KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
መስተንክር - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 50 | Eritrean Drama - mestenkir (Part 50) - October 06, 2024 - ERi-TV
31:56
سورة البقرة كاملة, رقية للبيت, وعلاج للسحر | القارئ علاء عقل - Surah Al Baqarah
3:59:07
Странная суперспособность вомбатов и новый тренд у шимпанзе
00:58
Random Emoji Beatbox Challenge #beatbox #tiktok
00:47
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
Motorbike Smashes Into Porsche! 😱
00:15
መስተንክር - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 49 | Eritrean Drama - mestenkir (Part 49) - September 15, 2024 - ERi-TV
Рет қаралды 94,835
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 581 М.
Eri-TV, Eritrea (Official)
Күн бұрын
Пікірлер: 108
@MisganaWeldu
29 күн бұрын
መስተንክር ተከታታሊት ቲቪ ኤረይ ዝቅጽል ክፋል ብሃንቀዉታ ንጽበያ አለና ጠፊአትና መዕለቢ ግበሩላ ንፈትዋ ፊልሚ ሃገርናያ
@Yorsalem-d8f
29 күн бұрын
ፍልም መስተንክር ዝረኣየ ኣይኑ ይብራህ። በጃኩም ንጽበ ኣለና ደቂ አረይ🙏🙏🙏
@kurue-bhageru
Ай бұрын
ንፈትዋን ኣዚና ንከታተላን ተኸታታሊት ፊልም ቲቪ ኤረይ፡ መስተንክር መበል 50ን ድሕሪኡ ዝቕጽል ክፋላት ጠፊኣትኒ። ዝረኣየ ዓይኑ ትብራህ!!!! ❤
@haderakelati1160
Ай бұрын
ጉዳይ ናብ ቅኑዕ መስመርን ሓቅን ተምርሕ ዘላ ትመስል።ዝተባእሱ ኣሕዋት ይዕረቁ ብስስዐ ኣይኖም ዒረን ዝነበራ 🌂ናብ ዕርቅን ሰላምን ይምለሱለው ተመስገን ጎይታ ሓቅን ወርቅን እናሓደረ ይደምቅ ዝብሉኹም ከምዚ 🍇🍇🍇 ደቂ ኤረይ ደቂዛ ሓላል መሬት❤❤❤። ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!!
@genetejel1973
Ай бұрын
እዋይ ፍቅሪ ጥዑም ኩሉ ሰብ ንፍቅሪ ከምዚ ገሩ እንታ ዝደልያ❤❤❤❤❤
@saratec8742
Ай бұрын
Abei dea alekum shikorinatat nizibei alena part 50 bihawkowta 🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹💖💖
@ቤትፍቅሪ
29 күн бұрын
Bejakum eba part 50 and 51 eba sidedulina
@liaberhe8403
Ай бұрын
Part 50 degikumina antay da konkum deki rimey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fortosawa6274
Ай бұрын
እዘን የሕዋትሲ ሐንቲ ይመስላ። good job deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahelgoitom6686
Ай бұрын
Ewe
@mulugetasolomon3294
Ай бұрын
thank you for, sharing with As all Great Movies!
@helenakal5094
Ай бұрын
Such beautiful drama.....very emotional today...we support you all... Thank you for you hard work. ♥️🙏⚘
@zebibtesfaye9639
Ай бұрын
Welcome deki eriy ❤️❤️❤️🇪🇷❤️
@samimebrahtu7348
Ай бұрын
Mebel 50 ,51 part zeraye nafqnaya eza film
@AlmazZerezghi
Ай бұрын
❤❤❤❤
@azebhagos9374
Ай бұрын
እዋይ ፍቅሪ ክጥዕም ❤❤❤❤❤❤❤
@AlemGirmay-e8n
Ай бұрын
ዋው ባና ባና ባና ምሰክነይቲ
@SyimonZeremariam
Ай бұрын
Slezi deki erey nfaker yehwatey❤❤❤
@Marrybrauhan
Ай бұрын
Well Come Deki EREYyyyyyy
@أحمدأبوصالح-د9ت
Ай бұрын
Part 50 domgikumna bijakum qexiluwa❤❤❤❤
@paulmccarthy8607
Ай бұрын
Was beautiful episode was touch well done you all amazing
@DanaitMatiwos
Ай бұрын
Dhan dikum deqi erey eza film aqarixkuma bejakum
@FerewenAsgdomFerwenasgdom
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AmanTesfazghi-y2z
Ай бұрын
Part 50 ko dongyatina deki Arey
@MISGNAGHIRMAY09
Ай бұрын
❤❤❤ ኣሮን እቲ ካራክተር ኣኬስ ኢዩ፡ ምስጥራዊ ብምካኑ ጥራይ ዝገብሮ ታክቲክ ሳይለንሰር ኢዩ፡ ኣይስማእን፡ ኣነ ዝገረመትኒ ግን ሓንቲ ነገር ኣላ ፡ መን ንሕክምና ከይዱ ቀቲልዎ፡መድሃኒት ጸረ መርዚ ተወጊኡ ከሎ ብከመይ ኣብ ሕክምና ሞይቱ፤ ኣሮን መርዚ ከም ዝሃቦ 70% ፍሉጥ ኢዩ፡ መን ንሆስፒታል ኣቲዩ ቀቲልዎ ግን ኣይተረደኣንን። ነቲ መርዚ ዝብትን መድሃኒት ተዋሂብዎ ሕሽዎ ኢሉ ኣሎ እቲ ዶክተር ፡ እንተ ሕሽዎ ኣብ ሕክምና ኣትዩ መን ቀቲልዎ? ኣሮን ሳይለንሰር ኢዩ ምስጥራዊ ብምካኑ ሰላሕታ ወራር ኢዩ። እቲ ኣብ ሆስፒታል ኣቲዩ ዝቀተሎ መን ይከውን።
@wintafetawitthomasalazar6678
Ай бұрын
Akile kekwen yekel eu qetleywu genzb keftu mat eu😂😂😂😂
@rahelgoitom6686
Ай бұрын
Anes nDanait shelel aybelkwan niere ksab lomi malet abti mejemerya mealti znebera frhi abo'a telephone mqbal abiyu ila mshrshara nmmsal koynu tesemi'uni
@tirhasgmichael9517
Ай бұрын
ዝሞተ በቲ ዝሰተዯ ስሚ እ ዩ ሰብ አይቀተሎን ርግፀኛ ንምኳን ንድህሪት ተመሊስኩም ረኣይዋ ነታ ፊልም
@MISGNAGHIRMAY09
Ай бұрын
@@tirhasgmichael9517 ኣብ 45 ክፋል 24፡50 -26:47 ደቂቅ እቲ መርዚ ካብ ቤት ምርምር ከም ዝተረክበ ጥንቃቀ ከም ዝግበርን ይነግር፡ 1) መን ኣውጺዎ መን ከ ተሓባቢርዎ ንከውጾ? 2) ኣብ ደሙ ዝጸንሐ መርዚ ብዙሕ ኢዩ፡ ኢሉ ኣሎ/ 3) ነቲ ቀመም ኪፍውሶን ከሕውዮን ዝክእል መድሃኒት ኣሎ፡ እሞ እቲ መድሃኒት ዲዩ ፈክ ከሕዊ ዘይክእል ተወጊኡ ከሎ። 4) ብህይወት ከሎ ሆስፒታል ኣትዩ፡ ነቲ መርዚ ዝስእር መድሃኒት ተዋሂቡ፡ ለውጢ ኣርእዩ። 5) ንዶክተር ክርድኦ ብዘይ ክእል ምክንያት ሞይቱ ፡ እሞ መድሃኒት ዲዩ ዘይሰርሕ (ተወቃሲ ነቲ መድሃኒት ኣሎና ዝፍውስ ኢሉ ቀረብ ዘቅርብ ሚኒስትሪ ጥእና ይከውንን ኣሎ ማለት ኢዩ) 6) ነቲ ኣብ ነብሱ ዝነበረ መርዚ ዝምጥን መድሃኒት ኣብ (ግዜኡ ) ተዋሂቡ ለውጢ ገይሩ ኢዩ/ ለውጢ ተገይሩ መን ቀቲልዎ? ዝምጥን መድሃኒት ተተዋሂቡ ከ ብከመይ ልእሊ ዓቀን ኣብ ነብሱ ተረኪቡ መርዚ? 7) መድሃኒ ተባሂሉ ዝወሃብ ዘይፍውስ ኣሎ/ ከጋጥም ይክእል ኢዩ/ እዚ በዚ ዝብሎ ዘሎ መሰረት እቲ ቀረብ ዘቅርብ ሚኒስትሪ ጥእና ክፍውስ ዘይክእል ኣፋውስ ቀረብ የቅርብ ኢዩ /ኢዩ ዘስምዕ እዚ ከኣ ፖሎቲካዊ ኣንደምታ ኣለዎ፡ ንዝቀትል ዝፍውስ መድሃኒት ኣሎና ኢሉ ዘቅርብ ሚኒስትሪ ጥእና ፈውሲ ኢሉ ዘቅረቦ ናይ ምፍዋስ ብቅዓት የብሉን ዘስምዕ ኣንደምታ ኣለዋ። 8) ዝቀረበ መድሃኒት ነቲ መርዚ ዘይፍውስ ስለ ዝክእል ማለት ፡ እቲ ነቲ መርዚ ኣላልዩ ዓቀኑ ኣብ ግዜኡ ዝተወሃቦ ነቲ መርዚ ዝፍውስ መድሃኒ ዘይሰርሕ ከይከውን ንምርምር ኣሎና። (ሚኒስትሪ ጥእና ዘቅረበልና መድሃኒት ዘይሰርሕ ዘይሕጋዊ ከይከውን ንምርምሮ ኣሎና) ዘስምእ ኣንደብታ ዘለዎ፡ብውሕልነት ነቲ ሚንስትሪ ጥእና ንምጥቃእ ዝተኣልመት ኪሳብ ትመስል ኢያ ፡ተጠቂምላ ዘሎ፡፤ ኣብዚ ጉዳይ ኣብ ሆስፒታል ኣትዩ ዝቀተሎ ኣሎ፡ ወይ መንግስቲ ዘቅረቦ መድሃኒት ሕማም ክካላከል ዘይክእል ካብ ተዋጋኢት ላም ዘየድሕን ግዛዊ ኢዩ፡ ካብዘን 2 ሓንቲ ኢያ እታ ኣማራጺ፤፤
@MISGNAGHIRMAY09
Ай бұрын
@@tirhasgmichael9517 ኣብ 45 ክፋል 24፡50 ደቂቅ እቲ መርዚ ካብ ቤት ምርምር ከም ዝተረክበ ጥንቃቀ ከም ዝግበርን ይነግር፡ 1) መን ኣውጺዎ መን ከ ተሓባቢርዎ ንከውጾ? 2) ኣብ ደሙ ዝጸንሐ መርዚ ብዙሕ ኢዩ፡ ኢሉ ኣሎ/ 3) ነቲ ቀመም ኪፍውሶን ከሕውዮን ዝክእል መድሃኒት ኣሎ፡ እሞ እቲ መድሃኒት ዲዩ ፈክ ከሕዊ ዘይክእል ተወጊኡ ከሎ። 4) ብህይወት ከሎ ሆስፒታል ኣትዩ፡ ነቲ መርዚ ዝስእር መድሃኒት ተዋሂቡ፡ ለውጢ ኣርእዩ። 5) ንዶክተር ክርድኦ ብዘይ ክእል ምክንያት ሞይቱ ፡ እሞ መድሃኒት ዲዩ ዘይሰርሕ (ተወቃሲ ነቲ መድሃኒት ኣሎና ዝፍውስ ኢሉ ቀረብ ዘቅርብ ሚኒስትሪ ጥእና ይከውንን ኣሎ ማለት ኢዩ) 6) ነቲ ኣብ ነብሱ ዝነበረ መርዚ ዝምጥን መድሃኒት ኣብ (ግዜኡ ) ተዋሂቡ ለውጢ ገይሩ ኢዩ/ ለውጢ ተገይሩ መን ቀቲልዎ? ዝምጥን መድሃኒት ተተዋሂቡ ከ ብከመይ ልእሊ ዓቀን ኣብ ነብሱ ተረኪቡ መርዚ? 7) መድሃኒ ተባሂሉ ዝወሃብ ዘይፍውስ ኣሎ/ ከጋጥም ይክእል ኢዩ/ እዚ በዚ ዝብሎ ዘሎ መሰረት እቲ ቀረብ ዘቅርብ ሚኒስትሪ ጥእና ክፍውስ ዘይክእል ኣፋውስ ቀረብ የቅርብ ኢዩ /ኢዩ ዘስምዕ እዚ ከኣ ፖሎቲካዊ ኣንደምታ ኣለዎ፡ ንዝቀትል ዝፍውስ መድሃኒት ኣሎና ኢሉ ዘቅርብ ሚኒስትሪ ጥእና ፈውሲ ኢሉ ዘቅረቦ ናይ ምፍዋስ ብቅዓት የብሉን ዘስምዕ ኣንደምታ ኣለዋ። 8) ዝቀረበ መድሃኒት ነቲ መርዚ ዘይፍውስ ስለ ዝክእል ማለት ፡ እቲ ነቲ መድሃኒ ዘቅርብ ሚኒስትሪ ጥእና ዘይብቁእ ኣፋውስ ኢዩ ዘከፋፍል ንሆስፒታላት ማለት ኢዩ፡ ብህይወቶም ኣትዮም መርፍእ ተወጊኦም ኪሓውዩ ተስፋ ዝነበሮም ብሰንኪ ዘይብቁእ መድሃኒት ቀረብ ሚኒስትሪ ጥእና ዝሞቱ ኣለዉ ማለት ኢዩ፡ እዚ ከኣ ፖሎቲካ ኢዩ። ሚኒስትሪ ጥእና ድኩም ኢዪ ዝቅርቦ ኣፋውስ ብቁእ ፈወሲ ዝህብ ኣይኮነን ማለት ካልእ ዝኮነ ምክንያት የብሉን። ወይ ቀታሊ ሰብ ኣሎ፡ወይ ብሰንኪ ዘይብቁእ መድሃኒት ቀረብ ሚኒስትሪ ጥእና ኢዩ ሞይቱ። ዝሓሾ ኪመውት ንቡር ኣይኮነን ጸረ መርዚ ተዋሂቡ ከሎ።
@saraestifanos5044
Ай бұрын
እንታይ ዩ ዚ መወዳእታ ዲያ ክልተ ሰሙን ጌራ ከይመጸት።
@fisehamehari7029
Ай бұрын
Why did you stop it all the sudden, we are waithing Please!
@liaberhe8403
Ай бұрын
Antay da akuarixkuma deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 shikorinatat nafikinaya
@tesfamariamgebrebrhan4113
Ай бұрын
Luche keydatlka ab mongo😅
@lemlemmesfin4108
Ай бұрын
Deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brkiti3451
Ай бұрын
❤❤❤ bana enkaa des bwla
@afeworkiteslay1704
Ай бұрын
Welcome deki erey ❤🎉halalat ❤🎉
@rahelgoitom6686
Ай бұрын
Welcome 🎉shikorinatat
@helenakal5094
Ай бұрын
Ruhus awdamet yegberlkum.....edmen tenan yhabkum fetari amlak....
@AlemtesfayNgusetadese
Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@henoka2005
28 күн бұрын
We miss you guy’s please next part ?????
@AlemGirmay-e8n
Ай бұрын
ክፋል 50 ስደዱልና
@SyimonZeremariam
Ай бұрын
Zedenk Sarah ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ZebibGilagabr
Ай бұрын
Well come 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@Saron202
Ай бұрын
እንታይ ድአ ደንጉኩም ናይ ድሐን😂😂😂
@nahsigezana5891
Ай бұрын
Wedia dya wela part 49 dew ela 😮😮
@NesanetTekasta
Ай бұрын
Wellcom my favourite ❤❤❤
@nugusearey3923
Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@temesgenamlak4301
Ай бұрын
Well come❤❤❤❤
@YordaTadeseYordi
Ай бұрын
Deki erey❤❤❤shcor❤❤❤❤❤
@rigatdesita1826
Ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤
@brktirezene5144
Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@semharsemhar-b9m
Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉Z❤🎉❤😢
@godislove732
Ай бұрын
Part 50 & 51 please
@TtTt-mt9mo
Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
@nebyatkeshiberaki9175
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@SyimonZeremariam
Ай бұрын
Slezi deki erey nfaker yehwatey
@eritrea6227
Ай бұрын
Welcome deki erey marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jddbxx4445
Ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@almaztewelde1605
Ай бұрын
❤️🙏🏾❤️🇪🇷🇪🇷
@yohannesgmeskel401
Ай бұрын
👍👍👍
@rahwa7401
Ай бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@dallastesfalem562
Ай бұрын
Aseyyyyy Iam so happy ketali atom kuburom enkae tetahze Bana ka enkae gal atom kuburom kem dkonet feletet hji tselaetan ketelti atom kuburom tfeltelu mengedi tekefetela
@naya6232
Ай бұрын
Ktweld endika Egziabhier Amlak khbeka eyu kulu mis fiqri yaklena eyu. Ktblo tetsebye sgay sgaka hlina lbona ❤ beyen terekibu beqa wudue
@AdhanetBerhe
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@TewoldeHaftom
Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@lovepassion5913
Ай бұрын
Entay dea zaquarixkuma...
@irgealam
Ай бұрын
❤❤❤❤😍😍😍😍🙏🙏😍
@AlemGirmay-e8n
Ай бұрын
Ohhhhhh ባና ምስክነይቲ 😮
@fisehamehari7029
Ай бұрын
Welcome
@nsnsns-zm7po
Ай бұрын
Tewwdia dya
@mahlaysegabarya2912
Ай бұрын
ጋል ኣለም አታ 6ይቲ ፍንጃል ንመን ቀዲሓታ ኣብኡ 5 ሰባት ጥራይ አዮም ኔሮም 😂😂😜😜😜
@rahelgoitom6686
Ай бұрын
NCamera man and director do knbl 😂😂😂
@bisrathabteslase7619
Ай бұрын
Bejakum 50 kfal 2 semun gerna
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
Ай бұрын
❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@dallastesfalem562
29 күн бұрын
degimkuma meketselta gda dey tsedlna
@raniaidriss2312
Ай бұрын
Is that the End of the movie 😮
@yorsaliembeyene270
Ай бұрын
Anuica naron iserbet katu yesbe aleku
@RutakiflomHagos
29 күн бұрын
Antay eu xegem 3gzie aymexetn
@nebilkahsay775
Ай бұрын
2semun tai yu ezi wey gdfwo drama mesrah
@asmerethaile3545
Ай бұрын
ነቶም ዘጋገይዎም መናእስይ ብዓድይ ዓደይ ዝጓዛዝይዎም ዘይፈልጥዎ ይቅረ ክባሃለሎም ዳሓን ክባሃል ይካአል ይኸውን እንተ ሰልጠነ በየነ ንዕኦም ዝመስሉ ሳዓብቲ ይቅረ ዘይባሃላሎም እዮም። አኽለ፡
@CamelEric
Ай бұрын
Boring and weak,.,Bekaa Aab Saloon koof ilkaa Movie migbaar. Nimintaay film. Nimintaay Kisaab hijii Aab Kalsii indhalenaa, boring film Teekriboou.
@ermiastedros1177
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@gumeshmengstab510
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hayat1001-g6h
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@WintaTekie-jq2dw
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@نفقيلنغلقق
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@kidanfekadu6079
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@eblihiwet288
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EdenTesfamichael-y8p
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Miki-g8w
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Miki-g8w
Ай бұрын
🎉❤❤❤❤❤❤
@FerFf-ih7vp
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@meazakidane1497
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@S.revolution
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsigewynitesfay7855
Ай бұрын
❤❤❤❤
@almazmesghin6281
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Miki-g8w
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@LulyaAmine
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@sabagebru2087
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@samirasaleh9897
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@TjomiTekaie
Ай бұрын
❤❤❤❤
@TemesgenNbel
Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
31:56
መስተንክር - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 50 | Eritrean Drama - mestenkir (Part 50) - October 06, 2024 - ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 62 М.
3:59:07
سورة البقرة كاملة, رقية للبيت, وعلاج للسحر | القارئ علاء عقل - Surah Al Baqarah
القران الكريم مباشر Holy Quran live
Рет қаралды 583 М.
00:58
Странная суперспособность вомбатов и новый тренд у шимпанзе
Кик Брейнс
Рет қаралды 9 МЛН
00:47
Random Emoji Beatbox Challenge #beatbox #tiktok
BeatboxJCOP
Рет қаралды 51 МЛН
00:56
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
A4
Рет қаралды 16 МЛН
00:15
Motorbike Smashes Into Porsche! 😱
Caters Clips
Рет қаралды 15 МЛН
36:33
እትመት - 203 ክፋል | Itmet Tigre Sitcom Series (Subtitled in Tigrinya) Part 203 | Nov. 03, 2024 -ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 2,1 М.
17:16
ሻዕቢያ ስለጥቅምት 24ና ሌላ ጦርነት፣ “ፋኖን ሰበርነው” የብልፅግና ሹም፣ ከቤተመንግስት እንዲወጣ ተወሰነ፣ አወዛጋቢው ሹመት፣ “270 ወታደር ከድቷል”|EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 34 М.
35:21
እንዳ ዝማም - ክፋል 272 - Enda Zmam (Part 272), Nov. 03, 2024 - ERi-TV Comedy Series- #Eritrea, #ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 51 М.
1:45:32
New Eritrean Full movie "ክብድለካ?/Kbdleka by Tomas Yemane & Filimon Teweldebrhan (ሰሓ) 2024
Nabrana Entertainment
Рет қаралды 163 М.
10:02
Eritrean Baptism Artist abel hagos 2024 #eritreanmusic #habesha #eritreanwedding @AdmasMusic
Bahelna entertainment
Рет қаралды 1,1 М.
29:27
መስተንክር - መውዳእታ ክፋል - ክፋል 51 | Eritrean Drama - mestenkir (Part 51) - October 13, 2024 - ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 58 М.
55:18
ወ/ሮ ምልእተን መሳጢ ተውህቦኣን!! ብዓል ቤታኸ እንታይ ይብል? # New Eritrean Video 2024
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 21 М.
35:23
ዕርፊ - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 44 | Eritrean Drama - Erfi (Part 44) - November 03, 2024 - ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 64 М.
23:06
Evening News in Tigrinya for November 4, 2024 - ERi-TV, Eritrea
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 993
42:14
Nahri | ናህሪ ክፋል 1 | New Eritrean Series 2024 | Cinema Asmara
CinemaAsmara
Рет қаралды 50 М.
00:58
Странная суперспособность вомбатов и новый тренд у шимпанзе
Кик Брейнс
Рет қаралды 9 МЛН