LYE.tv - Weini Sulieman Presents #18- Legendary Artist Negusse Haile Mens'ai- Eritrean TalkShow 2017

  Рет қаралды 115,689

54vbz

54vbz

Күн бұрын

Пікірлер: 312
@gherieshmendi3659
@gherieshmendi3659 7 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ። ምስ ኣቦና ኣላሊኽና" ወይኒ ሓብተይ"! ቀጺለ ከም ምኣረምታ: ኣብ ባህልና ወይ ውን ሕብረተ ሰብና፣ ንናይ ዕድመ ጸጋ ዘሎዎም: ካብ ኣታ ምባል ኣቱም ዝብል ናይ ክብሪ ትሕትና እዩ‘ሞ፣ እንተትጥቀሚ ቁኑዕ ኾይኑ ይስማዓኒ።
@tesfayl5698
@tesfayl5698 6 жыл бұрын
ሰላም እያ ቤተይ. Nay bhaqi xbuk aleka
@semeremichael1224
@semeremichael1224 7 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቓለ መሕትት አዩ ።ንፊዕቲ ጋዘጠኛ ኢኪ ግን ምስቲ ዕድሚኦም ሲ ቑሩብ ኣብቲ ኣክንዲ ከመይ ገርካ፣መዓስ ኢኻ፣ ዝቢል ሕቶታት ሲ ,,,፨ ። መዓስ ኢኩም።ከመይ ገርኩም ዚብሉ ናይ ኣክቢሮት ቓላት ተትጢቐሚ ሲ ደስ ምበለኒ በሃላይ አየ። ርአይቶ አያ።
@amanuelghebremichael1495
@amanuelghebremichael1495 7 жыл бұрын
Semere Michael ብጣዕሚ ጽብቕቲ ሪኢቶ ብሓቂ ። ትፍትና እኮ ኣላ ግን ትዝንግዓ ከኣ። እቲ መደብ ግን ብጣዕሚ ጽቡቕን መሃሪን ኢዩ።
@efremresom8531
@efremresom8531 7 жыл бұрын
Semere Michael sene tebebena Ato ayebhaln eu bro
@tesfiehabteab1051
@tesfiehabteab1051 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓፍተይ ብጠዓሚ ጽቡቅ ማይ ዝሰተዩ ሰብኣይ ኣምጺኢክልና ሎምዓንቲ ኣጆኪ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ብጠዓሚ ኢየ ዘድንቆ እዚ መደብኪ ኣቦና ንጉሰ ከ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
@zemichealtekie6516
@zemichealtekie6516 7 жыл бұрын
Tesfie Habteab naka wen bteami lebam seb eka kulu gezie eye zketatelka hmak aywexekan eyu qexlo hawey natey
@daniytmahre8629
@daniytmahre8629 7 жыл бұрын
habibit weiyna naboiy nogosa ka admena tanan yahbom
@munakidane5374
@munakidane5374 7 жыл бұрын
Tesfie Habteab
@simonnega5185
@simonnega5185 7 жыл бұрын
ውውወ ወይኒ ለማዓንቲ ከይመስገንኩኪ ኪሓልፍ ኣይደልይን ብጣዕሚ ኢየ ተሓጊሰ ዓቢ ሰብ ኢኪ ኣምጺእክልና ሰሚዕዮ ዘይፈሊት ታሪክ ኤሪትራ ለሚ ሰሚዕ so tanks very much ኣቶ ንጉሰ ።
@samruone167
@samruone167 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ፣ ልዕሊ ኩሉ ግን ን ኣቦናን መምህርናን ንጉሰ ሃይለ ከመስግኖም ይደሊ። ዘይ ፈልጦ ዝነበርኩ ግጥሚ (ኣስላማይ ክስታናይ) ትብል ብኦኦም ተጻሒፋ ትርጉሙን ብምግላጾም ከይ መስገንኩዎም ክሓልፍ ኣይደልን። ወይኒ ሓፍተይ ኣጸቤኪ ሕተትዮም ክንምሃር ዕቁር ሃብት ኢዩ ዘለዎም። ደስ ክብለኒ ከኣ ነዓይ ላይክ ኣስከ ሃቡኒ በጃኩም ክክክክክክክ
@LOVE-yw3tv
@LOVE-yw3tv 7 жыл бұрын
እዝንኻ ዝሓጽብ ዘረባ ሰሚዕና ሎሚ ከይተፈለጠኒ ተወዲኣ ሓጺራትኒ ንዓይ'ሲ፡ ሎሚ ዕድል ኣይገበርናን ኣብ ግዜኹም ከይንፍጠር ፡ ብዝኾነ ወይኒ ብጣዕሚ ኣድኒቐኪ ፡ የኣልቐንየልና ኩቡር ኣቦና ንጉሰ ሃይለ መንስዓይ💯💯💯💯💯💯💯😘💜👏👍👏👏👏።
@MomonaMogogo
@MomonaMogogo 7 жыл бұрын
ክትመጽእ ኮኾበይ ክጽበያ LOVE ዕድል ኣይገበርና በጃኻ ኣብዚ ፈገር ድኾነ ጊዜ ተጫጪሕና
@LOVE-yw3tv
@LOVE-yw3tv 7 жыл бұрын
ጽምዋ ዩ ዘለኽዎ ባታ ፈገር ጥራሕ ኢልካ😂 ይገርመካዩ ፡ ንሕና ዶ ንኸውን ተቐይርና ወላ ግዜ ዩ,
@MomonaMogogo
@MomonaMogogo 7 жыл бұрын
ክትመጽእ ኮኾበይ ክጽበያ LOVE ከላ ኣነ ከም ዝመስለኒ ሰብ ዩ ተቀይሩ ሰብ ነዳፍ
@LOVE-yw3tv
@LOVE-yw3tv 7 жыл бұрын
ጽምዋ ዩ ዘለኽዎ ባታ 💯💯💯💯💯ትኽክል ሓወይ ንሱ'ዩ በስ ስደትና የሕጽረልና & ግዜና ዝበሎ ባዕሉ ይሃበና ፈጣሪ ።
@MomonaMogogo
@MomonaMogogo 7 жыл бұрын
ክትመጽእ ኮኾበይ ክጽበያ LOVE ኣሜን ኣሜን ክብረተይ ኣፍካ ይዓብልል
@selamawittekle8762
@selamawittekle8762 7 жыл бұрын
ቸላ ኣብዚ ኣለካ ዘረባ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ወይኒ ሽኮር ኣጆኪ like eske gberlunu nezi kubur ኣርቲስት ኣጂኩም like nehabo ሓደ መዓልቲ ኪወግሕ ኢዩ.
@geresemere2100
@geresemere2100 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓብተይ መጀምበርያ እድመን ጥእናን ይምነየ ልክይ ከምዝይ ኣይነት የድልየና ኣሎ ናይ ቀደም ሰብን ኣብይ ገረብን ኣይርከብን እዩ በጃክይ ጉየይ ተበለጽሎም ።መደብክይ ቀጻሊ ኤ ዝካታተሎ አጀኽይ በርትዕ ። ካብ ሓውኽይ ገሬ ፓውፐው!!!
@zemitdani516
@zemitdani516 7 жыл бұрын
9 werhi xhife nayti 9 werhi zgeberkwo ilom asihiqomna aboy marey: so edmen tienan yhabkum aboy
@mikemikewedi5082
@mikemikewedi5082 7 жыл бұрын
Zemit Dani ሰሚዕካ ኣይትክእሎን ዲኻ፧ 9ገጽ ናይ 9 ወርሒ ኢዮም ኢሎም።
@samsonmengstab2213
@samsonmengstab2213 7 жыл бұрын
selam niaki ykun weyni bhaki des zebl medeb eyu zeleki koynu gin kem wehabi rieyto comment kem bial abona ato nguse ziameselu sinetbebenatat kikiseru zey kones kiksebu metan zinewhe gzye entethbyom bzuh mikesebna bihaki eye zibleki buzuhat kemziatom keykesebnayom zihalefu please thanks
@wedigaym9176
@wedigaym9176 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓፍተይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ከብሒ ናይ ኤርትራና ዝኮነ ዓብይ መምህር ምቅራብኪ የቀኒየልና ኣጆኺ ቀጽልዮ ጥራሕ! ።
@tewoldereda5336
@tewoldereda5336 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓብተይ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ቐጽልዮ እዚ መደብኪ ኣዝየ እየ ዝከታተሎ ነቲኦም ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ዓበይቲ ስነጥበባውያን ሃገርና እቶም ክትረኽብዮም እትኽእሊ ቐተቕርብልና ይምሕጸነኪ ግዜ ክኣ ቑሩብ ክትውስኽላ
@meharenayikalo6319
@meharenayikalo6319 7 жыл бұрын
መግለጺ ኣልቦ ናይበሓቂ ኩቡር ኣቦና ብዝያዳ ከኣ ወይኒ ከምዚ ኣይነት መደብ ቀጽልዮ ናይበሓቂ ቡሉጽ መደብ ኣለኪ
@ሚዛናዊ
@ሚዛናዊ 7 жыл бұрын
ብጣዕሚ፡ጽቡቕ፡ዕላል፡ግና ቁሩብሲ እንዳታሃወኽኪ ወይኒ ሓሳቡ ከይወድኤ ከሎ እንዳተዛረብኪ ምስ ግዜ ክኸውን ይኽእል እንድዩ ግና ኣድላይ ሰብ፣ስለ ዝኾኑ
@piratebc-ge1iq
@piratebc-ge1iq 7 жыл бұрын
legendary artist negusse mens'ai its so sad that, this is my first time seeing you doing interview or heard about you. thank woyni for making this available to us, and mr. mens'ai, thank you for your dedication and service to you people and county sir.
@idrisa1252
@idrisa1252 Жыл бұрын
Thank you for giving us an opportunity to watch the legendary artist ኣቶ ኑግሰ. He didn't only truly reflects the true Eritrawnet but also he shared with us on how our people were then reserved in their manner, attitude and discipline at all level... Remarks Weiny: ከይተፈለጠኪ ትኮልፍዮ ነይርኪ። Thank you.
@idrisa1252
@idrisa1252 Жыл бұрын
Also you were interchanging ኣታ/ኣንቱም
@hyabmiki7270
@hyabmiki7270 7 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ወይኒ ሓፍተይ መጽሓፍ ዝኮነ ኣቦ ኣምጺክልና
@bahleyhabeney5943
@bahleyhabeney5943 7 жыл бұрын
ግጥሚ ምጽሓፍ ካብ ዝጅምር ኣብ ሓምሳ ዓመት enrerview ጌርካ ኣቦና ንጉሰ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ወይኒ ድማ ጽቡቕ መደብ።
@fitsumberhanghebremichael5654
@fitsumberhanghebremichael5654 7 жыл бұрын
"ልቢ ዘሎዎ፥ ይስውዕል! ኣብ ዕላል ለባማት፤ ይጥሕል ተመኩሮ ምዃን-ዘይምዃን ይውህልል ኣማስያኡ ድማ፥ ይኽእል!" ህያው መጽሓፍ ክንነብብ ኣንጊድክና'ለኺ፣ የቐንየልና ወይኒ!
@hlmidyu2157
@hlmidyu2157 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓፍተይ ኣዝዩ ጡዑሙን መስጢ ን ዝኮነ ኩቡር ጋሻ ኣምፅእኪልና ሎማዓንቲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፂሊሉ ከምዚኦም ዝበሉ ዓበይቲ ታርኸኛታት ሰባት ክዝከሩ ኣለዎም ታርኾም ከዝሃሲስ የቡሉን
@tesfaiembaye7138
@tesfaiembaye7138 Жыл бұрын
Outstanding legendary historical work Thanks to Mr. Neguse Haile and Weini as a journalist, MaTa (My father Embaye Emha was a saxphonist in the legendary politically-tinged, famous music soul group from Ketma (town) Asmara, called MaTa in the 60's and 70's) One day in memory of old school Asmara MaTa: Tesfai Embaye
@ፍልሰትዶስደት
@ፍልሰትዶስደት 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓፍተይናይ በሓቂ ከየመስጉንኪ ክሓልፍ ኣይደልን ምኽንያቱ ንህቢ ኣብ ቆፉኡ ኢኻ ትብርብሮ ንስነ ጥበበናታት ሃገርና በርቢርኪ ብምቅራብኪ ብፍላይ ንገዳይም ከምዚ ዓይነት ብምምጻእኪ ምስጋናይ ወሰን የብሉን
@michealguesh691
@michealguesh691 7 жыл бұрын
ዋውው ወይኒ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ሰበኣይ ኣምጺክልና መደብኪ ብጣዕሚ አዩ ደስ ዝብለኒ አቲ ምትብባዕ ከኣ ኣበቱኡ አዩ ዘሎ
@lifeonhop3252
@lifeonhop3252 7 жыл бұрын
ወይኒ ንስለ ቲ ኣብ ሞያኺ ዘሎኪ ክብርን ኣድናቆትን ብጋህዲ ሬአዮ፡ ኣምስጊነ ኣይጸግበክን የ ንከምዚ ዓይነት ዓብን ኩቡርን ስነ ጥበባዊ ኣበርክቶ ንዘለዎም ሰባት ብከምዚ ኣገባብ ምቅራብኪ ክብረት ይሃብኪ ፡ነቦይ ንጉሰ ሃይለ መንሰዓይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየሎም ። ናይ ዘልኣለም ክብሪ ይሰማዓዮም።
@haremecho2215
@haremecho2215 5 жыл бұрын
ኣቦይ ንጉሰ ሃይለ መንስዓይ ብዙሕ ታሪኽ ዘለዎ ብዙሕ ስራሕ ዝሰርሐ ሓያልን ዘይነጽፍ ባሕሪ ጥበብን ኢዩ። ን ኣቦና ስነ-ጥበባዊ ንጉሰ ሃይለ መንስዓይ ወላ ውን ርሕቕ ይበል ካብ ብርኩ እኳ እንተ ዘይወጻእኩ ስጋኡ ወይ ውን ውሉዱ ኢየ። ኣዝየ ዘድንቖ ዓቢ ስነ- ጥበበኛ ኢዩ። ፍረ ብርኩ ንኸይሓቁፍ ግዳይ ዝገበርዎ ስርዓት ህግደፍ ኣምላኽ ይፍደዮም። ወይኒ ሓፍተይ ኣዝየ ኢየ ኣድኒቐኪ ኣብ ልዕሌኺ ዘለኒ ኣድናቖት ክገልጾ ኣዝዩ ኢዩ ዝኸብደኒ ብሓቂ እመንኒ ንዓኺ ዝኸውን ቃላት ካበይ ከምጽኦ። ንስኺ ምስ ዓበይትን ሑቡኣት ስነ-ጥበባውያን ሃገርና ዘላለኽና ዓባይ ሰብ ኢኺ ንዓኽን ን ስነ-ጥበባዊ ኣቦና ንጉሰ ሃይለ መንስዓይን ኣምላኽ ናይ ዕድሜኹም ግዜ ይባርኽ ጸግኡ ድማ የብዝሓልኩም። የቐንየለይ!
@dolphin1482
@dolphin1482 7 жыл бұрын
ኣቶ ንጉሰ ምስዚ ዘለኩም ርኡይ ናይ ጥዕና ጸገም ከምዚ ጥሙር ዛንታ ምዝናታውኩም ኣዚኹም ትድነቑ ኣቦ ኢኹም ኢንሻኣላህ ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም & good job weini keep it up
@mikemikewedi5082
@mikemikewedi5082 7 жыл бұрын
ንክቡር ኣቦና ንጉሰ ሃይለ(መንስዓይ)ዕድመን ጣዕናን ሂቡ ነዚ ክቡር ቃል ክንሰምዕ ዘኽኣለና ፈጣሪ ምስጋና ይኹኖ።
@ባህጊኣለኒ-ቈ5ገ
@ባህጊኣለኒ-ቈ5ገ 7 жыл бұрын
ሰላም ወይኒ እዚ ሰበኣይ ቡዙሕ ታሪኽ ምተዛረበ ግዜ ክትቁጥቢ ክትብሊ ታሪኽ ከይተነግረ ዝሓልፍ ከምዘሎ እዩ ዝስመዓኒ እሞ ዋላ 2 ክፋል ዘይትገብሪዮ። ካብዚ ሰበኣይ ቡዙሕ ምተዛረበ ይመስለኒ
@abdenurnurhussein9249
@abdenurnurhussein9249 7 жыл бұрын
ወይኒ ሐፍተይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ ሐንቲ ሐሳብ ከካፍለኪ አጋይሽኪ መዓስን አበይን ከምተወለዱ ተዝገልፁ ፅብቅ ነይሩ
@nadiat5376
@nadiat5376 7 жыл бұрын
He is not only artist he is also honest and a courageous person.i hope you will give him more chance to speak because he knows a lot.well done weini
@tesfitteklesenbet1200
@tesfitteklesenbet1200 7 жыл бұрын
wow weyni!!! I'm in much tears and nervous, you found a hidden diamond today. we need like this precious history with legendary dad, most time when u meet suddenly such kind of respected people please give them more time we can't find them In all our life. realy proud of him.
@moses3400
@moses3400 7 жыл бұрын
ኣብዚ እነህለካ ቃለ መሕትት *ዕላል* ፡ የቐንየልና ወይኒ ሽኮር ፡ ነያና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፡ ፡ ድሞክራስያዊ ኣሰራርሓ ማተኣ ድማ ኣደፋኒቑና ፡ ነቶም ሕጂ ዘለዉ ድማ እዚ ኣቅኒኡዎም ቕኑዕ መንገዲ ዝሕዙ ይግበሮም ፡ ፡
@fessehamebrahtu1343
@fessehamebrahtu1343 7 жыл бұрын
ወይኒ ከም ሸማ መደብኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ። I am proud of dear sister. keep it up!
@yonasgede7258
@yonasgede7258 2 жыл бұрын
Nice to see you my dear father. He is one of the legends and top professional of the members of MATA I remember him while I was high school student in Addis ababa where I was grownup. I know some of them specially our family were sending us to spend our winter when school closed to Asmara and need us know our culture. vist our grands. Specially what I don't forget was the MATA office and the underground intertainment club every night. In kombeshtato. Sigers:- Alamein abduletif, Teberhe tesfhuney, yemane Barrya, Tewlde Reda, jaber mahmud, Araya belay, atowe brhan Seger. And others
@hawbcha2058
@hawbcha2058 7 жыл бұрын
Thank you weini haftey bflay nay kedem sebat ktemxlna aleki bejaki ezom nay lomy aytemxyom ufff mechenekat eyom kijmrun mkttal knewarxon hade eyu
@michaelmiki6312
@michaelmiki6312 7 жыл бұрын
good job weini
@daniwedimaytemenay3374
@daniwedimaytemenay3374 7 жыл бұрын
weini shkor enkae dhan metsaki shkorina abzia nay hanti like ni weini kea hanti like keybekekna
@mosesfestivalofpoetry-7073
@mosesfestivalofpoetry-7073 7 жыл бұрын
ወይ ተኣምር ደኣ'ባሃል፡ከም ዝብሉዎ ወይኒ ሓፍተይ በብመዓልቱን ሰሙኑን ተከታትልዮ ብዘለኺ መወዳድርቲ ዘይርከቦ ቁምነገራትኪ ብጽሕፈት ክገልሆ ረዚን ኢዩ፡እወ ሎሚ ኸኣ ካብ'ቲ ጸሚኡናን ጸምዩናን ዝነበረ ደበኽታዊ ኣርእስትታትኪ ህርግድም ምባልክን፡ንሕና ካብ ዓመታት ከም ምልማን ኣብ ፈቐዶ ዕላላት ጭንን ንብሎ ዝነበርና ትሕዝቶ ዝሓቖፈ ብዘካየድክዮ መደብ ልበይ ብባህታ ይፍንጫሕ.. ክሓስበኪ ከለኹስ ገለ ማንታ ሓፍቲ እንተትህልወኪ እንታይ ዓይነት መደብ ከተዳልዊ ምኻኣልኪ ብምባለይ ሕሽዅሹዅታ ይስማዓኒ።
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 7 жыл бұрын
ወይኒ ሽኮር ሎሚ ኣዚዪ ኣገዳሲ ስነ ጥበባዊ ሕዝክልና መጺኺ ወይኒ ካብ ልቢ ነመስግነክ ኣጆኹ በርትዕልና ቅጭን ሓፍተይ ኣሰይ ኣሰይ መቀረት ፍትውቱው
@tsegagebrezgi4623
@tsegagebrezgi4623 7 жыл бұрын
ወይኒ ሐፍተይ ከም ሎም አዅጉሥክና ኢኪ የቀንየለና ነአቦና ንጉሠ ንጉሥ ንሐገረ ተትኮኑ አይመፀላአኩን ነዊሕ ዕድመን ጥእናን ይምነየልኩም ንአኩም ብምርአየይ አድለኛ አየ!!!!!!
@kesetefitwi2677
@kesetefitwi2677 7 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ l like it really, keep it up!!! ወይኒ ኣቶ ንጉሰ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃኩም thank u.
@ቢቶወደድአብርሃብዓልመትከ
@ቢቶወደድአብርሃብዓልመትከ 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓፍትና መደብኪ ከም ነቢት እንዳ መቀረ ከደ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዮ
@jojob3794
@jojob3794 7 жыл бұрын
I really thank you weini for your lovely show and inviting those hidden well known father and hero nugusse haile Menseay. Wish you all the best!!
@mulugetaluel8026
@mulugetaluel8026 7 жыл бұрын
ወይኒ ሺኮር ብጣሚ ደስ ዝብል ቢ ኣቦና ስነትበባዊ ኣቶ ንጉሰ ጥኡም ዛንታ ስለ ዘስማክና ብልቢ ኢየ ዘመስግነኪ
@abrahamtsehaye5279
@abrahamtsehaye5279 7 жыл бұрын
ወይኒ ብታዕሚ ጽቡቕ መደብ ኢኺ ተቕርቢ ብፍላይ ናይ ሎሚ ክኣኣዝዩ ፍሉይ እዩ ብሓጺሩ በዓል ኣቶ ኑግሰ ገንጺልካ ዘይውዳእ መጽሓፍቲ እዮም ስለዚ please please ስፍሕ ዝበለ ግዜ ሂብኪ ተዓዘብትኺ ክተዕግቢ ተስፍ ይገብር.
@emalove7220
@emalove7220 7 жыл бұрын
Nay behaki xbuk srah weyni Tarik kemen kmuhuruna sele zqolu agedasi eye neabeyti ab medebki ktesatfyom kemzi nay lemi thanksss❤️
@ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ
@ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓብተይ ይቕሬታ ድኣንበር ኣቶ እንተ ኢልክዮም እቲ ዘረባኺ ብኸምኡ ብናይ ኣኽብሮት እዩ ክውዳእ ዘለዎ እንበር እንበር ኣቶ እንዳ በልካ መሊስካ ፡ ከምዚ ጌርካ ከምዚ ኢልካ ከምዚ ሰሪሕካ ፡ ኣይብሃልን'ዩ፡ ኣቶ እንተኢልክዮ፡ ከምዚ ጌርኩም ፡ ከምዚ ሰሪሕኩም ፡ ከምዚ ኢልኩም ኢኺ ክትብልዮም ዘለኪ፡ ማለት እዩ ይቕሬታ ግን ኣቕሪበ እየ.
@menbaraydegemeneu7087
@menbaraydegemeneu7087 7 жыл бұрын
[Amine Security youtube] kkkkkkk tawet
@ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ
@ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ 7 жыл бұрын
bereket kesete , ትግርኛ ኸምዚ ጌርና ነንሕድሒድና ተዘይ ተተሓሒዝና እቲ ቃንቃ ስርዓት ዘይብሉ ኣዘራርባ ናይ ኣገባቡ እዩ ዘጥፍእ ስለዚ ኣብ ከምዚ ምቕላብ ብጣዕሚ እዩ ጽቡቕ ኢለ ይሓስብ ፡thanks awet yehabka bro.
@menbaraydegemeneu7087
@menbaraydegemeneu7087 7 жыл бұрын
[Amine Security youtube] xbuk alka zhawey
@ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ
@ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ 7 жыл бұрын
bereket kesete ,see you next time in youtube
@tekieyakob7446
@tekieyakob7446 7 жыл бұрын
bereket kesete
@kakau-lo2wu
@kakau-lo2wu 7 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣገዳስን ዓቢ መምህሪን ሕዝክልና ቀሪብኪ ወይኒ ሽኮር
@salvato7665
@salvato7665 5 жыл бұрын
ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ወይኒ ድማ ንፍዕቲ ሓቲትኪ ከምዚዮም አይነት ሰባት ኢኪ አናዲኪ ተቅርብልና ዞም ሀተውተዝብሉ ኒዮ በልዮም ሶሪ
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 7 жыл бұрын
ሃገር ዳእ ማእለያ ዘይብሎም ምሁራትን ፈላጣትን እንድያ ከሲራ ሳላ ወዲ ኣፎም።ወይኒ ሓፍትና ቀጽልዮ ብፍላይ ሀዝብና ዘይፈልጦም መንግስቲ ክሒዱ ዓፊኑ ኣብ ፈቀዶ ሃገራት ምስ ዚ ሓድሽ ወለዶ ከይፋለጡ ዝገበሮም ኣብዚ መደብኪ ኣቅርብልና።ዕድመን ጥዕናን ከኣ ንኣቦና።
@danlolo6711
@danlolo6711 7 жыл бұрын
Wawww Btami des zbelu Sebay Enkae nzom Sebay admkiyu
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 7 жыл бұрын
To day for the first time i have heard the best n the most of your show n enjoyed !!What eloquent, gentle man is he ?? No word to describe him !!! Dear, presenter we need such intelctuals to learn from . Miss presenter pls try not to come with average artists, Do not see famousity comerciality as a reason for interview . Bcs i have never heard of this gentle man but his flow of ideas knowlege is impressive compered to all orthers whome you had interviewed..in the past.
@bahabelommengesha5553
@bahabelommengesha5553 7 жыл бұрын
really interesting He is not only like a book but like a very big library. thanks weini
@amanuelgebremeskel594
@amanuelgebremeskel594 7 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ክብርቲ ሃፍትና ወይኒ ነዞም ኣብዪ ስነተበበና ኣቦና ዘክረብክልና።ኣቦና ከኣ ደርፊ ዘይኮነስ መዝሙር ኮይኑ አዩ ዝስማኒ ከም ናይ ኣምላክ መዝሙር ለባም ኣቦ አኩም ንፍክሪ ዝዘመርኩም ናኩም የማስለና።
@ghebrukidane5564
@ghebrukidane5564 7 жыл бұрын
Bitaemi tsubuk des zbil eyu gin haxru mara Thanks you weyni
@ፍቅሪሕሱም
@ፍቅሪሕሱም 7 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ። 1•ሕቶ ኣለኒ፥ሕብረተሰብ መንሰዕ ተዘረብቲ ትግረ ኢዮም'ሞ ትግርጘ ኣበይ ተማህሮም? 2•ብትግረ'ከ ግጥሚ ገጠሞም ንደርፊ ዝበቀዐ ኣሎ'ዶ? ኣብ ካልኣይ ክፍል ሕተትለይ፥ ይቅንየለይ።
@peace9923
@peace9923 7 жыл бұрын
weini für mich bist du Moderatorin Nr. 1 Tegadalay Nuguse Idmen Tinan yihabka
@ንዘልኣለምለምለም
@ንዘልኣለምለምለም 7 жыл бұрын
እዛ ጋዜጠኛ ጎርዞ ኩሉ ነገራታ ደስ ቃሕ ይብለካ ... ኣካድናኣ ግን ኣይግድን ግዛዓ ከይረአ ይኽደነና ::
@aronabraham7507
@aronabraham7507 7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወይኒ ታሪክ
@tsgabangesom5715
@tsgabangesom5715 7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ፡ ግን ምስ ሓተትክዮም ምሉእ ንክምልሱ ዕድል ሃብዮም፡ ማለት ከይወድኡ ኣይትቅርጽዮም ኢኪ።
@dayanwerasi7969
@dayanwerasi7969 7 жыл бұрын
Amazing Eritrean legend. I am very proud of him. Weini Suleiman, you are super too. thanx
@amanandebrhan7571
@amanandebrhan7571 7 жыл бұрын
I am very glad to hear this lovely story and I would like to wish full health and long life for both of you and I can't wait to see part two. Thank you weynie .
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 7 жыл бұрын
Eway Weni Haftey Thank you, Entay Emo Ezi Kulu Halifu, Gen Sbina Aykeberen Ab Hageru. Love Love Love to My Eritreans
@yonia2641
@yonia2641 7 жыл бұрын
Great guest invited! There are many untold legendary stories yet to be told.
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 7 жыл бұрын
Welcome to the Weini Show ato Nuguse and thanks Weini for putting my sensible comment into account. Hat off to ato Naz Yemane as well, a wedi Jebha Abay like yourself. He is the first one who introduced us with many veteran artists on his radio awhile ago, whom most of us knew through their ageless aweet songs. I was one of the first commentators to suggest anyone who has notable contribution for the development of the Eritrean art should be invited to your highly rated show, no matter their angelic record of association or not very so, as long they believe on the Eritrean honorable values. As the Western films actor Client Eastwood would say 'make it my day' or our own Fihira, one of the Sahel stars - Hiji Hrm Kone. I sincerely hope this is only the begging of more to come. I think when you have neutral ground, it helps in creating central gravity for more diverse audiences, the Meskerem.nt's commendable approach.
@dontafraidexceptfirgod7374
@dontafraidexceptfirgod7374 7 жыл бұрын
ዓቢ ኣቦ ስነ ጥበብ የቀንየልና
@habtomgebrehiwet3697
@habtomgebrehiwet3697 7 жыл бұрын
ናይ ባሃቂ ኣንበሳ ኪ! ክገልጸኪ ኣይ ከእልን የ!!!!,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,!,,,,,,,,,,
@yohanakiflay247
@yohanakiflay247 7 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጵቡቅ መደብ ኣቅርብኪ ጎቦዝ ቀጵልዮ
@musieabraham2062
@musieabraham2062 7 жыл бұрын
nay bihaki ajoki weyni sister alewu zeyteberberu jeganu abotat awixiyom dea BRAVO...........
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 7 жыл бұрын
ASLAMAY KUSTANAY WEDI KOLA DEGA NIMIKEIR TSELAE AYTHABO WAGA, Abizi Ewan DIMA Nezom Bal Fsahazen do Wala Agazan do ZIBLU KIWIGEDU ALOWOM KEB HIZIBINA. HADINETINA FKIRIN EGZABIHAR YEDELDLENA Amen
@seareteklay2720
@seareteklay2720 7 жыл бұрын
ወይኒ ሽኮር with full of wisdom ኣንበሲት ኣጆኪ ንፈኢ።
@habtomdebesay9102
@habtomdebesay9102 7 жыл бұрын
waww nice thank you legendary father! !!
@ፍቅሪእዩመክሰበይወዲሃይለ
@ፍቅሪእዩመክሰበይወዲሃይለ 7 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ኣለኪ ብፍላይ ነዘም ህግደፍ ታሪኮም ዘደብዘዞም ኣብነታውያን ስነጥበበኛታት ሃገርና ኣብ መደብኪ ዓዲምኪ ተመክሮኦም ነዚ ዘሎ ወለዶ ከካፍሉን ኣብ ናይ ሃገርና ስነጥበብ ዝነበረም ኣብርክቶ ምስ ህዝብም ከተፋልጥን እላበው ብዝተርፈ ግን ዓይኒ ሓፋር ኣይትኩኒ ውይኒ ሽኮር ሚድያ ንሓፋርት ኣይትከውንን እያ፡፡
@jewharamohamed2109
@jewharamohamed2109 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ኩቡር አብነታዊ ዓቢሓወይ ብጻየይ ⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️👏👏👏👏🙂🙂👏🍀🍀🍀🍀♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉
@nuguseseile6021
@nuguseseile6021 7 жыл бұрын
ብታአሚ ጽቡክ ታሪክ ሂዝኪልና መጺኪ ወይኒ ፡ አዚ ሰብኣይ ግን ቡዚህ ዚአለል ኣለዎ ፡ ወይኒ ኩሩብ ቲህዊኪዮ ኣለኪ ፡ ኪዛረብ ኢዲል ሃቢዮ፡ ኣብ ከጻሊ ብዝበለጸ ከተኪርብልና ተስፋ ይገቢር ፨ ኒ ኣቦና ንጉስ ጊን big like
@habentesfaslasie570
@habentesfaslasie570 7 жыл бұрын
ወይኒ ሽኮር ናይ ብሓቂ ዓብዪ ኣቦ ኣምጺእልና ይቀንየልና ካልኣይ ክፋል ክንጽበ አና
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓብተይ ግዜ ተሕጽርዮ ኣለኺ " ካልእ መደባትኪ ዝወጾ የብሉን ኣጆኺ ቀጽልዮ።
@yosefdawit7928
@yosefdawit7928 7 жыл бұрын
abshir wedi hayget ,wed mismar midirrrr abshirrr. I am glad and proud of you .
@Insight-n1j
@Insight-n1j 7 жыл бұрын
እንቆዕ በሰላም መጻኺ ወይኒ ሽኾር
@hntsabrhane6985
@hntsabrhane6985 7 жыл бұрын
btami des zebel medab 100/100 ydnkeki kexlyo weyni 👌👌👍👍👌👍kab des meal zakl ane ko haxiratni ab kexali bkale medab knrakeb yxbe
@በሃርበረከትመንግስታኣብ
@በሃርበረከትመንግስታኣብ 7 жыл бұрын
ወይነይ ሽኮር የቀንየልና። ግን ናይ ኣክብሮት ቃላት ተጠቀሚ።
@tedrostesfaslassie586
@tedrostesfaslassie586 7 жыл бұрын
ብመጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣብ ስራሕኪ' ውን ዓወት ወይኒ ሓፍተይ ማለት በዚ ተቕርቢዮ ዘለኪ ዕጉብ እካ እንተኮንኩ ከም በዓል ኣቦና ንጉሰ ግን ከም' ቲ ዝበልኪዮ መጽሓፍ ስለ ዝኮኑ ተነቢቦም ስለ ዘይውድኡ ከም በዓል ኣቦና ንጉሰ 'ውን ቡዙሓት ስለ ዘለዉ ብዓቅምኪ ከተቕርብልና ነዚ ናይ ሕጂ ወለዶ 'ውን መጽሓፍ ስለ ዝኮኑ ነንብቦም እሞ ካብኦም ከምቲ ኣቦታትና ዝምስልዎ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ንውሰደሎም ወይኒ ሓፍተይ ንዓኪ ከኣ ቡዙሕ የመስግነኪ
@piratebc-ge1iq
@piratebc-ge1iq 7 жыл бұрын
mr. mens'ai what a humble, funny gentle man.
@Biniamm
@Biniamm 7 жыл бұрын
ቢፈለማ ወይኒ ነዚ ደጋጊምካ ኪትሰሞዖ ዝደፋፍኣካ ዕላል ምክራብኪ ከይመስገንኩኺ ኪሓሊፍ ኣይደልይን ኢየ፡፡ ን ኩቡር ኣቶ ኑጉሰ ሃይለ መንሳዕ ነቲ ወርቃዊ ስርሓቱ ምስናይ ኣኽብሮትን ድማ ደጊመ ደጋጊመ ምስጋና ይኹኖ ፡ኢቲ ዘግርመኒ ነገር ግዜ ሙቅጻር ስርሑ ኣይካሪጽን ኢዩ ዉሑሉል ስራሕ ኪኣ ከይተዘክረ ኣይሓሊፊን ኢዩ፡፡
@radioharnnet9713
@radioharnnet9713 7 жыл бұрын
ኣነ ብዙሕ ክብል ምደለኹ ንክቡር ሓርበኛ ንጉሰ ሃይለ መንስዓይ ን ንኽብርቲ ወይኒ ኣቅራቢት መደብን ብምምስጋን ተሳትፎይ ከካፊል ክብሪ ይስመዓኒ
@tedroskebede7760
@tedroskebede7760 7 жыл бұрын
btaemi znad srah weyni. Thank you very much .keep it up!!
@sariigallasantishnanSOM
@sariigallasantishnanSOM 7 жыл бұрын
ዋይኒ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል።
@joehatu7130
@joehatu7130 7 жыл бұрын
Wenie, you are very good journalist, and I respect that but let the guests finish their thoughts and ideas... you seem like you are rushing them before they finish their sentences... don't rush to ask, let them finish first...tnx
@fisahahagos1508
@fisahahagos1508 7 жыл бұрын
I wrote her many times about this behave , please Weini you have a disturbing interference when they talking . Even when you say ,, yes like laugh while they talking. Very disturbing and disturbing. Again Weini your program is very important but you have many things to learn on how to interview people.
@robelpaulos7992
@robelpaulos7992 7 жыл бұрын
ክብሪን ምስጋናን ንኣባ ኣጎስጢኖስ ተድላ ፡ብዙሓት ከም ኣቦይ ንጉሰ ስለዘፍረዩ።
@gabriel82030
@gabriel82030 7 жыл бұрын
Weini! Qedamay qfal mis sinne tibebenga Nigusse Haile Mensa'ay mkwanu eyu: qedamay kfal elkum gn ayhberkumn:: Tezengiae!
@mulugetaembaye2151
@mulugetaembaye2151 6 жыл бұрын
Ah heji dem getemi lagesi kokenu more love baba Negussie
@maedottv8745
@maedottv8745 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓብትና መደብኪ ኣዝዩ ደስ ዝብል እዩ ግን ኣይትሓዝለይ ድኣ እምበር ኣብ ሕቶታትኪ ኣዚኺ ትህወኺ ኮንኪ please ኣመሓይሽዮ።
@tilabtokin3582
@tilabtokin3582 7 жыл бұрын
ንነዊሕ እዋን ተጸብናዮም እና ኣቦና መንሳዓታይ ኢት ዝደልዮ ዝነበርኩ ድማ ኣብ ሞንጎ ጀብሃን ሻዕብያን ዝነበረ ሕልኽላኽ ክሳብ ሕጂ ስለዘይበረሃልና ከተብርሁልና ብምኻልኩም ብጣዕሚ የመስግነኩም እት ሓቂ ይወጽ ኣሎ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኸኣ ቁኑዕ ውዱብ ከምዝነበረ ካብ ቓልኩም ክኣሚን ክኢለ ኣለኹ ንሙኻኑ ውን ንስኹምን ከማኹምን ዝነበርኩማ ጀብሃ ከመይ እላ እያ ጉጉይ መንገድ ክትኸይዲ እት ሰብ ምክፋእ ኣመል ዝኾኖም ሻዕብያ ደኣ ምስ ህዝቢ ኣጻልኦማ ደኣ እምበር በዝ ኣጋጣሚ የቀንየልና ይብለኩም ኣቦና መምህር ንጉሰ ዕድመን ጣዕናን ይሃብኩም
@jaki9653
@jaki9653 7 жыл бұрын
wow tnx weini haftna nay behaki abi metshaf hizklna mesiki.
@abrhamhabtu6259
@abrhamhabtu6259 7 жыл бұрын
Btami xibok medeb Weini.zeynfelto zneberna gin abuy aborkito zelewom abo amxklina thanks more.
@habtomghebr2814
@habtomghebr2814 7 жыл бұрын
wawww kabmeten nlali tuam zereba keyteredetni tewedia bejeki qltifki part 2 bhaqewta knxbeyaena.nakikea abmulue srahki awet ymneyelki
@merwieritrawiauchethiopawi698
@merwieritrawiauchethiopawi698 7 жыл бұрын
weyni shukor bitami eye zedniqeki bejaki kemzieom abeyti abotatna amixi kindey seb tarik endiya da zela baba nugse jigna admen tianan ymineyelka ❤
@goytomtewelde6749
@goytomtewelde6749 7 жыл бұрын
waww weni haftna nay bhaki xbuk kmziom abeyti sebat ketekrbi bzyada des yblena ajoki kxlyo weni haftna
@bebeihabibi5467
@bebeihabibi5467 7 жыл бұрын
ወይኒ ጽቡቕ ስራሕ፡ እንተኮነ ሕቶታትኪ ቅርጡው ግበዮ
@binisolo6241
@binisolo6241 7 жыл бұрын
nai bhaki des zbil medeb weyni.bravo sis keep it up👏👏👏👏👏
@filmonmengs5116
@filmonmengs5116 7 жыл бұрын
Nic job weini tsibuq medeb nay bhaqi gedim derasi tegedalay qetsilyo
@laveforever6315
@laveforever6315 7 жыл бұрын
ሰላም ንዓኪ ወይኒ ብምቅጻል ገለ ሪኢቶ ክህበኪ መጀመርያ ኣቶ ትብሊ ጸኒሕኪ ድማ ንስኻ ካልእ ድማ ብጣዕሚ ትህወኺ እቲ ሓሳቡ ኣወድእዮ ብዓቢኡ ድማ ኣይትቀድምዮ ምናልባት ንስኪ ደጊምኪ ስምዕዮ
@wediokube4541
@wediokube4541 7 жыл бұрын
ወይኒ ክትድነቂ ዝግበኣኪ ሰብ ኢኪ ኣጆኪ በርትዒ
@Sollgeresas
@Sollgeresas 7 жыл бұрын
I can't wait weini haftna kemakis yelen azie ye zednikeki
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 12 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 54 МЛН
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 38 МЛН
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
Ariyam (Eritrean Music)
5:33
Thomas Alazar
Рет қаралды 425 М.
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 12 МЛН