መራሕትና ይምረጹ፣ እምበር ኣይስርሑን፦

  Рет қаралды 38,681

Zelenayo Show

Zelenayo Show

5 күн бұрын

መራሕትና ይምረጹ፣ እምበር ኣይስርሑን፧ መደብ ምስ ሃብቶም፡ ተስፋይ፣ ሰማር፡ ተስፎም፡ ሲራክ

Пікірлер: 808
@tsionberhe7081
@tsionberhe7081 3 күн бұрын
ናብ ህግድፍ ክትሕወሱ እንተድሊኹምሲ ዕንበባ ነስኒስና እፉኒናኩም አሎና ጻዕዳ ይጽናሕኩም አጆኹም ብአኹም አይተጅመረን ጻዕዳ ይጽናሕኩም thanks for your service until now good luck 🙏
@YuelSamuel-sy5mt
@YuelSamuel-sy5mt 2 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂 awrajawyan first xn elka msmae telamedu kalsi bawraja aykonen zlkae 😂😂😂😂😂😂😂😂
@berihu9286
@berihu9286 3 күн бұрын
ብዓል ወዲ ንጉስ ዕላማ ኣልቦ ይኹን እዞም ዒፈላት ዕላማ ኣልቦ መቸም ንዕዘበኩም ኣለና ዉድቃት።
@user-zv5lk5di3z
@user-zv5lk5di3z 3 күн бұрын
ኣሕ ዮዲት ውፉይ ሓንቲ መዓልቲ ሕማቕ ኣይዛረብን እዩ እኳ ዳኣ ዕብየትኪ ዩ ዝምነ ኔሩ ተመሊስኪ ሃሪምክዮ የሕዝን ወፍሪ ጸላም ኣይግድን 😢😢😢
@SenaiWoldu-is9zb
@SenaiWoldu-is9zb 3 күн бұрын
ታ ሲቕ በለ ንቅፈታ ኩልኩል ዲዩ
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 3 күн бұрын
​@@SenaiWoldu-is9zbnekefietan nseb down mgbarn felaliyo anta barya
@SenaiWoldu-is9zb
@SenaiWoldu-is9zb 3 күн бұрын
በቓ ባርያ ሰሊምካኒ ኒሕና ንሱ
@SenaiWoldu-is9zb
@SenaiWoldu-is9zb 3 күн бұрын
ን ሰልጠነ ፈሪሕካ ኣይትረብሽ
@selameyob4258
@selameyob4258 3 күн бұрын
haki eyom zzarebu zelewu, astewelu.
@gebregziabherkidane3395
@gebregziabherkidane3395 3 күн бұрын
ዮዲት መጀመርታ ሰላምኪ ይብዛሕ ነዚኦም ኣጺኺ ከምዚ ጌርኪ ሰባት ክተህርሚ ብታሚ ዘሕዝን ኢዩ ከም ኣቶም ባይታ ኣትውደቂ ተስኢ
@gabrielalem8161
@gabrielalem8161 3 күн бұрын
ብጣዕሚ ኢኹም ተሕዝኑ መሳኪን። ክንዳኻ ዘይኣኽላስ ብኣኻ ይውዕላ ይብሉ ኣቦታትና.
@b4gednhamedu
@b4gednhamedu 3 күн бұрын
የሕዋት ንታሕቲ ትወርዱ ኣለኩም ቀንዲ ጽላኢና ገድፍና ናብ ሕድሕድ ምጥቅቃዕ ይእክል። ጉዳይ ይኣክላ የሕዋት ።
@asmaratube6646
@asmaratube6646 3 күн бұрын
ንሕና ኣብ ዲሞክራሲ ምልምማድ ዘይኾናስ፡ናይ ምንባርን ዘይምንባርን ቓልሲ ኢና ንቓለስ ዘለና።ስለ'ዚ ንስኹም ተታልሉዎ መንእሰይ የለን። በጃኹም ለብሙ።
@yossiefmer733
@yossiefmer733 3 күн бұрын
Eza hasabka ktmchu btaemi xbuk
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 4 күн бұрын
ትጋገዪ ኣለኩም ኣሕዋት,try to make the difference narrow. Don’t be fault finder. We can made leaders by schooling and education trough training, this is logic and the world is using it. Wufuy is doing his part and do yours.
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
ክሳብ ክንድዚ ዲዮም ወዲቖም እዞም ሰባት የሕዝኑ ኢዮም ክንዲ ብዘለውዎ ዝሰርሑ ዝመርሑስ ንዝሰርሕ ክጓናድቡ ዝገርም ኢዩ
@yonasghebre7940
@yonasghebre7940 3 күн бұрын
They are better than wufuy
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 3 күн бұрын
​@@MeraMakuእንታይ እዩ ሰሪሑ?
@fikyemussie2739
@fikyemussie2739 3 күн бұрын
Ezi wedi entay u bedilkum ab srah u zelo,Bsgat akat tekeyrkummm aytserhu aytesrhuuu
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
ክሳብ ክንድዚ ዲዮም ወዲቖም እዞም ሰባት የሕዝኑ ኢዮም ክንዲ ብዘለውዎ ዝሰርሑ ዝመርሑስ ንዝሰርሕ ክጓናድቡ ዝገርም ኢዩ
@lamekkidane5216
@lamekkidane5216 4 күн бұрын
ኩልካ ሳብስክራይብካ ሳሓብ ተሕዝኑ ዉፉይ ናብቲ ዘለክሞ ቦታ መጺኢ ኣሎ ስለምንታይ ናቢኢ ከድኩም ዘይትሓትዎ ነዚ ቃልሲ ከተዕንቁፉ ጥራይ ኢኩም ድለትኩም
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
ዝገርም ኢዩ ኣንታ ክንድዚ ዲዮም ወሪዶም እዞም ሰባት ቶባእ ክንዲ ንሕና ካኣ ክንሰርሕ ክንዓቢ ክንመርሕ ዝብሉስ ናብ ዝሰርሕ ዘሎ ከዐንቅፉ ክኾልፉ የሕዝኑ ብሓቂ እዋይ እዚ መንእሰይ ከለልዮም ኣለዎ እምበር እዚኦም ጠቕላላ ከስርሕዎ ኣይክእሉን ኢዮም ክስዕቦም የብሉን ጸማም እዝኒ ክህቦም ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ስርሑ ክገብር ኣለዎ😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
@mypresidentwufuy4219
@mypresidentwufuy4219 3 күн бұрын
Unsubscribe 👎👎👎
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 күн бұрын
😂እዞም ሰባት ሓሚሞም እዮም ዝመስሉ
@user-uu7wi9ke1k
@user-uu7wi9ke1k 3 күн бұрын
Yala unsuscrib gberu eza tokla
@adamyonas6711
@adamyonas6711 3 күн бұрын
Kid eske barya
@faet9285
@faet9285 3 күн бұрын
ንሕና ሓሳብ ኣለና ሓሳብ ኢና ንሸይጥ ትብል ዘረባ ትደጋገም ይሰምዕ እሞ ኣብዚ ሰዓትን ፈረቃን ጻኒሕተይ ግን ብጀካ ውፉይ ካባ ተከዲኑ፣ ከልቢ ይስሕብ ኔሩ፣ ሰልጠነ ከምዚኣ ደጊሙ ዝብል ዘረባ ወላ ሓንቲ ሓሳብ ከይሓዝኩ ተሪፈ ::
@alemghaim6230
@alemghaim6230 3 күн бұрын
Too sad to see you to talk about Wufuy so much! Please sit and think what your goals are. Not sure but it sounds you are jealous. Please stop attacking each other dear brothers. Txs
@essayashaile9733
@essayashaile9733 3 күн бұрын
ሰማር፤ 'ውፉይ ዋላ100/100 ጽቡቅ ይስራሕ ክንቃዎሞ መሰል አለና' ትብል ጽቡቅ እንድሕር ኮይኑ ንምንታይ ትቃወም፤
@dawitmehari6865
@dawitmehari6865 3 күн бұрын
ኣይትኸዉንን እያ ሃላያት ሓመይቲ ካብኡ ኢይትሓልፉን ::😊
@user-qk6lr4rf7j
@user-qk6lr4rf7j 3 күн бұрын
ቅንኢ ይቀትል እዩ ኮ ዋይ ኣብዚ ክትወዱቁ ሓሲቦዮ ኣይፈልትን ግን ካኣ ተማሂርናሉ!!!
@Hagoss
@Hagoss 3 күн бұрын
ዮዲት ፅቡቕ ኣይገበርክን, ቀልጢፍኪ መደብ ናይ ሪኢቶ ህዝቢ ተትገብርልና ፅቡቕ ነይሩ። ተዘይኮኑ ገዛኪ ተዕንዉያ ኣለኪ በዕልኪ....
@WediNega
@WediNega 3 күн бұрын
ብመሰረቱ እዚ ናይ ልሚ መደብኩም ብጀካ ህልኽ ዝኮነ ዝተረእየ ፍሉይ ብህሎ ኣይነበረን ካብ ንውፉይ ክንድዚ ምዕንቃፍ ግን እቲ ክትገብርዎ ትደልዩ ዘይትገብሩ ተጠርኒፍኩም ክትነቅፉን ክትዝልፉን ክትመጹ ሰሙን ምሉእ ኣብ ሓደ ተመሳሰሊ ኣርእስቲ😮
@merhabachannel9922
@merhabachannel9922 3 күн бұрын
ሰሚዕናኩም ብሓደ ሰብ ሰሙናት ይቅጺርኩም ኣለኩም፡ ዕላማኩም ካኣ ቅንኢ ጥራይ'ዮ (ክንዳኻ ዘይክእላስ ኣብ ምሕማይካ ይውዕላ) ዲዩ ዝተባህለ፡ ጻዓሩ ክንዱኡ ክትራኣዩ፡ ዳሓር ካኣ መራሒ ዝሃቦ ሰብ የለን ተሻቂልኩም፡ ብዛዕባ ኣብ ዩቱብ ዝውዕል ዘይማሃር እንዳበልካ ኣሽሙር ግን ተመዚንኩም
@tekamsgane9062
@tekamsgane9062 3 күн бұрын
ወኻሩ ኩላህክን ተደሚርክን ክንዲ ዉፉይ ኣይትመጻን ኢኽን ኣኻልብ ዕባይ ሳሕል : :
@danieltesfay6409
@danieltesfay6409 4 күн бұрын
ናይ ሎሚ መደብኩም ቀጢና ናብ ህልኽ ገጻ ትከደኩም ኣላ
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ምልጭ ኢላ እምበር
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 3 күн бұрын
አዬ ሲራክ ፈላጢ ታሪክ ኮይንካስ ተስፋይ ክኣ ግልፀልና ኢሉካ ይገርመና አሎ
@danieltesfay6409
@danieltesfay6409 4 күн бұрын
እዛ ወድስ ቁርብ ትህውትት ኣላ ግዲ ካብ ሳምራይን ተስፋይን ሓደስቲ ሓሳባት ምምጋብ ለሚድናስ ዘረባኣ ፎኩሱና ኢሎሞ ደጊሞማ ኮይኑ ማፊ ቁምነገር
@zenahabtemariam829
@zenahabtemariam829 3 күн бұрын
ብጀካ ጽልኢ ወላሓንቲ ሓቅነትን ትምህርትን ኣየሕለፍኩምን ጨምላቃት
@essayashaile9733
@essayashaile9733 3 күн бұрын
ይሓይሽ እንተበልካስ ዝገደደ፤
@ilovetelaviv9892
@ilovetelaviv9892 3 күн бұрын
ተደሚርኩም ክንዲ ዉፉይ ኣይትመጹን ኢኩም
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
ክሳብ ክንድዚ ዲዮም ወዲቖም እዞም ሰባት የሕዝኑ ኢዮም ክንዲ ብዘለውዎ ዝሰርሑ ዝመርሑስ ንዝሰርሕ ክጓናድቡ ዝገርም ኢዩ
@lilyfisehaye6169
@lilyfisehaye6169 3 күн бұрын
Naybihaki
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂 ብሳዕስዒት ድዮም ክንዲ ሓኽሊ ድሙ ዘይመጹ???? እምበር ኩሉኹም ከደምቲ ኢኹም። ዓጋመ ረሳሓት
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 እኩቫት ኣህባይ ተኣኪቦም ክዛተዩ ኬፍ ኣለዎም።
@adonaylove830
@adonaylove830 3 күн бұрын
Idology zeybulu wufuy
@berihawala7828
@berihawala7828 4 күн бұрын
መራሒ ዝምረጽ ኣብ ጥጡሕ ኩነታት ኢዩ:: ማለት መራሕቲ ባዕሎም ብቑዓት ኢና ኢሎም ኣብዝወዳደሩሉ ሃዋሁ ኢዩ:: ኤርትራዊ መራሒ ኣብዝ መርጸሉ ኩነታት ኣይኮነን ዘሎ:: እቲ ቃልሲ ግን መራሒ ይፈጥር ኢዩ:: ውልቀ ሰባት ብስራሖም ብኽእለቶም ብቕንዕናኦም ኣብ ቃልሲ ብሉጻት መራሕቲ ኮይኖም ክወጹ ይኽእሉ ኢዮም:: ኣብትካላት እውን እንተኾነ ምስ ልምዲ በላሕቲ መራሕቲ ኮይኖም ይዓብዩ:: ብዘይ ትካልን መራሕን ከዓ ባዕልኻ ኢኻ ዓዲ ትኣቱ ዝባሃል ኣዘራርባ ዋጋ ዘይብሉ ዘረባ ኢዩ::
@user-qu1vq4of5b
@user-qu1vq4of5b 3 күн бұрын
ርእይቶኻ ፅቡቅ ነይራአብ liveከለዉ ተዝኸውን ድማ ዝሐሸ ኔሩ መታንከረእዩዎ በተረፈ ብራቮ ብየሀለሁ
@dawitsemere1880
@dawitsemere1880 3 күн бұрын
😊😊 2:17:02 😊😅😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😢😮 2:20:51 2:20:53 😅😅😅😅😅😅😅😮999i99999999😊😅😅😅😅😅😅8😅😅😊😅😊😊😮😮😊😅😊😊😊😊😊😊😊😊😊i 😮😮😮😢😊😊😊😊😊😊😮😊😊😢😊😊😊😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😊😢😮😮😮😮😮😮😮😮😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊97381930😊😊😊😊😊😊😊97381930😊😊97381930😊😊😊😅😅😊😊😊😊😊😢😮😊😊😊😅😅😅😅😅
@dawitsemere1880
@dawitsemere1880 3 күн бұрын
​@@user-qu1vq4of5boo⁹ť😊og😊😊😊 😅😅😅😊😊😊😢😢😅😅😅innkreving hei Hilde W😅😅😅þorkenesh 😅😊😊þ😊😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😢😢😊😮Har fått levert et sett med flammehemmende klær fra Tools som di vil at en av dere skal prøve et par dager og komme med en tilbakemelding. Di vil ha tilbakemelding snarest. Jakke i str:L og bukse i str:54. Mulig noen med kjennskap til flammehemmende bekledning som vi bruker nå vil være det beste, sånn for å sammenligne.. Noen som melder seg? 😅😅😊😮😮😮😮😮😮😅😅😊😅😊Har fått levert et sett med flammehemmende klær fra Tools som di vil at en av dere skal prøve et par dager og komme med en tilbakemelding. Di vil ha tilbakemelding snarest. Jakke i str:L og bukse i str:54. Mulig noen med kjennskap til flammehemmende bekledning som vi bruker nå vil være det beste, sånn for å sammenligne.. Noen som melder seg? 😅😅😅😮😅Har fått levert et sett med flammehemmende klær fra Tools som di vil at en av dere skal prøve et par dager og komme med en tilbakemelding. Di vil ha tilbakemelding snarest. Jakke i str:L og bukse i str:54. Mulig noen med kjennskap til flammehemmende bekledning som vi bruker nå vil være det beste, sånn for å sammenligne.. Noen som melder seg? 😅😊 2:32:10 😊Har fått levert et sett med flammehemmende klær fra Tools som di vil at en av dere skal prøve et par dager og komme med en tilbakemelding. Di vil ha tilbakemelding snarest. Jakke i str:L og bukse i str:54. Mulig noen med kjennskap til flammehemmende bekledning som vi bruker nå vil være det beste, sånn for å sammenligne.. Noen som melder seg?😅😊Har fått levert et sett med flammehemmende klær fra Tools som di vil at en av dere skal prøve et par dager og komme med en tilbakemelding. Di vil ha tilbakemelding snarest. Jakke i str:L og bukse i str:54. Mulig noen med kjennskap til flammehemmende bekledning som vi bruker nå vil være det beste, sånn for å sammenligne.. Noen som melder seg?😅 Har fått levert et sett med flammehemmende klær fra Tools som di vil 😅😊😊😅at en av dere ska😅😊kzbin.info/www/bejne/poKQaJZtpa58rKMsi=49-E2YXuIJcgY0Es😅😊l prøve et par dager 😢😊😊😊😅😊😊😅 komme 😅😊😊😅+251 93 865 8206😅+🎉🎉😅 2:32:53 😅 2:32:53 kzbin.info/www/bejne/poKQaJZtpa58rKMsi=49-E2YXuIJcgY0Es😊😊😊kzbin.info/www/bejne/poKQaJZtpa58rKMsi=49-E2YXuIJcgY0Es😊😊😊😊😊😊Utøverne i "Jeg synger din sang, min venn" vil synge barnesanger på tyrkisk, urdu, punjabi, 😅😅😅😅😅😅😅😅, polsk, somalisk,😅 2:35:12 😅😅😅😅😅😅 2:35:12 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😢😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😊😮😮😊😅Bodø Kaia😅😅😅😅😅😅😅😅 2:35:16 😅😅😅 😊,😅😅😅😅😅 ukrainsk, norsk, og😅😅😅 2:37:08 😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😅😅😅😊 2:38:10 😅😅😮😅😅Hei, d😅😊😮😅😊😮😊😅😊et er mange orienteringer så regner med det blir et😊😢😢😊😊😮ter lønsj, ca klokk😊😅😮😊😅😢😊😊😊😊😊en 13.😅😊😊😊😅😅😅😅😅😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😅😅😅😅😅 samisk. 😅 😅 sted😅😅 kl😢. 12:00 og 14:00 i Litteratursalen på Stormen bibliotek på lørdag. Førs😅😊😊temann til mølla til 140 plasser 😊Utøverne i "Jeg synger din sang, min venn" vil synge barnesanger på tyrkisk, urdu, punjabi, svensk, polsk, somalisk, kurdisk, ukrainsk, norsk, og samisk. Forestillingen finner sted kl. 12:00 og 14:00 i Litteratursalen på Stormen bibliotek på lørdag. Førstemann til mølla til 140 plasser 😊😊251 93 865 8206😅😅🎉😅😅😊😅😅😊😊😊😊😅😊😊😊😅😅😊😅😅😊😊😊😊😊😊+251 93 865 8206😅😅😊😊😊😊😅 tilbakemelding. Di vil ha tilbakemelding snarest. Jakke i str:L og bukse i str:54. Mulig noen med kjennskap til flammehemmende bekledning som vi bruker nå vil være det beste, sånn for å sammenligne.. Noen som melder seg? 😊😊😊😊😊😅😅😅😅😅
@adhinnomabenob6878
@adhinnomabenob6878 3 күн бұрын
ማሕበር ሓሳድስት ።ምሕበት ዕንዝራታት።ወካሩ ናይ ገዛገዛ😮😮
@AtakltiGe
@AtakltiGe 3 күн бұрын
ኣቱም ሰባት ሀለውሎው ተብዝሑ ኣለኹም ምዝራብ እቲ ዝቐለለ እዪ ምስራሕ ብተግባር ኣይትኽእሉን ኢኹመም ብምቅጻል ዉፉይ መራሒ አዩ መን ኢሉኩም
@tsegayzayede5359
@tsegayzayede5359 2 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ትሕዝኑ
@negasimichael1
@negasimichael1 3 күн бұрын
ኣብ ቅንጸላ እንድኹም ተዋፊርኩም ደሓን ንዕዘበኩም ኣለና።
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ሓቂ ኢያ
@SenaiWoldu-is9zb
@SenaiWoldu-is9zb 3 күн бұрын
Nhna nsu dika
@robelaraya7866
@robelaraya7866 4 күн бұрын
ዬዲት ጥራይ ኢያ ክትሰምዐኩም ትክእል ማሕበር ቅዮማት
@tm.h.3262
@tm.h.3262 3 күн бұрын
ማሕበር ቀናኣትን ሓሳዳትን ።
@user-ep9fl3vy8s
@user-ep9fl3vy8s 3 күн бұрын
ኣይምሰልካ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ምስዝኦም እዩ ዘሎ ንስኻውን ናይብሓቂ ደላይ ፍትሒ እንተኾንካ ስዓቦም
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 2 күн бұрын
ነዞም ረሳሃት ደናቅር ተረፍ ደርጊ ኣይሲኢቦምን ሃሰውቲ ለክብት ህሱራት ኣቦኦም ዘይፍሉት ደቂ rshunat ሃሪኢ ህግደፍ ናብ ህግደፎም ክስልሙ ኢየ ዝጽበ ዘለኩ ህግደፍ ኢዮም ​@@user-ep9fl3vy8s
@degentesfom3086
@degentesfom3086 2 күн бұрын
Hade kabtom zsemaekyom mkanka aytresie
@michaeldebesu930
@michaeldebesu930 2 күн бұрын
ዮዲታ በጀኪ ንዓኪ ከይ ልኩሙልና ተጠንቀቂ እዚኦሞ ሰ ርእናዪሞ ኣለና የቀንየለይ🌿👏🌿🩵🌿
@tsegezaebtesfahans2832
@tsegezaebtesfahans2832 4 күн бұрын
ተፍርሱ አኩም ዘለኩም ብሩኻት ጽለእ ዋጋ የብሉን
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
ክሳብ ክንድዚ ዲዮም ወዲቖም እዞም ሰባት የሕዝኑ ኢዮም ክንዲ ብዘለውዎ ዝሰርሑ ዝመርሑስ ንዝሰርሕ ክጓናድቡ ዝገርም ኢዩ
@SenaiWoldu-is9zb
@SenaiWoldu-is9zb 3 күн бұрын
ፉሉይ ንሕና ንሱ እኻ ትመሲል
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 2 күн бұрын
መሕመዪ ባይታ ተኸፊቱልኩም ግርም ሃለዉለዉ .ዉፍይ ጫዉጫዉ ኣቢልኩም በኸይቲ ኪዱ ከምቲ ናቱ ግበሩ ሓመይቲ ኣብትበጽሕዎ የለን.
@michaeldebesu930
@michaeldebesu930 2 күн бұрын
ሰላሞ ዮዲታ ከመይ ኣለኪ መጀመርታ እዚ ገዛ ቡዙሕ ገዜ ጹቡቅ ተማህርናሉ እና ሕጂ ገን ዮዲታ ቢጣዒሚ ኣጸያፉ ቃላት ይጥቀሙ ኣለው ። ሰሚዖዪ ደጊሚኪ ቢዛዓባ ሓደ ዉሊቀ ሰበ ከዛረቡ ካባ ከዲነሞ ካበ እሰራኤል ገንዘበ ኣዎጺኦሞ ሂቦሞ በጃኪ ተኽታተሊ ገዛኪ የቀኒየለይ🌿🩵🌿
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 3 күн бұрын
ወይለይ; በዓል ተስፋ ኣብቲ ሓፈሻዊ ጉዳይ ፖለቲካ;ዲሞክራሲን ሓርነትን ዝብል መስርሕ ከመይ ክኸውን ከምዝግባእ እትህብዎ ትንተና ፅቡቕ ኣለኹም:: ኣብ ቃልሲ ነቲ ቃልሲ ዝመርሕ ሓደ ፀላዊ ሰብ ምህላው ግና ደሓረይ ድሕሪ ሰላም ዝተረጋገአ መንግስቲ ኣብ ምምስራት: እቲ ውልቀ ሰብ ውልቀ መላኺ ከይኸውን: ሠራዊትን መንግስትን; ድሕንነትን መንግስትን ብቅዋም ፈላሊኻ ብምቕማጥ እቲ ህዝቢ ብድምፁ ዝመረፆ መራሒ ካብቲ ናይቲ ህዝቢ ድሌት ወፃኢ ከይኸይድ በቲ ቅዋም ግጥም ኣቢልካ ኣሲርካ ምቁፅፃር ምግባር ይከኣል እዩ:: ስለዚ በዚ መሠረት ሕጂ ቃልሲ ንዝመርሑ ከም በዓል ጁሌስ ነሬሬ;ማርቲን ሉተር ኪንግ; ማህተመ ጋንዲ; ማንዴላ ወ.ዘ.ተ እንተተረኺቦም እናተሓጋገዝካ ምስራሕ ምበር ገና ንገና ውልቀ መላኺ ከይኸውን እናበልካ ንተቓለስቲ ተስፋ ምቑራፅ ዘድሊ ኣይመስለናን::
@tuimzghiaregay4626
@tuimzghiaregay4626 3 күн бұрын
You guys needs to do your part, not complaining about one person! If you do more than wufy, people is going to choose
@liyategay874
@liyategay874 3 күн бұрын
ዋይ ከማኩ ዝተረድኦ የለን ❤😂
@romaneromane9004
@romaneromane9004 3 күн бұрын
Betami des zebel hasab mogote betami bezuh temahirna
@haileabaynalem4947
@haileabaynalem4947 3 күн бұрын
Hasad nay wufuy sel zkonka
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 күн бұрын
መራሒ ኣገዳሲ እዩ፡ዋላ'ኳ ናይ ህዝቢ ምቁጽጻር ዘድሊ እንተኮነ እንታይ ዓይነት ሰብ ኣብ ስልጣን ተምጽእ'ውን ኣገዳሲ እዪ።George Washington ቀዳማይ ፕረዚደንት ኣመርካ ንጉስ ክንገብረካ ኩሉ ግዜ ንስካ ምርሓና ይብልዎ ኔሮም እቶም ህዝቢ፡ንሱ ግን ኣይደልን እየ ኢሉ ድሕሪ 8 ዓመት ወሪዱ።ብከምኡ እዩ ካብ 8 ዓመት ንላዕሊ ኣብ ስልጣን ዘይጸንሕ ኣብ ኣመርካ።Nelson Mandela ድሕሪ 4-ዓመት ባዕሉ ስልጣኑ ገዲፉ፡ዋላ'ኳ ደቡብ ኣፍሪቃ ከምቲ ሰብ ዝጽበዮ እንተዘይኮነት፡ ክሳብ ሕጂ ግን ብዴሞክራሲ ይምርሑ ኣለዉ።ስለዚ ተራ ናይ ውልቀ-ሰብ ኣገዳሲ እዩ።
@teklewoldetateos1782
@teklewoldetateos1782 3 күн бұрын
እታ መእተዊ ዝነበረት ንበይና ጻዓኑልና ኩሉ ሰብ ሼር ክገብራ ኣነውን ሰሙናዊ ፖስት ክብላ እንትምንታይ ንሂወትና ብሓጺር ገላጺት ኮይና ረኪበያ የቐንየለይ
@warrihabesha
@warrihabesha 2 күн бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ፈሲሱ
@muluemeles7201
@muluemeles7201 3 күн бұрын
ውፉይ ብናቱ ተበግሶ ዝሰርሕን ዝርህጽን ዘሎዩ ኣይመረጽናዮን ስለዚ ኣብ ክንዲ ናብ ጸላኢኹም ናብ ዝኮነ ዘይዓንቀጸኩም ምቅናዕኩም ተሕዝኑ ሓሜናት ዮዲት ከኣ ገዛኺ ዓቅቢ!!!
@Zemen80
@Zemen80 3 күн бұрын
ዮዲት ኣጆኺ ከይትድሃሊ ከይትትንኩፉና ንሕና ዘያኣመናሉ ኣይሓልፍን ዩ ንዕና ጎይቶት ዘይገብር ርእሱ ክነድንኖ ኢና ሓደ ሰብ ከይነቕፈና እንዳበሉ ተዋፊሮም ዘለዉ ዕስለ ዕሌታውያን ከይትግደስሎም ሎሚ ኣብ ሚድያ ጽባሕ ኣብ ሜዳ ዩ ነገሩ ከምቲ ሲራክ ዝበሎ ደቂ ሓንቲ ከባቢ ወይ ዕሌት ዮም መራሕቶም ኪኣ ሰልጠነን ውፉይን ዮም 😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡
@samrawithabtemichael8284
@samrawithabtemichael8284 3 күн бұрын
ኣሳፊህኩም ህማዩ ፎአ
@tsegazeababraham9689
@tsegazeababraham9689 3 күн бұрын
ናብቲ ደረጃኹም ከተውርዱና ኢኹም ትልኽ ትብሉ ዘለኹም ይርዳእኩም ኢለ ሓሊፈዮ ኣለኹ።
@okubittekke
@okubittekke 3 күн бұрын
ካብ ኣብ ይቱብ ኣብ ኤሜርካ እንድዩ ሰሚናር ዘካይድ ዞሎ፥ ኣብቲ ኣኬባ ዘይነቅፍዎ።
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t 3 күн бұрын
ዮዲት መጣቀዒት 5 ኣዛብእ ኣምጺኪ ኣህሪምክዮ እንበኣር ሕማቅ ግብሪ ጌርኪ ንስኪ ንሶምስ ድሓን።
@hiwetleul4061
@hiwetleul4061 2 күн бұрын
ዮድት ማሕበር ቁዩማት ብጣዕም ትገርም ሕብረተሰብ ሰብ ሙሉእ ኣብ ሚድያ ከትህርም ስራሓይ ኢልኪ ኢኪ ሕዝክዮ ናይ ባሓቂ ሓሳዳት ኢኩም ቅንእ ፈውሲ የብሉን
@rishantesfu8948
@rishantesfu8948 2 күн бұрын
Good bless you. Keep it up ❤❤❤ all
@russomgebremikael1110
@russomgebremikael1110 4 күн бұрын
እዋይ ትገብሩና ዘለዂም ሕጂ ከኣ ኲብኲብታ 😊ኣነ ሓቂ ዘረባ ቊስሊ ክሓዊ ተኾይኑ ክሕጸብ ጥራሕዪ ዘለዎ ስለዚ ቀጨውጨው እንዳ በለኒ ንውሕጣ
@temesgentemesgen2439
@temesgentemesgen2439 3 күн бұрын
ኩብኩብታ ተኮይንካ ውሓጣ::እንበር ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ኮይና ከቢድ ሱጉምቲ ንወስድ ዘለና መናእሰያት ኢና:: እዚ ድማ እንዳበረስና ስቅ ኢልና ክንሪኢ ሕልናና ምፍቃድ ስለ ዝኣበየና ኢና:: እዚ መንእሰይ ኩብኩብታ ዘይኮነ ከምቲ ዝሓምይዎስ እዚ ዝበልኩካ ተረዲእዎ እዩ ዝከይድ ዘሎ
@russomgebremikael1110
@russomgebremikael1110 3 күн бұрын
@@temesgentemesgen2439 ኣየ ካብ ሓሶት ዉጻእ በቅ ጨለ ኣይትዂን ሓንቲ ቃል ሒዝካ ኮለል ጽቡቅ ኣይኮነን እቲ ሓሳብ ኣሰላስሎ ህልኽን ትዕቢት ይኣክል...ከቢድ ዋጋ ከቢድ ዋጋ ኣይትበለኒ ጽባሕ ንግሆ ከኣ ብኸቢድ ዋጋ ዝመጸት ሃገር ኢያ ቀስ ኢልካ ርገጻ ክትብለኒ ኢኻ በጃኻ እዛ ዘረባ ፈንፊነያ ኢየ..ሓሶት ሓሶት ሓሶት ሓሶት
@user-zf7cz6sp5q
@user-zf7cz6sp5q 3 күн бұрын
አነ ውፉይ መራሒ እንተኮነ ቅሬታ የብለይን ግን ብሕግን ስርዓትን ገና መራሕቲ አብ ዓዲ ህዚቢ አወዳድሩ ዚመረጾም ናይ ሐሳብ ልዕልና ዘለዎም ሕገ መንግሥት ምስ ቆመ አብ ፓርላማ በቲ ሕጊ መሰረት (9)ብሔራት ብብዚሒ ድምጽ ዚመረጽዎ ኢዩ መራሒ ሀገር ዚኮውን ብዚተረፈ ብቅድሚ ምራኽ መስከብ ዶ በሉ ለባማት አቦታት
@Paulos-vy6yj
@Paulos-vy6yj 3 күн бұрын
እኩባት አህባይ እንታይ እዮም እዚኦም
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 3 күн бұрын
ሰለምንታይ ኢኹም ትግዕሩ ጽልኢ መጓሃሃርቲ ኮንኩም ብጣዕሚ ዘጽልአካ.
@hababuway3181
@hababuway3181 3 күн бұрын
ስለምንታይ ኢኩም ን ተቃዋማይ ትቃወሚ መብዛሕቲዩ ግዜ
@YuelSamuel-sy5mt
@YuelSamuel-sy5mt 2 күн бұрын
Abza conference haki tray eya tzreb zela nhaki zeyfetu xerfi yxhf😂😂😂😂😂😂😂😂
@beletsomasfaha8971
@beletsomasfaha8971 3 күн бұрын
ቅንኢ ዘይገብሮ የብሉን የሕዋት ንሰላም ጽዓሩ እምበር ንዝጽዕሩ ዘለው ሰባት ኣሕሊፍኩም ኣይትሃቡ ጽቡቕ ኢኹም ጸኒሕኩም ሕጂ ግን ብናይ ውፉይ ኣቀባብላ ንዓኹም እንታይ ጎደለኩም
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 3 күн бұрын
ሲራክ ብሓቂ ብሪላንት ትንተና ብሱል መግለጽን ትምህርትን ።
@samites2073
@samites2073 3 күн бұрын
ዉፉይ መኣስ እኩም ከም መራሒ መጽክሞ ንኹሉ ናብኡ ተሰክምዎ
@legessenegusse5569
@legessenegusse5569 2 күн бұрын
ብሃቂ ደኩማት ብፍላይ ኣነ ነዞም ሰምሃር ተአኣፋይ ዝበሃሉ ኣብ እዚ ቀርባ እዋን ብዛእባ ሃገራወነት ዝመሃርኩምና ኣመስጊነ ነይር ? ሕጂ ጊን ብጣዕሚ ድኩማት ምኩንኩም ተረደኡና ?
@teddya.1250
@teddya.1250 3 күн бұрын
ኣጆኺ ርእሲ ኣይተድንኒ ዮዲት ፥ ምናልባት እቶም ተጸበይቲ ኣታዊ KZbin መዐቅኒኦም subscribers ኢዩ እምብር ኪንዩኡ ናይ ኣተሓሳስባ ሓርነት ኣይርድኦምን ኢዩ። ካብኡ ተበጊሶም ድማ ኢዮም ሳብስክራይብ ሰሓብ ዝብሉ ዘልው ፥ ክንደይ ሰብ ስሒቡ ሓዲሩ ክጽብጽቡ ዝውዕሉ ፥ ንሳ ጥራይ ኢያ ዓቕሞም ። እንቋዕ እኳ ከም ገሊኣቶም ካብ KZbin ትጸባይት ኣይኮንኪ። ሰሰናዪ ይስዓብኪ !!
@selamawighidey-nv3dl
@selamawighidey-nv3dl 3 күн бұрын
ሓንሳብ ሓንሳብ ሲ ብኸ ብኽ ይመጸኒ ብሰንኪ ናይዞም ኣሕዋት ፓለቲካ ክሰምዕ ከለኹ ኣጆኹም እስኪ ዋይ ኣነ ህዝብና
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ምቑዛም ጥራይ ዶ ኮይኑ
@yemanefisehation
@yemanefisehation 2 күн бұрын
hsidna enber nkhat ayrakulkumn widukat
@Hiriti-gs4bk
@Hiriti-gs4bk 3 күн бұрын
Tesfom mehar ab Akologizay zelew tsiea megiletsi yeblun fetawi tugraway ka yimesil hasawi
@Huruyhayle90
@Huruyhayle90 3 күн бұрын
Ahh ezi tesfom arkeys abzia wediku ezi kulu tbats mzom wdakat mewaalo koynu
@sifusifu6623
@sifusifu6623 2 күн бұрын
Btaemi yehzn abkemzi mwdaqkum bflay tesfom nskum godilkum zterfena yelen kabakum knwesdo zgbana wesidna ena thank you xaeda yxnahkum 😊
@essayashaile9733
@essayashaile9733 3 күн бұрын
ጠላት ከሩቅ አይመጣም ኢሎም አምሓሩ፤
@lidyatesfaye2792
@lidyatesfaye2792 3 күн бұрын
Thank you
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 4 күн бұрын
🚫🚫 ⛔ኣይ!!! ናትኩም ፍልጠትን ናጽነትን፣ ፍልጠትናን ናጽነትናን ኣይግበሮ!!! ኣብ ሕሜታ ምውዓል፡ ብዕዉር ጽልእን ቅንእን ተሓሚስካ፡ ንሓውኻ ተቓላሳይን ንህዝብን ምዝንጣል፡ ናይ ሰነፋት እዩ፣ በዚ ዘለኹሞ ቶባእ ድሕሪ ደጊም፣ ኣታ ናይ ብሓቂ ተቓላሳይ ድማ ኣይትስማዓዮም፡ ኔው ንበሎም ዕንቅፋት ንቃልሲ እዮም ! የብሎሞን ወዲኦም እዮም!!! ነዚ ተቓላሳይ ወለዶን ብሓፈሻ ንህዝቢን ዘቋናጽቡ - ክብረት ዘይብሎም-ፎኮስቲ ሚዛን ክንቲት - እዞም ወረጃ ማዕዶ!!!⛔🚫🚫
@ruthh1755
@ruthh1755 3 күн бұрын
Qendi sigiatom kab Essayas ni laeli Wufuy eyu....zehizin yu😭💔
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
ክሳብ ክንድዚ ዲዮም ወዲቖም እዞም ሰባት የሕዝኑ ኢዮም ክንዲ ብዘለውዎ ዝሰርሑ ዝመርሑስ ንዝሰርሕ ክጓናድቡ ዝገርም ኢዩ
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 3 күн бұрын
@@ruthh1755 ብጣዕሚ ኣዩ ዝገርም፥ ዉልቃዊ ጽልእን ቅንእን ኣንተዘይተቆጻጺርካዮ ኣበይ ከምዘውድቐካ ህያው ኣብነት!!! ኣምላክ ኣቦይ ሓልወና ካብ ከምዚ ውድቀት!!!
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 3 күн бұрын
@@MeraMaku ዉልቃዊ ጽልእን ቅንእን ኣንተዘይተቆጻጺርካዮ ኣበይ ከምዘውድቐካ ህያው ኣብነት እዮም ኣዞም ሰባት!!! ኣምላክ ኣቦይ ሓልወና ካብ ከምዚ ውድቀት!!! ንክሓምይዎ ዝወዓሉ ተመሊሶም ኣንተገምጊሞሞ፡ብርግጽ ክሓፍሩ እዮም!!!
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 3 күн бұрын
ኣበይከ ክትረኽቦ እንኳዕ በል ኣይተመነኻዮ ክትረኽቦ ብቕዓት ስለ ዘይብልካ ቀቢጽካ ድኣ ስቕ በል።
@berakitesfay1161
@berakitesfay1161 3 күн бұрын
ርእይቶና ዓቂብና ኣለና ተኮብኪብኩም መጹኩም ኩኩባት ኣይትበሉ
@sonofgod-vy7tn
@sonofgod-vy7tn 3 күн бұрын
ዮዲት እዞም ሰባት ክልክሙኪ ኢዮም ካብ ህልኽ ዝዓቢ ሕማም የለን ::
@akliluyosief9875
@akliluyosief9875 3 күн бұрын
መሳርሕቶም እንድያ ብዘይናታ ፍቃድ ኣብ ሜዲኣ ዝመጹ ዘለዉ ይመስለካ?።
@selamtesfamariam9296
@selamtesfamariam9296 Күн бұрын
yodit is the main problem
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Күн бұрын
ካብ ዓዶም ቢጥዪቲ ተፉኖም።ሹኡኡ ጠፊኦም።ሒጂግን ኒዓዳም ኪምሎሱ ይቃለሱ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@mengsteabaraya9601
@mengsteabaraya9601 Күн бұрын
ሰብኡትን ሓመይትን ሙካን ከሓምቅ ኣቱም ሓሳብ ኣልቦ የእዉዩ ደኣ ወረ ጌና
@createhappines
@createhappines 2 күн бұрын
Your unwavering commitment to justice is a beacon of hope and inspiration to us all, a true champion of what is right and fair.
@kahassenegusse7584
@kahassenegusse7584 3 күн бұрын
እዚ ቅንኢ ክኸውን ኣለዎ እምበር፡ why ደኣ እሞ ንዕኡ ንውፉይ privately ዘይትሓትዎ?
@rishantesfu8948
@rishantesfu8948 3 күн бұрын
❤❤❤ welcome brilliant brother’s
@lidiatekle2089
@lidiatekle2089 3 күн бұрын
ሕስድና እዩ❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌ ዘረባ ጥራሕ እዋይ ኩሉ ግዘ ዎፉይን ሰልጠነን ዎፉይን ሰልጠነን ዎፉይን ሰልጠነን
@nataneley
@nataneley 3 күн бұрын
ኣጀንዳ ጌሮሞም ኢሰያስ'ኮ ተረሰዑ
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
​@@nataneley😂😂😂😂😂😂😂😂ኣይገርመካን
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
ክሳብ ክንድዚ ዲዮም ወዲቖም እዞም ሰባት የሕዝኑ ኢዮም ክንዲ ብዘለውዎ ዝሰርሑ ዝመርሑስ ንዝሰርሕ ክጓናድቡ ዝገርም ኢዩ
@user-ij3gh2fd8i
@user-ij3gh2fd8i 3 күн бұрын
እንታይ ኮይኖም ክቐንኡ ኣነስ ርእሲ ኣለኩም ድዩ ክንቀፉ የብሎሙን ማለት ድዩ እዚ ዝኸዶ ደሎ ጉቡእ ኣይኮነን ይብሉ ኣለዉ ኮሓሕልካ መራሒ ኣይስራሕን እዩ 👌
@jonasmussie1569
@jonasmussie1569 3 күн бұрын
ብመጀመርታ ንሕዝቢ ኤርትራ ዘድልዮ ብናተይ እምነት መምርሒን (ቅዋም) ነቲ ዝወጸ መምርሒን ዝምእዘዝ ሕብረትርሰብ እዩ ብቀደምነት እዩ ዘድለየና።አብዚ ቀዳማይ ዓለም ከም እንርኦ እዚ መራሒ ዝበሃል አብ ሳልሳይ ደረጃ እዩ ዝስራዕ ካብታ መምርሒ (ቅዋም)ዝወጸ ኸኣ እቲ ሕብረተሰብ ኸኣ እቲ ስልጣኑ ይእከብ ወይ ስልጣኑ አወስድ።
@robelsegid6991
@robelsegid6991 Күн бұрын
Kef aleku especially full confidence
@107s.mtesfaync
@107s.mtesfaync 3 күн бұрын
Hasadat getsikum tikewel
@Tesla291-
@Tesla291- 3 күн бұрын
ዋይ ዋይ ባድላን ካባን ጥራይ ተሪፉክን ንሰክን 4 ውፉይ ገይርዋ እዬ።ለሚኑኩም እኮ አቱም ሰባት ሰርሁ ሰሪህኩም ብልዑ።
@user-ds2oy8ku2f
@user-ds2oy8ku2f 3 күн бұрын
ኣብዚ ሜድያ ኣይቀነኩን ግን ንስኪ ዮዲት እውን ኣብዚ ሓሸውየ ኣቲኪ ናብ ረብሓ ኣድሂብልኪ! ንሰልጠነ ክትተሃላለኪ ትሕቲ ሰልጠነ ወሪድኪ ተስፋ ተቅሩጹ!
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 2 күн бұрын
በክይቲ ክትበይኩ ከሎኩም ይስህቀኒ ደስ ይብለኒ ብከዩ ቅጺሉዎ ብክያትኩም ወዱኡ ህሱራት ማሃይም
@user-rg2hs1bf7d
@user-rg2hs1bf7d 3 күн бұрын
ዪዲት በጃኪ ነዞም ሰቡኡት ደጊምኪ ከይተምጽእዮም። ንዝዉፈዩ ኣጀንዳ ዝገብር ከጥፎኦ ዝደሊ ጥራሕ እዩ። ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መደብኪ ኣምጽኢ ንዮው በልዮም ሰቡኡት ኩሎም ቁልፎም ኣብ ዓዲ ገዲፎምዎ ኢዮም።
@j4pnet418
@j4pnet418 3 күн бұрын
Brothers, I think you need to balance your argument, to be free. I don't think it is wise to be a mere judgmental; it is wise to have and express your doubt, and then elaborate, analyse and discuss it in a common good sense. For instace, I found some points of the discussion undertaken 3-4 days ago, very interesting observation, which was a warning to Wufuy from Global Yi''akil's unclear, undemocratic, and dangerous walk and policy, which, conceptually and historically, is not far from Shaebia. And, to some extend, you guys also explained the reasons and past experience why you raised those points Therefore, we all need and try our best to be critical complementary, not a plane contrasting. Thank you very much, Kebrea Isaac (London)
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 күн бұрын
Wufuy seltane bblhi srathemasen bhenti tesarom lomanti❤
@awethaile4013
@awethaile4013 4 күн бұрын
ኩልካ subscribe ስሓብ ኣንጻር ዘዝሰረሐ ኮይና ላ
@BiniYonas
@BiniYonas 4 күн бұрын
ንትካ ግበር አሚኑ ስምዐኒ ኣይበሉካን አዚ ቻነል ኪኣ ናይ ኩሉ አዩ ነቲ ኒስካ ኪትሰሚዖ ጥራይ ዘቅርብ ኣዮነን ዘለናዮ ሾው ካንቲ ካብተን ደቂ መለይ ጉዋል ኣላዪት መድረክ ኪትታባባዕ አዩ ዘለዋ
@BiniYonas
@BiniYonas 4 күн бұрын
ንመን ኢካ ኩሉካ ትብል ዘለካ ኣነጽራ አዛ ትኢዛዝካ ን መን ሙካኑ
@liverpoolanfield130
@liverpoolanfield130 3 күн бұрын
Entay hto delika dislike &unsbsscrib👎👎👎
@adamyonas6711
@adamyonas6711 3 күн бұрын
ባርያ መጣቅዒ
@anmeb6220
@anmeb6220 3 күн бұрын
ስሒበ ኣለኹ
@amanuelghebremeskel8516
@amanuelghebremeskel8516 3 күн бұрын
ጥርናፈ ማሕበር ሓሳዳት (ጥማሓ) Joint ግበሩ ፡ኣብ ሓደ ተጠርነፉ (ዕሰሉ ክክክክክ)
@simongoitam5680
@simongoitam5680 3 күн бұрын
Abza geza zeleku kulukum sehabu
@yemanekidane5491
@yemanekidane5491 2 күн бұрын
ብቅንኢ ዝዓወሩ ሓሰማታት ኣቡዑር ።
@akilebahta8427
@akilebahta8427 3 күн бұрын
ኣነ ኣነ ክትብሉ ሓሳብኩም ኣምጽኡ ካብ ወፍይ እሰያስ ትብሉ ዘባ ቆየቃ
@MhretabYemane
@MhretabYemane 3 күн бұрын
እዋይ ጉደ ርእየ ንክትሃሙዩ ብዘይ እረፍቲ ትከዳደሙ : ብላሽ ዝኮንም ረበሽቲ።
@mebrahtomgebremariam4271
@mebrahtomgebremariam4271 3 күн бұрын
ፍሽለትኩ በልኩም ትጋለጹ አለኩም።
@user-vw9oz8dw2m
@user-vw9oz8dw2m 3 күн бұрын
Kkk ዋይ ጽንሕ ጸኒሕኻስ ንዕዉር መራሒ ኣይትስርሖ ሓሳብ ዝፈልፍል እዩ ብዝከኣ ትመርጾ ሓሳቡርኢኻ ስራክ ብዝይካ ሓሳብ ተስፋጽየን ወልሓት የብሉን 💚❤💚ሕጂ ክምዝወድቅኩም ኣሚነ ወላ ተስፎም ወላ ሰማር ተጽፋይ እዚ ስራክ ብቕደሙ እዉን ኣይ ፈጥዎን ሓሳቡ 💚💙💚✅✅
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 2 күн бұрын
ምህረት ነጸራኣብ ለክባት ኣውራጃዊት ኣለታዊት ከዳኢ ህስርቲ መርገጽ ኣልቦ ኢኪ ህፈሪ ጋህባ ኣይትኩኒ ኢዚኦም ኣርባኢተ ሃሙስተ ለካቢት ገጋ ኢዮም ዘሎዉ ኣንጻር ቃልሲ መኒኢሰያት ኢዮም ኣይትሳኣቢዮም ክብረትኪ ሃሊዊ ክሱራት ነጋዶ ኢዮም
@muluefrezgi-xd2is
@muluefrezgi-xd2is 3 күн бұрын
እዋይ ሽግር ናይ ዓድና ዘይ ውዳእ በጃኩም ክንድኡ ስሩሑ ሰብ ኣይ ተቆጥዑ ኡፍፍፍፍፍፍ ሕስድና
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 2 күн бұрын
Aziye zekbrekum zneberku abza nay lomi gin kulatkum wedikum kulatkum bzaeba wufuy, wufuy merahi aykonen akumu zgebr zelo seb u atention na nab ti shifta gujile ykun
@tesfalemhaile8917
@tesfalemhaile8917 2 күн бұрын
ሰብ ሓሳብ ካ ኣይ ቲግለጽ ምባል ዓመጽ ኢዩ ኣብ ሓሳቡ ኣይ ተሳማዕካን ኣብ ዛይ ትብላ ዘለካ ኣይ ተሳማማዕኩን ምባል ምሓሸ ካብ ኡ ተርፊ ግን ዓምጽ ጸሊኢና እዳ ተቃወምካሲ ዓማጺ ምካን ዓገብ
@marioaraya
@marioaraya 3 күн бұрын
ካብ ሕሜታ ሓሊፍኩም ጥዑይ ሓሳብ ኣምጽኡ ሰባት እንዳኣዓልካ ምኒን ኣይትበሉ 😂😂😂😂
@tm.h.3262
@tm.h.3262 3 күн бұрын
ውፍይ ውፍይ ክብሉ ዓሪቡዎም ። ውፍይ ንስልጣን ይወዳደር የለን ንሱ ንንበር ወይ ንጥፋእ እዩ ዝብል ዘሎ ንኸይንጠፍእ ይጽዕር አሎ ። ሓደ በሊሕ መንእሰይ ክፍጠር እንኮሎ መሰናኽል ትፈጥሩ ።
@MeraMaku
@MeraMaku 3 күн бұрын
ክሳብ ክንድዚ ዲዮም ወዲቖም እዞም ሰባት የሕዝኑ ኢዮም ክንዲ ብዘለውዎ ዝሰርሑ ዝመርሑስ ንዝሰርሕ ክጓናድቡ ዝገርም ኢዩ
@gabewoldegiorgis8281
@gabewoldegiorgis8281 3 күн бұрын
Yodit you are shooting your foot your self. Look at the coments.
@yonastesfaldet
@yonastesfaldet 2 күн бұрын
Nsltan ember hbrete seb ztefee rieka tfelt dika tegaru keman aytefun ms ezi kulu kuinat .
@Maysworld298
@Maysworld298 3 күн бұрын
Nay behaki tehzunu ekum Kabakatkum esisa ybelxu
ሳሕል ዘይወፈሩ - ተጋደልቲ ( ኣባጓሮታት)
3:00:29
'' ውግዘት ኤፍረም (በልዓም)  ብሃ/ስብከት ኤውሮጳ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
23:23
터키아이스크림🇹🇷🍦Turkish ice cream #funny #shorts
00:26
Byungari 병아리언니
Рет қаралды 27 МЛН
Super gymnastics 😍🫣
00:15
Lexa_Merin
Рет қаралды 108 МЛН
БОЛЬШОЙ ПЕТУШОК #shorts
00:21
Паша Осадчий
Рет қаралды 3,5 МЛН
Final muy inesperado 🥹
00:48
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 19 МЛН
ዙር ፈረንሳ ብዓወት ባርዴ ተኸፊቱ
13:05
DEHAY TV
Рет қаралды 4,9 М.
ዉፉይ ግን ክንድዚ ዝሕመ ዘሎ ናይ ድሓን ድዩ፧
34:50
እቶም ሕቡኣት ዕስለ ኣትማን ሳሕልን ካርሸሊን
3:34:36
Can You Draw A PERFECTLY Dotted Line?
0:55
Stokes Twins
Рет қаралды 71 МЛН
Щенок Нашёл Маму 🥹❤️
0:31
ДоброShorts
Рет қаралды 5 МЛН
The joker's house has been invaded by a pseudo-human#joker #shorts
0:39
Untitled Joker
Рет қаралды 11 МЛН
Пугает людей игрушкой аллигатора в воде
0:14
Короче, новости
Рет қаралды 2,6 МЛН