ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #16

  Рет қаралды 40,840

Logbiba Tv

Logbiba Tv

Күн бұрын

Пікірлер: 299
@nebil4429
@nebil4429 5 ай бұрын
ልበይ ምለሰለይ፥ ካልእ ከፍቅረሉ ትብልኒ፥ ልበይ ሒዝኪ ልቢ ትሓትኒ ፥ ተዝኽእሎ ነዓይ ምሓሸኒ ። ❤❤❤ እብርሂሞ
@filmonmelake41
@filmonmelake41 5 ай бұрын
ብጻይ ቁኑዕ ኣነስ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ፍትወተይ ይዛይድ ኣሎ መኽንያቱ ኣብቲ ዋዛኻ ቁምነገር ኣሎ ኣብቲ ቁምነገርካ ከኣ ዋዛ ኣሎ ስለዚ በርትዕ ኣጆኻ ኣብ ጎነኻ ኣለና❤️💪👈
@MuluAb-q8c
@MuluAb-q8c 13 күн бұрын
❤❤❤🙏🙏
@samibrhane100
@samibrhane100 5 ай бұрын
ማይ ስሓ ዓርከይይ ኣብ ትመጽእ ሰሙን ብዛዕባ ኣውድኣመት ሓንቲ ጆክ ገለ በለና ❤❤❤
@dawittekeste1112
@dawittekeste1112 5 ай бұрын
ንፉዕ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ጽቡቅ መደብ ካብዛ ዘለኻያ ከይተላግስ
@AlexanderRezene
@AlexanderRezene 5 ай бұрын
ዘይምፍላጠይ ምፍላጥ ፍልጠት ዩ ኩቡር ስነጥበባዊ ነብሲሄር ኣብርሃም ኣፊርቂ ኣባህላ ያ❤❤
@AbelBerhe-np7ii
@AbelBerhe-np7ii 5 ай бұрын
Please support this guy ..share .like subscribe..let go grow his channel to hit 100k plz ..he has talent..he will help our people
@amayemane6462
@amayemane6462 5 ай бұрын
ኣዝማሪኖ ዕላልካ ዘይ ምኖ❤❤❤ ናይ ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣብረሃም ደስ ትብልኒ ተሓንበለ ኣታሓሳስባና እንተሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሹዕ ኣኽቲሙ ድከነትሲ ይብዳህ'ዩ ኣታሓሳስባ'ዩ እቲ ፈልሲ ፍቅሪ'ንድዩ ሕመረቱ መሪር ናይ መንባር ቃልሲ ኣየ'ወ ነዚ ጽባሓ ሓመድ ድበልዕ ነብሲ።
@YoduSweet
@YoduSweet 2 ай бұрын
ሉኡል ሓወይ እዛ ናይ ግጥሚ ዝበላ ከኣ ኣነ ውን ይድግፎ እየ ግጥምታትካ ብሉጻት እዮም ቀጽሎ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@BrhaneHailu-m6p
@BrhaneHailu-m6p 5 ай бұрын
Nay Abrham do Elka hanti hareg adika amo elkani bzuh meqrebkulka gn kab belka .ምቀርት ናይ ጥዕና ካብቲ ብሕማም ዝሳቀ ንላዕሊ መን ይፈልቶ ምረት ናይ ኪንያት ዝረኣየ ምቀረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ፡፡እዛ ከኣ ካብቲ ቡዙሕ ዝፈትው ሓረግ ፡
@abrggere87
@abrggere87 5 ай бұрын
ብጠዓሚ ኢኻ ጎበዝ ብሓቂ ተዋዛያይን ቁምነገረኛን ኢኻ እስከ ብሕጂ ናብ ስደት ዝሓስቡ ገለ ምኽሪ
@GOITOMMEBRAHTU-k7g
@GOITOMMEBRAHTU-k7g 5 ай бұрын
ናይ ተፈጥሮ ጸጋ እዩ በፈጣሪ ዝመጸ እምበር መንሞ ሎ ዘርኡ ዝመረጸ... ስነ ጥበባዊ: ኣብርሃም አፍወርቂ
@ras.sennay
@ras.sennay 5 ай бұрын
🎶"መዓር ካብ ዕንባባ፡ ከም ፍቕሪ ካብ ህይወት ይኽሰባ ካብ ኮና፥ ሓላለይ ምናልባት ከነፍቅር ኢና ተፈጢርና" ካብ'ታ "ኣይፋልክን ሓላለይ" ዝተደጋጋሚኣ ደርፊ፡ ኣዝየን ባህ ዝብላኒ ነግሕታት/መስመራት እየን። BIG UP, BIG UP ድማ...BROTHER
@logbiba2500
@logbiba2500 5 ай бұрын
Big Man 🙏🤙
@AbrahamGermay-r5x
@AbrahamGermay-r5x 5 ай бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ሎጉቢባ ሕውና ማሃርን ኣዛናይን ዝኮነ ስራሕ ዩ ማኣዲ መንእሰይ ኢካ ቀጽሎ ብሰላም ምጻና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Wedikeren9664
@Wedikeren9664 5 ай бұрын
ከዋኽብቲ ቀትሪ ምስ መዓርገን ብርሃን ከዊልኒ ንኸይሪኤን ........ Abraham afewerki
@selam21277
@selam21277 5 ай бұрын
ጉሩም ወዲ ግርማ ዓዲ መደብኡ ናይ ኣውዳመት መኣዲ ብዝከነ ኣይተዝሕላ ሃባ ነዳዲ ኣምልክ ጥበቡ ይብዝሃልካ ይድፋልካ ናይ ፍልጠት ዘውዲ❤ የቀንየለይ ስሂቀ ቁምነገር ዉን ሰሪቀ እንታይ ይስእን ካብ channelka ዘይርሓቀ❤❤❤
@ozil7251
@ozil7251 5 ай бұрын
wow!! 👏👏
@ኤልማስተለመን
@ኤልማስተለመን 5 ай бұрын
ኣተሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ወዮ ሽዑ ኢዩ ድክነት ኣክቲሙ ❤❤❤❤ ኣብርሽ
@nahuunahom3652
@nahuunahom3652 5 ай бұрын
በሓቂ ብሮየ ኩሉ ኣካውንተይ 😢ምንባር እዩ ነዓይ ኣብርሃም ኣፎርቂ best ዓርከይ ብዘይ ቡኡ ወላ 1 ለይቲ ኣይሓድርን እየ ግድን እየ ደርፊ ናቱ ዝሰምዕ 🥹🥹🥹😢😢💔
@biniyo8835
@biniyo8835 5 ай бұрын
Nay Abrham. ሰብ ሕሱም ኢልና ነማርር፡ ደቂ ሰባት ኢና ነፍቅር።
@luwam158free9
@luwam158free9 5 ай бұрын
Me too
@AbelAbrhale
@AbelAbrhale 5 ай бұрын
ሌኡል ዓርከይ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣነ ክብሎ ዝደለኩ አንታይ አካ ሉኡል ብዛዓባ ሓራሙ ብብዝሒ አካ ትዛረብ ተጠሊምካ ኒርካ ዲካ ዝዓርከይ ❤❤❤❤❤ ይቅረታ ግን
@e-jg5gc
@e-jg5gc 5 ай бұрын
Ewe ezia ktbles alewa luul hawuna azna ena nfetweka emo melselna
@marhd997
@marhd997 5 ай бұрын
Nay ኣብርሃም በይነይ ድየ ከኸዶ ምስ ምን ገዲፍንኒ,መልሲ ምስኣን ንቡር ወሲደዮ ሰማዓ ምስኣን ምኽኣል ሲኢነዮ😍💤 ርክብና እዪ ተቀይሩ እንበር ፍቅርን ክብርን ክልቴናስ ነባሪ እዩ ❤ ካብ ብዙሕ ውሑድ ❤
@FreshOkbay
@FreshOkbay 5 ай бұрын
ንዓይ'ስ ካብቲ ተምጽኦ video ንላዕሊ አተን ናይ ባኮ ናትካ ሕክያ አዩ ደስ ዝብለኒ ቀጽሎ yene qonjo (love you so much 💋)
@DejenMantuy
@DejenMantuy 5 ай бұрын
ድኽነት ሲ ይብዳህ ዩ ኣተሓሳስባ ዩ እቲ ፈልሲ ፍቅሪ ዝሕመረቱ መረር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየ ወ ነዚ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ ። Abirash nugus tbeb so ajoka zearkeyyyy qexlo ❤❤❤ ab zelekayo ademen tanan yhbka fetari 🙏🙏🙏
@Borntowin-s4v
@Borntowin-s4v 5 ай бұрын
Eza nay gtmi tewhboka tegediska srhala bro.u r good at it
@logbiba2500
@logbiba2500 5 ай бұрын
🙏❤️🙏
@TesfayReda-ui4ht
@TesfayReda-ui4ht 5 ай бұрын
ድክነትስ ይብዳህ አዩ ኣተሃሳስባ አዩ ትመልሲ፡
@meronMeri-lt6qt
@meronMeri-lt6qt 5 ай бұрын
ድኽነት ሲ ይብዳህ ዩ ኣተሓሳስባ'ዩ እቲ ፈልሲ ፍቕሪ ዝሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየ'ወ ነዚ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ [ ኣቢ ንጉስ ጥበብ ] እዛ ናይ ሎሚ ግጥሚ ግን ኣይግድን ነታ ዝተመንጠልካያ ያ ትመስል 😂😂😂 ብዝኾነ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ ሓቢቢ ኣና ❤❤❤
@tekliabarya2074
@tekliabarya2074 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ! ናይ ኣብርሃም በይንኹም ኣይትስምዕዎ
@Tickeymielu
@Tickeymielu 5 ай бұрын
ከይተረዳኣኒ ክልተ ግዜ ሳብስክራይብ ጌረ ጸኒሐ ቪዶኻ እንታይ ኮይኑ ዘይመጸኒ ክብል ቀንየ ግን ሰሲዐ የ ሎግቢባ ሓወይ ሕጂ ግን ሓንቲ ትኣኽለኒ ኢለ ኣብ ሓንቲ ምስ ናይ ደወል ምልክታ ረጊጸ ኣለኹ 😅 ቀጽሎ ዝዓርከይ ጹቡቅ ዋዛ ምስ ቁምነገር 🤛
@YemanGrmay
@YemanGrmay 5 ай бұрын
ያብሓቂ አብራሃም ብጣዕሚ እንድየ ዝፈትዎ ግን ቅድሚ 6 ዓመት ብጣዕሚ ይሰምዖ ነይረ ግን ሓሚመ ገዲፎዮ ብክንደይ ማጨለት እየ ዲሒነ
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 5 ай бұрын
ብልቢ እየ ዝፈትወካ ዋዛኻ ማራ እዩ ደስ ዝብለኒ ብፍላይ ሊብያ ዘለና ሰብ ተውጻና ኢኻ ካብ እስትረስ❤❤
@LuliLuli-pb8co
@LuliLuli-pb8co 5 ай бұрын
Nay bhki wala ab libay eye zleku ksme kleku gele xnkty ygdleley eu
@NatnaelHenok-nm7qi
@NatnaelHenok-nm7qi 5 ай бұрын
ገለ ክብል ካብቲ ቡዙሕ ዉሑድ ኣበሃህላ ናይ ኣብረሃም። ኣብ ባሕሪ ኮንካ ምጅላብን ኣብ ደንደስ ኮንካ ምዕዛብን ይፈላለዩ A.A i love you መምህር ሂወተይ❤❤❤
@Bmb-bt4ox
@Bmb-bt4ox 5 ай бұрын
Azmarino, Ur Content is appreciated. It's very interesting and joyful. Kabzin kabtin .I wish u soon 50k
@BiniHawiLidu
@BiniHawiLidu 5 ай бұрын
ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ዘስንፈኒ ምኽኣሉ ይስእኖ ኩሉ ጠንጢንካ ሓጽ ኢልካ ኪድ ይመጻኒ ከምሻሙ ደሓራይ ብዓይነይ ክርኤኩም ስድራይ 😢❤❤❤❤
@mewaelghebreslassie3944
@mewaelghebreslassie3944 5 ай бұрын
Your video is short, meaningful, and to the point from start to finish. Great job!
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 5 ай бұрын
Welcome wedi nugus ❤. Kab nay abrham afewerki des tbleni derfi. Tehanbele tbl eya Nlazeb do alena nxewawer nsemr do alena ntehanager Atehasasbana tehabtimu weyo dknetna shu aktimu❤ Arbate netbi::
@MikeleTesfay-o3l
@MikeleTesfay-o3l 5 ай бұрын
ወገነይ ብጣዕሚጽቡቅ ቀጽሎ ካባኻ ብዙሕ ነገራት እየ ከሲ ገለ ካብኣቱ እቲ ንማንም ወዲ ሰብ ዘድልዮ ነገር ቀንዲ ንኽነብር ተስፋ እየ ብዘይ ተስፋ ክነብር እየ ዝብል ሰብ እንተሎ ኣብ ሕልሚ እዩ ዘንሳፍፍ ዘሎ ስለዚ ቀዳማይ ወዲ ሰብ ንኽነብር ዓቅልን ተስፋን ክገብር ኣለዎ ንስኻ አካ ቀጽሎ መደባትካ ብጣዕሚ እዩ ጽቡቅ ሰላም ንዓኻ
@Yoniwedi1
@Yoniwedi1 5 ай бұрын
Time gn twhdna ala tblo eske like gbro ❤
@tesfomkahsay2223
@tesfomkahsay2223 5 ай бұрын
Bro ሓጻር መደብ ስለዘዳሉ ኢና ንህንጠ ዘለና መስለኒ❤❤
@godisthekey7326
@godisthekey7326 5 ай бұрын
May ddear son deninn ileka tezarb aloka hukka key tegubet ttnikkey you are strong am proud of you may God bless you abundantly 🤲💕🌹💕🌹💕🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bahrnaqeyhbahri0811
@bahrnaqeyhbahri0811 5 ай бұрын
ሃጺርን ጽፉፍን ዩ ጽቡቅ
@TsegayAsie
@TsegayAsie 5 ай бұрын
ኣደይ ዘፍቅረኪ ርሓይ ምፍቃር እካ ክውሕደኪ እትረፍ ተፈሌኪ ምስይ ከልኺ እካ ዝናፍቀኪ ልሳነይ ኣይገልጾ ኣኻይ... ብልበይ ዝብለኪ ኣኻይ.. ትምኒተይ ሓሳበይ ኮቶ ዘይተፋኪ ኣኻይ.. ወላዲተይ ብህያዊ ፍቅሪ መልኣኽ መሬት ልእኽቲ ፈጣሪ.........። ብታእሚ እየ ዘፍቅረኪ ዝናፍቀኪ ኣደይ።
@habenzeray2605
@habenzeray2605 5 ай бұрын
Azmarino nice work🙏🏼 መልሲ ምሰኣን ንቡር ወሲደዬ ሰማዒ ምሰኣን ምቅባል ሲኢነዬ
@YonatanGhebretnsae
@YonatanGhebretnsae 5 ай бұрын
Hade abi muz wegen bahri agatami eyu zerakbena msaki...I love the way he expressed love "muz wegen bahri"
@maji4ever
@maji4ever 5 ай бұрын
መን ይፈልጠለይ..? ናይ መዓሙቅ ልበይ.. መን ይሰምዓለይ..? መጸዋዕታ ልበይ.. ደቀቅቲ ሕቶታት ናይ ናብራና ኣይንፈትሖምን..ግን ንላዘብ ኔርና መልሲ ምስኣን ንቡር ወሲደዮ ሰማዒ ምስኣን'ዩ ምቅባል ሲኢነዮ....Legend..🙏❤️‍🔥
@DanielEyob-yf9uc
@DanielEyob-yf9uc 5 ай бұрын
ሉኤል ሓወይ ቅጽሎ ዕደመን ጥዕናን ይሃበለይኣብዛኣ ተመጠሉን ተመጠላን ኤትበል ማሐበር ኤተ ጠባይና ኤተ መልክዕና ኤዩ ብሓፍሻ ጎደሎ ማሕበር ምባል ይሕይሽ
@MarhawiHagas-sk9ns
@MarhawiHagas-sk9ns 5 ай бұрын
ካብ ንኣምኖ ሓልወና እምበሪ ንፀላኢስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ ኣብራሃም so ቀፅለሉ log biba ዋዛ ምስቁምነገር ቁሙጥ ቁሙጥ እንዳበልካ ኣድናቒኻን ፈታዊኻን እየ from tgray❤️💛
@logbiba2500
@logbiba2500 5 ай бұрын
Thanks 🙏❤️🙏
@WediShishay-zk1ur
@WediShishay-zk1ur 5 ай бұрын
መሓሪ ካብ ሊብያ -- ከምዘይ ትፈልጥ ምፍላጥ እዩ ዝዓበየ ፍልጠት❤❤❤
@huruymuruts5468
@huruymuruts5468 5 ай бұрын
Moya saha habibi you are more talent youth waza mis kumneger dageberka mechen nezi nus weledo tenkiho leka bravo logbiba tv
@medhanieghirmay858
@medhanieghirmay858 5 ай бұрын
ልኡል ባዓል ሓቦ መፍትሕ ሂወት ጸገማት ኣብ ሂወት ሰብ ኢኻ፧ብሓቂ ኣድንቐኻ፡ቀፅሎ ሩሕስ ባዓል ሆሳእና እንዳበልኩኻ'የ ብፍላይ ኣብ ሂወት ዘለካ መፍትሕ ይገርመኒ እዩ እታ ሊኮቶ ዶ ክትከውን ኣታ ክክክ 😂 ብዝኾነ ዋዛኻን ቁምነገርካን ኣይትግደፎ ኣዕብዮ ጽቡቅ ኢኻ ዘለካ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ ዘሎ ቲቭ ብዘይካ ሓሸወ ፖሎትካ ካልእ ኣይረኣኹን እንተናትካ ግን 100% ። ብሰላም ምጻእ ግጥሚ ኣይትግደፎ ኣነ ሕጂ ካብዛ ዝንበቢካያ ንነብሰይ ኢልኻ ዝገጠምኻያ ኣነ ከኣ ባዕለይ ከም ኣብ ነብሰይ ኢድቲ ጌረያ ብሓሳብ ስለዚ ሓይሊ ኣለካ ኣጆኻ።
@AluliEntertainment
@AluliEntertainment 5 ай бұрын
ማያ ሰሓ ነዞም ተኸታተልትኻ ባ ኣብዛ ኣሉሊ ኢንተርተይንመንት ሳብስክራይብ ክገብሩ ተላበዎም፡ እምቢ እንተኢሎም ግን ደሓን ሸር ግበሩ በሎም፡ ሽዑ ውን እንተኣብዮም ላይክ ዝበጡ በሎም፡ ንስለ ምትሕብባርካ ነመስግን፡፡ ተንብብዋ ዘለኹም ብጎቦ ዓይንኹም ሪኢኹማ ኣይትሕለፉ፡ ናይ ማይናስ ኮንሰርት ውን ነቅርበልኩም ኣለና ሰዓቡና ብጻይ ብጸይቲ
@Tesfa117
@Tesfa117 5 ай бұрын
Wellcom መልጢሎምና ክምንጥሎም ኢና ካብ ናይ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ከምዛ ናትካ ኣብ መንባር ዘላ ከምዛ ናትካ እያ ብዙሕ ገዝየ ሰባት ሓቲተላ ንመን አዩ ክምኡ'ዪሉ ሓቲተ ንየማነ ባርያ እዩሎምኒ።2ግን ናይ ተፈጥሮ ጸጋ ብፈጣሪ ዝመጸ እዩ እንበርከ መን ኣሎ ዘርኡ ዝመረጸ ፡ትብል❤❤
@lebaleba3086
@lebaleba3086 5 ай бұрын
መርሓባ ኣስሊ እንቋዕ ብስላም መጾኻ
@merihteklia7201
@merihteklia7201 5 ай бұрын
ጽቡቅ ንሕና ኸኣ ማሕበር ከፊትና ክሳድኩም ክንምጥለኩም ኢና
@MECHELEGHIRMAYTESFATHION
@MECHELEGHIRMAYTESFATHION 5 ай бұрын
Wedi shuq Mara endiu zeryehani medebki ❤ eti video reaction haki metan kekewen neska kedimka ayterayo kemzelata mesana konka reaya …. Aytehmek ✌🏻
@danaitfissaha2253
@danaitfissaha2253 5 ай бұрын
Anes btami eye zfetweka kulu wazatatka Kea Mara eyu zeshkeni keep it up💪
@denaytselemun3118
@denaytselemun3118 5 ай бұрын
Way teraekini lomi mishet keren nerki teshefinki liwyet Abti dendes bahri Ab ximwa zehlefnayo zekire massawa Kal atina elkini hadera Xibe leku mixini ne ASMERA ❤❤❤ Abrihimo imissu
@hamyewediadem6728
@hamyewediadem6728 5 ай бұрын
Logbiba hawey sele''ti mekereka Thank you ❤ seb Dikas Abiywa' Uk zelena Kemzi Gerkum Tesfa Habuna Deki Eriyyyyy 🇪🇷❣️
@Semerehaile-z5v
@Semerehaile-z5v 5 ай бұрын
ማይ ሳሓ ዓርከይ ብሎክ ምባል ናይ ደኩማት ዪ ይሳማመዓላ የ ኩሉ መዓልቲ ዝጥቀመላ ሓሳብ ያ
@Eritrawit.
@Eritrawit. 5 ай бұрын
7 ግዜ ወዲቕካ 8 ግዜ ግን ተስእ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ❤ ናይ ሎሚ መንእሰያት ግን ክንወድቕ እምበር ክንትስእ ሓቦ ዘይብልና ኮይንና 😢 ምድረ ተስፋ ቆረጽ ዝኾንና 😏
@WediAbrham-sv3gq
@WediAbrham-sv3gq 5 ай бұрын
Abrham afewerki መን ይፈልጠለይ ናይ መዓሙቅ ልበይ መን ይሰምዓለይ መጸወዓታ ልበይ❤❤❤
@Mekelle_shkor
@Mekelle_shkor 5 ай бұрын
ኣታ ሉኡል ዓይነይ ኩዑሶ ምድጋፍ ዘይትገድፍዎ እሞ ምፍጣርኩም ንዘይፎልጡኩም ፃዓዱ ክትድግፋ ትኣርጉ ሆሆ ጉድ😅😅
@misganayebio
@misganayebio 5 ай бұрын
Tezarabay wedi Today i subscribe your channel.des zibeletni part 1st nsemune himmat respect bmhabka + netom ab uk Zelew ahwat kea bmitsininaeka.Anyways calm down guys like he said.🙏
@abdurezaqzeynu7113
@abdurezaqzeynu7113 5 ай бұрын
🎶ናይ ተፈጥሮ ጸጋዩ ብ ፈጣሪ ዝመጸ፡እምበር መን እሞ'ሎ ዘርኡ ዝመረጸ🎶
@Natiiman-z2p
@Natiiman-z2p 5 ай бұрын
ምንባር ንመን ትግቦኦ።❤❤❤
@NatnaelHenok-nm7qi
@NatnaelHenok-nm7qi 5 ай бұрын
First ruhus awdeament nakan nsdrakan luul logbiba bxay qunue bzkone ane kbleka zdeleku guday nay qedamay alem zena qulue eyu kab belkayo guday itali tblo zela nay mexaw bahri zenatat ke kem haqi knqbelo malet dyu tegediska ktmlseley kxbeyeka eye thank you +291 kab libya ❤❤❤
@DebesayEfrem
@DebesayEfrem 5 ай бұрын
ሉለይ ኣነ ማኣራ ኢየ ዝእፈትዊካ ቂጺሎ❤❤❤❤❤❤
@tekieweldegabr2730
@tekieweldegabr2730 5 ай бұрын
ኣብራም ሽኮር ኣብ ባሕሪ ኮንካ ምጅላብን ኣብ ደደስ ኮንካ ምዕዛብን ይፋላለ እዩ ትብል
@logbiba2500
@logbiba2500 5 ай бұрын
🙏❤️🙏
@Elimeynatey
@Elimeynatey 5 ай бұрын
Luul shewhat libi, zkoreye gex zmels qexlo hugusat ena beak, love you bro
@yemyemok6667
@yemyemok6667 5 ай бұрын
Debdabeki eka dehaiki seniku entemetse. …zeyhitet koinuni tenebibu srhu dawedee….😍
@Liverpoolaw
@Liverpoolaw 5 ай бұрын
Ahh anesi aytamnen logbiba arekyy Liverpool tergna ala abe nesu edmna eza comment amxaya mexanane ente koneni😢
@WediBerihu-q4o
@WediBerihu-q4o 5 ай бұрын
ረኪብካኒ ኣብዛ ግጥሚ 🎉🎉❤
@erinamedia9501
@erinamedia9501 5 ай бұрын
ድኽነት ሲ ይብዳህ'ዩ ኣተሓሳስባ'ዩትፈልሲ ፍቅሪ'ንዲዩ ሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየወ ንዛ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዓ ነብሲ። ንጉስ ጥበብ ኣብርሃም ኣፎርቂ
@asmeraeritrea143
@asmeraeritrea143 5 ай бұрын
* ጽሙዋ ኢያ ትብል ዝከፍአ ድክነት * 😢😢😢 9:17
@shgnaberhe-6686
@shgnaberhe-6686 5 ай бұрын
Lebam hawey kemaka shih yiweledu! 💐💐💐💐💐💐 enka eske rikeb aytsan. Bah elna ena nrieka mo, kurub Kea gize wisik abilelna. AJOKA KETSILO WEDI EREY❤
@XagayElyas
@XagayElyas 5 ай бұрын
Log biba habibi medebatka btami eye zketatolo...hasabatka azerarbaka agelalxakan zeleka nquh yemiron btami eye zednqeka...qexile Abrham btami zfetwo sne tibebwi u Kab bbzelenayo tbl derfo "Debdabeki equ dahyki seniqu ente mexe zeyhtet koynu tenebibu srhu endawede ketayqelki damdam ybl gasha ente semie" Ezia mara eya kief thbeni zarkey Tegediska anbba riska keysebreka zarkey
@EsuWediGerye
@EsuWediGerye 5 ай бұрын
Leul mentilomna kenmentelom ena adnakika eye kexelo nay abreham afewerki eta zebelkaya kedimkani eka kaleayti gen ab dendes konqa mezab ab bahri konqa mejelab yefelaleyou gezawutey geza temenatel eyou byzewey❤
@kerkebedeley
@kerkebedeley 5 ай бұрын
Logiba ወዲ ሹቅ Respect From Meklle Tigray
@logbiba2500
@logbiba2500 5 ай бұрын
🙏❤️🙏
@yoniyoni3325
@yoniyoni3325 5 ай бұрын
በቃ ዘኣሪከይ ኩሩእ ኢየ በኣካ ዘኣሪከይይይ❤❤❤
@RobelMebrhatu
@RobelMebrhatu 5 ай бұрын
Euway Abza nay mewedaetas mexexex😂😅 habibi qexilo eske bel
@martaabraha1305
@martaabraha1305 5 ай бұрын
ኣይትስኣን ደኣ ንስካስ😂😂😂😂❤❤❤❤
@SaronAsghedom
@SaronAsghedom 5 ай бұрын
You are really made for art, first Eritrean KZbinr to creat recreational and intellectual content. An inspiration to many I love your content gobez keep it up.
@ericycling2522
@ericycling2522 5 ай бұрын
ነዓይ ከኣ ኬፍ ትህበኒ፡ ኣብ (ሓደራ) ትብል። ናይ ተፈጥሮ ጸጋ'ዩ ብፈጣሪ ዝመጽ እበር መን ኔሩ'ሞ ሎ'ዘርኡ ዘመረጸ።
@Gebregiorgis27
@Gebregiorgis27 5 ай бұрын
God bless you. Very informative really appreciate.
@adiamkelati8979
@adiamkelati8979 5 ай бұрын
Behki hezka helm yeble
@WassieSalih
@WassieSalih 2 ай бұрын
Logbiba hawey an betami iye zefetweka gen gezey sin Kay xehfelka zelekuwo bota libya kon
@merihteklia7201
@merihteklia7201 5 ай бұрын
Jonny depp እቲ እንኮ ንጋለንስተይቲ ዝረትዐ ጅግና ወዲ ተበዓታይ
@Messi2024-j6d
@Messi2024-j6d 5 ай бұрын
We keep learning and understanding because tomorrow can be better than today...Abraham afewerkie said that I think in interview..
@betyos7464
@betyos7464 5 ай бұрын
Btami Ewala zenebere hji gn hiwet zeteredo koynka ika tesmani kemey eya gega rdit hize aleku die? Pls keytnetra😂🫶🏽
@Meronmaharay
@Meronmaharay 5 ай бұрын
ናይ ኣብራሃም ካብቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎዳኣኒ
@IbrahimSalih-b1t
@IbrahimSalih-b1t 5 ай бұрын
Logbiba habibi ata goney geza nay sedray kewrseka ye logbiba ambesa❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lasksegid8926
@lasksegid8926 5 ай бұрын
ካብ ምዝራብ፡ ምስማዕ ይበልጽ። ሾሪፎ ሰብኣይ ምስ ሸራፍ ሰበይቲ በራሕ ሰብኣይ ምስ ብርሕ ሰበይቲ ምንጡል ምስ ምንጥልቲ🤣 ?🤣
@AlexanDerGebrHiwet
@AlexanDerGebrHiwet 5 ай бұрын
Bro qexlu neska ketabe teray eyu zelka ♥️🤙🤙❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@siemhotspurrealmadrid7816
@siemhotspurrealmadrid7816 5 ай бұрын
Log biba ነብሲ ጽባሕ የራክበና ፎርሳ ቶቲ ✊
@lubukbiggie7782
@lubukbiggie7782 5 ай бұрын
Luul btami xubuq medeb ! Rito 1:aqawumaka; nabta mic mara tidenin aleka 2: dimxi;qrub nifas alo amahisho Bzterefe asalto ab hiwetka kemu wun ab sirahka 🫡
@logbiba2500
@logbiba2500 5 ай бұрын
ርእይቶኻ ብኣኽብሮት ተቀቢለዮ ኣለኹ የቀንየለይ 🙏
@YemaneWeldu-hw4xv
@YemaneWeldu-hw4xv 5 ай бұрын
ባህሊ ድዩ ወይስ ባህሪ ቃል ኪዳን ድዩ ወይስ ፍቅሪ ዘልኣለም ጠማሪ
@yoni377
@yoni377 5 ай бұрын
እስከ ብዝፈትዎም እዝከ ብዘፍቅሮም ክግምቶ ፈላላዪ ልምዲ ብናይ ፍቅሪ ዋልታ ክምክቶ በውራጃ ብዘርኢ ወይ ባህላዊ ፍልልይ ናይ እምነት ኣይክዓግተንን'ዩ፡እንካብ ንጹህ ፍቅሪ ካብ ሕውነት። Legend abrham afewerki(hadera)
@kidanesolomon211
@kidanesolomon211 5 ай бұрын
You are brilliant man 👨 🎊 go head
@mogosaregay
@mogosaregay 5 ай бұрын
ምንባር ኩቡር ሰነ ጥበባዊን መምህርናን ኣብርሃም
@firubiniam1099
@firubiniam1099 5 ай бұрын
Logbiba habibi ana ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@michaelhaile6257
@michaelhaile6257 5 ай бұрын
U make me my day happy bro keep up great 👍
@Asmera-pardiz
@Asmera-pardiz 5 ай бұрын
Athasasbana tehaftimu weye dknetna sheu aktimu ❤
@fishaleabrhale5254
@fishaleabrhale5254 5 ай бұрын
ልኡል መቕሰን ኩሉ እቲ ትገብሮን ትሰርሖን ዝንኣድ እዩ ስለዚ ቖጽሎ ወገነይ
@yobielghiwet3694
@yobielghiwet3694 5 ай бұрын
Welcome bro you are a real KZbin ber 🎉🎉🎉
@SoliHaile-hk1qf
@SoliHaile-hk1qf 5 ай бұрын
You're smart boy keep it👏👏❤❤❤
@Zaideyeyaalemey-ch4pb
@Zaideyeyaalemey-ch4pb 5 ай бұрын
ኮዋክብቲ ሰማይ ምስ መዓርገን ብርሃን ከዊልኒ ንኸይሪአን ክትመጽእ ኮኾበይ ክጽበያ ማሕታኣ ጠሚተ ከለልያ❤❤❤
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #17
21:29
Logbiba Tv
Рет қаралды 55 М.
1 сквиш тебе или 2 другому? 😌 #шортс #виола
00:36
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,1 МЛН
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #13
16:31
Logbiba Tv
Рет қаралды 30 М.
ዋዛ ምስ ቁም ነገር !! Logbiba Tv #15
15:57
Logbiba Tv
Рет қаралды 36 М.
ዋዛ ምስ ቁም ነገር !! Logbiba Tv #14
15:12
Logbiba Tv
Рет қаралды 37 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #7
16:00
Logbiba Tv
Рет қаралды 50 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv  #9
15:26
Logbiba Tv
Рет қаралды 30 М.
1 сквиш тебе или 2 другому? 😌 #шортс #виола
00:36