No video

መደብ ምስ ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ዛዕባ ጉጂለ 15 ጋዜጠኛታትን መበገሲኡን መወዳእትኡን

  Рет қаралды 36,835

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

መደብ ምስ ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ዛዕባ ጉጂለ ጋዜጠኛታትን መበገሲኡን መወዳእትኡን

Пікірлер: 74
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow Жыл бұрын
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow ኩላትኩም ተኸታተልቲ ነዛ ሓዳስ TEFETAWI DAILY NEWS 🗞 ቻነል subscribe Like 👍🏾 ግበርዋ👇 youtube.com/@tefetawidailynews
@tsghearaia1833
@tsghearaia1833 Жыл бұрын
❤😂😂😂
@yohanaberhe534
@yohanaberhe534 Жыл бұрын
​@@tsghearaia1833q
@hagostsegay531
@hagostsegay531 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሰልጠነ! የቀንየልና ክቡር ሓውና. መሓሪ ኣብርሃም ❤❤❤
@andreaandreaandrea4621
@andreaandreaandrea4621 Жыл бұрын
The smartest journalist ever
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 Жыл бұрын
God blles Mahari Abraham
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 Жыл бұрын
ጋዜ/ መሓሪ መስናይ ምስጋና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@semerearaya7302
@semerearaya7302 Жыл бұрын
ኣቶ መሓሪ ብጣዕሚ ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣግዚኣብሄር
@godisgood4170
@godisgood4170 Жыл бұрын
ኣነስ ሰሚዔ ዘይጸግቦ ሰብ እንተሎ ኣብርሃም ኢዩ። ብሱል፡ ምሉእ ፍልጠት፥ ኣዘራርባ፡ ንቁሕ፡ መዝገብ መግለጺ የብለይን። Thanks so much for sharing this important information ♥️ 🙏🏼
@letinak4559
@letinak4559 Жыл бұрын
ክቡር ኣያና መሓሪ ዕድመ ይሃብካ 🙏
@april-yq4uv
@april-yq4uv Жыл бұрын
Tefe n mihur hello👍 lty for your precious time n GBU ALL🙏👌... Hopee
@1115asmara
@1115asmara Жыл бұрын
Well stated, Mehari. Thanks.
@tumzghiahaza8656
@tumzghiahaza8656 Жыл бұрын
Nay bhaki xbuk AYANA mahri Abraham kemeu wn seltene
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael Жыл бұрын
Eti zigerm gena zisebwo zeleu neger barayu eyu zigerm 🙏🙏🙏❤️❤️❤️👍👍👍
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 Жыл бұрын
You are absolutely right dear brother it’s just amazing Describing
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 Жыл бұрын
Wawwww thanks 👍👍👍👍👍
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j Жыл бұрын
Important message Thanks Dear Mr. Mahary !
@afewerkiwoldeslassie1727
@afewerkiwoldeslassie1727 Жыл бұрын
Thank you 🙏
@yirgaalemwolduberhane1822
@yirgaalemwolduberhane1822 Жыл бұрын
Naybhaki hawna G. Mahari Gebar dembar endabelu nseb dihilomo yom kulom kab halefti sgab tera.
@frewiniabraha755
@frewiniabraha755 Жыл бұрын
ሐቅኻ አነውን ካብቶም ናይጽሑፍ ሕቶ ዘእቶኹ ዘይተመለሰለይ ምሕረት ንፋዕ ብጣዕሚ የድንቐካ ❤❤❤
@ka7484
@ka7484 Жыл бұрын
ዝገርም'ዩ ናይዚ ጠላም ህዝብን ባይቶን።
@godhatessinnotthesinnerhgf2659
@godhatessinnotthesinnerhgf2659 Жыл бұрын
God bless Seltene Girmay. 🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ማሓረ ትብሎ ዘለካ ኩሉ ሓቂ ዩ ብዘይ ምግናን👍👍👍❤
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Жыл бұрын
ገለ ዐይነት ህዝቢ እዩ መሓሪ ብጠዐሚ ዱኹዒ ክውሕዶ
@letinak4559
@letinak4559 Жыл бұрын
ዘሕዝን ኢዩ ንኢሰያስ ኤርትራዊ ገሩ ንኻልእ ዜግነቶም ዝምንጥሉ እዩም ናቱ ድኹዒ
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 Жыл бұрын
የቀንየልና ክቡር ሐወ 🙏🙏
@samuelhailu6069
@samuelhailu6069 Жыл бұрын
Yeqenelna ayana mhari
@afandymohammad7889
@afandymohammad7889 Жыл бұрын
Thanks brother Mahari and brother Saltene . Your topic is most welcome. Tell your Eritreans what is happening under Afworki rules which I hope to end earlier possible. I repeat my thanks.
@regatgiegziabiher7197
@regatgiegziabiher7197 Жыл бұрын
Yes I’m agree with you they’re mash rum
@godisgood4170
@godisgood4170 Жыл бұрын
መሓሪ ኣብርሃም ማለተይ ኢዩ
@regatgiegziabiher7197
@regatgiegziabiher7197 Жыл бұрын
Well done Mr Mehari I’m so proud of you 👏
@genetmehari8120
@genetmehari8120 Жыл бұрын
Naybehaki kubuli zerebaeu enitaymo. Deku enidakefele ykeydi alo bita emi zehizin eyu 💔💔💔
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j Жыл бұрын
ማሓሪ ኣብርሃ ትግራዋይ ኢዩ ዝብሉኻ፡ ሓደራ ብረቂቅ ሕተተሎም፡ ኤርትራውያን ዘይኮኑስ፡ ባዕላቶም እቶም ቅልውላው መንነት ዘለውም ኢዩም፡ ሓደራ ኣይንደናገር፡ ሓባል በልያ ከይትቅድመኪ ኢዩ ነገሩ፡ ከይተፈልጥና ኣብ ኣጀንዳ ህግድፍ ኮከል ንብል ኣሎና፡፡ ነንሕድሕድና ምኑቋት ነቋርጽ፣፣
@simon-jc6fs
@simon-jc6fs Жыл бұрын
🙏🙏🙏👍
@letinak4559
@letinak4559 Жыл бұрын
እወ እቲ ዝመረረን ዘሕዝን ውላድካ ክምንጠል ከሎ ስቅ ምባል ኢዩ ::
@berihawala7828
@berihawala7828 Жыл бұрын
"ካብ ሻዕብያ ዝጽበዮ ዋላ ሓንቲ ነገር የለን" ሓቂ ዘረባ ክቡር ሓውና መሓሪ:: ኢሳያስ ቃለ መሕተት ክገብር ኢዩ ኣብዝበሃል ግዜ: ንፍታሕ ዝኸውን ዘረባ ዝጽበዩ ናይ ፍትሒ ተቓልስቲ ከይተረፉ ኣለዉ
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j Жыл бұрын
ድሕሪ እዛ ትልፍልፍ ዘላ ሰበቲ፡ ሓጎስ ካሻ ድዩ፧ ተንኮለይና ኣሳሓሕቃ ይስሕቅ ኣሎ።
@okubitkuflom5042
@okubitkuflom5042 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@michaelissack9271
@michaelissack9271 Жыл бұрын
@meseretbael7368
@meseretbael7368 11 ай бұрын
❤❤
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ኢሳያስ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ብዓይኒ ፖሎቲካ ክትንተን ዘይበቅዕ: ሓደ ብስነ ኣእሙሯዊን ስነ ልቦናዊን ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። ኢሳያስ እንትርፎ ንደቂ ሰባት ከሕዝንን ሰባት ከሳቐዩ ከለው ምርኣይን ካልእ ቁምነገር የብሉን። ስለዚ ኢሳያስ ብናይ ስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ደቂ ሰባት ሩፍታ ዝስምዖ saddist እውን እዩ። ኩሉ ዘረብኡን ግብርታቱን ከኣ ብናይ ስነ ኣእሙሮ ክኢላታት ክትንተን እዩ ዝግባእ።
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ጉዳም ህዝቢ 200፥000ሂወት ደቂ ሃገር ኣሰዊአካ፥ሃገር ዝኣክል ጥቅልል ኣቢልካ ንሀደ ሳዲስት አዋላ ኣህሊፍካ ምሃብ ምስምታይ ትቁጸር ፥አዚ ህዝቢ ኣብ 1940 ዝተገብረ ገጋ አንደገና ክድገም ይህዝን ፥
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ሰላም ተፈታዊ ፡ ንዝኽሪ መምህር ተስፉ ዘውደ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ራድዮ ወጋሕታን ኣብ ካልእን ዚሃቦ ቃልን ምስክርነትን ኣብ መደብካ ኣቕርቦ። በዚ ናይ ቀዳማይ ሓበሬታን ታሪኽን ናይ ገድሊ ዓይኒ ምስክር ፡ መንእሰያት ኤርትራ ብዙሕ ክመሃሩ ይኽሉ እዮም።
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j Жыл бұрын
ደቂ ሳሕል ሚስጥራውያን ስለዝነበሩ፡ ንፈልጦ ነገር ስለ ዘይነበረና፡ ኣነ እውን ብወገነይ፡ ይዝከረኒ ብጋጂረት ዝግበር ዝነበረ ምስ ሰማዕኩ፡ ነንሕድሕዶም ይፋለጡ ኢለ ሓሊፈዮ ኢየ። ውድቦም ቀታሊ፡ ተጻዋርነት ባዶ፡ ምኻኑ ስለዝፈልጡ ዝነበሩ፡ ብዕጥቂ ውን ክዳለውሉ ይግብኦም ኔሩ፡ ምስ ተኹላ፡ ተኹላ እንተኔርካ፡ በጊዕ ተቀይርካ ንቶኽላ ክት ስዕሮ ምፍታን፡ ዕሽነት ጥራሕ ኢዩ ክኸውን ዝኽእል፡ እኳ ዳኣ ለኪሞምና ዝብል መደምደምታ እዩ ዘሎኒ። ዝዋዓለ የጉርሕካ ዝለዝኾነ፡ ከጉሩሕና ይግቦኦ ኔሩ።
@asmarina2540
@asmarina2540 Жыл бұрын
Yekeniyelina ❤❤❤❤❤
@AmlakYemsegem-xv2rz
@AmlakYemsegem-xv2rz Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fkadumelake5801
@fkadumelake5801 Жыл бұрын
Hatyat nay adnas mewedaeta yeblun
@MahariAbraha
@MahariAbraha Жыл бұрын
ዋይ ክምዚ ኣሎ ዕላል ንውሕ አዩ ስሩ ሶ ኣጆኹም ነስኹም 👍
@Ae91scd
@Ae91scd Жыл бұрын
ብርግጽ ህዝቢ ኤርትራ ብዕድሉ ዝተጻወተን ብጌግኡ ዘይጠዓስን ዘሐፍር ሕብረተሰብ እዩ።
@timoasmara6267
@timoasmara6267 Жыл бұрын
ሰልጠነ ተማሃር እስኪ ውፋይ ውፋይ እንዳበለኻ ኣይተጽመና ምክንያቱ ሃገራዊ ጉዳይ ብሕጊ እምበር ብገርህነትን እምነትን ሕከከኒ ኽሓከካ ኣይኮነን።ነዚ ኢና ህግደፍ ጥራይ ኣይኮነን ዓማጺና እንብል ዋላ እቲ ደንበ ፍትሒ ክፍተሽን ክሕደስን ክምርመርን ኣሎዎ ብዘይ ሻራዊ ኣካል።
@Ae91scd
@Ae91scd Жыл бұрын
እወ ክቡር ሚ/ር በራኺ ገብረስላሴ ; ውግእ ካባና ንላዕሊ ዝፈልጥ የለን : " ናይ ርዋንዳን አሜሪካን ሐሳብ መቀበል " ኢሉ።
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 Жыл бұрын
ሰልጠነ ነሪስ ኢኻ ኣያና መሓሪ ኣብራሃም ከኣ ዶግተር ኢዩ መድሃኒት ረኽብና እቃዕ ጸነሐልና ንሕና ወለዶ ክንመሃር !!! በቂዕ ክልና የቀንየልና ተበጋስነት ግን ናትካ ኢዩ ሰልጠነ!!።
@samt9850
@samt9850 Жыл бұрын
ድ ሐ ን እ ቶ.
@Ae91scd
@Ae91scd Жыл бұрын
ሚኒስተር በራኺ ገብረስላሴ : " ናይ ባድመ ውግእ ደው ኢሉ : መስርሕ ሰላም ናይ ሩዋንዳን አሜሪካን ንቀበበሎ ኢሉ።
@Ae91scd
@Ae91scd Жыл бұрын
ክቡር ሐው መሐሪ : ን ጂ 15 ን አብ ዳያስፖራ ዘሎ ህዝቢ ብጽቡቕ ገሊጽካዮምን ተንቲንካዮን።
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j Жыл бұрын
ክቡር ሕውና ማሓሪ፥ ብናተይ ትዕዝብቲ፡ ጉጂለ 15 ኣቀዲሞም ንህዝቢ ክቅርብዎ ዘይጸንሑ፡ ብንዕቀት ንሕና ንፈልጠልካ ክብልዎ ዝጸንሑ፡ ኣብ ኣፋን ዕርበታን መልእኽቲ እንተ ኣማሓላለፉ፡ መልእኽቶም ተቀባልነት ክረክብ ዘለዎ ዕድል ጸቢብ ኢዩ። ስለዚ ህጂ እውን እንተኾነ፡ ንሚስኪን ገባር ኤርትራ፡ ንምድንጋር ዝተሳጠሔ፡ ገበን ኣይነሰም ሓደራ። እቲ ድሒሩ ዝመጸ ጌጋና ግን፡ ነቶም ናብ ኣረሜን ዝተቀየሩ ብመንነት ዝሳቀዩ መራሕቲ፡ ብመንነቶም ዝሳቀዩ ስለዝሰዓብዎም፡ ህዝቢ ኤርትር ከምዝሰዓቦም ሓሲብና ተስፋ ብምቁራጽና ኢዩ። ስለዚ ተስፋ ከይቆርጽና፡ ንወያነን ንህዝቢ ትግራይን ከቆናጽብ ዝውዕል፡ ኣለሊና፡ ብመትከል፡ ምስቲ ናይ ባሓቂ ሓውና ንቅድሚት ንመርሽ። ክብረት እሃበለይ።
@user-vh9ek6zt2l
@user-vh9ek6zt2l Жыл бұрын
Selam Seltene, temehalalfo zeleka habereta akedime yemesgn! Bmknmyat zeytehadese menkesakesi, 350 Eritrawyan sdetenyatat ab Addis abeba teasirom zkeneyu tmali mngsti Ethiopia nab Eritrea, nab id shaebya ab ASeb arekibuwom.
@user-vh9ek6zt2l
@user-vh9ek6zt2l Жыл бұрын
Eti zgerm dhri 8 werhi nay kulu Eritrawi menkesakesi expire kkewun mkuanu eyu. Mknyatu enda ARRA kab zixo lieli 2 amet koynu alo. Esom zhabuna menkesaki kea nay 3 amet eyu neru. Slezi dhri kurub awarh nay kulu seb expire kgebr eyu.
@Nothing00-2
@Nothing00-2 Жыл бұрын
Intay koynom izukulu seb inda qetele zeyqidmuwo
@zu2929
@zu2929 Жыл бұрын
ነቶም ናይ ቅድም ዲያስፖራ ጥራይ ምውቃስ ዘይኮነስ ሕጂውን ሰብአይኽ ወይ ደቕኹም አየምጻእኩም እዳተባሓሉ ገዞኦም ክዕጸዋም ከሎ ብዲያስፖስራ እንደገና አይተሓገዙን
@alisaid9015
@alisaid9015 Жыл бұрын
ሰላማት ሰልጠነ ፡ ሰላማት ማሓሪ ። ዓንደሚካኤል ካሓሳይ ምስጢር ናይ ዝፈረሞ ከም ኣምባሳደር ኤርትራ ሶለፈለጠ። ብሕርቕን ንቲ ኣብ ባጽዕ ዕዳጋ ተቐቢሩ ዘሎ ሓተላ ንዩክሌር 5 ሚልዮንን ዶላር' ተኸፊሎም። ሓደ ካብ ኣማኸርቲ ኢሳያስ ፡ጋዜጠኛን ኣምባሳደርን ዝኾነ ኣሕመድ ደሕሊ እዩ ።
@alisaid9015
@alisaid9015 Жыл бұрын
ብዛዕባ ዓንደሚኪኤል ካሓሳይ ፍለጡ ከምኡውን ናፍዕ ሓሰን ኩርዲ ፡ ወ-ዘ-ተ
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 Жыл бұрын
ሓው መሓሪ ብ ትዛረቦ ዘለኻ ኣገላልጻ ከመስግነካ ይፈቱ፡ ኣብታ ናይበራኺ ገብረስላሴ ዝበላ ከኣ ብውግእ ከምንስዕር ንፈልት አና ፡አንተኾነ ግን አቲ ናይ ኣመሪካን ናይ ሩዋንዳን ዘቕረብዎ ውሳነ አንተንቅበሎ ምሓሸ ዝበል ለባም ሓሳባት ኣቅሪቡ ነይሩ አንተኾነ ግን ኢሳያስ ዘርዕድን ዘፍርሀን የብልናን አሉ መልሲ ሂቡሉ።
@stellariesom8306
@stellariesom8306 Жыл бұрын
G15 went for jail but people were ignorant what Isayas said was God said at this time people had just out from Derghi we were mentally terrorized so what ever was going on no questions was asked
@Ae91scd
@Ae91scd Жыл бұрын
አዝዩ ዘሕዝንን ዘሕፍርን. ታሪኽ አሕሊፍናን ኮለናን : " ኹራዕ ህዝቢ ኤርትራ " ድማ ንብል። ኤርትራ ውዱቕ ሀገር ን ውዱቕ ህዝቢ ን ዝሐቖፈት አብ ሐደጋ ትርከብ ዘላለም ሀገር እያ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ምቑዛም ግደፍ: ደምና ዝመጽየና ዘሎ ድንቁርናና እንበር ኢሳያስ ኣይኮነን። ኢሳያስ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ብዓይኒ ፖሎቲካ ክትንተን ዘይበቅዕ: ሓደ ብስነ ኣእሙሯዊን ስነ ልቦናዊን ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። ኢሳያስ እንትርፎ ንደቂ ሰባት ክሳቐዩ ከለው ምርኣይ ካልእ ቁምነገር የብሉን። ስለዚ ኢሳያስ ብሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ደቂ ሰባት ሩፍታ ዝስምዖ saddist እውን እዩ። ኩሉ ዘረብኡን ግብርታቱን ከኣ ብናይ ስነ ኣእሙሮ ክኢላታት ክትንተን እዩ ዝግባእ።
@mjgdt6003
@mjgdt6003 Жыл бұрын
Seyti adu da wedi adegi aythafen eka esu da zey sheta tegeray aybel tegoro aybelen natku eyu hebkum barya
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ኣፐ ድህሪ ጥራጥ አግሪ ይአከብ ፥ህዝብና መኣስ አዩ ዝልብም?ዘልኣለም አናተጋገካ ዶ ይንበር ? ኣንታ ህዝቢ ትጸንት ኣለካ፥አሞከ ድኣ ከም ህዝቢን ሃገርን ንጥፋአ ዶ ? በሉ አዞም ቁጽሮም ኣአላፍ ዝድግፍዎ ዘለዉ፥ንኣሪትራን ህዝባን ተኣፊኖም ኣጆካ ዝብሉ ዘለዉ ደገፍቲ ፥ጽባህ ምስ ወገሀ፥ክሳብ አዚ አዋን ሃደ ሚልዮን ህዝብና ጠፊኡ ኣሎ፥ቀንዲ ተሃተቲ ድማ አዞም ንበረልና ዝብሉ ዘለዉ ዱዱአ( Roch) ካብ ተሃታትነት ከምልጡ ከምዘይክአሉ ክፈልጡ ኣለዎም፥
@fshayekifle3132
@fshayekifle3132 Жыл бұрын
Mahri loss ur value change channel
@simon-jc6fs
@simon-jc6fs Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤
@b.nehamedu8218
@b.nehamedu8218 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘተኮረ ዳህሳስ መድያ
2:42:06
مسبح السرير #قصير
00:19
سكتشات وحركات
Рет қаралды 11 МЛН
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 14 МЛН
Just Give me my Money!
00:18
GL Show Russian
Рет қаралды 949 М.
መደብ 29 ክፋል ምስ ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም
1:45:00
🔴 የእግዚአብሔር መንግሥት በመካከላችሁ ናት || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New
3:04:43
مسبح السرير #قصير
00:19
سكتشات وحركات
Рет қаралды 11 МЛН