መፃወድያ ድራማ ክፋል 42 | Metsawedya Episode 42

  Рет қаралды 85,217

Lele Entertainment

Lele Entertainment

Күн бұрын

መፃወድያ ድራማ ክፋል 42 | Metsawedya Episode 42
መፃወድያ ድራማ
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika....
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.co...
Instagram: / lelemusika
#Metsawedya #TigrignaDrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Пікірлер: 302
@Henokghrimay
@Henokghrimay 4 жыл бұрын
እሰከ ንጎትሽ ዘፍቱ like ሃቡኒ ሰንበት አንድዩ ሉሚ ሕጎስ ከብል
@LoveYou-xb9hi
@LoveYou-xb9hi 4 жыл бұрын
ነዛ ጽሕፊት ተንብባ ዘለካ ዒይኒ ጸላኢካ ይደፊን ሰላምን ጥዕናን ነዓካ ይኩን ዝረገጺካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ይኩነልካ ኣብ ስደት ዘለኩም ክዓ ስደትኩም የሕፅሮ ዩቱብ ኣለኒ ሞ ዛ ሽመይ ብምንካእ Subscribe ግበሩኒ
@ራሂለቆንጆ
@ራሂለቆንጆ 4 жыл бұрын
ኣወዳት ደስ ዝብለኩም ሃምቦፍ እዩ ትብል ኣላ ሓፍትና ኣደይ ዝምርዐወካ ኣይትስእንን ትብለኒ ኔራ ይብል ሓውና ዝምርዐወኒ ኣይስእንን መዓት ኣዋልድ እኮ ኣለዋንካልኦትን ናይ መንገዲ ሕቶታት subscribe ተመቸወኩም ፍቑድ እዩ kzbin.info/www/bejne/joDLlmVvlpVnrMU
@galtigray6523
@galtigray6523 4 жыл бұрын
ናይ ጌቱሽ ኣድየቅቲ ግደፉ 👍👍ከይረገፅኹም ከይትሓልፉ🤔
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 4 жыл бұрын
#ፍትሒ አብ ስዑድ አብ እስርቤት ዝሳቀዩ ዘለው አሕዋትና ሓደ ብሓደ ይፍለዩና አለዉ ድምፂ ንኩኖም ፈጣሪ መዋፅኦ ይፍጠረልኩም😭😭😭
@tigrayadey7480
@tigrayadey7480 4 жыл бұрын
😢😢😢 tesfa hbam eco sik elom
@alialrefaie4801
@alialrefaie4801 4 жыл бұрын
ኣሜንን
@ራሂለቆንጆ
@ራሂለቆንጆ 4 жыл бұрын
ኣወዳት ደስ ዝብለኩም ሃምቦፍ እዩ ትብል ኣላ ሓፍትና ኣደይ ዝምርዐወካ ኣይትስእንን ትብለኒ ኔራ ይብል ሓውና ዝምርዐወኒ ኣይስእንን መዓት ኣዋልድ እኮ ኣለዋንካልኦትን ናይ መንገዲ ሕቶታት subscribe ተመቸወኩም ፍቑድ እዩ kzbin.info/www/bejne/joDLlmVvlpVnrMU
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 жыл бұрын
ትክክል ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ አይ ስደት
@ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
@ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 4 жыл бұрын
ብትክክል ፍትሒ ፍትሒ ንስደተኛታት ኣሕዋተይ😢😢😢😢
@Jonifetawiadiu
@Jonifetawiadiu 4 жыл бұрын
ኣብ ስደት ዘለና ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ ምድረ ሓበሻ ምስ ስድራና ኣታኣኻኽቦ ይፍጠረልና ሽኮሪናታት ⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️🕌🕌🕌🕌🕌🕌❤️❤️❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@ኣቢጓልወየንቲ
@ኣቢጓልወየንቲ 4 жыл бұрын
Amen(3)🙏🙏🙏🙏
@mentsolomon4998
@mentsolomon4998 4 жыл бұрын
አሜን አሜንአሜን
@gshgdudg2013
@gshgdudg2013 4 жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን
@ጓልስሓርቲለምለምግጀት
@ጓልስሓርቲለምለምግጀት 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ጓልወያነ
@ጓልወያነ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tube41
@tube41 4 жыл бұрын
ኣድነቕቲ መፃወድያ እስኪ ብ like ኣግርጭው
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 4 жыл бұрын
Mdnak zey kons helegn smieit eu Zeleni gn tamo ykon wetitka zeynwaha negr koynu nahtserwu bejakum anwug Abluw😍😍🥰🥰😍😍😍
@seyumhaile4711
@seyumhaile4711 4 жыл бұрын
ፍትሒ ኣብ ዝተፈላለዩ ሱዕድያ ተኣሲሮም ብርሃን ከሎ ዝፀልመቶም ኣሕዋትና በጃኩም ጥራይ ፍልሚ ምስራሕ ኣይኮነን ንወገን ዝበፅሖ ወገን እዩሞ ኩሉሙም ተዋሳእቲ ድምፂ ኩንሎም እና ሃየ ብልዎም ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ
@ሜሪጋልውቅሮገርዓልታ
@ሜሪጋልውቅሮገርዓልታ 4 жыл бұрын
ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን እንኳዕ 24 🙏⛪⛪💒💒ኣብፀሐኩም
@We-ub3dh
@We-ub3dh 4 жыл бұрын
አሜን አሜን ዝያዳይ
@ተሸጊራከይትህሉ
@ተሸጊራከይትህሉ 4 жыл бұрын
ሎሚ ኣሽኪዕኩምኒ፡ አንቋዕ ዳሓን መጺ ። ናይ ሎማዓንቲ ክፋል ካኣ ዚያዳ ትማሊ ጥዒማ ረኺበያ ። ኣጆኹም በርትዑ
@weldu8873
@weldu8873 4 жыл бұрын
ታማ ሓፂራ ንኡሽተይ ምወሰኹምላማ ክንደይ ደስ ምበለ እንካዕ ንአቡነ ተክልሀይማኖት ወርሓዊ በዓል አብፃሓኩም አብ ስደት ዘለና ብሰላም ናብ መሬት ዓድና የርግፀና አብ ስዑዲ እስርቤት ዘለው አሕዋትና እውን ፈጣሪ ይርዳአዮም ብሩኽ ሰንበት
@sooqugalasbehalale270
@sooqugalasbehalale270 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ።ግን ብዛዕባ ግዜ ኣይትናገሩ ግዜ ምዉሳክ ጥዬት ኮይኑ እዬ ዝሰሞዖም ይመሰለኒ።
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ወለላይ
@rahylrahyya1169
@rahylrahyya1169 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ፌብጓልዓድግራትጁንታ
@ፌብጓልዓድግራትጁንታ 4 жыл бұрын
ኣሜንን(3) ሰበይ
@uyrrffhjj4760
@uyrrffhjj4760 4 жыл бұрын
ኣብ መወደኣታ ማኣርግ ን ኤደን ክምርዓዋ ዩ ትብሉ like ሃቡኒ ኣነ ከሙኡ ይመስለኒ ኣሎ
@ሜሪጋልሃገረትግራይ
@ሜሪጋልሃገረትግራይ 4 жыл бұрын
ግድን
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበት ቋዕ ብሰላም መጻኹም ማዕርግ ኣጆኻ ልብኻ ርሱን እምኒ ኣእትወሉ 😀. ሲንግል ንቕድሚት 😀😁
@gsggsgsg6797
@gsggsgsg6797 4 жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@azebazeb5277
@azebazeb5277 4 жыл бұрын
አረ በጃካ ስንግል ስንግል አይትበል ከይስነነካ
@sooqugalasbehalale270
@sooqugalasbehalale270 4 жыл бұрын
ሰንግል ማለት ሰ ታይማለት እዬ
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 4 жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@ሜሪጓልኣክሱምፅዬን
@ሜሪጓልኣክሱምፅዬን 4 жыл бұрын
Wedi abeyti 😁😁🖐🖐
@bbbg4953
@bbbg4953 4 жыл бұрын
ዝኩላይ ተፀቢናስ ነዚኣ ኣታ ንእሹተን ግዜ እንዶ ወስኩላን ሓፂራ ኮ 👌እንኳዕ ናብ ኣብኖ ተክላሃይማኖት ወርሓዊ በዓል ብሰላም ኣብፀሐኩም🙏🙏🙏
@fajacskshakscske8626
@fajacskshakscske8626 4 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ዝያዳይ
@bbbg4953
@bbbg4953 4 жыл бұрын
@@fajacskshakscske8626 🙏🙏🙏❤
@ራሂለቆንጆ
@ራሂለቆንጆ 4 жыл бұрын
ኣወዳት ደስ ዝብለኩም ሃምቦፍ እዩ ትብል ኣላ ሓፍትና ኣደይ ዝምርዐወካ ኣይትስእንን ትብለኒ ኔራ ይብል ሓውና ዝምርዐወኒ ኣይስእንን መዓት ኣዋልድ እኮ ኣለዋንካልኦትን ናይ መንገዲ ሕቶታት subscribe ተመቸወኩም ፍቑድ እዩ kzbin.info/www/bejne/joDLlmVvlpVnrMU
@LoveYou-xb9hi
@LoveYou-xb9hi 4 жыл бұрын
ነዛ ጽሕፊት ተንብባ ዘለካ ዒይኒ ጸላኢካ ይደፊን ሰላምን ጥዕናን ነዓካ ይኩን ዝረገጺካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ይኩነልካ ኣብ ስደት ዘለኩም ክዓ ስደትኩም የሕፅሮ ዩቱብ ኣለኒ ሞ ዛ ሽመይ ብምንካእ Subscribe ግበሩኒ
@سميرهعسيري-ن4س
@سميرهعسيري-ن4س 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@desalegngebrihans5277
@desalegngebrihans5277 4 жыл бұрын
amenn
@hiwetg.medhin5292
@hiwetg.medhin5292 4 жыл бұрын
ኣሜንንንን
@ጓልስሓርቲለምለምግጀት
@ጓልስሓርቲለምለምግጀት 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤
@ራሂለቆንጆ
@ራሂለቆንጆ 4 жыл бұрын
ኣወዳት ደስ ዝብለኩም ሃምቦፍ እዩ ትብል ኣላ ሓፍትና ኣደይ ዝምርዐወካ ኣይትስእንን ትብለኒ ኔራ ይብል ሓውና ዝምርዐወኒ ኣይስእንን መዓት ኣዋልድ እኮ ኣለዋንካልኦትን ናይ መንገዲ ሕቶታት subscribe ተመቸወኩም ፍቑድ እዩ kzbin.info/www/bejne/joDLlmVvlpVnrMU
@alexmikael1027
@alexmikael1027 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ኣድይ ክመይ ፍትው ከም ዘብልኩም በቢዘለናዮ ሰላም ግዜ ይግበርልና 🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️
@fajacskshakscske8626
@fajacskshakscske8626 4 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን
@uyweqwer9063
@uyweqwer9063 4 жыл бұрын
ኣሜን (3)🙏🙏🙏🌹❤
@ntshtibrhane5477
@ntshtibrhane5477 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ አዩ የሕዋተይ ብልቢ አየ ድፈትወኩም ግን ድማ ሓጺራ ተትውስኩላ ክንደይ ግርም ነሩ ካብ ሓፍትኩም ጋል ኤረ
@kingzidu4226
@kingzidu4226 4 жыл бұрын
ኣይ አረ በጃኹም ቀልጢፍኩም ስደዱልና ትፅቢት ቀቲልኩምና ግን ስለ ዝናፍቀኩም እዩ እምበር ይርደኣኒ እዩ ክንደየናይ ድካም ከም ዘለዎ ኣጆኩም ቀፅልዎ ደቂ ዓደይ
@ይንገሰጠዓመወዲዛዕና
@ይንገሰጠዓመወዲዛዕና 4 жыл бұрын
ተካታተልቲ መፃወድያ ፈትዋት ተጋሩ እስኪ like ብምሃብ ነተባበዕዮም አብ ላዕሊ ዘላ like ነሃቦም ::
@ኣስቱጓልቶምጀጋኑትግራይን
@ኣስቱጓልቶምጀጋኑትግራይን 4 жыл бұрын
ን ገይቱሽ ዝፎቲ Like 💘
@gsggsgsg6797
@gsggsgsg6797 4 жыл бұрын
መዓረገይ አይዞካ ዋ ፍቅሪ ከምዚ ድዩ ዝገብር እዋይ ከየፍቀርናኮ ፈሪሕና😢😭😭
@ሜሪጋልሃገረትግራይ
@ሜሪጋልሃገረትግራይ 4 жыл бұрын
ኣነለ ክክክክክ
@gsggsgsg6797
@gsggsgsg6797 4 жыл бұрын
@@ሜሪጋልሃገረትግራይ አይዞኪ ስከ ወይ ጉድ ፍቅሪ ሕሱም😂😂😂
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 жыл бұрын
ዲስ ላይክ ትገብሩ ኣብዚ ባ ሑሙማት ክትኮኑ ኣለኩም😳😳ግዳ ዌል ዳ መፃወድያ ሓባይብ ክፈትወኩም ማዓት እኮ እየ ተዋሳእትኩም ኩኑ ተከታተልትኩም እማሰይይይይይይይይ💋💋💋💋💋💋💋💋💋ግን ላይክ ከኣ 👍👍👍👍ግጨውኒ
@ሸዊትኣክሱም
@ሸዊትኣክሱም 4 жыл бұрын
ንጎይቶኦም ዝቦልዑ ክንደይይ ባንዳታት እዮም ዝነዉ ኡእእእእ በሉ ቡሩኳተይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ሩሑስ ሰንበት ይግበረልና።
@ፌብጓልዓድግራትጁንታ
@ፌብጓልዓድግራትጁንታ 4 жыл бұрын
ክክክክክክክ
@monlez9028
@monlez9028 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል በርትዑ ተጋሩዋይ ❤️❤️💛💛💛🌹🌹🌹🌹🌹😘😘😘😘😘😘
@ማንታፍቅርይስጠኝ
@ማንታፍቅርይስጠኝ 4 жыл бұрын
እንቋዕ ዳሓን መፃኩም ቡሉፃተና ናይና ናትግራይና😘😘💋💋💋💋💋💋
@mentsolomon4998
@mentsolomon4998 4 жыл бұрын
ናይ ምሕረት አከዳድና ከፅለአካ
@mentsolomon4998
@mentsolomon4998 4 жыл бұрын
እንዃዕ ዳሓን መፃእኳም ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ደቂዓባይ ትግራይ ኣብ ዘሃለኩም ሃሊኩም ተክለሃይማኖት ባዓሉ ያሓልወና
@ደላዪሰላምኢየ
@ደላዪሰላምኢየ 4 жыл бұрын
wellcome ብሩካተይይይ ኣታ ኣነስ ነዚ ጎይትኦም ዝብሃል ክፈትዎ ግን ቁሩብ ትሓጽር ኣላ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
መፃወድያ ምርፂ ሰባት ብሓቂ ምሩፃት ተዋነይቲ እዚ ድራማ ኣሎ ካብ ዝባሃል ምሩፅ ድራማ እዩ ብሓቂ ዘንቅሕ ዘምህር ሓሪፍ ድራማ እዩ ምቁራተይ ቐልሉ ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ብድሓን ምፁ ደቂ ዓበይቲ ማዓር ወለላ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗😗😗😗😗😗😗😗😗😗😗🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾
@ggvh1477
@ggvh1477 4 жыл бұрын
እስኪይ እንቃዕ ደስ በለኪይ በልኒይ ናይዙ ክሉ ዓመት ሃረርታይ ተሳኪዕለይ ኣሎ ጠኒሰ ኣለኩ
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 жыл бұрын
እኻዕ ዳሓን መጻእኩም እዳ መጻወድያ ትጠፍኡ ኣለኩም ኣይትጥፉኡና እባ ቂ ትግራይ ጽቡቃት ሓፍትኩም ጋል ኤረይ
@abilove3164
@abilove3164 4 жыл бұрын
ዳመፃወድያ ካባኹም ተስፋ ንገብር ኢና በይዛኹም ፍትሒ ንወገናትና ሓዋትና ይሃልቅለዉ 😭😭😭ኣብ ስደት ዘለዉ ኣሕዋትና pelis ፍትሒ
@filimongebrelibanos7349
@filimongebrelibanos7349 4 жыл бұрын
ደቂ ዓባይ ትግራይ ኣገናዕ ኣገናዕ። ጀጋኑ ኢለኩም ኣለኩ
@ظبتبتيميوييخانيي
@ظبتبتيميوييخانيي 4 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃኩሙ ክብራት አሕዋት አምላክ ምሳኩሙ ይኩን አብስደት አዚተፋለለየ ማኢስርቲ እንየዉ ገለበሉ አሕዋት ብብፅባሕ የመት እለዉ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ በይዛኩሙ
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 4 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድራማ እዩ
@ራሄል-ቀ6የ
@ራሄል-ቀ6የ 4 жыл бұрын
Zefetwa film metswedia welkome shikorinatate
@hiwihiwi5713
@hiwihiwi5713 4 жыл бұрын
እንዃዕ ብደሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ፅሩያት ደስ በሃሊ ቀፅልሉ💕💕💕💛💛💛💕💕💕👍👍
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 жыл бұрын
ጌትሽ ተባዕታይ ነብሪ አነስ ክፈትወካ መዓትየ 💖❤💛❤❤❤❤❤
@ሜሪጋልሃገረትግራይ
@ሜሪጋልሃገረትግራይ 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሓላል መሬት እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
@እግዝኣብሔርሓላውየይዩ
@እግዝኣብሔርሓላውየይዩ 4 жыл бұрын
ንፉዓት ቀፅልዎ ሽኮራት ። ኣብ ስደት እሞ ካኣ እሱርቤት ዝሳቀዩ ዘለው ኣሓትኩም ካኣ ኣይትረስዕዎም በጃኩም ድምፂ ኩንዎም 😥ኣብ ዓዲ ዘሎ መንእሰይ እዩ ድምፁ ዝስማዕ
@ራሄልጓልገርዓልታ
@ራሄልጓልገርዓልታ 4 жыл бұрын
ዌል ደቂ ትግራይ ተናፈቅቲ እንኳዕ ዳሓን መጻእኩምም 💘💘💘💘💘💘💘
@selamse4654
@selamse4654 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ዝፈትወኩምን ዘሕብረኩምን ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ሰናይ ሰንበት ይግበረልኩም ሙቁራተይ
@ራሂለቆንጆ
@ራሂለቆንጆ 4 жыл бұрын
ኣወዳት ደስ ዝብለኩም ሃምቦፍ እዩ ትብል ኣላ ሓፍትና ኣደይ ዝምርዐወካ ኣይትስእንን ትብለኒ ኔራ ይብል ሓውና ዝምርዐወኒ ኣይስእንን መዓት ኣዋልድ እኮ ኣለዋንካልኦትን ናይ መንገዲ ሕቶታት subscribe ተመቸወኩም ፍቑድ እዩ kzbin.info/www/bejne/joDLlmVvlpVnrMU
@gelilagaltigray345
@gelilagaltigray345 4 жыл бұрын
Amen selu shikor
@ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ
@ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ 4 жыл бұрын
ፍትሒ ሰብ እናሃለየ ሰብ ዝሳአኑ ዕሸላት ተጋሩ😢መሬት ብገፉሑ ዝፀቦቦም ኣሕዋትና በዛኩም ድምፂ ንኩኖም ፆሎት ንግበረሎም😢 ኣሕዋተይ ማዓረይ አብ እስሪቤት ዘለኩም ጭንቁኩም ጭንቅና እዩ አምላክ መዉፂእ ይፍጠረልኩም መሬት ዓዱኩም የሩግፁኩም🙏
@senaytgebretsadkan214
@senaytgebretsadkan214 2 жыл бұрын
ናዛናጉዑ ዘሙሁሩካ መፃዎድያ ሹኮራት ዶክተር ዛይድ ኤዱ ሹዋይ 💛❤ ምሕረተ 💋
@ትግራይዓደይወርቂትግራይዓ
@ትግራይዓደይወርቂትግራይዓ 4 жыл бұрын
ብሓቂ መፃወድያ ጣንከራታት ኢኩም እሞ ቀፅልሉ
@bbdvdwbdb7060
@bbdvdwbdb7060 4 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃኩም 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@roozroozy6793
@roozroozy6793 4 жыл бұрын
ብስሩለስ ስምለ መርፅኹምላ እኹም ብሓቂ መፃውድያ ሰሙን ስሙን ላትፃውድና
@SadorFilms
@SadorFilms 4 жыл бұрын
ጌትሽ ራእሳን ፣ ናይብሓቂ ትግራዋይ። (ክመይ ዲና ንሕና)
@helensyum7724
@helensyum7724 4 жыл бұрын
እንካዕ በሰላም መፃኩም ኩቡራተይ ደቂ ትግራይ ሓላለት። ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅልሉ ጀጋኑ እና ሓደ ነገር ክነቅፈኩም ምስ ይቅርታ አዛ ምሕረት ኮይና ትዋሳእ ዘላ ታይ ክዳኑ ኢያ ተካዲና ዘላ እንየካ ኩፍእ ምርኣይ ኣብ ቀፃሊ ኣመሓይሽዮ እና ይቅርታ ናበልኩ እየ ማራ ሕማቅ ሰለዝተሰመዐኒ እዩ ኣይባህልናይ
@We-ub3dh
@We-ub3dh 4 жыл бұрын
እንካዕ ብስላም መፅካም ደቃ ሓላለ መሬት ብጅካም አሕውትክም የመቶ አለዎ አብ የመን ን ሳዕዳን ዝለዋ አሕውትን ድምፅ ክንን ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 4 жыл бұрын
🙎ቀዲመኩም ተጋሩዋኒ 😍ሓጎስ ደቂ ሰባት ዘሐጉሰኩም ዘይሓሰብክምዎ ሽሻይ ሓጎስ ይፈጠረልኩም 👆ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለኻ/ኪ ፀላኢ ዓንኹም ይፍሰስ በረከት ረዲኤት አቡነ ተክለሃይማኖት አይፈለይኩም ስደትኩም ሓፂሩ ገፅ ትፈትዉዎም ስድራኹም የሪኢኹም🙏 አሕዋት አስ አብዛዓለም ዘጨንቀኒ ነገር እንተልዩ ከተነሳህኩ ከይሞት 😢እዮም ፍትሒ ንኡሱራት 👆👇ንየመን ፡ሱዑዲ ዘለዉ ፡መናአሰይ ተጋሩ ሰብ ዶ የለን ሰብ👉👉 ዝኾኖም አሕዋትና 👆👆ፍትሒ ነሕዋትና ትብሉ ደቂ ሰባት like ረጊፅኩም ሕለፉ😢😢😢😢😢
@gshgdudg2013
@gshgdudg2013 4 жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ዝያደይ
@fajacskshakscske8626
@fajacskshakscske8626 4 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ዝያዳይ
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 4 жыл бұрын
@@gshgdudg2013 አሜን አሜን አሜን ምቅርተይ
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 4 жыл бұрын
@@fajacskshakscske8626 አሜንንንንን(3)መቅርተይ
@ራሂለቆንጆ
@ራሂለቆንጆ 4 жыл бұрын
ኣወዳት ደስ ዝብለኩም ሃምቦፍ እዩ ትብል ኣላ ሓፍትና ኣደይ ዝምርዐወካ ኣይትስእንን ትብለኒ ኔራ ይብል ሓውና ዝምርዐወኒ ኣይስእንን መዓት ኣዋልድ እኮ ኣለዋንካልኦትን ናይ መንገዲ ሕቶታት subscribe ተመቸወኩም ፍቑድ እዩ kzbin.info/www/bejne/joDLlmVvlpVnrMU
@hcchffc253
@hcchffc253 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፍቁራተይ💞💞
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ተጋሩ ዓይነይ እንዃዕ ደሓን መፃኹም
@Mili4239
@Mili4239 2 жыл бұрын
ጌትሸይ የኔ ጅግና ቀፅልሉ
@liligalitigray4169
@liligalitigray4169 4 жыл бұрын
ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን ትፅቢት ሓይሉና ከመይ ዲየ ዝፍቱወኩም አቱም ጀጋኑ
@ፌብጓልዓድግራትጁንታ
@ፌብጓልዓድግራትጁንታ 4 жыл бұрын
እንኳን ደሓን መጸኩም ደቂ ትግሪ ነዛ ጽሕፊት ተንብባ ዘለኩም ወፍሪኩም እተው ኣሕወተይ❤❤❤❤
@finfinie
@finfinie 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጳእኹም ደቂ ትግራይ ኩሑሎ አብስራሕኹም አሳልጦ አብ ሂወይትኩም ጥዓና ይምነየልኩም
@kidengelmuauzas9367
@kidengelmuauzas9367 4 жыл бұрын
አንቁዕ ዳሓን መፃኩም ደቀ ትግራይ ኩሕሉ
@zd6493
@zd6493 4 жыл бұрын
ውይውይ፣ገይትሸይ፣ልበይ፣ጠልጥል፣ኢላ፣ኣይዞካ፣ከይትትሓዝ፣ኡፍፍፍ፣ናይበሓቂ፣መሲሉ፣ተሰሚዑኒ፣ልማነኛው፣ኣክተር፣ኣይመትን፣ካብ፣ቡዙሕ፣ፈተና፣ሓሊፍ፣ተዓዋቲ፣እዩእና፣ኩሉኩም፣ናይዛ፣ፊልሚ፣ተዋሳእቲ፣ኣዝየእየ፣ዝፈትወኩምን፣ዘድንቀኩምን፣ኣይዞኩም፣በርትዑ።
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 4 жыл бұрын
Well come ትግራይ ዓደይ 👍💚💛❤️💋💋💋
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 жыл бұрын
ስላም ስላም ደቂ ወያነት ተጋሩ ጀጋኑ
@ትግራይንዘላኣለምትንበር
@ትግራይንዘላኣለምትንበር 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ዓደይ ከመይ ከመይ ዲኩም ጀጋኑ ግን ደቂቃ ወስኩ ብምቅፃል l LOVE YUO
@fikrebrhane7002
@fikrebrhane7002 4 жыл бұрын
እዋይ ፊልሚ ደስስስስስ ባሃሊ ገለ ሰብ ከዓ ፈትየ ኣለኹ
@فطومهالشاطري
@فطومهالشاطري 4 жыл бұрын
ናዓይ ዶ ተከውን ክክክ
@rdfccgvcb8304
@rdfccgvcb8304 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ ከመይ ድየ ፍትው ዘብለኩም ትግራወቲ መኳነይ ብጣዓሚ እዩ ሓበን ዝስመዓኒ ኣነስ ዶሞ ኣብ እስርቤትን ዘለው ኣሕዋትና በጃኩም ንስማዓዮም በጃኩም ኣሕዋት
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 4 жыл бұрын
Welcome back deqi abyti. Please don't be came late.
@samrwetzeru4336
@samrwetzeru4336 4 жыл бұрын
ጌትሸ ጀግና መቸም አይትታሓዘሎምን ክክክክክክክ አታ ፈሪሐ ሞይተ ነይረ
@ሸዊትጓልሃገርትግራይ
@ሸዊትጓልሃገርትግራይ 4 жыл бұрын
ሙቁሪት እንኳዕ ብስላም መፃኩም ዓይኒ ፀሊአኩም ይደፈና
@liliyegaldebrit7529
@liliyegaldebrit7529 2 жыл бұрын
Btaemi des ybl tegarway ketllu 💊💊💊💊💊❤❤❤
@gvbhb3798
@gvbhb3798 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፄእኩም ተጋሩዋኒ🥰🥰🥰
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
እዋ ኤዱዬ ዘይፈለጥክዮ ክንደይ ጉድ ኣለኪ ምስኪኒተይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@نجستينجستي
@نجستينجستي 4 жыл бұрын
ሮዳሰይ ሽኮር ንጌትሽ ከይትለቅዮ ዝፍቀር ወዲ እዩ ናይ ብሓቂ
@ኾኾብዕባይዓጋመ
@ኾኾብዕባይዓጋመ 4 жыл бұрын
ገይትሸይ ፍቅሪ ናይ ሕማመይ ከመይ ድካ ተሐጉሰኒ መሐጎሰይ yaኣኪ ኣንውሕ ባ ኣብልዎ ይንእስ ኣሎ
@tigrayadey8932
@tigrayadey8932 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሽኮራት ብጣዕሚ እያ ገራሚትን ማሃሪትን እዛ ፊልም ግን እናዘንጋዕኩምና እውን ግዜ አናሓጸረት እዚአን ተዝስተካከላ ምስ ይቅርታ 🌹👍
@ይንገሰጠዓመወዲዛዕና
@ይንገሰጠዓመወዲዛዕና 4 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ጀጋኑና
@galtigray7593
@galtigray7593 4 жыл бұрын
አስቲ ንጎትሽ ሽፎቱ like ሃቡኒ ደቂ ትግራይ ደቅዛ ሓላል ትግራይ
@senaytgebretsadkan214
@senaytgebretsadkan214 2 жыл бұрын
ክክክ ኣቶ ሹዋየ ሩጉም ኤደን ጋልኩም ተቱኮን እኮ ከምኣ እይምገበሩኩሙን ቡዙኮን ክፈቱዎኩም ማዓት እየ ተጋሩዋይ ❤💛 መመሊሰ ሪኤ ዘይፀግባ ድራማ 💛
@fifigalkigeiejj8802
@fifigalkigeiejj8802 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ማዓረይ እንካዕ ዳሓን መፃእኩም
@haftomgerey5925
@haftomgerey5925 4 жыл бұрын
Good I am mestiawedya Love you tugray
@azebnegash3459
@azebnegash3459 4 жыл бұрын
Deki abay tigray Ajekum kemiu belu 💪💪💪💪❤❤❤👈
@yggs5621
@yggs5621 4 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ አድናቂትኩም እየ ሽኮሪናታት
@ዮርዲጓልወየንቲ
@ዮርዲጓልወየንቲ 4 жыл бұрын
ኣነስ ኪሮስ ኻብደይ ክበልዐኒ ኾሙኡውን ሸዊት ደሞ ጎይቱሽ ማሕተራማ ሙቁራት ደቂ ትግራይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@dassdgast8738
@dassdgast8738 2 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ዓደይ ኣንካዕ በዳሓን መፃእኩም🥰🙏
@sailkbehavelike8696
@sailkbehavelike8696 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዚዕግኩም ኣይትደንጉዩ
@tittit5401
@tittit5401 4 жыл бұрын
Welcame ብርሃን ገፆም ኣጆካ መዓርግ እምኒ ኣእትወላ ከብድካ ሚሒር ካብ ምምቃራ ትሓፅረኒ ላ ደቃይቅ ውስክ ተትብሉላ ብዝተረፈ ቀዳመይቲ ኩሉ ጽቡቅ።
@NebiLand-y7l
@NebiLand-y7l 4 жыл бұрын
ኡንካዕ ዳሓን መፃኩም ነዛ ኮሞንት ተንብብ ዘላካ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ኣብ ስደት ዘለዉ ዘተኣሰሩ በጃኩም ገለ መፍትሒ ኣደናዩሎም
@freytsegay5083
@freytsegay5083 4 жыл бұрын
ንጌቱሽ ዝፈቱ like
@abrahamdesta6231
@abrahamdesta6231 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም።
@temesgentekle3826
@temesgentekle3826 4 жыл бұрын
ጎይቶኦም ተሂዞሙካ መቐረት የብላን እዛ ፊሊም
@ybrahwelday6693
@ybrahwelday6693 4 жыл бұрын
well come deki tgray ayzekum
@ማርያምኣዶጎይታ
@ማርያምኣዶጎይታ 4 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ጀጋኑ ግን በጃካትኩም ኣብ ስቃይ ዘለዉ ኣሕዋትና እባ ፍትሒ ፍትሒ በጃኩም እንዶ ዝግበር ግበሩ እሕዋትና እናሃለቁ ትም ኣይንበል በጃካትኩም
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም
@dgjsfhj8669
@dgjsfhj8669 3 жыл бұрын
ዋይ ፍቕር ሕሱም ማዕረገይ ኣጆኻ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ጌቾ ቆቋሕ ንብሪ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ሚጣፈቃርነቡኣ
@ሚጣፈቃርነቡኣ 2 жыл бұрын
ደቂ ሃገረ ትግራይ ላቭዩ ሞር ይኣኽ ጀጋኑ💜🥰💚
@فرحمحمد-ي8ن2ب
@فرحمحمد-ي8ن2ب 2 жыл бұрын
ተጋሩዋይ💘💘💘💘💘💘
@ህጅእጅህርትጅኡፍክእፍጅይ
@ህጅእጅህርትጅኡፍክእፍጅይ 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይ ምቁራተይ❤️❤️❤️❤️
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ 4 жыл бұрын
ክብራት ተከታተልቲ መፃወድያ ድራማ ሰብስክራይብ ግበሩኒ ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መዝሙራት ክትሰምዑ እትደልዩ please አተባብዑና ተሓባቢርና ቓንቓና ነዕቢ!!
@kndahaftitsegay4661
@kndahaftitsegay4661 4 жыл бұрын
ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ኣብ ችግርን ፀበባን ዘለው ስደተኛታት ኣሓትና ኣብ የመንን ስዕዲ ዓረብ ዝርከቡ
@ክንዴጋልሃገረትግራይ
@ክንዴጋልሃገረትግራይ 4 жыл бұрын
ጌቱሽ ክፈትወካ💖💕💕
@fhhfvvhf8735
@fhhfvvhf8735 4 жыл бұрын
ማኣርግ ኣሕዚኑኑኒ ኣነስ
@ሸዊየተዋህዶልጅ
@ሸዊየተዋህዶልጅ 4 жыл бұрын
ኣነ ከኣ ምሕረት ማራ ኣሕዚናትኒ ነዲኣ ክትብል ኡፍፍ
@ትግራይንዘላኣለምትንበር
@ትግራይንዘላኣለምትንበር 4 жыл бұрын
Halalateyyyy🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💯💯💯💯👌👌👌👌👌
@rfgtf2576
@rfgtf2576 3 жыл бұрын
ገትሽ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ኮኪጋልትግራይ
@ኮኪጋልትግራይ 2 жыл бұрын
Goytsheyyyyyy anbesa eeuyyy anes afkireka
መፃወድያ ድራማ ክፋል 43 | Metsawedya Episode 43
21:46
Lele Entertainment
Рет қаралды 83 М.
مسلسل جواهر الحلقة 9
37:39
مسلسل جواهر
Рет қаралды 67
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 42 МЛН
DID A VAMPIRE BECOME A DOG FOR A HUMAN? 😳😳😳
00:56
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 9 МЛН
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 8 МЛН
መፃወድያ ድራማ ክፋል 44 | Metsawedya Episode 44
23:43
Lele Entertainment
Рет қаралды 101 М.
Ethiopia: እነ እገሌ ሙሉ ፊልም - Full Amharic Movie 2023
1:27:58
Yam Habesha Entertainment
Рет қаралды 1,7 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 42 МЛН