ገለ፡ ገለ-መለ
1:00
21 күн бұрын
እኳን እኮን
2:21
Ай бұрын
ኣይቈረረን
0:48
Ай бұрын
ኣይቈረረን
0:44
Ай бұрын
Пікірлер
@jesuslord2431
@jesuslord2431 6 минут бұрын
Abzi hto alatni abona hji ezi fetre kemey qeyra fetewe koyna entay mtessar alewo kelay dma eta fetre fetew ktblu xenihkumsi meliskum dma neti qal bmejemerta neber ab amlak nebr eyu xihfuwo tblo zelekum emo hji ewn haqu eyu jossi aytemelesetn aboy meary wey mexhafna aykonen belu
@EzraAregay-h4r
@EzraAregay-h4r 2 сағат бұрын
ሙሴ ፈጣሪኡ ፈተወ ፈጣሪውን ንኡ ፈተወ ማለት ዩ፣ ፈጠረ ማለት ፈተወ :አኽበረ፣ፈጠረ ይትርጎም፣
@EzraAregay-h4r
@EzraAregay-h4r 2 сағат бұрын
ሙሴ ፈጣሪኡ ፈተወ ፈጣሪውን ንኡ ፈተወ ማለት ዩ፣ ፈጠረ ማለት ፈተወ :አኽበረ፣ፈጠረ ይትርጎም፣
@originaldesbele3794
@originaldesbele3794 3 сағат бұрын
ኣብየት ንፃሬ የሰስንኩም ቀሲስ
@AmanueltekesteEma
@AmanueltekesteEma 6 сағат бұрын
Teabareku abonaa
@danisolomon3750
@danisolomon3750 20 сағат бұрын
ናይዚ ምህሮ ፍጹም ዩ ዘይተረደአኒ ጌጋ ተኾይኑ ጌጋ ክጓሓፍ ኣለዎ ዩ ክባሃል ዘለዎ
@homesweethome8716
@homesweethome8716 21 сағат бұрын
እንታይ ደኣ ሓንቲ ሕቶ ከይመለስካ ሃዲምካ
@hkt3969
@hkt3969 23 сағат бұрын
Nezi hezbi ba meharwo wexkum wengel plzzz...hakii endafeltkumo..
@robielgebrehiwet8712
@robielgebrehiwet8712 Күн бұрын
ኣይ ፈጠረ ማለት ብግእዝ ፈተወ ማለት እዩ ለካሚት መጽያ ትለክምካ ደኣ እምበር ዜሮ
@ms-ez6xf
@ms-ez6xf Күн бұрын
ወይ ጉድ ታ ክንደይ ትሕሱ ወደይ
@originaldesbele3794
@originaldesbele3794 Күн бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዕኩም መምህር❤
@user-qv5ns6ib3w
@user-qv5ns6ib3w Күн бұрын
Melisi ke abo keshi ????
@YordanosT-q4n
@YordanosT-q4n Күн бұрын
Wa hasawi 😂😂😂😂
@amanueltsehaye2096
@amanueltsehaye2096 Күн бұрын
Keep continue your preaching base on bible.
@አነዘ-ክርስቶስ
@አነዘ-ክርስቶስ Күн бұрын
ወይኔ ፕሮቴስታንት😂😂
@nahom9192
@nahom9192 Күн бұрын
እዚ ህዝቢ ብዙሕ ካባኻትኩም ክጽበ እዩ'ሞ፥ ነቲ ቃል ሓቂ ጠፊእዎ ኣብ ከቢድ ጸልማት ዘሎ ህዝብና ንምብጻሕ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓኩም።
@brightpicture1049
@brightpicture1049 Күн бұрын
Thanks 🙏
@SD11970
@SD11970 Күн бұрын
God bless you aba qeshi yonas
@EliasMengsta
@EliasMengsta Күн бұрын
ንስኻ ንበዓልኻ ብጊታር መዝሙር ዝምር ዝብል ካበይ ኢኻ ረኺብካዮ።መዝ-150 እንታይ ድዩ ዝብል ደሓር ትውስኸሉ ዳኻ ዘለኻ ወይሲ እንታይ እዩ ምርዳእ ኣብይኒ።ድንግል ማርያም መድኃኒት ኣይትብሃል እያ በልካና።ኣብ መጽሓፍ ቅድኃኒት ዝተበሃሉ ይዉን ማለት ድዩ፧
@SD11970
@SD11970 Күн бұрын
Engliah bible anbibo hawey. Mez 150 b kulu qua quanquatat different trgum alewo
@nahom9192
@nahom9192 Күн бұрын
ዲጂታል ስለ ዝኾነ እዩ እምበር፣ ካልእ ሙዚቃ እኮ ኣይኮነን፥ ጥራይ ብቕዱስ ኣገባብ ይኹን እምበር እንታይ ጸገም ኣለዎ? ከምኡ'ዶ ኣይኮናን ዝገብራ ካልኦት ናይ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያናት?
@mullermichael9119
@mullermichael9119 Күн бұрын
ጽቡቕ ተበግሶ እዩ። ትብዓት ይሃብኩም ጎይታ!
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 2 күн бұрын
ቀሺ ዮናስ ዝባንካ ቀሊዕካ እንዶ ፕሮተስታንት እየ በል፡ እቲ ጸጉሪ በጊዕ ኣሊኻ ተኹላነትካ ግለጽ።
@goitomtadesseferede2330
@goitomtadesseferede2330 Күн бұрын
ኻሎኦት ከይብሉና ኢልኩም ዘይትምልስዎ ሕቶ ኢዮም ዝምልሱ ዘለዉ ኮ።ወይስ ነቲ ናይ ስሕተት ትምህርቲ ትቅበሎ ኢኻ።
@yonatanawet6388
@yonatanawet6388 Күн бұрын
ሓቂ ቀሊዑ ስለዝተዛረበ ድዩ?
@MussieTedla
@MussieTedla 2 күн бұрын
ዝኸበርኩም ኣባ ቀሺ ጋይላ ሐጥያት ምኻኑ ፍሉጥ እዩ ናይ ተዋህዶ በዓላትን ድግሳትን ከም በዓል ኣቡነ ኣምበስ ዛኣመሰሉ ጥምቀት መመርቅታ ገዛ ኣውዳኣመታት ብጋይላን ዳንኬራን ኢና እነሕልፎ እቶም,ወለድና ከይተረፈ ቀዱስ ቁርባን እንዳወሰዱ ከለዉ እካ ኣብ ጋይላ እሽም ክብሉ ይራኣዩ ፡ካህናት እውን ኮፍ ኢሎም,ነቲ፡ጋይላ ክዕዘቡን መንኩቦም፡ከነቃንቁ ንዕዘብ,እዚ ቅቡልዱዩ 14:59
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 2 күн бұрын
ሰላም እግዚኣብሄር ነዚ ቤት፡ ግርም እምበኣር፥ ስለዚ እዚ መጽሓፍቲ ቅቡል ኣይኮነን፡ ንዓና ንተዋህዶ ወይ ኦርቶዶክስ ዝውክል ኣይኮነን ኢዩ እቲ መልሲ። ስለቲ ብሩህ መልስኹም የቀንየልና።
@Abrham2024
@Abrham2024 2 күн бұрын
ናይ መናፍቃን እንተጸላእናስ ዝገደደ ተሃድሶ ድማ መጺኹሙና
@Jesus_is_lord1987
@Jesus_is_lord1987 2 күн бұрын
ኣምላክ ይባርኽካ ኣባ ቀሺ፥ ብዛእባ ዝክር ዝግበር እውን ገለ እንተትብሉና ደስ ምስበለኒ፡ስድራይ እቲ ኣባት ነብሶም ስለ ዝገደዶም ንድካታት ዝህብዎ ዝነበሩ ካልኣይ ዓመቶም ጌሮም ኣለዉ ዝክር ክገብሩ ካብ ዝጅምሩ
@yemaneasmerom6989
@yemaneasmerom6989 2 күн бұрын
እንታይ ኢዩ እምነትኩም
@okbit6929
@okbit6929 2 күн бұрын
Mengo mengo yom
@SD11970
@SD11970 Күн бұрын
Orthodox but the real one.
@MK-rg1og
@MK-rg1og 2 күн бұрын
ወኪል ኮይንካ ትዛረብ ኣለኻ ? መንፈቐደልካ ወዲ ተዋህዶ ኣይኮንካን ? እምነትካ እንታይ ኢዩ? ብዛዕባ እምነትካ ዘይትገብር ጠብሎቕሎቕ እንታይ ኣእተዋካ? እምነት ተዋህዶ ዘይፈቐደትሎም ብባህልን ብልምድታትን ፍቓድ ዘይብሎም መጻሕፍቲ ዝጸሓፉ ብዙሓት ኢዮም ? ስለዚ ኩሉ ብኣገብን ብስርዓትን ብሕጊ ዶግማን ቆኖናን ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ሓልዩ ዝሕተም ቅዱሳን መጻሕፍቲ ምዃኑ ንኣምን ። ከምዚ ከማኻ ቅኑዓት ኣገልገልቲ መሲሎም ግን ቆርበት በጊዕ ለቢሶም ዝመጹ ተዃሉ ብዙሓት ኢዮም ተዃሉ!!!
@ሕልናዓለመይ
@ሕልናዓለመይ 2 күн бұрын
Nska ke men eka ? Suk elka temahar wey gotitu zemxKa yelen
@ማራናታ-ዐ5ለ
@ማራናታ-ዐ5ለ 2 күн бұрын
ምስኪን ትዛረቦ ዘይምፍላጥ ኣጥፊእካ ኣሎ።
@goitomtadesseferede2330
@goitomtadesseferede2330 Күн бұрын
ዘርአያቆባዊ ትምህርቲ በቲ መለኮት ዝኾነ ቃል ሐሙኩሽቲ ምኳኑ ድዩ ጸላዕላዕ ኢሉካ።
@hkt3969
@hkt3969 23 сағат бұрын
Repent or perish it is ur will..
@ድኣብርሃምሰመረ
@ድኣብርሃምሰመረ 2 күн бұрын
Aboy qeshi yonas kale hiwet yesmalna
@Dawit791
@Dawit791 2 күн бұрын
Kumneger hizkum mixu aboy keshi. Ezi si zereba koleu,kolo tiitiko u.
@temesgengerekidan290
@temesgengerekidan290 2 күн бұрын
Anta Hasawi tehadso ezi menafik zbelkayo Wedi mahberka do aykonen medanagerti 🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🤦🏿‍♀️
@temesgengerekidan290
@temesgengerekidan290 2 күн бұрын
ATA Hassan tehadso 🧌🧌🧟🧌🧌🧌🧌🧌🧌🧟🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️
@Nay_Christ
@Nay_Christ 2 күн бұрын
❤❤❤
@MikiMiki-fw2hq
@MikiMiki-fw2hq 2 күн бұрын
ነዚ ህዝቢ ወንጌል ስለ ዘይፈልጥ ተምረ ማርያም ጥራይ ሒዙ ተሪፉ
@barakiyotala5671
@barakiyotala5671 2 күн бұрын
Ayy wengil si lieliena aytfelton eka
@MikiMiki-fw2hq
@MikiMiki-fw2hq 2 күн бұрын
@@barakiyotala5671 እሞ ነቲ ንሳ ዝፈልጥካዮ ንሰብ ወንጌል ትነግር ዶ ወይስ ሕስካዮ ኢኻ ትም ትብል ሓወይ ወንጌል ትፈልጥ ተኾንካ ስበኽ ኺድ ኣብ ኩሉ ቦታ
@MikiMiki-fw2hq
@MikiMiki-fw2hq 2 күн бұрын
መዓስ ድኻም ተዛሪቡ ኣብ ጽሑፍ ዘሎ ጌጋ ዘሎ እዩ ሓቲቱ ንምታይ ትሽፍን ኣለካ
@abrhamberhane8142
@abrhamberhane8142 2 күн бұрын
ሓቂ ዘይትዛረብ እንታይ ገደሰካ።ተዋህዶ ከምዘይኮንካ ከኣ በቲ መዝሙር የእቲኻዮ ዘለኻ ተፈዲሕካ።
@girmay0547
@girmay0547 2 күн бұрын
ክቡር ሓወይ ካብ ናፍትርዲ ምጉያይስ መልሲ እንተ ኣልይካ መልሰሎም ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ
@bahranknfe8703
@bahranknfe8703 2 күн бұрын
Bro, first you need to know who you are and then you will know your identity.
@ማራናታ-ዐ5ለ
@ማራናታ-ዐ5ለ 2 күн бұрын
ዓቕሚ እንተ ሃሊካ ዘይትምልስ። ወይስ እቲ ጸርፊ እዩ መልስኻ?
@shishaytseadu
@shishaytseadu 2 күн бұрын
Thanks 🙏
@danielphoto388
@danielphoto388 2 күн бұрын
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ።
@bereketteklegebre9344
@bereketteklegebre9344 3 күн бұрын
ሰላም ኣምላኽ ናዓኻ ቡሩኽ ሓወይ አዘን ሕቶታት አተን ቀንዲ መሰረት ሕቶ 10 ሕቶታት ብፍቅሪ ክርስቶስ ብቃል ኣምላኽ መሰረት ክትምለስ ዪ ሕቶ አዚ ሓውና ዝሓቶ ዘሎ ሕቶ ካብተን ዝተሓተታ ሕቶ ግን ምንም መልሲ ኣይሰማዕናንን ጎይታ ይባርኽካ
@jesuslord2431
@jesuslord2431 3 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢 eweyyyy entay deaena ngobro wela merahtna zeymlsulu zemen mexiu nabey knkeyd ena ???????? anes wela pente mukan yhseni
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 күн бұрын
ኣቱም ክቡራት ኣሕዋት መጺኹም ትሕት ኢልኩም ሕተቱ መልሲ ኣሎ ንኹሉ ኣብ ክርስቶስ ዝተወከለ ዝሓፈረ የለን እሞ ካብ ምንሻው ምፍታን ወይ ዘይፈለጥክሞ ለፌ ወለፌ ምግባር መጺኹም ተምሃሩ ሕተቱ ማድሓኔ ዓለም ልብኹም ይኽፈተልኩም ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ተዋህዶ መልሲ ኣለዋ ኣብ *ክርስቶስ* ዝተሰረትት ስለ ዝኾነት የለን ኣይትናወጽን ኢያ ንዑ ንዑ ናይ ዘልኣለም ውረሱ ትብል ኣላ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን።
@H2F........
@H2F........ 3 күн бұрын
መልሲ የብልኩምን ለመጭመጭ መልሓስ ዩ። ክብሪ ሰብ ደሊኩም፡ምበር ኣብ ገጋ ትነብሩን ንሰባት ውን ተጥፍኡ ከምዘለኩም፡ብደምቢ ትፈልጡ ኡም። እንታይ ደኣ ዘይትምልሱ ካብ ወታእ ታእ እንዳበልኩም በልካ በልኩ ትብሊ
@milkiyasberihu7336
@milkiyasberihu7336 3 күн бұрын
ቀሺ ዝብል ማዕርግ ሒዝኩም ኣለኩም ናይ ጽንጽዋይ ዱ ወይስ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ቕሽነት ኢኩም ተቐቢልኩም እቲ ኣምላክ ዝላኮ ቃል ኣምላክ ዩ ዝዛረብ ።
@milkiyasberihu7336
@milkiyasberihu7336 3 күн бұрын
ክክክክክክክክ እንታይ ዳኣ መልሲ ኣለዋ ኢልካ ሕጊ ወይ ዶክቲሪን ናይ ኦርቶዶክስ ኣምቢብኩም ወዲኩም ዶስ እቲ ሕቶ ልዕሊ ዓቅሙኩም ዩ መልሲ ክንጽበ ኢና ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ ዘሎ ኩሉ ናብ ገደል ዩ ዝመርሕ ምድሓን ወይ ጽድቂ ብእየሱስ ክርስቶስ ምእማን ዪ ዝርከብ
@mhrethabte7299
@mhrethabte7299 3 күн бұрын
Melselna. Da aber. Halewlew aytbel
@fesshayepolege841
@fesshayepolege841 3 күн бұрын
Keshi yonas amlak ybarkka ,
@samieltekle9341
@samieltekle9341 3 күн бұрын
ዘይትምልሱሉ ግዳ
@abelsherifo7859
@abelsherifo7859 3 күн бұрын
Mesana mes Orthodox demnet ketetkelu delikume haqey fite nefite getemwo okay kemzi heto meles deble delo terakebu be mexhafe meles
@Halaley-e8t
@Halaley-e8t 2 күн бұрын
Brukey dmnet mtkal nab mengsti Amlak aytwin eyu. Amlak tfelit tekonka ezi Kal ezi ktshfo aymtegeben tebarek mdhan nkrstos keto kalie yelen❤❤❤
@SaraTsegay-g4t
@SaraTsegay-g4t 3 күн бұрын
Revelation 22 ትግ - ራእይ 18: ኣነ ቓላት ትንቢት እዚ መጽሓፍ እዚ ንዚሰምዑ ዅሎም እምስክረሎም አሎኹ፡ ሓደ እኳ ናብዚ እንተ ወሰኸ፡ ኣምላኽ ከኣ ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ተጽሒፉ ዘሎ መዓት ኪውስኸሉ እዩ።
@SaraTsegay-g4t
@SaraTsegay-g4t 3 күн бұрын
Aboy keshi ykreta ember neti knue mengdi ktmrmuru alkum ezi hto shelel eilka zhlef aykonn ezi ab hade betekristyan kemzi aynet neger xhifat khlu kelu gele xegem alo malet u nskatkum merahti hzbi ekum nskum tetegagikum klu hzbi u ztefe egzabiher wen katekum u Kemti hzbey merahtka agagigka tebahilu texahifu zelo ab eseyas
@meharigebretnsae8617
@meharigebretnsae8617 4 күн бұрын
Keshi yonas xibuk agelalxa tihtna senay eyu ❤❤❤❤