መን ይሕሸኪ - ሓዱሽ ናይ ትግርኛ ድራማ 2023 | Men Yhisheki - New Tigrigna Drama 2023

  Рет қаралды 69,245

Lele Entertainment

Lele Entertainment

Жыл бұрын

መን ይሕሸኪ - ሓዱሽ ናይ ትግርኛ ድራማ 2023 | Men Yhisheki - New Tigrigna Drama 2023
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika....
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.co...
Instagram: / lelemusika
#MenYhisheki #tigrignadrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Пікірлер: 351
@etsaybhetsay
@etsaybhetsay Жыл бұрын
ገለ ዓይነት ብሓቂ ቀፅልዎ ጀገኑ ❤💛ክብርን ሞጎስን ነይ ቀደምን ነይ ለምን ሰማእታት 😭💔
@user-tr1pg6rd2v
@user-tr1pg6rd2v Жыл бұрын
መን ኣሎ ውቁዕ ወታደር እንተረአየ ንብዓት ዝቅድሞ😢😭 ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ሳላኩም እያ ትግራይ ነዚ ሰላም ረኪባ❤❤❤
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 Жыл бұрын
ኣነ ይቅር ዝተወቀዐ ናይ ተጋዳላይ ክዳን ዝገበረ እውን 😢❤
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
ኣለኹ ኣይኮነን ውቁዕ ጥዑይ ዘንብዐኒ😥
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Жыл бұрын
ዋላ ኣነ መዓረይ ይቅር ዶ ዝተወቀዐ ስቁ ኢለ TDF እትርኢ እንተለኩስ ንብዓት ይቅድመኒ 😢😢❤❤❤❤❤❤❤
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 Жыл бұрын
ኣነለ ኣለኩ ኣይይይ😢😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
​@@zenebuniguse2373 ደምርኒ ዘነቡ ሓፍተይ
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያት ሚድያና ነዕቢ ነተባብዓዬም ጠንኪሮም ንክሰርሑ❤🙏
@__-wj7zq
@__-wj7zq Жыл бұрын
*_ኣታ ክንደይ ደስስስ ትብሉ ተጋሩዋይ ጽሩያት ኩሉ ዘጥዕመልኩም ቆፅልሉ ኣጀክም♥️♥️♥️♥️_*
@filimongebrelibanos7349
@filimongebrelibanos7349 Жыл бұрын
ተ/ይ ሹሻይ ኩሉ ትክእለሉ። የቀንየልና። ክብርን መጎስን ናይ ቀደምን ናይ ሕጅን ሰማእታትና። ትግራይ ሃገር ኢያ።
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
በሓቂ በይዛ ህዝቦም ዝኾኑ ኣሕዋትና ❤ ኣነለ ሰደተይ የሕጸረለይ እምበር ተጋዳላይ እየ ዝምርዖ 😊
@ghgvh9785
@ghgvh9785 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ በይዛ ትግራይ ክብሪ ናዓኩም ተጋድልትና❤❤😢😢😢
@mimitekulu7296
@mimitekulu7296 Жыл бұрын
ዘኪረ ናይ ቁልነዕተይ ደስ ክብለካ ኣበይ ኣለኹም ደቂ ገጠር 😍😍😍💊
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@መብርሂት ተክሉ ደምርኒ ሜሪ ሓፍተይ
@newuaq1125
@newuaq1125 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጀጋኑና አብ ሕድሕድ ሂወትና ቅድሚት ተጋዳላይ ዕድል ክንህብ ግድን እዩ ተጋዳላይ ፈቃር ተጋዳላይ ጅግና🙏🙏🙏💛💛❤❤💪💪💊💊💊💋💋💋💔💔💔
@fewakonjo3453
@fewakonjo3453 Жыл бұрын
አስተይ ተጋሩዋይ ክንደይከ ደስ ይብል ክብራተይ❤❤❤❤❤ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም❤❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@Fewa konjo ደምርኒ መዓረይ
@galltigray4548
@galltigray4548 Жыл бұрын
ኣቲ ክህበኪ ዶ ንምምሕዳርየ ታይ ኢለዮ እየ ምምሕዳርየ ኢዱ ነዊሕ እሱር ግምባርየ ኣቲ ክህበኪ ዶ ንግብርና ታይ ኢለዮ እየ ንግንባርየ ህልፋን ኣበል ዝመፀና😅😅😂😂😂 ባዕልኪ ምረፂ ተጋዳላይ ነቲ በዓል ስረ ተጋካላይ በይዛ ዝኮን በይዛ ዝኮን በይዛ ትግራይ ❤❤❤❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Жыл бұрын
እውይ ተጋሩዋይ ምቁራት ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ ቀፅሉሉ ተጋደልትና ልዕሊ ኩሉ ክንሪኦም ይግበአና ❤😢
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ጽቡቕ ስራሕ😍 ስንግላት ብዘይካ ተጋዳላይ ንኻልእ ኣይንደልን❤😂😂
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Жыл бұрын
ብሓቂ ኣብ መጨረሻ ደስ ክትብል መሃሪት እያ ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ❤❤❤❤
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Жыл бұрын
ኣድነቅቲ ተጋዳላይ ሹሻይ ኣለኩም ዶ ኩሉ ዘጥዕመሉ💛❤💛❤💞💞💞
@dehabteclemariam7864
@dehabteclemariam7864 Жыл бұрын
0
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ተመስገን ኣምላኬ ደምርኒ መዓረይ
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 9 ай бұрын
ኣነና❤🎉
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b Жыл бұрын
ዋዉ ደስ ዝብል ስራሕ ተስፋ ይገብር ህዝቢና አብ ተጋዳላይ ቱሑት ጠመተ ሂብዎ ዘሎ ካብዚ ክማሃር ብጥዕሚ እና ንፈቱወካ 🥰🥰🥰🥰🥰
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 Жыл бұрын
ዋውውው ድስ ክትብል እወ ልዕሊ ተጋዳላይ ትግራይ ኣብዛ ዓለም ዝፍቀር የለን
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
ተጋዳላይ በጃ ዝኮነ በጃ ትግራይይ❤❤❤
@medhindesta
@medhindesta Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፁሩያት ቀፅሉሉ ዞም ናይና💛💝💜
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
ይበል እዩ ብፍላይ ኣብ ናይ መወዳእታ ዝኮነ ይኩን ጠቃሚ ነገር ቅድምያ ተጋዳላይ💙🙏😍
@Kemhlmey-hl3xu
@Kemhlmey-hl3xu 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ብፍላይ ኣብ ሰደት ዘለና ተጋሩ ተመሊሰና ሰብ ክንኾኖም እዩ ዘለና ናትና እዮም ምሰቶም ኣካሎም ዝጎደሉ የሕዋትና ክንዋሰብ ኣለና ብኸምኡ ጥራሕ ኢና ክንክሕሶም ዘለና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ተጋሩዋይ🥰🥰🥰🥰
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Жыл бұрын
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ተጋሩዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ለትሽ ጓል ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ደምርኒ ለትሽ ሓፍተይ
@gulgeralta9450
@gulgeralta9450 Жыл бұрын
ታዳንኦም ዞም ደጓላትን መጥፋእቲ ዓድን ደላሎን ዓድና ብጸላኢ እናተወረረት ከላ ዓዱ ኸይሕሊ ንዓዲ ዓረባት ዝጎየየንስ ስሞም ስሞም ኸይይንዋሰቦም ዞም ንዓዶም ዘይኮኑ ከብዶም ኣምላኾም 👌
@selamawitseyoum5884
@selamawitseyoum5884 Жыл бұрын
ብሓቂ ኣብ መጨረሻ ሓዝነ ድየ ትሓጉሰ ምፍላይ ሰእነዮ😢😢😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@selemawit seyum ደምርኒ ሰሉ ሓፍተይ
@jdd8162
@jdd8162 19 күн бұрын
ኣሰይይይይይ ተጋሩዋይ ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ኣጆኩም ቀፅልሉ ከዓ ሕቡናት ተጋሩ ላይክ ገጪኩምኒ ሕለፉ🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@hntsaalem2736
@hntsaalem2736 Жыл бұрын
ዓብዪ ትምህርቲ ዘለዋ ድራማ ብሓቂ ቀፅሉሉ❤❤❤❤
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Жыл бұрын
ብሓቂ ንተጋዳላይ ቤዛ ተረግራይ😢😢😢
@negyesu1255
@negyesu1255 Жыл бұрын
ትግራይ ብዝብል ይስተኻኸል✅️🇻🇳❤️💛
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
​@@negyesu1255 ደምርኒ መዓረይ
@dnglmaryamadey
@dnglmaryamadey Жыл бұрын
ኩሉ ንስኩም ዝሰራሕኩሙዎ ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ ቀፅልሉ በሉ🥰👏ብፍላይ ናይ ገጠር ባህልና ተዛካኩሩና አለኩም ተጋዳላይ ሹሻይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ብፍላይ አብ መልሲ ትብል 🤗
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ንስብሆ ለእግዚአብሔር ደምርኒ መዓረይ
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Жыл бұрын
ባህሊ ዓድና ጥዑም ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-rc3lx2qj1j
@user-rc3lx2qj1j Жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ፅብቅ ሰራሕእዩ ቀፅሉሉ ደቂ ዓባይ ሃገር ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dv4pc1yp7k
@user-dv4pc1yp7k Жыл бұрын
እሰይ ሙቁራተይ ገለ ዓይነት ምሃሪት ዝኾነት ድራማ ❤❤❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@እምነት መሰለ ደምርኒ ዛምበይተዋይ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Жыл бұрын
ተዋሶኦ ትግራይ ከም ባዓል ሹሻይ ገብረሂወት ዝበሉ ጥበበኛታት ክብርኽ ንሪኦ አለና እሞ ቀጽሉዎ
@lemlemfsahaye3215
@lemlemfsahaye3215 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ እወ ንተጋዳላይ ቤዛ ህዝቢ ትግራይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንጀጋኑና🙏🙏ብሓቂ ተጋዳላይ በጃ ዓዱ በጃ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤❤ ዋላ ኣነ TDF እየ ዝምርዐ ይስመረልኪ ሉኒ🙈
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጎበዛት ቀጵልሉ ብጣሚ ገራሚት ድራማ።ኩሉ ትኽእሉሉ እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና።ክብርን ሞጎስን ንስወአትና።❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@hanifkr6952
@hanifkr6952 Жыл бұрын
ዋው ደስ ክብሉ ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@hani fkr ደምርኒ ሃኒ ሓፍተይ
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p Жыл бұрын
ክብርን መጎሰን ንጀጋኑና ይኩን 😢
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ተጋደላይ ቤዛ ትግራይ ክብር ናዓኹም ጀጋኑና መላምለይ 😢😢😢
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ❤❤❤❤️❤️❤️
@chbcdbgd997
@chbcdbgd997 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅሉሉ ደቂ ዓደይ 🥰🥰
@tarhslove4629
@tarhslove4629 Жыл бұрын
ፅሩያተይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ🙏💘💘💘💘💘💘
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx Жыл бұрын
ይመችኩም ሓሪፍ ስራሕ
@user-gw8re6jq2s
@user-gw8re6jq2s Жыл бұрын
ሰስንለይ ተጋሩዋኒ ካብ ኩፉእ ኩሉ ፈጣሪ ያሓልኩም ፍትዉ እየ ዘብለኩም❤❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ኣልጋ ጓል ትግራይ ደምርኒ ወለላይ
@onething_2024
@onething_2024 5 ай бұрын
ዋው❤ ኣዝዩ ደስ ዝብል...ኣበርቲዕኹም ቀፅልሉ
@user-fm2qh5ex3n
@user-fm2qh5ex3n Жыл бұрын
እወ ንተጋዳላይ ተጋሩዋይ❤❤❤
@tsiongebru365
@tsiongebru365 Жыл бұрын
😂😂😂ደቂ ዓድና ኣመሓይሸ ትብል ቃል ብጣዕሚ እያ ተስሕቀኒ መሬት ንዓይ ንዓይ ኮይና እምበኣር
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Жыл бұрын
ብሓቂ መሃሪትን አዛናጊዒትን እያ አጆኩም በርቱዑልና ደቅ ሪመይ ❤ አነ እውን የሐሸኒ TDfyyyyy በዛ ህዝበይይ ,,,,,,, 😊
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@temesgen temesgen ደምርኒ ጋል ዓደይ መዓረይ
@titigaltigray
@titigaltigray Жыл бұрын
ኣሰይ ተጋሩዋይ ጥዕማት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@medhin8187
@medhin8187 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ።🎉❤ ዋዉ ዝገርም እዩ ብሓቂ ።😮 #ለለ #ኢንቴርቴሜንት ቀፅሉሉ ተዋሳእቲ ድማ ይበል ቀፅሉሉ ።
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@medhin ደምርኒ መዲ ሓፍተይ
@abebafkri975
@abebafkri975 Жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል እየ ቀፅልሉ ማሃሪት እያ ኣሕዋትና ክክበሩ ኣለወም ምእቱ ዓደም እየም ከምኡ ከነም💔💚
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 Жыл бұрын
እሰይ ጀጋኑና ሲስ ናይ ሕማመይ ❤❤
@seidedris3325
@seidedris3325 Жыл бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉 በርትዑ 🎉🎉🎉🎉 የዒስ ❤❤❤
@mazenceil6592
@mazenceil6592 Жыл бұрын
Wowwww des bhaley srha eyu❤❤❤❤❤
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Жыл бұрын
❤❤❤ተጋሩዋኒ ጽሩያት ኩሉ ዝክልሉ❤❤❤
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w Жыл бұрын
ክብሪ ንተጋደልትና ጀጋኑ💛❤️
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v Жыл бұрын
ገለ ዓይነት ብሓቂ ቀፅልዎ ጀገኑ ❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ምስ ኩሉ ፍቅሪ ደምርኒ ጋል ዓደይ መዓረይ
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 Жыл бұрын
ቅድሚ ኩሉ ንጀጋኑና ❤❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@zufan Abrha ደምርኒ ዝፏን ሓፍተይ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ፍልይ ዝበለ ስራሕ መሃሪን መዘናግዕን ይመቸኩም ተጋሩዋኒ ሰላም ና ይብዛሕ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 Жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢት ተዋስኦ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ል ዕልና ትግራይ ክገሃድዩ ደምርኒ ጓል ዓደይ መዓረይ
@user-tn9yu7pv3b
@user-tn9yu7pv3b Жыл бұрын
Fetari msakum ykun tegarway❤❤
@ttlove7057
@ttlove7057 Жыл бұрын
ዋውውው መሳጢት ድራማ እያ❤❤🥰
@abrehetselomon.1001
@abrehetselomon.1001 Жыл бұрын
ብሓቂ ተጋዳላይ በጃ ዝኮነ በጃ ትግራይይይይይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 Жыл бұрын
ክብሪ ንጀጋኑ ተጋደልትና❤🙏
@user-cc8zy6is1y
@user-cc8zy6is1y Жыл бұрын
_ብሓቂ'ብሓቂ ።ተጋዳላይ በጃ ዝኮነ በጃ ትግራይ ክብሪ ይግበአኩም_
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ሂዊ ጓል ተዋህዶ ዘትግራይ ደምርኒ ሂዊ ሓፍተይ
@user-cc8zy6is1y
@user-cc8zy6is1y Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 እሹኒ ዛበይተይ😍
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@@user-cc8zy6is1y 🙏❤❤
@hgggg7143
@hgggg7143 9 ай бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ድራማ ቀፅሉሉ ሲስኮ ሓወይ❤❤❤
@ffbh9535
@ffbh9535 Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ንኣኩም ዝገልፅ ቃላት የብለይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅሉሉ!!!
@user-fm2qh5ex3n
@user-fm2qh5ex3n Жыл бұрын
❤❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ድቅ ሃገረ ትግራይ ክፎትወኩም
@rishanbitow3197
@rishanbitow3197 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-rw9cr3jv6p
@user-rw9cr3jv6p Ай бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያተት❤
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
እወ መን ከም ተጋዳለይ😥 ክብርን ሞጎስን ንኩብራት ስውኣትና ቀፅልዎ ተጋሩዋይ❤ዳግማዊ እያሱ❤
@Milnat64
@Milnat64 Жыл бұрын
Wawww ❤❤❤❤
@user-jl8jl8mo1d
@user-jl8jl8mo1d Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ❤💛🙏🏽
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ጋል ወይንየ ደምርኒ ጋል ዓደይ መዓረይ
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ምሩፅ ስራሕ ደቂ ትግራይ ፃዕዳ ቀፅሉ ካኣ ❤💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@fyg6487
@fyg6487 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ቀፅልልሉ❤❤❤የሒዋት❤❤❤❤❤❤❤
@fyg6487
@fyg6487 Жыл бұрын
እሰይ ጀጋኑ ደቂ እታ ❤❤❤❤❤❤❤ሓላል መሬት❤❤❤❤
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi Жыл бұрын
Aseyyyy tegariwayyy geganunae😘😘😘😘
@user-vt8xp4up7e
@user-vt8xp4up7e Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 9 ай бұрын
ክብሪይ ንዓኹም ጀጋኒና 💚🙏 ምእንታና መስዋእቲይ😢 ዝኸፈልኹም
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x Жыл бұрын
ፁቡቃተይ😍😍😍😍💞💞💕💕
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ማሾ ጋል ሃገረ ትግራይ ደምርኒ ማሾ ሓፍተይ
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Жыл бұрын
ዋዉዉዉ ደስ ባሃልቲ ❤😍
@user-il9xi9hf2o
@user-il9xi9hf2o Жыл бұрын
ብሓቂ ንተጋዳለይ😢❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@መሰረት ጋል ተዋህዶ ደምርኒ መሲ ሓፍተይ
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Жыл бұрын
Love love love ❤️ ❤❤❤❤❤😅😅
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ብሃሊ ቀፅልሉ😍
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@mhret ደምርኒ ምሕረት ሓፍተይ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 ай бұрын
ክብሪ ነቶም ንህዝቦም ክብሉ ዝተሰውኡን አካሎም ዝጎደሉን😢😢😢❤❤
@user-yu6nd9of9e
@user-yu6nd9of9e 7 ай бұрын
ወይ ሲጋ ሓቅ ሓቅኺ ንዞሞ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤🎉
@filmontsegay297
@filmontsegay297 Жыл бұрын
አሰይይይ ደስ ክትብሉ ክብሪ ንተጋደልትና ጀጋኑ ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@filmon tsegay ደምረኒ ፊሊ ሓወይ
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 9 ай бұрын
ተጋርዋኒ ሕቶ ኣለኒ ንዓይ ጥራሕ ድዩ ስ ንኩሉ እየ ኮሞንት ቡዝስ ይረኣነኒ ላይክ ግን ዉሑድ እዩ ዝረኣየኒ ዘሎ ??
@user-fp4gj6si3j
@user-fp4gj6si3j Жыл бұрын
ለይ ሐለፈ መከራ የለይ ተሐሊፉ😢😢
@user-bz9df9ld2g
@user-bz9df9ld2g Жыл бұрын
ተጋዳለይ በጃ ዝኮን በጃ ትግራይ ❤ናይብሓቂ ደስዝብል ክብሪ መግስን ንሰማእቲ ትግራይ ንቀደሞትን ንዳሐረወትን
@user-md6uw4kk2n
@user-md6uw4kk2n Жыл бұрын
ደስ ባህልቲ❤️💛😊
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ትግራይ ዓለመይ ደምርኒ ክብረተይ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Жыл бұрын
ጀጋኑና ኩሉ ትኽእልሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 😘💛❤️🙏
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 Жыл бұрын
Love you daki Adey Mareyyy ❤❤❤
@user-rb1vu9bb8b
@user-rb1vu9bb8b Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያት
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
እሰይይይይ ኣታ ክንደይ ደስ ይብል♥️
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@Grmanesh alale ደምርኒ መዓረይ
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 ጨለ
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Жыл бұрын
ብሓቂ ተጋዳላይ በጃ ዝኮነ በጃ ትግራይ 😢😢😢❤❤
@1NatureIsUnique
@1NatureIsUnique Жыл бұрын
ክብሪ ንጀጋኑና ብሩኻት 🙏
@hjezehjezr9522
@hjezehjezr9522 Жыл бұрын
❤❤❤❤ትክክልልል
@hayatyasin3873
@hayatyasin3873 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j Жыл бұрын
ብሓቂ ፅብቕቲ እያ ቀፅልዎ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ትግራይ መቦቀል ስልጣነ እያ ደምርኒ ጋል ሪመይ መዓረይ
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 39 МЛН
Survive 100 Days In Nuclear Bunker, Win $500,000
32:21
MrBeast
Рет қаралды 156 МЛН
ክስማዕ ዝግብኦ ሕቶ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ
18:17
Tigray 24 hours
Рет қаралды 4,3 М.
ሓደራ - ትግርኛ ሓፂር ድራማ | Hadera - Tigrigna Drama 2023
25:31
ማዕተበይ - ሓድሽ ሃገረሰባዊ ትግርኛ ፊልም - New Tigrigna Movie
44:50
ላዛ ሪከርድስ Laza Records
Рет қаралды 215 М.
akimmmich & bimo - SUIE TURA | official M/V
3:15
akimmmich
Рет қаралды 993 М.
Taxi
3:06
Sadraddin - Topic
Рет қаралды 359 М.
Tayna - Si Ai (Marshmello & UKAY Remix)
3:05
Marshmello
Рет қаралды 2,2 МЛН
Stray Kids "Chk Chk Boom" M/V
3:26
JYP Entertainment
Рет қаралды 77 МЛН
Jaloliddin Ahmadaliyev - Erta indin (Official Music Video)
4:32
NevoMusic
Рет қаралды 6 МЛН
Megan Thee Stallion - Mamushi (feat. Yuki Chiba) [Official Video]
3:47
Megan Thee Stallion
Рет қаралды 14 МЛН