Рет қаралды 47,214
Click to open the summary of the tips I discussed in Tigrinya and English.
For more ways to learn Tigrinya, visit dailytigrinya.....
ጽማቝ ናይዘን ዝተዛረብኩለን ንጥቢ ክሊክ ጌርኩም ክፈትዎ.
Online Tigrinya/English dictionary (ኦንላይን መዝገብ ቃላት): www.geezexperi...
1
Read English books.
Children's books and young adult books.
Public library is your best friend (second home)!
ናይ አንግሊዝ መጽሓፍ አምብቡ.
ብፍላይ ናይ ቆልዑን መንእሰያትን መጽሓፍ.
(ወይ ከኣ, ንቖልዑን መንእሰያትን ዝተጻሕፈ መጽሓፍ)
መንግስታዊ ቤተ-መጻሕፍቲ ከም ማሓዛኹም ጌርኩም ረኣይዋ (ወይ ከም ካልኣይ ገዛኹም ጌርኩም ረኣይዋ)
2
Watch shows/movies - children’s programs like PBS, movies with English subtitles
ፍሊምን ተለቪዥንን ተዓዘቡ።
ራድዮ ምስማዕ፣ ብፍላይ ኣብ
ዜናን ትምህርትን ዘድህብ መደባት።
አንተ ኺልኩብ ንኡስ-ኣርእስቲ ዘለዎ መደብ ተዓዘቡ.
ናይ ህጻናት መደብ ብፍላይ ነቲ ኣርእስቲ ኣቕሊሉ ኢዩ ዝቕርብ።
አቲ ሓጋዚ ነገር ናቱ ከኣ፣ አቲ ኣርእስቲ ብጽሑፍ ጥራሕ ዘይኮነ ዘቕርብዎ፣ ዘረባን፣ ስእልን ሃዊሶም ኢዮም ዘቕርብዎ
አቲ ትምሃሮ ቀልቲፍካ ኢኻ ትሕዞን፣ ከዋሚ፣ ዘይርሳዕ ክኸውን ኢዩ።
3
Listen to Radio (public radio, music)
ራድዮ ምስማዕ፣ ብፍላይ ኣብ ዜናን ትምህርትን ዘድህብ መደባት።
እንዳ ዘወርኩ ወይ ኣብ ኣውቶቡስ ከለኹ ናይ ፓብሊክ (ህዝባዊ መንግስታዊ) ራድዮ ኢየ ዝሰምዕ። ንኣብነት፣ ናይ ዝቕመጠላ ዘለኹ ከተማ፣ ቺካጎ ፓብሊክ ራድዮ፣ __ ኢያ ትብሃል። ኣብቲ ዘለኹሞ ከተማ፣ በብዓነቱ ስም ይህልወን ይኸውን ኢዩ። ሙዚቃ ምስማዕ ከማን ሓጋዚ ኢዩ።
4
Conversate with people who speak English and communicate with other Eritreans/Tigrinya speakers in English. (help each other learn with no judgement)
ምስ አንግሊዝ ዝዛረቡ ሰባት ኣዕልሉ።
ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ከማን ብእንግሊዝ ኣዕልሉ።
5
Go to events/gatherings
School party, work party, free public events/festivals
ኣብ ሰብ ዝእከበሉ ማሕበራዊ ኣጋጥሚ ናይ በዓል፣ ጓይላ፣ ሓዘን፣ ተሳተፉ።
6
Carry a dictionary or use online dictionary through your phone. Or make a list of recurring words/phrases and research their translation. If you have a thought in Tigrinya, write it down then research it’s meaning in English.
መዝገብ ቃላት ኣብ ዝኸድኩሞ ሕዙ።
ኦንላይን ምዝገብ ቃላት ብተሌፎን ክትረኽብዎ ትኽእሉ፣ ካልኣይ ምርጫ ኢዩ። www.geezexperi...
ዘይተረድኣኩም ቃላት ኣብ መዝገብ ቃላት ክትደሊይዎ ግዜ አንተዘይብልኩም፣ ኣብ ወረቐ ወይ ተሌፎንኩም ጽሓፍዎ/ዘርዝርዎ።
7
Be brave, have confidence - especially when you have conversations
አታ ናይ መወዳእታ ምዕዶ ከካፍለኩም ዝደሊ፤ ኣይትፍርሑ፣ ድፈሩ።
ኤሪትራውያን ብተፈጥሮ ህድእን ትሑትን ባህሪ ኢዩ ዘለና።
ኣነ ኣብ ዘረባ ወይ ዕላል ብኢንግሊዝ ክዛረብ የሕፍረኒ ኢዩ ነይሩ። ተገዳስነት እንተ ኣሪኻ፣ ሰብ ክሕግዘካ ይተባባዕ ኢዩ።
#LearnEnglish #LearnTigrinya #DailyTigrinya #TimhrtiTigrinya