መደብ ዘተ (ተፈታዊ) ምስ ኣባል ባይቶ ብሩህ መጻኢ ኣቶ ዮናስ ሃብተስላሴ yonas habteslasie 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 28,238

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 151
@Mebrietekie
@Mebrietekie 4 жыл бұрын
ዮኒ ናይብሓቂ ብሱል ስብ ነዚ ኩሉ ጸቅጢታት ሰጊርካ ንህዝብኻ ከተናቓቅሕ ትገብሮ ዘለኻ ኣዝየ የ ዘድንቀካ ኣጆኻ በርቲዕ።
@tesfalemghrmawi7252
@tesfalemghrmawi7252 4 жыл бұрын
ዮናስ ጽቡቅ ትንታነ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@efii2324
@efii2324 4 жыл бұрын
ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ገለ ዝከውን ን ዮናስ ኣይድግፎን ኔረ፡ሕጂ ግን፡I stand with you Yonas smart guy,ናይ ብሓቂ ብሱል ሰብ ፡ካባካ ብዙሕ ተማሂርና፡ብዙሓት ናኣሽቱ መንእሰያት ውን ኣብ ጎንካ ኣለው፡ሰልጠነ ካኣ የቀንየልና።
@Meron268
@Meron268 4 жыл бұрын
የኒ ሓዉና ብጣዓሚ ብሱል ሓሳብ የቅነልና ብሩህ መጻኢ ከም በዓል የናስን በየነ ብሱላት ጸለኣኦም ብንጹር ኣለሎም ተባዓት ተቃለስቲ ሓቅፋ ብምህላዋ ሰልጠነ የቅነልና ን ደሳለ በረከት ኣብ መጻኢ ከትቅርበልና ይላቦ
@ሰብኾ
@ሰብኾ 4 жыл бұрын
ተባእታይ ኣብዚ ኣለካ ዘመንካ ይባረክ ኩቡር ሓወይ
@ዮውሃንስሓድሽ
@ዮውሃንስሓድሽ 3 жыл бұрын
በዓል ዓንዳይ ገብራይ የሕዋቱ ንብዕራይ።
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 4 жыл бұрын
What an intelligent and smart person. I am impressed to hear mature politics, I have learned a lot from you Yonas. God bless!
@Daniel-zm8kf
@Daniel-zm8kf 4 жыл бұрын
Yonas is in another level 🧠 ......his knowledge is 🏎 speed we are in 🚜 speed . For those in a deep 🛌 weak up ⏰🛎
@markusmarkus6111
@markusmarkus6111 2 жыл бұрын
btami blih blihu zeblih mnesy yonase
@ambesamanuel1675
@ambesamanuel1675 4 жыл бұрын
ተፈታዊ ጂግና ብርሃን ዓዲ ፡ልቢ ውጹዓት ፡ወትሩ ኣብ ጎድንኻ ኢና፡ ጆናስ ውን ኣጆኻ ኣምበሳ፡
@thomasaraya6691
@thomasaraya6691 4 жыл бұрын
Ata Anes Enqae Abal Buruh Metsaei Konku Yoni Koreida Akuriekani Bmelstatka Aziye Tedeniqe Nber Kber❣👏💪
@tedyab4040
@tedyab4040 4 жыл бұрын
ኣነ ኣይኮነን ዶ ኣንድነት ምስ ኢትዮ ሓድነት ኤርትራውያን ዝብል ውን ኣይቅበሎን ኢየ what talent man long life Yoni we need u.
@hayelomhadish9793
@hayelomhadish9793 4 жыл бұрын
ሓያላት ካድራት እሞ ርኢና ኣንዚ ሜድያ ግን ኣይ ከም ዮናስን 👏👏👏
@livinghope8039
@livinghope8039 4 жыл бұрын
Wise and knowledge centered analysis! Brilliant, Yonas, keep it up!!
@samiasfah9219
@samiasfah9219 4 жыл бұрын
Ezom bruh metsai knefu tsbuk eyom ztntnu des elomni alewu. So i am bruh metsai thanks.
@mulietsegay4586
@mulietsegay4586 4 жыл бұрын
ዮናስ ንስኻ በሲልካ ኢኻ'ሞ ትፈሪ ውን ኣለኻ ሓደ ካብቶም ፍረታት ናትካ ኣነ ባዕለይ'የ ጥዕና ይሃብካ እቲ ልዑል ፈጣሪ።
@muluealem6317
@muluealem6317 4 жыл бұрын
ዋውውውው ዮኒ ናይባሓቂ ቡሱል ቦልቲከኛ
@adhanomwelday2464
@adhanomwelday2464 4 жыл бұрын
ዮኒ ናይ ባሓቒ ሓያልን ቡሱሉን ፈላጥን ቦሎቲከኛ እዩ ማዕረ ክደይ ሓሊፍክና ከምዘለካ ቓላትካ ይምልሰልና ኣሎ ኣጆካ ኣይትሕመቕ ቐጽሎ ካባካ ቡዙሓት መናእሰያት ኣለና ክንልዎጥ ንክእል
@soyraemba4191
@soyraemba4191 3 жыл бұрын
100% & 100% ዮናስ ናይብሓቂ ተባዕ ፈውሲ ህግድፍ ኣውሕጦም ሓቂሓቁ ። 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍✌✌
@danielzeresenay5905
@danielzeresenay5905 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ዮናስ ዘረበኻ ምንም ጎደሎ የብሊን ግን ዝርድኦ ሰብ ውሑድ ምኻኑ እዩ ዘሕዝነኒ ፣ ጌና ትሕቲ ሰብ እንዳነበረ ክጃሃር ዘምሲ ዝተጸለለ ህዝቢ ደኺመ ድአ አይትበል ምበር ጊዜ ክወስድ እዩ ብዘይጥርጥር ግን ዝመጽእ ወለዶ ግን እንታይ ዓይነት ህብረተሰብ ከምዝነበርና ንኽፈልጡና ክሕግዞምዪ።
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 4 жыл бұрын
ከም ሰብ መጠን ኣነ ኣባል ዝኾነ ውድብ ኣይኮንኩን ዩኒ ጅግና ኣዝየ ግን ከም ሰብ መጠን የድንቐካ። በል ኣነ ውን ገለ ክብለካሞ ሕድሪ መልሲ ጽሓፈለይ 1ይ ንስኻ ማስቲካ ቆቢዕን ንስውእ ዝበቅዕ ኣይኮነን እዚ ምትላል እዩ ስውእ ዝኽብር እቲ ውድብ ፍትሓዊ ምስ ዝኽውን ጥራዩ ማለትካዩ። እዞም ሓምሊ ንሓምሊ ዝኾኑ ሰባት ግን ካብ ምሳኻ ዝካትዑ ነቶም ማስቱካን ቆብዕን እናውጽኡ ግን ፊኖን ዘይትን ክሰርቑ ዝሓድሩን ፡ብመካይን ሰብ ብገንዘብ ዘስግሩን ሰበ ስልጣን ሃገር ድኣ ዘይ ይዛረቡ። ተወሳኺ ውን እዛ ኩላ ምሳኻ ትካታዕ ዘላ ኣብ ሳዋ ብስነ ሓሳብ ህዝባዊ ግንባር ብስውእ ዝምሓለት እንድያ ንምንታይ ድኣ ማሕልኣ ሓዲጋ ሃዲማ።
@altabob150
@altabob150 4 жыл бұрын
you are right Absolutely bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈👈👈
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 4 жыл бұрын
@@altabob150 ነመስግን ወዲ ዓበይቲ ንሓቂ ደው ምባልካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@wediShekaa
@wediShekaa 4 жыл бұрын
ኣድማስ መምህር መናእሰይ
@TheHabeshaGrowthGuide
@TheHabeshaGrowthGuide 3 жыл бұрын
Medeb xbuk btaemi des zbl reclam bezihu seltene please bejaka bztekaele meten advertise aytebzh knseme aykaalnan
@Gumbet-pe8zj
@Gumbet-pe8zj 4 жыл бұрын
ንቑም በብህላውነ እስከ ንአምን ፈጣሪነ።።።።ዘይእትነገር።።።ዕበየለይ ንዘልአለም።።ንበር።።ዕድመ የቐጽለልካ ህዝባዊ ግምባር ብሱር ነቀል ከምተአልዬም ይተአማመን እየ።
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 4 жыл бұрын
Brilliant analysis!!! Congratulations!!!! God bless you!!!
@haileemereb3975
@haileemereb3975 4 жыл бұрын
ናይ ህዝባዊ ግንባር እዩ ዝብለካ ዘሎ ንስዉእ ኣየስተናዓቐን ሰልጠነ ኣይትጠምዝዞ እት ዘረባ
@mebrahtomhabte5806
@mebrahtomhabte5806 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 3 жыл бұрын
Hi Seltene Yonas haku alo Hayle Weldetnsa ab 3 zruya ab sawa kemu eliu 🙏🙏🙏💯💯
@debesayseghid8173
@debesayseghid8173 4 жыл бұрын
You are so smart Keep it up for everlasting times
@abrahamadhanom7117
@abrahamadhanom7117 3 жыл бұрын
Thank you guys Yoni very smart
@tiblestgere2790
@tiblestgere2790 4 жыл бұрын
Atum sebat azom bright future zbhalu des ybleni Alo azi hizemo zelewu aidology
@omeribrahim7743
@omeribrahim7743 4 жыл бұрын
Yoni Ambessa, mes hezbi Yemen wey Sudi eko sheger yebelnan, so bezaba Tigray kenezareb bahreyawi eyo behaki 👍👍👍
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 4 жыл бұрын
ከም በዓል ዮናሰ ክትሰመዕ ከለኻ ተሰፍ ትገብር እዛ ሃገር ሲ ተሰፍ እባ አለዎ ትብል አጆኻ ዮኒ በዓል ድረብ ሀንጎል👍👍👍👍
@gebremeskelteweldemedhn4224
@gebremeskelteweldemedhn4224 4 жыл бұрын
Ny bhki hki zezarb sebe reye Xbuk geru gelxwo alo n hzbwi gnbar Adnkeka thanks Keep tech our people
@letsgo4323
@letsgo4323 4 жыл бұрын
Ane wdi Hamsyen ye ajoka yoni bitami ye ዘድንቐካ hamsyen kulom aykonun degefti
@omeribrahim7743
@omeribrahim7743 4 жыл бұрын
That is very true kubor haw. I love you wedi hagerey maarey.💗💗💗
@letsgo4323
@letsgo4323 4 жыл бұрын
@@omeribrahim7743 ilove you too💝
@spxcify
@spxcify 3 жыл бұрын
Anawun gen ezi wedi mexhaf eu
@bltblt2473
@bltblt2473 4 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ዝብሃል ካብ ዝፍጠር ኤርትራዊ ስቃይ እምበር ራህዋ ሪኡ ኣይፈልጥን እዩ. ድሓር ክኣ ሓሳዊ ህዝቢ ፈጢሩ.
@yohannesarefe8939
@yohannesarefe8939 4 жыл бұрын
ዮኒ የቐንየልና በቲ ሙቁር አገላልፃኻ ነብስና ክንፍትሽ ገርካና🏇🏇🏇🏇🏇🏇🏇
@tadesetesfai6526
@tadesetesfai6526 4 жыл бұрын
እዛ ኤርትራና ሰ ካብዘን 9 ብሄራትና 9 ሰባት ተባዓት ከም በዓል ዮናስ ዉፉይ እንተትረክብ መሐለፈላ።
@hagersebinfo
@hagersebinfo 4 жыл бұрын
ብርድኢት እምበር ብጽልእን ቅርሕንትን ዘይምራሕ ተባዕን ሓቀኛን ፍትሓዊ ተቓላሳይ ኣድማስ።
@tsigegirmay1512
@tsigegirmay1512 4 жыл бұрын
Ata ezi yonas nay sine libona memhir gidi eu neru zerebue mara bisul 👍👍👍👍👍
@hanqewtaselam64
@hanqewtaselam64 4 жыл бұрын
Talented man We need u more Yoni smart man .
@denden8640
@denden8640 4 жыл бұрын
ዋው ቡሩህ መጻኢ በል ኽትዕወት ሰልጠነ ጌጋ ክትረክብ ኮለል ኢልካ እሞ ቡሱል ኣቶ ዮናስ ገጥ እቢሉ ኢዙካ ግን ኣታሓትታኻ ቀይሮ ማለት ዠይበርሀ ንኽበርህ እምበር ጌጋ ቡሩህ መጻኢ ክትረክብ ጥውይውይ ምባል ግደፊ ኩልና ኢና ቡዱላት መጻኢና ቡሩህ እይ።
@edensyum3767
@edensyum3767 4 жыл бұрын
Ata reshe yonase neswe zytkber reshe 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎nifat reshe donkoro
@teweldekesete9286
@teweldekesete9286 4 жыл бұрын
Sur betekawi lewti malet kemzi u yoni smart
@Mky330
@Mky330 4 жыл бұрын
ሰብ ቢሂወቱ ዝቀትሉ ህግደፍ ዘይተቃወኩም ንዮናስ ስውእ ኣይሰምዕን እዩ ስለ ዝበለ ድክር ሓጊኩሞ ፣ ናይ ዮናስ ሓሳብ ኣብ ሓቂ ዝተሞርከሰ እዩ ፣ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ ፣ ጥራይ እቶም መሳኪን ተጋደልቲ ኣይንለኩሞም እምበር ናይ ህግደፍስ ርኢናሎም ኣለና
@smilesmile2096
@smilesmile2096 4 жыл бұрын
God bless you brother .you have hanbll especially .
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 5 ай бұрын
ሓሪነት ኢኒተበሊካይሒሺካ ሃጺያዊ ሚሒደራ።።።።
@TemesgenTsegay-i9t
@TemesgenTsegay-i9t 4 жыл бұрын
Tefe n desale bereket zeytekrbelna please.
@serser6904
@serser6904 4 жыл бұрын
Yonas ❤️❤️❤️❤️❤️
@binimela
@binimela 4 жыл бұрын
To be honest, ብጣሚ ደስ ዝብልን መሳጥ ዘተ 💯🌹
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 жыл бұрын
1:50:00 ንሕናን ዕላማናን። ሰልጠነ ነዚኣ ምባል ሲኢንካ።
@merryzerai9399
@merryzerai9399 4 жыл бұрын
Yons the Great praud of you!!
@amsalugebrezgi8716
@amsalugebrezgi8716 Жыл бұрын
this interview is not only instrumental and knowledgeable.his basic arguement bases in instutiomns not indvisualized.please try to understand him
@loveyoucanada3569
@loveyoucanada3569 4 жыл бұрын
*RESPECT*
@mrexboyfriend8586
@mrexboyfriend8586 4 жыл бұрын
Atehasabaka btaemi mesati u yonas
@TsegayMalet
@TsegayMalet Жыл бұрын
🌿💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙
@teweldekesete9286
@teweldekesete9286 4 жыл бұрын
Yoni brilliant
@wediabraha1046
@wediabraha1046 3 жыл бұрын
Ewa tefeyyy shikorrr azekierkane eko
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 5 ай бұрын
ሓቃ ኢትዮጳያዊ አቶኢሰያስ ኢንዳሓረደካ ሲ ተደሚሪና ተኾሊፊና ኢናበለኻ ሓቃያ።
@samsom8032
@samsom8032 4 жыл бұрын
ክንደይ ሰብ ርእሱ ሕጽብ ክብለሉ ዩ ሰልጠነ ውን ሓያል ሕማም ከተቃልል ኢኻ ዮኒ ዋት አ ሽማርት ማን እዚ ህዝቢ ነብሱ ክፈልጥ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዮኒ ሓውና
@akalberaki7960
@akalberaki7960 4 жыл бұрын
Hakkk, bejaka b Ethiopia atiye aytibel , do ela zemedka Yoni. Gud eyu.
@ብራይትሳን
@ብራይትሳን 4 жыл бұрын
ዮናስ ወያነ ጸላኢና ኣይኮነን ትብል ስ ህዝብና ሰጉጉ ንብረቱ ዘርፉ ዝበለዐ ብዛዕባ ዝ ኢስኪ ተዛረብ ክንሰሞዐካ
@yonastekle256
@yonastekle256 4 жыл бұрын
Yoni smart boy
@leya8572
@leya8572 4 жыл бұрын
👍👍Ethio 3️⃣6️⃣0️⃣🦋🦋🦋
@spxcify
@spxcify 3 жыл бұрын
He is in different level too advanced for eritrawien
@abrahamafewerki7349
@abrahamafewerki7349 4 жыл бұрын
Admas malet entay u mimlas abiyato eway risi kobi trah tesekima trah🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😎😎😎😎😎😎😎😎😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@yonassabinbi5337
@yonassabinbi5337 4 жыл бұрын
Kolel aytbel ! Come to the point.
@hadeghesamuel8437
@hadeghesamuel8437 4 жыл бұрын
ዮናስ ኣባል ባይቶ ምንቅስቃስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ እዪ፡ እታ ቦርድ ዘላ ብ ኣባል ባይቶ ተክኣያ፡
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 5 ай бұрын
ዮንስ ቤተውደድ ዝብል ኣብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራ ኮነ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያውያን ናይ ወደብ ውዕል (deal ) ይገብር ኢዩ ዝብል። ዮናስ ዘይኮነ ዘረባ ❌❌❌ ውዕል ሰለ ዘይነበረ ኢሳይያስ ብስም ዶብ ነቲ ኣብ ወደብ ዝነበረ ስርሕ ደው ከም ዘብል ጌሩ። ኢትዮጵያ ብዘይ ውዕል ምስ ኢሳይያስ ዝነበረ ጊዜዊይ ፍቅሪ ን ኩሉ ህዝቢ ኣብ ሽግር ወዲቁ። ብዘይ ቤተው ዘተጋገይ ሓበሬታ ደው ይብል ዮናስስሰስሰሰ
@asmarina1123
@asmarina1123 4 жыл бұрын
ማስቲካ ደንበ ዕንክሊል
@keseteM8468
@keseteM8468 4 жыл бұрын
Hgdef saga nay hzbawi gnbar eu nay bhaki yonas
@ወዲመምህር-ጸ6ጰ
@ወዲመምህር-ጸ6ጰ 4 жыл бұрын
What a smart man
@girmayselemon3566
@girmayselemon3566 3 ай бұрын
Haswe Aweo nerna eina hdame
@danielhaile9682
@danielhaile9682 4 жыл бұрын
Btami xebuk tentani naybhki abeye seb eka azeka besul blebi adnkeka
@awetwedigere1172
@awetwedigere1172 4 жыл бұрын
ዮናስ ጂግና ብሓቂ ብቁዕ ፖሎቲሻን። ገላሊጽካዮ ነዞም መልመጽቲ ትፋእ ኢሰያስ ይመሃሩ ሓንቲ መዝምሮም ስውኣት ዘይክብሩ ትግራዋይ ብምባል ጥራይ ሕሉፋት ኤርትራውያን ዝመስሎም ዱሁላት ብሕሱር ክብረቶም ዝሸጡ ፉንፉናት ዕምሮም ትሕጸር ሃገር ኣባላሽዮም ብሓሶትን ትዕቢትን ክውንነት ዘይብሉ ንሕና ንሕና ክብሉ 29 ዓምት ኤርትራ ብኩሉ ነገራ ኣብ ዓልም ኣብ ታሕቲ ከምትነብር ዝገበሩ ህዝባዊ ግንባር ዶናቁር ትርጉም መሪሕነት ሃገር ዘይፈልጡ ኢዮም።
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 4 жыл бұрын
who do you think guys more wiser, YONAS vs Dr. Gideaon Abay? for sure, Yonas has more wisdom by light year ahead of dr. awan(gideon)
@zeraetisemaetizeraetisemae5906
@zeraetisemaetizeraetisemae5906 4 жыл бұрын
Yonas ezi hbreteseb derejau aykonen 50 amet kab hzbi eritrea bflay kea hzbi tigrina halifkana aleka btami belih eka yoni hawey
@futsumtsegay1538
@futsumtsegay1538 11 ай бұрын
Anta kindey ybelih eu ezi wedi
@natnael75
@natnael75 4 жыл бұрын
nhade eritrawi tenkol zeyblu eza nay yonas meliekti ntsrtiya n lewti nkkales share mgbar aythmekqu.
@teameeritraneritrawyan6470
@teameeritraneritrawyan6470 4 жыл бұрын
Ata seltene bhayli zeykones bftwetka ybleka alo kntab hasab atwesedu
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 4 жыл бұрын
እቶም ንሰራዊት ሻዕቢያ ኣንፈቱን መኣዝኑን ኣብ ወተሃደራዊ ሸቶኡ ኪወቅዕን ኪበጽሕ ዚገበሩ ደቂ ሃይካ እምባሶይራ ደቂ ኣከሎጉዛይ ኢዮም ነይሮም። ስለዚ እዝ ሕጂ ኣያና ዚብሎ ዘሎ ኣብ 3ይ ወራር ወያነ እንተፈደሶም ግድንዩ ምኽኒያቱ እቶም ዋናታቱ ኣብዛ ናይ ሎሚ ኤሪትራ ተጫረቲ ስልጣን ከይኮኑ ተምበናዊት ህግደፍ ቀንጺላ ጽግዖም ኣትሒዛትም'ያ!
@eskendersolomon9424
@eskendersolomon9424 4 жыл бұрын
Yoni shikor
@joseyywegeney6562
@joseyywegeney6562 4 жыл бұрын
H.g.d.f. ne hezebawe genbaren felaleka rayo ata donkoro yonase tebahale tegraway
@maekelefitsum3685
@maekelefitsum3685 4 жыл бұрын
ዮናስ ብቑዕ ፖለቲከኛ
@ዘመነይzemeney
@ዘመነይzemeney 4 жыл бұрын
ዮኒ መቕሰን ቤላ ጌርካ ሓኺርካዮ ንተፌ ኩላ ጋኒን ወጽያትሉ
@Daniel-zm8kf
@Daniel-zm8kf 4 жыл бұрын
ተፌ ድኣ ሎም ሃተፍተፍ ክብል ክሓድር እዬ ። ጌና ኩሉ ጋኔኑ ክወፅኣሉ እዩ ሽዑ ሰላም ክረክብ እዩ ።
@yonassabinbi5337
@yonassabinbi5337 4 жыл бұрын
Nay nebska mexaei tfelt aytmesln eka gdef nay eritrea bruh mexaei ktfelt.
@mathewosakuab528
@mathewosakuab528 4 жыл бұрын
ሕራይ ጽቡቕ ፡ ዘረባ ኢዩ ዮናስ ፡ ግና ህዝባዊ ግንባር ሓደ ባህሊ ኢዩ ፡ ኢልካኒ ፡ እወ መንግስቲ ውን ኣይኮነን ፡ ግዜዊ ኢዩ ፡ ኣብ ምስግጋር ፈሺሉ ፡ ፍሹል ፡ ወይ ሽፍታ መንግስቲ ኮይኑ ፡ ይነብር ኣሎ ፡ ሕቶይ ፡ ነዝን ነቲ ክፈላለ ዘይኽእል ፡ ህዝብን ህዝባዊ ግንባርን ብኸመይ ንፈላልዮ? ሱር ነቀል ለውጢ ንምግባር እንታይ ሜላን ፡ ስነ ሓሳብን ፡ ፖሊቲካውያን ውድባት ኢና በሃልትን ፡ ስኒተንን ሓድነተንን ፡ ብኸመይ ይወሃሃድን ፡ ኣብ ዓወት ይበጽሕን?
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 Жыл бұрын
admas means is universe .
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 4 жыл бұрын
ኣዘኪ ርካኒ ኣቤት ዝነበረ ህድማ ከባቢ ቡሽኮን ሻንቡቆን, ወታሃደራት ነዴታትና ን ስድራቤትና ገዲፎሞም ክሃድሙ ከለው ብዓነይ ታዓዚበ።
@habtuberhane5273
@habtuberhane5273 4 жыл бұрын
aykonik zkonet zereba "nhzbawi gnbar tray zeykone nbahlu ewn abu gedifwo"belih eritrawi ajoka ketslo.
@girmayselemon3566
@girmayselemon3566 4 ай бұрын
ewiy ganzbe kauslba kolo
@altabob150
@altabob150 4 жыл бұрын
Atum sebt entay ena nekwen zelan mewaelna mulue Sewuat kenbel kenber meshem ezi Serat eziy beza fernchtna eu hizena zelo
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 4 жыл бұрын
ንህቢ ካብ ዕንባታት መዓር የፍሪ ሃመማ ከ እንታይ የፍሪ !? ሽም ዘይብሉ ንህቢ ኪኣ ፋህ ይብል !!!!
@eyobgebre7912
@eyobgebre7912 4 жыл бұрын
Seltene hawei abzey akmika getimka kkkkkkk Btami eyou hayal.
@capitano78
@capitano78 4 жыл бұрын
Entay tanika manika : tirki mirki ybahal ezi. Halewlew. Ezi wedi kindey kifli eyu bexihu ? Why he is using TPLF or Weyane as a reference to explain Eritrean politics. TPLF and EPLF are two faces of the same coin and both should be wiped out of the map.
@yemane5653
@yemane5653 4 жыл бұрын
ነብስካን ዓቕምካን ዘይምፍላጥ ሰኪርካ ሃለውሳ ብሕጽር ዝበለ እንቓዕ እዛ ሃገርሲ ሰብ ሃለዋ እንበር ካባኩምሲ ትሩፍ።
@dawitmaharezghi9617
@dawitmaharezghi9617 4 жыл бұрын
Sebay eyu ezi haqa yzareb alo
@erisistersforever5685
@erisistersforever5685 4 жыл бұрын
የናስስስ ንስካ ሞቶር ሕብረተሰብና ኢካ ::
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 4 жыл бұрын
Sorry Yonas your explanation about your chewing gum ..is totally unacceptable. Please watch your speech .
@hanibaltesfamicael1745
@hanibaltesfamicael1745 4 жыл бұрын
ዓዱ ትወለደሉ ዝዓበየሉ
@letsgo4323
@letsgo4323 4 жыл бұрын
Etay elkayo ጒሒላ መጣቖሲ
@yesme5272
@yesme5272 4 жыл бұрын
ኣይትሰምዕን ዲኻ ዓንጓር ተመሊስካ ስምዓዮ
@hanibaltesfamicael1745
@hanibaltesfamicael1745 4 жыл бұрын
@@letsgo4323 ግልጹነት ንምርኣይ።
@hanibaltesfamicael1745
@hanibaltesfamicael1745 4 жыл бұрын
@@yesme5272 ጸርፍ እታይ ከዓብስ ሓወይ
@yesme5272
@yesme5272 4 жыл бұрын
@@hanibaltesfamicael1745 ከላ ይቕሬታ ይኣኸ ባእ !! እታ ዓንጓር ናብ ባዕለይ መሊሰያ ኣለኹ
@teameeritraneritrawyan6470
@teameeritraneritrawyan6470 4 жыл бұрын
Aziyu xbuk agelaltsa neti natu Alama kem zi zaynetom sebat Malet hasabatom bntsur zekemtu mkrabka xbuk srah
tera kibritat gedli ab miqixal hgdef1 (Yonas Habteselasse) "admas"
1:18:18
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
ኣብ ዓድን ስደትን ምስ መምህር በየነ(ውፉይ)
1:58:42
'' ሙሉእ መጽሓፍ ሄኖክ :  (ምዕራፍ  1 - 21) ''  Audio Bible Tigrigna
1:59:26
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 91 М.
Interviw Yonas Habteslasie (Admas) Part 2 #brightfuture #eritrea #ethiopia
42:31
ንጹርነት ቃልሲ ደቂ ዓፋር ካበይ ናበይ?
2:00:05
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 21 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН