-fm9ni
@Jamalalam-fm9ni 2 жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ምምህረይ ክፅበ ኣለክምዶ ከማይ ዝተፀበኩም
@user-bi4hk9iz1d
@user-bi4hk9iz1d 2 жыл бұрын
እወ ኣሎና ብሃንቀዉታ ክንፅበ ፀንሕና ናይ ባሓቅ መምህሪና የቀንየልና እግዝኣብሄሪ ዓስቡኹም ይኽፈልኹም ቲቲ ሓፍተይ እግዝኣብሄሪ ይመስገን በእዉነት,,,,በእዉነት ብጣዕም እዩ ደስ ዝብል,,, እግዝኣብሄሪ ኣብ እምነትኽ የፅንዕኽ ,,, 🕯🕯🕯
@konjoasmert9167
@konjoasmert9167 2 жыл бұрын
Titi heswit 👎👎👎👎👎👎👹👹👹👹
@user-bi4hk9iz1d
@user-bi4hk9iz1d 2 жыл бұрын
ያኣክን ሓሳዊት ሓሳዊ ምባል ኣትን ሰባት ሰብ ኣብ ሓጥያት ነይሩ ክምለስ ከሎ ምናኣስ ገጋ መንገድ ክኸይ ከሎ ምናኣስ ብስሩ እንታይ እና ንኸዉ ዘለና አረ በጃኽን በጃና ስለዝ ክትማሃሪ እንተ ደልኽን ትማሃራ እንተ ዘይትማሃራ ኾይንኽን ግን ኣይትረብሻና 😔
@user-bi4hk9iz1d
@user-bi4hk9iz1d 2 жыл бұрын
ያኣክል
@zarahiwet1
@zarahiwet1 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ሰባኺ መምህር ወንጌል ካሳሁን ኣምላክ ቅዱሳን ኣዕዚዙ ይባርኽካ ፡ ቲቲ ሓፍትና ድማ ብዙሕ ተባረኺ። ኣብ መንፈሳውነት። ክትዓቢ ብውልቃ ዋላ ሓግዛ መድሃኔኣለም ድማ፡ ከም ናይ ሃዋርያት ሓይልን ክእለትን ይሃብካ፡ ኣጆኻ በርትዕ።
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
Ezi kulu Sala xolotkum eiyu sle zeyesegogkumni ms gegay haqifkum aminumni kab gegay haxibkum axrikumni hji dma msgana ngoyta msgana Nede GOYTA nbetekristiya msgana xadqan hawryat msgana nhzbey weledey yehwatey 💕💕💕💕🙏🙏🙏⛪⛪⛪
@yordamenghis2340
@yordamenghis2340 2 жыл бұрын
@@titihailu058 Nay behaki egziabhier zetmesgene yekun. Abey nerka zeykones abey alika iyu. Betami des zebel iyu. Kab gegaki kemzi ilki menesahki ne kaliot wen abnet iki behaki. Etom kaliot ahwat dema behlufa aytefredewa . Eti kab gegeu zerem nesu eti zehayele seb mekanu neflet nenebsena dema nefetesh. Eske ane kie nexuh deye ilna nezeker.
@tube9434
@tube9434 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክብርቲ ሓፍትና ኣብቲ ንስኪ ዝነበርክዮ ተሕልፍዮ ትምህርቲ ከም መምህር ኮይንኪ ከምዚ ትምለሲ ከለኪ ነቲ ዝከታተለኪ ዝነበረ ኣብ ሕማቅ ከም ዝነበረ ፈሊጡ ብፍጥነት ናብ መንገዲ እግዚኣብሄር ንክቅየር ዓምዲ ኮይንክዮ ኣለኪ። ማለት ሓደ መናፍቀን ካብ ክምለስ ሓደ ፖስተር ክምለስ ዝበለፀ ዓብዪ ነገር እዩ ። ም(ቱ ብዙሕ ሰብ ክምልስ ስለዝክእል እዩ ። እና ብስም እግዚኣብሄር ነመስግነኪ ዝሓፍተይ ንመምህርና ቃለ ህይወት የስምዐና ንበሩልና
@gebrihiwetgebremeskel9568
@gebrihiwetgebremeskel9568 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ናይ በሓቂ እግዚአብሔር በዓኒ ምሕረቱ ይጠምተና ንኩልና ሰናይ ዘበን ይፍጠረልና ስደትና ይሕጽረልና ብሰሪ ስደት ብሰሪ ሓጥያትና እዩ እዚ ኹሉ 🙏👈
@Meksen.wedi22
@Meksen.wedi22 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልቦና ዘለኪ ለባምን መስተወዓሊትን ኢኺ ።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ።ካሳሁን ሓዉና ኣብ ጸሎትካ ዘክረና።ኣሜን።
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አምላክ ናይ ይቅሬታ ልቢ ይሃበና ሓፍትና እንቃዕ ሓጎሰኪ ካብ ጸጋም ናብ መገዲ የማን ብምባልኪ አምላኽ ሓርዩኪ ሓደራኽ እዛ መንገዲ ሓዚያ ከይተላግሲ መምህር ድማ አምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መጻእኩም ስድራ እግዚኣቢሄር ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜንንን 🙏🙏🙏⛪❤️
@kahasehailuabofqri4140
@kahasehailuabofqri4140 2 жыл бұрын
ካሳሁን ሓዉና ናይ በሓቂ ኩሉ ግዜ ዝነኣድን ብሉጹን ዝኾነ መደብ ኢኻ ተቕርበልና እሞ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ፡ ቲቲ ሓብትና ድማ እንቃዕ ናብዚ ሰናይ መንገዲ ኣበለኪ ፈጣሪ ንስኺ እዉን በሓቂ በላሕን መስተዉዓሊ ልብን ከኣ ስለ ዝሃበኪ ኣምላኽ ኢኺ ካብ ጸጋም ናብ የማን ተመሊስኪ ዘለኺ እሞ፡ ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን የሃብኪ ጎይታ
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh Ай бұрын
ብሓቂ ክብርት ሓፍተና እግዚአብሄር አምለክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ በተላይ ክብር መምህርና❤❤❤❤❤
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ደስ ዝብል እዩ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ
@johni7071
@johni7071 2 жыл бұрын
ንፍዕቲ እግዝአብሄር ጸግኡ የብዝሐልኪ
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️
@user-xg1hc9jm9k
@user-xg1hc9jm9k 2 жыл бұрын
ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ካሣሁን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኻ ስለቲ እትህበና ትምህርቲ ከኣ ዕጉብ እየ። ከምኡ ውን ሓፍትና ወዲቅካ ምትንሳእ ከም ዝግባእ ብፍላይ ነቶም ኣብ ምስ ሜዳን ንወጽእ ኣብነት ብምዃን ዝመሃርክና ብልቢ ከመስግነኪ ይፈቱ። welldone keep it up doing like that I'm so glad. እታ ጥሲ ከኣ ማለት ጥበበኛ ሰለሙን ጥበብ ክወሃቦ ከም ዝለመነ ኣብ 1ይነገስ 3:9-12 [፫፣፱-፲፪] ዘሎ ንረክቦ ደጊምኪ ሕዝያ ኢኺ።
@letish3773
@letish3773 2 жыл бұрын
ብሓቂ ንፍዕቲ ዛሓፍተይ ያ በተለይ ደቂ ኣንስትዮ እግዚአብሔር ልቦናና ይክፈተልና ጥበቡ ያዓድለና
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 2 жыл бұрын
ሓብተይ ማዓረይ ከምዚ ናትኪ ይቅረ ትብል ልሳን ይዓድለና ፈጣሪ ኣሜን። እሞ ዝሓብተይ ፈጣሪ ናብ ቃል- ኪዳንኪ ይመልዝኪ ዝያዳይ ኣሜን
@geromogerhi8387
@geromogerhi8387 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ነገር ኣቅሽቲ ከስተምህሩ ከለዉ ገለ ይዓስለኒ ይዓጽዎም ። ካሳሁን ከስተምህር ከሎ ግን ብጽሞና ኢየ ዝከታተሎ ካብ ምንታይ ኮን ይከውን ከምዚ ከማይ ከ ትህሉዉ ዶ ከ
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 2 жыл бұрын
Btami u des zbl kes elu blbona kab smeit wexyu sle dzareb kulu seb u dfetwo
@yowhanameharena2374
@yowhanameharena2374 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸግኡ የበዝሓልኩም
@fyoriesak259
@fyoriesak259 2 жыл бұрын
Nay behaki kale hiwet yesmalna Titi haftey egzabiher Amlak lbi ldya zkefete lbna ykfetelna Amen Amen Amen 🥰🙏🥰🙏🥰🙏🥰
@Solomonchannel18
@Solomonchannel18 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝቢል ዝሓፍተይ ጌጋኪ ተረዲኪ እቅረታ ምሕታትኪ እተን ዘተኪየን ደምስየን ዝሓፍተይ። ተተካኢሉ ውን ኣታውሀን ንጽጉማት ሃቢ እቅረታ ግን ደፊረ ከይከውን
@ZewenjelTinsea-wg3qf
@ZewenjelTinsea-wg3qf 5 ай бұрын
Aseyyy enkae amlak meleseku habtey natey hawina kal huwet yesmaeluna
@danielkifle7173
@danielkifle7173 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓውና ካሳሁን ከምኡ ውን ክብርቲ ሓፍትና ቲቲ። ናይ በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም። ብፍላይ ናይ ቲቲ ዘረባን ትብዓትን ክሰምዕ ከለኹስ ናይ ቅዱስ ጴጥሮስ ንስሓ ከዘኻኽረኒ ጸኒሑ፥ ንሓዋርያ ጴጥሮስን ይሁዳን ዝፈላልዮም ቀንዲ ነጥቢ፥ ጌጋኻ ኣሚንካ ምትንሳእን ንጌጋኻ ኣሚንካ ብጌጋ ክትእርሞ ምፍታንን ኢዩ። ስለዚ በዚ ሎሚ ግዜ ሰብ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ምስ ተጋገየ ጌግኡ ኣሚኑ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ መጺኡ ጌጋኡ ዝእርም ዳርጋ የለን እንተበልኩስ ምግናን ኣይኮነን። ሓፍትና ቲቲ ብጣዕሚ ጠቓምን ዝነኣድን ይቕሬታን ምኽርን ምሃብኪ ኣምላክ ልብኺ ከፊቱልኪ። ጻድቕ ሸውዓተ ግዜ ይወድቕ እሞ ይትንስእ፥ ረሲኣን ግና ናብ መከር ይጸድፉ ምሳሌ 24፥16። እቲ ተምጽእዮ ዝነበርኪ ሓሳባት፥ ነቲ መን የርድእ ዝቐበረ፥ መን ይምከር ዝሰሓተ፥ ዝብል ምስላ ብተግባር እዩ ዝገልጾ፥ ማለት ነቲ ወዲቑ ዘሎ ሰብ ብከመይ ከተተንስኦ ከም ዘለካ ኣእማንን ኣዕጋብን ቃላት ኢኺ ትዛረቢ ዘለኺ፥ ንዝወደቐ ተልዕሎ እምበር ኣይትረግጾን፥ ወይ ንረገጽቲ ኣሕሊፍካ ኣይትህቦን። ሎሚ እምበኣር ከማኺ ዝበሉ ተባዓትን ብትሕትና ዝተመልአ ኣቀራርባን ዝውንኑ ሰባት እዮም ዘድልዩና። ነቲ ሓሲብክዮ ዘለኺ ሰናይ ሓሳብ ከኣ ኣብ ምፍጻሙ ኣምላኽ ይሓግዝኪ።
@ZewenjelTinsea-wg3qf
@ZewenjelTinsea-wg3qf 5 ай бұрын
Kal hiwet yesmaeluna
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 2 жыл бұрын
ኣሰይይይ ጸግኡ የብዝሐልኪ ኩሉ ከማኪ ናብ ልቡ ይምለሶ
@romanamohammed1685
@romanamohammed1685 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@tesfalemberhe2383
@tesfalemberhe2383 2 жыл бұрын
እቅረታ ዝተረግመ ንፋስ ይውሰደልኪ ሓፍተይ ኩሉ ግዜ ናብ የማን ይምራሕኪ እዚ ግን ፍቃዱ ደኣ ይኩን ሓውናን መምህርናን ካሳሁን ውን በረከቱ የብዝሓልካ ገለ ሰብ ብምንታይ ይምለሱ ዝፍለጥ ኣይኮነን ብከምዚ ከማይ ኣዝዩ ሓጥያተኛ ውን ክከውን ስለዝክእል ኩሉ ክብርትዕ ንዓኩም ኣይክልኣና ጽቡቃት
@biniamhaile1301
@biniamhaile1301 2 жыл бұрын
ሰላም ኹቡራት ይሕዋት ሓፍትና ዝበልክዮ ጽቡቅ አዩ ኻብ ጌጋኪ ምምላስኪ ደስ ዝብል አዩ ሕጂ ብገለ ደቀንትዮ ዝስማዕ ዘሎ ኣጸያፊ ዘረባ ኣሎ ኣብ ከምዚ ዝነጥፋ ናብ ንቡር ክምለሳ ብውሽቲ መስመር አንዳ ረከብኪ ክትሕግዝየን ተስፍ ይገብር ብዝተረፈ መጻአኺ ሰሰናዩ ይምነየልኪ አምላኽ ምስ ኩሉና ይኹን መምህር ኸኣ ብትገብሮ ኹሉ ህዝብና ናብ ንቡር ንምምላስ ጻዕሪ ኽብረት የሃበልና
@elsayosief6885
@elsayosief6885 2 жыл бұрын
Btami des zbl zena tebareku
@merhawigirmay8255
@merhawigirmay8255 2 жыл бұрын
Hnika bselam me mexakia kubur hawey .
@tigistiberhanemeskel9495
@tigistiberhanemeskel9495 2 жыл бұрын
Btaemi des zebl kab kulu brdit mmlasa Egziabher Amlak ekae Ayni lbonaki kefetelki nay bhaki Mulue ygberelki edmen tenan ygberelki
@user-jw2gy9bl3t
@user-jw2gy9bl3t 2 жыл бұрын
ናዓኪ ዝመለሰ ኣምላክ ላኣሕናለ ይመልሰና ልባናና የብረሀልና አሜን
@gtgrowtogether8096
@gtgrowtogether8096 2 жыл бұрын
Btaemi des zebl eyu divora haftna enkua bselam temeleski. Ajoki kexlyo egziabhier amlak nkulna ykre ybelena. Memhr kasahun hawna ke kabzi nlaeli ktayi egziabhier amlak nay agelgulot edmieka ybalrkelka🙏🙏🙏✝️
@user-jo9ix6gi4b
@user-jo9ix6gi4b 2 жыл бұрын
ከምቲ ልቦናኪ ዝከፈተልኪ እግዛአብሔር ኣምላክ ናዓና ውን መስተዋዓሊ ልቦና ይዓድለና💔😢
@thth7542
@thth7542 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ ቲቲየይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማዕዳን ምክርን እዩ ማማየ ከሙኡ ውን መምህረይ 🤲
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ከሙኡ ዉን ቲቲ ሓፍትና የቀንየልና ክቡራተይ
@tg6336
@tg6336 2 жыл бұрын
እንካዕ ብዳሓን መጸኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹኹ✝️✝️✝️✅
@Gerie1998
@Gerie1998 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም መምህረይ ቲቲ ሓፍትና ኻኣ ኣምላኽ እንኩዓዕ ናብ ልብኺ መለሰኪ ኣጆኺ ዝሓፍተይ ለባም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጋላልጻን መልእኽትን ልቦናን ኣማሓላሊፍኪ ።
@amlesettekulu4490
@amlesettekulu4490 2 жыл бұрын
Kalehwet yesmalna mharn gesaxi zkone tmhrti eu araya hzbi mkan kelil aykonen egzabiher edmen tenan yhabukum yehwatey kexlwo kndey ztegageye hzbi tmelsu alekum
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Жыл бұрын
አሜን{፫} እግዚአብሔር መስተዋዕሊ ልቦና ይዓድለና 🕊🙏
@yosiefhailemelekot9442
@yosiefhailemelekot9442 2 жыл бұрын
መምህር ካሳሁን ሓውና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ ብሓቂ ተባዕ ሓቀኛ ዘይጸዓት ጓሳ።
@mossilove1601
@mossilove1601 2 жыл бұрын
Wawww bitami des zbil titi haftna yikre ykunki yekenilna xubuq zereba
@amanuelteklu6884
@amanuelteklu6884 2 жыл бұрын
ሰላም ንዓኻ ክብር kesahun ሐወይ ኣምላኽ ጸግኡ ybzahalka ber ktbel thagos hafna titi ka amlak tsegu yebzhalki klu ktmhryo atdelyi bmenfesawi tmherti antekena ka temeraxi ayu amlak nkluna hzbi alem admen tanann yhabena kbrti namlaknenn mehaneinann eyesus krstos 🙏❤🙏❤🙏❤
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 жыл бұрын
እንካዓ ብሰላም መፃእኩም ክቡር መምህርና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ናይ ኣገልግሎት ዘበኖም ይባርክ 🤲🤲🤲🤲🙏🙏 ክብርቲ ሓፍትና ውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ መንገዱ ስለ ዝመረሐኪ ዝተመስገነ ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንኩላትና ኣምላክ ናብ ንስሃ ሞት የብቀዐና 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️👏👏👏
@AbrahamMehari55
@AbrahamMehari55 2 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍቲ! ከማኺ ናብ ጥዑይ ኣእምሮ ይመለሳ/ሱ፡ እተን ተሪፈን/ተሪፎም ብርኽሰት ዝዕንዳራ/ዝዕንድሩ ዘለዋ/ዉ ኣሕዋት፡ ኣብ መወዳእታ ክብለኪ ዝደሊ፡ ክብርቲ ሓፍቲ፡ ብሓቂ እንተ ተመሊስኪ፡ እቲ ኣጸያፊ ናይ ርኽሰት ቪድዮ ዩቱብ(Video KZbin) ደምስሲዮ። እዚ ንስርእስኺ'ዩ። ብሓቂ ፍርሓት እ/ሄር እንተ ሃልዩኪ!፧ Not for us, that is for u! Thanks and GBU!!
@mikiteklom80
@mikiteklom80 Жыл бұрын
Amen qal hiwet yesmealna egzabiher entay yisano betame deszbele enko beselam nab lbeki temelski netom tedefina zelena lebna dema kezabiher yianti lidya lbi ladya zekefete tekfetelna xegeu yebezhe
@user-mh5iv2rj2g
@user-mh5iv2rj2g 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏♥️መሰተዉዓል ልባና ይዒዲለና እግዚአብሔር አምላክ 💔🙏ዝሓፍተይ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏
@user-ox5kj7qr6e
@user-ox5kj7qr6e 2 жыл бұрын
መጀመርያ ክብርን ምስጋናን ልሉዑል ፈጣሪና ይኩን 👏👏👏ካብኡ ከኣ ነመምህረይ ሓፍትና ቲቲ ከኣ ናብየማን ዝመለሳ ፈጣሪ የመስገን ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ እግዛኣብሔር ሙሉእ የርእየና ኣሜን👏👏👏
@gsas4971
@gsas4971 9 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል እግዚአብሔር ይመስገን ይቅር ለእግዚአብሔር ይመስገን👏👏👏🙏🙏🙏
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ ልብና የለስልሶ ዓይንና የብርሀልና አምላኬ እግዚኦ ምሐረና አቦየ ተባረኹ ጽቡቅ ጽኒሒት ኔርና 🙏😇
@tewaasmerawi7909
@tewaasmerawi7909 2 жыл бұрын
ጽቡቕዩ ጽቡቕ ውሳነ ዩ ግን ሙሉእ ክኾነልኪ እቲ ጸጉርኺ ናብ ንቡሩ ምለስዮ ጸሊም ግበርዮ
@optimist9813
@optimist9813 2 жыл бұрын
Yekenyelna kasahun hawna and titi haftna egziabher amlak xegakum y3bzehayom
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 жыл бұрын
ብሓቂ ሰናይ ነገር ኣምላክ ንኩልና ናብ የማን ይምርሓና ፈጣሪ
@miniatesfa2317
@miniatesfa2317 2 жыл бұрын
ቲቲ አዘራረባኪ ብጣዕሚ በዓል አደይ ተራኤናኒ ንፍዕቲ ብጣዕሚ አድኒቀኪ
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 2 жыл бұрын
ኣሜንንን ሓፍቲና፡ኣብዛ ምድሪ ኩሉ ይወዲቕ እዩ፣ናብ ክርሥቶስ ዘይምምላስ እዩ እዩ ውድቐት፣ወዲቕካ ዘይምትንሳእ እዩ እዩ ውዲቐት ዝባሃል።እንቋዕ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ልብኺ ከፈተልኪ፣ንዓና ውን ካብዚ ዘለናዮ ውድቐት ልብና ከፊቱ ይምለሰና ፈጣሪና።
@hiwetgebreyesus9809
@hiwetgebreyesus9809 2 жыл бұрын
ብመጀመርያ እቲልዑል እግዝአብሄር አምላኽ ዝተመስገነ ይኹን ነዚ አዝዩ ደስ ዘብል ቁዱስ ነገር ክንሰምዕ ዝፈቀደ። ቀጺለ መምህር ካሳሁን ሐወይ እግዝአብሄር ዘመነ አገልግሎትካ ይባረኽ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እግዝአብሄር ጸጋኻ መመሊሱ የብዝሐዮ ንዓና ክሕሸና ኩሉዃ እንተዘይ ፈጸምናስ ገለ ካብቲ ህልም ዝበለ ጥፍአት ንክንድሕን ትቃለስ አለኻ ዕድመን ጥዕናን በረኸት እግዝአብሄርን ምሳኻ ይኹን። ቀጺለ ናብ ቲቲ ሐፍተይ ክምለስ እቲ ኩሉ ዝከአሎ ሰናይ ነገር ጌሩልና እዩ እሞ ሐቢርና ነመስግኖ። ከምዚከማኺ ዝመሰላ/ሉ ብሉጻት ሰባት የብዝሐልና እግዝአብሄር ። ጌጋኺ INNOCENT MISTAKE እዩ ኔሩ በዚ ዝሰማዕኩኺ ለባምን ወረጃን ስለ ዝኮንኪ ከአ ማዕዳን ነቀፌታንሐበሬታን ናይህዝብኺ ተቀቢልኪ እግዝአብሄር ሐይሊ ሂቡኪ ብጣዕሚ ደስ አቢልክኒ እግዝአብሔር በረኸቱ የብዝሐልኪ ። አነ እዃ እታ ነይ ቀደም ቲቲ አይፈልጣን እየ ብጣዕሚ ከአ ይሕጎስ ብዘይ ምፍላጣ። ዕድመ ንፍኖተ አቦው ሕጂ አብ ጽቡቅ ተላሊና አለና።
@user-zg4sx8ve1y
@user-zg4sx8ve1y 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ልሓፍትና ለ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና
@febusemere5020
@febusemere5020 2 жыл бұрын
Btami des zeblyu mehrna menhr kasahun edmen tienan yhabelna
@user-vg6lo8nn2y
@user-vg6lo8nn2y 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ ክብርቲ ሓፍትና ድማ ቡዙሕ ተማሂርና ኣለና ካብ ጌጋካ ምእራም ፅቡቅ እዩ
@ghenetzerihunweldeghebriel7293
@ghenetzerihunweldeghebriel7293 9 ай бұрын
ጸጉርኪ አሰተካኪሊ ናብ ንሰሄ ፈጣሪ እንተተመሊሲኪ
@elaela3377
@elaela3377 2 жыл бұрын
ሓውና ካሳሁን ህዝብና ካብ ጌግ መገዲ ንምውጻእ ብትገብሮ ዘለኻ ብጣዕሚ ነመስግነካ አምላኽ ይባርኽካ ፡ሐፍትና ኸአ ይቕረ ይኹንኪ ,ብዙሐት ፍልጠት ዘለዎም ኣብዚ ሚድያ ስለ ዘለው ፡ንስኺ ግን ደቕኺ ካብዚ ሚድያ ተአሊኺ ብስነስርዓት እንተዕቢኺ ነዚ ሕብረተሰብና ዓቢ ሐገዝ እዩ
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 2 жыл бұрын
Egziabher amlak yimesgen, ni kuluna ayne libonana yikfetelna, Amen.
@marcilion9562
@marcilion9562 2 жыл бұрын
ከማኺ ገይረ ኣብ ዓለም ተጽላኣኒን ተፈንፍነኒ ሰብ ኣይነበረትን፡ ንዓይ ዉን ኣይትሓዝለይ ዝኸበርኪ ሓፍተይ። ኣነ ብ 2016 ብዶክትረይት እየ ተመሪቀ ይኹን እምበር ብኸምዚ ትብልዮ ነገራት ብፍጹም እዩ ዘየለ ኣብ ዓለም፡ ኮታስ ኩሉ ይትረፈልና'ሞ ግን ክብርቲ ሓፍተይ ካብ ተጣዕስክስ እቲ ቪድዮ'ስ ደምስስዮ ኢኺ በሊ። ፈጣሪ ኣቦይ እንቛዕ ናብ ልብኺ መለሰኪ። ይቅረ ዝብል ፈጣሪ እዩ፡ ንፈጣሪኺ ድኣ ኣይትሓዘለይ በልዮ እምበር ንሕና'ስ ርኢናልኪ እኳ ኣይንፈልጥ።
@mestlalfessahaye1169
@mestlalfessahaye1169 2 жыл бұрын
ይቅረ ይኩንኪ ዝሐፍተይ ,ይቅረ ንክትብሉ ጽሐይ አይእረብኩም, ንአኪ ድማ አምላክ ይባርኪ ,ንኩልና ዝተረፉ ጌዘይና ናይ እቅረይታ ጌዜ ያሃበና ፈጣሪ
@selamawitzerisenay8881
@selamawitzerisenay8881 2 жыл бұрын
Mekeret haftey ezi nayedetatna akedadna kea abti resi xbkti mukanki melisu axebikuki kexlyo ezi bahlna eko mewedadrti yeblun slezeyntkemelu ena ember❤️❤️
@Lewhat6456
@Lewhat6456 2 жыл бұрын
Memhrey amlak ybarka sle eti kulu senay gbrka betaemi eye bzuh kabaka temahire Edmen tenan yhabka fetari
@saramicheale1857
@saramicheale1857 2 жыл бұрын
Asdeseyyyy. Aseyyyyy Zahhafteey muee ygberelki walakulu zeyterf amlaki. Yhshhhekii
@tsegatesfahanes7325
@tsegatesfahanes7325 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ካሳሁን ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ ንሓፈትና ከኣ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ እግዚኣብሄር ይሃግዝኪ ። ግን ይቅረታ ድኣ እንበር እቲ ዝዘሪጋ ሕክዩ ቢድዩ ተትድምስስዩ ኣቀድምኪ ጽብቅ እዩ 🙏
@avensereke4938
@avensereke4938 2 жыл бұрын
ሰላም ወሰናይ ነዓኻ ይኹን ሰ/ወ ካሳሁን ወንድሜ ኣምላኽ ይባርኽካ ፡ ብምቅጻል ን ቲቲ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ክብሪ እዚ ዘብጸሓኪ ። ኣጆኺ ብዙሕ ሰናይ ይምነየልኪ ሓውኺ
@tesfitmihreteab3550
@tesfitmihreteab3550 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ደስ፡ዝብል፡አዩ ለባም፡ሰበይቲስ ናብ፡መንግስቲ ሰማይ ተአቱ
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ካሳሁን መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ
@elyastekleab5906
@elyastekleab5906 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሓፋተይ እንቃዕ ናብ ልብኪ ተመለስኪ መምህርና ከኣ ጸጉ የብዝሓልኩም ኣምላክ ኣብ እምነትና የጽናዓና የሕዋተይ 🙏 ናይ ፍቅሪ ኣምላክ እዩ ዘለና እሞ ተመስገን 💒💒💒💒💒🙏🙏💒💒❤❤❤❤🙏🥰🥰
@user-dl5jy6xu9v
@user-dl5jy6xu9v 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ክብርተይ ናትኪ ልቢ ከም ዝኸፈተልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንዓይ ሓጥያተኛ እዉን ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልበይ ይክፈተለይ😭🤲
@berhaneweldegabr3466
@berhaneweldegabr3466 2 жыл бұрын
Wooo egziabheir amlak xegueu yebzahalki neten zterefa kea kemaki xegue yhaben tedemsiskiyo kea zbelexe
@tesfamariam2155
@tesfamariam2155 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኩም ቃል ሕይወት የስመዓልና ኢዛ ጋል ብጣዕም ንፍዕት
@user-jd8en4nz2c
@user-jd8en4nz2c 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይቅረ ልብል ልቢይዓድለና
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ድስ ዝበል ክብርተይ ጎብዚ መመህረይ ቃል ህይወት የሰመዐልና::✝️
@mekonenbeyin7972
@mekonenbeyin7972 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ቲቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና የብርሃና ነቶም ዝተረፍና
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣገላልጻ እዩ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🏼🙏🏼🙏🏼 ኣብየት ዓቅሊ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ካሳሁን ብሓቂ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼 ንፍዕቲ ብስልቲ እኪ ብሓቂ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኪ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@merhawitteweldemedhin9077
@merhawitteweldemedhin9077 2 жыл бұрын
Kaleit hweti yesmaln tit haftey
@user-zl6iu3fd8x
@user-zl6iu3fd8x 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡራተይ ሓፍትና ቲቲ ብጣዕም እና እንፈትወኪ ምቅርተይ እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልኪ የኔ ማርርርር 💚💚💛💛💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@selamtesfay3895
@selamtesfay3895 2 жыл бұрын
Amen amen amen kale hewit yesmalna
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ብሓቂ ፅቡቅ ደሰ ዝብል መደብ እዩ መምህረይ so ነሰተውዕል ደቂ አንሰትዬ የሕዋተይ ብፍላይ አብ ሰደት ዘለና ትሕት ንበል ነዴታትና ንምሰል
@yorsaliemyosief9943
@yorsaliemyosief9943 2 жыл бұрын
Btaemi lebam zeraba yu, tsbuq melekiti eiki ahlifki eza haftey shkor. Egziabhier tsegueu yebzhalki 🙏😍
@user-gy2uk5vn1u
@user-gy2uk5vn1u 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቅ በተለይ በተለይ ድቅ ኣንአስትዮ ንማሃሮ ዝግባኣናዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ከምት ናትኪ ልቦና ዝኸፈተ ልቦናና ይኺፈተልና 🙏🙏🙏🕊💚💜
@abdorageh9032
@abdorageh9032 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ ተማሂረ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣሕዋተይ ኣሜን. ይቅርታ ግን ሓፍተይ ናተይ ኣስተካኪልኪ ተረድእኒ እንታይ ድየ ክብል እቲ ሕሉፍ ውጉዝ ትምህርትተትኪ ካብቲ ኣካውንትኪ እንተተጥፍእዮ ፅቡቅ ይመስለኒ ንምንታይ እሲ ዘይሰማዕናዮ ዝነበርና ኢና ንሰምዖ ዘለና እንተዘይ ኣጥፊእክዮ መፃኢ ወለዶ እውን ዘዳምፆ ይመስለኒ ንምንታይ ተዳምፅዮ ከይትብልኒ እቲ ናይ ሐጂ ሰናይ ትምህርትኪ ንክካፈል መዝጊበ ኣትየ እሲ ኩሉ እቲ ሕሉፍ ትምህርትኪ እዩ ብላዕሊ ፀኒሕኒ ኣበሃህላይ እንተተጋግየ ይቅርታ ክትገብርለይ ተስፋ ኣለኒ ክብርቲ ሓፍተይ
@yonasfkadu8666
@yonasfkadu8666 2 жыл бұрын
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ቃለ ሂወት የስመኣና
@user-kf1wx4jk7l
@user-kf1wx4jk7l 2 жыл бұрын
እሜን አሜን አሜን ጥበብ ይዓድለና ኽቡሩት ሓፍተይ
@misganagebreyesus7438
@misganagebreyesus7438 2 жыл бұрын
Welcome back kassahun hawey nay bhaki des zebl tmrti egzabiher xegu yebzhalna amen amen 🙏
@habeshaeri25
@habeshaeri25 2 жыл бұрын
ብሃቂ ቃል ሂወት የስማልና መምህር
@user-ol9ei9ce5w
@user-ol9ei9ce5w 2 жыл бұрын
ኣዛራርባኪ ባጣዕሚ ካድር ኣንበሳ ሽሻይኪ ይብዛሕ
@user-rm3gc2oy5u
@user-rm3gc2oy5u 2 жыл бұрын
እንካዕ ጥራሕ ተመለሰኪ
@hffgtt9869
@hffgtt9869 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕና ደስ ዝብል
@zekaryasshishay8288
@zekaryasshishay8288 2 жыл бұрын
ኣሚን እግዝኣቢሂር ንኩልና ካልሂወት የስምኣልና ኣምላክ ንኩልና ይክረይበለልና ትበቡ ምስትውኣል ይኣድለን።
@milimili6518
@milimili6518 2 жыл бұрын
ይቅርታ መጅመርያ ደሰ እልኒ ኹሎ አሰይይ ፅሎተይ ገዲፈ እየ ዝዳመፀኩም ዝልኩ እሞ ናይ መምሀረ ካሳሁን ሰሊኪ መድለኩ ቡዝሐ ከማሃሮ ዝድሊ ነገር ሰለ ዝለኒ ግን ይቅርታ ከም ድፈርት ከይትሓሰባ ቲቲ ድማ ቀፀለሎ ዓለመየ
@user-ix2zw6zc4p
@user-ix2zw6zc4p 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ጓል ዓበይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤🙏
@user-vb7sh9dj7f
@user-vb7sh9dj7f 2 жыл бұрын
Btami des zbel eu Egziabher ybarkum memhrey 🙏
@user-ff8ow4tq1p
@user-ff8ow4tq1p 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሕኩም ብሓቂ ጌጋካ አሚና ብልብና ናብ ንእግዚአብሔር ክንምለስ እግዚኣብሔር ይርደእና
@AaAa-hs2ft
@AaAa-hs2ft 2 жыл бұрын
ኩቡረ መምህርና አንኮዓ ብሰላም መፃኡኩም
@heliberihelu6744
@heliberihelu6744 2 жыл бұрын
Amlak ybarkki🙏🏼 memhr kea edmen tinan yhabka 🙏🏼
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 14 МЛН
Tom & Jerry !! 😂😂
00:59
Tibo InShape
Рет қаралды 41 МЛН
🌊Насколько Глубокий Океан ? #shorts
00:42
መልእኽቲ ናብ ክብርቲ ሓፍትና ዮርዳኖስ ( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ )
24:02
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 14 МЛН