“ሕጋዊ መካየዲ ስራሕ FM መቐለ ኣነ እየ። ስርሐይ ከይሰርሕ ዝዕንቅፈኒፖሊስ እዩ” - ኣይተ ዘመንፈስቅዱስ ፍስሃ -

  Рет қаралды 7,567

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

Күн бұрын

#LazaTigrigna #TigrignaNews #ላዛትግርኛ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this KZbin Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Selam City Center Building 6th Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com...
www.lazatigrign...
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords

Пікірлер: 55
@seidmohammed1290
@seidmohammed1290 6 күн бұрын
ነጋ ዘርኡ እቲ ቀንዲ ሕቶ ብዘይሕጋዊ ከንቲባ ዝተመደበ ሓላፊ ብኸመይ እቲ ምደባ ሕጋዊ ይኾን ዝብል እዩ
@PillarMultiMediaNetwork
@PillarMultiMediaNetwork 7 күн бұрын
ነጋ፣ Good that you brought the other side of the story. The legal aspects are now clear! ግዳይ እቲ ሕመቕ ፓለቲካ ትግራይ ዝኾነ ሚድያ።
@berhemesfin2025
@berhemesfin2025 7 күн бұрын
ጥሮታ ኣይትወፅእን ድኻ ስልጣን ጥዑም ድዩ ስሱዕ😢
@gebremedhinmebrahtu4171
@gebremedhinmebrahtu4171 4 күн бұрын
fm 104.4 ከብ ካድሬ ፖለቲካ ነፃ ኮይንካ እዩ ክምራሕ ዝግበኦ፡፡ ንስካ ግን ቤት ምክሪ በጀት በጅትሉ እዩ ኣነ ድማ ከይደ ክመርሖ እየ ትብለና ኣለካ፡፡ መቀለ ክመርሕ ዝክእል በቲ ሞያ ዝተመረቀ መንእሰይ ዘይብላ ድያ ኮይና? ድሕሪ እቲ ኩሉ ጀኖሳይድ እውን ክንመርሐኩም ኢና ክትብሉናስ እቲ መንእሰይ ከ እንታይን ኣበይን ይሰራሕ ኢኩም ትብሉ ዘለኩም
@BirhaneTeklu-q4d
@BirhaneTeklu-q4d 7 күн бұрын
@laza....I appreciate for showing us both sides. Continue to ensure neutrality.
@GirmayBerhanu
@GirmayBerhanu 7 күн бұрын
ኣብ ከተማ መቀለ እዳጅወርግስ ኣየር ክትድብድብ ከላ ኣብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ እዳሻሂ ብሓባር ነይርና ምድብዳብ ምስ ጀመረት ሓድግና ናብ ትሕቲ ዛፍ ኣትዩ ታሓብኡ !!!
@iyosiasyifru3584
@iyosiasyifru3584 7 күн бұрын
ወንበር አስመላሽ ኮምቴ (ጉጅለ ጆን መዲድ) ሐድነት ተጋሩ ዝሸርሸረ ናይ ወራዳታትን መሀይማትን ተግባር'ዩ። ንቃለሶ ድማ።
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 7 күн бұрын
Hali jegna
@FishaGebremeskel-t2o
@FishaGebremeskel-t2o 7 күн бұрын
ጽቡቅ ገለጻ ሓይለ መልጢ ዘይብሉ ሐቃዊ ገለጻ የቅንየልና ላዛ ትግርኛ
@haileayalneh9378
@haileayalneh9378 6 күн бұрын
ዘመንፈስ ዝበሃል ሰብ ካብ ሚድያ ርሒቑ ናብ ካድረነቱ ይመለስ። ንስራሕቲ ሚድያ ዝርምሱ ዘለው እዞም ኣብ ሚድያ ኣፍልጦ ዘይብሎም ሰባት እዮም
@AbduNugus
@AbduNugus 7 күн бұрын
ዘመንፈስ ይበል ምላሽ ከምተን ካልኦት ምድያታት ኣብዘየድሊ ከእትውዋ ስለ ዝተደለየ እዩ
@Harnet-u6z
@Harnet-u6z 7 күн бұрын
ተንቧኽ
@assefanigus2467
@assefanigus2467 6 күн бұрын
ተበሊዑ ዶ ይኮን ለይዓበየ
@GereziherGebremedhin
@GereziherGebremedhin 7 күн бұрын
ካብ ስርቂ ስርናይዶ ናይ መፈንቅለ ኤፍኤም ኣትዩ እዚ ሰብ🤔🤔🤔🤔🤔🤔
@alemneshmehari
@alemneshmehari 3 күн бұрын
መምህረይ ኣብ ቤት ትምህርትናኮ ስነ ህይወት መምህር የለይ እዛ ኤፍኤም ልበዓል ዋናኣ ሃብዋሞ ላፍታ ምያኹም ምፁና ህወሓት ኣብዚ ካብ ለብፅሕዋ ሓደ ሃማኹምይ ወዲ ሃማኹምይ ኣብለይምልከቶ እላመደበት እዩ::
@DestBerhe
@DestBerhe 6 күн бұрын
ገልባድ ሓዳርካ ኣማሓድር
@BarakiAbrha-c1h
@BarakiAbrha-c1h 7 күн бұрын
ኣየ ነጋ ሓደ ኩነታት ትምህርትኻ ካልኣይ ጉዳይ በጀት ዝምልከት ኣብ እድኻ ሕዝኻዮ ትኸደለኻ ይብሃል እዩ ከመይ እዩ እልካ ዘይትሓቶ ከምተን ኻልኦት ምድያታት ጥቅማጥቅሚ ይኹን ደሞዝ ዘይኸፈል ሰራሕተኛ እናንፀርፀረስ
@Adam-lw8lx
@Adam-lw8lx 7 күн бұрын
ህወሓት መንግስቲ ንምቁፅፃር ልኣለመቶም ፕላናት ኹሎም backfire እናገበረ ተሸጊራ😂 ግዜ እንትፈሽል ከምኡ እዩ። እዞም ድሑራት ኣዘዝቲ ሰራዊት ልሞከርዎ ግልበጣ ንዓርሱ ብህዝቢ ዝገጠሞም ተቃውሞ ኣደንጊፅዎም እዩ።
@hagosdesta3929
@hagosdesta3929 4 күн бұрын
this man is criminal. he should face justice.
@habtetesfaye-p1s
@habtetesfaye-p1s 7 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ረኺቡዎ ዘሎ ፀገም እናኸበደ ንኽኸይድ ካብዝገብሮ ዘለው ፀገማት እትሓደ ከሚዝዓይነት ናይ ስልጣን ስሰዔ እዪ እዚ ሰብ እዚ ናጡሮታ ጊዜኡ ወዲኡ እናሀለየ ሕዝውን መራሒ እየ ይብለናሎ ።
@AB-l1r
@AB-l1r 7 күн бұрын
FM 104.4 ብኣይተ ትቁም ሃይለ ክምራሕ ምግባር፡ንምዝርናን ሽርሙጥናን ስርቕን ጉሕለትን እናተላዕጠጠት ክትፀንሕ ገይርዋ እዩ። ኣብ ሜድያ ክንደይ ገበንን ዓመፅን ይኹን ዕፈናን ኣድልዎን ክግበር ምፅንሑ ታሪኽን ኲነታት ትግራይን ህያው ምስክር እዩ። ትቁም ሃይለ፡እዚ ኹሉ ገበን ምንዝርናን ብዕልንግናን ክገብር ማንም ዝጠየቆ ኣይነበረን።ኣብ ጊዜ ደርጊ ኢሰፓ ኮይኑ ዝገብሮን ዝፅሕፎን ዝነበረ ታሪኽ ዝምስክሮ እዪ።
@BirhanuHailekiros
@BirhanuHailekiros 7 күн бұрын
ዋይ ዙ ዓምባኽ !!ወዲ ዓዶም ብምኻኑ ካብ Elementary schools መምህር ላብ ልለዓለ ስልጣን ኣምፂኦሞ።
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 7 күн бұрын
ካሊእ እዩ ምምህዳር ዘነብረ ኣይኮነን
@GUZOPLUS-t8j
@GUZOPLUS-t8j 6 күн бұрын
ከተማ መቀለ ከመይ ጌሩ FM ይዉንን?😂
@AB-l1r
@AB-l1r 7 күн бұрын
ኣብ FM 104.4 ዘሎ ፀገማት ኣብ ህወሓት ዝነብረን ዘሎን ሱር ዝሰደደ ብልሽውናን ምንዝርናን እዩ። ንሓለፎም ንርአ ሓላፊ ዝገበሮ መን እዩ? ብምንታይ ተሸይሙ? ቅድሚኡ ኣይተ ሹምየ ሮብሶ (ዘመድ ጌታቸው ረዳ ምዃኑ ዝዛረብ) ተሸይሙ ምንባሩ ተጋዊሑ ነይሩ። ሎሚ ድማይ ኣይተ ሓለፎም ግዝያዊ ብዝብል ሓላፊ ገይሮሞ እንሄዉ።
@Emun-k7k
@Emun-k7k 7 күн бұрын
ጉጅለ አደመ ጉጅለ ጥሮተኛታት እዚ ስብኣይ ኽመርሕ ድዩ ክምራሕ???
@AndomGebremeskel
@AndomGebremeskel 7 күн бұрын
የወያ እንዳ ህወሓት ሓዱሽ ሰብ ከምፅኡ እዙይ ዳኣ አብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝሰርሕ ዝነበረ ሰብ እንዲዩ ይኾነኩም ኔትወርካዊያን ፀማማት....
@anwarmohamed-aty
@anwarmohamed-aty 7 күн бұрын
ዋይ አታ በጊዕ
@LemelemNega
@LemelemNega 6 күн бұрын
ናይ ደም ነጋዶ ኢኹም
@etn6309
@etn6309 7 күн бұрын
እዙ ሰብ እዙይ ናይ ጉጀለ አደመ ካድረ እዩ መብዛህቱ ሀሳቡ ናይ ካድረ እዩ
@CalebAbera-b1o
@CalebAbera-b1o 6 күн бұрын
ሕማም ትግራይ ህዝብኻ ብዘይ ዓዲ ተሪፋ እንዳሃለወ እንዳ ተሰደደ አብ እንደርታ ኮይንካ ድምጺ ህዝቢ ዓጺኻ አብ እንደርታ ኮይንካ ብ4 ኪሎ ዝተዋህበካ አጀንዳ አንዳሳሰኻ አነ እየ አማሐዳሪ ???? ክትሐፈሩ ይግባእ ዕድመ ን TDF አይትኸዉንን እያ ።!!!!
@1224-m3e
@1224-m3e 7 күн бұрын
ሃርጋፍ መን ሕጋዊ ጌርካ እዩ 😂
@AB-l1r
@AB-l1r 7 күн бұрын
ኣብ FM 104.4 ዘሎ ፀገማት ኣብ ህወሓት ዝነብረን ዘሎን ሱር ዝሰደደ ብልሽውናን ምንዝርናን እዩ። ንሓለፎም ንርአ ሓላፊ ዝገበሮ መን እዩ? ብምንታይ ተሸይሙ? ቅድሚኡ ኣይተ ሹምየ ሮብሶ (ዘመድ ጌታቸው ረዳ ምዃኑ ዝዛረብ) ተሸይሙ ምንባሩ ተጋዊሑ ነይሩ። ሎሚ ድማይ ኣይተ ሓለፎም ግዝያዊ ብዝብል ሓላፊ ገይሮሞ እንሄዉ። ህወሓት ንሰላም ትሰርሕን ትፅውዕን ድያ? ፀረ ሰላም፥ፀረ ልምዓትን ፀረ ደሞክራስን ምኳና ግብራን ባህሪኣን ዝምስክሮ እዩ። ህወሓት መገዲ ጥፍኣትን ዕንወትን ምኳና ታሪኻ ኣፉ ኣውፂኡ ይዛረብ እዩ።
@GUZOPLUS-t8j
@GUZOPLUS-t8j 6 күн бұрын
አረ ጋሼ ጡረታ ይዉፅኡ 😂😂😂
@AbebaGebrehiwet-z2i
@AbebaGebrehiwet-z2i 5 күн бұрын
እንታይ ዩ ኸ ጭፉ ኣንዊሑ ኸም ጓል😂😂😂
@selemunwediwelay-t3k
@selemunwediwelay-t3k 7 күн бұрын
ቤት ምኽሪ ይብል ዝሰብኣይ ሕጋዊ ዘይኮና ምኽሪቤት መሸፈጢ
@hope52052
@hope52052 7 күн бұрын
Mr. Getachew is most embarrassing dictator of our time, he is just like a Mafia leader
@MehariTsegay-h2n
@MehariTsegay-h2n 4 күн бұрын
አረ ናደገ ሓይሊ የሐሽ ሕዋሓት
@tefsalem
@tefsalem 7 күн бұрын
ንድምጺ ደደባት ተመዲብኻ ከይትኮን።
@AbebaGebrehiwet-z2i
@AbebaGebrehiwet-z2i 5 күн бұрын
መፍለስ በላዒ ክትዛረብ ሒሕ ካብ ትብል ኸብድኻ ቐንስ......ካልእ ስራሕ ድለ....
@WediMemher
@WediMemher 7 күн бұрын
ኣነ ንኣስርተ ዓመታት ኣቢለ ተቓዋሚ ህወሓት እየ ኔረ። ዝቃወማ ድማ ብምኽንያት እዩ። ህወሓት ንትግራይ ጠሊማ መገልገሊት ሽዋ ስለ ዝኾነት። ኣብ ዘበነ ህወሓት ትግራይ ብስደት ብልመና ብሽርሙጥና ቀዳመይቲ ወፂኣ። ኣሻቡ ትግራይ ተበዲላ እናበልና እኒ ነጋ ብሄርብሄረሰብ እዩ መሰረትና፣ እስኹም ፀበብቲ ኢኹም ትብሉና ኔርኹም። ሐዚ ድማ ተገልቢጥኩም ህወሓት ትፍረስ ትብሉ ኣለኹም። ኣነ ብወገነይ ህወሓት ክትፈረስ እንተይኮነስ ክትልወጥ፣ ኣይልወጥን እንተይላ ድማ ስልጣና ክግደብ እየ ዝቃለስ። ሎሚ ግዜ ተለዊጡ ህወሓት ምስተዳኸመት መገልገልታ ዝነበሩ ተገልቢጦም ምስ ብልፅግና ተሰሪዖም፣ ካብ ብልፅግና ንላዕሊ መርዚ ዝኾነ ፅልኢት እንትዘርኡ ንምርኣይ በቒዕና። እኒ ጌታቸው ክንደያ ረዳኢ ሓለፎም ሃፍቱ ኪሮስ ትግራይ ብኣውራጃ ክመቓቕሉዋ ምስ ረኣኹ ግን ህወሓት ምስ ሕመቓ ትፅናሕ ዝብል ቅዋም ወሲደ። ምኽንያቱ ደብረፅንተት ስልጣን በይናዊ ስልጣን ክግብት እዩ ዝቃለስ። ጌታቸው ግን ትግራይ ብኣውራጃ መቓቒሉ ትግራይ ከፍርስ ይሰርሕሎ። ስለዚይ ፀረ ህወሓት ቃልሰይ ዕግት ኣቢለ ፀረ ጌታቸው ተሰሊፈ ኣለኹ። At least ህወሓት ብኣውራጃዊት ኣይትሕመን። ብዝገበርኩዎ መፅናዕቲ ናይኒ ደብረፅንተት ኔትወርክ ኣብ ምጥቕቓምን ስልጣን ዝተመስረተ እዩ። ናቮድካቸው ኔትወርክ ግን purely ኣብ ኣውራጃዊነት ዝተመስረተ እዩ። ዝኾነኮይኑ ከም ጋዜጠኛ ንክልቲኦም ምቕራብካ ፅቡቕ እዩ። ህዝቢ ክልቲኡ side ርእዩ ይፍረድ። ናተይ ፍርዲ ሓለፎም ንርአ ሓሳባቱ ብመረዳእታ ብሕጊ እንተዘይኮነስ ብታህዲድ ብጃህራ ዝተመስረተ እዩ። ናይ ዘመንፈስ ብሕጊ ተደሪኹ ከረድእ ምፍታኑ ፅቡቕ እዩ። መራሕቲ ህወሓት ከም እኒ መንጀሪኖ ኣለም ዓርሰ እምነት ስለ ዘይብሎም ካብ comfort zone ወፂኦም ናብ ናፃ ሚድያ ምቕራብ ብጣዕሚ እዮም ዝፈርሑ። ኣማኑኤል ኣሰፋ ይሐሽ። ስለዙይ ጋዘጤኛታት ናፃኹኑ። ድፈሩ። ንደብረፅዮን ክንዕወት እናኸኣልና ብናትካ ስንፍና ተሳዒርና ዝብሉ ኣለው እንታይ ትብል ሕተቱዎ። ንጌታቸው ኣውራጃዊ ኢኻ ይብሉኻ ኣለው በሉዎ። ጋዜጠኛታት ድምፂ ህዝቢ ኮይንኹም ንመራሕቲ ኣፋጥጡሎም። ተሓተቲ ምዃኖም እንተፈሊጦም ኣይጋገዩን። ነጋ ንክልቲኦም ምቕራብካ ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ቀፅለሉ።
@grsedansha-ek6hc
@grsedansha-ek6hc 7 күн бұрын
Weyke fetek gezyawi mengesti tigray nikidmit
@SelamaGebremeskel
@SelamaGebremeskel 6 күн бұрын
Nega. You failed here. probably you are ደባይ ካድረ ከምቲ ንሓለፎም ዝሓተትካዮ ዘይትሓቶ?
@AB-l1r
@AB-l1r 7 күн бұрын
ኦዲት እምበኣር ትግበር ነይራ እያ FM 104.4 ? እሞ ንምንታይ ደኣ ገሊኦቶም ኣብ ሓፂር እዋን ገዛ የሰርሑ ነይሮም? ፍረዝጊ፥እቲ ዝሞተ ኣብ ክፍሊ ዜና ዝነበረን፥ራህዋ ለኣከ፥ዮናስ፥ወዘተ ትቁም ሃይለ ዝርከቦም ብኻመይ ገዛውቲ ኣስሪሖም? ንብረት ኣጥርዮም ? ኦዲት ትግራይ ንኣዜብ መስፍን፣ንኣባይ ወልዱ፥ንኣለም ገብረዋህድን ወዘተን ጀሚርካ ብምዝርናን ስርቅን ዕንወትን ተሓቲቱ ኣብ ሕጊ ቀሪቡ ዝፈልጥ ማንም የለን።
@HabenWeldegiorgis
@HabenWeldegiorgis 7 күн бұрын
Teale
@MebBet-j4u
@MebBet-j4u 6 күн бұрын
Hamenfes malet bi network nay 3 weredas USAID budgets zibelae seb eyu. Tsinat zitedeka central zone 7 tebahilen nab kill halifu nayten 3 ayerbiyer tebeliu... akmi zero.... bi network abyi hawu Ato Zeratsion zinebor... likely 10 betseb ab CBE ena Anbesa inter. Bank kikutseru zigeberu dedebat Axum origin eyom... ezi sebay nay megemerta education diploma miruk eyu... ab migidal zero eyom kulom betesebom... hawu ab T/maychew nay pp teleakaki koynu terekibu kokitel ninieshtey terifu... sle zi tplf kindeyenay kem ziwedeke miquanu temelkite... ab beteseb ab kisi eyom ziwuelu hidhid ahwat.... nimintay nihsiya yeblomin
@GUZOPLUS-t8j
@GUZOPLUS-t8j 6 күн бұрын
አጭበርባሪ ሰብአይ😂
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 7 күн бұрын
Eti gazetena ka meseretawi hto zeythato slemntay kab Ethiopia bdarbo qero hadimkum hji menesey tigray gn dekisu fo
@yonifetan9119
@yonifetan9119 7 күн бұрын
ደንቆሮ 🥵🥵🥵
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 7 күн бұрын
ነጋ ሓሳዊ ተኸፋሊ ጉጅለ ክሕደት ንይምሰልዩ ንዘመንፈስ ዝሓቶ ዘሎምበር ልቡ ምስ ጉጅለ ክሕደትየ ዝድግፍም ዝሕለቅውን
@TsigeBelay-g6m
@TsigeBelay-g6m 7 күн бұрын
Kkkkkkkk ዋይንእኻ ገገማ
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
ፃንሒት ምስ መዘክር ኣባዲ ዘሞ #ላዛትግርኛ #ትሕቲሰማይትግራይ
1:12:55
"ኣማኑኤል (ኣሰና) ካብ ሰልጠነ (ተፈታዊ) ይመሃር"
14:33
ላዛ ኢንተርናሽናል Laza International
Рет қаралды 22 М.
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
48:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 240 М.
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН