መንግሰቲ እዩ ዝመርሐና(ካብ ደኩመንትና)

  Рет қаралды 59,827

Cyber power Tigray Media

Cyber power Tigray Media

Күн бұрын

Пікірлер
@YohenssAlemayohu
@YohenssAlemayohu Ай бұрын
ኩሉግዜ ንኾርዐሎምን ነኽብረምን መራሕትናን ወለድናን ብዘይምኽንያት አይኮነን ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ እካዕ ናትናኮንኩም መቅናእቲ ጀጋኑ
@YemaneAbraha
@YemaneAbraha Ай бұрын
It is an old posting from 2013
@russomtecle6972
@russomtecle6972 Ай бұрын
ሰብ፡ዕድመ፡እዮም፡ሰብ፡ጥዕና፡እዮም፡ሰብ፡ሃብቲ፡ድማ፡እዮም። ሕንግል ክህልዎም፡ድኣ፡ጸልየሎም።፡ካብ፡ነንሕዶም ፡ዝገዱ፡እዮም።
@hailemichealweldeslasse6903
@hailemichealweldeslasse6903 Ай бұрын
ትኽክለኛ መርገፂ ላዕለዎት መራሕቲ TDF ። እዚ መርገፂ እዙይ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓፂር ግዜ ናብ ዓወት ናብ ሃለዋት ምልእቲ ትግራይ ዘብፅሕ እዩ ።🙏🙏🐅🐅❤❤👌👌
@Wubetwedikoraro4901
@Wubetwedikoraro4901 Ай бұрын
Shame to hear general are involving in exploiting of the gold mineral from north western zone of Tigray. We need clear cut justification from General Migbey Haile
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@NegashGebremedhin
@NegashGebremedhin Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ክብርን ምስጋናን ይግባኣኩም
@manjussegen3654
@manjussegen3654 Ай бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑ ኣየታትና❤❤❤
@MikaleHafut
@MikaleHafut Ай бұрын
ኩሉግዜ ንኾርኀሎምን ነኽብረምን መራሕትናን ወለዱናን ብዘይምኽንያት አይኮነን ኀድመን ጥኀናን ይሃብኩም ፈጣሪ እኮኀናትናንኩም መቅናእቲ ጀጋኑ
@IsraMohammed-e1q
@IsraMohammed-e1q Ай бұрын
ጀጋኑና ኩርዐት ትግራይ እዩም tdf
@TilahunTarekeWeldu
@TilahunTarekeWeldu Ай бұрын
እዚ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ኣብ ትግራይ ቲቪ ዝተመሓላለፈ ይመስለኒ።
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l Ай бұрын
ጥላሁን በኽቲ ፀረትግራዋይ
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 Ай бұрын
ሳይበር ብ2014 ዝወጸ መግለጺ ሐጂ ከምዝወጸ ገርካ ንህዝቢ ምድንጋር ጠጠው ይበል። ኤፍረም ከምዚ ዓይነት ሰብ ኣይመስለንን ኔሩ። ብጣዕሚዩ ዘሐዝን ነቶም professionals ሓሰውቲ 😮ሓሊፍካዮም
@fghdf7198
@fghdf7198 Ай бұрын
ኣርባዕ ሽሕ እኮ ረኪቡ ክንዳኡስ
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l Ай бұрын
በርሀ ተኽለሃይማኖት መላኽዒ ኢኻ ባንዳ እኻ ቁስሊ ህዝቢ ትግራይ ክሓዊ ዘይትደሊ ፀረስራዊት ኢኻ ተፀበ
@wediadi6788
@wediadi6788 Ай бұрын
9:30 ህዝቢ ትግራይ ዝመረጾ መንግስቲ ሎሚ ኣብ ትግራይ ኣሎ ድዩ? እቲ ተመሪጹ ዝነበረ መንግስትን ክልላዊ ቤት ምኽርን ድሕሪ ምፍራም ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣይተወገደን ድዩ?
@FikaduWeldeluel
@FikaduWeldeluel Ай бұрын
ንበሩልና ጀጋኑ ኣያታትና 100% ንሱ እዩ እቲ ሓቂ
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
በዝኸፈለቶ ከቢድ መስዋእትነት: ምስ ጅግና ሰራዊታ: 'ሰራዊት ትግራይ' ወትሩ ትግራይ ትስዕር! Thank you.
@AliAhmedfentaw
@AliAhmedfentaw 7 күн бұрын
Bexornt serkme besarhe Tesafu Alekume
@YabsraLeul
@YabsraLeul Ай бұрын
ብጣዕሚ የቀንየልና ጀነራላት ትግራይ ዓምዲ ሂቀ ህዝቢ ትግራይ ኢኹም ህዝብኹም ድማ ብአኹም ይኾርዕ
@aksum-b9b
@aksum-b9b Ай бұрын
እቲ ዝፍፈረሰ ህጋዊ መንግስቲ ምምላስ እዩ መፍትሂ። ጹቡቅ መርገጺ ወላ ደንጉዩ ኢንተመጸ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጀጋኑ ኢኹም
@tsehaiehaile6725
@tsehaiehaile6725 Ай бұрын
ሕጂውን መልሲ ጆን መዲድ ቅኑዕ አይኮነን። ጊዜያዊ መንግስቲ ህዝቢ ትግራይ አይመረጾን። ብፖለቲካዊ ድርድር ዝመጸ ኢዩ። ህውሓት ከኣ ኣነ እየ ብህዝቢ ዝተመረጽኩ እዩ ዝብል። ስለዚ ክብል ዘለዎ ኃይሊ ትግራይ አብትሕቲ ግዜያዊ መንግስቲ እምበር አብ ትሕቲ ፓርቲ ክኸውን ኣይክእልን ኢሉ ብዘየዳግም ምዝራብ የድሊ።
@aksum-b9b
@aksum-b9b Ай бұрын
አይተረዳካን። ጊዝያዊ መንግስቲ አብ ትግራይ የለን። ስለዝተመረጸ ግና ዝፈረሰ መንግስቲ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ። ጊዝያዊ ምምህድዳር መንግሥቲ አይኮነን ፤አይተመረጽን። መ ህዚ የለን። ወዲ መዲድ ነተይ ዝተመረጽ አብ ፕሪቶርያ ብይ ጻድቃን ዝፍረሰ መንግስቲ ኢዩ ዝብል ዝሎ። ስለዚ እቲ ዝተመረጽ መንግስቲ ናብ ቦቱ ይመልስ አሎም ማለት ኢዩ። ጊዝያዊ ዝበሀል መንግስቲ አይነብረን የለን። ጊዝያዊ ምምህድዳር እውን የለን ህዚ። እቲ ህጋዊ መንግስቲ ዝብለካ ዘሎ።
@aksum-b9b
@aksum-b9b Ай бұрын
ጊዝያዊ መንግስቲ የለን ነይሩ አይፍለጥኝ ኣብ ትግራይ። ጊዝያዊ ምምህድዳር እውን የለን። ህወህት ጋዛኢ ወድብ እዩ። ህየሊ ትግራይ እውን ዝምራህ ብይ ገዛኢ ወድብ እዩ።
@ፅጌናይ
@ፅጌናይ Ай бұрын
ክተደናግር ኤይትታሃወኽ 😂። እዚ ቅድሚ 2ተ ዓመት ዝሃብዎ መግለፂ እዩ። ሎሚ ዓሰብ ካብ ኤርትራ ቆሪፆም ንኢትዮጵያ ክህቡ ምስ ኣቢይ ቀትርን ለይትን እዮም ዝሰርሑ ዘለው 👍። ስረ ተጋሩ ከመይ ከም ዝኾነ ቁሩብ ተፀበ ። ክትሪኦ ኢኻ ። ከሰክሕኻ እዮም። ዓሰብ ምስ ተመንዛዕካ ርእስኻ ሕዝካ ክተእዊ ኢኻ 👍
@yirgawabay2890
@yirgawabay2890 Ай бұрын
ይበል መራህቲ ሰራዊት ጀጋኑ ትግራይ ❤❤❤ሕጅውን ህዝብናን ሰራውትናን ሕዝና ብዓውት መሰ ስ ከምእንብል ዘየጣራጥር እዩ
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka Ай бұрын
ናዓኹም ኢና ተስፋ ንገብር ጀጋኑና ናብመረበትና ክትሙሉስና ።እምበር ግም ትስ ንሪኦም አለና ንባዕሎም ስለ ዝፀቡ ዝጠመየ ዘሎአይሰሎምን መሬት አጀንዳ ሙኻኑ ተሪፉ አብቅልቲ እናሸለሙ ይውዕሉ አለው።ካብግምት ተስፋ የብልናን። 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@YohannesGebreAlemayoh
@YohannesGebreAlemayoh Ай бұрын
አዉርዩ ዘይፈልጥ ጅግና እንብሎ ላዉገዐ ምርአይ ናይ ትግራይ ምፅአተ አለም ይመስል
@IsraMohammed-e1q
@IsraMohammed-e1q Ай бұрын
ደስዝብል❤❤❤❤❤❤❤
@GebreWelde-sl7cy
@GebreWelde-sl7cy Ай бұрын
እቲ መገለፂ ዘሃብኩሞ መብዛሕቲኡ ትኽክል እዩ እታ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ግን ጌጋ እዩ ብድርድ ብግዝያዊ ዝተመረፀ እዩ ሕዚእውን ኑሱኹም ጥዕና ያሃልኹም
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Ай бұрын
፦ ረአይዎ እዚይ አደርባይ ሚድያ ዘይተበሃ ዘይተፀሓፈ እንትሕሱ እንተጭበርብር ረአይዎ ከምዚኦም ዝበሉ እልፊ ሃደምቲ ተጋደልቲ ነይርና እናበሉ ተሸጉጣ ዝሓለፈት ኹሉ ግዜወፂእላ ሐዚይ አብ ምጭብርባርን ገዘብ እለቅሙን ክሕስው ይውዕሉ አለው እዞም ሃደምቲ
@YabsraLeul
@YabsraLeul Ай бұрын
ትግራይ ወላዲት ጀጋኑ እያ ።
@TigestLemlem
@TigestLemlem Ай бұрын
Long live the TPLF! Viva TDF.
@IsraMohammed-e1q
@IsraMohammed-e1q Ай бұрын
ኩሉካ ትግራዋይ ደረሰ ይበልካ እትሐቂ እዙ እዮTdf
@YemaneAbraha
@YemaneAbraha Ай бұрын
It is an old posting from 2013
@jftuuet6594
@jftuuet6594 Ай бұрын
ክብሪ ይግባአኩም ጀጋኑ
@nathuty3969
@nathuty3969 Ай бұрын
ብዚ ኸዚ ጊዜ ህዋህት ዘህፍ እዩ corrupted ልህዚቢ ትግራይ አብ ድኽነት ዘእተወ እዩ
@gengeb5610
@gengeb5610 Ай бұрын
God bless you all and thank you for your service ❤❤❤🇨🇦💕🙏🏿
@abrahatsadik652
@abrahatsadik652 Ай бұрын
ፓርቲ ንበረካ ዝወጸ ነብሱ ንምድሓን እዩ. ክፍለጥ አለዎ.
@abrahatsadik652
@abrahatsadik652 Ай бұрын
ዕንክሊል አይትበሉ ህዝቢ ትግራይ ዝጸነተ ብህወሓት እዩ ኢና ንብለና. መንጀሪኖ አለም ገብረዋህድ ወዘተ ገበነኛታት እዮም ብሕጊ ክሕተቱ አለዎም. ህዝቢ ትግራይ መንግስቲ መሪጹ አይፈልጥን☝️27 ዓመት ናይ ምጭብርባር መረጻ እዩ ነይሩ. ካብሀዚ ብስም ህዝቢ ምድንጋር ይአክል.
@King.RobaRoba
@King.RobaRoba Ай бұрын
ቀስ በል መንካ.........
@kidanetesfay7123
@kidanetesfay7123 Ай бұрын
ፅሊኢትካ ምሰግለሰባት አይኩን
@Noname-n7b3u
@Noname-n7b3u Ай бұрын
ሎሚ መንግስቲ መን እዩ ብግልፂ ንገሩና። ሕዚ ዘሎ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ስዕቡ ዝመፀ ግምት ቦትኡ አበይን እንታይን እዩ ዝብሎ ዘሎ?
@Noname-n7b3u
@Noname-n7b3u Ай бұрын
እዙይ እንተኮይኑ ስለምንታይማ እቲ ዝትመዛበለ ላብ ቦትኡን ምምላስን ሉኣላዊ ግዝአት ምምላስ ሓላፍነት ወሲድኩም ዘይትትግብርዎ ልምንታይ?
@addisugebremedhin5510
@addisugebremedhin5510 Ай бұрын
ጆን መዲድ ምስ ናይ ደብሪፅ ዕክሊል ኣተሓሳስባ ከም ዝወደቐ ግልፂ እዩ ምክንያቱም ጥቕሞምን ስልጣኖምን ዝሕልወሎም ንዘጥፍእዎ ጥፍኣት ንከይሕተቱ ዝገብር ናይ ደብረፅዮን ዕንክሊል ማሕበር እዩ ከም ናተይ እዞም ናይ ሕወሓት ነባራት ጀነራላት ይኹኑ መርሕቲ ካብ ሕወሓት መንፈስ ክወፁ ኣይክእሉን ንካሊእ ሓዱሽ መንገዲ ጥበብን ክእለትን ኣእምርኦም ክፍቲ ኣይኮነን ብተደጋጋሚ ንህዝቢ ትግራይ ተደጋጋሚ ናብ ፅንተት መንገዱ ዝመርሑ ካብ ሕሉፍ ክመሃሩ ኣይክእሉን ንመንእሰይ ወለዶን ምሁሩን ስልጣን ከርክቡ ፍቃደኛታት ኣይኮንን ስለዚ መንእሰይ ትግራይ ንዝገበርዎ ፅቡቕ ኣስተዋኦ ኣመስጊኑ ንዘጥፍእዎ ተማሂሩ ይኣክለኩም ብመንእሰይን ምሁሩን ትግራይ ግዜ ኣይትፃወቱ ናትና ግዜ እዩ ክብል ክኽእል ኣለዎ
@Say-2424
@Say-2424 Ай бұрын
ክላ መራት !ቁሸተኛ
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l Ай бұрын
አዲሱ ከማኻ ዝቀሉ ባንዳታት ንምእራይ እዩ ዕላማና መንቀርሳ ተጋሩ ኢኻ
@asgedomasgedom408
@asgedomasgedom408 Ай бұрын
The most dedicated generals of Tigray
@AliMohammed-nj9kv
@AliMohammed-nj9kv Ай бұрын
ጀኔራል ታደሰ በትግራይ ህዝብ የቀለደ ስለሆነጀኖሳይደሮች የለቀቀ ስለሆነ ከስልጣን ወርዶ ሠጠየቅ አለበት
@YabsraLeul
@YabsraLeul Ай бұрын
wow ወሊደ ትበል ትግራይ
@LetebrhanTadese-g7c
@LetebrhanTadese-g7c Ай бұрын
ህዝብ ትግራይ እማ መግስቱ መሪፁ ዘሓደረ እዪ መን ከም ዝጠቅሞ መሚዬ ዝቃለስ ዘቃልስ ጂግና በኣል ታሪክ ዝመፀ እተመፀ ዘይቅየረ ደቁ ኣሕዋቱ ዝከፈሉ ምስ ዝነፈሰ ዘይነፈስ ጥቅሚ ዘየሽንፎ በኣል ዕላማ እዪ እንኳዕ ካብኡ ተፈጠሪኩ
@haderagidey8183
@haderagidey8183 28 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉❤🎉❤❤ጀጋኑና ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም
@alemgirmayadhanu4961
@alemgirmayadhanu4961 Ай бұрын
ጀጋኑ ኢኹም 👍👌❤❤❤❤❤
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤the king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless though genius faster fighters In the world Our GENERALS CORINLS Long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤
@fisshagebregergisgebru5540
@fisshagebregergisgebru5540 Ай бұрын
እዚ መግለፂ እዙይ ዓመታት ዘቑፀረ እዩ ሳይቨር ሰብ ኣይተሸዉዱ
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l Ай бұрын
ፍስሃ ለዛይ ባንዳ ሓሳዊ መላኽዒ ኢኻ
@ፍስሃጉተና
@ፍስሃጉተና Ай бұрын
እምበአር ተዓዊትና ኢና
@TeklayMekonen-c2z
@TeklayMekonen-c2z Ай бұрын
እቲ ሓቂ ዝህብዎ መግለፂ እዩ ።ክብሪ ይግበአኩም
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir Ай бұрын
ሳይበር ! ኣብራካ ይሰበር ዋ ብህዝቢ ንዝተመረፅ መንግስቲ ማለት ግምት ማለት ኣይኮነን ፎሽፏሽ
@destagebrehiwot4556
@destagebrehiwot4556 Ай бұрын
Eadme yhabkum 👍👍👍👍👍👍👍👍 ❤❤❤❤❤❤❤❤
@TesfayAssefa-d7t
@TesfayAssefa-d7t Ай бұрын
Both of you are heroes !!!
@kirosabrha
@kirosabrha Ай бұрын
አቱም ጀጋኑ ብጣዕሚ ነኽብረኩም ኢና ንበሩልና ዕድመይኹም የንዋሓዮ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BerheGbremskelDebessu
@BerheGbremskelDebessu Ай бұрын
ሓሪፍ መግለፂ ደንጉይ ህዝቢ ምስተዋዛገበ ኮይኑ
@wenshettamerate642
@wenshettamerate642 Ай бұрын
Kebre le jegenoche Generalochachen❤❤❤❤
@goitommaru1990
@goitommaru1990 Ай бұрын
The best leader i proud of you TDF ❤❤❤
@Haftay-s6j
@Haftay-s6j Ай бұрын
እቲ ሐቂ እቲ ዝሀብዎ መግለፂ እዩ ።ክብሪ ይግበአኩም
@shewayneshtefferi6099
@shewayneshtefferi6099 Ай бұрын
Edemen Teinanne Yehabcuom Etaa tedlewa tegraye Nemraiye Yebqecuom fetari🎉🎉🎉
@HiyabDesta-j5l
@HiyabDesta-j5l 14 сағат бұрын
ንመንነቱ እምበር ንዉድብ ንምድሓን ኢሉ ዝተቃለሰን ዝቃለሰን ትግራዋይ የለን።
@PRDAHeadOffice
@PRDAHeadOffice Ай бұрын
Always first tigray people and leaders
@ElidyaBirhane-hw1pb
@ElidyaBirhane-hw1pb Ай бұрын
ካብ ምት ዘደሐነኩም ህዝቢ ትግራይ ዕዕዕ ይበሎኩም ኣሎ። ሰቡኡት እንተኮይኑኩም ምስ ኮኔሬል ደመቀ ዘውድ ክላሽ ሐዚካ ተወጊኢካ ግዛኣት ትግራይ ነፃ አውፂእ። ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ካዓ ንሱኩም ኢኩም።
@weghta3315
@weghta3315 Ай бұрын
Our heroes 💓Thank you so much ✅
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 Ай бұрын
TDF real heros
@jiramediatigray
@jiramediatigray Ай бұрын
ኤህ ናይ 2014 ቪድዮ ገይሩም ሰብ ትሽውዱ ኣለኩም እወ ዶ?
@frezgigebreegzabher-ww3uy
@frezgigebreegzabher-ww3uy Ай бұрын
አታ እድመ ልከኦም እናሐሰዉ ዶ ክነብሩ እዬም ታንኪ ወርቂ ሀፈቲ ትግራይ መን ዳአ ይወሮ አሎ ዞባ ምእራብ ናይ መን እሰካበተራት ድየን መሬት እናካአታ ዝዉእላ ዘለዋ ብሱሩ አዉን ክትሕተቱ ይግበአኩም እዩ
@sarahkuhen2180
@sarahkuhen2180 Ай бұрын
ጀጋኑ በርቲዑ ትላሕካት ግን ተጠያቂ ኢዩ ምስ መሻሪኪቱ
@TshegayTesfay-o7i
@TshegayTesfay-o7i 5 күн бұрын
እትሓቂ እዚእ ዓሽ ትዲኤፌ
@hadgumesfen3485
@hadgumesfen3485 Ай бұрын
Here we go TDF I was wondering what takes you so long to, I was waiting for this believing the only viable option we have to come out of this mess is TDF I am so grateful for TDF. Viva we are proud of you
@kidanetesfay7123
@kidanetesfay7123 Ай бұрын
ዓዲ ዊዒል
@BirhaneGmeicanel
@BirhaneGmeicanel Ай бұрын
ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ
@fghdf7198
@fghdf7198 Ай бұрын
ሰብ እንዶ ኣይተዳናጉሩ መዳናገርቲ ሜድያ ኡዙይ ናይ ማኣዝ እዩ?
@AbayMichael-d7c
@AbayMichael-d7c Ай бұрын
John you are heroic man
@haileg9112
@haileg9112 Ай бұрын
ይበል
@BKMGA
@BKMGA Ай бұрын
ንህዝቢ ትግራይ ካባኩም ንላዕሊ ፀላኢ አሎ ኢልካ ምዝራብ ሓጥያት እዩ.
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin Ай бұрын
This is 3 years ago. Why you are putting this video out now?
@WdasseTube
@WdasseTube Ай бұрын
👍👍👍👍👍👍🎉
@TigestLemlem
@TigestLemlem Ай бұрын
Government means, the elected government of Tigray, NO mercenary Nazi interim gangs.
@leonkahssai1637
@leonkahssai1637 Ай бұрын
Thank you for your point of view
@GebremeskelHaile-z3n
@GebremeskelHaile-z3n Ай бұрын
this explanation in last year October 2014E.C or 2021 G.C
@gebregiorgishagos1143
@gebregiorgishagos1143 Ай бұрын
እንታይ ንምርካብ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝቐረበ መግለፂ ሎሚ ከም ሓዱሽ ክቐርብ ተደልዩ ???
@meshnet9106
@meshnet9106 Ай бұрын
Make it clear to the people. What should be the role of the elected party, tplf? And the transitional government?
@nathuty3969
@nathuty3969 Ай бұрын
ወዲመድህን መንድአ ወሲድወን እዘን ታንክታት አይትቀልዱ ተጠየቕቲ ኢኹ
@TsgabuWeldie
@TsgabuWeldie Ай бұрын
ጀጋኑ መራሕቲ ሰራዊት
@woldebruknegussie2713
@woldebruknegussie2713 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@adonay7097
@adonay7097 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@SolomongideyGebremical-p9d
@SolomongideyGebremical-p9d Ай бұрын
እልልልልልል
@asgedomasgedom408
@asgedomasgedom408 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mengstab-m4f
@Mengstab-m4f Ай бұрын
ኣይተጭበርብሩ ዝፀንሐ እዩ።😂😂😂
@IsraMohammed-e1q
@IsraMohammed-e1q Ай бұрын
Wuwu❤❤❤❤❤❤❤❤
@TadeleKebede-me6so
@TadeleKebede-me6so 25 күн бұрын
ሓዲስ መግለፅ መስልኒ ነይሩ እዚ ቅዲሚ አሪባአተ አመት ዝወፅዩ፡፡
@hailegebrekidan1269
@hailegebrekidan1269 Ай бұрын
እዚ ቃለ ምልልስ ነቲ እዋናዊ ናይ ትግራይ ኩነታት ብትክክል ዝገልፅን መሪሕ ውድብ ህወሓት ዘረጋገፀን በለካ ለክዓካ ዘወገደ ወቅታዊ መግለፂ እዩ ።ክብሪ ንሰራዊትናን ኣመራርሕኡን!!
@russomtecle6972
@russomtecle6972 Ай бұрын
Can anyone understand, what this gentleman is talking about?
@Tysongaming_2
@Tysongaming_2 Ай бұрын
እቱ ህወህት ዝተጋገየቶ ስህታት ግን ኽህሉ ከምዝኽእልን ብዙህ ጌጋታት ብዙሀት ሊህቃን ዘልእልዋ ቀፃሊ ድህሪ ፀገምና ኽፍተሽ ምትእርራይ ዘድዠሊዬ ጌጋታት ኸምዝእረም ግን አይሰማእናን እዚአ አባይ ጌጋ እያ(ከምዙይ ተኾይኑ 100/100ትጋገለኹም)
@meshnet9106
@meshnet9106 Ай бұрын
Please be specific and straight. Which government do you mean as we stand?
@TigeGhaward
@TigeGhaward Ай бұрын
ምግበይ በሊሕ አእምሮ ዘለዎ ሰብ
@solsG-portal
@solsG-portal Ай бұрын
"ብዘይ መሪሕነት ክንተርፍ" ብዘይካ ንስኹም ካሊእ መራሒ ዘሎ ኣይመስለኩምን
@solomonguish7775
@solomonguish7775 Ай бұрын
ህዚ ዘለናዮ እዋና ኩዉንነት እና ዘሀለፍናዮ ግዜ ኩዉንነት ይፈላለይ ዝመረኋና ዝተመረጸ ዉድብ እዩ ይባሀል እሽ ይኩን ንዉድቀት ዝኮነ መገድ ከምይ ናብገደል ሂዙና እናከደ ብአሉ ካብስህተቱ እርም ዘይደሊ ብድክመቱ ህዝቢ ክከላከል ዘይክእል ፈታዊ ዘይጠርየ ብሽም ዉድብ ታሀቢኡ አቤላ እየ አነ እየ ህድሪ ተራካቢ እየ ዝብል ዱኩም ዘአረገ ሀሳብ ዝሀዘ ምስ ዘመኑ ዘይከይድ አነ መራሂ እየ ዝብል ከመይ ህዝቢ ይመርህ ተአጻጻፊ ምስ ግዝኢ ዘይከይደ ዝተቸከለ ሀሳብ እዩ ዝስመኧኔ እዚ ናይ ባአለይ ሀሳብ እዩ!!!
@leonkahssai1637
@leonkahssai1637 Ай бұрын
TDF FOR LIFE for ever
@Etyyrr3edEtttwy7rttu
@Etyyrr3edEtttwy7rttu Ай бұрын
እዚኣ ትኽክል እያ ተዝልቀና እያ ገና እዩ ህዝብና ኣብ ከቢድ መከራን ሽግር እዩ ዘኒሀ ናይ ፀፅታ ፀገማት ይረአ ኣሎ ክንደይ ደቂኣንስትዮ ይቅተላ ኣለዋ ገና ገና ኢና ብዝኸነ ኣብ ፅቡቅ ቁመና ኣለኹም ቀፅልሉ
@YordiYemane-f4z
@YordiYemane-f4z Ай бұрын
Wrdet Eyu Zmeretskayo Meng st Ema EKO 1.5 Million Hzbi Abliau Bgziawi Me ngsti Tetekiau An tum Denakur
@semeretsewene5228
@semeretsewene5228 Ай бұрын
less important as it implies the generals working to protect TPLF
@GebrehiwotGidey
@GebrehiwotGidey Ай бұрын
❤❤❤❤😂😂
@TigestLemlem
@TigestLemlem Ай бұрын
#OnlyOneTPLF.
@AliMohammed-nj9kv
@AliMohammed-nj9kv Ай бұрын
የ2013አም መሆኑ አውቄዋለሁ ።Cyber ሰው አታደናግሩ።
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam Ай бұрын
Very good tplf
@TigestLemlem
@TigestLemlem Ай бұрын
Fascism in Tigray killed in Shire and today burried in Mekelle.
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea Ай бұрын
kalay 1 milion
@SupperBoy-p3j
@SupperBoy-p3j Ай бұрын
ሕወሓት እየ ዘይትቡልና። እዝማ ሞጆርኖ ቑድማ ነግራትናን ድያ ናትና እዮም እላ። ናይ ሓደ ፓርቲ አገልገልት። ግዜያዊ መንግስት ዝተመረፀ መንግስት ፈርሱ ሙኻኑ አይፈልጡን ድዮም። ሰረቅት ወርቂ።
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 Ай бұрын
Anta resah bnatka aff ztseweau aykonun anta seraki dsti
@MeseretGebremichael-s3r
@MeseretGebremichael-s3r Ай бұрын
የቐንየልና መራሕትና።ኣንፃር መንግስቲ ደው ዝበሉ ግን ድማ ብመንግስቲ መሃያ ዝኽፈሉ ኳሓሎ መሲሎም ዘንቁሩ ኣለውሞ በጃኹም ብፍላይ ኣብ ወረዳን ጣብያን ዘሎ ቤት ምኽሪ ይመዓራረየልና።
@Azeb1782
@Azeb1782 Ай бұрын
መራሒ ዝይብሉ ህዝቢ ከም ሹም ዘይብሉ ንህቢዩ አሞ ነዚ ጥርኑፍ ሓይሊ ናይ ሕውሓት ምብትታን ጥፍአት ህዝቢ ትግራይ ጥራይ ዩ ብፍላይ ሕጂ ልቦና ዝሓትት ግዜዩ። ህዝቢ አርትራ መሪሕ ሲኢኑ ፋሕ ጭንግራሕ ዝብል ዘሎ አም ክልተ ግዜ ምሕሳብ ። ጅግኑ ጅነራላት ነቲ ዘይከአል ምኻልኩም አታ ሓንቲ ምስጢር ሓድነትኩምዩ ሃየ ምሽካል ዝሓትትዩ ግዜ።
መን እዩ  ንትግራይ ዝሕሻ
1:31:34
Cyber power Tigray Media
Рет қаралды 7 М.
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 55 МЛН
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 111 МЛН
ፃንሒት ምሰ ተጋዳላይ ብርሀነ ልፍዓተይ ተሰፈ
1:33:51
Cyber power Tigray Media
Рет қаралды 14 М.
ሶሪያ - ክሰዓብ ዘሎዎ ለውጢ!
1:56:39
Zelenayo Show
Рет қаралды 10 М.
መግለፂ ህወሓትን ሰሚኢት ህዝቢ ትግራይን ?
1:32:11
Cyber power Tigray Media
Рет қаралды 6 М.
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 55 МЛН