Пікірлер
@teklutesfagergish5519
@teklutesfagergish5519 9 сағат бұрын
Btaemi xbuq yeqenyelna ski
@finanabrham4460
@finanabrham4460 10 сағат бұрын
ክቡር ሓወይ ክብረት ይሃበልና ቀጾሎ❤😊
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v 16 сағат бұрын
ዋው ኣዝዩ ብሉፅ መፅሓፍ እየ 💜
@zemen4505
@zemen4505 19 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@Mahari77
@Mahari77 Күн бұрын
ኣይትህለኽ"🥰
@Johnwedimami
@Johnwedimami Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SenayMelake
@SenayMelake Күн бұрын
4ስምምዓት ትብል ካበይ ክገዝኣ ይኽእል ኣብ ሆላንድ ኣርንሄም ዝብሃል ቦታ ይነብር ኣለኹ ከምኡ ውን ዋጋኣ መልሲ ንዓኻ
@hailemichaelghebre5105
@hailemichaelghebre5105 Күн бұрын
ናይባሓቂ ብርሃን ኣአምሮ ኑኡሰይ ቀጽሎ ከምዚ ዓይነት መሃሪ መጽሓፍ ኣበይ ይርከብ ብዙሕ ትምህርቲ ኣለዋ።
@Johnwedimami
@Johnwedimami Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@girmayfshaye5280
@girmayfshaye5280 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@girmayfshaye5280
@girmayfshaye5280 2 күн бұрын
Haki thanks bro
@merhawikuhil7279
@merhawikuhil7279 3 күн бұрын
Neabya ahwat aza Chanel nana tekamit aya
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 3 күн бұрын
Eza mexihaf btaemi ab hiwete lewti rekibela aleku yeqeniyeley, ❤❤❤❤❤❤
@henokwiz5175
@henokwiz5175 3 күн бұрын
Www ❤nice
@henokwiz5175
@henokwiz5175 3 күн бұрын
Www ❤nice
@user-mw5ui6kd7h
@user-mw5ui6kd7h 3 күн бұрын
ኣሜን ፈጣሪ ይመስገን ሰላምኹም ይብዛሕ ፍቁራት የሕዋትና የቐንየልና አምላኽ የኽብረልና❤❤❤❤❤
@SimretashebirWeldegergis-ce7fw
@SimretashebirWeldegergis-ce7fw 3 күн бұрын
የቀንየልና ኩቡር ሓው ከመይ ገርና ክንረኽባ ንክኤል
@budibudi6001
@budibudi6001 4 күн бұрын
የቀንየለና ክቡር ሓውና❤❤
@Mahari77
@Mahari77 4 күн бұрын
Awesome 😳🤨😒🌺
@saliembarha
@saliembarha 4 күн бұрын
Thank you so much ❤
@user-mw5ui6kd7h
@user-mw5ui6kd7h 6 күн бұрын
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ፍቁር ሓውና❤❤❤
@ChUc-tx2oh
@ChUc-tx2oh 7 күн бұрын
ትክክል ብርዕካ ይሰስን❤
@ChUc-tx2oh
@ChUc-tx2oh 7 күн бұрын
ትክክል ብርዕካ ይሰስን❤
@kokobbrhane7026
@kokobbrhane7026 7 күн бұрын
ብሉጽ መጽሓፍ ብ ብሉጽ ኣቀራርባ፡ ክብረት ይሃበለይ ምስጋናይ ወሰን የብሉን፡ ኣጋጣሚ የ ረኪበኩም Bana books ኣይከሰርኩን ከኣ እዃ ደኣ ከሲበ።
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 7 күн бұрын
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ፍቁር ሓውና❤❤❤
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 7 күн бұрын
ፍቁር ሓወይ የቐንየልና እግዚአብሔር የኽብረልና❤❤❤
@user-mw5ui6kd7h
@user-mw5ui6kd7h 7 күн бұрын
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ፍቁር ሓውና❤❤❤
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 7 күн бұрын
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ፍቁር ሓውና❤❤❤❤❤
@helentekie3297
@helentekie3297 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉
@helentekie3297
@helentekie3297 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-eg5os6bl5x
@user-eg5os6bl5x 8 күн бұрын
🫶🫶🫶🫶
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 8 күн бұрын
የቐንየልና እግዚአብሔር አምላኽ የኽብረልና ፍቁር ሓውና❤❤❤
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 8 күн бұрын
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ፍቁር ሓውና❤❤❤❤❤
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@user-ry9td5bb7g
@user-ry9td5bb7g 9 күн бұрын
thank hawna qexlo btesfa knxbeyeka ena😊
@King-fc2xf
@King-fc2xf 9 күн бұрын
Wawwww what a story ❤️
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 9 күн бұрын
አዝዩ ጽቡቕን ዓብን መልእኽቲ። ብጣዕሚ ብንጹር ቋንቋ ትግሪና/ትግርኛን ውሁብ አዘራርባን። ናይ ዝሓለፈን ዘሎን ንዝመጽእ እውን ብዝተመሳሰለ ዝቕጽል መስርሕ ሂወት ፦ ማሕበራዊ ስነ ፍልጠታዊ ሕድሕዳዊ +ፍቕራዊ ስድራ ቤታዊ ወዘ ተረፈ. ተመሳሳሊ ጠቓሚ መጻሕፍቲ እውን አሎ ብዛዕባ ሰብን ደቂ ሰባትን ባህርን ድልየታትን .Ex:-Sapiens book -ንአብነት ብበዓሉ ግርማ ዝተደረሰት/ዝተጻሕፈት ኦሮማይ ዳርጋ ነዚ ኩሉ ክበሀል ዝጸንሔ ገሊጽዎ እዩ ፦ ብሽፋን- Depicts ውልቀ ሰባትን ብፖለቲካን ብማሕበራውን ሳይንሳውን ሓድሕድ ምክብባርን ፍቕርን ጌሩ በዓሉ ግርማ ገሊጽዎ እዩ መስለኒ ። አብ ኦሮማይ መጽሓፍ Ex:- መብዛሕና ውሩያትን ፉሉጣት ክንከውን ኢና ንደሊ/ናይ ከምኡ ሕማም አለና። ነገራት ብቓላት ቀለልቲ እዮም ተግባር ግን ካልእ እዩ። ሂወት ከም ማእለማ ዝተሓላለኸት እያ። ምልምማድ ፍቕሪ የምጽእ ፍቕራዊ ርክብ ከአ የታልል የደንቁር። ምንባር ድፍረት እሓትት ! ኩሉ ትፈቱ/ትደልይ -አብ መወዳእታ ግን ኩሉ ትስእኖ ፦፦ በዓሉ ግርማ አብ ኦሮማይ መጽሓፍ ካብ ዝበሎ ። It is good remarks as it /you read- explained many things about Us Human,Society, politics,our interests also our limitations.
@kiflomwoldu6849
@kiflomwoldu6849 10 күн бұрын
❤❤❤
@Mahari77
@Mahari77 10 күн бұрын
ብሉጽ ንባብ ኔሩ ቀጽለልና ብካልእ መጽሓፍ ክቡር ሓው. 🙏
@yenastesfi9175
@yenastesfi9175 12 күн бұрын
እዛ መጽሓፍ ንሳልሳይ ግዜ ደጊመ ይሰምዓ ኣለኩ።ኣዝያ ብልጽቲ ኣብዜ እዋን ውን ኣገዳሲት ኮይና ረኪበያ፡ ካብ ሕልሚ ኣባራቢራ ናብ ጋህዲ ተላሊ ።ካብ ጋህዲ ኣዚና ርሕቅና ስለ ዘልና ጻዕሪ ከድልየና ዩ።ኣንባቢ ኣዝዩ ጥዑም ድምጺ ኣልካ ብተኣሚ እንዳ ኣመስገንኩ ብፍላይ ንጸሓፊ ፡ተርጋሚ ሩፋኢል ተስፋሚካኢል ከምስግን ይደሊ ዕድመን ጥዕናን እንዳ ተመንኩ ምስማዐይ ክቕጽል❤❤❤❤🎉
@azevaregawi8303
@azevaregawi8303 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Yoram-xi1xc1bs9b
@Yoram-xi1xc1bs9b 12 күн бұрын
Kexlulu ❤
@WediEma-ry8eu
@WediEma-ry8eu 13 күн бұрын
ዋውውውውው ናይ ብሓቂ ኣስሚረላ ኣለኹ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤
@shanditamit5827
@shanditamit5827 13 күн бұрын
Bkalie mexhaf ktmexena abi tesfa leni
@user-cn5kq5en6i
@user-cn5kq5en6i 14 күн бұрын
❤😍😍😍
@abielabraha1263
@abielabraha1263 16 күн бұрын
Tnx bro
@user-uo1kr5vt6k
@user-uo1kr5vt6k 18 күн бұрын
ልዕሊ 3 ግዜ ደጋጊመ ሰሚዐያ ሞ ምጽጋብ ስኢነያ እታ መጽሓፍ ክውንና ደልየ ከኣ ኣይሰለጠንን ንክውንና ግን please ገለ ግበር ሓወይ
@yenastasfay4901
@yenastasfay4901 21 күн бұрын
❤❤❤ nay behaqi
@aminetesfamariam213
@aminetesfamariam213 23 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና ኩቡሩ ሓው።