" መሬት እማትካ ብሓይሊ ጎቢጥካ ንነዊሕ እዋን ምፅናሕ ከምዘይከኣል ተረዲኡዎም ኣሎ የዝልቐሎም!!" ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ተመዛበልቲ ም

  Рет қаралды 13,910

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

9 күн бұрын

#ጌታቸው_ረዳ
#ሰልፊ_ትግራይ

Пікірлер: 77
@aseymichael1455
@aseymichael1455 8 күн бұрын
ቃል ብተግባር ይኹን!!
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 8 күн бұрын
ቃል ብተግባር
@Think-and-grow-rich-369
@Think-and-grow-rich-369 8 күн бұрын
ጸለምቲ ክትመለስ'ያ ብድሕሪኡ ናይ ጸለምትን ኣላማጣን ሪኢኻ ንምዕራብ ክደናጎይ ምግባር ኮይኑ ይስመዓኒ በጃኹም ምዕራብ ኣብ ዝሓጸረ ግዘ ክምለስ ግበሩ ዓንዲ ሕቆ ትግራይና ምዕራብ'ዩ, I hope anything will be goes well 🙏🙏🙏
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 7 күн бұрын
Exactly ❤
@bktigrayadey6331
@bktigrayadey6331 7 күн бұрын
ትኽክል እቲ ልፀለምቲ ዝተብሃለ ንኣላማጣ እቲ ናይ ምዕራብ ትግራይ ዝተብሃለ 30 ሰነ ልፀለምቲ ገይርካ ምዕራብ ትግራይ ኣብ እንጥልጥል ከም ዝግበር እዚ ርኹስ ኣቢ ኣሕመድ ፉሉጥ እዩ።
@amanuelgoitom329
@amanuelgoitom329 8 күн бұрын
ኣብ ቀረባ እዋን 😢😢😢😢
@gebrekidanabera
@gebrekidanabera 7 күн бұрын
ፍትሒ ፍትሒ ማሓበረሰብ ዓለም ይሰመዖና
@araeyaraya1614
@araeyaraya1614 7 күн бұрын
ቃል ጥራሕ አይትግበርዎ ተግባር ውን አርእዩና
@user-ed3jd6ni5o
@user-ed3jd6ni5o 7 күн бұрын
ቃል ብትግብር ክውዕል ኣለዎ
@Tigrayregionplanningoffi-sw5zp
@Tigrayregionplanningoffi-sw5zp 7 күн бұрын
በናትና ኣመራርሓ #ስንፍናን ብናይ #ፀላእትና #ውዲትን #ብሰላሕታዊ ፅንተት #ዝሞውት ዘሎ ህዝቢ ትግራይ #ፍትሒ ክረኽብ ይግባእ። እንተናኣሰ ናብ #ገዝኡ ምለስዎ #ሰርሑ ክበልዕ ድምፂ #ውፅዕ ህዝቢ ይሰማዕ።
@MaebeleMusieGebreyesus
@MaebeleMusieGebreyesus 7 күн бұрын
ፍትሒ ን ህዝቢ ትግራይ
@AlematAraya
@AlematAraya 7 күн бұрын
መግለፂ ብቻ😢😢😢😢
@yontig
@yontig 7 күн бұрын
Lets gooooo Tigrayyyyy
@jesusmaryam8164
@jesusmaryam8164 8 күн бұрын
ተጋሩ ነቲ ሒዝኩሞ ዘለኩም መሪት ከማን ጽቡቕ ገይርኩም ኣየማሓደርኩምን
@akitemesgen8265
@akitemesgen8265 8 күн бұрын
The question here is when????
@wewe5688
@wewe5688 7 күн бұрын
ዘረባ ጥራይ እዩ ዓቕሚ የለን ነንሕድሕድካ ተጻሪርካ ዝፍታሕ ነገር የለን
@henigg
@henigg 7 күн бұрын
walk the talk...enough is enough
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 7 күн бұрын
ሕዚ ውን ምንጭብጫብ አየድሎልን ፣ አይእመኑን።
@Tigrayregionplanningoffi-sw5zp
@Tigrayregionplanningoffi-sw5zp 7 күн бұрын
ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ምስ መንግስቲ ፌዴራል እንምበር ምስ ክልል ኣምሓራ ኣይኮነን ዓጀውጀው ኣይትበሉ በልለይ፡፡
@Halamadr146
@Halamadr146 7 күн бұрын
ሽግር ከም ዘሎ ይነግር ኣሎ ክምለሱ ከምዘይ ይክሉ ኢዩ ድነግር ደሎ ንዝርደኦ ብሰላም ኢና ክምለስ ብዘይ ኩናት ይብል ኣሎ ብዘይ ኩናት ክትምለሱ ማለት ብዕራይ ጸባ ምሕላብ ማለት ኢዩ ኢሰያስ ከሎ ክትምለሱ ማለት ፍጹም ዘይሕሰብ ኢዩ ካብ ሓውኩም From Eritrea
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 7 күн бұрын
ከናት ወረ ኩናት ናትኩምዩ። ሕዝቢ ትግራይ ውሕሉል ብዝኾነ መገዲ ክፍፅሞ ሙዃኑ ርዱዕዩ።እቲ ኩናት ካብዖም ንላዕሊ ዝፈልጥ ሓይሊ ዘሎ አይመስለንን። 270 ሺህ tdf ጅግና ቀደም ምደርገሎም ኔሩ።
@user-ql3mf6yf4i
@user-ql3mf6yf4i 7 күн бұрын
@@woinshetkassaye7174 ክክክ tdf ደአ ድራር አሞራ ኾይኑ እንድዩ እቶም ዝተረፉ ድማ መንደላይ ኣሎ ባህሪሮም እዮም 🤣🤣🤣ቆማል
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 7 күн бұрын
@@user-ql3mf6yf4i ኢሳያስ አፈወርቂ ድሀን ይዕቶ ንአኹም ፀራሪጉ ፋህ ፋህ አቢሉ አልባብኩም አጥፍኢልኩም። አብአ ደአ ከርተት በሉ። ታሪኸ አልቦ። አብታ ስደትኩም ተኾርሚኹም መዋዕልኩም ወያነ ወያነ እንዳበልኩም ክትነብሩ ጌርናኩም ኢና።ካብዚ ንላዕሊ ዓወት የለን።
@PIA70s-hf8lk
@PIA70s-hf8lk 7 күн бұрын
AYOKHUM NAYNA
@berhanesara8887
@berhanesara8887 8 күн бұрын
ምአስ
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 8 күн бұрын
ናይ አምሓራ ክልል አብዝጉዳይ እንታይ የተዎ!?
@habtomgebre1523
@habtomgebre1523 7 күн бұрын
sanitizer wedi reda gegna agoka keep going
@user-ed3jd6ni5o
@user-ed3jd6ni5o 7 күн бұрын
ሰነ 30 , 13 ማዓልቲ ቀርዩዎ ቃል ኣብ ተግባር ክውዕል ኣለዎ ።
@user-uo8uy9pe1e
@user-uo8uy9pe1e 7 күн бұрын
I don.t beleave with what Getachew said.
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 7 күн бұрын
ነዚ ጅግና ሕዝቢ ናይ ብሃቂ ጠሊምኩሞ እንታይ እዩ እቲ ሽግር ዓቅሚ ድዩ ዘየለ ኮይኑ ስቅ ኢልካ ፐሪቶርይ ፐሪቶርያ እናበልኩም ስብ እይተታልሉ።
@danaitadam3107
@danaitadam3107 7 күн бұрын
ልቀቅ መታሓዛዘኒ ዲስኩር አየድልን
@user-us6gp6lg3t
@user-us6gp6lg3t 7 күн бұрын
ህዝቢ ኢሮብ ትግራዋይ ኣይኮነን ድዪ???? ዞባ ደቡብን ምዕራብ ትግራይ ጥራሕ ምግላጽ እንታይ ዓይነት ዘረባ እዪ፡፡ ንምንታይ ሓንቲ መዓልቲ ብወራር ሻዓቢያ ህዝቢ ኢሮብ እናፀነተ ድምጽ ህዝቢ ኢሮብ ዘይኮውን ኣመራርሓ ትግራይ ኮነ ሚዲያታት ትግራይ ፅባሕ ክወግሕ እዪ፡፡ ብስሩ እውን ተሓተት እዪ፡፡ ጌች እውን ክሕዱና ወይ ዘንድሮ......ምንጭ ፃዕዳ ኢሮብ እየ፡፡
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 7 күн бұрын
Semen mierab tigray zuria sheraro ewun eko ab eid shabia eyu zelo
@EPLF1961
@EPLF1961 7 күн бұрын
Kkkkk
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 7 күн бұрын
እቲ ብናይ ኮሚሽን ዶብ ዝተሓንጸጸ መሬትና ኩሉ ኣቲናዮ ኣለና ብዙሕ ዝርርብ ኣየድልን ዝተረፈ ንዓኩም ይምልከት
@jhonocbay693
@jhonocbay693 7 күн бұрын
Game is Over wedi semen Ethiopia memhdar Addis Abeba 🇪🇹
@GarbelHilla
@GarbelHilla 8 күн бұрын
ጌታቸው አህያ ከማውራት ወደ ተግባር ኮሞራት ያለፈ ምንም ጠብ የሚል መሬት ላይ ያመጣው ለውጥ የለም አንተ መውረድ ብቻ ነው ያለብህ ናት አፈር ልጅ ትበላለህ ህዝቡ መሬቱ ተመን ጥሎ እንደገና በሰላምና በሰላም ብቻ ነው በሰላም ሚባል ነገር የለም።በዓለም ታይቶ የማይታወቅ የሰው ልጅ መሬት ተመን ጥለው ከቤቱ አባርሮ ገሎ ሴት ልጁን ደፍሮ አንድ ሚሊየን ወጣት አስጨረሰ አንተ ገና ትመለሳላቹ ትመለሳላቸው አንተ ከማውራት ያለፈ ምንም ነገር ያመጣው ለውጥ የለም ስልጣን ቀስ አርገ ስልጣንን ልቀቅ አንተ ትቀልዳለህ 😭😭😭😭😭😭 ሆዳም ሰው
@sewitaeri8831
@sewitaeri8831 7 күн бұрын
Gecho kemey gerka ab siltan titsenih atebiku yfelt eyu.
@ZekariasZeke-yn9ul
@ZekariasZeke-yn9ul 7 күн бұрын
ህወሓት መጀመሪያ ክፅረግአለዎ
@Halamadr146
@Halamadr146 7 күн бұрын
ኣንታ እቲ ክረምቲ ተቀይሩ ድዩ ካብ ኣፍሪቃ ምስ ወጻኩ ኣነ ከለኩስ ካብ ግቦት ኢዩ ድጅምር ነይሩ ክረምቲ ቅድሚ ክረምቲ ምጅማሩ ይብል ኣሎ
@abdumohammed6970
@abdumohammed6970 7 күн бұрын
🫏
@asefaw4345
@asefaw4345 7 күн бұрын
እንታይ ዝተጨበጠ ሰለዘሎ እዩ ጣቂዕትን እልልታን ኣብ ቃልኩም ኣይተረከብኩምን ተባሂሎም እዮም ክውቀሱ ዘለዎም
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 7 күн бұрын
Metema, Abraha jira, abdelrafe, adi ariqy, limalimo, ras dagena/ras dashin , Raya kobo, alewuha milash, zobil chimir ye tigray taricawi meretoch nachew
@teshomeweldemariam2034
@teshomeweldemariam2034 7 күн бұрын
ህዝቢ፣እንዶ፣አይተታልዎ
@abadihagos3846
@abadihagos3846 8 күн бұрын
ዋይ ጭብጨባ ይትተፍኩም እንዶ ኣውድእዎ
@Lemishe
@Lemishe 8 күн бұрын
ብሪቶሪያ የሚባል የለም የተፈናቀለ ሊመለስ ይችላል ይገባል ብለን እናምናለን ከዚያ ውጪ ግን በትላቱ መንገድ የሰፊውን አማራ ህዝብን የጥንት ታሪካዊ ርስትን በጉልበት ዳግም ነጥቄ እወስዳለሁ ማለት ግን ሲኦል ያወርዳል ይህ የሰፊው አማራ እንዲሁም የኢትዮጵያ ህዝብ ቃልኪዳን ነው ምን ዙሪያ ጥምጥም ብትሺከረከሩ የወልቃይት የራያ አማራ ህዝብ ወደ ማንነቱ አማራ ተመለሧል አይ ህዝቡም መሬቱም አማራ አይደለም ብላችሁ ልጨፈልቁ ከሞከራችሁ ግን ህልውናችሁን አርቀን እቀብረዋለን የምታምኑት በዱላ ነው ከሆነ ታዲያ የአማራ ህዝብ መቼ የዚች ችግር አለበት ታሪኩም የሚነግረን ጦርነት ሰርጉ ነው እንግዲህ ቻሉት ቻሉት ሰፊው አማራ እየመጣ ነው
@eliyastaame8647
@eliyastaame8647 8 күн бұрын
ታዝለህ እንደገባህ አትርሳው
@tewodrosmulu437
@tewodrosmulu437 8 күн бұрын
nefetegna leba
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 8 күн бұрын
ዘላባጅ
@yordanoshaile430
@yordanoshaile430 7 күн бұрын
Eski kedneh bahrdar gba fesam
@ZekariasZeke-yn9ul
@ZekariasZeke-yn9ul 7 күн бұрын
አማራየታሪክአታላታሪክአልባ
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 7 күн бұрын
ኤህ ድኣ ንስኩምስ እቲ ህዝቢ እንታይ ገበረኩም ምንም መፍትሒ ዘይብሉስ መስሓቂ ትግብርዎ ክንደይ ግዜ ቃል ክትኣትዉ እቲ ህዝቢ ምሓርዎ ዋይይይ
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 7 күн бұрын
ስንት ጊዜ ቃል ተገባ ተግባር ላይ ካልዋለ ምን ዋጋ አለው ? ውስኪና ቮድካ ነው የመለሰው ወይንስ ? በመሪነት ድክመት ነው ይህ ሁሉ ስቃይ የበዛው
@fallensoldier5369
@fallensoldier5369 6 күн бұрын
"መሬት እንዳማትካ ብሓሊ ጎቢጥካ ንነዊሕ እዋን ክጽናሕ ከም ዘይከኣል . . . " 😂 😅 😂 😅 You are funny ተጋሩዋኒ፡ ንልዕሊ 20 ዓመታት መሬት እንዳማትኩም ጎቢጥኩም ምዉጻእ ክትሕንግዱ ይዝከረኩም'ዶ 😂፡ "ኢድ ሸናሒት ጸናሒት" ኢሎም ስድራና፡ እቲ ኣብ ልዕሌና ኣሜሪካ ኣሚንኩም ዝፈጸምኩሞ ተንኮል፡ ኣብ ህዝብኹም ይወርድ ኣሎ 😂 😊 😂
@robelasmara3971
@robelasmara3971 7 күн бұрын
😂😂😂😂😂 Getachew Reda hodame
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 7 күн бұрын
ወዲ ጋሓባ🦓🇪🇷
@robelasmara3971
@robelasmara3971 7 күн бұрын
Getachew Reda afe metriiii😂
@habtomgebre1523
@habtomgebre1523 7 күн бұрын
at barya eseyas melhaska dmu tshnelu mehaym denkoro
@ukbayc
@ukbayc 8 күн бұрын
ብርጌድ ንሐመዳ የሕዋኩትም ትግራይ ስዒራ እያ ኢሎም ኢሎም ምሽ ኣብ መድያታት ይስዕስዑ ኣለዉ እሞ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ይሕጭጩ ኣለው ማለት እዩ ንዝጠመቱ ከኣ መዓት ዶላር ኣዋጺና እንጀራ ከም ዝበልዑ ንሕግዞም ኣሎና ይብሉና ኣለዉ ከመይ ከመይ ደኣ እዩ እዚ ጉዳይ መን እዩ ዝሕሱ የለን ንስኹም ከኣ ንጸንት ኣሎና ትብሉና ኣለኹም እሞ ብዓጋመ ሕጭጩ ኣለዉ ማለት ዲዮም ?
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 7 күн бұрын
አፍቲ መሬት አሎኒ ትብሎ ከምዚ ዛአመሰለ ስላማዊ ሰልፊ ዶ ትገብር? አብ ስደትን ሽንጥሮን ፋህ ኢልኩም ንሓርነትኩም ክነዲ ትቃለሱ ተጋሩ እንታይ ገበሩ ክትብሉ ፀሓይ አሪባትኩም። አዴኻ ጠምያ ፀሚኣ ኡይ ትብል አላ። ንሶም ንቲ ሓላፊ አምፂኦም ጠል ጠል ካብልዎ ንሪኢ አሎና። ንስኹም ከ? ትግራይ ተጋሩ ባቃ ሚኒኒኒኒ!
@EPLF1961
@EPLF1961 7 күн бұрын
Entay da tahasbeikayo k kondaf
@robelasmara3971
@robelasmara3971 7 күн бұрын
😂😂😂😂Getachew Reda afe Metriii
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 7 күн бұрын
Btserfi afika zfetahka mehzeni💔
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 7 күн бұрын
Aye eretrawi lemani ,sidetegna .sidi tewegari bituzu
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 7 күн бұрын
ጌታቸው ትግርኛ አብምምልኻዕ ግዜኻ አይተጥፍእ አብይ እውን ከምአ እዩ ነይሩ ተዓዛቢ ኮሚቴ ሕብረት አፍርካ የቐንየልና እልካ አፋንኻ ሽልማት ተቐብልካ ንዓለም አብዝመስከርካሉ እዩ ውዕል ፕርቶርያ ተፈፅሙ ዝኽእሎ ክውስን እቲ ሓቂ ንህዝብኻ ንገር ጉዳይ ተሓታትነት ንታርጅ ይፅናሐልና።
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 6 күн бұрын
kkkkk
@EPLF1961
@EPLF1961 7 күн бұрын
Antium hezbiy hijy eiko keileil eikum ab tehtiy ethiopia 🇪🇹 eikum temrhu fateikum xaikum kkkkkk abiy abi tehiteiu kami temhaderiu gerikum kkkkkk
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 7 күн бұрын
ጌታቸው ! አቃልቦ አይሃብናዮን ዶ ይበሃል ? ኢዶእ ? እንታይ ደአ ትገብር አለኻ ? እንተዘይኪኢልካ አይካአልኩን በል በቃ
@user-pw9td3ew8g
@user-pw9td3ew8g 7 күн бұрын
ንወራሪ ሃይልታት ንምንታይ ሱቁልኩም ትሪእዎም አምሀራን አብይን ሻእብያ ደኪሞም እንዳለው Tdf ታይ ይፅበይ አሎ ዳግም ጆኖሳይድ ከይፍጸም ህዝቢ አታሀባቢርኩም ትግራይ ዝጨፍጨፋ ሀይሊ መሊሲ ክህልያ አ አይህልያን ኢዮ አብይ ናይ ትግራይ ላእላዊነት ፈቂዱ እዮ ህዝዉን ናይ ኢት አምሀራ ሚድያታት ትግራ ወሪራትና ክብሉ ከለው ንምንታይ መልሲ ዘይትህቡ ናይ ተጋሩ ርእቶ ተቀበሉ ።
@yonifetan9119
@yonifetan9119 7 күн бұрын
ጌታቸው ሃተፍ ተፍ ገዲፍካ ኣብ ቅንዕና ስራሕ። ደድሕሪ ኣብይ እናዘርካ ፎቶ ምልዓል ከምዘየዋፅእ ይረዳእኻ? መን እዩ ፀላኢ እትብሎ ዘለኻ? ለገሰ ቱሉ ደይኮነን ኲናት ይፅሕትሩ ኣለው ዝበለ? ፌዴራል መንግስቲ ደይኮነን ናይ ጦርነት ጉሰማ ይጉሰም ኣሎ ኢሉ መግለፂ ዘውፀአ? ንዓኻ ንህወሓት ክትብትነሎም ይጥቀ ሙልካ ኣለው ንስኻን ብፆትካን ብሓፈሻ ህዝቢ ትግራይ ዝሓለፍኩሞ መስካሕክሒ ኲናት ኣይትረስዕ። ሙሉእ ግዜኻ ምስ ተጋሩን ተጋሩን ጥረሰሕ ተመኻኸረሉ። እንኮ ማሕንቖ ህዝብና ኮይኖም ዘለው ግን ልሂቃን ኦሮም አደዮም ማንም ኣይኮነን።
@merhawitsehaye6718
@merhawitsehaye6718 8 күн бұрын
ክላአ ዘረባ ጥራይ ኮኑ ተሪፉ አዚ ሰብኣይ ኣይ ከም ተጸበናዮን
@aronke2801
@aronke2801 6 күн бұрын
ውረድ ካብ ዘይበቅልኻ ልቀቅ ካብ ዘይርስትኻ ዝተባሀለ ህዝቢ ጫውጫው ወይ ጉድ
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 8 күн бұрын
፦ አየ ጌታቸው ረዳ ኹሉግዜ ምስተጋገየ ምስ ሓሰወ። ዘይስልችዎ ንኽሰርሕ መንእዩ ከልኪልዎ? ሓቂ ተልይዎ እስኪ ይዛረብ መሬትን ተፈናቀልቲ ንኸይምለሱ ዝዕቅፍ መን አሎ? አይተጭብርብር።
@amxweditsiyon1538
@amxweditsiyon1538 8 күн бұрын
ክላእ ዘረባ ጥራሕ
@user-pr8lu5rx8s
@user-pr8lu5rx8s 7 күн бұрын
አትጃጃሉ !!! የአማራን መሬት ፈጣሪም ከሰማይ ቢወርድ አታገኙትም። ዛሬም እየሳታችሁ ነው። እንደ አባቶቻችሁ ሰርታችሁ ብትበሉ ይሻላችዃል። ወያኔን ተከትላችሁ ከሞትና ከውርደት ውጭ ሌላ ነገርአታገኙም።
@ZekariasZeke-yn9ul
@ZekariasZeke-yn9ul 7 күн бұрын
አማራ አህያ
Beyene Gerezgiher wufuy ዘብልኹ መንእሰያት | Yikealo Tv
16:03
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 62 М.
Did you believe it was real? #tiktok
00:25
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 8 МЛН
Increíble final 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja 2
Рет қаралды 110 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 170 #shorts
00:27
ዘይተርኣዩ ቪድዮታት ኣብ ኣቀባብላ TDF - TDF ENTERING MEKELLE
10:34
Mestyat Betna | መንግስቲ ስዊዘርላንድ ስምዑ!
12:35
ጀነራል ምግበይ ዳግማይ ታሪኽ ሰሪሑ ኣብ ሽረ መካይን ነዳዲ ይመላኣ ኣለዋ
1:03:52
Did you believe it was real? #tiktok
00:25
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 8 МЛН