ናይ ምዝራብ ናጽነት!

  Рет қаралды 142,369

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 1 100
@dawitabay4932
@dawitabay4932 5 жыл бұрын
ካብ ሎሚ ጀሚረ ክዛረብ እንተዘይጀሚረ ጡፍ በሉለይ
@yesabhabteab1680
@yesabhabteab1680 5 жыл бұрын
Kkkkkkkk wala aneeee
@mahzelnatv5337
@mahzelnatv5337 5 жыл бұрын
ክክክክክክክ ንርኢ
@yesorno7631
@yesorno7631 5 жыл бұрын
😁😁😁😁😁👍🌹
@yemanetesfazghi6592
@yemanetesfazghi6592 5 жыл бұрын
🎤
@rezenetesfagebriel5414
@rezenetesfagebriel5414 5 жыл бұрын
David pall kkkkkk xnah anta --------
@alaybeyene8034
@alaybeyene8034 5 жыл бұрын
Finally! A genius young guy exposed to KZbin after decades. I believe that you can change the young generation with your powerful and motivational speech. Keep it up and go forward with this wonderful job. Thank you Dani!
@tesfaldetberhe2034
@tesfaldetberhe2034 5 жыл бұрын
ብኸመይ ክገልጸካ ተሸግረ በሊሕ መንሰይ ብሓቂ ጅግና
@bekitgirmay9953
@bekitgirmay9953 4 жыл бұрын
አዚ ወዲ ሎሚ አየ ሰሚዐዮ ብታዕሚ ከኣ ኣድኒቀዮ ናይ ብሓቂ ብነሽነሽ ጸሚሙ ዝነብረ ሰብ ለዉጢ ኣምጺካሉ ጎነይ ኣጆካ ብልሕካ ብዙሕ ስብ ክልዉጥ አዩ።
@habtomteklemariam490
@habtomteklemariam490 4 жыл бұрын
Azika belh menesey eka edme yhabka nfue kexlo
@hiermonkflay3449
@hiermonkflay3449 4 жыл бұрын
z hawey ezi seb mneeas tray eyu hailu we know we r beginners in art so what we need is motivation not underestimation
@ፍቅሪኦሪይት
@ፍቅሪኦሪይት 4 жыл бұрын
ብሓቂ ንኡድ ኣጆካ ✅
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዘደንቅ ሓሳባት እዩ ከምዚ ከማኻ ኢዮም ተሳኢኖም ዘለዉ ግን ንሲኻ ከ ካብ ዉሽጥኻ እተቅርቦም ዘለኻ ሓሳባት ድዮም ወላስ ንህዝቢ ንኽትስሕብ እጥጥቀመሎም ዘለኻ ጥዑማት ቃላት እዮም ኣነ ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ጹቡቆይ እዞም ዝተጠቀምካሎም ቃላት ባዕልኻ ምስ እትጥቀመሎም ኢኻ ሰብ ክማሃረሉን ክበልሐሉን ዘለዎ እሞ ይቅረታ ናብ ካልእ ገጻ ወሲደያ ይኸውን ኢየ እዛ ዘረባ ግን ካኣ ግድን ከሕልፎ ዘለኒ መልእኽቲ እዩ ኣጆኻ ኣይ ትሕመቅ ጥራይ ኢየ ዝብለካ ሶ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ባዓል ልደትን ይግበረልና ከማኻ በላሕቲ ናይ የእምሮ ቡሱላት ይፍጠረልና ፈጣሪ ዝሓወይ ።
@mikado5545
@mikado5545 5 жыл бұрын
Danil wedi keshi ዘቅረብካዬ ርኢቶ አነውን ዝሰማዕሉ እዩ
@MaicoRecords
@MaicoRecords 5 жыл бұрын
Very brilliant young man. Keep it up.
@yrgalemkonjo8099
@yrgalemkonjo8099 5 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ኣታ ጅግና። ክጽበየካ ኢየ ቀኔየ ዳኒ ዓቢ ሰብ ኣደ'ስ ንዓካ ወሊዳ ትምከን ። thanks more dani ጽቡቕ ሓሳብ ኢዩ ናይ ብሓቂ ሰብ ብናጽነት ክዛረብ ኽክእል ኣለዎ፥ኣበይን ማዓስን ብዘየገድስ።
@RUFTATV
@RUFTATV 5 жыл бұрын
One of the brilliant young Eritreans reserve with unique content, keep reading more and you are already a winner.
@niqodimosawet1228
@niqodimosawet1228 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ በልሕ መንእሰይ ሓንቲ ግን ክብለካ ዝደሊ ኣብ ናይ ኤረትራውነት ሓንቲ ሕማቅ ዝራኣኹ ሓደ ክዓቢ እንተሪኦም ክደቅስዎ ከባሽውዋ አዮም ዝራኣዩ ንስኻ ውን ንዝመጻካ ብተጻወርነት ንኹሉ ክትሓልፎ ኣለካ ኣጀኻ
@dabtatgebre9420
@dabtatgebre9420 4 жыл бұрын
belih menesey edmen tienan yhebka nayz welodo nfas ayxleka
@loveithealthy8207
@loveithealthy8207 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ኢለካ ኣለኹ ኣነ ን ዳኒ ወዲ መምህር ክፈትዎን ከድንቆን መዓት ኢየ ግን ናብነት ኣብ ቲክቶክ ብዙሓት ኤርትራዉያን የሕዋትና ብዘይ ፍልጠት ክጸርፍዎ ምስ ረኣኹ ቤርትራዉነተይ ተገሪመ
@weditesfay5985
@weditesfay5985 5 жыл бұрын
ብእዉነት ጅግና ኢኻ ? የለና ምባል ይሓይሽ 21 ክፍለ ዘመን መዓረ ክንደይ ካብ ሰብና ተሪፍና አለና በዚ ነረጋግጽ። አጆኻ በርትዕ ከማኻ ይብዙሑ አንበሳ።
@axumawie8642
@axumawie8642 5 жыл бұрын
Kebertie haftey nmerameta bewenat Amharigna eu haray, behakie eu zebahle mesenay akubrote. Axumawie halaweie Tigrigna
@weditesfay5985
@weditesfay5985 5 жыл бұрын
@@axumawie8642 የምስግንአለ ክብረተይ
@yohannsjohn7717
@yohannsjohn7717 5 жыл бұрын
መስተውዓሊ ጌሩ ዝፈጠረካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክብርን ምስጋና ይዑኡ ይኹን።
@wedierey2684
@wedierey2684 5 жыл бұрын
ዎው ናይ ብሓቂ ዘድንቖ ኤርትራዊ መንእሰይ ረኺበ። ከማኻ ይብዙሑ። ኣብ መጻኢ ኣብታ ናጽነት ዘለዋ ኤርትራ ኣብ ቲቪ ነጻ ኮንካ ከምዚ ክትዛረብን ክትምህርን ተስፋ ይገብር።
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 5 жыл бұрын
*እንታይ ኢለ ከም ዝገሊጸካ ኣይፍልጡን እየ ግን ናይ ጽባሕ ኾኮብ ኤርትራ ኢኻ ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ።*
@filmontecle1942
@filmontecle1942 4 жыл бұрын
Dani, Brother you are a joy to watch. Everything it comes out of your tongue is pure gold.
@merhawijohn2300
@merhawijohn2300 5 жыл бұрын
ጅግና ሓወይ ናይ ብሓቒ ጽቡቕ ስራሕ ቐጽሎ
@brhaneissak7474
@brhaneissak7474 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ በዚ መንገዲ ቀጽሎ ንሕና ብሩህ መጻኢ ውን ቀዳማይ ዕላማና ናይ ምዝራብ ነጻነት ኢና ከፊትና ብዙሕ ተጸሊእናሉ።
@ghirmaytekie7069
@ghirmaytekie7069 5 жыл бұрын
ውዱእ መንእሰይ ኣጆኻ ቀጽል በርትዕ ተበራታዕ ከማኻ መናእሰያት ይፍረዩልና ይብዙሕልና ፈጣሪ ትመንዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ!!!!
@qualealem3890
@qualealem3890 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ምዝራብ ኩሉ እዩ! ኣጆካ በርትዕ ትስፉው መንእሰይ
@michaelalgena139
@michaelalgena139 5 жыл бұрын
THE "MAN" of the new generation "SUPER"
@nahomtsegay8561
@nahomtsegay8561 5 жыл бұрын
ዉርዙይ ኣቀራርባ! ዝብላዕን ድልዱልን ሓሳብ! ኩሩዕ ዝኾነ ምጉትን ዝነኣድ ኣሞጋጉታን። ዳንኤል ሓዉና ብርቂ ዝኾነ ስራሕ። ሓሳብካ ምሉእ ብምሉእ እካፈሎ ኢየ፡ ኣብ ጎንኻ ኣለኹ። ናትና ናይዞም ወራዙ ድምጺ ኬንካ ኣለኻ ሞ ቀጽሎ! ኣዮኻ ናይና!
@luulgoitom8667
@luulgoitom8667 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ መንእሰይ ኢኻ፡ ብዙሕ ነገር ኣስተዒልካ ኣለኻ። ብዝያዳ ግን ነቲ ዘስተውዓልካሉ ብንጹርን ጽፉፍን መንገዲ ከምዚ ጌርካ ምቕራብካ ከይድነቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ንስኻ ነዚ ተበጊስካሉ ዘለኻ ብትግሃት ስርሓሉ፡ ብዙሓት ካልኦት ከምዚ ናትካ ዓቕሚ ዘለዎም ድማ በዚ ናትካ ተግባር ተጸልዮም ክስዕቡኻ ዮም። ድሕሪኡ እቲ ናይ ምስትምቓር ናጽነት እዋን ክብጻሕ'ዩ።
@henokmengstab46
@henokmengstab46 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታዊ ሓቂ
@feruztewelde5989
@feruztewelde5989 5 жыл бұрын
You are smart and confident 100% Kemaka ybzhu
@hellogoodtoseeyou7554
@hellogoodtoseeyou7554 4 жыл бұрын
ዳኒ ጅግና , ኣባኻ ጩራ ፍትሕን ዲሞክራስን ናጽነትን ናይ ውጹዓት ,ማለት መሰሎም ዘይፈልቱ ሰባት ይርኣየኒ ሎ ፡ዓንዲ ማእከል ስልጣነን ንቕሓትን መንእሰያት ዶ ክብለካ ኩሉ ከተማልእ ውን ተዓዚበካ ክብርን ባህልን ተሞርኪስካ ን ዝተጋገየን ,ዝጋገ ዘሎን ብ ሃናጺ መገዲ ዓገብ ናበልካ ኣነ ብዙሕ ይምሃር ኣለኹ ,ኣዝየ ኸኣ ተሓጉሰልካ ሰስነልና ተባረኽ,ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ብራቮ ብራቮ ብራቮ።
@zalenbesaeritrea636
@zalenbesaeritrea636 5 жыл бұрын
ዳኒ መስተውዓሊ ንፉዕ ኢካ ናይ ብሓቂ ኣነ ካ ናይዞም ዝሓቱ ይገርመኒ'ዩ እቶም ዝሕተቱ ተተጋገዩ ብዙሕ ኣይገርመካን'ዩ እቶም ትሓቱ ግን በጃኹም ናይ ግድን ጽቡቅ ጌርኩም ተዳሊኹም ምጹ ቀጺለ ናይ ምዝራብ ናጽነት ፍጹም ኣይተመሃርናን በንጻሩ ሰብ ተሃፍቲሙ ሰሪቁ'ዩ ኣምጽእዎ ከምኡ'ውን ሰብ ብዘይ ገበሮ እንተተኣሲሩ በዲሉ ይኸውን ወዘተ ንብል ግን ከይኣረጋገጽና ኣይንዛረብ ኣሕዋት ንመሰልና ደው ንበል ንጌጋ ጌጋ ንበል ንቅኑዕ ቅኑዕ ንበል ኣሕዋት ሶ ታንክስ ዳኒ ቀጺለ ርሕስ ሓድሽ-ዓመትን በዓል ልደትን ይግበረልና እግዚኣብሀር ኣምላክ ስደትና የሕጽረልና 2020 ዘበነ ሰላም ዘበና ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና ኣሜን
@amanueltesfaldet4064
@amanueltesfaldet4064 4 жыл бұрын
ናይ ብሓኪ ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ,ቡሱል ዘረባ ርጡብ ኣወጻጽኣ ቃላት .ኣጆኻ። ኣብ መንጎ ዘረባኺ (English) ኣይ ትሓዉስ❤️❤️❤️❤️
@hanqewtaselam64
@hanqewtaselam64 5 жыл бұрын
Bravo ንኡስ ወለዶ ኣጆኻ በርትዕ ዝሓወይ ብዙሕ ሰብ ክትቅይር ትኽእል መንእሰይ ኢኻ ፡ሓንቲ ግን ውልቀ ሰባት ምንሻው ግደፍ ኢኻ ። ከም ትዕቢት ከየምስል ።
@michealyemane8523
@michealyemane8523 5 жыл бұрын
Eze wedi betami bertu sebe eyu Kesmaen ketgbern zelwo. Eti mergxiu kea kabe Naye nenbrlu zelna kedmaye aleme Elna nexweo zeyfle mergxe Politik Zehkofe bemkane Beteme gobez zekone hasbe Kexlo Zearkay mearey Menesey kabka bezuh neger kemhar eyu so Tanks
@tekiegoitom9639
@tekiegoitom9639 5 жыл бұрын
100% hasabka yesamamealu ye kexel ajoka kexelo and merry Christmas nekulena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gilaymedhanit1229
@gilaymedhanit1229 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ኣብነታዊ መንእሰይ፥ ብሱል፥ምንጪ ፍልጠት ሒዝካ ምዝራብካ እውን ንመዛኑ ዘተባብዕ ፥ተባዕ ኤርትራዊ ኣኹሪዕካና።ከም ሃገር ስቅታ ቀቲሉና ንሓድሕድና ዘይምትእርራም እውን ምሳና ስለዘይዓበየ ደንቒርና ተሪፍና መሰልና ተጋሂሱ ፥ ቀስ ኢልካ ኣርእስትታት ወስኽ ማይ ኣይሓለፎን ድሌት ዘለዎ ክመሃር እዩ።ብልቢ ነመስግን።
@wedibaba143
@wedibaba143 5 жыл бұрын
ማራ ኣድኒቀካ ከማካ ዓይነት መንእሰያት ኣለውና ዋውውው
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዳኒ ሓወይ፡ ኣነ ብነብሰይ ኣብ ጀርመን ብዙሓት መንእሰያት ኣጋጢሞምኒ ኣለዉ። ፖለቲካ ብምዝራቦም ከምዚ ንዕኦም ዘይምልከቶም ጌሮም ዝቀጽርዎ ብዙሓት ኣለዉ፡ እዚ ከኣ ጠንቂ መበገሲ ካብ ሃገርና እዩ ዝጅምር ግና ሕጂ ኣብ ዓዲ ምዝራብን ናጽነትካ ብነጻ ምግላጽን እንከለና ዝተዳህሉ ብዙሓት እዮም። ኤርትራውያን ኣብ ፖለቲካ ዘለና ኣረኣእያ ብጣዕሚ ትሑት ሎሚ ኣብ 2019 እካ ብቁጽራዊ ሓቂ ክትሪኦ ከለካ ቅሩብ ምዕባለ ጌሩ እዩ። ክሳብ ሕጂ መንእሰያት ጠንቂ ስደትና እንታይ ምካኑ ብፍጹም ዘይፈልጡ ኣለዉ፡ ሓሳብትካ ብነጻ ምግላጽ ዝክልክለካ ዋላ ሓደ የለን፡ ንስካ ግና እቲ ክትዛረቦ ትደልዮ ሓሳብ ጠቃምን ሃናጽን ክከውን ኣለዎ። ብዛዕባ እንታይ ትዛረብ ኣለካ ክትፈልጥ ኣገዳሲ እዩ፡ ፍልጠት ናይ ኤርትራውያን ክትግምግሞ ከለካ 30% ካብ 100% ክከውን ይክእል እዩ። ኣነ እዚ ናትካ መደብ ማራ እየ ዝፈትዎ ኣጆካ ሎሚ ከማካ ብዙሕ search ኢሎም ንመንእሰያት መሰላቶም ከፍልጥዎ ዝክእሉ ኢና ንደሊ፡ ኣነ ወዲ 24 ዓመት እየ፡ መሰለይ እንታይ ምካኑ እንተጠፊእኒ ግና፡ ደንቆሮ እየ እዚ ከኣ ኤርትራውያን መሰል ከም ዘይብልና ጌሮም ዝቀጽሩ ብዙሓት እዮም። እዛ ስነ-ሓሳብ ግና ካብ መንእሰይ ንፍጹም እዩ ክሕከኽ ዘለዎ ብሓደ ግዜ እካ ዝሰልጥ እንተ ዘይኮነ ግና ቀስ ብቀስ እናበልካ ክመሓያየሽ ዘለዎ ተኽእሎ ዓቢ እዩ። ሓደራ መንእሰያት እንታይ ኢና ንደሊ ዘለና ንፍለጥ፡ እቲ ንደለዮ ዘለና ክነርክብ ከኣ ድምጽና ንክፈት፡ ሓሳባትና ንግለጽ፡ ንሕና መንእሰያት ኢና ግና ኣብ ዓዲ ጋና ክንበሊ ጽቡቅ ኣይኮነን። ሃገር ኣላትና ኩልና በብዘለና ዓቅሚ ንስራሕ፡ ንተስእ ንፍለጥ ፡ ትምህርቲ ሂወት እዩ ሓደራ ንመሃር ካብ ድንቑርና ወጺና ነቲ ዘለና ውህብቶ ንጠቀመሉ። እናመስገንኩ እየ ዳኒ ሓወይ ኣጆካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣነ ኣገዳሲ ሓሳብ እንተ ሓሲበ ክጽሕፈልካ እየ። ብፍላይ በዚ ኣልዒልካዮ ዘለካ ኣርእስቲ ኣበርቲዕካ ስርሓሉ። ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ ውድቀት ድማ ንዲክታቶርነት። እዚ ናይዞም ሓተትቲ ከኣ ደስ ዘይበለኒ ነገር እዩ ነዓይ፡ በቃ ትብላዓ ኣላ ኣብ KZbin ኢልካ ጥር ኢልካ ዝኮነ ሪሸርሸ ከይገብርካ እቲ ትሓቶ ዘለካ ከይተረድኣካ፡ ሃንደፍ ኢልካ ምእታው ጽቡቅ ኣይኮነን ብዝተኻእለኩም መጠን እቶም ትሓቱ ኣጣሊልኩም ምጹ። እምበር'ከስ ብዙሕ ሰብ እዩ ንዕኡ ዝርኢ ዘሎ ብጌጋ ሓበሬታ ከይሕዝ ነቲ ከትቅርብዎ ዝሓሰብኩም መደብ ብዝተኻእለኩም መጽሓቲ ወይ ሰባት ወይ ኢንተርነት ተወኪስኩም ምጹ። ምእንቲ እቲ ዘሎ ህዝቢ ጥዑይ ዝኮነ ፍልጠት ክሕዝ፡ ኣብ ስደት ብዙሕ ብሰንኪ ማእሰርትን፡ ብሰንኪ ስደትን ብዙሕ ዘይተማህረት እያ ዘላ so እቲ ተቅርብዎ ጽፉፍ ክከውን ተስፋ ንገብር። ዳኒ ሓንቲ ኣብዚኣ ናይ 03 ኣብ ሃገርና ዝማዕበለ ተርእዮ፡ ኣብነት ሓደ ሰብ ብዘይገበሮ እንተ ተኣሲሩ ንሕና ድማ ዝኮነ ከየረጋገጽና፡ ተገምጢልና ብምስቲ ዝኣሰሮ ንውግን፡ እዚኣ ክትዛረበላ ኣለካ። ስለምንታይ ተኣሲሩ ? እንታይ ጌሩ ? ኔርካ'ዶ ንስኻ ኣብቲ ቦታ? መን ከምኡ ኢልካ ? ማለት ጭቡጥ ድዩ እዚ ኣምጺእካዮ ዘለካ ዜና ? መቸም ብዙሕ ሕቶታት ኣሎ፡ እቲ ሰብ ዝቅበል ዘሎ ክሓትት ዘለዎ እዚ ባህሪ እዚ ውን ብዝተኻእለ መጠን ክንኪ ኣለዎ።
@filmalet7493
@filmalet7493 5 жыл бұрын
ኣንታ ኣበይ ታሓብእካ ኔርካ በል ካብ ሎሚ ጀሚረ ክከታተለካ ክጅምር እየ
@ttvbr8519
@ttvbr8519 5 жыл бұрын
ኣዚዩ ደስ ዝቢል ግዜ ክንደይ ንቁሓት ከም ዘለክምናሓጎሰይ ወሰን የብለይን።ብዕድመ ኑኡሽተይ ግንካኣ ኣዚካ በሊሕ።ኣጆካ ቀጺሎ።
@trustyourself9355
@trustyourself9355 5 жыл бұрын
ካብ ብሱል ሰብ ብሱል ሓሳባት ትቕበል !!!
@ate587
@ate587 4 жыл бұрын
Behaki!
@girmayteckle6091
@girmayteckle6091 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ንፉዕ ዘሓወይ መንእሰያት ካባካ ብዙሕ ኪንመሃር ኢና ሞ ኣይትጥፈኣና፡!
@ItIsNotLate
@ItIsNotLate 5 жыл бұрын
ንፉዕ መንእሰይ፤ እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ።
@GoitomM
@GoitomM 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ: ብድሕሪኡ ብዛዕባ ንእትብሎ ብሓላፍነት ክትሕተተሉ ሓላፍነት ከም ዘሎካ ክንምሃር ኢና። ከማኻ ይብዝሑ: እንቋዕ ጀመርካ እምበር ብዙሓት ክመሃሩ እዮም።
@GoitomM
@GoitomM 5 жыл бұрын
ብነጻ ምዝራብና ብዙሕ ዋጋ ዝኸፈልናሉ ኣሎና ክንዲ ናትካ ግና ኣይተሰማዕናን። በርትዕ ኣጆኻ።
@ftwi9191
@ftwi9191 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ኣነ ፈተካ ክመውት ኢለ ኣበይነይ ድዩ ኣብ ኩልና ብርግጋጽ ምልክት ግቦሩለይ ዝፈተክሞ like
@biemnetwadik
@biemnetwadik 4 жыл бұрын
Dani you just exposed the most important issue. Thank you for taking time to make this video.
@Mahta1977
@Mahta1977 5 жыл бұрын
ኣብየት ብልሒ:ኣብየት ብስለት: ኣብየት ምስትውዓል: ኣብየት ፍልጠት: ኣብየት ክእለትን ድፍረትን:: ቀጽሎ ኣጆካ:: ክተባባዕ ዝግብኦ ካብ ብሱል ጥረ መንእሰይ:: positive criticism forward....
@yonassemerab6596
@yonassemerab6596 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኢኻ ወዲ መምህር።
@huruytekletsionasgedom2206
@huruytekletsionasgedom2206 5 жыл бұрын
ተመስገን ሰብ ኣለዋ ዓደይ ፈርፊሩ ኣብ ኣእምሮኻ ዝሰርጽ ድንቂ ሓሳባት ምስ ፍልጠቶም ከለዉ ናብ ሓደ ሸነኽ ዝዛዝዉ ብዙሓት ኣጽሚሞምና ኢዮም ከምዚ ናትካ ምቕሩይ ዘረባ ኢዩ ዘድልየና ንኺድ ንቕድሚት
@zyohannes6837
@zyohannes6837 5 жыл бұрын
ጽቡቕ ንዝሰርሕ ናይ ምምስጋን ልምድን ባህልን እንተዝህልወና ባሃላይ ኢየ። ንዓኻ ድማ እንተውሓደ ብ2ተ ነገራት ከመስግነካ -1 ከም መንእሰይ ንነገራት ኣድቂቕካ ምምልካትካን፡ ትኹረት ከም ዘድልዮም ኣብ ግዝይኦም ድማ ቅልጡፍ መእረምታ ከምዘድልዮም ምግባርካን ሰባት ኣቐዲሞም ኣብ ነብሶም ትኹረት ክገብሩ ከምዘለዎም ኣዳዕዲዕኻን ብግሉጽ መንገዲ ምንቃፍካን 2- ናይ ገዛእ ርእስኻ ሓሳባት ክትገልጽ ጥራይ ዘይኮነስ ንጌጋታትን ፍርሕን "ሳዕ" ምባልካ ምስቲ ውሕሉል ኣዘራርባኻን ፍልጠትካ ከመስግነካ እደሊ። ኣብየናይ ሃዋህው ከምዘለኻ ኣይፈልጥን እየ። ግን ሓደ ነገር ወስ ከብለልካ ፥- ንሕናመንእሰያት ህንጸተ ኣእምሮ የድልየና ኣሎ!!!# ልዕሊ ዝዓንወ ገዛናን/ሃገርናን/ ክህነጽ ዘለዎ # ኣእምሮና# ኢዩ። ስለዚ እብታይ ክግበር ይከኣል. ....?
@sikey.m3510
@sikey.m3510 5 жыл бұрын
ማዕጋር ዝኮነ ዘረባ እዩ ጎቦዛይ. ... ግን ኣብዚ ስራሕ ዝሕግዙካ ሰባት መንሽን ግብሮም like ካብ editor , adalawi ኮታስ ኩሎም ድሕሪ ስተጅ ዘለዉ. ... ምክንያቱ ዉዱእ ስራሕ ኢካ ተቅርብ ንኩሉኩም ኣብዛ channel ትነጥፉ 👏👏👏.
@sofimed7056
@sofimed7056 5 жыл бұрын
Zhgzo yeblun eti hasab kab rusu eyu eti edit mgbar wala
@sikey.m3510
@sikey.m3510 5 жыл бұрын
@@sofimed7056 btaemi nfue baelu tekoynu kea ...ajoka tedliyena eka wedi memhr jigna 🙌
@malhabib357
@malhabib357 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሮ ሓያል ኢካ ብጣዓሚ ሕማቅ ሕቶ ይሓቱ ነሮም ቅድሚ ምሕታቶም ኣይሓሰቡን ነሮ ሃንደበት እዮም ሓቲቶሞም keine Kopf ሓደ መምህር መምህር ኮይኑ ይምህረካ እዚኦም ግን ኣይምህሩ ኣይማሃሩ
@drufo4love813
@drufo4love813 5 жыл бұрын
ኤርትራና ከምዚ ከማካ ምውላዳ ኩርዓት ኢዩ፥ ተባረኽ
@berhanewelday6238
@berhanewelday6238 5 жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ሰናይ ትምህርቲ የቐኒየልና ኣጆካ በርትዕ። ኣነ ውን ብዛዕባ እዞም የሕዋት ሲ ብዙሕ ግዜ ኢየ ምስ ሰባት ተዛሪበሎም የግዳስ ኣፍካ ክትሕዝ እምበር ንሓሳበይ ዝሕግዝ ግን ንስካ ተረኺብካ ኣሎካ እሞ thanks more.
@_haben
@_haben 5 жыл бұрын
you are soo smart, keep it up. !
@danidaniwedikeshi4841
@danidaniwedikeshi4841 4 жыл бұрын
ኣታ ዳኒ ኣንበሳ ኢካ ናይ በሓቂ ክገርመካ እዙ ኩሉ ገጋ ኣነ ይሰምዖ ነይረ እቲ ገጋ ናይቶም ዝሕተቱ ዘለዉ ዘይኮነስ ናይ ቶም ዝሓቱ ኢዩ ዝሕተት ክጋገ መሰል ኣለዎ ዝሓትት ክጋገ ግን ገበን ኢዩ ስለዚ ነዞም ዝሓቱ ዘለዉ ጽቡቅ ገርካ መሃሮም
@melakeyonas4602
@melakeyonas4602 5 жыл бұрын
ተባዕ ንውሽቱ ዝሰምዕ 💪🏽💪🏽💪🏽
@youllneverwalkalone9849
@youllneverwalkalone9849 3 жыл бұрын
ኣስሚረላ ኣለኹ።
@tsehayeamanuel682
@tsehayeamanuel682 5 жыл бұрын
እዘን ጌጋታት ናይ በሓቒ ብፍላይ እተን ቀዳሞት ይገርማኒ ነረን፡ ናይ በሓቂ ጽቡቕ መኣረምታ፡ ቐጽሎ ክቡር ሓው።
@BergedNhamedu32
@BergedNhamedu32 5 жыл бұрын
Kem bal nska ktria kolekas tesfa tgebr Eritrawnet kem zelo kotslo bro thanks nnebska konka nana zmharkana
@fa9634
@fa9634 4 жыл бұрын
Well said ኣብዚ ኑኡስ ዕድመኻ ንኹሉ ኣርኪብካሉ ። ሓቂ ብሓቂ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ። ብጭብጢ ንኹሉ ብውሕሉል ኣዘራርባ ትእርም። ኣተሓሳስባኻ ሃነጺ ናይ ቡዙሓት ተስፋ ኢኻ ሞ ቀጽሎ። ኣጆኻ ድማ ሓደ ካብቶም ውሑዳት ሃገር ዝሃንጹ ኢኻ።
@ubuntuberhe5052
@ubuntuberhe5052 5 жыл бұрын
wawwwww, I love this, Good job, keep it up.
@habtomanghesom9883
@habtomanghesom9883 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ርእሲ! So God be with you dani bro፡
@majorkesete631
@majorkesete631 5 жыл бұрын
ብታዕሚ ንፉዕ ተስፋ ይገብር ካብዚ መደብካ ብጹሕ ክንምሃር። የሕዋት በጃኹም ነዚ ሓቦኛ ሓውና ነታባብዓዮ🙏 ሓውና ኣጆኻ ጽቡቅ መደብ እዩ ዘረባ ዓያሹ እዝንኻ ከይሃብካ ስራሕካ ቀጽሎ። ኣዚ ናትካ እዩ ፍትሒ።
@ttek9180
@ttek9180 5 жыл бұрын
ብራቮ ዳንኤል ወድና ከማኻስ አሽሐት ይወለዱ!!
@selambrhane1993
@selambrhane1993 3 жыл бұрын
ናዓካ ዘይፈልጥ ባዕሉ ይፈልጥ ፍሉይ ጅግና ኢካ መግለፂ የብልካን ናይ መፃኢ ንጉስ ኣፍሪካ ክትከውን ን እግዚአብሔር አምላክ ይልምኖ
@neaminabrha6589
@neaminabrha6589 5 жыл бұрын
ኣነ ከኣ ኩሉ ዘረባታት ኣጽሊኡኒ ምስማዕ ገዲፈዮ ነይረ ካብ ሕጂ ምስማዕ ጀሚረ ኣሎኹ
@tesfalemhagos4900
@tesfalemhagos4900 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ብዙሕ ጌጋታት ኢየ ዝርኢ እዛ ናትኻ መደብ ጽብቕቲ ቀጽለሉ ምኽንያቱ እንታይ ዓይነት ሕብረተ ሰብ ኢና ክንሃንጽ
@imissmama3978
@imissmama3978 5 жыл бұрын
ሰብኣይ ብሓቂ ነዓኻስ 50 k like ይግበኣካ ,ዩ።
@rahelmeasho7350
@rahelmeasho7350 5 жыл бұрын
በሊሕ ቆልዓ ኢኻ ኑፉዕ ዝወደይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሔር ብርኽ የብልካ፡ 🙏🙏🙏
@ሰዓረገብሪሂወት-ፈ8ቘ
@ሰዓረገብሪሂወት-ፈ8ቘ 5 жыл бұрын
ዶንጊካ ጀሚርካ ዳኒ እንበር ብዝሕ ሰብ ለዊጥካ ማሃለካ ብዝኮነ ቀጽሎ ብፍላይ ነዞም ኣብ መሪሕነት ውድባት ዘለዉ ትማሊ ዕድሎም ተቃሚሮምሉ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሎሚ ውን ከይጻወተልና በሎም ጨፍጭፎም ። ኣመስጊነካ ብልቢ
@ምንጪመልሃሰይካብልበ-ወ8ቸ
@ምንጪመልሃሰይካብልበ-ወ8ቸ 5 жыл бұрын
Men diu lewitiwo dani ke ? Nisika eka dengika
@ለዋህልበይ
@ለዋህልበይ 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ በሊሕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@waterfull2907
@waterfull2907 5 жыл бұрын
*Teab'e Tigraway wedi-kebessa* 🤓 Am sooo proud of u. Wedi-Memhir
@bissiratkusmu1014
@bissiratkusmu1014 5 жыл бұрын
Thanks brother keep going. Your honest contribution is very appreciated.
@ንፋስሞሮር
@ንፋስሞሮር 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ተስፋ ዘለኻ መንእሰይ እኻ 💪💪
@numaelyonas3532
@numaelyonas3532 4 жыл бұрын
ከማኻ ይብዙሑልና ዓቢ ሰብ።you are very #smart really u deserve #more #respect bro 🙌
@emebrhane
@emebrhane 5 жыл бұрын
You are smart boy and God bless you
@haben1025
@haben1025 5 жыл бұрын
And the song at the end of the video, you hit me right, I listen it almost everyday.
@ሕልናዩምንባርሕልናዩምንባ
@ሕልናዩምንባርሕልናዩምንባ 4 жыл бұрын
እንባእ ናይ በሓቂ በሊሕ መንእሰይ ሎሚ ኮሪዐ ዝሓለፈኒ ዉን ኣሎ ኩለን ከይረኣኩወን ኣይድቅስን የ ምክንያቱ ትምህርቲ ስለ ዝቀስመለን Thanks
@saraadem7058
@saraadem7058 5 жыл бұрын
ሓቂ ይግበሮ እሞ ከኣ ካብ ውሽጥካ፡ምስ ዝከውን፡ናይ ብሓቂ ንመጀመርያ ግዜ ራኢ ዘሎካ መብእሰይ ኤርትራ ኮንካ ረኺበካ ኣምላክ ከም ኣጀማማራካ፡ኣፈጻጽማካ ውን ይግበረልካ፡ከይትዓንቀፍካ ቀጽሎ፡smart memorry.
@peacenowar972
@peacenowar972 5 жыл бұрын
Amazing boy ዳኒ ንሲካ ዓቢ መምህር አካ።( ትም ጥዑም ሚስ መኽደኒኡ) ትብል ምሲላ ኣብ ዘትዋ ጠፊኡኒ ብዝኮነ ምዝራብ ትብል ፍልሲፍና ብጉቡአ ተረዲኣቲኒ great job go head .
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 5 жыл бұрын
መጽዩ እዚ ንፉዕ ወዲ
@ahmedseid2612
@ahmedseid2612 4 жыл бұрын
Ajoka betami belih kexelo brother
@habtomkahsay6930
@habtomkahsay6930 4 жыл бұрын
You are smart and confident! So qexlo zhawey tmrti yedlyena alo,bsenki shaebya kab kulu terifna tesfa quruxat koyna!
@jujumalawi1507
@jujumalawi1507 5 жыл бұрын
Betami nefu menesey meneyou shemka ke we need more like you
@yohanneskarneshimay5084
@yohanneskarneshimay5084 5 жыл бұрын
You should continue to educate our youth in topics such us politics philosophy religion economy our traditions and so on.gbu
@harbis2000
@harbis2000 5 жыл бұрын
Good job, love this boy.
@sdethsum6744
@sdethsum6744 5 жыл бұрын
ናይብሓቂ ኣድንቀካ ሰበኣይ አለካ ኣለኹ
@rahelmeasho7350
@rahelmeasho7350 5 жыл бұрын
መደባትካ ኣስፊሕካ ነዞም ምንእሰያት ኣንቅሓዮም። ተስፋ ዘሎካ መንእሰይ ኢኻ።
@abnobikahsu7826
@abnobikahsu7826 3 жыл бұрын
Thanks bro ቀጽሎ ከማካ ይብዙሑ
@robeltesfaslase2390
@robeltesfaslase2390 5 жыл бұрын
Atum sebat share bejakum....!!!!...bizuh wedi ziega filtet yihalfo alo!!!!
@habtit2285
@habtit2285 5 жыл бұрын
Btaemi nfue kexlo kemaka aynet seb eyu zedlya eza hager Ajoka berte kexlo!👍👍👍👍
@weldayoubuya903
@weldayoubuya903 5 жыл бұрын
niccc ajoka
@k_5404
@k_5404 5 жыл бұрын
You are so articulate & knowledgeable young man. Keep doing and it will make lots of Young like you to be free minded. Bravo Menisey 👌🏾🙌🏽💯
@yonibereket8899
@yonibereket8899 5 жыл бұрын
ወዲ መምህር ንፉዕ ኢካ ብሓቂ
@silusisyordanos9898
@silusisyordanos9898 5 жыл бұрын
Abey yekemat ezi wedi bro❤🙏🙏🙏🙏
@yonibereket8899
@yonibereket8899 5 жыл бұрын
England
@mikado5545
@mikado5545 5 жыл бұрын
ሽኮሪና My complaints to U! አቀራርባ ትሕዝቶ ዝጎደለ ይለን አብ ቀረባ ግዜ ተኸታተልቲ መደባትካ ከምዝዐቢ አይጠራጠርን:: ብዙሐት ዕድል ዘይረኽቡ ውፁዐት መናእሰይና ክመሀሩ ብልቢ ይምነ:: እተን 13:03 ዝረአዝኹወን እደ ብሐቂ ይሕዚነናኒ 😢
@efremberaki1464
@efremberaki1464 5 жыл бұрын
Impressive speech bro!
@ዓለምጸዋርኩሉትስከም
@ዓለምጸዋርኩሉትስከም 5 жыл бұрын
ተሓባቦሩና ትርጉም ሂወት ከየፍሎጡና ከይፈለጥን ተሰዲድና (ታሪኽና ከይጠፍእ የሕዋት ንደጋገፍ እምበር እዚ ካብ (70) ዓመት ንተሓቲ ዘለና ከይፈለጥና ከም ዝፈለጥና ምስ ነብስና እናተሻኻዕና ንነብር ስለዘለና ፡ ስለዚ እቶም ትርጉም ምምባር ዝተመሃርኩም ዘስተውዓልኩምን ምትሕብባርኩም ኣይፈለየና ። ሓውና ከኣ ቀጽሎ በጣእሚ የመስግነካ ......Topp
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 5 жыл бұрын
ብዛዕባ "ERI SAT" ሓቂዩ ጉድለት ከምዘለዎምዩ፣ ግን ወናኒ ቲቪ ምዃን ቀሊል ኣይኮነን። ዓቢ ባጀት የድሊ ፣ሳንሱር ምግባር የድሊ፣ወዘተ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ግን ብመጠኑ ሓበሬታ ስለዘመሓላልፈሉ ሓጋዚ ይመስል።ድኽመት ብጊዜን ምምሕያሽን ናይምእራን ምትዕርራይን ካልእ ዘድሊ ኩሉ ምግባር ተኽእሎ ከምዘሎ ብምሕሳብ ነቲ ከቢድ ምጅማሩ ብድኽመትን ሓቦን ምብጋሱ ንባዕሉ ደሓን ጅማሮ ክኸውን ከምዝኽእልዩ። ብሓባር ብምትሕግጋዝን ምምኻርን ንኹሉ ዕንቅፋት ክስገር ከምዝከኣልዩ።
@Habesha_insider
@Habesha_insider 5 жыл бұрын
Nice comment
@omersalih812
@omersalih812 5 жыл бұрын
B haqi zibila zereba go ahead and keep going bejaka xerfi aytijemir xubuq talent sle zeleka abnet kun n menesey Eritrea
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 5 жыл бұрын
Dehan eka kexlo, gn bzuh ጠራዕራ ኣይትሓዉስ፡ ብዝኾነ 80% ንፉዕ። 20% ግን ኣዛራርባ (ፕሮቶኮል) & ምዝንጣል ንገለ ቻነላት ከምኡ ዉን ኣብ ዝሓለፈ ዉን ንኪሮስ ብደርፉ ክትዝንጥሎ ገለ ፈቲንካ ኔርካ። ስለዚ ጉድለታትካ ከተማሓይሽ ይምሕጸነካ።
@yafuyafu1127
@yafuyafu1127 5 жыл бұрын
Dani Sembelino suq bel senef
@yohanstesfaslasie297
@yohanstesfaslasie297 5 жыл бұрын
Haki mzrabn mzntaln yfalale eyu zarkey.
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 5 жыл бұрын
@@yafuyafu1127 ኩሉ ጊዘ ሰነፍ ኢዩ ሰነፍ ኢሉ ዝጻረፍ። ብሰንኪ ከምዚ ከማኻ እያ እዛ ኩላ መንእሰይ ምሕባር ሲእና ዘላ። ሕማቕ ሰብ ኢኻ ግን። ኩሉ ሰብ መሰል ኣለዎ ዝመስሎ ዝተረኣዩ ክዛረብ። ብዝኾነ የቀኔለይ ሰሚዐካ። ግን ብጠዓሚ ተደንግጽ😭😭😭
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 5 жыл бұрын
@@yohanstesfaslasie297 ok ዘዓርከይ የቀኔለይ። ሪኢቶ ዝሃብክዎ ግን ነዓይ ዝተረኣየኒ ኢዩ።
@awetsolomon6669
@awetsolomon6669 5 жыл бұрын
ብጣኣሚ ተህጉስ መንእስይ ኣታሀሳስባህ ደስ ዝብል እዬ ግን ሃንት ነገር ክነግረካ ህዝብና ተፀቂጡ ዛኣበየ ህዝብዩ ህጅ ድማ ባእልና ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ የኽዋቱን ክድህሉም የብሉን ዘይፈለጥው ክፍልጡም ግዲታ ኣለው 🇪🇷❤️👍
@yohannessereke2231
@yohannessereke2231 5 жыл бұрын
ኣጆካ እስከ ከማካ ብሊሕ ሰብ ኢዪ ተሳኢኑ ዘሎ
@AbedomWeldab-fi1jv
@AbedomWeldab-fi1jv 9 ай бұрын
Nay bahaqi jgna edmen tenan yhabka fetari ❤❤❤
@ቢቶውፕረዝደንቲመጻኢትፍት
@ቢቶውፕረዝደንቲመጻኢትፍት 4 жыл бұрын
ኣነስ ነዚ ወዲ ኣፍቅረዮ በጃኩም እባ ሓጉዝኒ ባእ ኣታ የኔ እማሓሰይይይ ራእሳን ዝኮንካ ወዲ
@senaittesfai3098
@senaittesfai3098 5 жыл бұрын
You are amazing,Brilliant and very matured. I am so proud you are Eritrean
@isreal7205
@isreal7205 5 жыл бұрын
Welcome
@eritrean9600
@eritrean9600 4 жыл бұрын
ዝከበርካ ክቡር ሓው ስራሕካ ብጣዕሚ ጽቡቅ’ዩ’ሞ ቀጽሎ።
ጸርፊ ባህልና ’ዶ  ኣይኮነን፧
19:40
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 91 М.
ስነ-ጥበበኛታት ትግርኛ ናበይ ይመርሑና'ለዉ፧
22:38
Wednesday VS Enid: Who is The Best Mommy? #shorts
0:14
Troom Oki Toki
Рет қаралды 50 МЛН
ዳንኤል ኣብርሃ እንታይ እዩ ዝሓስብ፧
27:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 140 М.
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 44( BY BRUNO )
40:59
Awra Tube
Рет қаралды 244 М.
ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
23:33
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 278 М.
ፋራነት ማለት...!
17:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 139 М.
ዴስነት ኣብ ኤርትራ.....
22:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 113 М.
መንእሰያት ኣብ ፖለቲካ ከመይ ንዕወት፧
24:07
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 100 М.
ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧
18:41
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 132 М.