መደብ ከብሒ ታሪኽ - ኢድ ወዲ ምነይ- DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

  Рет қаралды 13,942

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

Күн бұрын

መደብ ከብሒ ታሪኽ - ኢድ ወዲ ምነይ- DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Пікірлер: 30
@tsegaandemicael711
@tsegaandemicael711 3 жыл бұрын
Deky Erey jeganu men emo kemakum abza alem serahti kia ✊✊✊🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷🐅
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 3 жыл бұрын
መርሓባ ሰላም ደቂይ ኤረይ ጀጋኑው
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 3 жыл бұрын
Merhaba deqe erey Jeganu 🇪🇷❤✊
@mareifresgi1536
@mareifresgi1536 3 жыл бұрын
ዓዲ ጀጋኑ ኣበተይ
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 3 жыл бұрын
Merhaba deki eri jeganu
@samsomgrmay4671
@samsomgrmay4671 3 жыл бұрын
Anes kemzi aynet tarik kifetu aeruktey filmitat kiketatelu ane ka nezi yrie beqa fluy aynet simiet U zfetreley
@dawittekle-w7d
@dawittekle-w7d Жыл бұрын
ahee zalelmawe zekeri nesweatina🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ambestesfai9246
@ambestesfai9246 3 жыл бұрын
ንዓበይቲ ኣሕዋትና ንብዓል ሳሚኤል ሙኑይ ጀጋኑ ትብልዎም። ነቶም ደቀምን ቤተስቦምን ክኣ ዓጋመ ትብሉና ንሕና ታሪክ ናይ ዓበይቲ ኣሕዋትና ካብ ዝደቀቀ ክሳብ ዝዓበየ ንፍልጦ ኢና ክሳብ ሕጂ ድኣ እንታይ ተደልዩ ከይዘርጋሕክሞ ን30 ዓመት ዝኣክል ሓቢእክሞ ተፋሊጥና ኢና ጹቡቅ ገርና
@ምኪኤለ
@ምኪኤለ 3 жыл бұрын
እዚ ኢዮ እቲ ታሪኽ ናይ ኤርትራ እሞኒ ንፍሎጦ
@gerrywelde3753
@gerrywelde3753 3 жыл бұрын
Kem hawaryat n Hager tewefyom🇪🇷🎄🎆🎁✌️ Ezom bhagern bhaleftn zelagtsu zelewu ab ztefelaleya media tat ms tegaru coinom ms mentay ykutseru? Nfetarim kem yuhuda kihidom yiom
@brhaneteweldemedhin5302
@brhaneteweldemedhin5302 3 жыл бұрын
Korakur agame ybehalu
@aradomrobel5030
@aradomrobel5030 3 жыл бұрын
ዘይተዘንተወ እምበር ዘይተፈጸን ዘይተስርሐን ታርኽሲ የለን ኣብ ታርኽ ኤርትራ
@tedvisions1467
@tedvisions1467 3 жыл бұрын
🌹🇪🇷 ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ'ዩ ዝውረስ 🇪🇷🌹
@ambestesfai9246
@ambestesfai9246 3 жыл бұрын
ሳሚኤል ሙኑይ ሓደ ጅግና ኣብ ማእከል ኣከለ- ጉዛይ ደርዓ እትብሃል ወይ ብ'ዓረት ብረት ተባሂሉ ዝፍለጥ ዓዲ እዩ ዝተወልደ እንታይ እሞ ንኣቦታትና ንዓበይቲ ኣሕዋትናን ጀጋኑ ትብልዎም ንደቆምን ኣዝማደምን ክኣ ዓጋመ ትብሉና ምሳካትኩም ብዙሕ ጸብጻብ እዩ ዘለና ን30 ዓመት ከዊልኩሞ ብምጽናሕ ሕጂ ኪናት ምስጸንከረኩም ከም ሞጎስጎሲ ትጥቀምሉ ኣለኩን ኣንቱም ኣጋኒንቲ ሕጂ ኣብ መጻወድያ ኣቲኩም እኩም ኢናዓል ሸይጣውንቲ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
ሓቅኻ ኣለኻ እዚ ሓወይ ግን ሕጂስ ጽቡቕ ገይርና ተፋሊጥና ስለዝኾንና ጸገምና ተወዲኡ እዩ
@sahleamanuel9435
@sahleamanuel9435 3 жыл бұрын
akerariba gele aynet aron nebsi
@MoneyHunter-st2gv
@MoneyHunter-st2gv 3 жыл бұрын
እንቓዕ ደሓን መጻኹም
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 3 жыл бұрын
Ayewe jeganu eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷👍👍🐪🐪🇪🇷
@ambesajrsemere3466
@ambesajrsemere3466 3 жыл бұрын
Gedli gedel. Eko elomo.
@wina3608
@wina3608 3 жыл бұрын
ኣየ ጅግንነት !! እዚ ዝኸፈለት ሃገር መዐንደሪ ዉልቀ መላኺ ኮይና ክትተርፍ'ሲ ? ? ? ? ? ?
@lanejohnson2490
@lanejohnson2490 3 жыл бұрын
2#
@gerrywelde3753
@gerrywelde3753 3 жыл бұрын
🎄🇪🇷🎄🇪🇷🎄🇪🇷🎄💝🎁✌️
@gerrywelde3753
@gerrywelde3753 3 жыл бұрын
Hello Sons Eritrea Hero of Africa we are proud of you. we love you. We miss you so much for your kindness and amazing story 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎄🎄🎄✌️
@habtomtekle5391
@habtomtekle5391 3 жыл бұрын
ኣየ ህግደፍ ናይ ባዓል ሳሚኤል ሙኑይ ዘርኡ *ወዲ ሙኑይ* ደርዓ ዓረት ኣብ ክሳድ ዓዲ-ሽሩም ዝሰርሕዎ ንሉእላውነት ሃገርን ህዝብን ዝወሰድዎ ተባዕ ስጉምቲ ታሪኾም ተደምሲሱ መንበሪ ህዝቢ ዘይኮነትስ መንበሪ ውልቀ መላኽን ሰዓብቱን ኮይና ብዘይ ውላድ ምእንቲ ናጽነት ዝኸፈልዎ መስዋእቲ ስድርምኦ ኣይቐሰኑ ናይ መንፈስ ደቆም ኣይቀሰኑ ኣብ ፈቐዶ ስደት ይነብሩ ኣለዉ እዚ ታሪኽ ሕጂ ምዝርግሑ ግን ንምንታይ ዕላማ ኢዩ ወለዱ ነብስሄር ኣቶ ሙኑይ ዘርኡ ምስ ብዓልቲ ቤቶም ወይዘሮ ፍቓዱ ብስዉእ እምበር ማዕረ ክንድዚ ታሪኽ ሰሪሑ ከም ዝሓለፈ ኣፍልጦ ይብሎምን ምኽንያቱ ሕጂ ድሕሪ 30 ዓመት ኢዩ ዝዝንቶ ዘሎ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ንምምስራት ዝተሰርሐ ቕያ መዐንደሪ ኢሰያስን ብጾቱን ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ ኩሉ ታሪኽ ተደምሲሲ ዘይ ከም ታሪኾምን ቅይኦምን ረኺቦም ስውኣትና ሕጂ ምዝርግሑ ግን ካልእ ጠንቒ ከይሃለዎ ኣይተርፍን ኢዩ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
እቲ ታሪኽ ጅግንነትኳ ካብቲ ንስኻትኩም ትገልጽዎ ዘለኹም ንላዕሊ እኳ እንተኾነ: እዚ ኹሉ ቃልሲን መስዋእትን ንምንታይ እዩ ነይሩ? ኢልካ ምሕሳብ ግድነት እዩ:: ሓደ ንኹሉኹም ዝጸልኣኩምን ዝንዕቐኩም ኢሳያስ ዝብሃል ውዱቕ ኢትዮጵያዊ ነታ ዝተጋደልኩሙላ ሃገርን ህዝብን ከም ዉልቃዊ ጥሪቱ ገይሩ ንኽሸጠኩምን ክልዉጠኩምን ተባሂሉ ኣይነበረን እሞ ሕጂስ ኣብ ዘለዎ ኸይድኩም ድኣ ኣቃብጽዎ:: ካብ ደርጊ ንላዕሊ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ልጅ ኢሳያስ ኣፈወርቂ እዩ::
@meron5519
@meron5519 3 жыл бұрын
ንምንታይ ኢዩ ኔሩ እቲ ጅግንነት ግን ንምንጋስ ውልቀ ሰባት ። ምንም ለውጢ ኣርኣናን ናይ ግዳም ገዛኢ ወጽዩ ና ውሽጢ ጨዃኒ ኣትዩ etc.....
@joesahel5399
@joesahel5399 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ሓሊፎም ወኻሩ ተሪፎም ፡ንመንዩ ኢዚ ኹሉ ሂወት ሓሊፉ ንኢሰያስ ንምንጋስ ነዚ ሰይጣን።ጅግናን ምሁርን ጠፊኡ(ሰዊርዎም) ሕማቕን ደንቐሮን ከም ከብቲ ዝእለዩ ተሪፎም፡አብ መዳ ከለዉውን መዓስ ይዋግኡ ነይሮም ደይ ነዚ ሕጂ ዘሎ ጽልማት ሂወት
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
Hungry FAM
Рет қаралды 50 МЛН
Electric Flying Bird with Hanging Wire Automatic for Ceiling Parrot
00:15
The Joker wanted to stand at the front, but unexpectedly was beaten up by Officer Rabbit
00:12
Teaching a Toddler Household Habits: Diaper Disposal & Potty Training #shorts
00:16
ERi-TV - ሳይዳ:መስዋእቲ ደቅ-ኣንስትዮ ብእዋን ቃልሲ
28:35
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 49 М.
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
Hungry FAM
Рет қаралды 50 МЛН