መሰረትን ሕመረትን ከይሓደገ ብሓደ ካህን ዝቕደስ፡ ዝሓጸረ ስርዓተ ቅዳሴ

  Рет қаралды 396

መገዲ ህይወት

መገዲ ህይወት

Күн бұрын

Пікірлер: 3
@kisanetmerhawi9325
@kisanetmerhawi9325 3 ай бұрын
❤❤❤
@salemmesfin5658
@salemmesfin5658 4 ай бұрын
አባ ጎይታ ይባርኩም ብፍላይ አብዚ መራባዊ ሓገራት ዘሎ አድላዪ አዩ ሰአት ነዊሁ ሰብ ምስቲ ዘለዎ ኩነታት ምክኒያት አይምተረክበን ክባረክ እንዳደለየ ሃረርታና እፎይታ ምረከበ ካብኩሉ ብቆልኡ ሰብ አይምተሸገረን ንቲ ቃል እምላክ ብጉእን ብተመስቶ መስተንተን ካብልምዲ ምምልላስ ወጺና ብምልዕት ምተማላለስና አባ ከማኩም የብዝሃልና አ ምላክ ዕድመን ትዕናን ይሃብኩም🍀🍀🍀🍀🍀🍀
@YordanosHaile-xw5sl
@YordanosHaile-xw5sl 4 ай бұрын
ሰላም ኣቦና ኣነ እዚ ናይ ምንዋሕ ቅዳሴ ኣዝዩ ካብ ዘተሓሳስበኒ ዝነበረ ጉዳይ እዪ።ምክንያቱ ከምቲ ብዝሒ ህዝቢ ኣምላክ ዝሳተፎስ ስለምንታይ ሂወትና ከምኡ ክልወጥ ዘይከኣለ እለ ይግረም። እቲ ምክንያት ግን ን ኩሉ ሰብ ግሁድ ይመስለኒ ፡ልምዲ ኮይኑና ኢና ነቀድስ እንበር ፍረ ነገሩ ጥቅሙ ብዝግባእ ተሰዊጥና ኣይመስለንን ።ክንደይ ምእታዊት ናይቲ ቅዳሴ ዝሳተፍ እዩ እቲ ዝበሃል ዘሎ ዝርዲኦ እንተዝሕተት እሞ ክንደይ ካብ 100 ምተረክበ እልና ንሕሰብ።ብ ፍላይ ኣብዚ ምድሪ ስደት ንደቅና ክሃንጽ ፡ክልውጥ፡ከቅንዕ ዝክእል ኣገልጉሎት ሃሰው ኢልካ ውን ኣይርከብን እዩ። ስለዚ ቤተክርስትያን ነዚ ኣብ ግምት የእትያ ናይ ቅዳሴ ሰዓታት ኣተሓጻጺራስ ገለ ፍታሕ ዝከውን ሂወት ደቂ ሰባት ክልውጥ ዘክእል መደባት እንተሰሪዓ ብዙሕ ነብሳት ምደሓና ደቅንና ከኣ ምተጠቀሙ ይብል ብወገነይ። እሞ ተተጋጊየ ከኣ ይእረመላ።
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 52 МЛН
Which team will win? Team Joy or Team Gumball?! 🤔
00:29
BigSchool
Рет қаралды 15 МЛН
ጻውዒት ኣገልግሎት 2 ክፋል  ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:05:23
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 15 М.
🔴 የወይኑ ባለቤት || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New Sibket
1:18:42
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 41 М.
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29