ሊንጎ ሓወይ: ወያነና ኮርያ 'ኮ ኢያ 'ምበይ... (ቁ: 10: ቀዳማይ ክፋል)

  Рет қаралды 26,687

Algena Culture & Research

Algena Culture & Research

Күн бұрын

Discusses the historical relationship between the EPLF of Eritrea and TPLF of Tigray, in the 1970s and 80s, throughout 1990s.

Пікірлер: 294
@ww1075
@ww1075 3 ай бұрын
ወያነ ዕጥቂ ኣይነበራ ኣፍልጦ ኣይነበራ ስንቂ ኣይነበራ ምስ ህዝባዊ ግምባር ተጸጊዓ ክሳብ ናጽነት ተሓዚላ ኣትያ ደሓር ንወያኔ ሃራምበ ምስ ሻዕቢያ ኣይተወዳድሮ ከም ዉድብ ዉን ብዛዕበኦም ክትዛረብ ኣይነበረካን
@sugartem1
@sugartem1 3 ай бұрын
This plat form isn’t about degrading or disrespecting someone who has “helped” in the process of our independence, It’s about fact and truth so take it as it’s being documented. “Help” is help even a single drop of blood 🩸 is still help. It might not be seen as a big help but it’s still help as Lingo mentioned “ ደም ቢ ሜሊ ልተረ ዘዐቀን አይኮን”። For tplf being a gorilla 🦍 fighters, they were a gorilla fighters and later became a government as EPLF. However what TPLF did to us in later life is a different topic. Mr Lingo has started the podcast by saying I am gonna see this particular topic by the eye glass of the time 1978 till the 1990s.
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 ай бұрын
@@ww1075 ** እዛ ፍልጠት ዘይብላ ምሳና ተጸጊዓ አብ ስልጣን ዝደየበት ዘይትጠቅም ዝበልካያ ወያነ *ትማሊ 60000 ሽህ ሰራዊት ኤርትራ ልቁምጽ አቢላቶም 😂 ቅድም ውን ካብ ባድመ ጸራሪጋ አውጺኣትካስ ፣ ባረንቱ ፣ ተሰነይ አዲራትሉ ስዮም አቢላትና ኢሳያስ ወዲ መድህን በራድ ዘብ ዘብ እንዳበለ አልጄሪያ ኸይዱ ናይ ሰላም ውእል ፈሪሙ በፍንጭዑ ተታሂዙ በደለኛ ከምዝኮነ ባእሉ ውግዕ ከምዝጀመረ ኣሚኑ ሳላ ወዲ ሓፍትና መለስ ዜናዊ ድማ ወያነ ህድገታት ጌራ ገዲፋትና ወጺዓ ✅ * ነዛ ታሪክ ኣብ መኣኾርካ ጺሒፋ ኣጎቢሓ ዝደከረትካ ወያነ ኣሉ ምባል ጌጋ'ዩ ደይ ሽሞም አይትሓቦም ጽልዒ ውን አይጠቅምን ❗️ ክሓተካ ጥሪት ህግደፍ ንኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ሓዚልካ ብኸመይ ኢኻ አብ ካልዕ ሃገር ዘለው ተጋሩ ክንድዚ ተማርር * ካልዕ ሃገር ከም ኬንያ፣ ሱዳን ፣ ቻይና ረኣዮም ንተጋሩ አይትፈልጦም አይጥዮቑኻ ።😂😂😂😂 *,* ነዚ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምካ ተደሚርና ግደፎ ኢኻ - ኸም ወዲ ተምቤን ከይትኹለፍ 😂 ** ሎክሳስ ኣድጊ ለካቲት**
@AdayHiwet
@AdayHiwet 3 ай бұрын
👍
@Tesfa325
@Tesfa325 3 ай бұрын
አየ ሊንጎ እዛ ንስድት ዘብቀዔትካ ህግደፍ መጀመርያ ብማእሰርቲ አብ 2003 ድሂላትካስ ሕጂ ደአ አብ ስደት ኮንካ ከተቀናጅዋስ ሕፈር ድአ ኤርትራ ከመይ አላ እዚ ድዩ ትምኒትና ነይሩ😂😂😂
@amanuelnashih2724
@amanuelnashih2724 3 ай бұрын
መንገዲ ትስሕት ኣለኻ ! ከምዝመስለኒ ዝበሉኒ እንዳበልካ ታሪኽ ኣይተባላሹ ምስጭብታቱ ጌርካ እንተተቅርብ ዝበለጸ ኔሩ! ምስ ይቅሬታ
@zowdi810
@zowdi810 3 ай бұрын
Wow he is incredible he is right ❤we love him so much god bless to him ❤️ 🙏
@alexandersegid8272
@alexandersegid8272 3 ай бұрын
ኣድልዎ ዘይብሉ ኣቃራርባ ሊንጎ፡ እታ ወንጫር ወያኒ ንፋስ ቀልቀል ኣብ ሓገዝ ዝዓኾኸት ብረድኤት ስርናይ ምክፍፋል ምልሕቕ ፈንጂ ኣጀንዳ ብክልል ንኢትዮጵያ ንክመርሕ ዘኸኣለ መንጩን ዝሕብር
@yemanehaile9648
@yemanehaile9648 3 ай бұрын
ሊንጎ ጽቡቕ መደብ፥ሓንቲ ሃጓፍ ግን ረኺበ እንተኺኢልካ ኩሉ ታሪኽ ስለዝኾነ ከምዝነበሮ ከይተሰከፍካ ግለጾ፥ እታ ተጋዳላ ዝበላ ንስየ / ፍሊጶስን ዘሳሓበት ቃል ንገረና፥ ኣነ ዝሰማዕክዎ ኔው በሉልና እዞም ጨው እግሮም ናብራ ናብራ ቀደምና፥ እያ እታ ቃል እሕመድ ሸልሸል ዘበላ ጌጋ ተኾይና ኣርማ።
@bereketandemariam755
@bereketandemariam755 3 ай бұрын
Jelgad zeykemebotatu lingo barya hgdef
@Eriywelela
@Eriywelela 3 ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏thanks jegna
@tecleabraham3797
@tecleabraham3797 3 ай бұрын
ሰብ ታሪኽ ክነግር ዓቅሚ የድሊዮ። ናይ ታሪኽ ምሁር ክኸውን ውን ዝበለጸ ኢዩ። ዝምድና ህግን ወያነን ክትዛረብ እንተደኣኮይንካ ሰነዳት ተወኪስካ ኢዩ ዝግለጽ እምበር ሓደ ሓደ ፍጻሜታት anecdotes ይፈጸም ኣይፈጸም ብዘይገድስ ብምግላጽ ኣይኮነን። ንኣብነት መትከላትን ፖሊሲታትን ህግ ብዛዕባ ዝምድና ምስ ኢትዪጵያውያን ተቃለስቲ እንታይ ኔሩ። ምስ ወያነ ዝፈላልዮም ንኣብነት ብዛዕባ ደጀን ምህላውን ዘይምህላውን ብዛዕባ ዝምድና ምስ ሩሲያን ማሕበርነታዉ ደንበን፥ ብዛዕባ ስለማዊ ፍታሕ ወዘተ። ከምዚ ሊንጎ ዝብሎ ዘሎ ዓጋመ ኢሎምኒ ወዘተ ኢልካ ዝምድና የለን። ኣብ ተሳትፎ 6 ይ ወራር መጽእካ ከኣ ብዝሖም፥ ዕጥቆም፥ ተመኩሮኦም ወይ ብቅዓቶም ሪእኻ ኢዩ ዝግምገም። ሊንጎ ብባህሊ ሜዳ ሽም ኣጥሪዩ ኔሩ ክኸውን ይኽእል፥ ብዛዕባ ታሪኽ ክነግር ግን professional ብቅዓት የብሉን። ዋላ ንፉዕ ኣዘንታዊ ውን ኣይኮነን።
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 3 ай бұрын
አዋይ ጉድ ግልብጥሽ ታሪክ ኣንታ ሊንጎ ብጥዕናካ ኣለካ ወያነስ ንሕዝባዊ ግንባር ክትሕግዛ ብከመይ መልክዕ። ናይ ደሓንካ ዲካ በል ክትፈልጥ ሕዝቢ ከይተደናግር ወያነ ኣብ ምድምሳስ ተጋድሎ ሓርነት ኣይነበሩን ኣይረአናዮምን ምስ መን ኣሃዱ ነይሮም ግን ኣብ መወዳኣታ ኮሮኮን ምስ በጻሕና ኣብ ምውዱኡ ተካፊሎም ነይሮም ይሰምዕ ደሓር ወያነ ሕዝባዊ ግንባር አዩ ዝምሕሮም ነይሩ አዚ ከማን ተመክሮ ክወስዱ። ኣብ ሻድሻይ ወራር ውሑዳት ተሳቲፎም መብዛሕተኦም ብረት ኣይሓዙን ክመሓሩ አዮም መጺኦም ክሕጉዙና ዘይኮኑ ክሕገዙ ተመክሮ ክቐስሙ አዮም ኣብ ሓንቲ ኩናት 1985 ናይ አምነሓጀር መጥቓዕቲ ተሳቲፎም። ውሑዳት ተማሓሮ አዮም ኣብ ካል ኣ ኩናት አዚ ኩሉ ወራራት ሪኢናዮም ኣይንፈልጥን ሊንጎ ታሪክ ኣይትገምጥል ዘይነበርካዮ ብዕ ላ ዝሰማዕካዮ ታሪክ ኣይዝረብን አዩ አቲ ብ ኣካል ዝተሳተፈ አዩ ክገልጽ ዝክ ኣል። ወያነ ኣብ ዛተውዎ ኩናት ኦግርግር ዝገብሩ ንዓና አዩ አቲ ዝተሰልበ ኣጽዋር ናይ ጸኣኢ ኣብ ኩናትአምንሓጀር ዕግርግር ፈጢሮም ውጩ ዲማ ውሰድዎ አንታይ ኢኩም ትደዩ ኢሉ ሒብዎም አዚኦም መትከካት ሕዝባዊ ግንባር ተጻዊሩ ሕዝዎም ኣማዕቢልዎ ሽረ ብሓይሊ ሕዝባዊ ግንባር ምስ ተታሕዘት ይ ኣክለና ኩናት ዝበሉ ኢኻ አዮም ወያን ንትግራይ ሓራ ኣውጺኢናያ ኢሎም አዞም ነውራማት ህዝባዊ ግንባር ግን ክንቕጽል ኢና ንሙሉ ኣ አትዮጵያ ሓራ ከው ጽ ኣ ኢሉ ክሳብ ኣራት ኪሎ በጺሑ አትዮጵያ ዘረከበም ስለዚ ወያነ ክሕገዙ አምበር ክሕጉዙ ሪኢናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን አዚ ከምቲ ናትካ ብዕላል ዘይኮነ ሰሚአዮ ስለ ዝፈልጦ ጭብጢ ኢየ ዘ ዕልለካ ዘለኩ
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 3 ай бұрын
Tarik aytetemziz nesom wuen hagizom eyom
@hailekidanetesfai8814
@hailekidanetesfai8814 3 ай бұрын
ናይ ታሮኽ ተማራማሪ ክብል ኣይዋሓጠለይ ተጋሩ ደሞሞ ኣፍሲሶም ኤርትራውያን ከ ማይ ኣፍሲሶም ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ህዝቢ ክትብል ህዝብና ካብ ኢትዮጵያ ክስጎግ ብወያነ እዚ ታሪኽ ክትብሎ ሕፈር ሕፍር
@geezawi4046
@geezawi4046 3 ай бұрын
Thank you Lingo!. ነቲ መበገሲ ነብሰ ምትሓት ወያነ ዉን ተቂሲካዮ ። ግን ነታ 17 ዓመት ሙሉእ ን ሓደ ክፍለ ሰራዊት ክትስዕር ዘይከኣለት ሓሳድ ዉዲብ ምስ ህግ ኣይተወዳዲራ።
@yonasdagnew3113
@yonasdagnew3113 3 ай бұрын
Lingo ከም ተጋዳላይ ኣዚዩ ሉኡል ክብሪ ኣሎኒ ኣብዚኣ ግን ንወያነ ቁሩብ ካብ ኣቅሞም ንላእሊ ኣግዚፍካን ኣቆናጂካ ዘቀረብካዮ ታሪክ እቃቤታት ኣሎኒ ስለምንታይ ኩልና ንፈልጦ ታሪክን ኣበርክቶኦምን ምዝጉብ ስለ ዝኮነ። ተምሃራይ ንመምህሩ ክምህር ሪኢና ስለዘይንፈልጥ ።
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 3 ай бұрын
ሊንጎ! እቲ ሽግር'ኮ ብምክብባር እንዳበልና ነቲ ዘየኽብረና ህዝቢ ብሓይሊ ከነኽብሮ ኣለና ማለት'ድዩ!? እንታይ'ዩ እቲ ጸገሞም ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎም ቅንእን ሕስድናን ጥልመትን ክርድአካ ዘይክእል ነገር'ዩ። እንተዝኾኖሎም ናይ ቀይሕባሕሪ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ መስጥምዎ ኮይኑ ይስምዓኒ። ገለ መፍትሒ'ስ ክናደየሉ'ስ ኣለዎ። ብዝተረፈ የቐንየልና።
@settieritrea1991
@settieritrea1991 3 ай бұрын
ገሪሙና'ኮ ብጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ዓዊሮም ዘለዉ ኮ ተጋሩ እዮም :: ብሰንኪ እምነትናን ቅንዕናናን ዋጋ ኣክፊሉና የክፍለናን ኣሎ ::
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 ай бұрын
እቲ ፍታህ ብሰላም ምንባር'ዩ ብሰላም ክትነብር እንድህር ዘይካኣልካ ግና ናይ ግድን ክትከባበር ኣሎካ እቲ ጽቡቅ ነ'ናትና ሃገር አሎና ❗️ እቲ ጸገም ግና ኸም ኢሳያስ አይነት ተመን ወዲ ተምቤን ኣብ ሰላም ክነብር ድሌት የብሉን ። እዚ ዓጋመ ስጋብ ዘሎ ንህናን ተጋሩ ይኹን ኢትዮጵያ ዎላ ሱዳን ሰላም አይንረክብን ❗️
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 3 ай бұрын
@@mesfinabraham6412በጃ እሰያስ ንስካ ጋሕ በል
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 3 ай бұрын
​@@mesfinabraham6412 ኢሰያስ እንታይ ዘይገበረ ደሊኻ? ዝኸሐደን ዝጠለመን ካብ ሕብሪ ዓይንኹም 3 ዓበይቲ ወራራት ክሳብ ፈተነ መንግስቲ ኤርትራ ምግምጣል ዝፈተኑ መራሕቲ ትግራይ እዮም። ኢሰያስ እሙን እዩ።
@settieritrea1991
@settieritrea1991 3 ай бұрын
@@mesfinabraham6412 ብ ብሌን ዓይንና ኣይትምጸና :: እቲ ቀንድ ሽግር ናይ 2ቲኡ ህዝብታት ንስኻን ከማኻን እዮም :: ዘይ ንብረትኩም ክትዘምቱ ተምባሁቁ ዘለኩም ንስኹም ተጋርዋኒ ኢኹም ::
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 3 ай бұрын
ሊንጎ! ብናይ ሎሚ ጥራሕ ኣይኮንናን ንርእዮ! ብመሰረቱ ካብ ቅድሚ/ካብ 200-300 ዓመታት ወይውን ቅድሚኡ ዝነበረ ታሪኻት'ከ ንርስዖ'ዶ መስለካ!? ጸዊኻ ዘይውዳእ ግፍዕታት ዝጠፍአካ ኣይመስለንን!? ካብ መሰረቱ ዝርሳዕ ታሪኽ ኣይኮነን እቲ ተግባራቶም።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 ай бұрын
ነኢሳያስ ወዲ ተምቤን ሓዚልካ ምውርዛይ'ዶ ..... ** አምሰሉ **😅
@garza.garza-mc7sh
@garza.garza-mc7sh 3 ай бұрын
ሊንጎ ካብ 1991 ክሳብ ሕጂ እትክተሎ ሜላ ሰብ ልቢ ዘይብሉ ዘየስተብህለልካ ዩ ዝመስለካ ንልዕሊ 30 ዓመታት ናይ ጃላነት ቦታ ሒዝካ ከምትዋሳእ ዓቃባዊ ጠባይ ተጠቂምካ መንሳዓረ ክትጽበ ከምዝጸናሕካ መን እሞ ዘይ ፈልጠካ እስካ ትምህሮ ሰብ ካኣ የለን ምናልባት ደቂ ገርሂ ልባ እንተዘይ ረኪብካ ግዜ ተጠቂካ ለባም ናይ ምምሳል ሓደገኛ ኣእምሮ ወዲ ሰብ ዝሰርቅ መርዛም ድብያ ኣይትጠቀም እንበር ተጋሩስ ንዓመታት ዘይኮነስ ንዘመናት እዮም ኣድሚየሞ ንህዝብና ክሳብ ናብ ዝታሓተ ቁሪ ንክወርድ ዝገብርዎ ዝነበሩ ንሳቶም እዮም በጃካ ቁስሊ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ኣይትጉዳእ ነዛ ደመኛ ወያኒ ከተቃባጥር
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 ай бұрын
ጽቡቕ አለኻ ናይ ሊንጎ ጸበይ ላንጋ ላንጋ 😂 ** እቲ ዝገም ናትካ ሪኢቶ ንኢሳያስ አፈወርቂ ተመን ወዲ ተምቤን ሓዚልካ ይንበረልና እንዳበልካን ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምካ ተደሚርና ዝበልካ ሙትሩስ ጥሪት ህግደፍ'ሲ እንታይ ገደሰካ ናይ ካልእ ሃገር ተጋሩ ክትጻረፍ ሃገር አለካ ንሳቶም ውን ኢትዮጵያዊ ዜግነት ዘለዎም እንታይ የራኽበካ ❗️ ነፍስኻ ፈትሽ 😅😅😅
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 3 ай бұрын
ሊንጎ ታሪክ ኢልካ ትዛረብ ኣለካ:ብፍላይ ሻዱሻይ ወራር ንሕና ስለ ዝነበርና ፈሺሉ ይብሉ:ጀነራላት ደርጊ ይደግሙ ኩሉ ሓሶት ምኳኑ ከኣ ንፈልጥ:ንስካ ከኣ ኣብ ሰሜናዊ ሳሕል ኔርካ ኣብ ብ/23 ስለዚ ክንደይ ዝኣክል ሓይሊ ምሳኩም ተሳቲፉ ተትዝርዝሮ ምስ ሓለፍቶም:ሰላሕታ ውን ኣብ ሓልሓል ተሳቲፍኩም ኢኩም:ኣብኡ ውን ታርኦም ተትነግር:ተዘይ ኮይኑ ትንክፍ ትንክፍ ጥራይ ምባል ጽቡቅ ኣይኮነን:ካልእ ከኣ ብዛዕባ ኣባላት ባህሊ ብ/23 ብዙሕ ክትርክ ሰሚዐካ ኣይፈልጥን እየ ተዘይ ተጋግየ ድሕሪኡ ከኣ ክ/ስ16 ማለት እዩ:መብዛሕትኡ ዘረባካ ናትካን ናይ ላዕለዎት ሓለፍትን ጥራይ ይከውን ኣሎሞ:ናይቶም ቀንዲ መሳርሕትካን መዋዕልትካን ከኣ ተርከልና::
@kahesaimosazghi3017
@kahesaimosazghi3017 3 ай бұрын
ኣዚዩ ክቡር ታሪኻዊ ትንተናታትን ሰውራ ኤርትራ ተቅርብ ስለ ዘለኻ ኣዚየ የኽብረኻ ምኽንያቱ ነቲ ብግቡእ ንስኻ ትፈልጦን ዝወዓልካሉን ካባኻ ንላዕሊ ክገልጾ ዝኽእል ሰብ የለን ታሪኽ ኤርትራውያን ስለ ዝኾነ ምግላጽካ ጽቡቕ እዩ ነገር ግን ኤርትራውያን ነጻነትና ንምርግጋጽ ዝተገብረ ጻዕርታት ዝወሰዱዎ ዓመታት ዝተዓጻጸፍዎ ፖለቲካዊ ሜላታት ዝተገብረ ኣፈታትሓ ግርጭታት ዝተገብረ ብልሓታትን ሜላታትን ድማ መዓቀኒ ልቦናን ብልሒ ሰውራዊ ኣመራርሓ መሪሕነት ሕዝባዊ ግንባር ዘረጋግጽ ተውህቦ ልቦና ዘረጋግጽ ታሪኽ እዩ እዚ ተቅርቦ ዘለኻ እም ቀጽሎ እሞ ነዚ መንእሰይ ዋርሳይ ኣዚዩ ጠቓሚ ታሪኻዊ ትምህርቲ ሰውራ ኤርትራ ኾይኑ ይስማዓኒ።
@janbessa7051
@janbessa7051 3 ай бұрын
ህ. ሓይልታት ኤርትራ,ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ! ነባሪ ታሪኽ ዝውንን ጅግና ውድብ!
@MesfinMes-n1g
@MesfinMes-n1g 3 ай бұрын
እዚ ብሻዕብያን ወያነ ን ዝንገር ላልማየ ላሎስ ምዐዝ እዩ ዘብቅዕ።ካብዝስ ሰብ እንታይ አዩ ክምሀር። ሳይንስ አይኮነ፣ ፍስፍና አይኮነ።ፀማምስ ሐደ ደርፉ። ላልማየ ላሎ።
@motherland1510
@motherland1510 3 ай бұрын
ክቡር... ሓው... ሊንጎ.... ብዛዕባ... ሰላም ... ምዝማርካ ዝምስገን... ሓሳብ እዩ. እዞም እሾኽ... ዓጋም ዝኾኑ... ጎረቤት... ተንኮላቶምን... ቅርሕንቶምን ጥራይ... ይኣክቡልና... እምበር... ዝምድንኦምን... ፍቅሮምን... ኣየድልየናን.. እዩ. ምኽንያቱ ዓሻ... ምዒድካዮ... ናብ ልማዱ! ኣድጊ... ሓጺብካዮ... ናብ.. ሓመዱ! ስለዝኾነ. ኣመሎም... ኣይገድፉን እዮም. 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@abogida669
@abogida669 3 ай бұрын
B kemey eika gin Shaebia & Weyane kem temesasali hayli zineberen gerika taelilelu zeleka walas zilmets rekibka eika 🤔
@sugartem1
@sugartem1 3 ай бұрын
Lingo you are history teacher wish all my history teachers in my school days has the passion and knowledge you had, I would have achieved high level of success in the department of art (history, geography). I just have a small view, I am not an expert or teacher but my love of history pushed my to say this :- I just feel that it would have given me and your viewers a wider knowledge if you could call our leaders by their rank. Off-course you were one of them even thou I don’t know your military rank at the time. You sir have earned that rank with your skills and experience and blood 🩸 For example you mentioned Sibhat Ephram, if you could have said General Sebahat Ephram would have given us more information and knowledge about their military rank and achievement. Many thanks 🙏 God bless with health and happiness in your daily life. ❤
@user-wl8or2be1j
@user-wl8or2be1j 3 ай бұрын
Brother know we now what Happened between Eplf and Tplf some time use to be together and most times not you know what happens Tplf changed Their Idolegie to western idea but not Eplf and Issayas Afewerk is a Communist person and never change but people of Eritrea 🇪🇷 and Tigray people they don’t have any problem so Fight with each other for nothing only in East Africa ❤🇨🇦🇪🇷
@DaniMeharina-iw2ds
@DaniMeharina-iw2ds 3 ай бұрын
I am proud of you what you did back in Eplf and today I am confused about your intentions. Tplf or Tigray or those tegaru who born and raised in Eritrea 🇪🇷 are historical enemies of Eritrean people period. Do you know people who used to live between Tigray and Eritrea 🇪🇷 called Senafe used fight against Tigray people and because of the war they migrated to western part of Eritrea 🇪🇷
@OMG_PRO12
@OMG_PRO12 3 ай бұрын
Aykoneni kitzarebo,kitsemo win,medreku gizeu zeyhalewe,lieli agimi,kuluyu,arimimuniyu zelo,(sebkabaka ezikoneni zitbe lingo)
@mikael3245
@mikael3245 3 ай бұрын
ሊንጎ ብጣዕሚ እንዲና ነኽብረካ እቲ ዝበልካዮ አጋጣሚታት ኩሉ ከምታሪኽ ጽቡቅ ጌርካ አቅሪብካዮ ግን መጀመርያ ነገር እቲ ወያነ አብ ሻድሻይ ወራር ዝተሳተፉሉ ትብሎ ዘለኻ ብርግጽ ንሓገዝ ድዮም መጺኦም ዋላ ንታዕሊምን ንዕጥቂን ካልእ አርእስቲ እንዲዩ ከምቲ ኢያሱ በርሀ ዝብሎ ሓቂ ሓቁ ምዝራብ ግን አገዳሲዩ፣ እቲ ቀንዲ ወያነ ምስ ህዝባዊ ግምባር ርክብ ካብ ዝጀመሩላ ዕለት ክሳብ 1991 ህዝባዊ ግምባር ክትዝርዝሮ ዘጸግም ክንደይ ዓይነት ተንኮልን ክፍአትን ሽርሒን ናይ ሕወሓት እንዳፈለጠ ከምዘይፈለጠ ኮይኑ ልቢ የዕብዩ ነቲ ንነዊሕ ዝጠመተ ራእይ ምእንቲ ከተግብር ዓቅሊ ብምግባር ብትዕግስቲ ተጻዊርዎም ይኸይድ ከምዝነበረ ካባኻ ንላዕሊ ክፈልጥ ዝኽእል የለን ድሕሪ ናጽነት ውን እንተኾነ ከምዝቀጸልዎ ባዕልኻ ሓየሎም አብ መቀለ እንታይ ከምዝበለካ ነጊርካና ኔርካ፣ ስለዚ ሕወሓት ዝበሃል አዝዩ ዝተበላሸወ ናይ ሸፋቱ ጉጅለ ከም ውድብ ሓሲብካ ምስ ህዝባዊ ግምባር ብዝኮነ መዐቀኒ ክተመዛዝኖ አይግባእንዩ፣ እቲ ዝርካቡ ዝነበሮ ቁመና ውን እንተኾነ ኩሉ ካብ ህዝባዊ ግምባር ዝረኸቦን ዝተማህሮን ዝቀድሖን ኢዩ፣እቲ ዘሕዝን እዚ ጉጅለዚ በቲ ህዝባዊ ግምባር ዝገበረሉ ዘይተአደነ ደገፍ ልዕሊ ዓቅሙ ንዝኾነት ኢትዮጲያ ከመሓድር ዕድል ስለዝፈጠረሉ ይንዋሕ ይሕጸር ነቲ ንዓመታት ቋጺርዎ ዝጸንሐ ቂም ክዋጽኦ ምዃኑ ህዝባዊ ግምባር ግን ምስዚ ኩሉ ብቅዓቱ ብአግኡ ልጓም ስለዘይገበረሉ ንሱዩ ንኤርትራ ክሳብ ሕጂ ዘኽፍላ ዘሎ፣ ስለዚ ብወገነይ ንወያነ ንምሕጋዝ ንምስትምሃር ንምእራም ብዛዕባ ዝተገብረ ከቢድ ጻዕሪ ዝገልጽ ታሪኽ እንተትዛረብ ምመረጽኩ እዛ ብሓባር ተቃሊሶም ገለ ትብል ዝመዛዘን ነገር አይኮነን፣እቲ ትፈልጦ ዝነበርካሉ ን ልዕሊ 20 ክፍለጦራት ኢትዮጲያ ታንከኛ ሓይሊ አየርን ሓይሊ ባሕሪ ምስ ኩሉ ገዚፍ ናይ ወጻኢ ሓገዛቱ ዝሰዓረ ውድብ ምስቲ ንሓንቲ ክፍለጦር አብ ውሽጢ ኢትዮጲያ ክስዕርሲ ይትረፍ ንሽረ እኳ ሓራ ክገብር ዘይክአለ ሓይሊ አይተወዳድሮ እቲ ጉዳይ 99% ን 1%፣ ንትግራይ ውን ህዝባዊ ግምባርዩ ሓራ አውጺእዋ እንተበልካ ምግናን ድዩ? ህዝቢ ትግራይ ውን እንተኾነ ግዳይ ናይዞም ጉጀለ ኢዩ፣ ወድሓንካ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 ай бұрын
Ezi Kulu xehftkas hagzi zeykone baryas barya daa
@AidaKidane-kp2dg
@AidaKidane-kp2dg 3 ай бұрын
​@@solomonteshagerethiopian6483ቆማል ዓጋመ ኪድ እስከ ገዛኻ
@abogida669
@abogida669 3 ай бұрын
​@@solomonteshagerethiopian6483eiti haki do meririka dikala wahid
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 ай бұрын
ንተጋሩ ክንድዚ ትጸልዖምን ትንእቆም እንድህር አለኻ - ንምንታይ'ዳ ንኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ሓዚልካ ትነብር አለኻ ? **, ጥሪት ህግደፍ ጊላ ዓጋመ አምሰሉ ኢኻ ** ** ወሽላኽ😅
@mikael3245
@mikael3245 3 ай бұрын
@@mesfinabraham6412 ስማዓኒ መስፍን እዚ ጸርፊሞ ግደፎ አይጠቅምንዩ፣ አብ ዓለም ግን ዝጽላእ ዝንዓቅ አሎ እንተኾይኑ ወያነ ዝብሃል ጉጅለ ሸፋቱን ሰረቅቲን ኢዮም፣ ንባዕሎም ቢልዮናት ክሰርቁ ክሳብ እዛ ሰዓት እዚአ ንህዝቢ ትግራይ ውን ለኪሞሞ እምበር እንታይ ዝረኸቦ አለዎ፣ ህዝቢ አይንዓቅንዩ አይትጋገ፣ አነ ውን ተጋሩ ፈተውቲ አዕሩኽ አለዉኒ፣ ምስኦም ብግልጺ ኢና ንዛረብ ኩሉ እቲ ሓቂ ድማ ይፈልጥዎ ኢዮም፣
@mohahiti
@mohahiti 3 ай бұрын
ክቡር ሓው፡ ብዙሕ ሰብ ይሓተካን ርእይቶ ይህበካን ኣሎ እሞ፡ ኣይትምልሰሉን ኣሎኻ። ድሓር ከኣ፡ ንወያነን ንሻዕብያን ምትዕራቕ፡ ንኣምላኽን ንሰይጣንን ከም ምትዕራቕ እዩ። ቅድሜና ናይ ዓይኒ ምስክር ስለ ዝኾንካ፡ ኣፍና ከተትሕዘና ትኽእል ትኸውን። ይኹን እምበር፡ ካብ 1991 ዓ/ም ኪሳዕ ሎሚ ንባህርያትን ኩነታትን ሻዕብያን ወያነን ብቐረባ ፈሊጥናዮምን ሪእናዮምን ስለ ዘሎና፡ ድሕረባይታ እዞም ክልተ ውድባት፡ ቅድሚ 1991 ዓ/ም እንታይ ይመስል ከም ዝነበረ ንምግማቱ ኣይእግመናን እዩ። ኣብኡ ምሳኻ ኪንህሉ ነይሩና እንብለሉ ጉዳይውን ኣይኮነን። ምኽንያቱ፡ ንስኻ ንባዕልኻውን፡ በታ እትፈልጣን ዝረኣኻያን እምበር፡ ንኹሉ ክስተታት ካብ A ኪሳብ Z ትፈልጦ ኢኻ ማለት ስለ ዘይኮነ፡ በታ ንስኻ እትፈልጣ ኩርናዕ ታሪኽ ጥራይ ኢኻ ኪትዛረብ እትኽእል እሞ፡ ብዛዕባ ኩሉ ፍጻሜታት ከምዚ እዩ ነይሩ ኢልካ ኣይትደምድም፡ ጽባሕ ምእንቲ ብዝተዛረብካዮ ከይትሓፍር። እቲ ንሕናውን እንፈልጦ እንተኾይኑ፡ ወያነ ማለት፡ ኣሰር ኩላቶም ናቦታቱን ኣቦሓጎታቱን ኣዝዩ ሰራምን ዓለወኛን ካብ ጥንቲ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራን ጽቡቕና ኪሪኢ ዘየኽእሎን ዘይፈቱን ቀናእን ሓሳድን ምንባሩን ምዃኑን ኣብ ዚሓለፉ ዓመታት ብዓይንና ስለ ዝረኣናዮ፡ ታሪኽ እዚ ኣምላኽ ዝፈንፈኖ ዝቆንቆነ ውድብ ወያነ ዲኻ ትብሎም ውሕዉሓት ወይ ኢሓዲግ፡ ንዚጠልቀዩን ንዝመሽመሹን ውድብ፡ ድሕረ ባይታኦም ክትጸጋግንን ከተንጽሕን ኣይትቃለስ፡ ኣይትድከም ድማ። ዘመልክዓልካ እቲ ናይ ቀደም ቦታኻ እዩ እሞ፡ ብዘይጠቕማ ቁራቦ ርፍራፍ ከም ኤሳው ብሓላፊ ብልዒ፡ ዝተጋደልካሉን ብዙሕ ዋጋ ዚኸፈልካሉን ክቡር ኤርትራዊ መንነት ኣይትደርብን ኣይትጉሓፎን። ኣምላኽ ፍቕሪ ስለ ዝኾነ፡ ደቂ እታ ሓላል ምድሪ ነፍቅረካ ኢና። ሓደራኻ ግን፡ ታሪኽናን ክብርታትናን ኣይተበላሹን፡ ኣይተተሓናፍጸልናን። ጸገም እንተሎካ ድማ ጸግዕኻ ሒዝካ ሱቕ ምባል ክብረት እዩ። ክልተ ሳዕ ትረአ ኣሎኻ እሞ፡ ዔብ ዓሌክ። ኤርትራውነት መዳርግትን ሕዋስን ዘይብሉ ጽሩይ መንነትን ታሪኽን እዩ። God Bless Eritrea Alhura!
@askalutesfagaber2281
@askalutesfagaber2281 3 ай бұрын
@mohahiti ቁም ነገር ዝመልኦ መግለጺ ።
@abrahamsereke2924
@abrahamsereke2924 3 ай бұрын
How can you have a conversation with everyone who is responsible ? You can not be everywhere at one time. A lot of exaggerations and misleading information. Untrusted historian.
@asmeri8401
@asmeri8401 3 ай бұрын
I need to know about Medhanie Ketin kelay nd I’m sure u remember him I’m his brother nd if u don’t mind I just need to know about him Lingo Hawey He used to be a singer nd I heard used to be funny nd one of the best actor
@tmhb6247
@tmhb6247 3 ай бұрын
ሊንጎ ወርቂ ዝኾነ ታሪክ ትዛረብ ኣሎኻ። ድምጺ ግን ይበላሾሎ።
@AAGTOSS
@AAGTOSS 3 ай бұрын
ድምጽስ ኣይግድን ሓቅኻ። ታሪኽ ግን ዝወጾ ኣበር የብሉን።
@YonasBerhaneKeleta
@YonasBerhaneKeleta 3 ай бұрын
I think that is why Siye is so hateful of Eritrea.
@isaiasmengs4187
@isaiasmengs4187 3 ай бұрын
ባዓል ቀያሕ መኪና ስቕ ይሕሸካ ቆርበት በጊዕ ዝተኸደንካ ቶኽላ ኢኻ ከዳዕ መታለሊ
@AAGTOSS
@AAGTOSS 3 ай бұрын
ዓቕምኻ ተዛረብ። ሱቕ ኢልካ ተትሰምዕ እንዳተመሃርካ ብስለትካ መዕበኻ። ኣብ ጁባኻ እምኒ ሒዝካ ምኻድ ከኣ ምገደፍካዮ። STONE AGE in 21st century.
@Weki1975
@Weki1975 3 ай бұрын
ንተሞክሮ ምልውዋጥን ንተዓሊምን ዝመጹ ክሕግዙና መጺኦም ኢልካ ታሪኽ ፈሊጥ ተመሲልካ ታሪካ ምብራዝ ኮይኑ ይስመዓኒ፡ ድሕሪ ተዓሊም ክንደይ ዝኣክል ኣጽዋር ወሲዶም ክሳብ ዘይፈለጥካ ታሪኽ ካብ ጎዶሎ ጌርካ ምዝራብ ባዕሎም እቶም ኣብ ታሪኽን ስነዳን ዘለው ምስ መዝገቦም ስለዘለው ባዕሎም፡ከዘንትውዎ እዮም ኣይትተሃወኽ ሊንጎ፡ ብዓቕመይ ኣፍልጦ ኣለኒ ዝተረፈ ከኣ መዝገብ ክውከስ እንተኢልካ ግን ዓድኻ ኪድ እሞ ሰነድ ተወከስ ከፍቅዱልካ እዮም ታሪኽ ብዝቡቕ እንተዘርዚርካዮ
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 3 ай бұрын
ናይ በዓል ጀግና ኣያና ዘርአዝጊ ዳዊት ዘዘንተዎ ሓቅነትን ሕዝቢ ኣዲስኣበባ ዝነበረ ኤርትራውያን ዓቢ ምስክርን ታርኽ አዩ።
@dkg4657
@dkg4657 3 ай бұрын
Beta nsu sfelta eyu tezaribu . KaliE telika wey armo /weskelu . Seb aytenaAEs
@andemariamYemane-g2j
@andemariamYemane-g2j Ай бұрын
ክቡርን ጅግናን ሓርበኛን ሊንጎ እታ ኣነ ዝነበርኩዎ ህዝባዊ ግንባር ትብል ቃል ሲ ኣነ ዝነበርኩዎን ዘለኽዎን ህዝባዊ ግንባር እባ በል ሕጅ ኒነብሲኻ ተጊሊል ዘለኻ እያ ተምስል ክቡር ተጋዳላይ ሊንጎ ወላ ኣብ ስደት ኒበር እምበር ኣካል እቲ ጅግና ሻዕብያ እኻ።
@mussieabraha2014
@mussieabraha2014 3 ай бұрын
ሊንጎ። ታሪኽ ኣይትቕረጽ። እቲ ክሊቲኣን ውድባት ቃልኪዳን ኣሲረን፡ ንተሓኤ ንምድምሳስ ዝተኻየዲ ናይ ክሕደት ታሪኽ ንምንታይ ትዘሎ? ክልቲኤን ውድባት ንኣሽሓት ተጋደልቲ ተሓኤ ዝቐዘፍሉ ታሪኽ ንምንታይ ትዘሎ?
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 3 ай бұрын
ናይ ሊንጎ ለለለ ለለ ዩንቨርስቲ ኣይኮውን መድሃኒት ኣይኮውን ምስ ዓለም ዘይጉዓዝ ለለለ ትርጉም የብሉን ህዝቢ ለጎጭዋ ኣብ ናይ ሳሕል ታሪኽ ተሲርና ክንነብር ኣይንደልን ሸፋቱ ሳሕል
@michaelkelem6523
@michaelkelem6523 3 ай бұрын
ሻዕብያ ሊንጎ, እቲ ኣብዝ ቪድዮ ኣቕሚጥካዮ ዘለኻ ብዛዕ ሻዕብያን ህወሓትን ርክባት ኣብ ታሪኽ ህልው ኮይኑ: ንቲ ሓቀኛ ታሪኽ ኣዛቢዕኻ ምቕራብ ግን ጉሁድ ናይ ሻዕብያ ቕፃል ሓሶት እዩ! ስየ ኣብ ኤርትራ ከይዱ ሰራዊት ሒዙ ዝተዋገአሉ ግዜን ታሪኽን የለን ንሳሕል ዝኸደ ሰራዊት ትግራይ ካብቶም መሪሖም ዝኸዱ ሓደ ኣርክበ እዩ:: ጀብሃ ንምውቓዕ ኣብዝተገበረ ዝርርብ ስየ ተቓዊሙ ዝበልካ በተጋሩ ርኡቶ ፅቡቕ ገይሩ ሰራዊቱ ሻዕብያ በዘይኮንእ ኣንፈት ከዋጋእ እንተሓትት ሰራዊትካ በዘይወተሃደራዊ ስልቲ ናብ ሓደጋ ዘአቱ እንተኾኑ ክትቕበሎ የብልካን ስየ ደሞ ኣብቲ ሽዑ እዋን ምኽትል ወተሃደራዊ መራሒ ህወሓት እዩ ነይሩ ዝዓበየ ሓላፍነት ኣለዎ:: ሻዕብያ ኹሉ ግዜ ንስኹም ትደልይዎ ሓሽከር እዩ: ከም እኒ ስየ ግን ንሻዕብያ ክሕሽከሩ ሕሊናን ስብእናን የብሎምን!! ሓሻኽር ሻዕብያ እንመን ምኻኖም ኣፀቢቕኩም ትፈልጡ እኹም:: ተጋሩ ክትፈላልዩ ዕድመኹም ልክዕ ዝሰራሕኹምሉን ትቕፅልዎ ዘለኹምን እሱ እዩ:: ሻዕብያውያን ካብ ተሞክሮኹምን ዕንወትኩምን ዘይትመሃሩ ኹዱናት ዓምሓም ኢኹም!!
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 3 ай бұрын
ኣየ ሊንጎ ሰራቂ ደቅኻ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣመሪካ ተምህር ንህዝቢ ትግርኛ ድማ ናይ ሳሕል ሕሉፍ ትምህር ክክክ ዩንቨርስቲ ዓሳ ሆስቢታል ኢንተርነት ኤለክትርክ እዩ ዘገድሰና ህዝቢ ለጎጭዋ ናይ ሸፋቱ በረኻ ጉዳይ ና ኣይኮነን
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 3 ай бұрын
ኣየ ሊንጎ ሰራቂ ደቅኻ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣመሪካ ተምህር ንህዝቢ ትግርኛ ድማ ናይ ሳሕል ሕሉፍ ትምህር ክክክ ዩንቨርስቲ ዓሳ ሆስቢታል ኢንተርነት ኤለክትርክ እዩ ዘገድሰና ህዝቢ ለጎጭዋ ናይ ሸፋቱ በረኻ ጉዳይ ና ኣይኮነን
@yosberaki340
@yosberaki340 3 ай бұрын
ሊንጎ ቅድሚ ውድብ ወያኔ ውድብ ተሓህት ተጋድሎ ሓርነት ህዝቢ ትግራይ ይበሃሉ ነይሮም። ዝምድኖኦም ድማ መጀመርያ ምስ ተሓኤ ኢዩ ነይሩ ግን ኢቲ ዝነበሮም ዘይንጹር ተገላባጢ መርገጾም ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ተሓኤ ውን ዝመሃህመ ዝምድና ኢዩ ዝነበረ። ከምቲ ዝበልካዮ ዜማ ባህር በረኸት መንግስትኣብ ናይ ባድማ ጉዳይ ምስ ተሓኤ ሓደ ካብቲ ናብ ብረታዊ ጎነጽ ዘብጾሖም ጉዳይ ኢዩ። ጀብሃ ነቲ ካብ ህዝቢ ባድማን ከባቢኣን ዝበጽሓ ዝነበረ ጥርዓን ግፍዒታት ማለት ብተሓህት ጀብሃ ዓባይ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክትወስድ ተገዲዳ ኢያ። ድሕሪኡ ድማ ህዝቢ ኢቲ ኸባቢ ጥርዓኑ ንህግ ንስዉእ ተጋዳላይ ኢብራሂም ዓፋ ምስ ተጋዳላይ ሃይለ ናይዝጊ ኣብ ደቡብ ዝተንቀሳቀሰሉ እዋንዩ ንስዉእ ተጋዳላይ ኢብራሂም ዓፋ ብወያኔን ምልሻታቱን ተጻብኦ ይወርዶም ከምዘሎ ሓቢሮም ኢዮም። ከም መወከሲ ድማ ጅግና ስውእ ኢብራሂም ኣብ መዘክር ደብተሩ መዝግብዋ ክብል ኣብ ሓደ እዋን ተጋዳላይ ሃይለ ናይዝጊ ኣብ ዝቀረበሉ ቃል መሕተት። ስለ ዚ ከምቲ ዝበልካዮ ናይ ድሕሪት መነጽርን ናይዚ እዋን መነጽር ክተነጻጽረን እንተፈቲንካ ኣብዚ ናይዞም ወያኔ ጉዳይ ንድሕሪት ጠምት ንቅድሚት ዋላ ሓንቲ ፍልልይ የብለንን ኩለን እተን ዝወድውዩወን ዓቀን መነጽር ተጻብኦ መነጽር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኢየን። እኳድኣ መሊሰን ኣጋሕቲነን ምጥራር ወሲኸን ምስ የሕዋቶም ኢትዮጵውያን ውን ተጻቢኦም።እዝጊ ጥዑይ መነጽር ይዓድሎም ናይ እንዳ ዓይኒ መነጽርሲ ኣይጠቀሞምን።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 ай бұрын
ሊንጎ ሕጂውን ኣብቲ ውዲት ውግእ ሕድሕድ ኣብብ1979 እዩ ተጅሚሩ ክሳብ 1981 ሱዳን ክስብ ትእቱ ጅብሃ ድማ ቀጺሉ። ክብቲ ዝገርም ነገር ድማ ወየንቲ ኣይንበሩን ዝብክ ኣሉ ቀጣን ሻዕብያ ሎሚ ሎሚውን ምእማንካ ጽቡቕ'ዩ።ንስካውን ኣብ ኤርትራ ኮንካ ሎሚውን እትብሎ ኣይመስለንን። ኣንጻር ደርጊ ብምትሕግጋዝ ዝግበር ውግእ ግን ዝድገፍ እዩ። ንጅብሃ ትኣክል ግን ካብ ገጽ መሬት ኤርትራ ምግሓፍኩም ስልጣን ናይ ህዝቢ ንከይከውን ናይ ኢሳያስ ስልጣን ባይታ ንምጥጣሕ እዩ ኔሩ። ንስካትኩም ድማ ኣንጻር ድርጊ ብዝግበርኩሞ ግጥሚ ክሳብ ዓወት ዝምስገን ዘይካሓድ ኮይኑ። ብጉዳይ ኢሳያስውን ብዙሕ ኢኩም ትፈርህዎን ትሽፍንሉን። ሊንጎ ዋላ ሎሚ ንየማነ ጃማይካ ትግራውይ ኪትብሎ ከለካ ንያኩም ግን መንነቱ ኪትገክጹ ኣይመረጽካን ክሳብ ሕጂ ብፍርሂ ኣብ ክብድኩም ርእስኩምን እዩ ዝነበር። የማነ ክሕተት ከሎ ውልቀ- መላኪ ኢሳያስ ዘመዱ ምካኑ ተዛሪቡ እዩ። ክሳብ ሕጂ ኢሳያስ ጽቡቕ ደስቕኩም ብፍርሂ ተዋሒጥኩም ነቶም ሕሳብ ንግበር ዝበሉ ጂ 15 ኣህሚጥዎም ንስኩም ግን ከዱዕኩሞም። ሊንጎ ፈጺምካ ኣይጸረካን ግን በቲ ኣፍደገ ሓቂ ካብ ፍርሃት ከይውጻኻ ካብቶም ካልኦት ተረክቲ ትሓይሽ። ምስ ሰናይ ኣክብሮት!
@amanuelmehreteab6082
@amanuelmehreteab6082 3 ай бұрын
ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ኣብ ሻዱሻይ ወራር ዝነበሩ ሓአፍቲ ኣርከበን ማንጁርን ዝበሃሉ እዮም ኔሮም። ስየ ኣብ ግንባር ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ምንባሩ ኣይዝከረንን'ሞ ኣጣልላ። ኣብ ስሜን ምብራቕ ሳሕል ብርጌድ 44 ብለይቲ ድፍዓቶም ገዲፎም ኣን ከባቢ ዓራግ ስለ ዝዓረዱ ህዝባዊ ግንባር ብቕድሚትን ብድሕሪትን ስለ ዝተቐርቀረ እቲ ዝሓሸ ኣማርጺ ተሓኤ ዝፈጠርቶ ጸቕጢ ንምውጋድ ኣሃዱታት ተዋጺኤን ደፊኤንኣ። ስለ'ቲ ኣበርክቶካ ከየመስገኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። እዚ ስለዘይገበርና እዩ ታሪኽና ክጅላሕ ተፈቲኑ። ኮይኑ ግን ክንብል በለ እንበር ኣይተደፍኣአን። የቐንየለይ።
@samielyohans8942
@samielyohans8942 3 ай бұрын
ንወያኒ እና ዘለፍካ፡ ንሻዕብያ እንዳ ኣቓናጀኻ'ስ ታሪኽ ይነግር ኣሎኹ ምባል ቅቡል ኣይኮነን። ታሪኽ ክትነግር ከለኻ ከምዘለዎ እዩ ዝንገር፡ ንስኻ ግን ነቲ ሓደ የዕቢኻ ነቲ ሓደ ከተትሕት ኮለል ትብል ዘለኻ። ዓደቦኻ ፎእ ዝበለካ ፡ ኣብ ካልእ ከይድካ ክትነግስ ኣይከኣልን እዩ።
@asmellashgherinichiel4528
@asmellashgherinichiel4528 3 ай бұрын
ሱቅ በል ነብስኻ ዳህስስ ። ናይ ወያኔ ጉዳይ ብኣኻ ዝግለጽ ኣይኮነን። ስራሕኻ ስራሕ። ንምንታይ ሕጂ ትዛረብ ኣሎኻ። ሱቕ በል ሱቕ በል ብታሪኽ ጸወታ የለን። ንዓኻ ኢዩ ተበኪሉካ ዘሎ። ንስኻ ጥራሕ ዲኻ ሽዑ ኔርካ ኣስኩት።
@solomonyowhannes7712
@solomonyowhannes7712 3 ай бұрын
ኣታ ሊንጎ ህዝባዊ ግንባር ዓላዲያ ወቃስ ኤሰያስ አዩ ህዝባዊ ግንባር. ብዘይ ጉባአ, ማኸላይ ባይቶን, ፈጻሚ ሽማግለን 25 ዓመት በየናይ መምዘኒ.
@sugartem1
@sugartem1 3 ай бұрын
Ahamed Shelshal entay elo meslka Eziom ጨዋ እገሮም ዘይ ተአለዩሉና አዩ ኤሉ 😅
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 3 ай бұрын
ሊንጎ ኣካል ህዝባዊ ግንባር ኣይነበርካን ወይ ምስ ስንኩላን ምስተረሸንካ ወይ ዒራ ዒሮ ኣዪኻ ወይ ኣብ ስደት ምሃለኻ ሊንጎ ግን ምውት ዝሞትካ ኢኻ ንደቅኻ ምሃሮም ዝጠቅም ተኾይኑ
@LoveEri-z4u
@LoveEri-z4u 3 ай бұрын
ኣንታ ሊንጎ ወያኔ ደኣ፡ ሻዱሻይ ወራር ንህዝባዊ ግንባር ክሕግዙ ዘይኮነስ 'ደርጊ ለኪሙና ክኸይድ'ዩ ኢልና ነብስና ከነድሕንን፡ ናይ ዉግእ ተሞክሮ ክንቀስምን ሹዱሽተ ሽሕ ተጋደልቲ ሒዝና ኢና ኬድና"እዩ ዝበለ ወዲ ወረደ፡ ቃለ መሕተቱ ምስማዕ ከድልየካ'ዩ።
@SAHLEY-61
@SAHLEY-61 3 ай бұрын
እታ ኣርእስቲ ጸሊአያ : ሓደ ተጋዳላይ ወያነ ሓወይ ስለዝበለ ወያነ ደለይቲ ሕውነት ከምዘይኮኑ : ካብ መድረኽ 6 ይ ወራር ክሳብ እዚ ወለዶ ክምስከር ይከኣል : እኳ ድኣ ጥውይዋይ መርገጺኦምን ክሳብ እዚ ዘብጽሑና ክጎልሕ ይግባእ : : ሻድሻይ ወራር ብብልሒ ብቆራጽነት ትብዓት መትከል ህዝብን ውድብን ህ ግ ብኹሉ መለኪዒታት ሰራሒ ቅያ ሰውራ ኤርትራ ከምተሳዕረ : ዝጠራጠርን ሕቶ ምልክት ዘቐምጥ እንተኼይኑ : ድሕሪኡ ዝነበረ ኩነታት ናዶው : ውቃው : ፈንቅል . .. .. .. .. .. .. .. .. .. ወዘተ .. .. .. .. .. ..ወዘተ . .. .. .. ኩሉ ደቂቕን ፍሩይን ኩነታት ድኣ : ኣዛ ወያነ ድያ ሊቕ ትግራይ ኣበይ ኔራ : : እዛ ካብ እልፊ ኣእላፍ ተግባራቶም : እዛ ንኣሃዱ ሸልሸል ብድሕሪት ክህረም ዘግበረ ጀብረቕረቖም ህ.ግ ሰቲርዎም እምበር : ካብ ተራ ተጋዳላይ ጥራይ ክንደይ ምተነግረ : : ሕጂ ኸ ክስተሩ ኣለዎም ድዩ ? ምውት ኣይክሰስን ዩ እልካ እውን ክሕለፍ ምተኻእለ : : ክፋል ቁጽሪ ዓሰርተ ክትዕረ ኣለዋ : :
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 ай бұрын
ደቂ ማይ ጠላሚት ቁሩሱሳት ሐሳዳት ብዳታት ድሕሪ ሕጂ ምሳኩም ዶብና ሐጺሪና ከየዕረፊና አበደን እዚ ኩሉ ህዝቢ ኤሪትራ ዝረከቦ ተዘርዚሩ ዘይ ወጽእ በሰላ እዮ ።የቀኒልና ሊጎ
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 ай бұрын
ናብራ ናብራ ቀደምና ነዞም ጨው እግሮም አልጉሱልና ኢልዋም ሐቆም አነ ይቅበላ እየ እደገና አካ ውሱናት እዮም ተጋሩ አትዮም እታ ጽብቅ ትኩንሕማቅ ናቶም ተመዚጊባ አላ
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 2 ай бұрын
ግደይ ዘራጼንን ኣረጋዊ በርሄን ኣብ ጉባኤ ተመሪጾም ደድሕሪ ታ ኣኸባ ኣደስኪሎሞም እዮም።
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 2 ай бұрын
እዛ ኣኼባ ትብላ ዘሎኻ ፍሊጶስ ዝመርሓ ዝነበረ ሞ ማ/ ቦጦሎኒታት ዝነቃቀፉሉ ናይ ኣየናይ ጽፍሒ ኣኼባ እዩ ነይሩ?
@shabatshalom693
@shabatshalom693 3 ай бұрын
Ata weledo beka tarik kitmehar aytikielin mixraf mizlaf tirah .
@sabahailu8951
@sabahailu8951 3 ай бұрын
እወ ተጋድሎ ሐርነት ነት ዝዐሰበይ ጉደይ ንምምካት። ብኩድኑ ይጽንሐለይ ? አቅምጣትሉ።
@wintana2464
@wintana2464 3 ай бұрын
ግን ጀማይካ እኮ ኣብ ኤርትራ እናሰልጠኑ ከለው እዩ ኢሰያስ ኣለው ኢልኒ ከይደ ረኺበዮም እዩ ዝብል ኔሩ እታ ሊንክ ክሰደልካ እየ
@dawithamdo8280
@dawithamdo8280 3 ай бұрын
Lingo sound need attention.
@Money-o7l
@Money-o7l 3 ай бұрын
ኣታ ዘይትነግሩና፡ ኣያና ሊንጎ ዩቱብ ከም ዝከፈተ። ናይ እልፊ ገፈጥ መፈጥ ክንሰምዕን ላይክ ክንገብርን እንዳ ውዓልናስ ተጋጊኩም ጀምዓ።
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 2 ай бұрын
ናይ ማለሊት ዝነበሩ ስብሓት ነጋ, መለስ, ኣባይ ጸሃየን, ስዩም መስፍንን እዮም ነይሮም።
@abrahamzigta3161
@abrahamzigta3161 3 ай бұрын
ተሓሕት (ተጋድሎ ሓርነት ሕዝቢ ትግራት)----- ህወሓት (ህዝባዊ ወያኔ ሓርነት ትግራይ)
@wedimobaemobae2557
@wedimobaemobae2557 3 ай бұрын
❤🎉❤🎉 ayana ❤🎉❤🎉❤lingo nayi gedili misilika eba zerigehalina malet picture natika kenewehahido 🎉❤🎉❤mis eti tariki kitehahazelina
@AbdullahAbdullah-fz6mx
@AbdullahAbdullah-fz6mx 3 ай бұрын
Intervention of woyane in eritreans issue is historic crime. Elf and Eplf are Eritreann fronts. Tplf which Ethiopian front hade not to interfer between brothers case
@lebbebofficial8545
@lebbebofficial8545 3 ай бұрын
እታ ኣርእስቲ ጸሊአያ 🙂 ካብቲ ሙሉእ ትሕዝቶ መዓት ኣርእስቲ ክኸውን ዝበቅዕ ኣሎ : : እታ ሸልሸል ዝበላ ዘይሰማዕናያ እንተትኸውን lolol ሓደ ተጋዳላይ ወያነ ሓወይ ስለዝበለ ወያነ ደለይቲ ሕውነት ከምዘይኮኑ : ካብ መድረኽ 6 ይ ወራር ክሳብ እዚ ወለዶ ክምስከር ይከኣል : እኳ ድኣ ጥውይዋይ መርገጺኦምን ክሳብ እዚ ዘብጽሑና ክጎልሕ ይግባእ : : ሻድሻይ ወራር ብብልሒ ብቆራጽነት ትብዓት መትከል ህዝብን ውድብን ህ ግ ብኹሉ መለኪዒታት ሰራሒ ቅያ ሰውራ ኤርትራ ከምተሳዕረ : ዝጠራጠርን ሕቶ ምልክት ዘቐምጥ እንተኼይኑ : ድሕሪኡ ዝነበረ ኩነታት ናዶው : ውቃው : ፈንቅል . .. .. .. .. .. .. .. .. .. ወዘተ .. .. .. .. .. ..ወዘተ . .. .. .. ኩሉ ደቂቕን ፍሩይን ኩነታት ድኣ : ኣዛ ወያነ ድያ ሊቕ ትግራይ ኣበይ ኔራ : : እዛ ካብ እልፊ ኣእላፍ ተግባራቶም : እዛ ንኣሃዱ ሸልሸል ብድሕሪት ክህረም ዘግበረ ጀብረቕረቖም ህ.ግ ሰቲርዎም እምበር : ካብ ተራ ተጋዳላይ ጥራይ ክንደይ ምተነግረ : : ሕጂ ኸ ክስተሩ ኣለዎም ድዩ ? ምውት ኣይክሰስን'ዩ እልካ እውን ክሕለፍ ምተኻእለ : : ክፋል ቁጽሪ ዓሰርተ ክትዕረ ክሕሰበላ ምደለኹ : : ትገብሮ ዘለኻ ናይ ታሪኽ ስነዳ ብልቢ ከምዘሐጎሰኒ ክገልጸልካ ኣይረሳዕኩን : :
@Eritreamassawaredsea
@Eritreamassawaredsea 3 ай бұрын
Wow, bitami Mesati Tarik .zikiri JEGANUNA Tienan Edimen yehabkum ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎊🎊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@goitomgebrysus4735
@goitomgebrysus4735 3 ай бұрын
Still you taking about tigray 😊
@HatemariyamTekilebrihan
@HatemariyamTekilebrihan 3 ай бұрын
ሊንጎ ዕላልካ አይምነን ኔሩ እንተኾነ ግዜ ተሕጽሮ አለኻ
@eriangelino7800
@eriangelino7800 3 ай бұрын
Please, mention dates and names of persons of important meetings in order to verify the validity of your historical accounts, respectfully.
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 3 ай бұрын
ብዓይኒ ሓቒ ወያነ ኣብ ውግእ ሕድሕድ ቁኑዕ ኮይኑ ኣይስመዓንን። ብዝተረፈ ከምዝ "ሰመረ ፍስሃየ" ካድር ናይ ጀብሃ ዝነበረ ኣብ ሓደ ኢንተርቪው ዝበሎ ናይ ወያነ ምህላው ኣይኮነን ንጀብሃ ክትስዓር ዝገበሮ ይብል። ቀጺሉ ይብል ዋላ ሻዕብያ ወያነን ኢትዮጵያን ተደሚረን ንጅብሃ ክስዕራአ ኣይምኻአላን ይብል። እቲ ቀንዲ ናይ ጀብሃ ዝተሰዓረቱሉ ቀንዲ ግን ይብል እቲ መሪሕነት ናይ ጀብሃ ተፋናጪሉ ስለ ዝነበረ'ዩ ይብል። ብዝተረፈ ውግእ ሕድሕድ'ውን ታሪኽና'ዩ!።
@asmarabella2629
@asmarabella2629 3 ай бұрын
ብራቮ ሊንጎ ነብሲ፣እንታይ ይገበር ደንጉኩም ወጺኩም ብዝኮነ ኣጆካ በርትዕ።🎉 በጃካ በቲ ዓጋመ ዶ/ር ኣረጋዊ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኣብቲ "" ገበር ናይ እቲ መጽሓፍ ዘላ ተጋዳሊት"" ናይ ህ.ግ ታሪካ ግለጾ።ናይ ህ.ግ ተጋዳሊት ምስ ብሬና ኮላ እያ እታ ዝተጠቀመላ ናይ እታ መጽሓፍ ገበር ስእሊ።
@tekletesfy1423
@tekletesfy1423 3 ай бұрын
Kemaka.yelen..akrur.welida.. kem .matsd..tegobete... kem.ztewelwelet..betri..eka..tik..tebla.. adewelida..timken..kemey...dika..asli..jigna❤❤❤❤❤❤❤
@Erilebna
@Erilebna 3 ай бұрын
Lingo please talk what you said the interview at Voice of America very disappointed interview please clarify what you said. We are waiting your answer⁉️⁉️⁉️
@abelmaygayla922
@abelmaygayla922 3 ай бұрын
♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🎆🎆🎆
@daniwolday77
@daniwolday77 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WHabte
@WHabte 3 ай бұрын
ዘይነጽፍ ዘይምኖ ምቁር ዛንታ። የቀንየልና ክቡር ተጋዳላይ ሎንጎ
@ተመመም
@ተመመም 3 ай бұрын
Thank you lingo
@DanielTella
@DanielTella 3 ай бұрын
ዝነበረ ነቲ ሓቒ ካብ ልቡ ክነግር ከሎ ክንደይ ይጽብቕ፣ ሊንጎ ጽቡቕ መደብ እዩ፣ ቀጽሎ።
@wintana2464
@wintana2464 3 ай бұрын
እዚኣ ረኣያ kzbin.info/www/bejne/mGLNYqeVZcyhkK8si=TEcTQUsmOJURHiAn
@OMG_PRO12
@OMG_PRO12 3 ай бұрын
Anta lingo entay eka tibel zeleka,nihzbawi gimbar,kem metekaeta dimekrasyawi sefi chaina,zelealemawin nebarinyu,zibl emnetna,tifhgo aleka
@rorazara9117
@rorazara9117 3 ай бұрын
EPLF is the teacher of Africa!!!
@DebessayDesale
@DebessayDesale 3 ай бұрын
wellcom baba
@robsnet7976
@robsnet7976 3 ай бұрын
Haw Lingo it's indeed "Ezwi'n tarikhna'yu". I really thank you for today's session, it was so rational and genuine. On another note, I humbly ask you to change your logo into kind of " a picture of an AK-rifle and scroll/ brana , as your KZbin programme is unfolding both sweet and bitter history of the Eritrean struggle for freedom.
@SelamErey3172
@SelamErey3172 3 ай бұрын
Could you please tell us the date when Mussie and Yemane Jamaica were first sent to TPLF?
@mehrteabberhane8396
@mehrteabberhane8396 3 ай бұрын
ሰላም በጻይ ሊንጓ ከመይ ቀኒካ? ታሪክና እዞም ጣላምት ኩሉ ግዜ እንዳሰረቁ ስለዝኮኑ ታሪክና ብቀጸሊ ክተቅርብልና ንጽበ። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@samielyohans8942
@samielyohans8942 3 ай бұрын
ሊንጎ ኣተሓሳስባኻ 1991 ንድሕሪት ኢኻ ዘለኻ፡ ብስጋ ኢኻ 2024 ዘለኻ። ዝጎሓፈካ ውድብ ከተቓናጁ ኮለል ኣይትበል።
@AAGTOSS
@AAGTOSS 3 ай бұрын
1991 ደኣ ኣየቕረብካዮን ፧ ታሪኽ እኮ ንድሕሪት ተመሊስካ እዩ ዝዝንቶ። ናይ 1991 እሞ እቶም ደቂ በዓል ሊንጎ፡ ንሕና ኢና ንነግረካ። ንስኻ ኸ ኣበየናይ ግዜ ኣለኻ፧ ኣብ 21 ክፍለዘመን ኴንካ እምኒ ዝደራበ stone age. መድፍዓጂ ደንጎላ 😂
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 2 ай бұрын
ሰላም, ሊንጎ 1ይ ነገር ወያነ ኣብ 1982 ንህግ ክሕግዙ ን6ይ ወራር ዝብል ጌጋ እዩ። ምኽንያቱ, 1982 ኣይኮኑን መጺኦም። እቶም 5 ሽሕ ክዕለሙ ክዓጥቁ ኣብ 1980 መፋርቅ ኣቢሎም መጺኦም። እቲ መምጽኢኦም ከኣ ትግራይ ደጀን ዝበሃል ስለዘይነበሮም (ጸላኢ ምስቲ ናይ 1978 መወዳእታ ዘዝለቅናሉ ንወያነ ውን ይሃድኖም ስለዝነበረ ኣዝዩ ተጻቢብዎም ኣባላቶም ብዙሓት ዝሰለሙን ዝሃደሙን ስለዝነበርዎም። ኣብዚ ክኸትቡ ዝጀመሩሉ 1979 ብመጠኑ ተረጋጊኦም ግን ስንቂ ዕጥቂ ደጀን ዝዕልምሉ ውን ስለዘይነበሮም። ምስ ህግ ተላዚቦም ዓልሙልላ ምስ በሉ። ህግ ከኣ ተቐቢልዎም, ካብ ወረዳ ኪለልዕ ተቐቢልና ብሃዘሞ ንዓላ ካብኡ ብጋሕቴላይ ንመራት ኣብ ክፍሊ ታዕሊም ናይ ደባይ ኣሃዱ(ሰሜናዊ ባሕሪ) ናይ መወዳእታ ዝመጹ ኣብ ወርሒ 10/1980 ተቐቢልና ካብ መራት ከኣ ኣብ ወርሒ 12/1980 ንሳሕል ተበጊሶም ብዒን ሰጊሮም ሳሕል ኣትዮም ተዓሊሞም። 1981 ከይምለሱ ከኣ እቲ ኲናት ሕድሕድ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ኣብ ምብራቅ ተጀሚሩ ስለዝነበረ። ክምለሱ ከኣ ኣይክእሉን እዮም። ወያነ ውን ክጸንሑ እዮም መሪጾም። ምክንያቱ, ስንቁ ስለዘይነበሮም ብሓደስቶም እንተመጺኦሞም ውን ክሃድሙና እዮም ዝብል መደምደምታ ስለዝነበሮም። እቲ ውግእ ሕድሕድ ከኣ እቲ ንትግራት ን ህግን ወያነን ዝራኸቡሉ መስመር ሃዘሞ ገርካ ንመባርድን ወረዳ ክለሊዕ ስለዝኾነ ምስ ከባቢ ጾሮና ጀብሃ ምስ ምንባሮም ክሓልፉ ይኹኑ ዝኾነ ነገር ክገብሩ ጸገም ነይርዎም። መወዳእታ 1980- ጥሪ /1981 ከኣ ኲናት ሕድሕድ ናይ ደንካልያ ኢራፋይለ ሲሞቱ ደርዓስ መካዕሊለ ኢንገል ወዘተ ስለዝነበረ መወዳእታ ብትግራይ ተጠዊና ንባዳ ብምጥቃዕ ንእምባ-ሰይራ ከም ዝድይባ ተገይሩ። ኣብ እምባሰይራ ከኣ ኣርከበ ዝሓዘን (ማ/ሽማግሌ ወያነ ናይ ሓየሎም መድሕን ሳሞራን ቦጦሎኒታት ሰይራ መጺኤን ብስመጃና ንቀርኒ ማይጨው ሃዘሞ ክንወርድ ከሎን ከኣ እቲ ተተኮስትን ፈኮስቲ ኣጽዋርን ንወያነ ሃብዎም ዝብል ትእዛዝ ምስ መጸ, 400 ኣእዱግን 500 መንእሰያትን ካብ ትግራይ ወረዳ ክለሊዕ ሰይራ መጺኦም ኩሉ ተዋሂቦም ብጸሮና ኩዶ ወይባ ንመባርዲ ዓባቅ ኣብጺሕናዮም ። ኩናት ሕድሕድ ኣብ ሃዘሞ ሰጊሩ ኣብ ቅናፍናን እንዳባሽጉንዶን ዓዲ ሰጓጒን ተወዲኡ ግዝያዊ መዛዘሚ ተገይሩ። ወያነ ካብ ቅናፍና ትግራይ ከይዶም ። ኣብ መንጎ ህግ ን ጀብሃን ከኣ ኣብ መረታ ቀይሕን ማይጫዕዳን ህግ ኣብ ጸለማ ከኣ ጀብሃ ኮይኑ ጸላኢ ጽርግያ ኣስመራ መንደፈራ ይመላለሰሉ። ኣብ ዕለት 20/01/1981 ኣቢሉ ከኣ ብሽኻ ወዲ ብስራት ሰጊረን ንሓሰር የልቦን ዓደሕስኣን መጥቃዕቲ ጀሚረን ተጸፊዔን ተመሊሰን። ኣብ 16/03/1981 ከኣ ህግ ብዓዲ ገዳ ሰጊርና ንበዓል ዘመር ኣጥቂዓ ንመረታቀይሕ ተመሊሳ። ኣብ 16/06/1981 ከኣ ዛዛሚ መጥቃዕቲ ካብ ጸልማ, ጉሕጭዓ, ቆላ ሰራየ ደምበላስ ዛይደኮሎም, ምድሪ ወዲ ሰበራ መረብ ብየማን ከኣ ብዓንሰባ ደርሰነይ ክሳብ ማይወሰን ትንሽኣይን እንጅሓይን ብመንሱራ ከባቢ ከኣ ናይ ብርጌድ 77 መጺኦም ኣብ ዕለት 1/07/1981 ባድመ ቀጺሉ ዓዲ ሃኪን ሽላሎ ቶኾምብያን ዳሴን ዓዲ በርበረን ክተሓዛ ከሎዋ ከኣ ወያነ ሓንቲ ሓይሊ ብኣውጋሮ ኣብ ቶኾምብያ መጺኦም ዝጸውዖም ዝዓደሞም ኣይነበረን። ኣብ ዳሴ ከኣ ባዕሎም ብጸጋም ብጎልጎል ኣትቶም ጋንታ ምልእቲ ተደምሲሳ። ካብዚ ኣብቲ ኲናት ኣይትእተዉ ተኸታተሉ ጥራይ ተባሂሎም ከሎዉ ኣብ ኣውሓን ዓድ ሓሸላሱከርን ከኣ። ኣብ ጥቃ መጥባሕቲ ናይ ደባይ ኣሃዱ ከለዉ ብጎላጉል ፎርቶ ሃዲሞም ዝመጹ ነዛ ጋንታ ከኣ ጀብሃ ደምሲሳታ። ካብዚ ንኔው። ናይ ወያነ ኣብ ጀብሃ ምድምሳስ ዝተዓደሙሉ ኣይነበረን። እቶም ተዓላሞ ሳሕል ዝነበሩ ከኣ ሽዑ ንትግራይ ከይምለሱ, ደርግ ን6ይ ወራር ዘካይዶ ዝነበረ ፕሮፖጋንዳ ትግራይ ኩላ መሬት ከጽርያ ስለዝኾነ መሕብኢ ስለዘይነበሮም (ቀዋሚ ቅዲ ኲናት) ስለዘይቅበልዎ። ሳሕል ክጸንሑን ድሕሪኡ ነዞም ተዓላሞ ከሊጦም ብርጌዳት ከቁምዎም መራሕቲ ቦጦሎኒን ማ/ ብርጌድን ዝኾኑ ካብ ትግራይ ክሰዱ ወሲኖም (ወያነ) ነዚ ክውድብ ብደረጃ ማእከላይ ሽማግለ ወያነ ደረጃ ክኸይድ ኣሎዎ ኢሎም ፣ መን ይኺድ ኣብ ዝብል ከኣ ኩሎም ፈሪሆም። ኣርከበ ዑቕባይ ኣነ ክኸይድ ኢሉ። (ስብሓት ነጋ " ኩልኹም ፈሪሕኩም ብትብዓት ኣነ ክኸይድ ዝበለ ኣርከበ እዩ ነይሩ ኢሉ ንበዓል ኣባይ ጸሃየ ወያ ስዩምን ስየ ኣብርሃን ደርጒሕሎም እዩ። ድሮ ሻድሻይ ወራር ክጅመር 4-5 ወርሒ ተሪፍዎ ኣሎ። ስለዚ ወያነ ንህ ግ ንሻድሻይ ወራር ክሕግዙ ዝበልካዮ ናይ ታሪኽ ጌጋ እዩ። ካልእ እቲ ንኲናት ሕድሕድን ካብ ከበሳታት ንባርካን ክሳብ ሱዳን ንዝግበር መደብ ምስ ወያነ ዝተገብረ ምርድዳእ ካበይ ኣምጺእካዮ መብርሂ ግበረሉ። ደሓር ወያነን ጀብሃን ክራኸቡሉ ዝኽእሉ ዶባት ኤሪትራን ትግራይን, ጸላኢ ዝነበሮ ዘይራኸቡሉን ቦታታት, ብቀንዱ ኸ ወያነ ኣበየኖት ውግኣት መጺኦም ኣበይ ከ ኣይነበሩን ብንጹር ከምቲ ኣብላዕሊ ዝበልኩዎ እዩ። ኣበይ ዩ ኸ ስብሓት ኤፍሬም ንስየ ገዲፉ ንኣርከበ ዩ ዝመርሓኩም ዝበሎም። እዚ ጽሒፈዮ ዘሎኹ ኮመንት ብኣካል ስለዝነበርኩ እየ። ኣባል ብርጌድ 80 ስለዝነበርኩ እየ። ነዘን ሕቶታት ዘይበርሃ ዘሎዋ ከኣ መልሲ ወይ መብርሂ ክትበለን ምስ ልዑል ምስጋና ይጽበ።
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 2 ай бұрын
ምስ ብርጌድ 80 ነስኻ ዘሎኻዮም ጉጅለ ባህሊ ብርጌድ 23 ኣብ ፎርቶ ኣብ ዘርኣኹምና ኢና ተረኣኢና።
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ጎይታ ታሪኽ እዛ ናይ ሎሚ ዘቕረብካያ ብጣዕሚ ኣገዳሲት ያ ትኽክለኛ ጌርካ ምትሕልላፍ እትም ወያኔ ዝጽሕፍዎ መጽሓፍ ኩሉ ብናትና ታሪኽ ክኾርዑ እዮም ዝደልዩ እንቋዕ ህሉዋት ኮንኩሙልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💪💪💪💪
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 3 ай бұрын
አብ 1980+ ወያኔኦም ክትመሀር"ውን እያ ትመጽእ ኔራ ግን ንዓመታት አብታ ዶራን ትግራይ ዕንይንይ ምባል ዝቐጸለቶ ክሳብ 1989 ካብ ሽረ ብኢዳን ብእዝናን ተወጢጣ እግራ ናብ ዝተመርሓቶ ብመካናይዝድን ውሕሉልን ምእኩልን ወታደራዊ ራድዮ ተመሪሓ አራት ኪሎ ቅድሚ ምኹራያ ወይ ቅድሚ ምጥላማ ዝተሸኩዔት ። ሕጂ ደአ አብ"ታ ትግራያ ተበታቲናን ተኸርዲናን /ተኰና - ድዮም ዝብሉ አብአ ትልኽ እናበሉ ። ...ዛነታ ክነግረካ ...ቃታ አየጽረዩን ክሳብ ሽረ ተመሀሮ"ዮም ኔሮም ክሳብ ሽዋ። ንገሩ ደአ አዘንትው መሀሩ ብፍላይ እቶም ዝነበርኩም ጀመርትን ቀየስትን ጎይቶት ዓወትን ዓወታትን ወርቃውያን ወለዶ 1940+ በላሕቲ መንእሰያት 1960+-1980+ ብዝኾነ መን ይንገር ዝነበረ እንድዩ ይዘንቶ ይነገር እቲ ታሪኽ ይጋለጹ ደአ። ሩሑስ ዝኽርን ጽንብላት ቅንያት ሓርነትን ናጽነትን ! ክብርን ሞጎስን ን አብ ዝኽሪ ጀጋኑን መዓልቲ ሰማእታትን !
@Adeb-pv1oy
@Adeb-pv1oy 3 ай бұрын
I am ashamed, i do not know who you are. I am impressed by your integrity and humility telling the facts. I thank you.
@Josephsol55
@Josephsol55 3 ай бұрын
You don’t know who lingo is? Then you are living on planet of the apes!!!
@miracle5115
@miracle5115 3 ай бұрын
What a timing lol you still working for EPLF. They are trying to normalize their relationship with tplf so they ask you to talk about it.
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 3 ай бұрын
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 3 ай бұрын
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohannesocubasilassie6071
@yohannesocubasilassie6071 3 ай бұрын
Its interesting history and we tnx u bro . Keep going as neutral specially our history. We need you Bro no one from Eritrean elite do to transfer our history as its. Glory to our Martyrs.
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 3 ай бұрын
Wededawizibehale Kaderezinebere Rugumutegadale Zineberugumo Zezekaneharimine 😂😢😮😅
@ፍረኣድሪ3348
@ፍረኣድሪ3348 3 ай бұрын
መራር ሓቂ ለባም እንተ ረኪባ ትምጽእ እያ ዕርቒ።
@merhawimosazgi-gk5yl
@merhawimosazgi-gk5yl 3 ай бұрын
Eco yegber alo lengo
@MakiclHabesh
@MakiclHabesh 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
@OsmanZain-n8y
@OsmanZain-n8y Ай бұрын
Hi pro lingo hope you are in good situation in all side of life im very happy to listen to your voice go ahead keep it
@habtemichaelkahsay3102
@habtemichaelkahsay3102 3 ай бұрын
ታሪኽ ናበይ ከምዝከይድ ዘይትፈልጥ ተኮይንካ፡ ንስካ ናበይ ትኽይድ ከምዘለካ ኣይፍልጥን ትብለና ኣሎካ። ውጻ ካብ ታሪክ ኤርትራ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meda95
@meda95 3 ай бұрын
Sound not good please?
@semahagos5756
@semahagos5756 3 ай бұрын
Please eco ygeber alo demxka can you fixed Brother LENGO?
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 3 ай бұрын
Yekenyelna Memhir
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 70 МЛН