መራሕቲ ህወሓት ከዲዖም እዮምይ| ካልኦት እዋናዊ ዜናታት [ሕዚ] /ፍሉይ ፃንሒት ዳህሳስ ሓበሬታ

  Рет қаралды 5,485

Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

Күн бұрын

Пікірлер: 66
@Barcki30419
@Barcki30419 4 сағат бұрын
ናትና ፎሮም ናይ ልበይ ገሊፅካዮ ካብዚኦም ዝገደደ ፀላኢ የብሉን ህዝቢ ትግራይ ዝ ብል ኣባሃህላ
@Barcki30419
@Barcki30419 4 сағат бұрын
ላኣኸለይ ስልክኻ
@Lete-b9k
@Lete-b9k 2 сағат бұрын
ጠላማት አነ ንዝኦም ለይትን ማዕልትን ምድጋፈይ የሕዝነን ከብዳማት ደም ሕፃናት ይሕነቆም ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ትግራይ
@SelanlmatDimokracy
@SelanlmatDimokracy 2 сағат бұрын
ንቀይሕ ቀይሕ ንፀሊም ፀሊም ምባል መኩር ካብ ዝሓመቁ ዝሓሸ ምረፅ።
@SelanlmatDimokracy
@SelanlmatDimokracy Сағат бұрын
ብሽም ሓድነት ምርቲን ጉርዲን ክተሓዋወስ አይግባኣን።ብኻሊእ ኣገላልፃ ንህዝቢ ዝወገን ባንዳን ክተሓዋወስ የብሉን።
@AbrahamGebretnsae
@AbrahamGebretnsae 3 сағат бұрын
የቅንየልና ሃገር ብጣዕሚ ወገን ህዝቢ ኢኻ ቀፅል ህዝቢኻ ብጣዕሚ የቅንየልና
@dawi6131
@dawi6131 Сағат бұрын
አመሠገንኩ
@SelanlmatDimokracy
@SelanlmatDimokracy 2 сағат бұрын
ሓደ ህወሓት ኣሎ።ካሊእ ድማ ዘፈንገጠ ጉጅለ እዩ ዘሎ አይትሓዋዉሶ።ብናይ ዉድብ መስርሕ ዝተባረረ ጉጅለ እዩ።
@SelanlmatDimokracy
@SelanlmatDimokracy 2 сағат бұрын
ህወሓት ንምዉቃዕ ዝርያ ጥምጥም ኣይትዝር።
@fitsumasgedom9658
@fitsumasgedom9658 Сағат бұрын
Selam selam kebur hawna!!👍👍🙏🏻
@SbagadisGuangul
@SbagadisGuangul 2 сағат бұрын
ፅቡቅ ኣቀራርባ እዩ ወገናዊነት ለይብሉ ሓቂ ዝሓዘ እዩ ቀፅለሉ ሃውና።
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 3 сағат бұрын
Thank you!!!
@NatnaForum
@NatnaForum 3 сағат бұрын
You're welcome!
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 3 сағат бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ትግራይ አብ ኢትዩጽያ የላን ስለዚሕ መራሕቲ ትግራይ እታይ እዩም ዝገብሩ ዘለው ❤❤❤❤❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 3 сағат бұрын
አይተጋገኻን ትክክል እዩ ትብሎ ዘለካ ሕዝቢ ትግራይን አብ መስመሩ እዩ ዘሎ ሳኣን መራሒ ትግራይ አብ እክክሊል ኣእትዩምዋ መሕዘኒ እዩ ኣነ ማእዳ ዘለኒ ስራዊት ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን ኢድን ጔንትን ክኽውን አለዎ ❤❤❤❤❤
@SagolPagol-p3f
@SagolPagol-p3f Сағат бұрын
ጌታቸዉ ኣብ ጉባኤ ኣትዩ እንተዝኸዉን እዚ ኹሉ ፀገም ኣይመመፀን
@MedaGhannes
@MedaGhannes 3 сағат бұрын
ሰራዊት ትግራይ ሉአላዊነት ትግራይ ከይተመለሰ ተመዛባሊ ህዝብና ናብ ቦትኡ ከይተመልሰ ዕጥቂ ምፍታህ ዝባሃል የለን ።
@ابللال-ط9ذ
@ابللال-ط9ذ 2 сағат бұрын
ንሰካ እዉን ሐሳዊ እካ ሰለሙን ጅግና እዩ አትሐሱ
@KbromWelday
@KbromWelday 46 минут бұрын
አይትቃፀል ትክክል ሐሳብ አምፃአዩ ዐገገር አይትበል
@hagosmeles7764
@hagosmeles7764 4 сағат бұрын
ከምዚ ኢሎም ትብሎ ዘለካ ኣውጽኣዮ ካብ ህዝቢ ትግራይ ኣይትሕባእ ኩሉ ጊዜ ከምዚ ኢሎም ኢላ ኢልካ ዘረባ ንህዝቢ ኣይጠቅምን
@ZenebeNegash-yr2ns
@ZenebeNegash-yr2ns 3 сағат бұрын
ከም ዶክተር ድብረፄን ንስልጣን ዝልምንን ዝምሕፀንን ኣይራኣኹን
@abrahamgebrewahd5101
@abrahamgebrewahd5101 4 сағат бұрын
Well Come
@teklehaimanotnwatu6605
@teklehaimanotnwatu6605 Сағат бұрын
መንእሰ ትግራይ ግዜ እናሃለወካ ጊዜ አይትፀበ ባዕልኻ ክኢልካ ጠጠው በል :: አሰር ታሪኽ አሰር ምስክር ክጠፍእ ዝገበሩ , ናይ ትማሊ መራሕቲ ናይ ሎሚ ተላአእኽቲ, ይፍተው አይፍተው, ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ/ ብጋህዲ ይኹን ብስውር መስርሕ ፀላትናኮይኖም እዮም :: ተባራበር ሓድነትካ ሓሉ ተወደብ ውዳበ ሓይሊ እዩሞ !
@KbromWelday
@KbromWelday 40 минут бұрын
ጌታቸው ምቅያሩ ሰለዝፈለጥካ ይመሰሊኒ
@SelanlmatDimokracy
@SelanlmatDimokracy 2 сағат бұрын
ንትግራይ ዝወገነ ምረፅ ብጅምላ አይቲፈርጅ ከምትግራይ ኣቋምካ ኣነፅር።
@ForoIngal
@ForoIngal 4 сағат бұрын
ብመረዳእታ ተናገር እተዘይኮይኑ ህዝቢ ዝርብሽ እዩ
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 4 сағат бұрын
The player is tsadkan and the follower getachew Reda. Every body should take stand based of facts. If you want to help tigray make up your mind. Otherwise there will not be any solution. My stand is getachew Reda is not the right leader. Don't worry what ever the leaders say. They are fighting for principles. That is for their advantages. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mueztafere
@mueztafere 3 сағат бұрын
ኣይተጋንን
@AbrahamGebretnsae
@AbrahamGebretnsae 3 сағат бұрын
ናይቀደም እስታሊን ኣብታፀልማት ዝነበረ ኢኻ ብሓቂ ወገን ህዝቢ
@GebrekirosGreat
@GebrekirosGreat 3 сағат бұрын
Buzuh tgage aleke dahan nerka ymeslrni mnalbash tslei tezey sebikkum Yehmekum eyu zmesleni .....respect for tigrain.....
@Fantantsh
@Fantantsh 4 сағат бұрын
TDF should never accept the digital ID that is a trap
@gideykiros9474
@gideykiros9474 Сағат бұрын
እቲ ዋና ድራማ ሰሪሑ ዘባለዖም ዶ/ር ባሃላይ ንወድሰብ ድዲት ዝእዝ ሃይለ ኢዩ
@TeferMekonen
@TeferMekonen 2 сағат бұрын
hager ajoka bzey mginan meraht hwehat kediat eyom bzey afelalay
@abrehetaraya8236
@abrehetaraya8236 2 сағат бұрын
ንሶም ኣይምጥናን ዘይ በለስ ዘይተቅርቦም ህዝቢ ክፈልጦ
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 3 сағат бұрын
ብጣዕሚ'የ ሰቢደ ሃገረብርሃን እቱ ዝበልካዩ ሕዋሕት ኣውራጃዉነት ኣሎዎ እንትብልተለኻ ብጣዕሚ'የ ገሪሙኒ.እዙ ከባባዊነት ዝባሃል ዘሎ ብዘመነ ፉዳል ዝባሃል ኣብዚ ሕዚ 21 century ብን doctor ,,ሙኡዝ ክስበኽ እንተሎ ብተወሳኺ ብኣኻ ክድገም እንተሎ ብጣዕሚ ሓዚኒ❤❤❤❤❤❤❤❤
@NegaBelay461.
@NegaBelay461. 3 сағат бұрын
Ct. Bel!
@gideykiros9474
@gideykiros9474 Сағат бұрын
እዚኦም ጎሓፋት እዚኦም ጉሒፍካ ምድብራይ የድላ አስተዉዕል ህዝቢ ትግራይ
@ForoIngal
@ForoIngal 4 сағат бұрын
ዕላማኻ ህዝቢ ዝድግፎ ውድብ ምስቶም ዔዋሉ ቡዱን ማዕረ ንምግባር እዩ
@muller3255
@muller3255 2 сағат бұрын
ሀገር ትጋገ አለኻ እዚይ ከባባውነት አብ ውድብ ህዋህት ዘይኮነስ አብ ግለሰባት እዩ ዘሎ ስለዚ ካብ ምምስራታ ህዋህት ብኸባባዊነት አይትአምንን ዋ አይነበረን።
@NegaBelay461.
@NegaBelay461. 3 сағат бұрын
Please tell us openly!
@bibatigray4002
@bibatigray4002 4 сағат бұрын
Kemei gerka amharu timing yblu alewo ind😮Abella tizareb
@SbagadisGuangul
@SbagadisGuangul 2 сағат бұрын
እሞ እቱ ሕዝቢ እዩኮ ኽኢሉ ኩሉ ኣብከብዱ ኣኪቡ ስቅ ኢሉ ዝፅበ ንምንታይ አይተድሉይናይ ኢሉ ዝሃሸ ምሁር መሪፁ ከሸውም ይግባእ ግን።።።።።።።።።?
@Shushay-e4n
@Shushay-e4n 46 минут бұрын
ሀገር ብፅቡቕ ኢኻ ገሊፅካዮም ካብ ከዳዕ ንላዕሊ ካሊእ መግለፂ ተዝህሉ ዝግብኦም ፍጡራት እዮም። ህዝቢ ኣብ ስቓይ እናሃለወ ውጉኣት ተጋደልቲ ጠያይቲ ካብ ሰውነቶም ከይወፀ ኣብ ስቓይ እናሃለው ናብ ስልጣን ዝጓየዩ እዞም ቆራዲድ ብደም ህዝቢ ዝሰኸሩ እዚኦም ደኣ ሕሊና ዘየብሎም ዝዘቐጡ ተራ ፍጡራት እዮም
@سبحانالله-ث1ظ8ش
@سبحانالله-ث1ظ8ش 4 сағат бұрын
ጌታቸው ግን ወዲ ራያ ስለ ዲኾነ ይኡ
@KahsayTadesse-o6g
@KahsayTadesse-o6g 3 сағат бұрын
ሃገር መሕፈሪ ይዛረቡ ኣለው ንስልጣን ክብሉ ኣይትበል ምኽንያቱ እገለ ከምዚይ በለና አገለ ከምዚ በለና እናበሉ ይነግርኹም ትዛረቡ ንህዝቢ ንስኹም ህዝቢ ድማ ነንባዕልና ክንጣራጠር ይገብር ስለዙይ ኩሉ ዝነግርኹም ሓቂ ከይመስለካ ዋእ
@GeberMekonon
@GeberMekonon Сағат бұрын
ዲዲር መራሕቲ ትግራይ ብጥንቃቀ ክርእዎ ኣሎዎም እንተዘይ ኮኑ ካልኣይ ስሕተት ከይስራሕ ሓደራ መራሕቲ ትግራይ ምስሓለፈ ቀሚሽ ኣዕንቅፉኒ ከይትብሉ ናይ ቴዲ ሓበረታ ብቁምነገር ረኣይዎ ብተንኮል ንዝመጸካ ብተኮል ተኸታተሎ እንተዘይ ኮኑ ?
@HailegueshAsmelash
@HailegueshAsmelash 52 минут бұрын
ንስካ ኢካ ጠላም ሓሳዊ ንሓሶት ኣይትጨነቅ ውሩድ
@TesfayGuolay
@TesfayGuolay 8 минут бұрын
ሐቐ
@efremtewelde5052
@efremtewelde5052 Сағат бұрын
Kolel aytibelu Algeris keytefetseme Pritoria wuel turgum yebilun.tigray merihinetab hizban kemzifelale teserihulu u Hammer entay kigebir tsenihu ? Abiy ke ? Tsadkan biziabeye asasay Hammer koyni wulkawee rebhioo missat tigray ab shigr ye etioma hijee mis eritrea wuel algeris mikbar tirah u Selam zirikeb.
@mulugetaleul9973
@mulugetaleul9973 12 минут бұрын
Shabia never was/is a reliable friend of Tigray, particularly Isayas Afeworki. How the HELL Dabrise & Monjerino UNITE their forces with Shabia? Are they really Tigrians? I doubt it.
@Abebagyohans
@Abebagyohans Сағат бұрын
Nobody believe you. Oh, my God, liar.
@RahelGmariamRahel
@RahelGmariamRahel 3 сағат бұрын
ጌታቸው ትግራዋይ እዮ
@samsamsun367
@samsamsun367 Сағат бұрын
እዩ ግን ባንዳ እዩ አነ ዝተፀበክዎ ጌታቸው መሬት ትግራይ ከውህስ ተመዛበልቲ ክምልስ😊 ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ ናብ ፍርዲ ክቀርቡ ዝተፀበኩዎ 😢ንሱ ግን ጀኖሳይድ ዝፀፀሙ 400 ሰዲዱ ፌደራል እዩ ዘፃሪዬ ኢሉ እዚ ናይጆኖሳይድ ተሀባባሪ ነይሪ ማለት እዩ ካብ አብይ ተላኢኩ አብ ሜዳ እታ ስልኪ ሂዙ ንበይኑ ምስጥር ይብ ከም ዝነበረ እዩ ናየቦታትኩም ንግስና አይትረክብዋን ዝሾመኒ አብይ እዩ ካብ አብይ ተቀበሉ ማለት ኩናት ክውላእ ይደልዩ እዩ 😢😢😢😢አ
快乐总是短暂的!😂 #搞笑夫妻 #爱美食爱生活 #搞笑达人
00:14
朱大帅and依美姐
Рет қаралды 12 МЛН
Noodles Eating Challenge, So Magical! So Much Fun#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:33
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 35 ( BY BRUNO )
49:05
Awra Tube
Рет қаралды 12 М.
快乐总是短暂的!😂 #搞笑夫妻 #爱美食爱生活 #搞笑达人
00:14
朱大帅and依美姐
Рет қаралды 12 МЛН