Рет қаралды 5,305
@ ሰላም ከመይ ትፀንሑ ዉልደ እግዚኣብሔር ነዛ ቪድዮ ካብ'ዚ ዳዉንሎድ ምግባር ንዘመርቲ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ዋኒንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ እንተ ክኢልኩም ሼር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕጉዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፉና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፈቱ።
ዘመርቲ
1, ዘማሪ ዲያቆን ኣቤል ገብረዮሐንስ,
2, ዘማሪ ዲያቆን ቢንየም መብራህቱ,
3, ዘማሪ ኣሉላ ፀሃየ,
4, ዘማሪ ሳሙኤል ፀሃየ,
5, ዘማሪ ሚሊ ገብረሚካኤል,
6, ዘማሪት ሰምሃል ሃይለ,
7, ዘማሪት ትዕበ ኣረጋይ,
8, ዘማሪት ሮዛ ገብረሚካኤል,
@ ብ ሰበካ ጉባኤ ደብረ መድሃኒት መድሃኒ ዓለም ሊቃዉንት ጉባኤ ተገምጊሙ ዝሓለፈ።
ሰናይ ፍቅሩ - ዘማሪ ዲ\ን ኣቤል, ዘማሪ ዲ\ን ቢንየም, ዘማሪ ኣሉላ, ዘማሪ ሳሙኤል, ዘማሪ ሚሊ, ዘማሪት ሰምሃል, ዘማሪት ትዕበ, ዘማሪት ሮዛ , Senay Fqru , Senay fkru , #zemari_bereket_tkue #zemarit_tsigereda_tilahun #debesey #eritreanmezmur #tigrignamezmur , #eritreanorthodoxtewahdo , #eritreanmezmur , #zemarit_tirhas