መንገዲ መላኽነትን ጥፍኣትን ጌታቸው ረዳ ንህዝቢ ትግራይ ሓደጋ እዩ፣ ፈተውቲ ትግራይን ህወሓትን እንታይ ይብሉ? ደምዳሚ ኣዋጅ ጉባኤ 8/20/2024

  Рет қаралды 27,464

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

መንገዲ መላኽነትን ጥፍኣትን ጌታቸው ረዳ ንህዝቢ ትግራይ ሓደጋ እዩ፣ ፈተውቲ ትግራይን ህወሓትን እንታይ ይብሉ? ደምዳሚ ኣዋጅ ጉባኤ 8/20/2024 www.gofundme.c...
Please join and become a member / @tigraionline
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionlin...
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline

Пікірлер: 213
@frewoinigore1782
@frewoinigore1782 22 күн бұрын
Sham on Getachew. ,He need to go ,Tigrai need a strong leder now !viva TPLF viva TDF 👍👍👍👍👍
@arayagebre4537
@arayagebre4537 22 күн бұрын
Tigrai online DDR እትበሃል ነገር ካብ ኣብይ ኣሕመድ ንላዕሊ ዝሰርሓላ ዝፀነሐ ጌታቸው ረዳ ምዄኑ በሪሁለይ ሕጂ
@arayagebre4537
@arayagebre4537 22 күн бұрын
ኣብይ ኣሕመድ ብኽንደይ እዩ ዓዲጉዎም እዞም ኣባጊዕ
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 22 күн бұрын
አቶ ጌታቸዉ ረዳ ይኹን ጀነራል ፃድቃን ዝሰርሕዎ የለን ምስፀላኢ ተሰሊፎም ከጥፋኡና ተዛጋጅዮም ይመስሉ😢😢😢😢
@adamsolomon3080
@adamsolomon3080 21 күн бұрын
Agree with you. 1000%
@GebreGebre-bz4sn
@GebreGebre-bz4sn 22 күн бұрын
ፃድቃን አብ ህወሓት ፅልኢ ስለዝነበሮ ሓጂ ብጌታቸው አቢሉ ህወሓት ንምራስ ብድሒሪት ኮዮኑ ይሰሪሕ ምስ ፀንሀ ሕጂ ትማሊ አብ ዝገበሮ መደረ በሓደ ውድብ እናተመራሕና ብምፅናሕና ተጎዲእና ኣና ካብ ሎማ ዝነበረ አካይዳ ክንቅይሮ ኢና ኢሉ አሎ ስለዚ ፃድቃንውን ሙሉ ብሙሉ በልፃጉ ከም ዝኮነ መረጋገፂ ሂቡ አሎ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 22 күн бұрын
ዋ አቶ ጌታቸው ረዳ እኮ አኽሉ እዩ በቃ ውክልና የብሉን ህዥቢ ትግራይ ጉባኤው ከኽብሮ አለዎ ።
@haregugebremedhin8880
@haregugebremedhin8880 22 күн бұрын
እግዚኣብሄር ሓይሊ ኣይሃቦም ንገንዘብ ክቡሉ ህዚቦም ዝጨጡ
@letaygebrehiwot9415
@letaygebrehiwot9415 22 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ እግዝአብሄር ፅላሉ የንብረልኪ እምበር እቲ ኩነታትስ ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘሕፍርን እዮ ሰላም ነዓኺ ትግይ ዓደይ🥰
@adiamgebre7805
@adiamgebre7805 22 күн бұрын
አነ ዝገርመኒ ገታቸው አብ ዝተረኸበላ አኼባ እዚ አይገበርናን የሕፍር እዛ አይሰራሕናን የሕፍር ተፈናቀልቲ አይመለስናን የሕፍር ዝተወረ መሬትናን ን አየምለስናን የሕፍር ይብል ዋእ እሞ ንምንታይ ዘየሰርሀ ሒጂ ተፈሊጡ አሎ ትግራይ ንምጥፋእ ተላዕሉ አሎ ማለት እዩ
@asefudesta441
@asefudesta441 22 күн бұрын
ሰላም ትግራይ ኦንላይን, የጌታቸዉ ፖላንና አላማ:ትግራይን በሕዉሐት ከሚተዳደር ለብልጽግና ባስረክብ ይሻላል ብሎነዉ::😮
@alinoor6515
@alinoor6515 18 күн бұрын
Tigray shd United behind debrison bse Aby can offer nothing.
@leberlegataamen7080
@leberlegataamen7080 22 күн бұрын
SOOO TRUE.
@user-hm8qn5tg3w
@user-hm8qn5tg3w 22 күн бұрын
ትግራይ ኦንላይን አጆኻ ቀፅለሉ ጅግና
@mossest.giorgis9589
@mossest.giorgis9589 22 күн бұрын
LOVE PEACE DEVELOPMENT TO ERITREA AND TIGRAY PEOPLE
@DannyAbraham-cn4mc
@DannyAbraham-cn4mc 21 күн бұрын
😂😂😂😂
@axumawitberhe1748
@axumawitberhe1748 22 күн бұрын
ኩሉ ትብሎ ዘለኻ ትክክል እይ ሐወይ ማዐረይ
@arayagebre4537
@arayagebre4537 22 күн бұрын
ጀነራል ፃድቃን ካብ ምባል ጀነራል ሰይጣን ምባል ይሓይሽ !
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 22 күн бұрын
ኣነ ገሪሙኒ ዝንሀ ድማ ታብ ምታይ ተላዒሉ ኢዩ ጌታቸው ረዳ ናይ ወጻእ ተኣማሚኖም ኢዮም ኢሉ ንህወሓት ዝኸሰሶም
@alemkidane7964
@alemkidane7964 22 күн бұрын
ሰላም ግዱስ ሓው T .o L እዙ ዝኸይድ ዘሎ ኹነታት ቁሩቁስ ሕድሕድ ንህዝቢ ትግራይ አዝዩ መሕዘኒን መሻቐሊን ኮይኑ ኸምዘሎ ሕቶ የብሉን ! ብሰረቱ ህዝቢ ትግራይ እቱ ቀንዲ ናብዚ አእትይዎ ዘሎ ዝተወረን ዝተዘመተን መሬቱን ንብረቱን ንምምላስዩ ካሊእ ናይ ውግእ ድልየት ወይ ህርፋን የብሉን እቶም ነዙይ መሪሖም ከዕውቱዎ ዝተፀበዮም መራሕቱን ደቁን ግን ነዙይ ንወገን ሓዲጎም ፀወታ ኩዑሾ 2 ጋንታታት መን ስዓረ ከምዝመስል ብዘሕዝን አብ ምፍኽኻርን ነንሕድ ሕድ አነ አነ ይርከቡ አለዉ ሎሚ አፍቱ ዝመሸ ጊዜ መሬቶም ከምሉሱሉ ዝኽእሉ ዕድላትዩ ነይሩ እዙይ ዝጠፍኦም ኮይኑውን አይስመዓኒን ነገር ግን እቱ ኹነታት ፀላእቲ አፀቢቆም አብ ውሽጦም አትዮም ቨታቲኖምዎም ከምዘለዉ ኾይኑ እዩ ዝረኣየኒ ዘሎ ንዓይ።
@samtamrat3433
@samtamrat3433 22 күн бұрын
የጌታችሀው የተፋት መንገድ ለትግራይ ብሎም ለከባቢው አማራ'፣ አፋርና ኤርትራ አስጊ ነው፡፤ የብልጽግና ተወካይ ነው። ብርግጥኝነት ወያኔ ውክልናዋን ስላነሳች አሁን የሚንቀሳቀሰው ፒፒ በመሆን ነው፡፤ የዛይድ ነገር ከጌች ይሻላል‹፡ዣይዽ፡ብልጽግናና አማራ ሆኖ በግልጽ ስለመጣ የደነቃል።
@asefudesta441
@asefudesta441 22 күн бұрын
ትክክል ዉነትነዉ: ያለችዉ: ጌታቸዉ መሬት እየጠረገላቸዉ ነዉ:: ፖላናቸዉ :እየተሳካላቸዉ ነዉ:: 😮
@abebakebede1270
@abebakebede1270 22 күн бұрын
ትግራይ ኦን ላይን እቲ ናትና ሰራዊትከ እንታይ ይገብር አሎ ማንም ሰብ ከምድሌቱ ሰብ ክእከብ ይኽእል እዩ ተቃውሞ ሰልፍን ናይድጋፍ ሰልፍን ግን አይፍቀድን እዩ ዝበለ ወዲ ወረደ ስለ ዚህ ጌታቸው አብ ህውሃት የለን ንመን ወኪሉ ምስ መን ኮይኑ እዩ ትግራይ ክመርኽ ? ህዝቢ ንዮው በል ክብሎ አለዎ ናይ ፕርቶርያ እውል ዝፈረመ ህውሃት ብዝወከሎ እዩ ነይሩ ግን ከዲኡ እዩ እዙይ ይፈለጥ ህዝቢ ትግራይ ብፀላእቱ ተረጊፁ አይግዛእን።
@HadushKebedew
@HadushKebedew 22 күн бұрын
ገ ታቸውረዳ ተነጊሩ እዩ ብሀወሓት መግለፂ ናየጉባእ ካብሎሚጀሚሩ ሀወሓትወኪሉ ምሰማንም አካል ክናገር የብሉን
@arayagebre4537
@arayagebre4537 22 күн бұрын
ኣኼባ ስለ ምኽልካል ኢልካ ምእዋጅ ግልፂ ንዕቐት ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዘሎዎ ዕሱብ መራሒ
@esayasmesefen7784
@esayasmesefen7784 22 күн бұрын
ታይ እዩ ሕፍርፍር ጌታችው ይውረድ ተዘየለ ንሂወቱ አይበል፡፡
@gebremedhinwolduteklu7283
@gebremedhinwolduteklu7283 22 күн бұрын
ጅግና ውፅዕ ህዝቢ ትግራይ ብቕኑዕ መሥመር መሪሕ ወድቡ ህ ወ ሓ ት እናተቓለሰ ንኸዳዓትን ባንዳታትን ፅግዕተኛታት ዝበስበሱ ፀረ-ህዝቢ ብምፅራግ ኣብ ቀረባ እዋን ድሙቕ ዓወት ኸምዝዓትር ጥርጥር የብሉን።
@DannyAbraham-cn4mc
@DannyAbraham-cn4mc 21 күн бұрын
ጅግና😂😂😂
@SABABEYENE-ol5yi
@SABABEYENE-ol5yi 21 күн бұрын
thats✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅💪🙏❤
@gebrelibanoswrufael
@gebrelibanoswrufael 22 күн бұрын
ንህዝብ ትግራይ ሓደጋ ዘዕቱ ኩሉ ጠጠው ክብል ኣለዎ ብፍላይ TDF ማዕከላይ ኮይኑ ብትረት ፣ኣብ ሓቂ ዝተመሠረተ ውሳኔ ክህብ ይግባዕ።ካብ መመረሂ ወፃዒ ዘሎ ነገር ካብ ስሩ ክብርቆቅ አለዎ፣ውድብ በቲ መተሓዳደረ ደንቢ መሠረት ኩሉ ክፍፅም ይግባእ።ዝወረደን፣ዝደየበን ነዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ወሸጥን ናብ ደገን ምፎላጥ የደሊ።ብፍላይ ወናማት ናይ ትግራይ ጀነራላት ካብ ሕጊ ዝወጽእ ኣካል ጠጠው በል ክብልዎ ይግባዕ።
@Azeb1782
@Azeb1782 22 күн бұрын
ምሕናቕ ደሞክራሲ ብርኡይ ብአቶ ገታቸው። ንሓደ ውልቀ ሰብ ተባሂሉ አኸባ ክኽልከል ፍፁም ዲክታተርነት 😭😭😭😭😭😭
@user-hm8qn5tg3w
@user-hm8qn5tg3w 22 күн бұрын
ጌታቸዉ ረዳ ብእዝኑ ተጎቲቱ ክወርድ አለዎ ትዲኤፍ አበይ አሎ ፅንዓት ይሃብካ ህዝብና
@user-jn5pu2ob8w
@user-jn5pu2ob8w 22 күн бұрын
ሰላም ሰላም❤❤❤❤💛💛💛💛
@areaareaarea4587
@areaareaarea4587 22 күн бұрын
መሕፈሪ ጌታቸው ረዳ ንኮርያን ኤርተራን ዘንዕቅ ውልቀ መላኽነት ተፈጢሩ ኣብ ትግራይ ። እቲ ዝገርም ግን ጀነራላት ትግራይ ስኽ ኢሎም ምርኣዮም እዮ ዘሕዝን ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 22 күн бұрын
I agree with your comment
@qaxaniyarde1380
@qaxaniyarde1380 21 күн бұрын
ጉሓፍ ኤርትራ አኮ ብነብሳ ትማሓደር ሃገር ኢያ ቆማል ትግራዋይ ኤሜሪካ ሙቱ አንተላትኩም ትሞቱ ተስአ አንተላትኩም ትትስኡ ህዝቢ ምስ ኤርትራ ክትስራዕ ክክክክክ
@DannyAbraham-cn4mc
@DannyAbraham-cn4mc 21 күн бұрын
በቃ እዙይ ነውሰ ምትሓት ኣስቸጊሩኩም ዓድዋውያን😂😂😂 ኤሩ🇪🇷🌹 ኤሩ🇪🇷🌹ክትብሉ ምህራስ ስኢንኩም😂😂😂
@GebreGebre-bz4sn
@GebreGebre-bz4sn 22 күн бұрын
ክቡር ሓውና የሱፍ ክቡር ሓውና የሱፍ ክቡር ሓውና የሱፍ ኢብሂም ንፈትወካ ኢና ፈጣሪ እንቋዕ ድማ ብሒወት ተረፍካ ንቲ ስለ ሓቂ ጠጠው ኢለካ ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ የቀንየንልና
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 22 күн бұрын
Diaspora Tigrai should protest against the interim administrator of Tigrai
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 22 күн бұрын
ናይ ባሐቂ ይግብኦ እዩ ሐቀኛ እዩ እቶም ግፍዕ ዝፈጸሙ ዘጋለጸ ንህዝብ ትግረይ ዝሐል ንውድብ ዝኣምን እዩ ካብ እዞኤም ትምርቲ ምውሳድ ይካኣል እዩ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@gebremedhinkassadrar425
@gebremedhinkassadrar425 22 күн бұрын
Thank you my brother❤❤❤🎉🎉🎉
@user-jn5pu2ob8w
@user-jn5pu2ob8w 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤💛💛💛YeS
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 22 күн бұрын
ሙሽሙሽ ፋሽስት paranoid person. ስብሰባ ክኽልክል አይግባእን ፋሽስታዉን ማእሰርቲ ምድያ ሙቁፅፃር ደሞዝ ምግዳብ እዙይ ቀዳማይ ስራሕ ካብኡ ምእሳር ምቅታል ይኽተል.እዙይ አቶ ግታቸዉ ጥራሕ አ ይኮነን ተጠያቂ ዋንአ ጀነራል ፃድቃን ሙዃኑ ክፍለጥ አሎዎ😢😢😢😢😢
@thishabraha4976
@thishabraha4976 22 күн бұрын
❤❤❤❤
@thishabraha4976
@thishabraha4976 22 күн бұрын
Hi 👋 ❤
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 22 күн бұрын
ኩቡር አያና ጌታቸው መጀመርታ አትሕዙ ምንሻውን ምውርዳን ክጅምር ክሎ ኣካይድኡ ክምታ ናይ አብይ አሕመድ ክምኻኑ እዩ ህዝብ ትግራይ ብሐይሉ ስልፍ ገይሩ ንገታቸው ክውርዶ አለዎ ጻድቃን ክማን ህዝቢ ትግራይ ክጠንቅቆ አለዎ ንምንታይ ኣደዳ ጸላእቲ ንኽውን 😭😭😭😭
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 22 күн бұрын
ኩቡሩ አያና ድምጺ ኣይስማዕን ዘሎ 🎉❤🎉❤🎉
@FyFt-t8m
@FyFt-t8m 19 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ
@mekonenebeyene7836
@mekonenebeyene7836 22 күн бұрын
Yes
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 22 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Nureaney
@Nureaney 21 күн бұрын
Thanks እናመሰግናለን ዮስፍ ኢብራሂም እድሜና ጤና ይስጥህ የሚገርመኝ የኛ እሊቶች ይህ ማወቅ አቀታቸዉ ከነጥፋቱህወሓት ደግፈሕ በአድነት መሄድ አለብን
@user-hs4cz7sb9d
@user-hs4cz7sb9d 22 күн бұрын
ዉልቀ. መላኺ. አቢይ. አህመድ. አብ ትግራ. ጌታቸዉ. ረዳ. ረቢይ ናእድካ. ይኸብ. ካሕዳም. አይምሰልካ. ልግዝኡ. ሐሽከር. አቢይ. አህመድ. ወራዳ. ጌታቸዉ. ስዉአት. ረስእኻ. ገንእይ
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 22 күн бұрын
ኩቡሩ አያና ሀይለ ደደብት ዝገልጾ ዝነበረ ትኽክል እዩ እታነገር መጽዓ ራኣይዎ ጌታቸው ፍርሐት ዘይብሉ ጨካን ኣረሜን ናይ ባሐቂ 😭😭😭😭😭😭የሕዝን
@Matebkom
@Matebkom 22 күн бұрын
ብትግርኛ እናፅሓፍኩም ትግራዋይ ትፃረፉ መን እንትኾን እዩ ...ቪቫ ጌታቸው
@KflomGs
@KflomGs 21 күн бұрын
ምስጋናና ወሰን የብሉን ቀፅለሉ ። ብቁዕ ኢኻ ዕለትን ወርሕን ግን ብትግርኛ
@muluBerhe-g3j
@muluBerhe-g3j 21 күн бұрын
የትግራይ ህዝብ ትእግስት መብዛት ዲግታተር የሆነ ግለሰብ ኣፍርተዋል አንተ ደግሞ በርታ ለሀቅ የቆምክ ነው❤❤❤
@user-hu8gb3rc7q
@user-hu8gb3rc7q 22 күн бұрын
ፅቡቅ
@Korra-e2e
@Korra-e2e 22 күн бұрын
This crisis is the result of one of the biggest mistakes made by both TPLF and Shabia. Instead of focusing on prosperity and mutual development, they spent much of their time working against each other. Time has now shown that cooperation, built on mutual respect, is the best path forward for both peoples. Getachew has compromised himself and is exploiting the suffering of the Tigray people to advance his own selfish agenda.
@AmenTekle-z8r
@AmenTekle-z8r 22 күн бұрын
በልፂጉ ዝባኑ ተቀሊዑ
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 22 күн бұрын
ጌታቸውን አብይን በይኖም አይኾኑን: እዛ ናይ ጀነራል ፃድቃን ደሞክራታይዘሽን ተጠቀምትን እውን ኢዶም አለዋ: ናይ ጌታቸው ትእዛዝ ዝተዋደደ ንሕውሓት ካብውሽጢ ናይ ምፍራስ ስራሕ እዩ ዘረጋግፅ:
@esayasmesefen7784
@esayasmesefen7784 22 күн бұрын
ሓደ ዓመት ሙሉእ ምሽጥር እንዳ አውፀእ ዝፀንሓ ስጉምቲ ክውስዶ አለዎ
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 22 күн бұрын
It looks like Mengitu Hailemariam, back to administrative. Dictatorship returns, unfortunately never we are Tegaru!
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 22 күн бұрын
Exactly
@adiamgebre7805
@adiamgebre7805 22 күн бұрын
እዚ ከይትእከቡ ዝብል ደብዳበ ናይ ገታቸው ጥረይ አይኮነን ፃድቃንውን ሚኢቲ ካብ ሚኢቲ አለዎ ከም ከማይ እቲ አውራ እዚ ነገር ናብዚ ክበፅሕ ዝገብር ዘሎ ፃድቃን ምኳኑ እመኑኒ 21:
@berhanabay7338
@berhanabay7338 22 күн бұрын
ገዚአዊ ፡ እካ ፡ ብሰላመ ለቀቀ
@arayagebre4537
@arayagebre4537 22 күн бұрын
አወ እወ አወ ንሰምዕ
@AmenTekle-z8r
@AmenTekle-z8r 22 күн бұрын
የሱፍ ዝገርም ሓሳብ 100% ናይ ህዝቢ ትግራይ
@gebremedihinatsbaha2474
@gebremedihinatsbaha2474 22 күн бұрын
በጃኩም በጃኩም ናይ ደገ ምድያታት ካብቲ ሓቂ ብምርሓኩም ማለት እቲ ሓቂ ብቀሊሉ ደፊሩ ዝዛረበኩም ስለ ዝሳኣንኩም ድዮ ወይስ ብርካሽ ጥቅሚ ልብኪም ተደፊኑ ርግፀኛ ኣይኮንኩን ። ግን ኩቡሎ ዝደለኩ በጃኩም ፃምእ ስልጣን ውልቀ ሰባት ንምርዋይ ኢልኩም ፍትሕን ርትዕን ዝሓሮሞ ህዝቢ ከዝስ ሳላ ሓቢሩ ንመንነቱ ዝተቃለሰ ማዕረ ማዕረ ንፀላእቱ ንግዕዝይና,ብወገነ, ብግበረለይ ክገብረልካ ዝተተነገ ምሕደራ ትግራይ ውን ክቃለሶ ኪኢሉ እዮ ። እንተከነ ግን ንስልጣን እምበር ንፈትሕን ነርትዕን ንጓኒ ብምግዳፍ ቃልሲ ህዝቢ : ሓድነት ህዝቢ ከዝውን ዝሽርሹረ መንገድታት ብምክታል ንለውጥን ባህጊ ፈትሕን ህዝቢ ይጨውይዋ ኣለው ነዚ እውን ናይ ደገ ምድያታት ተሓባበርቲ ትኮኑ ኣለኩምደ። ምናልባት ንስካትኩም ከብቲ ሓቂ ዝረሓኩምሉ ምክንያት ኩነታት ዓዲ ካብ ካድረታት ስለትረክቡዎ ይኮን እዮ ግን ድሌት ካድረታት ሕውሓትን ድለት ህዝብ ኣፋላላዮ ሰማይ እና ምድሪ እዮ ። ማለት ከድረታት ሕዋሓት ጥቅሞምን ስልጣኖምን ብዝሕሊ መንገዲ እዮም ዝመርሕዎ ዘለው። እዚ ካኣ ኣብ ህዝቢ ሓድነቱ ኣብ ክሽርሸር ኣብዮ ታራ ይፃዎት ኣሎ ። ካብቶም ሓድነት ዝሽርሽሩ ቀንዲ ምቅስቃሳት ካድረታትን ንሳቶም ዝኩኩእዎ መርሕነትን :- ፨ ኣብ እዋን መከተ ንደቅካን ቤተሰብካን ንካይ ቃለሲ ከለላ ምካን ( ፦ ብስም ወደይ ዕድምኡ ኣይመለአን ዝብል ናይ ሓሶት መረዳእታታት ካብ መከተ ምግላል :- ንመልመልቲ ኣካላ ግቦ ብምክፋል ሕማምም ኣሎዎ ክቃለስ ኣይክእልን ዝብል ናይ ሓሶት መረዳእታ ብምቅራብ ካብ መከተ በተሰብካ ምግላል ፨ አብ ሰናይ ምምሕዳር ፍትሓዊ ተጠቃምነት ከይ ህሉ ብምስራሕ :- ጥቅማ ጥቅሚ ብሓሳብ ንዝድግፈካን ዘጨብጭበልካን ጥራሕ ምሃብ ናይ ህዝቢ ሃፍትን ናይ ገበርቲ ስናይ ሃፍትን መሳር ስልጣንካ ምውዓል :- ናይ ገበርቲ ሰናይ ሃፈቲ መሳርሒ ስልጣንካ ምግበር ንሕዋሓት መተናከሪ ገንዘብ ተዘይ ኣዋፂካ ረድአት ኣይትረክብን ብምባል ንህዝቢ ናብ ዘይተደለየ ልቃሕን ስክፍታን ምድራግ እቲ ሓገዝ ኣብ ዝመፀሉ እንተኮነ ነቲ ተለቂሑ ንውድብ መጠናከሪ ዘውፅአ ዘይኮነስ ነቲ ንካድረ ዘጨብጨበን ናይ ካድረ ዓሌትን ጥራሕ ክጥቀም ምግባር ፨ ለውጢ ስናይ ምምሕዳር ከይህሉ ቀንዲ መፃወድያ ካድረ እዮ ፦ንኣብነት ድሕሪ ኩናት ህዝቢ ናይ ኣመራርሓ ለውጢ ክንገብር ኢና ኣብ ዝበለሉ እዚ ናይ መግስቲ ቁፃር እዮ ኣይወርድን መግስቲ እዮ ዘውርዶን ዘደይቦን ህዝቢ ንቶም ዝሸሞም ካኣ እዚ ካኣ ናይ ሕዋሓት ኣባል እዮ ኣባላት ህዋሓት ጥራሕ እዮም ዘውርድዎም ብምባል ንለውጢ ኣስልጣ ኣካል ሕዋሓት ዕንቅፋት ኮይኑ እዮ ። ህዝቢ ዝቦሎ ግን ካብ ኣባልነት ሕወሓት ዘይኮነስ ካብ ናይ ህዝቢ ስልጣን ይውረድልና እዮ ዝበለ። ሓድነትና ንውልቀ ረበሕኩም ክት ሕሉው ሸርሽርኩሙልና እዮ ዝቀለ። ልዕሊ ፀላኢ ብጥምየት ክንሳቀ ፈራድኩምልና እዮ ዝበለ። ከዝውን ትግራይ ከይትልወጥ ኣክቢቡ ስልጣኑ ከቀፅል ዝደሊ መሪሕነት ሓድነት ትግራይ ; በሃጊ ትግራይ ዘይርዳእ መሪሕነት በቃ ክንብሎ ይግባእ ፈታዊ ህዝቢ መሲሉ ዝሸወደና ይኣክሎ። ፰፰ ምድያታት እውን ምናልባት ነዚ ንስልጣኑ ጥራሕ ዝሓስብ ትርግታ ህዝቢ ዘይርኢ ብህርፍን ስልጣን ምርኣይ ዝተስኣኖ ምውጋንኩም መሕፈሪ እዮ ምስ ግዜን ድለትን መንእሰይ ዘይርዳእ መሪሕነት ምውጋንኩም !!!!!!!!!!!
@gebrelibanoswrufael
@gebrelibanoswrufael 22 күн бұрын
ናይ ትግራዋይ ታሪክ ዘይዕቅብ ፣ናይ ፕሪቶሪያ ውዕል ዘዬፎፅም መራሒ ተመዛበልቲ ናብ መንበረ ገዘኦም ዘይመልስ ትግራይ ክመርሕ TDF እዱል ክህቦ የብሉን ዝተሰወዓ እልፍ ዓዕላፋት ንዙይ ኣይኮነን ናይ ስውዓት አዕፅምቲ እሾክ ኮይኑ ከይወግዓኩም።
@HBi-r3u
@HBi-r3u 21 күн бұрын
ትግራይ ብደይ ደብረፅዮ ን ካልእ ሙሁር የለይ ድዩ
@freybare5825
@freybare5825 22 күн бұрын
Long live TPLF❤
@okay5271
@okay5271 21 күн бұрын
All of you must be united to get together cooperate as one and then guarantee that you will succeed.
@SlomonGmaryam
@SlomonGmaryam 21 күн бұрын
ጌታቸው ኬሲ እዩ
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 22 күн бұрын
ተመወልቲ ጉጅለ ቆራዲድ ኣብ ዓለምና ካብ ዘለዉ ግርፉጣት፣ዓሌታውያን፣ ብደም ህዝቢን ብስርቂ ዝጨቀወ ጉጅለ እናደገፍካ ካብዚ ንምንጋፍ ንዝፅሕር ምኽሳስ ክንደየናይ ድሑራትን ዓሌታውያን ምዃንኩም የርኢ።
@Nureaney
@Nureaney 21 күн бұрын
Yes yes yes
@HBi-r3u
@HBi-r3u 21 күн бұрын
ትክክል እዩ መንግስ ዘይፈልጦ አኸባ ክኽልኸል አለዎ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 22 күн бұрын
ንምንታይ ህዝቢ ዝቅበሎ
@arayagebre4537
@arayagebre4537 22 күн бұрын
ሶማሊያዊ እዩ ? ዝገርም ዝገርም ኣገናዕ በሉለይ መግለፂ የብለይን
@dawitmehari6865
@dawitmehari6865 22 күн бұрын
የሰፍ 100% ሓቒ ብሓይሊ ሰለ ዘየንበርኽዎ ,ኣብ ዉሽጦም ጻላእቲ ፈጢርና ነጥፋኣዮም እዩ ነዚ ዘይርዳእ ግልጺ ዝኾነ ሓሳብ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን ,ካብ ሓዉኹም ኤርትራዊ.
@actttig9753
@actttig9753 22 күн бұрын
እታ ትግራይናስ ክንደይ ዓይነት ዓይነት ሰብ እያ አብ ውሽጣ ሒዛ? ከብዶም ዘቕድሙ ሃርጏፋት ፈተውቲ ነብሶም ካሕዳማት
@gebregziabherwoldu6739
@gebregziabherwoldu6739 22 күн бұрын
ብቀጥታ ውልቀ ምልክነትን ናይ ብልጽግና መምርሕን እዩ
@baherunegash6934
@baherunegash6934 22 күн бұрын
MLLT members in the US support for lawless faction in Tigray. You people living in the western if want MLLT to continue in Tigray You are on the wrong place you should go to North Korea. That is what you want to continue in Tigray.
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 22 күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@tamutafu528
@tamutafu528 22 күн бұрын
Atume. Ahewateye. Eza. Negere. SURE. Alata. Bekelelu. Ayetereayewo. !!!!!
@tedo1645
@tedo1645 22 күн бұрын
ን1. M ሕዝቢ ትግራይ ጥፍአት ተጠያቂ ደብረፅዮን እንበር ጌቾ አኮነን ። ደብረፅዮን ን 1.m ሕዝቢ ሕይወት ብሕጊ ተሐታቲ እዩ። we don't need debrtsin He must go!!!
@user-jv6hj9hu4l
@user-jv6hj9hu4l 21 күн бұрын
TPLF and TDF must stand with people of tigraians and Getachew must step-down ask forgiveness from people tigrai because Getachew become support prosperity group that never happened again with enemies 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 22 күн бұрын
❤❤❤እዋይ ጌታቸው ብሓቂ መሕፈር እዩ!! ብምርጫስ ዶር ደብረጽዮን እዩ ተመሪጹ ኔሩ ልቢ የዕብዩ ድሓን ሕለፍ ኢሉ እንተዘይብልሲ አነ እየ ብ38 ድምጺ ተመሪጸ ( ከማኻ እንተዝኸውን ኔሩ) እንደገና ካልእ ክምረጽ እንተዝብል ኔሩ ንስኻውን ካብ ኢድ ሽመልስ ዊስኪን ቮድካን አይምሰተኻን ማለትአብ ዝተወስኸልካ ዕድመ ንባንዳነት ነቶም አቦታትካ ጎይታ ክትኮነሎምን አብ ርእሶም ክትሸይን ምሕሳብካስ ብላሽ!!!❤❤❤
@user-jv6hj9hu4l
@user-jv6hj9hu4l 21 күн бұрын
Getachew and all who follow him Generals will be there life in danger because enemies never ever be lovers 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢very heartbreaking 💔
@yonastamrat5417
@yonastamrat5417 22 күн бұрын
መሰብሰብ ሰላማዊ ሰልፍ ማድረግ በሕግ የተከለከለ ነው።ዳግማይ ደርጋዊ አዋጅ ሰተት ኢሎም ናብ አምባገነንነት!ዝገርም!ካብ ተቃለስቲ ኢና በሃልቲ መራሕትና መዃኑ ከግራሞቱ ፍሉይ እዩ።
@frewoinigore1782
@frewoinigore1782 22 күн бұрын
Getachaw is working with Genocide Geverment ? For his power ,He need to go now !
@berhanedebesai62
@berhanedebesai62 21 күн бұрын
Bitaimi Zihizin Mibale. Akeba ni zideleyo kefikid ni zeydeleyo kikilkil. Emo Aby dea grem wekali rekibu . Bailu mimtsai aydlyon Enderase kab rekebe.
@WeldeGabrielFayesa
@WeldeGabrielFayesa 22 күн бұрын
Hadinetna nestim❤
@tekleabtekleab65
@tekleabtekleab65 22 күн бұрын
ናይ ቢሮ ሓለፍቲ ኮይንኩም፡ መሃያ እናተከፈለኩም ግን ቢሮ ዓጺኩም አብ ኣኬባታት እትውዕሉ ኣመሓደርቲ ግደፉ ትኩረትኩም ህዝቢ ኣብ ምግልጋል ግበሩ።ኣይ ክንእከብ ኢና እንተኢልኩም ድማ እታ ወንበር ኣረኪብኩም ናብ ኣኬባኩም ትፋነዉ እያ ትዋና መልእክቲ። ብትክክል ዝተርዳእካያ ኣይመሰለንን
@tsedalegher4705
@tsedalegher4705 22 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤
@dawitmehari6865
@dawitmehari6865 22 күн бұрын
ሰላም እዚ ናይ ገታቸወን,ጻድቃን ,ዝኸድዎ ዘለዉ ናይ ብልጽግና ኣተግበርቲ እዮም ,እዚ ድማ ዓቢ ሓደጋ ንህዝቢ ትግራይ እዩ ,ብፍላይ ን TPLF እንተተኣሲሮም ትግራይ ,ናይ መጨረሽታ ጥፍኣት እዩ ,ገታቸወ ,ድማ ነዚኣ እዩ ዘተግብር ዘሎ ,ንሰራዊት ትግራይ ፋሕ ፋሕ ኣቢልካ ኣብ ኢድ ጸላኢ ምዉዳቕ እዩ ,መቸም ንኣቢ ዘይፈልጥ ሰብ የለን ከመይ ዓይነት ጨካን ,ኣረመን ምኻኑ ,እዚ ጉዳይ ከቢድ እዩ ,TDF ስጉምቲ ክወስድ ኣለዎ, ጽባሕ ናብ ዝኸፍአ ግጭትን ,ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ መሊኡ ክጸንት እዩ ዝደለ ዘሎ ,እዚ ንርአ ዘለና ኣካይዳ ገታቸወ ,.
@asefudesta441
@asefudesta441 22 күн бұрын
ብልጽግናን ወደ ትግራይ ማስገባት ስለፈለጉነዉ::
@mihretgebremariam3076
@mihretgebremariam3076 21 күн бұрын
🙏🏾🥰❤️💊
@Matebkom
@Matebkom 22 күн бұрын
አታ ወዲ ሓዊ አይትጭሓረልና ናይ መንግስቲ ስራሕ ስዓት ፍሉጥዩ ድሕሪ እዚ ስዓት አኼባ ከካይዱ አለዋም አፍቅዱኒ ዘይተፅሓፈ አይተንብብ ግ /መ ትግራይ ተጋዳላይ ጌታቸው ኣይትተኣከቡ ተኣከቡ መን አጊዱ ስማእ ከም ከልቢ ዋሕ ዋሕ አይትበል አንብቦ ክልተ ህወሓት እዮም ዘለው እዚ ብምፍጣሩ ድማ ሕጉሳት ኢና መነሰዩ ሕዝቢ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ይፈልጥ ድዩ ሕዝቢ ትግራይ ልእሊ ሚሊዮን ዘወደኣ ከይትሓቱ
@user-ou1he9el2s
@user-ou1he9el2s 21 күн бұрын
እቲ ወፂኡ ዘሎ አኬባ ገይግበር ዝብል አዋጅ ናይትግራይ ህዝቢ ቀንዲል መቃለሲና ናይ ምእካብ ናይምዝራብ ናይ ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር ብቃንቃና ናይምዝራብ መሰልኘና ስለትግሃሰዩ ቃልሲ ዝመረፅና ሰለዚህ ሕዝዉን ናብዘይ አድሊ መንገድዩ ዝከድ ዘሎ ይታሐሰበሉ
@hdhhd7462
@hdhhd7462 22 күн бұрын
❤❤❤❤😢😢😢
@RedaeHagos-p8p
@RedaeHagos-p8p 22 күн бұрын
ህወሓትከ ኣበይ ኣላ ካብ ትጠፍእኮ 4 ዓመት ሓሊፍዋ፡፡ብግብረ ራዕዲ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ተመዝጊባ ደሕሪ ፕሪቶርያ ድማ ካብ አሸባሪነት ተላዒሉላ ግን ድማ ናብ ንቡር መንነታ ዘይተመልሰት ዝሞተት ዉድብ ኢያ ፡፡ ስለዚ ክሳብ ኣብ ትግራይ ዕላዊ ምርጫ ዝካየድ መራሒ ትግራይ ኣየተ ጌታቸዉ ረዳ እዩ፡፡
@edenayele1720
@edenayele1720 22 күн бұрын
እድኩም ሀቡ ተወዲአ ሰዓት ደብረጽንተት የእኽሉ እዩ ተጋሩ ጋንታ ደብረጽንተት ይአክል ኢልዎም ምስማዕ አብዮም
@GEBRSELASEGebrmedn
@GEBRSELASEGebrmedn 22 күн бұрын
ዘበሰበሰ ማእከላይ ኮሚቴ እናበልካስ ደጊምካ ምምራፅካ ሰብ ሰለዘየለ ድዩ አብቲ ካድረ
@ilovejesus1480
@ilovejesus1480 18 күн бұрын
ሓጥያትና በዚሑምበር አብዚኦም ዶ ምወደቕና ድሕሪዝኹሉ መከራስ መሊስካ መከራ ትሰምዕ ሽግሮም ብግሎም ዘይፈትሑስ ሽግርና ክፈትሑ ?
@tigrayforum8235
@tigrayforum8235 21 күн бұрын
Shame on you Tigray online. We should all support Getachew.
@semirberhe7592
@semirberhe7592 22 күн бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@madenaabdulkader4026
@madenaabdulkader4026 22 күн бұрын
ክቡር ሐው እዚ ሚድያኻ ነብ ሳተላይት ተዝዓቢ እሞ አብትግራይ ተዝሰማዕ ፅቡቕ ነይሩእእምበር ትግራዋይ ፈዚዙ እዩ ዘሎ
@daweitasres2094
@daweitasres2094 21 күн бұрын
Kubur hawna haki eyu ❤
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d 18 күн бұрын
አዲ ትጠፍዕ ዘላ አክቲቪስት እና እንዳበልኩም ዋና ነይቱ ትግራይ ተጠየቅቲ ሚድያ ሒዙኩም ወገናዊነት አብ ውልቀሰባት ልተጠልጠልኩም ስለዝኮንኩም ቤንዝን ብርክፍካፍ እበር ዋና ጆኖሳይደራት ትግራይ ሓደ ኢካ ከዝውን ዝትረብህ ሰብ እኮንካ ናትካ ፍኮራ ካሊእውን እብለይ ከምዝብለካ ፍለጥ ናተይ ሓሰብ ተቀበሉ አይተዋፅእይ ትግራይ ናይ ፎከርትይ የትግበራ ልምንታ ላብ አቢይ ግደፎሞ አትም ፎከርቲ እንዳለኩም ትግራይና ሰላም የላን ከዝውን መንግስቲ መሲልካ አምባገነን እካ በሓደ ውድብ ትምራህ ተለካ ታይ ትገብር ነይርካ ከዝውን ቅድሚ ከዚይ ልትዘርኤ ዘርኤ እኩም ታአፅድዎ ዘለኩም ከዝውን ነገራት ሒም እልካ ተዘይረካዮ ውድቀት እምበር ካሊዕ የለን ናውልቀሰባት ምንነት ካብ ተውሪይ ናይ ትግራይ ህዝቢ ፀገም ካበይ ላበይ ህዝብና ፀገሙ ከመይ ንፍታህ ካብ ምባል ተደለካ ዳኛ ተደለካ ፓሊስ ተደለካ አቦ ወንበር መሲልካ ተውሪ ዘለካ ትግራይ ናይኩላትና እበር ናይ አፈኛታት የትኮኒ ቅበፀ
@Yirgalem-tp8rk
@Yirgalem-tp8rk 22 күн бұрын
ሰይጣን ንመልኣክ ተመሲሉ እዩ ንወዲ ሰብ ዘጋጊ እምበር ኣነ ዲያብሎስ እየ ኢሉ ኣየስሕተካን ።ልቢ ክንገብር ይግባእ!!!ጽላል ኹሌና ዝኾነት ዳዕሮና ክቖርፅዋ ኣብ ጫፍ በፂሖም ኣለዉ፡ትግራዋይ ኣስተብህል ዲያብሎስ ብሄር የብሉን እንድሕር ኣፍቁረተ ንዋይ ሕዲሩና እምነትና ሸይጥና ንዑኡ ክንግዛእ ይገብረና ናይ ይሁዳ ምሳሌውን እዚ የርእየና ኣብትግራይ እውን ዝርአ ዘሎ እዚ እዩ ።ነዚ ፈውሱ ከም ኣቦና እዮብ በቲ ዝ ፀነሕናሉ እምነትና ክንፀንዕ ይግባኣና ።ሓድነትና ኣስጢምና ብርሃን ገዛና ንፋስ ከየጥፈኦ ረቢብና ንቃለስ ።ድሕሪ መከራን ሽግርን ራህዋን ሰላምን ክንረክብ ኢና ።ሰላም ንትግራይና!!!
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 21 күн бұрын
ህዝብ ትግራይ ኣብዚ ሰዓት እዙይ ካብ ዘለው ሺግሩ መዋፅኦ ዝፈጥረሉ እንበር ግዜኡ ኣብ ኣኼባ ግዜኡ ዝዉድእ ኣይድሊዮን።
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Hungry FAM
Рет қаралды 12 МЛН
Je peux le faire
00:13
Daniil le Russe
Рет қаралды 13 МЛН
Фейковый воришка 😂
00:51
КАРЕНА МАКАРЕНА
Рет қаралды 6 МЛН
"ግለት" (+18) ሙሉ ፊልም | "Gelet" | New Ethiopian Drama Movie 2024.| Best Ethiopian Romantic Movie.
1:17:15
Sekela Entertainment - ሰከላ ኢንተርቴይመንት
Рет қаралды 255 М.
Teddy Press መርገጺ TDF ኣብ ፖለቲካ ትግራይ
1:00:30
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Hungry FAM
Рет қаралды 12 МЛН