ዝላባዕ ዘሎ ሕማም ፖዲዶ ህበይ (Mpox) ሕጂ ኸ ዕጽዋ ክህሉ ድዩ?

  Рет қаралды 11,752

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

Пікірлер: 43
@SenedAbraha
@SenedAbraha 2 ай бұрын
ኣምላክ ጥራይ ንሓዝ ዓለም ትላባዕ ተንቀጥ ቅጥ ኣይ ግድሰናን እዩ🙏🙏🙏
@debesayredae
@debesayredae 2 ай бұрын
ሓቤርታ ሓይሊ አዩ ስለቲ ሓቤርታ ዝሃብካና ቴንኪዉ ኣኪለ ሓዉና ሓይሊ እግዛብሄር ምስ ኩላትና አኩን ይኩን
@ZerabrukGoje
@ZerabrukGoje 2 ай бұрын
እቲ ንጽቡቕ ነገር ዝሓስብ ሎሚ ጥራሽ ኡአለን ግን ንመን ኣለዎ እዝጊ ኣለዎ ይብሃል ኣምላክ ኢዩ መድሕና እምበር ሎሚ ዋላ ምአድሃኒት ከኒና ኢሎም ህበሙካ ምእመኒ የብሉን። እንተ ሓወይ ናተይ ግን ብጣዕሚ ንህዝብና ክነቅሕ ወይ ክረብሕ ወይ ድማ ብሻቕሎት ኣብ ሓደጋ ከይወድቕ ትገብሮ ዘልካ ኣምላክ ምስጢሩ ይግለጸልካ ቀሊል ነገር ኣይኮን። መጽሓፍ ቅድሱ ውን ንእግዚኣብሄር ብብኽእለትኩም ኣመስግንዎ ይብለና። ናይ በሓቂ ንስኻ ድማ እዚ ኣብ መንበር ኮፍ ኢልካ ትዛረቦ ዘለካ ሓላፍነት ናይ ህዝቢ ኣለካ። በቲ ዝከኣለካ መብርሂ ክትህቦን። ስለዝ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ኩል ግዜ ህዝብና ገርሂ ኣማኒ ንኹሉ ኢዩ። ምክናያቱ ክፋእ ስለዘይፈልጥ እሞ ኣጆካ መደብካ ኣዝዩ ማሃሪ ንነብስኻን ዕብየትካን ዝጠቅምቢኻ እተቕርብ ኩል ግዜ የቀንየልይ ሓውኻ ተኸታታላይ መደብካ።
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 2 ай бұрын
Oh lord Jesus protect the nations by your blood the devel is so evil pyer is the key God bless you brother thanks for the information God is in control 🙏
@efyabrha9839
@efyabrha9839 2 ай бұрын
ኣኽሊሉ ጅግና እኑቃዕ ድሓን መጻኣካ ኩሉ ቪድዮኻ ይከታተሎ ኢየ ሕጂ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደበድ ተቅርብ ኣለኻ ስለዚ ኣጆኻ ቅጽሎ ከምዚ ገርካ ን ህዝብና ኣንቃሓዮ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ ከምዚ ዓነት መደባት ከተቅርብ ኢዩ ዘዘብቀልካ ጽቡቅ ኣትሓሳስባ ኣለኻ ከም፡መብዛሕቲና ኤርትራውያን ብፖሎትካ ዝረስሕ ቅተሎም ሕሮዶም፡ዝብል ርዲኢት የብልካ ኩሉ ትብሎ ኣብ ትምገትን ልቦናን ዝተመርኮሰ ኢዩ ሞ ቀጽሎ እታ ሓንቲ ጌጋኻ በዚ ተደሚሲሳ ኣላ ሰናይ ናይ ስራሕ ግዜ ይምነየልካ ❤❤❤❤
@FreweiniTesfay-c3c
@FreweiniTesfay-c3c 2 ай бұрын
Egzeabihier mhret yewrdlna
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 2 ай бұрын
ኣምላኽ ንዉጹዕ ህዝብና ይሓሉ
@dengley21
@dengley21 2 ай бұрын
ምሕረቱ የውርደልና
@HxJf-tn5rq
@HxJf-tn5rq 2 ай бұрын
Bes, God bless us 🙏..Amen nbel
@HagosElyas
@HagosElyas 2 ай бұрын
Ezi kielatat nay hikmna eyom kigelxiwo zelewom seb moya tina zkonu
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ንሶም ሲ መን ብቁዓት ጌርዎም ናይ ኮቪድ ክታበት ውሰዱ ኢሎም ወሲድና ሕጂ ከኣ ባዕሎም ዝተኸተብኩም ጠፋእኹም ይብሉ ኣለው። ስለዚ ንኹሉ ስማዕ ሰብ ሞያ ነቶም ጸዓዱ ሰሚዖም ተርጊሞም ኢዬም ዘምጹክና እምበር ባዕላዊ መርመራ ጌሮም ኣይኮኑን ዘምጹኡክና ዘለው።
@Almaze-z8l
@Almaze-z8l 2 ай бұрын
Tanks u amlak mhret yewrd
@habugngus4014
@habugngus4014 2 ай бұрын
Jesus is on the way lets be deadly ready!
@Wedihagereseb-q3h
@Wedihagereseb-q3h 2 ай бұрын
Akililu hawena yeqnlna seti zahbklna habrta fetri nezi hemam zebil medhnit yesdedlna
@simonbrhane2231
@simonbrhane2231 2 ай бұрын
Xbuk zeytesemealu Giza do yekewen alo haqey ezi ewan 😢
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 2 ай бұрын
Haqika eka,
@Wedihagereseb-q3h
@Wedihagereseb-q3h 2 ай бұрын
Ftri yahgiz ember ezis kabied eu ewanu
@ahftes2883
@ahftes2883 2 ай бұрын
Anss newh geria tum kab zey semie
@ZerayZeray-eo8fq
@ZerayZeray-eo8fq 2 ай бұрын
Thanks bro
@GhennetKhifleiesus
@GhennetKhifleiesus 2 ай бұрын
❤❤ Z ❤❤❤❤ 13:40
@ghideymehariberhe760
@ghideymehariberhe760 2 ай бұрын
Amen kbur hawna
@Beteklemichael
@Beteklemichael 2 ай бұрын
ጠመትኩ፡ እንሆ ድማ፡ ፍሕሻው ፈረስ ነበረ። እቲ ኣብ ልዕሊኡ እተቐመጠ ስም ድማ ሞት ነበረ። እቲ መቓብር * ድማ ብቐረባ ይስዕቦ ነበረ። ሞትን መቓብርን ድማ ብነዊሕ ሰይፊ፡ ብሕጽረት መግቢ፡ "ብቐተልቲ መዓትን ኣራዊት ምድርን ክቐትሉ ኣብ ልዕሊ ርብዒ ምድሪ ስልጣን ተዋህቦም።" ዮሃ ራዕይ 6፥8
@samiberie
@samiberie 2 ай бұрын
Thank you very much bro.
@SenedAbraha
@SenedAbraha 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@AfrahMohammed-cq1om
@AfrahMohammed-cq1om 2 ай бұрын
Azu teqami medeb ❤
@WegihuMesel
@WegihuMesel 2 ай бұрын
Hbeyn mxuxlayn gud Rekibom ztabekelom zeyblom
@samuelweldemariam5737
@samuelweldemariam5737 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏 tank you
@Natuya.yemane9295
@Natuya.yemane9295 2 ай бұрын
Ezi kem zimexie ab mewedaeta 2024 qidimi amet zitezarebu sebat nerom exiwa wune kigebru eyo megbitat wune hixiret kihulu eyu vaccines wusedu elom kab covid nilaeli sebat kehiluqu eyom ybilu so negerat gin hiji darga nexere ykedu alewu bzikone nab amlakina mixigae eyu zewaxela what's so ever no vaccines nibel ab mejemeria zitegagenayo hiji wune aynidgemo stay blessed 🙏❤
@adhanettekeste2267
@adhanettekeste2267 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 ай бұрын
ክቡር ሓወይ እዋናዊ ጉዳይ ቅልጥፍ ኢልኩም ብቋንቋና መግለጺ ምሃብ ጽቡቅ እዩ። ኣብዚ ኤውሮፓ ኪኢላታት..ዕጽዋ ኣይክህሉን እዩ..ቀደም ዝነበረ ሕማም እዩ ተመሊሱ ዘሎ..ብጾታዊ ርክብን ብጥቡቅ ምቅርራብን ብኣንሳላን ሽጎማኖን ይኩን ንበልዓሉ ንሰትየሉ ውን ክሓልፍ ይክእል እዩ ይብሉ ኣለዉ። ተወሳኪ ዝብለካ ድማ..ኩሎም በዚ ሕማም መግለጺ ዝህቡ ዘለዉ ሎጎ ናይ ውድብ ጥዕና እምበር ሰእሊ እዚ ንኤርትራ ዝኸሰሰ ሰብ ኣይገብሩን ኣለዉ እሞ እንታይ ኮንኩም ኢኩም ኤርትራውያን ንጸላእትና ሸለል ትብልዎም? ይቅረታ ግን!
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 2 ай бұрын
Amlak mehretu yeleakelna teray kale meftehi yelen may zehul yekenyelna ❤❤❤
@TekaHaile-hu3wh
@TekaHaile-hu3wh 2 ай бұрын
Ata wedi kab corona zaytmhar kulu bealatome eyome zamexwo eyu, astewele hansab kab hasema
@robelogbay7696
@robelogbay7696 2 ай бұрын
ኣብ ኮንጎ ከ ካብ እንስሳ ናብ ሰብ ብምንታይ ዓይነት መልክዕ ኢዩ ዝመሓላለፍ ኔሩ ፡ ብምትንኻፍ ዲዩ ዋላስ ከም ኮሮና ብ እስትንፋስ ፡ ዋላስ ኣህባይ ብምብላዕ ጥራሕ ኢዩ ዝመሓላለፍ ኔሩ ?
@sinitmichael
@sinitmichael 2 ай бұрын
He has already told us bro It was transmitting through eating *grilled or fried monkeys
@hyaub
@hyaub 2 ай бұрын
😢 hmak gize
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 ай бұрын
Medhanit gele elkum ayitizarebu Corona elkumbkindey teketibom kindey shigirvrekibom higi kea vaccinedo geledo zibehal zereba hidegu. Vaccine ayedih8n gele ayedihin. Corona vaccine equa ziwesedu motor ayiterefomn equa dea agadid8won seb wedieun.
@rahelalula551
@rahelalula551 2 ай бұрын
hezebey tslote negeber eti metsotat alem keribu eiyu wedi me wedi game mes gale eko beamlke ayetfekeden
@alemsegedhabtesion4996
@alemsegedhabtesion4996 2 ай бұрын
እዚ ሩጉም ተመን ዶ/ር ኣድሓኖም ዝበሃል ካብቲ ሓላፉነት ክእለይ ኣሎዎ
@RoziGerie
@RoziGerie 2 ай бұрын
ናብ ሰብ ሮሜ 10 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁸ እንታይ ደኣ ይብል፧ እቲ ቓል ኣብ ኣፍካን ልብኻን ጥቓኻ እዩ፡ እዚ ማለት እቲ ንሕና እንሰብኮ ቓል እምነት እዩ። ⁹-¹¹ እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ። ተዛረብቲ ትግርኝ ነዚ ቃል እመኖ ዓለም በቲ እኩይ ታሒዛ ምጽኣት ጎይታ ኮይኑ ንመለስ ናብ ኣምላክ ኣምልጥ ተነሳሐ ገጽካ ምለሰ ናብ ኣምላክ ተባረኩ
@aronbrhane374
@aronbrhane374 2 ай бұрын
አብ መትንካፍ ከም ሓበሻ የለን አብ ኮሮና መዓልቲ ከም አሰለት ይጥምጠሙኻ
@Loveme-dq7wg
@Loveme-dq7wg 2 ай бұрын
ወዲ ምስ ወዲ ድኣ 1 ቢሊዮን ይበሎም ኣይትበሎም ኣይኮነን ነቶም ዝፈጽሙ ነቶም ዝሓስቡ ከማን ተዝውድኦም
@ፈራጭ
@ፈራጭ 2 ай бұрын
ሰባት ዩም ኮ Bro ድሓር ክኣ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ጻድቅ ሰብ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን እምበር ወዲ ምስ ወዲ ድኣ ፍንፍንን ክትዛረበሉ ከማን ዘሐፍርን እንድዩ
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 2 ай бұрын
መሰልና ይተሓሎ 😅 !
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,7 МЛН
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Tibo InShape
Рет қаралды 21 МЛН
Elza love to eat chiken🍗⚡ #dog #pets
00:17
ElzaDog
Рет қаралды 11 МЛН
ሰባት ከይጸልኡኻ! 10 ዓበይቲ ምስጢራት
18:45
Aklilu H.michael
Рет қаралды 29 М.
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43