KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
No video
መልሲ ንክፍሉ ዳኜው / ካብ ሥልጣን ከሰተ/
Рет қаралды 29,033
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 136 М.
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Күн бұрын
Пікірлер: 310
@user-fr7qt1oj4g
Жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ ጡዑሙ መፈስካ ዘርግእ ት/ት ፀግኡ የብዘሐልካ ጎቡዘልና ❤
@God-db9vp
Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና፡ እዛ መጽሓፍካ ኣብ ትሸጠላ እዋን ነቶም ፕሮቴስታንት ቁሩብ ምጉዳል ዋጋ እንተትገብረሎም ጽቡቕ ይመስለኒ፡ ብገንዘብ ኳ ዝሃስየካ እንተኾነ ብዙሓት ሰኣን ፍልጠት ዝጠፍኣ ኣባጊዕ ግን ናብ ቤተን ክምለሳ ይኽእላ እየን ከም ፍቓድ ኣምላኽ።
@selamselam7608
Жыл бұрын
ናይ ሕይወት ቃል የስምዓልና ስልጣን ሓወይ እታ መጽሓፍኻ ደስ ክትብል መገዛእኩዋ ነይረ ናብ ስዑዲ ኣይትመጽእን ትኮን እበይ!!!
@alemdesta454
Жыл бұрын
ዛመጽሓፍ ተድልየና ነይራ ሥልጣን ሓውና ፀጉኡ የብዝሕ👏
@huu7115
Жыл бұрын
ቃል ህወት ቃለ በረከቲ የስመዐልና መምህረይይ እግዛአብሔር አምላክ ፀጋ በረከቱ የብዘሓልካ እዛ መፅሓፍስ ላአከልና ናብ ዓድ ዓረብ መምህረይ 👏🌿
@Haile-pp3bz
Жыл бұрын
ብመጀመርታ ንቲ ኩሉ ዝክእል እግዚአብሔር ኣምላኽና ኽብርን ምስጋና ኣምልኮን ዉዳስን ይክን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቀጽለ ድማ መምህር ስልጣን ሓዉና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርት ቃል ሂወት የስመዐና
@_Godolyas7696
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ስልጣን በውነት ልቦና ይሃቦም እምበር ተገልባጭ እዩ ዝገርም
@kirostesfahans
Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@selam801
Жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያሰማልን መምህር አይ መናፍቃን መቼም ድራማቸው አያልቅም😂የምር በጣም ያሳዝናሉ እግዚአብሔር ልቦና ይሰጣቸው😢
@samueltekle7530
Жыл бұрын
ፓውሎስ ከኢየሱስ በቀር ማንን ነው የሰበከው?
@aduadu5183
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማኣና እዚ ትገብሮ ዘለኻ ጽቡቅ ነገር ስለ ዝኾነ ኽትቅጽሎ ይላቦ
@edeneden889
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣነይ እንኮዕ ብዱሓን መጻካ እግዝኣቢሄር ጸጋ የብዝሓልካ ዕዱመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሓውና ስልጣነይ🙏🙏🙏⛪🤲🤲🤲🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@user-ck2kx6ld1x
Жыл бұрын
መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ኣቦ ሓቂ ፃሓይ ገፁ ክትናፈቅ ማዓት ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ሙስ ደቅካን ክብርቲ ባዕልቲ ቤትካን ዝተባረከን ዝተቀደሰን ህይወት ክዕድለኩም ናይ ኩሉ ግዜ ትምንተይ ኢዩ 🙏🙏🙏❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
@Simons-tube
Жыл бұрын
ኣሜን ዝሓወይ❤❤❤ ኣብዛ ዓባይ ቻነል ቅድሚ ሳልስቲ ተዓጽያትኒ ኣብዛ ሓዳሽ ቻነለይ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ ክቡር ሓወይ። ኣብታ ስእለይ ጠውቅ እሞ ክትመጸካ እያ❤❤❤
@user-ck2kx6ld1x
Жыл бұрын
@@Simons-tube ኡሺ ግን ወዲ ኣይኮንኩን ጓል እየ
@Simons-tube
Жыл бұрын
@@user-ck2kx6ld1x እሽኒ ይቅሬታ ክብረተይ የቀብየለይ ዛሓፍተይ
@user-ck2kx6ld1x
Жыл бұрын
@@Simons-tube ችግር የብሉን እናምንም ነገር ግን የለን ዝተለቀቀ video ሓቀይ
@Simons-tube
Жыл бұрын
@@user-ck2kx6ld1x እወ ቅንይ ኢለ ክለቅቅ እየ ቅድሚ ሳልስቲ እየ ከፊተያ ሓዳስ እያ
@user-ff6yz6zq7r
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር መምህረይ💘✝️💘🙏
@user-cy4ex7yn6e
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ፍቁር መምህርና ጸጉኡ የብዘሐልካ ብር ክትብል ተሓጎስ
@user-ck2kx6ld1x
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዐልና ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ ደስስስ ዝብል መልሲ ብሓቂ ተባረክ 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰👌👌👌👌👌👌👌
@elsajefter5596
Жыл бұрын
Enkua beselam mexaeka seltan hawuna bewunet kalehiwet yesmalna sle kalue egziabiher yimesgen xegau yebzhalka
@TemesgenAmlakey-fo6tm
Жыл бұрын
Thank you memihirey. God bless u abundantly!!!
@budibudi6001
Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን
@asayyeebyo182
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ክቡር መምህርና ስልጣን❤❤❤
@user-kv3cz6hi1s
Жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
@dngleyadefikiri1062
Жыл бұрын
Kale hiwet yesimialina sltan Hawey egziabiher amlak zemen agolkiletka yibarik, goyta eyesus kirstos zestewiel aemro yhabom .
@user-ys3rw9mg1j
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብታ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ሃይማኖት የፀነዐና
@user-yl3rn4qi5n
Жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ንቁነ ምሰ ተላዓለካ ኢካ ሰልጣነይ ማዓረይ❤❤❤ ፅጉኡ ይብዝሕለካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤🎉🎉
@miligalzale9810
Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ🙏
@user-ig9iu2op2i
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓዊና 👏👏👏
@user-wt4hp3ln5m
Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ማዓረይ❤❤❤
@kflomgereziher2072
Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን💖💖 ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓዉና ስልጣን ፀግኡን በረከቱን የብዛሓልካ ፈጣሪ🥰💖✝️🙏
@tsegayhailemichael4351
Жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaela
@debesaymengisteab132
Жыл бұрын
Please keep up such programs on a regular basis. I appreciate your efforts
@user-kd8sw3ep2s
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና❤❤❤
@DianaGhirmay-sg5cw
Жыл бұрын
Amen tebarekelna kubur hawna
@arongoytom
Жыл бұрын
ስልጣን ሃወይ እንቓዕ ብሰላም መጻካ
@Simons-tube
Жыл бұрын
ጓል ድንግለይ ኣብታ ፕሮፋይለይ ኣቲኺ እባ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ❤። ቅስሚ ሳልስቲ ዓባይ ቻነል ተዓጽያትኒ ኮይና😢
@user-zw5pm9pf4s
9 ай бұрын
ኣሜን ቃለሂወተ የሰማለና ❤❤❤❤
@SalamSalam-fg6tg
Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ የብዝሐልካ ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤❤❤
@kisanetabraham9767
Жыл бұрын
Kale Hiwet ysemealna
@hanayemaryam12
Жыл бұрын
ሱም ጎይታናን መድሓኒትናን ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝአቢሄር ብታ ሓቀኛ መንገዲ የፅንዓና አሜን
@Meron_blessed_by_christ
Жыл бұрын
Ayeneyti eya hakegna mengedi ?
@Meron_blessed_by_christ
Жыл бұрын
Ayeneyti eya hakegna mengedi ?
@GhGh-hr8hy
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዐለና ክቡሩ መምህርና አግዝአብሔር አምላክል መንግዱ የመራሓና 🙏🙏🙏
@sooqusaabya3831
Жыл бұрын
ብስም ስላሴ ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ብሓቂ መጁመርታ እምነቶም ክፍቱሹ ኣሉዎም ብድሕሪኡ ናያቶም ምርጫ እግዚኤብሄር ኣምላክና ኣብ እምነትና የፅናዓና
@amanuelhaileofficialchannel
Жыл бұрын
Acts 13 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ 7: ንሱ ምስቲ ምስለኔ፡ ስርግዮስ ጳውሎስ ኣስተውዓሊ ሰብኣይ፡ ይነብር ነበረ። ንሱውን ቃል ኣምላኽ ኪሰምዕ ደልዩ፡ ንሳውልን ንበርናባስን ናብኡ ጸውዖም። 8: ግናኸ ኤልማስ ጠንቋሊ፡ ስሙ ኸምኡ ይትርጐም እዩ እሞ፡ ነቲ ምስለኔ ኻብ ምእማን ኪመልሶ ደልዩ ተቓወሞም። 9: እቲ ጳውሎስ እተሰምየ ሳውል ግና፡ መንፈስ ቅዱስ መሊእዎ፡ ጠመቶ እሞ፡ 10: ኣታ፡ ኲሉ ተንኰልን ኲሉ ኽፍኣትን ዝመልኣካ ወዲ ድያብሎስ፡ ጻላእ ኲሉ ጽድቂ፡ ነቲ ቕኑዕ መገዲ እግዚኣብሄር ካብ ምጥዋይሲ ካንዶ ኣይትዐርፍን ኢኻ፧ 11: ሕጂ ኸኣ እንሃ፡ ኢድ ጐይታ ኣብ ልዕሌኻ እያ፡ ክትዐውር፡ ክሳዕ ጊዜኡውን ጸሓይ ኣይክትርእን ኢኻ፡ በሎ። ብኡብኡ ኸኣ ጣቓን ጸልማትን ወደቖ፡ ኣብዝን ኣብትን እናተመላለሰ ኸኣ፡ ብኢዱ ሒዙ ዚመርሖ ደለየ።
@SB-en6ev
Жыл бұрын
ባሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና እዚ ሓዉና ኣብዚ ከም ዝተወ ኣይፈልጥን ኔረ ኣምላክ ምስትዉዓል ይሃቦ::
@teklitgebreweld8821
Жыл бұрын
ቃል ኣምላክ የስመዓና ብሽም እየሱስ ፓስተራት ኢና በሃልቲ ሃገርን መንግስትን ከነኣእሱ ንሰምዕ ኣለና
@user-ds1bt1of4g
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ስልጣነይ ፀግኡ የብዘሓልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ 🙏❤️
@simonkifleyesus3929
Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና
@user-vh9jl9hc9b
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ. ሰልጣነይ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤ ፀጉኡ በረከቱ ያብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣነ ሓወይ ክብር መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ ፈጣሪ አምላክ ሰልጣነይዋ❤❤❤
@user-sl9ki1ox9k
Жыл бұрын
እኳዕ ዳሕና ምፀኻልና ስልጣን ሓወይ እግዚብሔር ኣምላኽ ዕደመን ጣዕናን ያሃቡኻ ስልጣን ሓወይ ❤❤❤
@Simons-tube
Жыл бұрын
ኣርሱ ሓፍተይ ሳብስክራይብ እባ ግበርከይ❤ ኣነ ካብ ቀደም ጌረልኪ
@Meron_blessed_by_christ
Жыл бұрын
Nayzi bruk seb sieli kab geberkis Taot koyniki alo malet eyu, kab siltan ziblo goytana yesus kristos ziblo mismae yihishekum
@Simons-tube
Жыл бұрын
@@Meron_blessed_by_christ እስከ ናይ ፌስቡክ ሽምኪ ሃብኒ ኣብ ፕሮፋይልኪ ኣትየ ክሪኦ ናይ ሰብ ስእሊ ኣሎ ዶ የለን?
@Simons-tube
Жыл бұрын
@@Meron_blessed_by_christ ሜሮን ሓወይ ናይ ፌስቡክ ስምካ ጽሓፈለይ ፕሮፋይልካ ክሪኦ ደልየ ኣለኹ።
@addaaddda5718
Жыл бұрын
ፀጋውን ያብዛልህ ወንድማችን እግዚአብሔር አምላክ ሚሽጥረ ጥበቡ የግለፀልኻ
@lichikiflom4740
Жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna kubur hawena
@user-rw7be8pr1b
Жыл бұрын
ኣይ ኦርቴ ምኽሪ ኣለና ኣንብቡ መጽሓፍ ቅዱስ🙏🙏🙏
@user-io4fp7pt9r
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማአልና መምህርና 🙏
@ry8319
Жыл бұрын
_እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ሰልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይውት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ❤✝️❤_
@feetfwet3971
Жыл бұрын
ቃል ሰናይ የስሙዑልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ስልጣነይ ጸጉኡ በረኸቱ የብዝሐልካ ሓወና❤
@user-jt2qv5mn1s
Жыл бұрын
ብሓቃ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ስልጣን ሓወይ ❤
@user-uh8tg4fu7r
Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህይውት የስምዓልና እዛ መፅሓፍ ላኣከልና ❤❤❤
@yesus_goytayu1233
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አምላኸ ጸግኡ የብዝሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🤲✝️❤️ እዛ መጽሐፍ አበይ ክንረኽባ ንኽእል???
@bini.saha7464
Жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna memhrna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@azuchiayney7082
Жыл бұрын
nay bhaqi tuam zkone tmhrti ka kulu ztam qal hiwet ysmalna nay 🙏🙏🙏♥️♥️♥️⛪⛪⛪
@yohannesteklehaymanot
Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና
@2Corinthians.10-17
Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ሥልጣን ሓውና🙏❤ ቤተክርስቲያንና ንኹሉ ሕቶ መልስ ኣለዋ!⛪️⛪️⛪️
@bokarbokar6134
Жыл бұрын
ቃለ-ህይወት የስምዓልና መምህር ❤! ክጽበዮ ዝጸናሕኩ መደብ ስለዝኾነ ተመሲጠ ደስ ኢሉኒ ብዙሕ ከኣ ተማሂረ::እቲ ልክዕ ትምህርቲ ኣብ ልክዕ ሰዓት::
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሰላም ክብርቲሓፍተይ❤ ኣብታ ፕሮፋይለይ ኣቲኺ እባ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ❤ የቀንየለይ❤
@Meron_blessed_by_christ
Жыл бұрын
N meshaf kidus kea komu gerki simiyo 🙏 kali wengel yelen b zey yesus kristos kali medhani yelen 😇
@bokarbokar6134
Жыл бұрын
@@Meron_blessed_by_christ men eka hawey mexhaf kudus kab kitsemoo ktnebo ymrex zsmae zereba wey tmhrti ka kemzi hji ms zkewn yu eti nska zsmae tblo zeleka nay menafkan entekoinu ka kbret menfeskudus slezeyblu ytrefeni.1 neger klabeweka gn nezi gize Kem lebam temelaleso kemti xhuf zblo fewasay rieska fews eyu(ወ.ሉ 4). kal Egziabhier amlak lbi lidya zkefete(ግ.ሃ 16) lbka ykfetelka mexhaf kdus mnbab tray zeykone mrdae kedliyeka Yu mknyatu zriee lbi ember ayni aykonen gzie keleka nab mengedka nab eyesus krstos temeles bzeykau medhani yelen wedehanka!
@Meron_blessed_by_christ
Жыл бұрын
@@bokarbokar6134 yes amen b zey Yesus kristos mehani yelen, ezia gin ab orthodox texararit zereba eya. Likie timirti kea elka emo orthodox lieki timirti timihir diya widase maryam teamre yesus mis meshaf kidus Kemey geru yirakeb ane kea meshaf kidus wesai bzuh sle zimihiru ye anbib eleka tebarek
@bokarbokar6134
Жыл бұрын
@@Meron_blessed_by_christ Orthodox tewahdo like timhrti eya timhr aytsekef.Orthodox tewahdo texarari timhrti yeblan zxarera menfes ember.ezi menfes ka rkus xere Christos eyu.hji ka ab alem msana alo (1ዮ4:3-6).nsu brekik tbeb malet bmela ykun bglxi bztefelaleye akalat ykun tkalat bhaymanotawn alemawn srhu yserh alo.akedimom nezi raey axebikom zmermeru, mermirom ztereduu ka deki betechristian orthodox tewahdo abotatna eyom.bhafesha kulu nay betechristian xhufatna ka meseretom mexhaf kudus eyu.slezi astewiel nchristian raeyun trguame'un nxur eyu neti texarari gn mstir eyu.terediekani ktkewn tesfa ygebr nska ka hawey ayne lbonaka ykfetelka ab xelotka zekreni tebarek!
@awetkflay2969
Жыл бұрын
ቃለ ሂወቱ የስምዓልና
@kidanetewelde2838
Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Semerekeflemariyam-ec1mq
Жыл бұрын
ብዛዕባ መሳርሒ ሙዚቃ ውን ተዛሪቡ ኣሎ ብዝኾነ ክትዝምረሉ ይክኣል ኢዩ ይብል ኣሎ ብዛዕባ ዚ ኸ እንታይ ትምህርቲ ተማሕላልፈልና መምህርና (2) መዝሙር ዳዊት 149:3 ክኣ ንስሙ ብሳዕሲዒት የመስግንዎ : ብኸቦሮን ብበገናን ይዘምርሉ ይብል እታ ሕቶይ ሕጂ ሳዕሲዒት ይፍቀድ ዲዩ (3) መዝሙር ዳዊት 150:3 ብድምጺ መለኸት ኣመስግንዎ : ብበገናን መሶንቆን ኣመስግንዎ: ክኣ ይብል በገና እዚ ቤቴክርስቲያና ትጥቀመሉ ኢዩ መሰንቆ ግን ኣብ ዓድና ከም ልምዲ ን ክራር ናይ ጓይላ ኢና መሰንቆ ንብሎ ሞ እዚ ኸ ይፍቀድ ዲዩ ኣባና ኣቦና ዳዊት ጠቂስዎ ዘሎ።
@kidanande2826
Жыл бұрын
Amen Amen Amen abti keneti orthodox twahdo emnetna yxnana fetari
@smerhsoso7490
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ ማዓረይ❤
@user-cv7ek4ew1h
Жыл бұрын
qale hiwet yesmealna hawena
@dfhf8186
Жыл бұрын
ኣሜን✝️🙏🙏🙏
@user-oj2zs7if8k
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ መምህረይ 😍
@user-og9oz7nc4w
Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና ሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐልኻ❤❤❤
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ሓፍተይ❤❤ ኣብታ ፕሮፋይለይ ኣቲኺ እባ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ❤ የቀንየለይ❤❤
@user-ol4yw5sx6l
Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣምላኽ ቁዱሳን ኣብታ ቅንዕቲ እምነትና የፅነዕና ብመንግዱ ይምርሐና ልዑል ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን ♥️♥️♥️♥️
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሂዊ ሓፍተይ❤ ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ።
@user-pz3wg3dr6j
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህር ና ጸጉኡ የብዘሐለካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ሓፍተይ❤ ኣብታ ፕሮፋይለይ ኣቲኺ እባ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ❤ የቀንየለይ❤
@semharbrhane5597
Жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwit yesmalna kbur hawna.
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ሰምሃር ሓፍተይ❤ ኣብታ ፕሮፋይለይ ኣቲኺ እባ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ❤ የቀንየለይ❤
@gabrieladebesay2251
Жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna ❤🙏❤🙏🙏
@user-nu9xh1zs1g
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ መምህረይ ስልጣነይ ሓወይ❤
@newgenerationchanel9585
Жыл бұрын
ጉቡዝ ቅድም ነብስካ አሞ ታዕረ ድሓር ሰብ ትምዕድ
@tesfaeusinkey2310
Жыл бұрын
Eta haki do meriratik/ki koyna kon kabzom amiselu eka tmesil
@newgenerationchanel9585
Жыл бұрын
@@tesfaeusinkey2310 ጸርፊ ድኣ ናትኩም አንድዩ ቁሩብ ኣይትምሓየሹን ካብ ኮቶሊክ አስከ ቁሩብ ተምሃሩ ኣይጻረፉ ኣይራገሙ ካልኣይ ሓቂ አንታይ ትፈልጦ ንስካ የሱስ ዝበለ መናፍቃን ዳ በልኩም ጸረ ወንጌል ተመለሱ ዳ ተጻረፍኩም ክርስቶስ ከይመጽአ
@samer-wh6rk
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፅእካ ክብር መምህርይ❤❤❤❤
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሳምራየ ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ ኣብታ ፕሮፋይለይ ኣቲኺ❤❤
@user-hm6ez8dx1x
Жыл бұрын
Egziabher ymesgen kubur memhrna anka bselam mexaka❤❤
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሮዛ ሓፍተይ ዓባይ ቻነል ተዓጽያትኒ❤ በጃኺ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኺ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ❤
@user-hm6ez8dx1x
Жыл бұрын
@@Simons-tube hray gere🥰🥰🥰
@hfhf-jw2lk
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ
@BfjhHfudhrf-su8wx
Жыл бұрын
ቃል ህውተይሰመዐልን መምህራን እግዚአብሔር መሰቱወዐል ልብን ይሂበና አሜን
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሰላም ህያበይ ዓባይ ቻበል ተዓጽያትኒ😢 ሕጂ ሓዳሽ ከፊተ ኣብታ ፕሮፋይለይ ኣቲኻ እባ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@fevendebesay3775
Жыл бұрын
Yess yesus ente elka menafq eka tbehal
@__-wj7zq
Жыл бұрын
_እግዚአብሔር ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብስላም መፃእካ ስልጣነይ💙💛_
@Simons-tube
Жыл бұрын
ጓል ማርያመይ ኣብታ ፕሮፋይለይ ኣቲኺ እባ ሳብስክራኡብ ሓግዝኒ
@__-wj7zq
Жыл бұрын
@@Simons-tube_እሽኒ ማዓረይ💦❤_
@milidanel
Жыл бұрын
Kal hiwet yesmana
@samer-wh6rk
Жыл бұрын
ስልጣነይ በጃካ እባ እዘን ከዚ ዘንበብካያ መፅሓፍ ብብዝሒ እንድሕር አሕትምካያ በጃካ ስደደልና ክምቲ መቃደማይ ምስ ሓዉና ዕድል ዝተባሃልክምው ነበርኩም ተራዳድኡ እም ብአዲስ አበበ ገይርካ ንዓዳ ዓረብ ስደደልና ብቅልጥፍ ለኣከልና ወላ እወን ካልኢ ዓይነት መፃሕፍቲ ተልይካ ተገዲስካ ስደደልና እካ ስልጣነይ
@gualwejerat2127
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን
@bhi8499
Жыл бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና❤❤❤🙏
@hiriyitidesta9262
Жыл бұрын
Amen Amen Amen klhwat ysmalna
@mebrihitmahray414
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና
@feetfwet3971
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ሰልጣነይ💞
@Simons-tube
Жыл бұрын
ጓል ድንግለይ ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ❤
@feetfwet3971
Жыл бұрын
@@Simons-tube እሺኒ ወለላይ❤
@hanaeysu7841
Жыл бұрын
Thanks heway mamher orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox ❤️ 😄 💖 ❤️
@filmonkbrab
Жыл бұрын
ስልጣን ሓውና አስከ ብዛዕባ መሳርሒ ሙዚቃ ኣብ መዛሙራት ገለበለና
@zenithalem5503
Жыл бұрын
Abzi lomi nkal juses zey kone nseb eyu zamn zelo seb so kemeu koynu eyu kal hywet yesmalna zblku zelew bel tay kal amlak tezaribka wedey rkus
@mikites6762
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ። ኣበይ ክንረኽባ ንኽእል እዛ መጽሓፍ እባ ተገዲስካ መልሰልና በጃኻ ?
@temesgenamlakey611
Жыл бұрын
Qale hiwet yesmalna egziabher amlakna edmen tenan yhebka nana ka lbi Lidya zkefetela lbna ykfetelna brukey
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ሓፍተይ❤ ኣብታ ፕሮፋይለይ ኣቲኺ እባ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ❤ የቀንየለይ❤
@tiftoberhe3320
Жыл бұрын
Amen
@gualwejerat2127
Жыл бұрын
ኣመን ኣመን ኣመ
@selihomjohannes
Жыл бұрын
Naybhaki kalehiwet yesmealna sultan hawey
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሰላም ነዓኺ ሶሊሆም ሓፍተይ❤ ኣብታ ፕሮፋይለይ ኣቲኺ እባ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ❤ የቀንየለይ❤
@apokalypsis842
Жыл бұрын
እዛ ኣብ ግብሪ ሃዋርያት--ዝተዛረብካያ --ስለዚ ጵንጠ ዉን ከምኡ ከይኖም ይመጹካ ማለትካ እዩ፡እሞ ብዛባካ ዶ ኣይኮነን ዝምልከት ደቂ ካህናት መን ድዮም -ኣትሰብኮ ኣስተውዕሎ ክትሰምዕ
@Meron_blessed_by_christ
Жыл бұрын
ወንጌል ዮሃንስ 5 40፤ ህይወት ምእንቲ ኽትረኽቡ፡ ናባይ ክትመጹ ኣይትደልዩን ኢኹም።
@danielgidey4258
Жыл бұрын
ሃዋርያ ጳውሎስ ዝተዛረቦ ብዛዕባ ስጋውያን መንፈሳውያንን ሰባት ደኣ እምበር:ብዛዕባ ሓሰውቲ ኣይኮነን:ሰባት ዝሰብክዎ መጽሓፍ ቅዱስ እንተ ኮይኑ:ኩሉ ሰብ ክቕበሎ ኣለዎ:ሂወቶም ዝሓትት ግን ኣምላኽ ጥራይ ዩ:ስለዚ ነዚ ቃል እንታይ መልሲ ኣለካ ክቡር ሓው? ከምኡ ከኣ ኩሉ ሰብ መጽሓፍ ቅዱስ ከንብብ ይላቦ::👇👉👂 Hebrews 7 (ትግ) - እብራውያን 22: ከምኡ ድማ የሱስ መድሕን ዝሔሸ ኺዳን ኰነ። 23: እቲኣቶምሲ ኸይነብሩ ብሞት ስለ እተኸልከሉ፡ ብዙሓት ካህናት ነበሩ። 24: እዚ ግና ንዘለኣለም ዚነብር ስለ ዝዀነስ፡ ዘይሐልፍ ክህነት አለዎ። 25:👉 ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡👉 ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
@mihrettesfamichael9451
Жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ ምሕረት ሓፍተይ። ኣብታ ፕሮፋይለይ እሞ ጠውቂ ክትመጻኪ እያ❤
@user-mt6pw2il9f
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ✝️🌿🙏🙏🙏
@Simons-tube
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ ክብረተይ
@user-qj7hc8px3k
9 ай бұрын
🙏🙏🙏💒😘
22:34
ወለዱ እንታይ ይብሉ ይኾኑ፧ 😭😭😭
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 23 М.
1:09:53
ዘግናኙ የሄቨን አሟሟት እና ቦታው | የተገደለች ቀን የነበሩ ሰዎች ምስክርነት
Egregnaw Media - እግረኛው
Рет қаралды 21 М.
00:10
Fortunately, Ultraman protects me #shorts #ultraman #ultramantiga #liveaction
奧特羅羅 Ultraman
Рет қаралды 6 МЛН
00:31
白天使选错惹黑天使生气。#天使 #小丑女
天使夫妇
Рет қаралды 14 МЛН
00:38
🩷🩵VS👿
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 27 МЛН
01:00
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
Stokes Twins
Рет қаралды 35 МЛН
41:23
SEASON3-PART 1/ 'እታ ቃጭል ንመን ንእሰረሉ' Eritrean Interview Wz Member of Board Halewa Sewra Yosief Tesfay
Savana Millygo Entertainment
Рет қаралды 10 М.
2:32:50
ከቢድ ክርክር ብዛዕባ ስግደት ! ስልጣን ዝሓፈረሉ መዓልቲ !
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Рет қаралды 22 М.
12:48
እዚ ፍቕሪ ድዩ ዝሙት? እስኪ ሰሚዕኹም ቃልኩም ሃቡ! ( ሰሚዕኩም ሼር በልዎ ብሥልጣን ከሰተ
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 45 М.
19:30
ማዕረ ክንድዚ ጸርፊ🤔
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 19 М.
43:01
መንፈሳዊ ዕላል ምስ ክቡር ኣባ ተወልደ "2ይን ናይ መወዳእታ ክፋልን"
Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt
Рет қаралды 18 М.
1:05:27
ዘስደምም ምስክርነት መልኣከ ጽዮን ኣባ ፍቕረ የውሃን 1ይ ክፋል
SEMAY TV
Рет қаралды 20 М.
15:14
ጠንቂ እታ ስእሊ - Tenqi Eta Sieli - short story
Eri Meskerem
Рет қаралды 5 М.
30:59
ክሳዕ ክንድዚ ዘፍቅረና ኣምላኽ ንምንታይ ግን ብመከራን ሽግርን ክንሓልፍ ደልዩና? ብ ዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 39 М.
2:09:01
ገጽ ንገጽ ( ቀጥታ Live ) ምስ ተክለማርያም ተኸታሊ ፕሮቴስታንት
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 133 М.
32:53
ሓሰውቲ ነቢያት ውድቀቶም ኣኺላ! ( ሰሚዕኹም ሼር በልዎ)
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 16 М.
00:10
Fortunately, Ultraman protects me #shorts #ultraman #ultramantiga #liveaction
奧特羅羅 Ultraman
Рет қаралды 6 МЛН