"ውዕሊ ፕሪቶርያ ንኽትግበር ካብ ህወሓት ንላዕሊ ቁርፀኛ ሓይሊ የለን፡፡" ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓትን ተደራዳሪ ጉጅለ ውዕሊ ፕሪቶርያን ዶ/ር ፍሰሃ ሃብተፅዮን

  Рет қаралды 9,413

woyen

woyen

Күн бұрын

Пікірлер: 56
@madenaabdulkader4026
@madenaabdulkader4026 Ай бұрын
Dr. ብሐቂ ትግራይ ሰብ አለዋ ምሰ ሕዋህት ንቕድሚት💪💪💪❤❤❤ ትግራይ ትሰዕር ሕርር በሉ ህግደፍ
@HaregHareg-w7k
@HaregHareg-w7k Ай бұрын
ጅግና መስተዉዐሊ ቀፅለሉ👍👍
@GebremichaelTeklay
@GebremichaelTeklay Ай бұрын
ይበል!
@aasaas7284
@aasaas7284 Ай бұрын
ኣናብስ❤❤❤❤
@OkbayAbrha
@OkbayAbrha Ай бұрын
ኣንበሳ ❤️👍👍👍
@AlayTesfaldet
@AlayTesfaldet Ай бұрын
መዘርባዕ
@tigray447
@tigray447 Ай бұрын
God bless Tigrai and the people. Thank you, Woyen. Keep it up the good work 👍👍
@kiflomberhe112
@kiflomberhe112 Ай бұрын
T.P.L.F 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@geremichaeltikue6373
@geremichaeltikue6373 Ай бұрын
Excellent Dr very nice
@ashenafiaregawi2747
@ashenafiaregawi2747 Ай бұрын
በሳል ዶክተር ፍሳሃ ሰብ ደንጊኹምእምበር ፅቡቕ መብራህረሂ ።
@AregawiKahsay-dl2hd
@AregawiKahsay-dl2hd Ай бұрын
Dr. Tikkl👌
@Assefa-jb4fq
@Assefa-jb4fq Ай бұрын
ጽቡቅ ደኩተርዋኒ
@fissehalegesse3401
@fissehalegesse3401 Ай бұрын
Good explanation Dr. Fish but we didn’t get TV coverage by TTV and DW International and other TV channels. In my opinion it’s better to develop Weyn to TV channel so that our people can get your direct voice from Tplf voice specially to our people in Tigray.
@trustingod2549
@trustingod2549 Ай бұрын
Excellent!!
@JonTesfamaryam-f7c
@JonTesfamaryam-f7c Ай бұрын
egera alem bilae
@HTT6892
@HTT6892 Ай бұрын
ዶ/ክ ጽቡቕ አለኻ
@nathangurja7323
@nathangurja7323 Ай бұрын
ኩሉ ጊዜ ትግራይ እናበደልኩም ህዝብ ብጦርነት፣ብጥምየት፣ በሕማም፣ ብስደት፣ብምእሳር ተሳቅዮ ሐዝስ የአክለኩም ካልእ ትግረዋይ የለን ድዩ እን ደብረ ዕንክልል፣ደብረ ዕንን፣ደብረ ምስው ስው፣ደብረ ሰዕሰዕት
@natankingkong303
@natankingkong303 Ай бұрын
Wow.tigray sebe alewa❤❤❤
@riessomkihishen
@riessomkihishen Ай бұрын
ዝገርም ውል ፕሮቴርያ ከመሠረታዊ መደረዳሪ ዝወፀ እንተተገይሩ ንመፅናዕቲ ክፋትን ዝጭበጥ እንተኾይኑ ወለዶ ዝመሃረሉ እዩ። ምናልባት ንዲሞክራሲያዊ ምሕደራ ንፅረተ ሓሳብ ይፈጥር። ሓደ ክፍጠር ዝግብኦ ግን ኢትዮጵያዊያን ኢና ዝብሃል ግን ከመይ ኢሉ ከረድእ ዝኽእል የረዶአና፣ ኮይኑ ግን ኣነ ዝሰምዐሉ እዝኒ የብለይን።
@BerihuBerihu-nk3do
@BerihuBerihu-nk3do Ай бұрын
ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተጣየሸ ብመሰረት ብስምምዕነት በውዕል ፕሪቶሪያ ሙዃኑ ይፍለጥ።ኣብ ውዕል ፕሪቶርያ ሰብ ብፅሒትን ተደራደርትን ዝኾኑ ድማ ህወሓትን መንግስቲ ኢትዮጵያን እዮም። ስለዚ ህወሓት ኣብ ጊዚያዊ መንግስቲ ብዘለዋ ብፅሒት መሰረት ቅድሚ ሕዚ ዝወከለቶም ኣባላታ ብምልዓል ሓደሽቲ ወኪላታ ብምምራፅ ናብ ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ናብ ኣደራደርቲ ውዕል ፕሪቶሪያ ዝኾኑ ሕብረት ኣፍሪካን ክልእኹን ይግባእ እብል። በዚ ድማ ክሳብ ሕዚ ዝተዳናጎዩን ዝተባላሸውን ኣሰራርሓታትን ዕማማት ውዕል ፕሪቶርያ ኣብዚ ዓመት ተስተኻኺሎም ክስርሑ ዝግበ ኦም ብትልሚ ደረጃ ብምውፃእን ብተግባር ክፍፀሙን ክጅመርን ጥቡቕ ክትትል ክገብርን ውን ክግበር ዘኽእል ስምምምዕነት ኣብ ቅድሚ ተፈናቐልቲ ምዕራብ ትግራይ ዘለውዎ ቦታ ክፈራረሙን ቃል ክኣትዉን ህወሓት ክትሰርሕ ይግባእ እብል። ዘ ኣክሱም በሪሁ
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
Anbesa TPLF you will win ayniteraterim
@shewayderar2600
@shewayderar2600 Ай бұрын
ብሱል መስተዋዓሊ ሀዉና ጀግና
@yalienkito5650
@yalienkito5650 Ай бұрын
ብህዝቢ አይትቃልዱ
@yitbarekgebreselassie3805
@yitbarekgebreselassie3805 Ай бұрын
ብሰንክኹም ውዕሊ ፕሪቶርያ ይትግበር እንተዳኣ ዘይሃልዩ ስልጣን ንምልቃቕ ንዙ ህዝቢ ዘይትተሓባበሩዎ። ክንድይ ጊዜ እናወደቅኩም እናተሳእኹም ኢኹም ክትኸዱ።
@kasayareki6656
@kasayareki6656 Ай бұрын
He is good
@actttig9753
@actttig9753 Ай бұрын
ብ ቮድካ ጥራይ አይጉደል ንብረት አቶ ጻድቃን ጥራይ ይሃሉን ይከበርን እምበር ናይ ህዝቢ ጉዳይ ዝምልከቶም አይኮነን እኒ ባዓል ጌታቸው መጠጥ እንዳይጎድላቸው😮
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk Ай бұрын
ፕርተርያ ፈሪሱ እዩ ኢልኩም ነይርኩም ኸዚ ደማ ህዝቢ ምስአበየ መሊሰኩምዋ ድልየትኩም ስልጣን ምኻኑ ኩሉ ተዓዚብኩም ክተእምን አይትመኩር
@mulugetagebru8384
@mulugetagebru8384 Ай бұрын
ኣዛብእ
@mimtes514
@mimtes514 Ай бұрын
Getachew is Banda PP
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 Ай бұрын
እቲ ሕማቅ ፖለቲከኛ አብ ቀምሽ ራያ ክሕባእ ንርኢይ እነኢና። ረዳእ ሓለፎም ንሕዝቢ ራያ አይውክል። ጻድቃን ድማ በቂም ተላዒሉ ዝላዕለ ጽልአት ሕውሓት ንትግራይ ይብደል። ጌታቸው ተጎታታይ።
@zemenrae9193
@zemenrae9193 Ай бұрын
እዚ ዶክቶር ኣብ ትግራይ ይሽየጥ ዲዩ። ገዚኡ ኣምጺኡዎ መስለኒ
@ZenawiTadis
@ZenawiTadis Ай бұрын
ካብዚ ተምሃር ህዝበይ ትግራዋይ ብደንቢ ተረዳ
@KflomGs
@KflomGs Ай бұрын
ዶ/ር ሰሎምን የቀንየልና ። ህወሓት ብሕሉፍ ፀገምኩም ህዝቢ ስክሕክሕ ምባሉ ድርድር ኣየድልዮን ። ግን ድማ ናይ ሐዚ ኣከያይዳኹም 100% እየ ዝድግፎ ። ን ኣመራርሓ ግ.ም.ት ብትሪ ይቃወም ። ንዓለም ለኻዊ ዴፕሎማስያዊ ርክባትኩምን ናይ ተሞክሮ ዓቅምታትኩምን ሒዝኩም ክትቅበሩ ኣይደልን ። ብመንፊት እናነፈኻ ሕመቅኩም ናብ ጓሓፍ ፅባቀኹም ናብ ወለዶን ቀፃሊ ረብሓን የድልየና እዩ ። ስለዚ ህዝበይ ኣስተውዕል ።
@zerayaflegne3557
@zerayaflegne3557 Ай бұрын
ካብ ኣባህሉኡ እታ ኣፍልጦ ናይ ምርጫ ቦርድ ብዝወፀ ሓዱሽ ሕጊ ንመበል 14 ጉባኤ ክንገብር ኢልና ኢና ወሲድና ድዩ ዝብል ዘሎ?
@lathishlathish9804
@lathishlathish9804 Ай бұрын
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Ай бұрын
We have no enough room for gojely Sebhate.
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
BANDA GETACHEW hamimu eyu zelo Vodka
@NegashTesfay
@NegashTesfay Ай бұрын
ምሰ ሓዳኒኣያ ተሓድር ቆቋህሰ ንመጸወድያ ትኸውን ደበሉ ኣበይቲ ኣድና!
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
አቱም ዓይንኹም ብጨው ሐፂብኩም ብሕዝቢ ሞትን ጥምየትን ትሑጎሱ ዘለኹም አደመ( ደቂ ስብሐት ነጋ) ናብ ወረዳኹም ኪዱልና። የአክል
@FunnyOutdoors-wi7gw
@FunnyOutdoors-wi7gw Ай бұрын
እዚ ሰብ ካበይናበይ ኣበይከ ነይሩ ናይመን ሰብ እዩ አልጋ ወራሽ ተባሂሉ ተቐሚጡ ኣብ ውሽጢ ተሓቢኡ ፀኒሑ ኣብ መጨረሻ ኣውፂኦሞ : ህዝቢ ትግራይ ሕውሓት አይፀለአን ፀሊእኩም ዘሎ ኣንቱም ንውልቀኹምን ጎጠኛታትን ከባብያዊ ዘጥቐዐኩም ሕማቓት ዝኾንኹም እዩ ምበ መሰመር ሕወሓት ማንም ትግራዋይ ኣይፀልኦን ሰለዚ :: ????
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
King of Tigger tigriyan s TPLF❤ King of Tigger tigriyans TDF❤ TPLF born for peoples Levolution front & Powerful to the peoples of Tigger tigriyans period ❤ TPLF for ever Generation In the world of withdom we don't have time for foolishness let's destroy enemy pigs enemy is enemy we are ready Deyaspora Our struggle is not the struggle of a day weeks a month or year's it is the struggle of life ❤❤❤❤❤❤❤ Dr. we love you
@destagebre7551
@destagebre7551 Ай бұрын
ዶክተር 🤣🤣 ተሓባእ ርኹስ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
ጥፋ ጡት ቆራጭ ተኩላ ለማኝ አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይናገራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ የመጨረሻ ምእራፍህ ይዘጋል ቻ በሎ አድጊ ጥፋ ጡት ቆራጭ😂
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk Ай бұрын
ነኽራይ እዩ😂😂😂
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
we are TPLF injection ayniteraterim
@Semere-77
@Semere-77 Ай бұрын
Rkus trah..... Gets weag😂
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
አብ ትግራይና ሸሊኮም ዝአተው ህግደፍ ከም ተጋሩ ትግርኛ ዝፍትኑ ፊክ ምሀሩ ንክድግፉ ነቶም ኮራኩር ህግድፍ ን ብልፅግናን ዝገርም የጉርኡ አለው ሱጉምቲ ክውስዶም አለዎ ብዛእባ ታሴራ ምእዳል ዝብርሎ ኩርኩር ሻእብያ ውፁልና ፃድቃን አይንእደልን ክነፅርዬም አለና ቀደም ሽሊኮም ዝአተው ቻ በሎ ራያ አላማጣ ኮሮም አልውሀምላሽ ፀሪግና ክንጉህፎም አለና ካሊእ ብገፆም ፍሉጣት እዬም 7 ትውልዲ ክቆፅሩ አለዎም ስለዚ ዋላ ፀሎሎ ተስሪሆም እንተ አተው እታ ፊንጂ አብ ኢዶም እያ ዘላ ❤❤❤❤❤ በሎም ፓለቲካ ትእግስቲ አይፈቱን ከይቆስለ ንደርአሞም ወይዘሮ ሓገረ ትግራይ ክንኩልአ ኢና ❤❤❤
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي Ай бұрын
ታ ድዩ ሰራሕኻ ደደብ😂😂😂😂
@tekieteame114
@tekieteame114 Ай бұрын
ይቅረታ ዶ/ር ንስኻ ሓደ ካብቶም ተጠቀምቲ ኢኻ ኣባል ፈጻሚ ኮሚተ ነርካ ንስኻን ከማኻ ዝበሉን ናይ ሓደ ሚልይዕን ህዝቢ ህልቂት ተሓተቲ ኢኹም፡ ስልጣን ዝደሊ የለን ትብል ኣለኻ ውረድ ንኸማኻ ዝበሉ ኣብርዮም
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ዓደዋ ጫው ጫው ይብሉ ስርቂ ውሒድወም ትግራይ ናትና ጥራይ እያ ይብሉ ደብረ ፅንተት ዘይትነቀለ ዓዲ ሰላም የለን 😢😢😢
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Ай бұрын
Hwahat nkdimt bandatat gegachew banda kahdam denkoro krshen alew
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
አቱም ዓይንኹም ብጨው ሐፂብኩም ብሕዝቢ ሞትን ጥምየትን ትሑጎሱ ዘለኹም አደመ( ደቂ ስብሐት ነጋ) ናብ ወረዳኹም ኪዱልና። የአክል
Wait for the last one 🤣🤣 #shorts #minecraft
00:28
Cosmo Guy
Рет қаралды 22 МЛН
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
A4
Рет қаралды 13 МЛН
Tigray Media Network  ጌታቸውን ጉጅለ ልምዓትን Sep 17, 2024
11:42
Wait for the last one 🤣🤣 #shorts #minecraft
00:28
Cosmo Guy
Рет қаралды 22 МЛН