"መጽአ ረድአኒ" (Metsa redani) Eritrean Tewahdo Orthodox Mezmur | zemari Kesis Teklehaymanot Yemane

  Рет қаралды 30,040

TEQWAM ተቅዋም

TEQWAM ተቅዋም

Күн бұрын

Пікірлер: 77
@temsgne7752
@temsgne7752 Жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልል ኣሜን(3) ዝማረ መላእኽቲ ይስመዐልና ኽቡር ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና ጽሎቱን በረኸቱን ናይ ልቀ መላእኽቲ ቁዱስ ሚኪኤል ምስኩልና ህዝበ ኽርስትያን ይኹን👏👏👏👏👏🥀
@deaconyosefyonas
@deaconyosefyonas 3 жыл бұрын
ብስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። መጻ ሪድኣኒ መጻ ረድአኒ ሚካኤል መጻ ረድአኒ/2/ ካብ ዝወደቅዎ አተንስአኒ መጻ ረድአኒ ናብ ኔሳ ናይ ሙሴ ሳጥናኤል መርሓኒ ሚካኤል ሰውሮ ስለ ዘይተቅመኒ እግዚአብሄር ይግናሕካ ደአበሎ እምበር ጸርፊ ካብ ኣፉ ከውጽእ ኣይደፈረን ረዳኤ ምንዱባን ሓይሊ ናይ ድኹማት ቅዱስ ሚካኤል ዓንጋሊ ጥሙያት ብኢዱ ተንክዩ ኣባራትዓኒ ተንስእ ዳንኤለ ኢሉ ተንስኣኒ ናይ ኣናብስቲ ኣፍ ንሱ ኣጸወለይ ብእንባቆም ነብዪ መግበይ ኣምጽኣለይ ረዳኤ ምንዱባን ሓይሊ ናይ ድኹማት ቅዱስ ሚካኤል ዓንጋሊ ጥሙያት ካብ ፍርድ ሞት ፈርዖን ዘድሓነኒ መልኣክ ብብርሃን ዘጊጸ ዘለዎ ስም ኣምላክ ጴጥሮስ ተንስእ ኢሉ መቁሐይ በቱኹ መሪሑ ኣውጽኣኒ መንገደይ ባሪኹ ረዳኤ ምንዱባን ሓይሊ ናይ ድኹማት ቅዱስ ሚካኤል ዓንጋሊ ጥሙያት መልኣከ ብርሃናት መሲሉ መጻኒ ኣነ ሚካኤል’የ ኣፎምያ በለኒ ስእሊ ናይ ሚካኤል ምስ ኣራክዎ ድያብሎስ ጸንሀ በነደ ርእይዎ ረዳኤ ምንዱባን ሓይሊ ናይ ድኹማት ቅዱስ ሚካኤል ዓንጋሊ ጥሙያት ስብሓት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን።
@Enbokye
@Enbokye 3 жыл бұрын
ኣቦይ ቀሺ መዛሙራትኩም ኣዝዩ ስርዓቱ ዝሓለወ ኢዩ ኣሸሽቡኡ ዜማኡ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብኩም ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
@asefashtekie1396
@asefashtekie1396 2 жыл бұрын
Ellllllllllllllllllllł Ellllllllllllllllllllł Elllllllllllllllll zmare melakt yesmeana Keshi Tekle
@angosomakeza1572
@angosomakeza1572 2 жыл бұрын
Amen amen amen xelotan amaldnetkan ayfeleyena temesgen fetari egzaber wedi dngl Mariam adey
@nawafnawaf7127
@nawafnawaf7127 3 жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ እንካዕ ኣብፀሐና ንዓመታዊ ክብረ በዓል ሊቀ መላኣክ ቅዱስ ሚካኤል ኣሰይይይይይ እልልልልልል ቅዱስ ሚካኤል በረከቱ ረድኤቱ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ናይ ጎይታና መድሃኒና እዮስስ ክርስቶስ ምሕረት ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹
@mehariyemane3289
@mehariyemane3289 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣቦና በረኸት ጾሎት ፈጣን ረዲኤት ናይ ሊቀ መላእክቲ ቁዱስ ሚካኤል ኣይፈለየና።
@XxxXxx-m5f
@XxxXxx-m5f 9 ай бұрын
ዕልልልልልል አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mchotmahari7771
@mchotmahari7771 7 ай бұрын
ኣሜን(3)❤❤❤❤❤❤❤
@aregawimamo4688
@aregawimamo4688 3 жыл бұрын
amen amen amen zmare melaekti yesmelna kabzuy nlaeli tegelgllu edmen tenan egziabher amlak yadlelna
@berhekuflu8808
@berhekuflu8808 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zimare melaekt yesmealna aboy qeshi nay qudus Michael teredaenetu xeletu ayifeleyena👏👏👏
@ማዕድንሓጎሰይማርያመይኢኪ
@ማዕድንሓጎሰይማርያመይኢኪ 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዐልና ኣቦና እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም ይባርኽ ኣብዚ ከይበልክዎ ክሓልፍ ዘይደሊ ብሓቂ ኣበናታዊ ኣቦ ኢኹም ኣላባብሳኹም እትወስድዎ መስኣሊ ቦታ ኣሸብሻብኹም ላዛ ዜማታትኩም ብሓፈሻዊ ኩሉ ነገርኩም ኣብ ዘመን ብምዕባለ ዓለም ዘይተበረዝኩም ኣቦ ኢኹም እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብድጋሜ ዝማረ መላእኽት ይስምዐልና
@haymanoteabew9789
@haymanoteabew9789 3 жыл бұрын
Zmarie melaek yesmealna Abona mezmurkum kulu dinqi yu
@hayliabtekle6022
@hayliabtekle6022 3 жыл бұрын
Zimare meliakit yesimealna 🙏🙏🙏
@helenaraya4302
@helenaraya4302 3 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmealna Abona qeshi
@mmmmmezz8767
@mmmmmezz8767 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቀሺ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ቅዱስ ሚካኤል ብሬዲኡቱ ይሓልወና ብፀሎቱኩም ዘኩሩና ንዓና ንዱኩማት ደቅኩም 🥰🤲🙏
@ጐስዐልብየቃለሠናየ
@ጐስዐልብየቃለሠናየ 3 жыл бұрын
ኣቦና ኩሉ መዛምርኩም ብጣሕሚ እየ ዝፈትዎ
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ህዝበ ክርስትያን እንካዕ ንሊቀ መላኣክት ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ባዓል ኣብፀሐና ✝💒👏👏👏
@dankegott6707
@dankegott6707 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna amlak khnetkum ybarkelkum. Kudus Michael kab kufue ysewrena
@ኣምላክፍቀደለይክነብር
@ኣምላክፍቀደለይክነብር 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ቅዱስሚካኤል-ቘ1ረ
@ቅዱስሚካኤል-ቘ1ረ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና እግዛብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኩቡር ኣቦና
@እግዝብህርፍቅርነው
@እግዝብህርፍቅርነው 3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜንንንንንን
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐልኩም ቅድሰ እግዚአብሔር ክቡር ኣቦና 👏👏👏
@elsatesfay9974
@elsatesfay9974 2 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና አሜን
@gdt6wt317
@gdt6wt317 3 жыл бұрын
ዝማሬየ ኣማልኽቲ የስምዓልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣቦና ቀሺ ፀጉኡ የብዘሐሉኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም ብጣዕሚ ድስ ዝብልእዩኩሉ መዝሙሩኩም ኣቦና አሰይይይይይ
@saral600
@saral600 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር አቦና👏👏👏🌹🌹🌹🌻🌻🌻
@banarahwa5346
@banarahwa5346 3 жыл бұрын
ዕልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና ኣቦና ኣብ ቤቱ የንብርኩም ብሩካት ኣሕዋት
@ሓግዘኒማርያምይቱብ
@ሓግዘኒማርያምይቱብ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና🍃 👏💐👏💐👏💐🍃💙💒😍🌹🙏♥💛♦
@fqridebresina4506
@fqridebresina4506 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር።
@sabakefela7678
@sabakefela7678 8 ай бұрын
🙏 ❤ amen
@እግዝብህርፍቅርነው
@እግዝብህርፍቅርነው 3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ዝመሬ መላእክት የስመዕልናናናናና እልልልልልልልልልልል
@michaelabedom3106
@michaelabedom3106 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዝሓልኩም ፣ ሓለዋን ኣማላድነትን ናይ ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩላትና ይኹን።
@selamselam2084
@selamselam2084 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩ ክብር ሓውና
@awethagos3985
@awethagos3985 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zimare melakti yesmalna 💒💒💒✝️✝️✝️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@merkebhadish6113
@merkebhadish6113 3 жыл бұрын
Zmare mealekt yesmealna. Kulu gize zsbeya zneberku mezmur. Egziabher nay agelglot zebenkum ybark. 🙏🙏🙏
@nebaynegasie6251
@nebaynegasie6251 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምውዓልና እግዝኣብሔር ዓድመን ጥዕናን ይሃብካ
@dawittekleab9118
@dawittekleab9118 3 жыл бұрын
zmare melaekt yesmealna
@ሰላምንትግራይRጓልገርዓል
@ሰላምንትግራይRጓልገርዓል 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር አቦና🕊🕊
@Fnotebrhan5417
@Fnotebrhan5417 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ረዲአት ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣይፈለየና አሜን
@asefashtekie1396
@asefashtekie1396 3 жыл бұрын
Ellllllllllllllllllllł Ellllllllllllllllllllł Ellllllllllllllllllllł keshi Tekle zmare kudusan yesmana
@Habenwedihadadim
@Habenwedihadadim 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna
@geni2251
@geni2251 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና✝️✝️
@AmAm-wo2pz
@AmAm-wo2pz 3 жыл бұрын
Amèn Amen amen
@እግዚኦኣድኅናለነብስየ
@እግዚኦኣድኅናለነብስየ 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘመን ይባርኽ በረኸት ቅዱስ ሚካኤል ካብ ዝርያኹም ኣይፈለ ኣሜን።
@መንከምእግዚአብሔር
@መንከምእግዚአብሔር 3 жыл бұрын
ኣሰይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና ቀሺ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ
@selamkokob675
@selamkokob675 3 жыл бұрын
Asey asey elllllllllllllll elllllllllllllll elllllllllllllll elllllllllllllll elllllllllllllll elllllllllllllll elllllllllllllll elllllllllllllll እንካዕ ኣብጸሐኩም ኣብጸሐና ክብራት ስድራ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ናብ ናይ ሊቀ መላእክት ቅድስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብር ባዓሉ ኣምላከ ቅድስ ሚካኤል ናይ ህጻን ባህራን ናይ ሞት ደብዳቤ ናብ መርዓ ዝቀየረ ናይቶም ፍቃድኡ እስርቤትን ኣብ ዓዲ ከይኖም ብጥምየትን ሕማምን ዝሳቀዩ ዘለው ህዝብና ናብ ራህዋን ሰላምን ይቀይረልና አሜን፫ መዝሙር ዳዊት 34 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁶ እዚ መስኪን እዚ ኣእወየ፣ እግዚኣብሄርውን ሰምዖ፣ ካብ ኵሉ ጸበባኡ ኣድሐኖ። ⁷ መልኣኽ እግዚኣብሄር ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሰፍር የናግፎም ከኣ እዩ። ⁸ እግዚኣብሄር ሰናይ ምዃኑ ጥዐሙን ርአዩን፣ ኣብኡ ዚውከል ሰብ ብጹእ እዩ። ⁹ ነቶም ዚፈርህዎ ገለ ኣይጐድሎምን እዩ እሞ፣ ኣቱም ቅዱሳኑ፣ ንእግዚኣብሄር ፍርህዎ። ኣምላከ ቅድስ ሚካኤል ብዘለናዬ ይሓልወና
@tmesganamlak3379
@tmesganamlak3379 3 жыл бұрын
Elllllll elllllll elllllll zmarie melakti yesmealna Egzabher amlak xegaeu yebzehalkum 🙏🙏🙏
@mhrettesfamariam1524
@mhrettesfamariam1524 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና 👏👏👏👏👏👏👏👏
@meharigebrekidan4329
@meharigebrekidan4329 3 жыл бұрын
Elellllllll elllllllllll elellllllll Amen amen amen zemar melaketi yasemalena
@YOS_YOH
@YOS_YOH 3 жыл бұрын
ኣቦና ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልናናና!!!
@ልበንጹሐፍጥርሊተእግዚኦ
@ልበንጹሐፍጥርሊተእግዚኦ 3 жыл бұрын
Elllllllllllll elllllllllllll elllllllllllll elllllllllllll Zmarie melakti yesmealna Abona Egzabher amlak xegaeu yebzehalkum nay zemen agolgulotkum ybarkelkum kemakum yebzehalna Medhanie alem. Bereketun teradaenetun ameladnetun nay liqe melakti Kudus Michael ms kulatna wulude timqet ykun Ruhus awdeamet ygberelna
@tsegatekle4957
@tsegatekle4957 3 жыл бұрын
ኣስይይይይይ እልልልልልልል ደስ ዝብል መዝሙር ኣቦይ ቕሺ መዝሙርኩም ደስ ንልቢ ዝትንክፍ ኣእጽምቲ ዘለምልም ኣዩ
@lwambeyene2777
@lwambeyene2777 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmar melakti yesmalna egziabher xega yebzh 🙏❤💒
@ye-q-yiorgis23-lij
@ye-q-yiorgis23-lij 3 жыл бұрын
ኣሠይይይይይይይይ🌺🌹⚘💐🌺🌹⚘💐🌹💐 ዕልልልልልልልልልልልልልል💐🌺🌹⚘🌷💐ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል💐🌷⚘🌹🌺 ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🌺🌹⚘🌷💐 ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ደስ ዝብል ዝማሬ እግዚኣብሔር ጸጋኡ ይብሓልኩም ኣቦና
@eyobdesale4830
@eyobdesale4830 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም
@weynihagos5835
@weynihagos5835 3 жыл бұрын
ኣሜን(3) ክቡር ኣባ ቐሽን ኣሰነይቲ መዘምራንንን እግዚኣብሄር በረኸትን ጸጋን የብዝሓልኩም።
@ferawinnie4996
@ferawinnie4996 3 жыл бұрын
amen amen amen amen
@fhwfd5492
@fhwfd5492 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰማዓልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@shweit7518
@shweit7518 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@adhanommebrihit2282
@adhanommebrihit2282 3 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmaelna aboy keshi
@arsemagerezgiher3985
@arsemagerezgiher3985 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmalna Egzabiher Amlak xega yebzh Abona 🙏🙏🙏
@mariammohammed7644
@mariammohammed7644 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የበዘሐልኩም አሜን🙏
@mebrhitfutsum7997
@mebrhitfutsum7997 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐና
@ድንግልማርያምአዶፍቅሪ
@ድንግልማርያምአዶፍቅሪ 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር አቦና
@kibromaraya1224
@kibromaraya1224 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@asteryohannes9307
@asteryohannes9307 3 жыл бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏
@kahasekahsay2643
@kahasekahsay2643 3 жыл бұрын
zmare melakti ysmealna egzabiher tsegeu ybzhalkum abona
@filmonhadgu994
@filmonhadgu994 2 жыл бұрын
2፡26best
@semhargerikiel1288
@semhargerikiel1288 3 жыл бұрын
Amen zimare meleakit yesemalina .
@akberetkidane6542
@akberetkidane6542 3 жыл бұрын
Ellllllllllllll❤🙏
@kahsumebrahtom8386
@kahsumebrahtom8386 3 жыл бұрын
Elllllll ellllll ellllllll
@mchotmahari7771
@mchotmahari7771 7 ай бұрын
ኣሜን(3)❤❤❤❤❤❤❤
@AzmeraKeshi-n3n
@AzmeraKeshi-n3n 2 ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@iloveyoumyfamily1789
@iloveyoumyfamily1789 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬመላአከቲ የሰምዕን 👏👏👏
@mehariyemane3289
@mehariyemane3289 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣቦና በረኸት ጾሎት ፈጣን ረዲኤት ናይ ሊቀ መላእክቲ ቁዱስ ሚካኤል ኣይፈለየና።
@weynihagos5835
@weynihagos5835 3 жыл бұрын
ኣሜን(3) ክቡር ኣባ ቐሽን ኣሰነይቲ መዘምራንንን እግዚኣብሄር በረኸትን ጸጋን የብዝሓልኩም።
@weynihagos5835
@weynihagos5835 3 жыл бұрын
ኣሜን(3) ክቡር ኣባ ቐሽን ኣሰነይቲ መዘምራንንን እግዚኣብሄር በረኸትን ጸጋን የብዝሓልኩም።
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
አዲስ መዝሙር "ጽዮንን ባሰብናት ጊዜ" መጋቤ ምሥጢር ሰሎሞን ተስፋዬ
10:05
Eritrean Tewahdo mezmur Dyaqon Enbakom(እዚ ቁርባን ክቡር ዩ "")
7:20
God is love(ኣምላኽ ፍቅሪ እዩ )
Рет қаралды 6 М.
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.