Beyene Gerezgiher wufuy ዘብልኹ መንእሰያት | Yikealo Tv

  Рет қаралды 62,975

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

Жыл бұрын

wufuy Yikealo Tv

Пікірлер: 510
@WediNega
@WediNega Жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ይክኣሎ ናይ ብሓቂ ውፉይ ብዘይ ገንዘብ ከይከፈልካ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ትምህርቲ ንመንእሰያት ዝምግብ መንእሰይ ደረጃ ንቅሓቱ ክብ ንኸብል ዓቢ ተራ ዝጻወት ዘሎ እዩ።ንዓና ክሕሸና ክኣ ክንስዕቦን ክንሰምዖን ኢና💪💪💪
@user-mr6mt7cq5z
@user-mr6mt7cq5z Жыл бұрын
ዉፉይ ጅግና ኢዩ ኣቦ መንእሰያት ኣቦ ፍትሒ።
@dalac_93
@dalac_93 Жыл бұрын
We need to give people like Wifuy a bigger platform to lead. He is the kind of people we need. Eritrea is led by thugs 💔
@zufanermias3589
@zufanermias3589 Жыл бұрын
ብሕጽር ዝበለ አገላልጻ /ውፉይ ከም ሸሙ ናይ ኤርትራዊ ዜጋ መኽሰብ ኢዪ። ከምቲ ዝገለጽካዮ ንመንእሰይ ከንቕሕ ጊዜኡ ከይበቐቐ የወፊ አሎ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ አሜን።❤️❤️❤️👍🌺🌺🌺🌺🌸🌸🌸🌸🌷
@user-lv8rs4jk6q
@user-lv8rs4jk6q Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ልክዕ ዘረባ ኩሉ ከፊልካ ዘይትነብሮ ራኢ የብሉ ሕልሚ ከማን የብሉ ሙኳን ኣበይ ደቂስካ ክትሓልመሉ
@king_kiros_
@king_kiros_ Жыл бұрын
ኣነ ሕጂ ኣባል ብሩህ መጻኢ ኣይኮንኩን ግን ዉፉይ ብጣዕሚ የድንቖ መራሒና ክከውን ውን ይደሊ ኢየ።
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c Жыл бұрын
ይክእሎ ሓወይ ብሓቂ ለባም ከምካ ይብዘሕዮ ምክንያቱ ንኤርትሪ ከምካ ለበማት ክብዘሓይ እግዚአብሔር ኣምልክ ❤🥺🥺👏👏
@One_Day-Ab-Adey
@One_Day-Ab-Adey Жыл бұрын
ኣነ ብሩህ መጻኢ ኣይኮንኩን ንዉፉይ ግን ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቆ ብዘለዎ ሓሳብ ኢየ ድማ ዝስዕቦ
@hailesilassienegash4133
@hailesilassienegash4133 Жыл бұрын
ኣነስ ይካኣሎ ኣይትሓዘለይ እበር እዞም ክልተ ሰባት ናይ ብሩህ መጻኢ ብዛዕባ ውፉይ ተዛረብዎ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ እቲ ሓደ ብዛዕባ ጸግሩ ይዛረብ እቲ ሓደ ብዛዕባ ኣምልኾ ይዛረብ ኣምልኾ ማለት እንተይ ማለት እዩ። ንሓደ ዘይሰርሕ ወይ ሕማቅ እንዳ ሰርሓ ተምልኾ እንተ ኮንካ እዩ ።ዉፉይ ግን ለይትን ቀትርን ኣብ ውሽጢ መንእሰይ ኣትዩ ስለ ዝሰርሐ እዩ መንእሰይ ዝስዕቦ ዘሎ ስለዚ ኩላትና ከም ውፉይ ንስራሕ መንእሰይ ናብ ቁኑዕ መስመር ክመጽእ።
@Fili.eri-south
@Fili.eri-south Жыл бұрын
Dc dc dc 👉100% ናይ ልበይ ረኺብካኒ 👍👍 ቀጽሎ ኣጆኻ ናብ F,b ውን ሼር ኢለያ ኣለኹ ።
@WediEndayGobez4222
@WediEndayGobez4222 Жыл бұрын
ንሰብ ፍልተት አዩ ሃራ ዘውስኦ ፡ መምህር ዉፉይ ሚሂሩ ሎሚ ብዙሃት ዉፉያት ኣፍርዩ አዩ ፡ ብኪምን ፡ ስልአን ፡ ናይ ግዳይነት ስምኢት ዘለዎም ሰባት ክመርሁ ይኩን ክምርሁ ከቢድ አዩ ፡ ዉፉይ ራኢ አዩ ዘለዎ አዚ ኩሉ መንአሰይ ከኣ ነቲ ራኢ አዩ ዝስአብ ዘሎ ።
@shamsedakasedaka9698
@shamsedakasedaka9698 Жыл бұрын
ንፍዕ ጽቡቅ ርኢቶ ይካኣሎ ባዓል ሕልና
@genetyemane5567
@genetyemane5567 Жыл бұрын
Listening to you young man makes me to hope for future
@geriemengsteab6977
@geriemengsteab6977 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣቅሪብካ።እዞም ምስ ሰልጠነ ደምሰዩ ሰባት ሲ ዋእ እይ ሓፍሩን ዴም ከ፡
@piyaryohanakehasesarahana7394
@piyaryohanakehasesarahana7394 Жыл бұрын
ያኪ ሓወይ ጹቡቅ ገሊጽካዮ💙💙🙏
@emnetfkre5679
@emnetfkre5679 Жыл бұрын
እወ ይክኣሎ ሓወይ ብዛዕባ እገዳ ሓቅካ እካ ግን እዚ ሽግር ዝፍታሕ ምስ ሓወካ ኤረትራዊ እዩ፡እንበር ዘርኢ ቆጺርካ ብቄንካ ሓደ ኢና ኢልካ ምስ ሓደ ብጻሊኢና ንፈልጦ ህዝቢ ትግራይ ንሱ ውን ብጻላእቱ እዩ ዝፈልጠና ፡ከመይ ጌርና ኣቦታትና ከርተት ዝብሉ ዞሎዉ ስለ ዛ፡ሃገር ንዑመ መንግስቲ ክንቅይር ስለ ዝደለናስ ዘርእና ሓደ እዩሞ ሓጉዙና ይብሃል ድዩ
@Fili.eri-south
@Fili.eri-south Жыл бұрын
@@emnetfkre5679 ዘይሰምዕ መንግስቲ ህዝብና እናጽነተ ሃገረ ኣሳፊሑ እንተ ሒዝዋ መሻርኽቲ ምምራጽ ኣየድልን'ዩ ወላ ምስ ቦኮ ሓራም ተሻሪኽካ ክሳድ ህግደፍ ምቑራጽ'ዩ። ኮነ ኢሉ ክጽይቕ ንቐታሊኡ ዝድግፍ ሓወይ ምሳይ ምቅላስ ካብ ሓንገደ ማለት'ዩ። እምበር ጽቡቕ ዘረባ'ዩ ኔሩ ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
@@emnetfkre5679 ኣነ ዝገርመኒ ሻዕብያ ምስ ናይ ደገ ሓይሊ ወያነ ተሻሪኹ ዘይኮነን ንጀብሃ ዘጥፍኣን ንደርጊ ዝሰዓሮን ሕማም ጽልኢ ከምዘይተማዛዙኑ ጌሩ ሓንጎልኩም ኣልሚጽዎ ስለዚ ንጸላኢኻ ሰብ ኣይትመርጽን።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Жыл бұрын
@@semharkahsay1946 👍
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ይካኣሎ፣ ቀጽሎ !!
@mikealtesfaye778
@mikealtesfaye778 Жыл бұрын
Very Good job keep it up
@msgnazeru3431
@msgnazeru3431 Жыл бұрын
ናይብሓቂ ጹቡቅ ገሊጽካዮ ይካኣሎ ሓውና፡ኑፉዕ
@solomonyeebyo315
@solomonyeebyo315 Жыл бұрын
Ezi nay wufuy timrti b satellite 📡 ab Eritrea kimehalalef genzeb newatsie elka Eske medeb srah abi Seb abi hasab yhasb. Akile jegna. Respect man . Dhri wufuy man of the year ygbaka eu.
@rahelsebhatu8673
@rahelsebhatu8673 Жыл бұрын
ውፉይ ከም ሽሙ ውፉይ እዩ ጅግና እዩ ብራቮ ይክኣሎ
@dc8625
@dc8625 Жыл бұрын
ውውው ጽቡቕ ስራሕ ኣብቲ ናይ ህዝቢ ትግሪኛ ዝበልካዮ ዕላማ ምዕራዊን ኢዩ ቀዳማይ 2ይ ህዝቢ ትግሪኛ ኩሉ ኢዩ። ኩሉ ሃገር ክምዝርት ዝክእል ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ቤሄር ዝኣከለ ኢዩ ቤሄር ማለት ሃገር ማለት እዩ ብ ግእዝ እቲ ቃል ንባዕሉ ❤
@gebreyewhansmehari9968
@gebreyewhansmehari9968 Жыл бұрын
ኣታ ይካኣሎ ሓወይ ኣበይ እሞ ከም ውፉይ ዓሰርተ ሰብ እተዝህልዉና
@yosieftesfazgi1706
@yosieftesfazgi1706 Жыл бұрын
እቲ እንኮ ንህግደፍ ከም ጻዕዳ ኢዱ ድፈለጦ ዉፉይ ጥራሕ ኢዩ ነዓና ንመንእሰያትና ከኣ ጽቡቕ ጌሮም ንህግደፍ ንኸለልዩ ዓቢ ተራ ድተጻወተ ዉፉይ ብሓቂ ንህዝቡ ኢዩ:: thank you ይከኣሎ ሓቒ ምዝራብ ጭውነት ኢዩ ❤️❤️❤️
@f2hr4z
@f2hr4z Жыл бұрын
በሓቂ ይከኣሎ ንፉዕ። ይከኣሎ ዓቅሚ ዘለካ ትመስል ሰብ ክትውድብ ተተበጊስካ ንውፉይ ከተርክቦ ኢካ
@muluesultan7663
@muluesultan7663 Жыл бұрын
በጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ይከኣሎ ፡ ንወፉይ ዘ ምልኮ የለን፡ ሓሳቡ ግን ፍረ ኣለዎ፡ ነመጻአኢት ኤረትራ ከጠቅመና ዩ።
@thomasmichael2277
@thomasmichael2277 Жыл бұрын
ኣነ ቡሩህ መጻኢ ኣይኮንኩን ግን መደረ ናይ ውፉይ ብጣሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ካብ 2016 ጀሚረ ክሳብ ሕጂ ይሰምዖ ኣለኹ ብሓቂ ቡሱል ሓሳብ ዘለዎ ሰብ እዩ ውፉይ ንቅድሚት 🥰🙏👌
@teshemewelday5890
@teshemewelday5890 Жыл бұрын
ከመይ ዓነት ሽለት ኢካ
@yonasgrhmay
@yonasgrhmay Жыл бұрын
ውፉይ ዘይኮነ ቡሱል ንስኻ ኢኻ ርእሲ ዘይብልካ ደጊምካ ሕሰበላ
@jokerwedikubrom4797
@jokerwedikubrom4797 Жыл бұрын
@@teshemewelday5890 ናጽነት ተማሃር መሃይም ኣብ19 ክፍለዘመን ትነብር ኣለኻ
@user-st2vr1tw6h
@user-st2vr1tw6h Жыл бұрын
ውፋይ ጅግና
@habtomzere7394
@habtomzere7394 Жыл бұрын
ዉፉይ ነብሪ ጎልጎል እቲ ሓደ እኮ ተስፋ ዘልና ኤርትራዊ ዉፉይ ጥራይ እዩ ቀጽሎ ጥራይ ንዉፉይ ዝጸልእ ንነብሱ ዝጸልእ እዩ
@user-wr8kn6gg9o
@user-wr8kn6gg9o Жыл бұрын
ኣማን ምስ ተስፉ ወላሓንቲ ብቅዓትን ኣፍ ልጦ ፖሎቲካ የብሎምን ካብ መጀመርታ ጀሚረ ወዲኤያየ ሶጊጉና ኣይደወለለይን ቀምሽ ኣደይ ሓንኪሉኒዩ ኡይበቃ ከምቆልዓ ናይ ጆንብላክ ቅንኢዩ ከምዉፉይ ዘይተሳዕበዩ ሕማሙ በቃ ትሕትና ብቅዓት ዘይኡዱብ ቃላትን ወዘተን ቡዙሕ ጉድለት ኣለዎም ስለዚዮም ማዓንጣ ከብዶም ዝሓሩዘለዉ ሻኽሻትዮም እዚኦም
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 Жыл бұрын
Wufuy Jigna and he is the future...i want to see him as my leader and Eritrea leadership.
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 Жыл бұрын
Wufuy ms Erisat kemey rekibkayom yiki, 😍😍❤️❤️
@robelfitwi2342
@robelfitwi2342 Жыл бұрын
ይካኣሎ ዘይ ሕለሎ ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ዝሓወይ 🌹
@yusufmohammed663
@yusufmohammed663 Жыл бұрын
Iti shiger itom Kunama Afer wey Tigre hade hager ina ayblun eyom, gn Tigrinya hade nai Tigrigna hagr knserih ina sle zblow eyou
@helenkahsay4257
@helenkahsay4257 Жыл бұрын
Great respect bro Keep it up and we all like Wefuy as a leader 👍
@user-ez5sk3qq8c
@user-ez5sk3qq8c Жыл бұрын
ይካአሎ ንቁሕ መንእሰይ ገሊጽካ ብሓቂ ከምሽሙ ውፍይ ዝገርመኒ መስመር ዘረባዩ ዝዛረብ አነስ ክፈትዎ 👍
@tsigeredateclu3529
@tsigeredateclu3529 Жыл бұрын
Naybhki ykalo hewna tsbuk gerka gelitskayo aleka ❤ ዉፍይ መለት ንቅሐት መለት እዮ ንመንሰይ ዘንቅሕ ዘሎ ኮንፌደንስ ዝህብ ዘሎ እዮ ስለዚ እዚ ዝብልዋ ዘለዉ ርእሲ ዉፍይ ንቅሐት ዉፍይ ንምሽፍን ቅንኢ ኮኑ ይስማአካ ስለዚ በጃኩም ከሐልፈልና ተኮና አይንተሐሳሰዱ ። አጆካ ይካአሎ ሐዉና እቲ ሐቂ ከምዚ ገርካ አዉጻአዮ ❤ የቀንየለይ ።
@keseteftsum7703
@keseteftsum7703 Жыл бұрын
ይክአሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ውፉይ ክአ ውጽዓ ነንእሰይ ስለዝገለጸ እዩ ኩሉ መንእሰይ ዝስዕቦ ዘሎ እቲ ካሊእ ውን አይተዛረቡን ማለት አይኮነን እንታይ ድአ ውፉይ ዝገልጹ ንኩሉ ውጽዓታት ስለዝትንክፍ አዩ ስለዚ እቲ አባይ ዝወረደ ውጽዓ ንዓይ ብዝርድአኒ እንተገሊጽዎ እንተስዓብክዎ አምልኾ አይኮነን ከምቲ ንሱ ጽዒሩ ብዘለዉ ከንቅሕ ዝውዕል ሰብ ክአ ነቱ ብቅዓት ሒዙ እዩ ክጽዕር ዘለዎ ህዝቢ ክአ አብርክቱኻ ርእዩ ይስዕበካ ስለዚ ከምዚ ጌርካ ንሰብ ምጥቃዕ ንኩላትና ዘርብሕ አይኮነን እንተክኢሎም ከምቲ ንሱ ዝገብሮ ዘሎ ንሰብ ብዘእምን መንገዲ ይጎስጉሱ ሓሳቦም የቅርቡ ሰብ ክአ ቅዓቶም ርእዩ ይስዕቦም ሰሰናዩ ፡፡
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu Жыл бұрын
ብሓቂ ይኪ ዓብዪ ሰብ ርትዓዊ ሰብ ኢኻ እቲ ሓቂ ከምኡ ገርካ ደኣ ኣምጸኣዮ ውፉይ ናይ በሓቂ ብሱል መንእሰይ እዩ
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 Жыл бұрын
Wufuy kber nber
@yonasgebreyohannes8805
@yonasgebreyohannes8805 Жыл бұрын
I am not member of bright future but Persenally I love so much wufuy ,he has brilliant idea
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 9 ай бұрын
Do?
@berhanezewede1963
@berhanezewede1963 Жыл бұрын
እዞም ኣንጻር ዉፉይ ዝዛረቡ ክሓምዩ ድኣምር ክሰርሑ ዘይተዓደሉ ሰባት እዮም ይካኣሎ ቲቪ
@aminegebrezgi2045
@aminegebrezgi2045 Жыл бұрын
ልብና መሊቅና በዚ ሩኹስ መንግስቲ ኣነ ብወገነይ ካብ ኩሎም ፐለቲከናታት ኤርትራ ንውፋይየ ዘድንቅ ንሱ እንተጠሊምና ግን ዝኣምኖ ሰብ ኣይክህሉንዩ ።
@tewoldetesfay724
@tewoldetesfay724 Жыл бұрын
I really appreciate Keep work good(yikealo )💟💟💟💟💯🙏
@BeLLa-eo9xr
@BeLLa-eo9xr Жыл бұрын
Eritrawnet kubur meninet👉🇪🇷👈❤️❤️❤️ weylekha kedai atum teref weyane tigray tigrigni lezayat
@GhebreabT
@GhebreabT Жыл бұрын
Tigrigna speaking people are most feared and they divided into pieces to make them slaves, and minority,( Isais &Abyi) Tigrigna speaking people must unite to servive.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
Wufuy is providing, daily, the best political education for young Eritreans. Bravo Wufuy! "Eritrea is like a cloud; it can not be grasped." Wufuy and his followers understand fully the power of modern communication technology and how to harness it.
@shishyasmelash6915
@shishyasmelash6915 Жыл бұрын
ጽቡቅ ኣገላልጻ ። ፍትሒ ምስ ትደለ ምስፍትጛውያን ሓቢርካ ብምስራሕ ኢካ ንህግደፍ ትስዕሮ። ከምዛ ናይ ውፉይ ስነ ሓሳብ ሒዝካ ማለት ኢዩ።
@ritajossi1880
@ritajossi1880 Жыл бұрын
Bravo Yikealo hawna thank.u 🙏👍👍
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
👍👍 አነ ነዛ Video ናይ ሐውና ይክአሎ ከይሰማዕክዋ እየ Comments ዝጽሕፍ ዘለኹ ጰርከ Because ካብዞም ኩሎም ካላትና ደለይቲ ለውጢ ንበየነ ውፉይ ብሐሳብ ብኽውውነት ብሐቅነት ዝዳረጎ ዋላ ሐደ የለን ስለዚ አነ ምስ ውፉይ 💯ካብ 💯 ይሳማማዕ
@mullermichael9119
@mullermichael9119 Жыл бұрын
ከም ዝምርለኒ፡ ገለ ተሰማዕነቶም ባይታ ዝዘበጠ ካድራት ዘምጽእዎ መጎተ እዩ ኢለ እየ ዝኣምን።
@habeshaeri25
@habeshaeri25 Жыл бұрын
ብራቮ ኣነ ብሩህ መጻኢ ኣኮንኩን ግን ስነሃሳቡ ይድግፎ አየ
@samisam7050
@samisam7050 Жыл бұрын
bkemey ena ms tegaru yehwat koyna kulu seb hawey eyu tgray do sudan aytbelu
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 Жыл бұрын
ናይ ዉፉይ ዘረባ ብዘይ ማይ አዩ ዚወሃት ጅግና ወዲ አሪትራ አዩ ወዲሱዉኡአ አዩ
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 Жыл бұрын
You are absolutely right and it’s very interesting Analysis well done brother
@Welie417
@Welie417 Жыл бұрын
I’m not bright future but Sometimes i seen his video but to be honest he has power to explain about our country problems, so Thanks for sharing this video brov,
@haylushgere2237
@haylushgere2237 Жыл бұрын
አብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ብሄራት ይኩን አብ ኤርትራ ዘለዉ ይኩኑ ትግርኛ ክጠፍኦሎም ተምኒቶም እዩ ህዝቢ ትግርኛ ግን ገና አይነቀሐን ባዕሉ ንባዕሉ እዩ ዝባላዕ ዘሎ እና ሓሰብካ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ይካአሎ
@akberetfoto3360
@akberetfoto3360 Жыл бұрын
Yes that’s true God bless you ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@uxducjix5168
@uxducjix5168 Жыл бұрын
Yes wfuy hero
@DANEXVideoRecords
@DANEXVideoRecords Жыл бұрын
ብራቮ ይክኣሎ ውፉይ ጻዕራም ጅግና'ዩ ንሕና ቋንቋ ውፉይ ኢና ንስምዕ እዚኦም ዝተቐየሙ እዮም
@dctv8334
@dctv8334 Жыл бұрын
We proud of wufuy he is the best chairman that I have ever seen, in our eritrean community ❤️
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr Жыл бұрын
ን ደገፍቲ ህግደፍ እኮ ብከመይ ን ኢሰያስ ተምልኹዎ እንተኢልካዮም ንተጋሩ ስለ ዝጸልእን ከጽንተሎምን ስለ ዝሓስቡን እዮም እምበር ካሊእ ወልሓንቲ ምክንያት የብሎምን ወላ እንተሃለዎም እውን ሃጠው ቀጠው እምበር ቅብሉ ምክንያት ኣይኮነን ን ውፉይ ምስዓብ ግን ኣብቲ ፖለቲካኡን ተወፋይነት ህዝቡን እምበር ምስ ኢሰያስ ክተወዳድሮ ኣይትክእልን ኢካ
@fitsummezgebu1389
@fitsummezgebu1389 Жыл бұрын
ተጋሩ ንተጋሩ ኩሉሻ ዘባእሶም ዘራጋይ ኢሳያስ አፈወርቂ እዩ ተጋሩ ትግርኛ ተዛራቢ ኩሉ ኩሉሻ አህዎትና ቤተሰብ እዩ 100/100!!!
@atakltikiroswedisenafe4670
@atakltikiroswedisenafe4670 Жыл бұрын
Thank you yikalo hawna nay bahki xebuk gelitskayo so thank you degme ❤❤❤❤
@ruthh1755
@ruthh1755 Жыл бұрын
Brilliant idea Yikealo 👏
@yonasgrhmay
@yonasgrhmay Жыл бұрын
ሓውካ ዝባሃል እቲ ብኹሉ ነገሩ ምሳኻ ዝሳማማዕ ኢዩ ። ብቓንቓ ሕውነት የለን
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d Жыл бұрын
ኣምልኾ ኣይኮነን ን ውፉይ ሓሳቡ ሰሚዕና ንስዕቦ ዘለና ኢና፡ ሓሳዳት ግን ነቲ ንቅድሚት ዝስጉም ዘሎ ከውድቁዎ እዮም ዝጽዕሩ ግን መመሊሱ ከም ዝፍቶ እዮም ዝገብሩ ዘለዎ
@batsebabere4386
@batsebabere4386 Жыл бұрын
ይካእሎ ብቅምካ ውን ጹቡቅ ኢካ ትገልጽ ።ህግደፍ ንህዝብና ኣደይቁርዎ እዩ ናይ ውፉይ ከኣ ዕላምኡ ብዝይ ገድስ ብዙሕ መንእሰይ ኣንቅሑ ካብ ህግደፍ ዘይረከብና።
@Blue_2024
@Blue_2024 Жыл бұрын
Yes ane bruh mexae ay konkun gin n Wufuy mara eye zedenqo ❤❤❤
@user-gn9wx5tm6r
@user-gn9wx5tm6r Жыл бұрын
Wufuy is the great leader.
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 Жыл бұрын
Xbuq aleka Yikealo hawna I'm agree with you. We love Wufuy. Kem Wufuy seb yelen. Wufuy hiwetna zestekakele eyu
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
ኸይተጋደልና ፍትሒ የለን ኸምዚ ኣቦታትና ንደርጊ ተጋዲሎም ዝደሰቁዎም ንሕና ኻኣ ንህግደፍ ምድፉዑ ኢዩ
@lemlemgebreab5062
@lemlemgebreab5062 10 ай бұрын
ይኻአሎ ወደይ ቡሩኽ ዉፉይ ይግብኦ እዩ መምህር መንእሰያት እዩ
@ghezaiabraha8897
@ghezaiabraha8897 Жыл бұрын
ጽቡቕ ትንታነ ይከኣሎ
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 Жыл бұрын
Please like guys nezi kubur hwna ❤️❤️❤️❤️🎉🎉
@samutekle3023
@samutekle3023 Жыл бұрын
ውፍይ ንቁሕ ሰብ !መምህር ናይ ዉጽዓት ስለዚ እዬ ድማ እቲ ወጽዓ ዝተረድኦ ሃህ ኢሉ ዝሰምዖ።
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 Жыл бұрын
Thank you bro ❤️❤️❤️❤️❤️😊😊😊
@shamram6200
@shamram6200 Жыл бұрын
YIKEALO non-partisan here first time commenting on your videos: this guy is way ahead of his time. I listened his videos pure genius and one of a kind. We need more ppl with ideas. But if you want to discredit him of his worth ppl will call him Agame or antsar suwuAt, antsar orthodox, antsar aretrawnet, temeliku etc...... this are the tools the enemy is using to kill ideas. I'm pro ideas from any body who cares about the well-being of our ppl.
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ይኪ ዓብዪ ሰብ
@simoneri8522
@simoneri8522 Жыл бұрын
Bravo hawey xbuk meglexi 👏👏👌
@theche3825
@theche3825 Жыл бұрын
ብጣዕሚ መስተውዓሊ ኢኻ ኣድኒቀካ ካብዞም ደቂ ዓድና ዩትበራት ክስቶ ተመርዕያ ክስቶ ተፋሓ ክብሉ ድውዕሉ እንቃዕ ኣይኮንካ መሰረቱ ውን ኣነ ቀንዲ ድስተውዓልኩልካ ንኣብ ውሽጢ ኤርትራ ደሎ ህዝብና ድምጺ ምስ ኮንካ እየ ክካታተለካ ጀሚረ ብራቮ ሓቀኛ ሰብ እንዳሓደረ ዩ ድኸብር ሓሳዊ ግን ከም ገሊኦም ዳሓደረ ይፈኩስ
@rutaghirmay8984
@rutaghirmay8984 Жыл бұрын
Yes that is truth keep it going ykealo
@dawit849
@dawit849 Жыл бұрын
Nskan Wufuyn Nay behaki hakenatat ekum zearkey ❤❤❤ haki zhaze kea kulu Ewut eyu
@fnotebrhan8637
@fnotebrhan8637 8 ай бұрын
ጽቡቅ መግለጺ ይከኣሎ ወደይ ቡሱል ቀጽሎ ስንፍናኻ ንዉፉይ ምልጋብ ሎሚ ኣውዲቅ ሕለፍ ወስን ነጽር ተዓወት
@arefainebehane7940
@arefainebehane7940 Жыл бұрын
You are the best thank ❤
@elsaghebirihwet3336
@elsaghebirihwet3336 Жыл бұрын
Ykalo hawey kulu abti libey zinebere tezaribkayo ika ,keslo zhawey 🌹🌹🌹
@user-lv8rs4jk6q
@user-lv8rs4jk6q Жыл бұрын
ውፉይ is a leader if he leads we follow couse we cant find like him in this life or after that
@senafeadey9780
@senafeadey9780 Жыл бұрын
Thank you brother
@ove6164
@ove6164 Жыл бұрын
ኣይ ኣምለክዎን እንበር ተምለክዎ 'ውን ንብዓል ኢሳያስ ከማን ኣምሊኮምዎም፡ ውፉይ 𝐊𝐢𝐧𝐠 𝐨𝐟 𝐤𝐢𝐧𝐠𝐬👑💎 ጽቡቅ ገሊጽካዮ👌
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Жыл бұрын
✅👍
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
እዛ ንጉስ ነገስታት ትብል ንኣምላክ ጥራይ ኢያ ትግባእ።
@selamnegash6258
@selamnegash6258 Жыл бұрын
Waww btaemi nufue ykalo hawey keep going
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 Жыл бұрын
❤Future Eritrean Presidential Election. Mr.Beyene G/her ❤
@saras382
@saras382 Жыл бұрын
ይካኣሎ ምስሉይናት ግደፍ ዓፋር ሓወይ ተበለ ሃገረ ዓፋር ክሰርሕ እየ ግን ኣይበለን ትግርኛ ግን ሓወይ ምባል ዝከለኦ ሰብ የለን ምስ ተጋሩ ኮይነ ሃገር ክሰርሕ እየ ምባሉ ግን ኣይነፍቅስን። ሱቅ ኢልካ ክትሽፋፍን ኣይትፈትን ሓቂ ተዛረብ ንጹህ ከም ጲላጦስ ክትከውን ኣይትፈትን።
@ermiasandemariam6155
@ermiasandemariam6155 Жыл бұрын
ብሐቂ ከም ውፍይ ደአሞ መን ዮ ዝመጽእ ሕጅ ውን ትእዛዛቱ ኢና ነኽብርን
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Жыл бұрын
ይካኣሎ እዞም ሰባት ብዘይካ ጽልኢ ናይ ዉፉይ ካሊእ የብሎሙን:: ኣብዛ ግዜ እዚኣ 96 ግዜ በየነ ዉፉይ ኢሎም:: ላቺ ጌሮማ እዛ ሕሜታ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын
wether you like it or not wufuy can lead 👍
@hewan1183
@hewan1183 Жыл бұрын
ዉፋይ ሲ አነ ከማን ከም ትግራወይቲ ሰሚዔ እይፀግቦን አየ።
@danieltesfamkael8002
@danieltesfamkael8002 Жыл бұрын
Wfuy lehasi meakor weyane eu bezi ena nxelo
@dalac_93
@dalac_93 Жыл бұрын
Hasot da natkum endiya
@yohanaassefa3022
@yohanaassefa3022 Жыл бұрын
@@dalac_93 hasot ayikonen haki eyu wufey lieli Eritrea ni tegaru eyu zifetu
@tekleabmedhane597
@tekleabmedhane597 Жыл бұрын
ብራቦ ይካሎ ጽቡቅ መድብ ንፉዕ ቀጽሎ ኣጆኻ
@user-wj9zi2fd4v
@user-wj9zi2fd4v Жыл бұрын
ዉፍይ💞💞💞
@tesfu87
@tesfu87 Жыл бұрын
You are like wufuy brilliant 👍👍👍
@fqrihaqi5453
@fqrihaqi5453 Жыл бұрын
ያ ይከኣሎ ዓርከይ በኣካ ይቀስን ኣለኩ! በዞም ኣዳከርቲ ሻዕብያ ግን ተስፋ ከይትቖርጽ በጃካ!!!
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 Жыл бұрын
Thank you habibna
@trhasafeworki7860
@trhasafeworki7860 Жыл бұрын
Ykaelo hawey natey edimen teinan yahbka fetari ❤️ ❤️ ❤️ ata anbesa Abo haki
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 41 МЛН
'ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት' እንታይ እዩ፧
20:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 91 М.
Beyene(Wufuy) መልሲ ሂቢ ንኣብርሃ ገብረ
11:42
ተስፋ ጽባሕ ሚድያ Tesfa Xebah Media
Рет қаралды 14 М.
alena walta hager , mr Beyene (wufuy) Erisat | Yikealo Tv
20:41
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 48 М.
СБОРНАЯ КАВКАЗА ВЫИГРАЛА ЧЕМПИОНАТ МИРА!
0:30
Русский Футбик 2.0
Рет қаралды 5 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
0:25
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 8 МЛН
How do you eat M&M? 🤪🤣 LeoNata family #shorts
0:14
LeoNata Family
Рет қаралды 1,9 МЛН
My MOM will HATE me FOR THIS 😂 #shorts
0:22
WigoFellas
Рет қаралды 3 МЛН