መደብ ምግላጽ ሓቂ ተገዲስኩም ስምዕዋ!

  Рет қаралды 12,442

Godolyas Tube ( ሥልጣን ከሠተ

Godolyas Tube ( ሥልጣን ከሠተ

Күн бұрын

Пікірлер: 144
@ambasajrghirmay1662
@ambasajrghirmay1662 15 күн бұрын
አሕዋተይ ቃላት ካብ ምውርዋር ተቖጠቡ አይጠቅምን ብመጽሓፍ እውን ክልኩል እዩ ካልእ ክብሎ ዝደሊ 1 / ሃይማኖት ሕብሪ አይፈልን። 2/ቋንቋ አይፈልን 3/ሃገር አይፈልን 4/ዶብ የብሉን 5/አብ ናይ ሃገርካ ኦርቶደክስ አይተጠመቕካን ወይ አይቖረብካን ዝብል ጽሑፍ የለን ። አምላኽ እውን ደረት አይገበረልናን በታ ጽሕፍቲ ንዝኸይድ ግን ኩልና ሓደ ኢና ብፍላይ ግብጽን ኢትዮጵያን ሶርያን በቲ አነ ዝፈልጦ ዝኽልክለና የለን ህዝቢ አይተጋግዩ ናብዝቐረቦ ናይ ኦርቶደክስ ቤ/ክርስትያን ከይዱ ይጠመቕ ይቊረብ ድቊና ይውሰድ ክህነት ይውሰድ መጽሓፍ አይኽልክሎን ንጹህ ጥራሕ ይኹን መናእሰይና አይተጥፉኡልና ህጻውንትና አይተጋግዩልና።
@TensiuNfekri-u3s
@TensiuNfekri-u3s 14 күн бұрын
ክብር ሓወይ ምስ ግብጺ ይኹን ምስ ሶርያ ፍልልይ ኣለና ኣይበልና ወይ ናብኡ ኣይትኺድ ኣይበልና ናይ ኤርትራ ኦርተደክስ በተክርስትያ ኣብቲ ከባቢ ዘየለ እንተኮይኑ ክኸይድ ይክእል ኢዩ። እንተ ናይ ኤርትራ ብቅዱስ ሲኖዶስ ዝምራሕ በተክርስትያ እንተሃሊዩ ግን ስለምንታይ ንዑኡ ገዲፍና ንኸይድ ንብል ኣለና።
@SmileAlways-j5o
@SmileAlways-j5o 15 күн бұрын
ኣነስ ብጣዕሚ ፈሪሐ፡ ኩሉ ነገር ድንግርግር ኢሉኒ። ሓራምዝ ክበኣሱ ሳዕሪ ይህሰ፡ ምእመናን ጥራይ ኢና ንብደል ዘለና።
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 14 күн бұрын
❤❤❤❤ ጻዕዳ ብጻዕዳ ስልጣን ሓውና ኣጆኻ እቲ ካብ ኣምላኽ ትረኽቦ መረኽት ይበልጽ። ንሃዋርያ ጳውሎስ ውን መናፍቕ ኢሎሞዮም።❤❤❤❤
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 15 күн бұрын
Thank you kubur hawna. Izi 60 qoleu zmhr mezemran si memhrna aygbero, mesakin qoleu. Inda xolol Media mskede tray ukul iyu intay aynet seb mkuanu. Hijis neqihna ina. Nska gn qexlo kubur hawey❤❤❤
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 15 күн бұрын
ቓለ ሂወት የስምዓልና ፍቁር ሓውና ስልታን እግዚኣብሄር ጽጉኡ የብዘሓልካ❤❤❤እዚኦም ተስፋ ዝብሃል የብሎምን ኣብ ስርዓት ኤርትራ ጢሒሎም እዮም ። እግዚኣቢሄር ዓይነ ልበንኦም ይክፈተሎም ❤
@FHaile-yf4ub
@FHaile-yf4ub 15 күн бұрын
Very valuable program. I appreciate your analysis and respecting our Abotatna specially BISHOP Mekarios. Thank you for sharing your knowledge about our important orthodox religion. God bless you and your service.🙏🏽Liked the video.
@Kidane16mhret
@Kidane16mhret 15 күн бұрын
ሓንቲ ሕቶ ኔራትኒ ስልጣን ሓወይ ተገዲስካ ክትምልሰለይ ካኣ ብትሕትና ይሓትትን ይጽበን፡ ሕቶይ እዚ ነዚ ህዝቢ ንጹር ዘይኮነሉ ሓደ ነገር ኣሎ ንሱ ካኣ ኣቡነ መቃርስ ምስ ደቆም ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣካይዳ ከም ዝኸዱን ከም ዝተመልሱን ወጽዮም ይቅሬታ ሓቲቶም ዘይምዝራቦም፡ ወይ ውን ኢተርቪው ተጌርሎም ናይ ህዝቢ ሕቶ ተዝምልሱን እቲ ህዝቢ ምቐሰነን ካብ ምጥርጣር ካኣ ምወጸን፡ንምሳሌ ቅዱስ ወብጹእ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣቦና ጸሎቶም ይሕደረና🙏ክሳብ ሕጂ ዒሕ ዘብለናን ዘዛርበናን ዘሎ ፊት ንፊት ምስቶም መናፍቕ ዝበልዎም ዘይምዝርራቦም ኢዩ ህዝቢ ተጋጃጂሉ ልቡ ጠፊእዎ ዘሎ፡ ሕቶና ነቶም መናፍቕ ኢዮም ዝበልዎም ኣቦታት ንቅዱስ ወብጹእ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ማለት ኢዩ ኣብ ቅድሚኦም መናፍቕ ኢኹም ዘይትብልዎም ዝምልሱልኩም ክንሰምዕ መናፍቕ ተኾይኖም ንዓኹም ክንክተል ኣነስ ኣይኮንኩን ተይሎም ካኣ መርተዖ ተቕርቡሎም ተዘይብልኩም ካኣ ይቕሬታ ትሓቱ ንብሎም ዘለና፡ ስለዚ እዚኣ ካኣ ኣቡነ መቃርስ ምስ ደቆም ወጽዮም ግልጺ ተዝገብርዋ ጽቡቕ ኔሩ እቲ ህዝቢ ውን መዕረፈ። ሰላምታይ ካኣ ኣይረሳዕኹን እታ ሕቶይ ክትረአ ኢለ ኢየ ሰላምታ ብድሕሪት ጌረዮ ክብረት ይሃበለይ፡ ሓደራ ግን ተገዲስካ መልሰለይ እቲ ምኽንያት ወጽዮም ዘይምዝራቦም ኣቡነ መቃርስ ማለት ኢዩ።
@wedifinhas1071
@wedifinhas1071 15 күн бұрын
Hawey Abune Mekariyos Ortodox Eyom Caz Ane Sebuk Geyre Slezifelitom
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 15 күн бұрын
ፍቑር ስልጣን ሓውና ብድጋመ ቓለ ሂወት የስመዓልና ❤❤❤ ንቤቴ ክርስትያና ከኣ እግዚኣብሄር ብጸጉኡ ይብጸሓያ❤⛪
@TkTk-n7g
@TkTk-n7g 15 күн бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋኡ የብዘሐልኻ ❤🎉❤
@slamhlkjjj930
@slamhlkjjj930 15 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና እግዛኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዛሐልካ ኩብር መምህርና አሜን አሜን አሜን ⛪⛪⛪✝️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 14 күн бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዓና ፀግኡ የብዘሓልካ 🙏♥️
@MehariWeldihwet-x5n
@MehariWeldihwet-x5n 14 күн бұрын
ምስጋና ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ይኹኖ ክቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዐልና
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 15 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝአቢሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏
@genetdesta76
@genetdesta76 15 күн бұрын
Qale hiwet yesmalna burukey. "Ezni itgberelom " keep doing your honesty because we observe everything who is following the real way of Orthodox.
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 15 күн бұрын
ኡፍፍፍ ሕማም ኢዮም እዚኦም በጃኻ ውግዘት ድኣ ንሶም እንዶ ግዳ ቀዲሞም ኣይተወገዙን ሓደራ እቶም ኣይትገደሰሎም ንብል ሰባት ግን ክምልሰሎም ኣለዎ መጻሓፍ ቁዱሳዊ ጥራሕ ክኸውን ኣለዎ ካብኩሉ ካብቶም ንዓኻ ብሃይማኖት ብዶጉማ ዝመስሉኻ ሰባት ዘይከውን መልሲ ኮነ ትምርቲ ክሰምዕ ከለኻ ኣዚኻ ብብርቱዕ መንፈሳዊ ሓይልን ፍልጠትን ክትምልሰሎም ኣለካ መም ስላጣን እግዝኣብሄር ኣብዚሑ ይባሮካ ዝሓወይ❤❤❤
@trhasmedhanie5521
@trhasmedhanie5521 12 күн бұрын
Bhaki bhaki kale hiwet yesmalna memhray ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@tseadugrmay6989
@tseadugrmay6989 15 күн бұрын
ቃል ሂወይ የስማዓልና ሓውና ሰልጣን ❤❤❤❤❤❤ ሎሚ ምምርማርን ምንቃሕን የድልዮ ኢዩ ህዚብና ንቅሑ መርመሩ
@senaitabrahadesta8485
@senaitabrahadesta8485 14 күн бұрын
ስልጣን ሓወይ ቃል ሂወት የስምኣልና በዚኦም ዝታለል ሰብ የለን ኣጆካ ቀጽለሉ ጥራይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ዝሓወይ
@soligualagame
@soligualagame 14 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ🙏🙏🙏🙏😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤
@WahdKfle
@WahdKfle 3 күн бұрын
Ephesians 4 ትግ - ኤፌሶን 5: ሓደ ጐይታ፥ ሓንቲ እምነት፥ ሓንቲ ጥምቀት፥
@Gebremedhn12
@Gebremedhn12 15 күн бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ካብ ኩቡር ሰብ ሰናይን ቅዱስን ሓሳብ ትሰምዕ 🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@TesfalemOkbai
@TesfalemOkbai 15 күн бұрын
ስልጣን ሓወይ ኣጆካ ጥራይ ንሳቶም ከ መን አዩ ዝፈልጦም ኣለና ኣብ ጎድንካ ኣለና
@سلامسلمي-ي7ف
@سلامسلمي-ي7ف 14 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን👏👏👏⛪⛪⛪🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@YorsalemMebrahtom
@YorsalemMebrahtom 13 күн бұрын
Memhrey ambesader nay kirstos ab xeltkum zekrni ✝️🙏
@mibraktekle2410
@mibraktekle2410 14 күн бұрын
Amen kale hiwet ysmealna 🎉🎉🎉🎉❤❤❤.
@medhini7477
@medhini7477 13 күн бұрын
መምህረይይይ ሓይሊ መንፍስ ቁድስ ይሓግዝካ❤❤❤❤❤❤
@vbbb1064
@vbbb1064 15 күн бұрын
ቃሌ ህይወት ያስመዐና ❤❤ 🙏🙏🙏
@Tewhbo
@Tewhbo 15 күн бұрын
ስልጣነይ ቡሩህ ገፅ ❤ ኢዚኦም ናሰመዑ ዝፀመሙ እዮም ዋ በጃካ ክረክበካ ደልየ ተሓባበረኒ ባ መምህረይ 😢
@zewenjelTinsea-e5l
@zewenjelTinsea-e5l 15 күн бұрын
amen amen amen❤❤❤❤
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ 15 күн бұрын
🎉ስልጣነይ የኔ ጅግና ሓወይ በርትዕ ኣይዞካ💙💙❤️💛🥰🥰🥰😊
@ሸዊት-ትግራይ
@ሸዊት-ትግራይ 14 күн бұрын
Behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak edmen tenan yehabkum ❤❤❤❤kemziom aynet sebat nbolotika eyom ztkemlu eti haymanot🥺✝️✝️✝️
@Yownas-yz8ku
@Yownas-yz8ku 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃለ ሂወት የስመዓና
@DanielWerede
@DanielWerede 13 күн бұрын
ሓራይ ብሩኽ ሓዉ ኣብዚኣ ሕቶ ኣላትኒ ብዛዕባ ኣቡነ መቃርስ መደባቶም ሪአዮ ኣለኹ ምስኦም ዝኸዱ ካህናት ሪአዮም ኣለኹ ብዛዕብኦም ብዙሕ ምስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ዘይሰማማዕ ኣካይዳ ርእየ ኣለኹ ንስኻ ዉን ኣብዛ መደብ ሕልፍ ኢልካያ እለኻ ብዛዕባ እዚ መደብ ጌርካ ተትገልጸልና ብዙሕ ደስ ምበለኒ ፐርከ ብዙሕ ፍልልይ ዝመጸ መስለኒ ❤❤❤❤
@EldanaLuwam
@EldanaLuwam 15 күн бұрын
ጸማማት ደቂ ኤሳያስ በላዒ ሰብ ግደፎም ጥራይ ዉጉዛት ንባዕሎም ኣቡነ ኣንጦንዮስ ድወገዞምሲ እንታይ ዉጉዛት ክብሉ ዳኣዮም ድሓር ኣብ ሃገራውነትን ፖሎቲካውነትን እዮም ዘለዉ ፈሪሳዋያን ዝኮኑ ካህናት ኢና ባሃልቲ😢😢😢😢
@TemuHagos-zt1wg
@TemuHagos-zt1wg 14 күн бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏❤️
@w_2006
@w_2006 15 күн бұрын
Thank you seltene 🙏
@michelmeles-hx3so
@michelmeles-hx3so 15 күн бұрын
❤❤❤አነ መንጊዲ ሐቅን ሂወትዝብል ቃል አቦ አሎና እታ ሐቂ ግን ክብ ደቅ ሰባት ግን ቅል ኮይና ተሪፉ ግታ ንጸላኢኻ እፍቅር ጽሑፍ አሎና እዚ ጽሑፍ ኮይኑ ተሪፉ እሞ እዚ ሕንጊ ገታ ነኸበር አለና ማለት ዲዩ ኤርትራውያን አብ ነንሕደና ክንባላዕ ግዜ ዓሪቡና ንደቃትና እንታይ ከምርሶም ጨኒቁኒ አምላኽ ምሕረቱ የውርደልና
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 14 күн бұрын
Qale hiwet yesmalna Kubur Hawna Siltan Nebona Meqaryosn Abona Shinoda Amlak Zemenom Yberkelom yqedselom 💒💒💒😍😍😍😍😍😍😍😍💞💞💞
@EsayiyasHailemicael
@EsayiyasHailemicael 15 күн бұрын
qal hiwet seltane haweye
@MedhaniAlem-pe9th
@MedhaniAlem-pe9th 15 күн бұрын
Amen❤❤❤❤❤❤
@menges337
@menges337 14 күн бұрын
ሓሳዊ፡መን ድዩ ንስላሴን ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ዝኸሓደ
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 14 күн бұрын
ወይለ ሕጂ ኣቦና ስለዝበልኩም ካአ ወያ ልዕሊ 12 ዓመታት ሑሕ ዝብሉና ዝነበሩ መፋራርሒት ዶ ኣጥቢቖምልኩም 😭 እዞም ዘይርድኦም ርእሲ ንዓኦም ዝወገዞም ውግዘቶም ናባኩም የመሓላልፍዎ ኣሉዉ እዞም አዒንተ ልቦናኦም ዝዓወሩ ተፈኽነንቲ ኣለዮም ክሓልፍ !!!
@AronGezai
@AronGezai 14 күн бұрын
ብሃይማኖት ጌሮም ፖሎቲካ ክሰርሑ ስለ ዝደለዪ ኢዮም እንበር ምሓፈሩ ከማን እዚኦም ቀተልቲ ኣብኦም
@mahi_YouTube_
@mahi_YouTube_ 15 күн бұрын
ካልአይቲ ባዕለይ ናጋ ባሕቲ እዩዋ ብስም እመቤቴ ደምርኒ ኣሕዋተይ ከይትሓልፍኒ👏👏👏
@AbrahaBelay
@AbrahaBelay 14 күн бұрын
ክቡር መምህር ታይ እዩ እቲ ሓሳብ ግልፂ ኣይኮነን ማለት ግብፂ ስዕለ ስላሴ ኣይቅበሉን,ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ,ሓደ እግዚኣብሄር ምስ ክልተ መላእክቲ ናብ ቤተ ኣብርሃም እዮም ኣትዮም ድዮም ዝብሉ ማለት ድዩ? መልሲ...
@SgHu-y8t
@SgHu-y8t 15 күн бұрын
ስልጣን ኣርእስቲ ተዛርብቲ እንዳተቀያየሩ ይመጹ ኣለው ስለ ዚ ምስትውዓል ዘድልዮ እዋን እዩ
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 14 күн бұрын
Kal. hewet yesmalna❤❤❤❤
@LeulHayelom
@LeulHayelom 15 күн бұрын
ናይ ሎማ ክርስትና እኮ እንታይ እዩ ዝኾን ዘሎ መናፍቕን ምሕደራን ማለት እንታይ እዩ ፈሊኻ ዘይምፍላጥ ዕግርግር አብዚሖም
@ካብቲክቶክ
@ካብቲክቶክ 15 күн бұрын
እቲ ሶሎ ንባዕሉ መናፍቃን እይ ጰንጠ!!
@samsomzerom4988
@samsomzerom4988 15 күн бұрын
ይገርመካ ኢዩ መናፍቃን ኢዮም እንዳበለስ ኣብ ናይ መናፍቃን ክህውትት እዚ ሓደ ናይ ዘይ ምብሳል ምልክት ኢዩ ጽቡቅ ኣስተዊዕልካ ኩቡር ሓው።
@yodittekelemariam9628
@yodittekelemariam9628 14 күн бұрын
Kalehewet yesmana abona agokom amlke ayrgdefenane eyo aba Intonuse 🩵🙏🙏🙏
@Fnotebrhan5417
@Fnotebrhan5417 14 күн бұрын
ንባዕልኩም ዉጉዛት ዳኣ ንመን ኢኩም ከ ትዉግዝዎ ብዝኮነ ኣምላክ ንዓና ዝከዉን ቅኑዕ መራሒ ይፍጠረልና
@RahwaGrimastion
@RahwaGrimastion 3 күн бұрын
Qale hiwet yesmalna fetari yqre ybelena hmaq ewan u
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 14 күн бұрын
ኣየ ደቕዓድና ርእሲ ዘይብሉ ሲኖዶስ ቕዱስ ኣይበሃልን 😭 ሲኖዶስ ኤርትራ በሉ
@HagosSamuel
@HagosSamuel 12 күн бұрын
🙏🙏🙏
@amahadariwelday9237
@amahadariwelday9237 15 күн бұрын
Qale hiwet yesmealna
@asmeraasmera7006
@asmeraasmera7006 15 күн бұрын
Kumbur memhrey sltan solo meda eko bealu menafq eyu
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 15 күн бұрын
Amen
@wedinegash924
@wedinegash924 14 күн бұрын
እቲ እንዳ ሶሎ ሜድይ እኮ ፕሮተስታን ኢዩ ማለት ሶሎሙን ጴንጠ ኢዩ ንባዕሉ።
@meazazeresenay6179
@meazazeresenay6179 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amanuelteame-pr3bm
@amanuelteame-pr3bm 15 күн бұрын
Amlak xegeau yebizihalka siltan hawina
@geretesfay7898
@geretesfay7898 15 күн бұрын
Kale hiwet yesmalna
@AlazarAraya-o8e
@AlazarAraya-o8e 8 күн бұрын
ገዳምኳ ከምናይ ግብጺ ክንገብሮ ኢና ዝበሉ😂😂😂😂😂😂😂 ዝገርም እዩ
@selamnkulna2906
@selamnkulna2906 14 күн бұрын
ኣቦና ኣቡነ መቃርዪስ ክምስገኑ ኢዩ ዝግበኦም ግብጺ እትምህሮ ትምህርቲ ብቃንቃና ነጊሮምና ፡ ኣቡነ ሽኖዳ ንገሮም ኢሎም ስለ ዝለኣክዎም ። ምሳና ምስ ስርዓትና ንምካድ ድማ ምስ ኣቡነ ሽኖዳ ኤርትራዊ ኮይኖም በታ ስሪኣትኩምን ትምህርትኩምን ይከይድ ኢሎም ፍርሪሞምልና ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ኢኩም ትደልዩ ዘለኩም ! ኣምላክ ነቦና ኣብነ መንቃርዮስ ዕድመን ጥዕንና የሃበልና ።
@filimonghebreyohans5829
@filimonghebreyohans5829 14 күн бұрын
ዓድመኒ መንነቱ ክነግረካ ስልጡን
@senaittsegay9551
@senaittsegay9551 15 күн бұрын
Sltan hawuna tebae hakena sebaki kale hiwet yesmalna 🙏🏿❤️
@ተስፋጽባሕኣቡየ
@ተስፋጽባሕኣቡየ 15 күн бұрын
Memhrey bselam muxuna 💝🙏💝 gelaxi menfes qdus mstiru yglexelkum msakum ykun memhrey 💝🙏💝
@salmamahmeed-ll1qq
@salmamahmeed-ll1qq 14 күн бұрын
❤❤🎉
@Luam-d1e
@Luam-d1e 13 күн бұрын
Kal hewat yasmana seltn hwena berkatatk ayflyna
@semhargerikel16
@semhargerikel16 14 күн бұрын
😢 Egzbhra ferda eu nakulna kekma gabra khbu eu abona kemza gruma elna nzarba nay dengla mareyma kihdeta kie bazey agdesa elnyu bie madra sale zatesmamokma entay ekoma tagebru zelkoma😢
@MiniaTesfa
@MiniaTesfa 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@SgHu-y8t
@SgHu-y8t 15 күн бұрын
ስልጣን እዛ ናብ ኣቦና ኣብርሃም ሰለስተ ስላሰ ኣትዮም ዝብል ደጋጊም ኣንብባ ሓደራ
@እመእግዚኣብሔርምስሌነ
@እመእግዚኣብሔርምስሌነ 15 күн бұрын
ኣነ ከም ጻዕዳ ኢደይ ኣጸቢቀ ይፈልጦ እየ ግን ኩሉ ትርጉም የብሉን።
@GolWejerat
@GolWejerat 15 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@NebytWered-f3c
@NebytWered-f3c 15 күн бұрын
እንታይ ዓይነት ርእሲ ኢዩ ዘለዎም ግርም ኢዩ ዝብለካ
@mhrethaile7586
@mhrethaile7586 15 күн бұрын
Amlak xegau yebzhalka zhawey ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ 15 күн бұрын
ኢዚ ሓውና ብጣዕም ኢዩ ዝጋገ ዘሎ ኣብ ዘይ ዓቕሙ ኣትዩ ይዛረብ ኣሎ ምኽንያቱ መዘምር ማዓስ ኢዩ ኮኑ ወይስ ከምዝ ናይ ቤጠ ነብይ ኮና ኢሎም ባዓልቶም ንነብሶም ዝሸምዋ ኢዩ ሸይምዋ ንብሱ ኢበር ኢዚ ኣብ ልብያ የሕዋቱ ዝሸይጥ ዝነበረ ሰብ ኢዩ ሰበይቱ ትግራወይት ስለ ዝኾነት ደቁ ዝኻሓደ ኢዩ ሕጅ ድማ መዘምር ኮኑ መጽና
@werkelulwerka
@werkelulwerka 14 күн бұрын
ይቅሬታ ግበሩለይ ኣወል ኣሰላማይ ሂወት ዘይብሉ ብሃይማኖት ኣይምልከቶን ኢዩ : ኣባ መቃርሰ ከኣ አይቅበሎምን ኢየ ካብ ናይ ሃዋርያት ትምህርቲ ዝወጹ ኮይኑ ይሰምዑኒ
@Merrih
@Merrih 15 күн бұрын
እወ ኣሎ
@abrehetdebesai7851
@abrehetdebesai7851 15 күн бұрын
❤❤❤❤👍
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 15 күн бұрын
መምህይ
@almazgebrahiwiat2470
@almazgebrahiwiat2470 15 күн бұрын
Kulukukum hade Amlak meheret yegeberelkum
@fdg761
@fdg761 14 күн бұрын
ሰላም ሰላም
@isayashaile8506
@isayashaile8506 14 күн бұрын
Keshtuka elom eyom ajoka ab tikikil eka zeleka amlka xegeu yebzhalka
@Ostirch
@Ostirch 15 күн бұрын
እረ ኣይትሓዋውሱልና 😢😢😢
@mletetadese3985
@mletetadese3985 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EliasMengsta
@EliasMengsta 14 күн бұрын
ናይ ግብጺ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣዋልድ መጽሓፍቲ ይጻእ ይብሉ ድዮም። ኣባ መቃርዮስ ግን ብግልጺ ዝበልዎ ኣለው።
@Eritrean.flower
@Eritrean.flower 15 күн бұрын
Selam Sltan nbaolu solo menafk eyu MS menafk koynom menafk elom yxarefu btaomi eyom zehznu
@MK-rg1og
@MK-rg1og 14 күн бұрын
ካብ ብዙሕ መልእኽቲ ሓንቲ ንጽሕና ምስ ቅድስና ከምኡ ድማ እምነት ወልድ ዋህድ ቀጥ ኣቢልካ እምነት ቅዱሳን ምሓዝ የድሊ። ኣብ ሜድያ መጺኻ ብዙሕ ምዝራብ ግን ከቢድ ዋጋ ከኽፍለኩም ኢዩ። ንኹፉእ ብኹፉእ ኣይትፈድዮን ኢኻ ? ካብ ወቐሳ ርሓቕ ? እዘን ኣቐዲመ ዝሓተትኩኻ ብክብሪ ክትምልሰለይ ይላቦ የቐንየለይ።
@girmay0547
@girmay0547 15 күн бұрын
Amlak ybarka bruk hawey
@temesgenamlak3339
@temesgenamlak3339 15 күн бұрын
Qal hiwet yesmalna
@Tesfalem-st4vs
@Tesfalem-st4vs 14 күн бұрын
Beseyas tetshifu
@AwetTeckle
@AwetTeckle 14 күн бұрын
Ntkum amnet xnxwayu neti menasey tuoy wengel zeyteriwo awurat merahti owurat elukumyu ATI mexhef
@muluberhangebrehiwot9864
@muluberhangebrehiwot9864 14 күн бұрын
They do'nt even know what they say and they believe ,so not waste your time just invite them to your channel to teach them they really need your help dear መምህር ሱልጣን !
@kibreabawallom2531
@kibreabawallom2531 15 күн бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ኣብዚኣ ቀጻሊ ተካትዐና ጉዳይ ኣላ ኣብ መጽሐፍ ቅዱስ ስጋ ናይ ኣስላማይ ኣይትብላዕ ወይውን ኣስላማይ ናይ ክርስትያን ኣይብላዕ ዝብል አንተሃልዩ ኣብረሃልና ክብረኣብ ዘካርያ
@AronSebhtlab-zi8hu
@AronSebhtlab-zi8hu 15 күн бұрын
ከሙኡ ዝበሃል የለን ሓው ን ሰብ ኣደናጊሮሞ ኢዪም .
@gudarkarlek.2650
@gudarkarlek.2650 14 күн бұрын
በስመኣብ ወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኢልካ ባርኮ እዚ ናይ ኤውረፓ ስጋ መን ሓሪድዎ ኣስላምና ክርስትናና ኣስላም እስሚላህ ይብሉ ንሕና በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኢልና ንበልዕ ኣለና ጸሎት ጥራይ ግበረሉ ፡ኣብ ሃገርና እዩ ዝሰርሕ ናይ ኣስላም ኣይትብላዕ ዝበሃል ምክንያቱ ነናትና ስለ ንሓርድ ኣብ ዝኾነ ግዳይ ፡❤
@kisanetfitwi6543
@kisanetfitwi6543 14 күн бұрын
እቲ ጸረ ድንግል ማርያም ዝተዛረቦ ኸ ዊሒጥኩሞ ማለት ዱ ንዑ እንዶ ጥዑም ዘረባ እንዳ ገበርኩም መእመናን ኣይትመቃቅሉ
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 14 күн бұрын
Kibrti Habtey tigagey Aleki xere Nebski Aytxahafi Des Zeybeleki Ente koynu Aytsmeyo 😟🙄🙄🙄🤔
@bereketeabrufael1261
@bereketeabrufael1261 14 күн бұрын
ንዕኦም ድኣ ኣቦታተይ ኢዮም ጌጋ ዝብሃል የብሎምን ኢሉ እንድዩ ኣይግድሶን ኢዩ ብዛዕባ ምንፍቅነቶም።
@Tesfalem-st4vs
@Tesfalem-st4vs 14 күн бұрын
Hasawi konka seb ab des zbelo ketemk ykal eu
@MedhaniAlem-pe9th
@MedhaniAlem-pe9th 15 күн бұрын
ስልታን ሓውና ግደፎም ተዝፈልጡ ንዕኦም ምሓሾም ስክ ኢሎም ዮም
@mussiewelday9370
@mussiewelday9370 15 күн бұрын
Qele hiwet yesmalna hawuna sltan edl aygebernan nenhdhdna basi bezihu amlak aynelbonana ykfetelna
@AronGezai
@AronGezai 14 күн бұрын
ኣይሓፍሩን ዲዮም እዞም ቀተልቲ ኣብኦም
@Dngleyadefikri
@Dngleyadefikri 14 күн бұрын
ንስኻ መን ናጻ ገይርካ ኣይ ትፍረድ
@habtombrahne9263
@habtombrahne9263 15 күн бұрын
ናትካ ከማን ድፍረት እዩ ብዛዕባ ሲኖዶስ ከማን ንዓኻ ውን ዓቕምካ ኣይኮነን።ንስኻ ዩትበር ኢኻ።
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 15 күн бұрын
ኣየናይ ሲኖዶስ እዩ እቲ ብ ኣብራሃ ካሳ ዝምራሕ ቀታሊ ኣቦኦም ድዮም ወይስ ካሊእ ኣለው ዘይንፈልጦም😂😂
@Krstos100Hiwetey
@Krstos100Hiwetey 15 күн бұрын
​@@EriHome-fu2zqነታ ናይ ኣብርሃ ካሳ ትብላ ዘለኻ፡ካብኣ ንምንጋፍ ምስ ኣቦታትካ ተሰለፍ
@Tesfalem-st4vs
@Tesfalem-st4vs 14 күн бұрын
Beseyas tgza slezeka
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 15 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️💚💚💚🩵🩵💚💚🎉🎉🎉🙏🙏
ላግጺ ኣብ ቀጽሪ ቤተክርስቲያን
15:51
Godolyas Tube ( ሥልጣን ከሠተ
Рет қаралды 2,7 М.
ድንቂ ኣቀባብላ ኣብ መቐለ ጻንሒት ምስ ቀሺ ጴጥሮስ
2:13:45
Godolyas Tube ( ሥልጣን ከሠተ
Рет қаралды 8 М.
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
ኣሸገርቲ ሰባት ትቐጽዓሉ 6 ሜላታት
15:12
Aklilu H.michael
Рет қаралды 36 М.
Awel said ኣወል ሲዕድ መልሲ ኣሎኒ!!
13:24
Meron Entertainment
Рет қаралды 4,6 М.
እዝንኻ ዘሕምም ጸርፊ / ሓደራ ሰሚዕኹም ሼር በልዎ
24:13
Godolyas Tube ( ሥልጣን ከሠተ
Рет қаралды 30 М.