ላሳዓማ ፍልይ ዝበለ ምድላው ምስ ኣርቲስት ገሬ ቹቹ ኣብ ኣልሞ ሾው

  Рет қаралды 21,933

ALMO SHOW

ALMO SHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 204
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ 2 ай бұрын
ኣሉዋይ ባህልና ክፍለጥ ከምዚ ምግባርኪ🙏 ማራ እየ ዝፎትወኪ ዘድንቀኪ ብጣዕሚ ተኪኢልካ ከምዚኦም ዝበሉ ናኣለሽኪ ኣምፅእልና 1ይ ተኣምራት ገ/ገረስላሴ ሓምሳ ጎማ ቡዙሕ ሰሪሑ ዋላ ሓንቲ ማዓልቲ ናብ ሚድያ ወፅዩ ምስ ኣድነቅቱ ተራኪቡ ኣይፈልጥን እና ኣቅርብልና በጃኪ🙏 2ይ ኪዳነ ዳነ ወዲ ዳነ ኣቅርብልና ተኪኢልኪ በጃካ ኣሉዋይ likeግበሩ ትስማዕምዑ♥️💛
@EyruEyru
@EyruEyru 2 ай бұрын
Yesss
@meri3353
@meri3353 2 ай бұрын
ናይልበይ
@mazaaregawi3335
@mazaaregawi3335 2 ай бұрын
ሽኳሪና ጋዜጠኛ. ብጣዕሚ ኢኪ ደስ ትብሊ
@romanroman2419
@romanroman2419 2 ай бұрын
ቹቹ ማዓረይ ክፈትዮ ኣምላኽ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ህቡ ንስራሕኻ እውን ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ✍️🙏🤲🙏❤❤❤💋💋🍀
@HanibalHani-pt6gu
@HanibalHani-pt6gu 2 ай бұрын
ንፍሰሃ ሃይላይ ወዲ ፀሓይ ኣዶ ኩሩምብሊ ኣቅርብና ❤❤
@solomonhaileselasenebromne297
@solomonhaileselasenebromne297 2 ай бұрын
ትክክለኛ ሰብ አብ ትክክለኛ ቦታ ብጣዕሚ ብልፅቲ ጋዜጤኛ አብ ቋንቋ ትግርኛ ካማኪ ዝበላ የብዝሓየን full confidence ብጣዕሚ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@VipTap-d3p
@VipTap-d3p 2 ай бұрын
ቹቹየ ብጣዕሚ እየ ልፎትየካ ሓፍትኻ ጓል ራያ ካብ ስደት❤❤❤❤❤
@MebiMebi-ry5xx
@MebiMebi-ry5xx 2 ай бұрын
ቹቹዩ ቹቹ ብግዝኡ ደስ ዝብል ሙዝቃ ዩ ነይሩ❤❤❤❤❤❤
@ኣድናቂዉፉይካብትግራይ
@ኣድናቂዉፉይካብትግራይ 2 ай бұрын
ኣልሞ መደብኪ ካብ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ኡዩ ግን እቲ ናይ ኣድቨርት ዘሎ ናትኪ ርግዕ ዝበለ ትዝኮን ሓሪፍ ኔሩ
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ Ай бұрын
ኣሰይ ተጋሩዋይ ቹቹየዋይ ዠፈትው ደራፊ ብጣዓሚ አየ ዠፈትወካ ማዓረይ 🥰🥰🥰💋💋💋
@ዮዳሄ_12
@ዮዳሄ_12 2 ай бұрын
ዌል መደብ ኣልሞ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ምክንያቱ እቲ ብሉጽን ባዓል ጥዑም ድምጹ ገሬ /እናሳዓማ❤/ ጋሻኺ ገይርኺ ስለ ዝዓደምክዮ ደስ ኢሉኒ እዩ ሶ ኣዝየ እየ ዝፈትዎን ዘድንቆን ድምጹ ብፍላይ ከኣ ሞ ዝገብሮም ምንቅስቃሳት #ከጸልለኒ እዩ ዝብል ይፈትወካ❤እየ ድማ
@mogeswelday
@mogeswelday 2 ай бұрын
Chuchu I know him by flesh he is so humble and kind hearted
@FwwdDawd
@FwwdDawd 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ድስ ክብልካ ቀፅሊ ማዓረይ
@saramm8772
@saramm8772 2 ай бұрын
ተጋሩ ምቁራት እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤
@merigalmeles109
@merigalmeles109 2 ай бұрын
ቹቹዋይ ዕድመን ጥዕንና ይሃብካ ፈጣሪ የዋህ ፀሓይ ገፁ❤🙏
@ጎልዞምጀጋኑፈረ
@ጎልዞምጀጋኑፈረ 2 ай бұрын
ኣሉ ማዓረይ የቀንየልና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩሙ እና ስለሙን ይኩን ኣምላክ ኣምፅእልና 🙏❤
@ባቹ
@ባቹ 2 ай бұрын
ውይ ያጎቴ ልጅ በጣም ነው እማወድህ ቹቹ ❤❤❤❤❤
@HdEt-os1of
@HdEt-os1of 2 ай бұрын
ቸቹየይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀግና በርትዕ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MaergHans
@MaergHans 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ሃናጋልመቀለ
@ሃናጋልመቀለ Ай бұрын
ፅቡቅ መደብ እዩ ቅፅልሉ ❤ግን ኣብዚ ሳዕሲዒት ናይ ድምፂ ፀገም ኣሎ ኣስተካክሊ
@LetushTube
@LetushTube 2 ай бұрын
መብል ኽልእቲ እየ ዎ ላይክ ግበሩታ😂ሰብስክራይብ ም ግበሩለይ ኣሕዎተይ❤❤❤
@FihbHhjj
@FihbHhjj 2 ай бұрын
ቹቹ ማዓረይ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@hakieye5649
@hakieye5649 2 ай бұрын
You are smart Almo go a head as usual.
@FgfGgg-e7o
@FgfGgg-e7o 2 ай бұрын
ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሪያት❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@TeklushAtsbha-g2c
@TeklushAtsbha-g2c Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ መደብ እኪ ተቅርቢ ቀፅልሉ ክብል ይፈቱ:: ኣብ ቀፃሊ መደብኪ ግን ንዚኣም 1ተኣምራት 50ጎማ 2 ወዲ ፀሓይ ኣዶ ኩርምብሉ ኣቅርብልና
@tgtg8731
@tgtg8731 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ኣቤት ስርዓት ደስ ክብል ❤️❤️
@SARAGegzabher
@SARAGegzabher 2 ай бұрын
ቹቹ መዓረይ ዋይ ኣታ ናሳዕማ
@ጓልእንዳባጉና
@ጓልእንዳባጉና 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ልፎትየኪ ብጣዕሚ ደስ እንዳበለኒ እየ ዝከታተለኪ ኣለመይ ኣብ ቐፃሊ ዘኣማን ግርማይ ኣቅርብልና
@selammhare2324
@selammhare2324 2 ай бұрын
ኣልሞ የ ኣድናቂትኪ የ❤👸 ቹቹ ማዓረይ እንኳዓ ዳሓን መፃእካ❤😊
@ssll7812
@ssll7812 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ኣሌ ብጣዕሚ እኪ ተፈታዊትን ውቅብትን ፍሸክታክን ኣዝዪ እዪ ሳሓቢ ገሬ ችቹ ወን ኣጆካ በርትዕ ብጣዕሚ ኢየ ዝፎትየካ ተስፋ ይገብር ካብ ሰደት ተመሊሰ ኣብ መርዓይ ክፅወዕካ ሲስ ተብለና😂❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስስ ዘብል ፃንሒት ብፍላይ ኣብቲ ሕቶታተ ኣቁሲልኩምና ብሳሓቅ😂😂😂😂😂😂 ተጋሩዋይ ፁሩያት❤❤❤❤
@RaSs-n7j
@RaSs-n7j 2 ай бұрын
እሰይ ተጋሩዋይ❤❤
@nrhrb3886
@nrhrb3886 23 күн бұрын
ቹቹ ብጣዕሚ ጎቦዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@AhAh-wb7rl
@AhAh-wb7rl 2 ай бұрын
ቹቹ ማዓረይ እልኮ ፀጥ እል😅😅😂😂 ሰላምኹም ይብዛሕ ጀጋኑና❤❤❤
@Geeztube21
@Geeztube21 2 ай бұрын
ፅሩያት ላዛኩም ጥዑም ባዓልካትኩም ለ ጥዑማት❤
@user-ve6sc6fj5x
@user-ve6sc6fj5x 2 ай бұрын
ተጋሩዋይ 💋🥰🥰🥰
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro Ай бұрын
ችቹ ችቹ ጎበዝ እዩ ንእሽተይ ሓወይ ክፍለጥ ዝገብሮ ጅግና መተባቢዒ እዩ ንታኣምራት ገብረስላሴ ኣምፅኡና
@melatmelat3342
@melatmelat3342 2 ай бұрын
ፅቡቅ መደብ እዩ ኣብ ቀፃሊ ራሄል ሃይለ ኣምፅእልና
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፎትዎ ኣርቲስ
@Alemgodolo123
@Alemgodolo123 2 ай бұрын
ኣልሚ ደስ ባሃሊ መደብ እዩ ንኣካያዲን መዳለውን ገሬ ኡሙን ክብሮም ኪዳኑ ኣቅርብልና ኖኻል ልቢ ክደርስ ከሎ ዝረኸቦ ላዕልን ታሕትን ክብለላ ከሎ ይዝከረኒ ኣቕርብልና
@arddgtyhu
@arddgtyhu 2 ай бұрын
ተጋሩ❤💌❤
@weyni12tube
@weyni12tube 2 ай бұрын
ጅግና ሓወይ🙏🙏🙏
@HlftiGrazihar
@HlftiGrazihar 2 ай бұрын
ገሬ ጅግና ሓወይ❤❤❤🎉🎉
@marrysgt
@marrysgt 2 ай бұрын
ቹቹ መዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ddee4690
@ddee4690 Ай бұрын
ተጋሩዋይ ሙቁራተይ ናይ መጠረሻ ፅዋታ ግን ደስ ክብል💖😂😂
@ህያብ
@ህያብ 2 ай бұрын
ዓለም አነ ብጣዕም እየ ዝፎትወክ ግን ምስ ኤርትራውያን ኮንሰርት ምስ ረኣኸኹ ልበይ ሓዝኑ ደም ኣሕዋትና ተይነቀፀይ ትማል መቃብር ኣሕዋትና ድፋሓሩ ትስዕስዑ ትራኡይኩም ዋላ ቹቹ ንኾርዐልኹም ነይረና ልብና ሓዝኑ በይዛኹም ሓድግናዮ በልና ደም ኣሕዋትና ውሕጁ ኾይኑ ከይወስደና💔😭
@ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ
@ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ 2 ай бұрын
ኣየ ቹቹ ኣብቱ ናይ መወዳእታ ሕቶስ ከብደይ እየ ቆስለ
@SaraHailu-x5z
@SaraHailu-x5z 2 ай бұрын
ተባረክ ዝሓወይ ❤❤❤
@SalamSalam-of1rb
@SalamSalam-of1rb 2 ай бұрын
ዕድመንጥዕናንይሃብኪፈጣሪ❤❤❤❤
@edon7537
@edon7537 2 ай бұрын
ቸቸማዓረይ😂😂😂😂
@tektes365
@tektes365 2 ай бұрын
ኣለም ሽኮር፣ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ፣ ንሰንበት ዝምጥን መደብ። እዛ ቻነልኪ ላዕሊ ከም ትበጽሕ ጥርጥር የለን። ጥዕና ዘለዎም ኤርትራውያን ስነ-ጥበበኛታት ተተቕርብልና ከኣ ክንደይ ጽቡቕ ኔሩ። ❤💙
@dasraagrey5721
@dasraagrey5721 2 ай бұрын
ይመችካ ሓወይ ናተይ
@Albaadallbadr
@Albaadallbadr 2 ай бұрын
ኪዳና ዳና ወዲ ዳና ኣምፅእልና
@ssalama9370
@ssalama9370 2 ай бұрын
ኣለምየ ን ራሃል ሃይለ ኣቅርብና😢❤
@mazaaregawi3335
@mazaaregawi3335 2 ай бұрын
ቹቹ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤
@SaraYihdego
@SaraYihdego 2 ай бұрын
Amazing ❤️
@sarassss5088
@sarassss5088 2 ай бұрын
ቹቹዋይ ፁሩይ ❤❤❤
@Awet-vi5zo
@Awet-vi5zo 2 ай бұрын
Eza kola gezetsega goboz eya sher like please haguzwa please guy's
@ቲቲጓልውቅሮ
@ቲቲጓልውቅሮ 2 ай бұрын
ዝፎትወኩም🥰🎉
@GGj-zd4ls
@GGj-zd4ls 2 ай бұрын
ቹቹ ባዓል ጥዑም ድምፂ❤🎉
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 2 ай бұрын
ቹቹ ቆልዓ አኮ ተቃይሩ 💜🤪
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 2 ай бұрын
ድምፂ ግን ኣሎ ዝርብሽ ሹሹ ዝብል ኣልሚ
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ 2 ай бұрын
ቹቹ
@hdhud9018
@hdhud9018 2 ай бұрын
እዝህርያ ተሐዘነስ ወዲ ቀሺ ዋጣ ኮነ 👌👌🤣🤣❤️❤️❤️❤️
@KK-xc3zn
@KK-xc3zn 2 ай бұрын
My favourite
@yrgalemtareke
@yrgalemtareke Ай бұрын
ብጣዕሚ እኪ ትክእሊ
@tdfgyrfy7390
@tdfgyrfy7390 Ай бұрын
ቹቹዋይ ማዓረይ ኣነስ ክፈትወካ❤😊
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw Ай бұрын
my ተጋሩ❤💛
@BlanchG-yy9ml
@BlanchG-yy9ml 2 ай бұрын
ማራ ዝፈትዋ ገዜጠኛ እያ ቀፅልሉ ከም ቀደምኪ ዘወርወር እናበልኪ
@AsAs-xw1zw
@AsAs-xw1zw 2 ай бұрын
ተጋሩዋይ💊
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 2 ай бұрын
My favorite ❤️ ❤😂😂😂😂
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw Ай бұрын
ቹቹ ናይ ሙደይ❤💋
@Teamt-nn4iq
@Teamt-nn4iq 2 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሳብስኬራንብ ግበሩለይ ጀማሪት ስራሕ የ ዘለኹ ዋ❤እግዚአብሔር ያ ተሓዘንስ ወዲ ቀሺ ጭራ ኮነ😂ቹቹ መስሐቂ😅❤
@MkreMkre-y2y
@MkreMkre-y2y Ай бұрын
ድምፂይ ጠፊኡ
@JfG-em2mi
@JfG-em2mi 2 ай бұрын
ምጭዋት❤❤🎉
@munaara4780
@munaara4780 2 ай бұрын
ፅቡቃት❤❤
@yaya-im3xo
@yaya-im3xo 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ሓብየያ ክመውት ዛጋዜጠኛ ሲንግል ዶ ትከውን😂
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 2 ай бұрын
ኣዶ ክልተ ቆልዑ 🤪
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ንስኻ ኸ ሰንጋል ዲኻ 😅😅😅😅??
@efsf9587
@efsf9587 2 ай бұрын
ባዓልቲ ሰብኣይ ኣዶ ክልተ ቆልዑ አያ ዓርፊኻ ተቀመጥ😂😊
@GGj-zd4ls
@GGj-zd4ls 2 ай бұрын
ን ኪዳነ ዳነ ወዲ ዳነ ጭራ ለባ ኣቅርብልና❤
@teklaygebru980
@teklaygebru980 2 ай бұрын
Video ይበል ዘብል እዩ
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 2 ай бұрын
ቹቹ ማዓረይ❤😊
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ግን ንባዕልኪ ዳተጋገኪ ኣጋይሽኪ ተጋግይዮም ኣለኪ ፡ጸወታ እንበር (ጫዋታ)ዝብል ቃል ኣምሓሪኛ እዩ ፡ ዘረባኪ ኣማሓይሺ
@Geeztube21
@Geeztube21 2 ай бұрын
መን አዩ አማሓርኛ ልገወሮ ከ ካውኡ ለለ ቋንቃና ማዓረ ትግርኛ እምበይ ላዛና ኩላትና ተጋሩ ልተፈላለየ አዩ ስለዚ ላዛ ክተክብርወ ይግባአ
@ትግራወይት
@ትግራወይት 2 ай бұрын
መን ኣማሓርኛ ገይርወ ብራያና ውን( ጫዋታ) የና ንብሎ
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h 2 ай бұрын
​@@ትግራወይትኤርትራዊ አዩ አይተመለሰሎ ጓል ዓደይ ♥️💥እንበር ፅዋታ ጫወት ማዓር አዩ♥️
@ትግራወይት
@ትግራወይት Ай бұрын
@@Seluselam-h1hእሹን ማዓረይ❤️
@Geeztube21
@Geeztube21 Ай бұрын
@@ትግራወይት ብባና ለ ጭዋታ አዩ ልባሃል ብእንደርታ ፣ብውቅሮ አውላዕሎ
@KbromTadese-nu3yj
@KbromTadese-nu3yj 2 ай бұрын
❤❤
@SolomonMehari-f3y
@SolomonMehari-f3y Ай бұрын
ቹቹ 🎉🎉🎉❤❤❤
@selugaltigray6987
@selugaltigray6987 2 ай бұрын
ጎተተይ ሳብሰክራይፕ እባ ግበሩለይ ዓደይ ኬደ ክሰርሐሉየዋ🤲❤
@HdEt-os1of
@HdEt-os1of 2 ай бұрын
እሹይ ማዓረይ ገይረ❤🎉
@selugaltigray6987
@selugaltigray6987 2 ай бұрын
@@HdEt-os1of የቀንየለይ ማዓረይ🤗
@TiTiQiQi-v5h
@TiTiQiQi-v5h Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Yordi-t
@Yordi-t 2 ай бұрын
ኣብቲ ምስዕሳዕ ድምፂ የለን ናተይ ድዩ ቱፀገም ዋላ ናትኩም ብለይ ድምፂ ሳዕስዒኹም ወዲእኹም😂😂
@ሃናጋልመቀለ
@ሃናጋልመቀለ Ай бұрын
ኣብ ናቶም እዩ ትፀገም ወላ ኣነ ምስማዕ ኣብዩኒ😂😂
@ftoon8781
@ftoon8781 2 ай бұрын
❤️🥰❤️❤️
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 2 ай бұрын
ቹቹ ግን አሽዓ አሪጉ መዓረይ ዓቢይ ስብአይ መሲሉ
@ssalama9370
@ssalama9370 2 ай бұрын
ራሄል ሃይለ ኣቅርብና
@wedihalefom457
@wedihalefom457 2 ай бұрын
ቹቹ 😍😍
@تال-ه3ك
@تال-ه3ك 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጓልእንዳባጉና
@ጓልእንዳባጉና 2 ай бұрын
ዋይፍሪንዳራይ ማዓረይ😂🎉
@DanielTeklay-m9j
@DanielTeklay-m9j Ай бұрын
ክክክክክ
@ksheukeke5650
@ksheukeke5650 2 ай бұрын
ግን ናፈለጥካ እዩ ከይድካ ቺቺ🤣🥰
@safieasofy-gc9nv
@safieasofy-gc9nv 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@kinh-dk8vx
@kinh-dk8vx 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ksheukeke5650
@ksheukeke5650 2 ай бұрын
ክክክክክ ገለብ አነ ይፈልጣ እየ ዛገዛ ገሬየ😂😂
@ZxcvZxcvm-r3w
@ZxcvZxcvm-r3w 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mmn4535
@mmn4535 2 ай бұрын
እንታይ ከይኑ ሽሽ ዝብለ ትድምፂ🤔
@اتخلتيبريقو
@اتخلتيبريقو 2 ай бұрын
❤❤❤ 11:22
@MerryHaogos
@MerryHaogos 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BerhaneWelde
@BerhaneWelde 27 күн бұрын
No sound
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 247 МЛН
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 131 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 36 МЛН
MAGIC TIME ​⁠@Whoispelagheya
00:28
MasomkaMagic
Рет қаралды 36 МЛН
Eritrean interview with Beyene Gerezgiher (Wufuy) 2024#banamedia
47:17
ልዋም ሽፎን ብኸመይ አብዚ በፂሓ
46:20
ALMO SHOW
Рет қаралды 50 М.
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 247 МЛН