LUL WERKI ENTERTAIMENT/ መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ ኣማኑኤል ተኽለ

  Рет қаралды 77,255

LUL WERKI ENTERTAINMENT

LUL WERKI ENTERTAINMENT

Күн бұрын

welcome to lul werki entertaiment
unauthorized use, distrubtion and re upload of this content is strictly prohibited
copyright © lul werki entertaiment 2022
#lulwerkientertaiment
#eritreamovie
#amanueltekle

Пікірлер: 474
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልኹም ፍትዋተይ ሰለ እቲ ቅዱሰ ቃሉ እግዚአብሄር አምላክና ይክበር ይመሰገን አማነይ መግለጺ ሰኢነልኺ ትሕትናኻ አኸዳድናኻ 100% ግን መአረምታ ንክብርቲ ሓፍትና ናይ ኢድ ጭፍሪ ጌርክዮ ዘለኺ እለይዮ ብሃይማኖትና ፍቁድ አይኾነን። ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር።
@diyanadiyana7903
@diyanadiyana7903 2 жыл бұрын
Amen amen amen Ya haftena dinu yqerta enber geday xefrki teflti eki gen keme hawatku mten
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 2 жыл бұрын
ብሓቂ ክብርቲ ሓፍትና
@natsnettekle4247
@natsnettekle4247 2 жыл бұрын
Ya hakiki ane win ab klitieu xfri garki riaki Gaga u bflay ka menfesawi hzki mexiki sle seleki
@natsnettekle4247
@natsnettekle4247 2 жыл бұрын
Bflay ab xom xbuk aykonen
@filmonlove5754
@filmonlove5754 2 жыл бұрын
ብሓቂ እዛ ሕቶ ኣብ part 1 ኣቅሪበላ ኔረ
@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ
@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ 2 жыл бұрын
_መዓረይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለ መጠየቅ ጸጉኡ የብዝሐልኩም ተዋህዶ ሀይማኖትና ንዘልአለም ትንበር አሜን_
@robielmbrahtom2250
@robielmbrahtom2250 2 жыл бұрын
እግዚኣበሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም፡ ብጣዕሚ ንፉዓት፡ እዚ ክትቅጽልዎ ዘለኩም መደባት ዩ ኩቡራት የሕዋት 💒💒💒💒💒💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 жыл бұрын
ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ደስ ይበል መንፈሰዊ ድራማ ክትሰረሑ ኣምላኽ ይሓግዝኩም
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 2 жыл бұрын
እወ ለባመይ
@arsemagmedhin9416
@arsemagmedhin9416 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 2 жыл бұрын
Ama Ama Ama wawwwwwwwwwwwww mefaatka tihtinka gele aynet fluy mefesawi mesaat Egziabhir tsegu yebzahalka🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@mebrihat5349
@mebrihat5349 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሕቶ ምልሲ ኣማን ሓውና ብእነት ደስ ዝብል ኣጋላልፃ
@shadkonjo787
@shadkonjo787 2 жыл бұрын
ሙቁሩ.ወደ.ፊሸክታ.አሙሉ.ቃል.ሂወት.የሰመዓልና.ኤማየሓወይ.ከማን.ምጭውት.ሓፊተይ.ቂፂሉሉ.አግዚብሄረ.አመላክ.ምሲክቱሙ.ይክን
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 2 жыл бұрын
ቃላት ይሓፁረኒ ንቲ ትሕትናካ አማኒኤል ሓወይ ዋውውው ቀፁሉሉ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ሕቶን መልስን እዩ ብሓቂ ቃልሂወት የስመዕልና እግዚአብሄር አምላክ ዝከበርን ዝተመስገነን ይኩን ከም እቲ ዝበልካዮ አማን ሓወይ ከብ ስደት ተመሊስና ታአካኪብ ንመስግነሉ ስናይ ዘመን የምፅኣልና እግዚአብሄር አምላክ አሜንንን
@ሊሊየድንግልማርያምል-ጀ4ጠ
@ሊሊየድንግልማርያምል-ጀ4ጠ 2 жыл бұрын
ብሃንቀውታአየ ክጽበ ጸኒሐ ክቡር ሓውና ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐሎካ አንየአካ ትሕትና ተዓዲልካ ክብርቲ ሓብትና ኣርተፍሻል ጽፍን ዝተለከክዩ ኣዝማርቱ ክተወግዲ ብትሕትና ንላቦ ብዝያዳ ንኩልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና አማኑኤል ንፉዕ ኢካ ዝሓወይ በርትዑልና
@ንግስትቃሽ
@ንግስትቃሽ 2 жыл бұрын
ብሓቅ ቃል ህወት ያስመዐልና ኩቡራት ኣሕዋትና
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 2 жыл бұрын
ዋውውው ምቁር ወዲ አድኒቀካ ብሓቂ ፅቡቅ አለካ ጥበብ ናይ ጐይታና እዩ እቲ መሰረቱ።።።።።👌🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@andekidane383
@andekidane383 2 жыл бұрын
ተሰፋ ዘለዎ ሰነ ጥበባዊ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
@mebrahtukeleta3323
@mebrahtukeleta3323 2 жыл бұрын
ኣምላክ ይሓግዘኩም ብሩኻት ኣሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም
@ሕልና-አ8የ
@ሕልና-አ8የ 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደባት ብጣዕሚ ዝድነቅ ኢዩ ን ስነ ጥበባዊ ኣማኑኤል ብጣዕሚ ንፉዕ። * እታ ብዛዕባ ዳግማይ ምጻኣት ወልደ እግዚኣብሔር ግና ሓታቲት ጽቡቅ ኣይተዳለክላን ኣማኑኤል ኣንፈት ሂቡኪ ኔሩ ግና ኣይሓዝክዮን። ብዝኮነ ግና ጎይታ ዳግም ዝመጸሉ ብስጋ ምእንቲ ንገሃነም ወይ መንግስተ-ሰማይ ክንከይድ ስለ ዝኮነ ኣይኮነን። * ብመጀመርታ ድሕሪ ምጻኣት ወልደ እግዚኣብሔር በዚ ዘለናዮ ስጋ ኣይኮንናን ገሃነም ወይ መንግስተ-ሰማይ ንከይድ ( ዕብራዉያን ከም ዝገልጾ ሰመያዊ ሰብነት ምድራዊ ሰብነት ፍልልይ ኣለዎ ብሰመያዊ ሰብነት ኢና ድሕሪ ፍርዲ ንነብር። ሰመያዊ ሰብነት ግና ከምዚ ኢዩ ተባሂሉ ዝግለጽ ኣይኮነን ኣብነት ናይ ቤተክርስትያን መጻሕፍቲ ከም ዝገልጽዎ ብዛዕባ ናይ ሲኦል ስቃይ ብሓዊ ትቃጸል ጽምኢ ከም እቲ ሃብታም ሰብኣይ ንረክብ ኣብዚ ክንርደኦ ዘሎና ግና ሓጣኣን ብ ኣጸደ ነፍሲ ከለዎ ነፍሲ ከኣ ረቃቅ ከላ ብከመይ ትጸምእ ትቃጸል ንዝብል ከምዚ ንሪኦ ጽምኢ ወይ እሳት ኣይኮነን። ስለዚ ሰመያዊ ሰብነት ኢዩ ሰብ ወራሲ ዝከዉን። ፍርዲ ንምንታይ ኣድለየ? ዓለም ነቲ ዝጎደለ ሓደ ነገድ ክሳብ ትመልእ ፍጻሜ ኣይከዉንን ኢዩ። ካለኣይ ምጸኣት ወልደ እግዚኣብሔር ብግዲ ኢዩ። ሳልሳይ ኣብ ምድሪ ዘሎና ኩልና ሽዑ ሞት ስለ ንጥዕም ኣብ ግዜ ምጸኣት ዘርከብና ራብዓይ ሓደ ሰብ እሱር ቤት ግዝያዊ ኣትዩ ድሒሩ በቲ ፈራዲ ይፍረድ ንሕና ዉን ከሙ መላእቲ ምስ ሞትና ፈትሾም ሓጣኣን ንሲኦል ጻድቃን ገነት ይእክቡና። ፍርዲ ዝወሃብ ግና ደሓር ኢዩ። 5ይ ሲኦልን ገነትን ኣብ ምጸኣት ወልደ እግዝኣብሄር ሰለ ዝሓልፋ። ብዝኮነ ዓሚቅ ኢዩ ግና ጥንቃቀ ግበሪ ብዓሚቅ ኣብ ዘይፈለጥካዮ ጥንቃቀ።
@geni2251
@geni2251 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ
@Fkthut
@Fkthut 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@millionghebremichael2429
@millionghebremichael2429 2 жыл бұрын
ቃለሂወት የስምዓና
@mariamkaliayu527
@mariamkaliayu527 2 жыл бұрын
ብሓቅ ቃለህይወት ያስምዐልና ፀጋኡ ያብዝሐልኹም
@ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ
@ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ኣማንስ ንበይንካ ኢካ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ ንኩልኩም ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ንኩሉኩም ጋዜጠኛ ክኣ እሞ መግለጺ ኣይብለይን ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላክ ንኩሉ ወዲ ሠብ ይኩን
@fiyoriliben6317
@fiyoriliben6317 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna amanuel hawna Jgna, egzabiher xegeu yebzhalka 🙏🙏🙏💯
@liverpul5922
@liverpul5922 2 жыл бұрын
Azeyy Des zebl qalehiwet yesmalna 🙏🙏🙏 ezgabiher xegeu yebzhalkum 🙏🙏🙏
@ሓጉሽጋልትግራይ
@ሓጉሽጋልትግራይ 2 жыл бұрын
ዋውው ኣማኑኤል ተክለ ስም ይመርሕ ሽምዓ የብርህ እምብር ኢካ:: ክፈትዎካ መልሲ ከኣ ፅፉፉ ጥበብ ደኣ ናመን ዱዩ ናይ እግዚአብሔር እዩ ይበል መልሲ ወዲ ተዋህዶ ኣጆካ ዓለማዊ ብርግፅ ፀገም ለሎዎ የኮነይ ኣጣቃቅማ እዩ ዋሳኒ ፈተና ከኣ ግድን እዩ ኣጆካ ሓወኒ
@ንፍቕሪኩላትናንዐየ
@ንፍቕሪኩላትናንዐየ 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና። ኣማን ሓወይ፣ ሓሰብ ልብካ የስምረልካ።
@HenokWeldezgi-nz8vy
@HenokWeldezgi-nz8vy 3 ай бұрын
Amen amen amen qali hiwat yesmeana xegeu yebzehalkum yehiwat
@alemdesta454
@alemdesta454 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ❤
@merafish1001
@merafish1001 2 жыл бұрын
አመለክ ጸአግኡ የብዝሓልካ አመነአይ
@tsgekeshi8877
@tsgekeshi8877 2 жыл бұрын
Amanial btami nfua amlak xlalu yenbrelna deki ereyyyy🙏🙏🇪🇷
@achotse4427
@achotse4427 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna brukatey amlak xegu yebzhalkum🙏🙏🙏
@binetegerye7004
@binetegerye7004 2 жыл бұрын
Just ውውውውው!!! ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን፡ ኣብ ምጽኣቱ ካ ይዘክረና።
@ShamKflom
@ShamKflom 2 ай бұрын
amen amen amen xegu yebzahalkum kubrat yhwat amlak msakum ykun ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ጋልተዋሃዶነኝ
@ጋልተዋሃዶነኝ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልክም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራት ኣሕዋተይ
@ድሕሪፀልማትብርሃንአሎህዝ
@ድሕሪፀልማትብርሃንአሎህዝ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ፀግኡ የብዝሓልኩም ደስ ዝብል አገላልፃ እዩ መንፈሳዊ ፊልሚ ክትሰርሑ እውን ብተስፋ ንፅበየኩም
@teklegere82
@teklegere82 2 жыл бұрын
እግዛቢሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሕልኩም ቀጽልዎ
@weyniissac2053
@weyniissac2053 2 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet kbur hawna amanal and haftna gn xfrki ab zhalefe neqefieta neqifna neyrna
@shewittekie6210
@shewittekie6210 2 жыл бұрын
Wawwww btami des zbel Programm so continue please Ezgabher amlak xegkum yebzhayo yehwat.
@selamawittsefamicael3122
@selamawittsefamicael3122 2 жыл бұрын
Qali hiwet Yesmealna kubur hwatna Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@Hggg-f1z5y
@Hggg-f1z5y 18 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዕኩም
@semhartesfamariam6332
@semhartesfamariam6332 2 жыл бұрын
Wawww nay behaki kale hiwet yesmalna ahwatey btaemi eye zemesgnekum btaemi nfue amanial hawna
@liverpul5922
@liverpul5922 2 жыл бұрын
Qalehiwet yesmalna 🙏🙏🙏 ezgabiher xegeu yebzhalkum 🙏 Amen 🙏
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ ልዑል እግዚአብሔር የብዘሐልኩም ክቡር ሓውና አማኒኤል ጸጉኡ የብዘሐልካ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ መሊስካዮ። ክብርቲ ሓፍትና እውን ፅቡቅ ሕቶታት ጸጉኡ የብዘሐልኪ። ግን ንእሽተን ክብላ ዝደሊ ንክብርቲ ሓፍተይ ፅፍርኪ ቀንስዮ ከምኡ እውን እቲ ሕቶ ክምለስ እንተሎ ቃለ ህይወት የስመዐልና በሊ ምክንያቱ ቃል አምላክ ስለ ዝኮነ ። ስለ ድፍረተይ ይቅርታ እናበልኩ ቀፅሉሉ ንፅበየኩም አለና ብሃቀውታ።
@tesfalemtekie7871
@tesfalemtekie7871 2 жыл бұрын
Sene Tebebawi Amanuel Hawena Azia Zednekeka Hawena eka Bezi Zegeberkayo nay Menfesawi Hetota Aziu Meharin Gelaxen Emo kea beredeit Selezegelexkalna Kebri Yehabka Amlak kexelo. Ne Lul Werki Media Kea Zenead Aberketo Eu Amlak Yehagezkum Aezizu Yebarekum Dema.❤️⛪❤️
@donvoss7175
@donvoss7175 2 жыл бұрын
ቃልሂወት የስማዓልና ኤማ ሓውና
@ኤፍታህወለተብርሃን
@ኤፍታህወለተብርሃን 2 жыл бұрын
አማነይ❤ በእውነት ከም ስምካ አማኒኤል ኢካ እና በርትዕ አብሕይወትካ ዓወት አብ ስራሕካ አሳልጦ አብ ስድራካ 🌹ድማ ፍቅርን ሰላምን ይግበረልካ ቅዱስ እግዚአብሔር 🙏ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ አብዚሑ ይሃብኩም ፍትዋት አሕዋትና ❤በርትዑ ድንቅ ስራሕ እዩ 👍❤
@gebremariam7918
@gebremariam7918 2 жыл бұрын
Wawww Ama wedi snetbeb tray aykonkan nfue wela sne emnet wn anbesa eka! kexlwo belu nfuat 💙😊
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ 2 жыл бұрын
ንፉዕ ወዲ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኩም ንኩለኩም ❤
@asmerashikor8778
@asmerashikor8778 2 жыл бұрын
Ema hawey betami adenikeka ezom Artistis kemizi ayetesebeyen ika gn btaemi nfuat ekum please Ema keselo keyetetefewo amlak yebareka hakika senetebeb mis menfesawi ayegachewen eyu abrehulka 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 i proud Ema hawey.
@tesfalemfissaha1124
@tesfalemfissaha1124 2 жыл бұрын
ኣማኒኤል ሓውና፡ ብጣዕሚ ልዝቡን በሊሕን ወሓለን ። ንጥበብን እምነትን ኣጣሚሩ ዝኸይድ ሓው። ብልቢ የድንቐካ። ፈጣሪ ጸጋኻ የብዝሓዮ። ጥዕናኻ ምሉእ፡ ዕድመኻ ነዊሕ፡ እንጀራኻ ሰፊሕ ይኹን ዝሓውይ።
@bereketzemuy4833
@bereketzemuy4833 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምልኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ግን ሓፍትና ዓቢ ገይጋ ተጋጊኪ ጽፍሪ ክትገብሪ ኣይነበረክን
@emunakbrab1284
@emunakbrab1284 2 жыл бұрын
Betmiy xubuq temrti sela teqalu luoul Egzabeher yekber yemsgen xegu yebzhlkume kubrat yehwat. 🙏❤️🙏
@yeruseynateygeremaryam1778
@yeruseynateygeremaryam1778 2 жыл бұрын
ሓደራ ግን እዚ ቻነል ናይ መንፈሳዊ ጥራይ ክከውን ተስፋ ይገብሪ
@tirhasmosolon9852
@tirhasmosolon9852 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@kidanezera852
@kidanezera852 2 жыл бұрын
Right
@luwamfshaye1308
@luwamfshaye1308 2 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna btami xbuq hton melsn aman hawna kea btami adniqeka bkulu nfue ajoka berte
@ruthdaniel7820
@ruthdaniel7820 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesemaena Egziabher amlak mesakum yekun..
@tewoldegebrewoldi9241
@tewoldegebrewoldi9241 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ከም መንእሰይን፡ከም ኩሉ መንእሰይ እሞ፡ኣብ ስነጥበብ ዝነጥፍ መንእሰይ ንነጸላን ንማዕተብን ግን ብፍላይ ንማዕተብ ከም መጋየጺ ዝጥቀምሉ ኣለዉ ከም ወሳባት ኮይኖም ንእስ ዝበሉ ወሳባት ውን ኣለው ንስኻ ግን ይመልኣልካ፡ደስ ዝብል ቃለ ሂወት፡የስመዓልና።ግን ተዘይ ተጋግየ እታ ዝበልክያ፡ሓብተይ ሰማያዊ ስጋ ዩ፡እምበር ከምዚ ለቢስናዮ፡ዘለና፡ኣይኮነን ምኽንያቱ እቲ ምድራዊ ስጋ ሓማሚ፡ጠማዪ ጸማኢ መዋቲ ዩ።እቲ ሰማያዊ ግን በንጻሩ ዩ ስለዚ ሰማያዊ ስጋን፡ምድራዊ ስጋን ሓደ ኣይኮኑን ፡ሓደ ግዝየ ኣብ ጸበል ዝተኣከብናዮ፡ልክዕ ከምዚኣ ሓቲቶሙና ሓደ መኖክሴ ክምዛ፡ዝበልክያ፡መሊሰ ምስ ተሓተትኩ ንሶም ግን ከምዛ ኣማኑኤል ዝበላ፡መልሶሙልና እሞ ኣብ ካልእ፡እተቕርብዎም የሕዋት ደጊምኩም ክትምሉሱልና፡ይምሕጸን ከምኣ ውን ክትከውን ትኽእል ያ ግን ሳላ ግዝየ ዝሓተትካዮ ሰብ ኣብዝሃለወ ይሃሉ ክምልሰሉ ዝኽእል ግዝየ ስለ ዘለና ደቂ ተዋህዶ ውን ቡዙሓት ሊቃውንት ሰለ፡ዘለው ክተብርህዋ ይላቦ መደብኩም ደስ ዘብል ብሩኽ ጾመ ይግበረልና ናብ ብርሃነ ሆሳኢናን ብርሃነ ትንሳኤኡን የብጸሓና ግን ተዋህዶ ኢልካ፡ተዋህዶ ዝመስሉ ብዙሓት ስለ ዘለው ንንሓቶም ውን ምፍላጥ ጽቡቕ ዩ ብድጋመ ቃለሂወት የስመዓልና ቀጽልዎ
@hamamabnauf7558
@hamamabnauf7558 2 жыл бұрын
Egzabiher amlakn xegieu yebizhalikum yhwatey 🙏 🙏 🙏
@እንደፍቃድህኣኑረኝገታየ
@እንደፍቃድህኣኑረኝገታየ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣሕዋተይ እግዛብሄር ኣምላክ ሰላምና ይመልሰልና 💊&🇪🇷&🇪🇹♥️♥️👏👏👏ብዝተረፈ ንሓፍተይ ሓንቲ ክብለኪ ዝደሊ እታ ናይ እድኪ ፅፍር ምገደፍክያ እብል ምስ ይቅርታ🤲🤲🤲
@SelamBhabar
@SelamBhabar 2 жыл бұрын
ሓቅኪ ማኣረይ🕊️💐❤️✝️🤗🤗🇪🇷❤️✝️💊✝️❤️🇪🇹
@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ 2 жыл бұрын
አነስ አይረእኩላይ አበይ አለዋ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 жыл бұрын
🙈🙈🙈💕💊💕🇪🇷🥀🇪🇹💝💞🤝🥀☘️ማሬ
@SelamBhabar
@SelamBhabar 2 жыл бұрын
@@mebitigraweyti 🤗✝️🥺😘❤️🇪🇷❤️💊❤️🇪🇹
@solomon-zp8gu
@solomon-zp8gu 2 жыл бұрын
በሓቂ መደብኩም ጽቡቅ ነይሩ ቃለህይወት ይስምዓልና ቀጽልሉ ብርክቲ ሉል ሓፍተይ ላይክ ስብክራይብ ኢልና ኣለና ንሕብረተሰብና ዘናቃቅሕ መደብ ኢዩ ኣማኑኤል ሓወይ ከኣ ንፉዕ መኑ ሰብእ ዘይኤብስ ወመኑ እጽ ዘይጤይስ ዘይጋገ የለን ትሕትናካ እኩል ኢዩ በርትዕ ነቲ ዘለካ ወስከሉ።
@ሰላምጓልተዋህዶ-ተ9በ
@ሰላምጓልተዋህዶ-ተ9በ 2 жыл бұрын
ናይ መጀመርያ ጥበብ ፍርሃት እግዚኣብሔር እዩ ብሓቂ ጸጋ በረከቱ የብዘሓልኩም ኣሕዋተይ ቀጽሉሉ ካብ ፊልሚ ወጽእካ ኣብ መንፈሳዊ ብዝያዳ እንተ ትብርትዕ መሓሸካ ኣማኒኤል ሓወይ
@fromtgray6076
@fromtgray6076 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓና ተባዕታይ ኢለካ ኣለኩ ቡሉጽ ኣርትስ ቀጽሎ ዝሓወይ
@kidanezera852
@kidanezera852 2 жыл бұрын
Dinu bravo 👏 edmen tenann yhabiki ema sebay
@abrahammichael1578
@abrahammichael1578 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ኤማ ሓወይ ከምኡ ውን ምጭውቲ ሓፍተይ እግዚአብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ኣሜን ::
@tedoratv4487
@tedoratv4487 2 жыл бұрын
Kal amlak yesmealna
@titiefrem4302
@titiefrem4302 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna yehwatey egziabiher amlak xegeu yebzhalkum 🙏🙏🙏
@hagosmeasho3569
@hagosmeasho3569 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ደስ ዝብል ዩ
@ዮዳሄንኹሉ-ኸ3ደ
@ዮዳሄንኹሉ-ኸ3ደ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና የሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሕቶ እዩ
@tekleweynieyasu2634
@tekleweynieyasu2634 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Egziabihier xegu Yebzhalkum Nay bhaqi nfuat
@tekleabteklay5294
@tekleabteklay5294 2 жыл бұрын
ዋውውው ናይ በሓቂ የሕዋተይ ኩሉ ኢዩ ዘጸብቀልኩም ክብረት የህብኩም። ሓንቲ ግና ን ሓብትና ጉዳይ ጽፍርኽን ፥ኣዝማልቶኽን ሕሰብሉ ትጋገይ ኣለኺ ኣየድልን ኢዩ ትርጉም ኣለዎ ገጋ ኢዩ።
@ሰላሜነሽድንግል-ኘ7ቘ
@ሰላሜነሽድንግል-ኘ7ቘ Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራተይ
@filmawittesfatsion1257
@filmawittesfatsion1257 2 жыл бұрын
Kale hewet yesmealna Egzabeher amlak xegu yebzehalkum
@amlesetwerede9845
@amlesetwerede9845 2 жыл бұрын
Amanel hawey xegu yebzhalka egzabher edmen tenan yhabkum fetari
@desbelekiflom5786
@desbelekiflom5786 2 жыл бұрын
አማ ብጣዕሚ በሊሐ እካ ኣጀክ በርቱዕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብክም
@awetteame3550
@awetteame3550 2 жыл бұрын
Fetar aboy xege ybzhalum ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@aruhomebaking2761
@aruhomebaking2761 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እግዚኣቤሄር ኣምላክ ጸገኡ የብዝዝሓልኩም ክቡራት የሕዋት
@fiyorikulue5685
@fiyorikulue5685 2 жыл бұрын
Egziabher ymesgen edmen tienan yhabkum fetari
@bahriherani4060
@bahriherani4060 2 жыл бұрын
እግዝኣቢሄር ሓይሉን ጥበብን ሂቡ ብ ዝለዓለ ምድላዋት ን ተዓዛቢኹም ክትምህሩ ኣብነታውያን ኬንኩም ስለዘለኹም ድጊም ንቕድሚት ። ጸግኡ የብዝሓሉም ኣሕዋት።
@semerasmelash1401
@semerasmelash1401 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኽቡራት ኣሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላክና ጸግኡ የብዚሓልኹም። ብዝሕ ተማሂርና ብጣሚ ደስ ዝብል እዩ ከምዚ ጌርኹም ቃል እግዚኣብሄር ኣምላክና ስለ ዝመሃርኹምና። እዛ መደብኹም ኣዝያ መሃሪትን ጠቃሚትን እያ እሞ ቀጽልዎ ኽብለኹም ይፈቱ። ጾምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጺመና እግዚኣብሄር ኣምላክና አሕዋተይ መዓረይይይይ
@selamtesfay3895
@selamtesfay3895 2 жыл бұрын
Amen amen amen kale hewit yesmalna yehwatena
@feruzferuzferuz3294
@feruzferuzferuz3294 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ብታሚ ጽቡቅ ስርሓ መልአዎ
@egzabiherymesgen3789
@egzabiherymesgen3789 2 жыл бұрын
Egzabiher Amlak xegu yebzhalkum btami xbuk tintane 🙏🏼
@yordichanel1331
@yordichanel1331 2 жыл бұрын
Egzabher memelisu ybarkum ab emnetna kntsena dma Egzabher yrdeana nay adena amaladnet ayfeleyena amen amen amen 🙏 Naybehaki tsbuke medeb bzuh ena nmahare zelena Egzabher tbeb yadlkum nkulatkum selamkum ybzgayo
@hiwotabraha6342
@hiwotabraha6342 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዝአብሄር ይባርኩም ጸግኡ የብዝሓልኩም ቅጽልዎ።🙏🙏🙏
@adugere6470
@adugere6470 2 жыл бұрын
ኣሰይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ትሕትናኻ ኩሉ ነገርካ ከየድነቁኩካ ኣይሓልፍን ኣማኒኤል ተባረክ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕ ኢካ ብሓቂ
@weldihiwetnegash5533
@weldihiwetnegash5533 2 жыл бұрын
ፀጋኩም የብዟሗዮ
@samera7043
@samera7043 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሐልኩም
@tesfahiwetabraham5527
@tesfahiwetabraham5527 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ሰነ ጥበባውያን ውን ጽቡቅ መሊስኩም ንፉዓት እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ እምነትኩም የጽንዕኩም ኣነ ግን ሓንቲ ርእይቶ ኣላትኒ ንሳ ከኣ ንኣዳላዊት ሕቶ ናይዚ መደብ ሓፍትና መንፈሳዊት ሰብ ኢኪ እቲ መንፈሳዊ ውን ትፈልጢ ስለዚ ኣብ ኣካላትኪ ዘይመንፈሳዊ ነገር ርእየ ኣለኩ ንሳ ከኣ ጽፍርን ኣዝማልቶን እየን ጽፍሪ ቤት ክርስትያና ኣይተፍቅዶን እያ ኣዝማልቶ ውን ከሙኡ ምኽንያቱ ከኣ ብዝያዳ ልዕለይ ትፈልጥዮ ትኾኒ ጽፍሪ ብምንዋሕኪ ኣዝማልቶ ብምግባርኪ ግን ብካልእ ኣገላልጻ ኣብ ቅትለት መጥምቀ መሎኮት ዮሓንስ ትሳተፊ ኣለኺ ማለት ዩ ምኽንያቱ ሰይቲ ንጉስ ሄርዶስ ርእሲ ናይ መጥምቀ መሎኮት ዮውሓንስ ቆሪጾም ምስ ኣምጹኡላ ብጽፍራ እያ እናጻሕፈረት ካቡኡ ደሙ ዝሰተየት ኣምላኪ ደኣ ሕጂ ዘየድሕነኪ እናበለት ኣላገጸት ሞ ምድሪ ከኣ ተከፊታ ወሓጠታ ስለዚ ተኣለኽዮ ክሓይሽ ዪ
@L8388
@L8388 2 жыл бұрын
Nay behaq Amanial Abessinië egziabhier tsaga yebzehalka
@evenghirmay1101
@evenghirmay1101 2 жыл бұрын
ቃለ ህየወት የስምፅልና አምላክ፡የመስግን ግን አብ ቤት ክርስትያን አንትትገብርዋ ጽብቅ
@Habtegabrmehari
@Habtegabrmehari 2 жыл бұрын
ክብሪ ይሃብኩም ጸጋኹም የብዘሓዮ ኩቡራት የሕዋት ኣብነታዊ ስነ ጥበባውይ ናይብሓቅይ ኤማ
@ጓልቶምብዉሑዶምልሰመሩ
@ጓልቶምብዉሑዶምልሰመሩ 2 жыл бұрын
Xegau yebzhalkum ftuwatey ab betu yexnekum🙏✝️💚🥰
@herbalife4240
@herbalife4240 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna thank you brukat
@filmonlove5754
@filmonlove5754 2 жыл бұрын
ኤማ ሓወይ ብጣዕሚ ትሕትናኻ ኣድኒቀዮ ብሓቂ ኣሕጺርኩምና ተትቅጽሉ ጽቡቅ ኔሩ ብዙሕ ክንፈልጥ ኪኢልና ካባኩም ጸግኡ የብዝሓልኩም
@yemanetsegai4617
@yemanetsegai4617 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል መደብ ቅጽልዮ። እግዚኣብሄር ጸጋ የብዘሐልኩም።
@mortilearon9046
@mortilearon9046 2 жыл бұрын
Ewayyy amlak beziom yehwatey geru wshtey hagos rahwa fetiruley! Temesgen amlak kemakum yemaslena yehwat
@metkelmirach6910
@metkelmirach6910 2 жыл бұрын
Bahaki kal hiwet yesmealna ezgabiher amlak xegu yebzahalkum
@agnezmichael6368
@agnezmichael6368 2 жыл бұрын
Xegu yebzhalkum ab zelekumo yhwatey👏👏 😍😍😍😍😍😍
@ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ
@ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዕና 🙏❤
@ሰብይኽበር
@ሰብይኽበር 2 жыл бұрын
ኣብነታዊ መንእሰይ ብሮቮ ቀጽሉዎ በጃኹም
@nahomwedieri7231
@nahomwedieri7231 2 жыл бұрын
Qale hewet yesmalna egzabher xegu yebzhalkum
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.
GIZE LEKULU PART 20 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 20
42:47
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 34 М.
ተውህቦ ፡ ዝምድና ፡ ጋህድን ሕልምታትን!
1:06:42
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 26 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,2 МЛН
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН