No video

ማእኸል መሐገዚ አረጋውያን፡ሕሙማት አእምሮን ህጻናትን ፍሬምናጦስ ቻሪቲ ብTigrai Tv ዝቐረበ ናይ ብዙሐት ሕቶ ዝመለሰ መሐብሐቢ ማእከል፡

  Рет қаралды 2,495

Aba Samuel Weldeselama

Aba Samuel Weldeselama

Күн бұрын

ብአባ ሳሙኤል ወልደሰላማን ብአባ ገብረመድህን በርሀን ዝተመስረተ መሐብሐቢ ማእኸል''ሰናይ ተግባር ናይ ሰማይ ስንቂ እዩ ንስዓቦ'' ዝወደቐ ሰብ ምልዓል ናይ ሰናይ ሰብ ሰናይ ድልየት እዩ።

Пікірлер: 33
@user-dh8qs9lw7o
@user-dh8qs9lw7o 3 жыл бұрын
ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 3 жыл бұрын
አሰይይይይ እፍፍፍፍ ተመስገን ኣምላኽ ናዓኹም ዝሃበና ኣቦታትና እግዚአብሔር አምላኽ ብዕድመ ብጥዕና ንሓልወልና ከማኩም የብዘሐልና ዕድመ ማቱሳላ ይሃብኩም ኣምላኽየሰ ሰናይ ንምግባር ልቢ ዓድለኒ😥🤲💒✝️
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ኣቦታትና ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏❤❤❤🎉
@user-mw7of3sj8x
@user-mw7of3sj8x 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦታትና ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም
@dfdf851
@dfdf851 3 жыл бұрын
ኦ""እግዚአብሄር አቦይ ናብዚ ሰናይ ስራሕ ኢደይ ንኽዝርግሕ እግዚአብሄር አምላኽ ብፀጋኻ ሓግዘኒ ቁዱስ ፍቃድኻ ይኹን👏👏👏
@solomonselama8103
@solomonselama8103 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን እግዚኣብሄር ነዚ ሰናይ ሓቀኛ ናይ ተዋህድ ስራሕ ክንርኢ ዝብቀዓና። ነዚ ሰናይ ነገር ዝደኽሙ ዘለው ኣቦታትና ድማ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ብጸጋ የንብረልና። በረኸቶም ይሕደረና። ነዚ ሰናይ ተግባር ኩልና ህዝበ ክርስትያን ክንስዕቦ ይግባእ ።
@user-ex1ig5su6j
@user-ex1ig5su6j 5 жыл бұрын
ዋው ንቡዙሕ ዘመናት አብ ምድረ አግአዝያን ንምነዮን ንፅበዮን ዝነበርና ሰናይ ተግባር።አቦታትና አባ ሳሙኤልን አባ ገብረመድህንን ብዙሕ ክትሰርሑ አምላኽ ዕድመ ይሃብኩም
@user-oy7mo5iy9o
@user-oy7mo5iy9o 4 жыл бұрын
ኣሰይ ኣምላክ ይሓግዝኩም
@lemlemchanal2195
@lemlemchanal2195 Жыл бұрын
አሰይይይይይይይይ አፍፍፍፍፍፍ ተመስገን ኣምላክ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ብፀጋ የንብረልና
@TeheshMahari
@TeheshMahari 6 ай бұрын
ኣቦታትና እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓቂ እቱ ቃል እግዚአብሔር ብተግባር ትነብርዎ ኣለኩም እሞ ንሕና እውን ኣሰርኩም ክንስዕብ ይሓግዘና ❤👏❤
@user-mi3oe8ye7n
@user-mi3oe8ye7n 2 жыл бұрын
ነዊሕ እድመን ጥናንን ይሃኩም ኣቦታና ደስስ ዝብል ስራሕ
@degneshkidanu355
@degneshkidanu355 6 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዒናን ይኻብኹም አቦታትና ሙሉእ ንሑሙማን ወገናትና እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምቶም ድሒኖም ፅባሕ ፅቡቅ ንምስራሕ ክበቅዑ እግዚአብሔር ይሓግዞም
@salamsalam4047
@salamsalam4047 3 жыл бұрын
ኣምልክምስክምይኽን
@user-yc2hi5dx7y
@user-yc2hi5dx7y 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አቦታትና አግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኹም ፀጉኡ ያብዘሐልኹም
@tsrtyhaylu964
@tsrtyhaylu964 3 жыл бұрын
ዕድመን ጢዕናን ይሃብኩም ኣበትና
@user-oy7mo5iy9o
@user-oy7mo5iy9o 4 жыл бұрын
ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-gj1sk4qq9f
@user-gj1sk4qq9f 4 жыл бұрын
አቦታትና እግዚገብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@user-ho6px5lg4v
@user-ho6px5lg4v 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይይ ኣምላክ ኣቦይ ገና ብዙሕ ክትሰርሑ ኢኩም ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
@user-so3wp7gk4z
@user-so3wp7gk4z 5 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ኣባ ሰላማ ጀጋኑ ኣቦታት እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኩን
@makda5344
@makda5344 5 жыл бұрын
ኣቦታትና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩን
@samuelfreselama3367
@samuelfreselama3367 5 жыл бұрын
Fre riena abotatna bhaqi niwengel blsanomn btegbarn yemhuruna alewu Egziabiher amlakh aserkum knikhtel tsegiu yehdirelna
@freabaselama5982
@freabaselama5982 5 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna Abona Egzabiher amlak edmen teana yhabukum Abotatna
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 5 жыл бұрын
ኣሜን 3 ናይ ባሓቂ ናይ ፍቅሪ ኣቦታት እዮም ሰለ ዝወደቀ ወገንካ ምልዓል ካብተን 6 ቃለተ ወንጌል እዩ ደስ ዝብል ስራሕ ሃዋራያት እዩ እዚ ኩሉ ሰብ ኣብዚ ዓለም ምጽዩ እዩ ከይዱ እዩ ስለዚ መጺካ ከለካ ገለ ጌርካ ምሕላፍ እዩ እሞ ነዞም ኣቦታት ኩሉ ሰብ ኣብ ጎኖም ኮይኑ ኣጆኩም ክብሎም ኣለዎ ክብሪ ን እግዚኣብሄር ክብሪ ን ድንግል ማርያም ክብሪ ን ኣቡነ ሰላማ ይኩን ።
@abbaantoniosaboy2077
@abbaantoniosaboy2077 5 жыл бұрын
Amen Amennnnnnn Amennnnnnn Abotatna qalhiwet yasemaln bereketkumu yhdereni
@user-gh5gq1xu8o
@user-gh5gq1xu8o 5 жыл бұрын
አሜን አባ ቃል ህይወት ያሰማልን
@abbaantoniosaboy2077
@abbaantoniosaboy2077 5 жыл бұрын
Nezi senay tegbar kulna hzbe krstyan abnet knwesdon kulna kenbaratomn alena
@stellababe527
@stellababe527 5 жыл бұрын
Ajokum amlak kihgzrkum etu ab gonukum dema alena
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 48 МЛН
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 39 МЛН
小蚂蚁被感动了!火影忍者 #佐助 #家庭
00:54
火影忍者一家
Рет қаралды 53 МЛН
Box jumping challenge, who stepped on the trap? #FunnyFamily #PartyGames
00:31
Family Games Media
Рет қаралды 30 МЛН
Mohammad bin Salman: Prince With Two Faces
54:00
Show Me the World
Рет қаралды 3,4 МЛН
🛑 1ይ,ክፋል '' መንገድታት ንስሃ ''
21:25
Aba Samuel Weldeselama
Рет қаралды 1,3 М.
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 48 МЛН