መጽሓፍ ስዉር ጥበብ መርሓ ህይወት፣ ብድምጺ ምዕራፍ 2 \ PART 2

  Рет қаралды 24,992

Bana Books

Bana Books

3 ай бұрын

ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።

Пікірлер: 74
@yenastesfi9175
@yenastesfi9175 28 күн бұрын
እዛ መጽሓፍ ንሳልሳይ ግዜ ደጊመ ይሰምዓ ኣለኩ።ኣዝያ ብልጽቲ ኣብዜ እዋን ውን ኣገዳሲት ኮይና ረኪበያ፡ ካብ ሕልሚ ኣባራቢራ ናብ ጋህዲ ተላሊ ።ካብ ጋህዲ ኣዚና ርሕቅና ስለ ዘልና ጻዕሪ ከድልየና ዩ።ኣንባቢ ኣዝዩ ጥዑም ድምጺ ኣልካ ብተኣሚ እንዳ ኣመስገንኩ ብፍላይ ንጸሓፊ ፡ተርጋሚ ሩፋኢል ተስፋሚካኢል ከምስግን ይደሊ ዕድመን ጥዕናን እንዳ ተመንኩ ምስማዐይ ክቕጽል❤❤❤❤🎉
@Henok.M
@Henok.M 3 ай бұрын
Thank you. '' We can't change, we can't learn without pain."
@King-fc2xf
@King-fc2xf 26 күн бұрын
Wawwww what a story ❤️
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 25 күн бұрын
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ፍቁር ሓውና❤❤❤❤❤
@t.s6056
@t.s6056 3 ай бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ኣገላልጻ ❤
@awettesfamryame2641
@awettesfamryame2641 3 ай бұрын
ልባዊ ምስጋና🙏🏾
@aloniab6423
@aloniab6423 3 ай бұрын
Thanx Bro azyu xfuf akerarba part 3 aytdongyena bel..
@yenastasfay4901
@yenastasfay4901 Ай бұрын
❤❤❤ nay behaqi
@merhawi8089
@merhawi8089 3 ай бұрын
የቐኒየልና ባናውያን ጹቡቕ ስራሕ ቀጽልሉ
@merontekleab8257
@merontekleab8257 3 ай бұрын
ኣመስጊነ ኣይጸግበካን የ ብዙሕ ኣንግላት ክፍሽ ጌርካኒ🎉🎉🎉🎉 ኣቀራርባ ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ የብለይን thank you😮😮
@user-rj3kc8nx5o
@user-rj3kc8nx5o Ай бұрын
Thank good job 👏
@user-kf5tj5tx1c
@user-kf5tj5tx1c 3 ай бұрын
ክብሪ ይሃብካ ክቡር ሓው!! ኩሉ ግዜ ኣብ መጨረሽታ ነዚ ሓሳብ እዚ ይገልጽ ኢልካ ክትውድእ ኩሉ ግዜ ደስ ይብለና ብዝያዳ ክኣ ገላጺ ይከውን እቲ ሓሳብ።
@SamuelKidane-rj3yo
@SamuelKidane-rj3yo 3 ай бұрын
Kabzi nlaeli welahanti aynxben ina qexlu ❤
@TesfitMengs-oh7rb
@TesfitMengs-oh7rb 3 ай бұрын
👏👏👏👏
@gdu5557
@gdu5557 3 ай бұрын
ብጣዕም ነመስግን ሓወይ ቀፅለሉ ፅቡቅ ስራሕ
@SamiKiflay
@SamiKiflay 16 күн бұрын
❤❤❤ Thanks bro
@bereketyohannes3419
@bereketyohannes3419 3 ай бұрын
የቀንየልና ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓው❤
@user-cn3rc9cl9p
@user-cn3rc9cl9p 3 ай бұрын
Thanks you bro I like your voice and the book
@MoQ-dr1ke
@MoQ-dr1ke 3 ай бұрын
Thanks you my brother ❤❤❤❤❤ for all of your support idea
@Shalomyemane
@Shalomyemane 3 ай бұрын
ባና ቡክ ኣቀዲመ ኣብ ዘለኽሞ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ሓደ ነገር ዘይተረዳእኒ ዞሎ ግን እዛ መጽሓፍ ነቲኣ ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ዘርጊሕኩማ ዝነበርኩም መጽሓፍ ብርሃን ኣእምሮ ትብል ኣንጻር ናታ ኮይና ተሰማዕትኒ መኽናቱ ኣብ ገለ ምዕራፍ ናይዛ መጽሓፍ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ ጠቂሚ ዝብል ኣሎ❤❤❤
@user-ik8rw4nu4x
@user-ik8rw4nu4x Ай бұрын
Thanks bro❤
@teklitrussom
@teklitrussom 3 ай бұрын
Kbret yhabelna
@user-yl6zp1yz3k
@user-yl6zp1yz3k 3 ай бұрын
የኽብረልና በርትዑ❤🙏
@HbdFfx
@HbdFfx 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@SamiSami-kv1le
@SamiSami-kv1le 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@peaceeritrea5261
@peaceeritrea5261 3 ай бұрын
የቀኔልና ❤
@andatgere-8474
@andatgere-8474 3 ай бұрын
Tebarek thanks 🙏🥰❤
@Exodus3377
@Exodus3377 3 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ❤❤❤
@yonasnguse9465
@yonasnguse9465 3 ай бұрын
ዝነኣድ ኣቀራርባ ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓው♥! ብዙሕ ንጥቀም ኣለና፡፡
@MerhawiDaniel-cb1ti
@MerhawiDaniel-cb1ti 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@lulyatekle8106
@lulyatekle8106 2 ай бұрын
Thanks
@ElyasGhirmay
@ElyasGhirmay Ай бұрын
ሉልያ kemey rekibkya entay ke fuluy hasab rekibki abza mexhaf
@yemaneweldeab7049
@yemaneweldeab7049 3 ай бұрын
Happy sunday ❤❤❤📘📘📘
@hamerenoh558
@hamerenoh558 3 ай бұрын
ተባረኽ ❤
@user-uu2ft4hm3m
@user-uu2ft4hm3m 3 ай бұрын
Thank you so much kem wetru
@HulufOkbazgi-by6pr
@HulufOkbazgi-by6pr 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@Saimon-nu9xk
@Saimon-nu9xk 3 ай бұрын
Wowww wowww ❤❤❤❤❤❤❤
@eritranman6437
@eritranman6437 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ የቀንየልና ❤ እቲ ሙዚቃ ግን ቁሩብ ትሕት እተተብሎ ጽቡቅ ኔሩ
@gdefoyhlmoyhlemetizmesle2017
@gdefoyhlmoyhlemetizmesle2017 3 ай бұрын
Waww great ❤
@Eri-NowEntertainment
@Eri-NowEntertainment 3 ай бұрын
Thanks ❤❤❤
@isra12afewerki80
@isra12afewerki80 3 ай бұрын
Thank you brother
@user-ts1rj8ty5u
@user-ts1rj8ty5u 3 ай бұрын
thank you bro❤❤❤
@hagostesfay1889
@hagostesfay1889 3 ай бұрын
interessting book!!
@fthawizeremariam7687
@fthawizeremariam7687 3 ай бұрын
Part 3 dongikumna
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 3 ай бұрын
Big tnxs ❤❤❤
@millionaraya4476
@millionaraya4476 3 ай бұрын
Thank you
@giasbd1287
@giasbd1287 3 ай бұрын
Thank you❤
@nameit2690
@nameit2690 3 ай бұрын
Part 3 please
@selamdawit8323
@selamdawit8323 3 ай бұрын
❤❤❤❤thanks
@user-fp5lh4bl3y
@user-fp5lh4bl3y 3 ай бұрын
I have no idea. how is very meaningful
@user-cn5kq5en6i
@user-cn5kq5en6i Ай бұрын
❤😍😍😍
@attitud9506
@attitud9506 3 ай бұрын
እዛ መጽሓፍ ድሮ ፈቴያ. ብታዕሚ ብልጽቲ
@tirhasabraha1300
@tirhasabraha1300 3 ай бұрын
ኣዚያ ጽብቅቲ መጽሓፍ'ያ፡ መሳጢ ኣቃራርባ ድማ የቀንየልና ቡሩክ ሓው ❤❤❤
@neaminmeskel3546
@neaminmeskel3546 3 ай бұрын
❤❤❤
@mikimbberaki6413
@mikimbberaki6413 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Moshe911
@Moshe911 3 ай бұрын
😮
@attitud9506
@attitud9506 3 ай бұрын
3ይ ክፋል ግን ዶንጉኩምና ኣብ ሰሙን 2-3 ግዜ ትኹን ትብሉ 👍
@user-em7tr6px5p
@user-em7tr6px5p 8 күн бұрын
Wedi afie msh degafia nieru haqey ms atewa ka 40 medafa gieru ka teqebilwa melseley pls
@awetzemuy4724
@awetzemuy4724 3 ай бұрын
ተስፋ ከይቆረጽካ እተቅርቦ ዘለኻ መደብ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ በጃኻ ቀጽሎ መደብካ ኣዝየ ኢየ ዝፈትዎ ብዙሕ ካብ ቲ ተቅርቦ ዘለኻ መደብ ተጠቂመ ኢየ ።
@HabenTsehaye-pf7fn
@HabenTsehaye-pf7fn 3 ай бұрын
Tanks xemq geberul ab mewdeta
@user-mm3zy3rl2i
@user-mm3zy3rl2i 2 ай бұрын
ንክትሰምዖ ብዘየሰልቹ ኣገባብ ኢኻ ኣቕሪብካያ። ኣብ ገለ ገለ ናይ ኦድዮ ንባብ ዋላ እታ መጽሓፍ ብልጽቲ ትኩን ብሰንኪ ሕማቕ ኣናብባን ኣቀራርባን ምስማዕ ከተቋርጽ ትግደደሉ ግዜ እዩ ዘጋጥም። ናትካ ግን ብጣዕሚ ጹቡቕ ኣሎ።
@semereerivlogs2485
@semereerivlogs2485 3 ай бұрын
Bijimla mixihaf migzae discount ygebir du?
@user-eg5os6bl5x
@user-eg5os6bl5x 24 күн бұрын
🫶🫶🫶🫶
@LetebirhanGebremariam-sk3wz
@LetebirhanGebremariam-sk3wz 2 ай бұрын
ኣቀራርባ እና ድምፂ ፉሉይ እዩ ልብካ ይሰርቅ 😊
@user-fq7qf7pv1i
@user-fq7qf7pv1i 3 ай бұрын
Mekexelta alwa do?
@biniamafewerki1366
@biniamafewerki1366 3 ай бұрын
😮🎉🎉
@WiNAEntertainment
@WiNAEntertainment 3 ай бұрын
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክንረክባ ንክእል ዶ
@lulyatekle8106
@lulyatekle8106 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@helentekie3297
@helentekie3297 24 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉
@InnocentLemming-uz8zc
@InnocentLemming-uz8zc 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-rs7dr6ot4o
@user-rs7dr6ot4o 3 ай бұрын
❤❤❤
@TatiKahsay
@TatiKahsay 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@furutnazereasenay8059
@furutnazereasenay8059 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
ТАМАЕВ vs ВЕНГАЛБИ. ФИНАЛЬНАЯ ГОНКА! BMW M5 против CLS
47:36
Sprinting with More and More Money
00:29
MrBeast
Рет қаралды 187 МЛН
WHO DO I LOVE MOST?
00:22
dednahype
Рет қаралды 15 МЛН
ብቑዕ ዕጥቂ ንብሉጽ ምዝርራብ
24:03
Betu Media
Рет қаралды 1,1 М.
ዕድል ድዩ ? ሓቀኛ ዛንታ ካብ ኤርትራ
41:37
KB ENTERTAINMENT
Рет қаралды 185 М.
Personal Growth 17 | ነብሰ ፍወሳ (CBT)
20:58
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 18 М.
ስቅ በሃልቲ ኩኑ SENAY AUDIOBOOKS ሰናይ መጻሕፍቲ
38:59
SENAY AUDIO BOOKS መጻሕፍቲ ሰናይ
Рет қаралды 89 М.
ТАМАЕВ vs ВЕНГАЛБИ. ФИНАЛЬНАЯ ГОНКА! BMW M5 против CLS
47:36